Тёмный

መርዓ ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ 3ይ ክፋል 

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

#abrhamatewerqi /yemanebariya / #tedalo /#amanuelalazar / #news / #youtube / tmh / tigray tv eri sat /jstudio /fnan app infotech /eritrean media network /dnqi lijoch /tigray music /#tigriginamusic / #henokwari / #new #eritrean video /#Eritrea #Tigray #Ethiopia #RussainWar #zarafeltet #ZENATIGRIGNA #dasna tv #aanmedianetwork #eritrea #ethiopia #tigray #eritreanmusic #eritreantiktok #eritreanmovie #eritrean comedy #eritreannews #ethiopiamusic #ethiopianmovie #tigray #eritreanmushup #eritrea #ethiopia #amara # tigray #neshnesh #awel seid #alenawaltahager #doctor #adissabeba #asmera #sport #manutd #arsenal #liverpool #chelsea #zemarit #zemari #kbrom #hiwan-gebreanenya #ሰበር #ዜና #eritrea #new #prismlivestudio #music

Опубликовано:

 

21 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 19   
@user-mp7cr3wf3h
@user-mp7cr3wf3h Месяц назад
🙏መልእክተይ ተቀበሉ😭 ካብ ሓዉኹም መርጌታ ፍሊጶስ 🙏። ኹቡር ኣዝየ ዝፈትወኻ ዘማሪ ሳሚ ሓወይ መጀመርታ እግዚአብሔር ቃል ኪዳንኹም ይባርክ ። ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም። 🔜ብምቅጻል 🙏😭🙏😭🙏😭🙏😭 ❓❓❓❓ ካብ ዘማሪ መርሃዊ ጀሚረ ዘማሪ ሳሚ ካብኡ ብምቅጻል ኹሉኹም መዘምራን የሕዋተይ እዚ መዝሙር ናበይ ገጹ ይኸይድ ኣሎ 🙏😭 ብልክዕ ሓጎስ ወላሞ ይኹን ብሓቂ እዚ እንዳ ዘለልካ ኮቦሮ ኣተሃራርማ ዓለም እንዳ ተሃርመ ብሓቂ ድዩ ምስጋና ኣቱም የሕዋተይ በጃኹም😭🙏😭 ንዝመጽእ ወሎዶ እንታይ ኢና ነመሓላልፎ ዘለና ኣነ ኣብ ቤተክርስቲያን 9 ዓመት ከም መርጌታ መጠን ኣገልጊለየሞ ኣይ ከምናይ ሕጂ ዘሕዝነኒ ግን የለን በቃ በስ ልበይ ሓሪረ እዚ ማይ ሰቲኻ ሃዲእካ ዝሕሰቦዩ ኣቱም መንፈሳውያን የሕዋተይ በጃኹም ካብ ስሚዒት ወጺና ብህድኣት ንጉዓዝ ። ገለስ ንግበር ብወላዲተ ኣምላክ መንፈሳውነትና ኣይነጥፍእ ። ንዝተዛረብኹዎ ብዓይኒ መንፈሳዊ ጠሚትኹም ቃለይ ክትሰምዑ ብትሕትና ይሓትት🙏።
@ft-zl7tz
@ft-zl7tz Месяц назад
Qale hiwet yesmealna mergeta ane wn nhasbaka ydgfo ye mezmur ktzmer kwlekas bmmsat nab fetarika zerakb xelot u kenestemaqro entezey kealna entay u eti zfelyena kab alemawyan 😢😢😢😢 bteami ye ane wn kulu gzie zetehasasbeni wela ab kbrebeal kkewn kelo zelo kulu akaydana u zesekf amlak bmhretu weladite amlak bxelota trdana 😢
@abaditgere4392
@abaditgere4392 Месяц назад
ብልክዕ ክቡር መርጌታ ኣነ ዉን ኣብ ሓሳብካ ይሳማማዕ የ❤
@user-wj9yc4dq3n
@user-wj9yc4dq3n Месяц назад
መርጌታ ሓወይ ከየመስገንኩካ አይሓልፍን ከምዚ ጌርካ ምግሳጽካ ግን ቅድሚ ሕጂ አነ ተዛረበ ብዙሕ ተጸርፈ ክሳብ ከም ዘይአማኒ ዝጸረፍኒ አለዎ አነ እዚኦም እዮም አብዚ አብጽሐምኒ ግን ግርምኒ ከምዚ ዝበለ ዓዘራን ጨደራን አይተራአየን ነዛ ቤት ዘጣበቀላ ተነቅፉ ዝላአካ የለን እየ ዝብል ክዕዘቦ እንከለኩ ሳሚ አይንታሃወክ ዝበል ዝነበረ መርሃዊ ዋላ ውን ኩሎ እዞም ዘለዉ አይንታሃወክ ዝብሉ ዝነበሩ ንሶም ሕዚ ከመዚ ኮይኖም ረክብናዮም እግዚአብሔር ይግረ ይግበረልና ርሑስ ጋማ
@awetasmerom6674
@awetasmerom6674 Месяц назад
መጀመርታ ቃልኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዝባረኸ ቃልኪዳን እዞም የሕዋትና ይባርኽ ካብኡ ቀጽለ እቲ መዛሙራትና ናበይ ገጹ ኢዩ ዝኸይድ ዘሎ ነስትውዕለሉ የሕዋት ምርጌታ ክምዚ ጌርኩም ምግሳጽኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና
@mendeferaeritrea6610
@mendeferaeritrea6610 Месяц назад
ናይ ብሓቂ መረጌታ ሓውና ናይ ሎሚ መዝሙር ኣብ መርዓ ዝዝመር ኣብ ዝኮነ ሃገር እንተ ሪኢናዪ ኩሉ ናይ ዝላ ኮይኑ ካብ ጓይላ ክትፈልዮ ዘይትክእል ጓይላ ንባዕሉ ይፈላለይ ኢዩ ናይ ወለዲ፡እንተኮይኑ ተሰሪዕም፡ብህድኣት ክኸውን፡ከሎ ናይ መንእሰያት ከኣ እንዳተዳፋእካ፡ እድተጸቃቅትካ ኢዩ ስለዚ እዚ ናይ ሎሚ፡ኣብ መርዓ ዝዝመር፡ካ እቲ ቃል ቃል፡እግዚኣብሄር ግና ልክዕ ከምዚ ጋይላ ናይ፡መንእሰይት ኢዩ ተቀይሩ ዘሎ
@user-lz2kl7vq9x
@user-lz2kl7vq9x Месяц назад
❤❤❤❤❤ እንኳዕ ናብዚ አብቀዓኩም የተወደደ አመት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-kv1sz1zu9x
@user-kv1sz1zu9x 25 дней назад
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-mq3up5pm2p
@user-mq3up5pm2p Месяц назад
መርዓ ኣብርሃም ወሳራ ይግበረልኩም ኣሕዋት❤❤❤
@robelzerabruk267
@robelzerabruk267 Месяц назад
እግዚኣብሔር ሓዳሮም ይባርኽ🙏 ግን ንእሽቶይ ርኢቶ ኣላትኒ ተገዲስኩም መልስለይ ፍቁራት.. መዝሙርኩም ኩሉ ሰናይ እዩ ግን ከምዝርኣየኒ ኣዘማምራኹም ኪብ ምስጋና ሓሊፉ ናብ ትምኒት ስጋ ገጹ ከይዱ ይመስል ወረብ ደኣ ይኹን እንበር ክሳብ ክንድዚ ዝላ, ምንታርን ታህዋኽን ሲ ናብ ስጋዊ ዛዝዪ ኮይኑ ተራእዩኒ ንስኹምን ነዛ coment ተንቡቡን ከ ታይ ሓሳብ ኣለኩም??? ይቅሬታ ደፊረ ከይከውን ድኹም ሓውኹም 🙏
@user-ym5pg1yr2f
@user-ym5pg1yr2f Месяц назад
Amen kal hiewt ysmalna
@abaditgere4392
@abaditgere4392 Месяц назад
ብጣዕሚ ዝፈትወካ ዘማሪ ኢካ ሳሚ ሓወይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ቃልኪዳንኩም ይባርክ❤❤❤ ግን እዚ መዝሙርና ናበይ ገጹ ዩ ዝከይድ ዘሎ ታይ ዝበልዎ ምድፍፋእን ምንጣርን ዩ ሸብሾቡኡ ኣይፍለጥ ጣቅዒቱ ኣይፍለጥ ኮይኑ ይቅሬታ ግበሩለይ ካብ መዝሙር ናብ ጓይላ ዝቀርብ ኮይኑ በጃኩም ስሚዒትኩም ተቋጻጸሩ❤
@user-rr7tl9zh4f
@user-rr7tl9zh4f Месяц назад
ደቂቀ ሠላም ወፊቅር ይባርክ ለክሙ ቃልክዳንክሙ ወመርዐክሙ ❤❤❤❤❤❤❤😍❤🥀💘💘💘💘💘በአማን ጥቀ ያስተፈስኀ እግዝአብሔር ገብረ አብይ ግብር በላእሌክሙ ደቂቀ ተዋህዶ ጸጋ በድበ ጸጋ ያብዝኀ ለክሙ አኃዉ አኃት🥺🥀❤💘❤🥀🥀❤💘❤❤💘❤💘❤🥀❤🥀❤🥀❤💘❤❤💘❤💘❤❤🥀❤🥀❤💘❤💘❤❤💘❤🥀❤🥀❤💘❤💘❤🥀❤❤🥀❤🥀❤🥀❤🥀 ይኩን ለክሙ ከመ ቃል ክዳን አቡነ አብራህም ወለ እምነ ሳራ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@hriytirezene
@hriytirezene Месяц назад
Xubuqat fereytn xegeytn kunu
@user-yv2tt9xv1y
@user-yv2tt9xv1y Месяц назад
ንመርሃዊ ጸጋይ ዓገብ በሉለይ ኣብዚ ሜድያ ከይዝንጥሎ ስለምንታይ ነጸላ ዘይገብር ግርም እባ ሃብታም ሃብታም ምጽዋት ባድላ ጌርካ ከበሮ ዓገብ ዓገብ 😢
@user-sj5ii5jx3w
@user-sj5ii5jx3w Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበረለይ ፍቁራተይ
Далее
Угадай МОБА 1 🥵 | WICSUR #shorts
01:00
Просмотров 1,7 млн
Gere Emun Part 187 | ገሬ እሙን ክፋል 187
55:56