Тёмный

መቐለ ዝተኻየደ ወታሃደራዊ ምርኢት/እኒ ደብረፅዮን ኣማስዮም መግለፂ ተቃውሞ/ጉዳይ ትግራይ ይጎድኣኒ እዩ ክብል ጆ ባይደን ፈሪሙ/ኤርትራውያን ሓይሊኢዊ ምጥራዝ 

Tigray Horizon
Подписаться 41 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

15 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 54   
@gidayfantaye7803
@gidayfantaye7803 8 дней назад
God bless TDF for life ❤️ 🙏
@halay4067
@halay4067 8 дней назад
ሚዛናዊ መርገፂኻ ደስ ኢሉኒ።
@TigestLemlem
@TigestLemlem 8 дней назад
ONLY ONE TPLF.
@AbboWennbber
@AbboWennbber 8 дней назад
ትግራይ ናይ ዝኾነ ጉጅለ ምዃና ናብ ዘይምለሶ ደረጃ በፂሑ ትግራይ ናይ ተጋሩ ኮይና ዓላ!
@AbsSba-h4d
@AbsSba-h4d 8 дней назад
ዓደይ❤❤❤❤ ሰላምኪ ይ ብዛሕ🎉🎉🎉🎉
@May-vt1jq
@May-vt1jq 9 дней назад
ኩሎም ጉጅለታት ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዮም
@Mulu27
@Mulu27 2 дня назад
❤❤❤❤❤
@abrahamhayantu5910
@abrahamhayantu5910 8 дней назад
ሕጂከ ጀሚርኩም ምርኢት ምግባር ምስኪናይ ህዝቢ በሉ ክሪኢ ኢና አበይ ከምትበጽሑ በዐል መሕፈር ካብ ታሪኺ ዘይትመሀሩ።
@abmo4956
@abmo4956 8 дней назад
ቺድ ዓንቋል ሓደ ህወሓት እምበር ክፋል ህወሓት ዝበሃል የለን፤ ሓንገልካ ብመልኽዕ ይከፈል ደንቆር።
@TesfayDone
@TesfayDone 8 дней назад
ኤርትራ ትብል ቃል ንትግራይ ጥራይ ዘይኮነት ንዓለም ተሸብር ቃል ሃገር እያ
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 8 дней назад
ክላእ ናባርነት ሽምካ እዩ። ባሕሪ ነጋሽ ተትብል ዓለም መሸበረ ነይሩ።
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 8 дней назад
Tigray..........Horizon.........Media.......Tg.........CITEY.............COUNTRY .
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 8 дней назад
ኣነኮ ሕንኽ የለይ በቃ እቲ ጊዜ ለ ልፋራረቅ ሎሎ ሙኻኑ ጠፊኡዋም እዞም ውልቀ ሓሻኽር ሓይሊ መልጢ ስልጣን ናይ ዓሌት ሐዝለ ክገብሩ እዚ እቱ ጊ/መ ስርሑ ይስራሕ እዞም ሸፋቱ ኣደብ የትሕዝ!
@negaseyoum7591
@negaseyoum7591 8 дней назад
እኒ ደብረፅዮን ታይ ማለት እዩ!!!?ህወሓት ዘይትብል መሕዘኒ
@BrhaneTekleabadi
@BrhaneTekleabadi 8 дней назад
hwehat ema tefia rko
@Growfast-d4h
@Growfast-d4h 8 дней назад
ትኽክለኛ ኣፀዋውዓ እዩ ተጠቂሙ ። ንኒ ደብረፅን ውልቀሰባት እምበር እታ ሙሉእ ትግራይ ውክልና ዝነበራ ህወሓት ፈሪሳ እያ ።
@GirmayTikue
@GirmayTikue 8 дней назад
ህወሓት ሓንቲ እያ።
@ErAe-bh2tl
@ErAe-bh2tl 9 дней назад
🤙🤙🤙
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 9 дней назад
Military activities are not solution for every people's compliin and feelings
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu 8 дней назад
ታይ ተምፅእ ዲኻ ናዳ ሞጎጎ ሓላፊ ። ታይ አብ ሰለስተ ተመቒላ ዛዓርከይ
@mezmurebirhan8711
@mezmurebirhan8711 8 дней назад
ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ናይ ሹመትን ስዕረትን ከይዲ ይመስለኒ ናይ ይበተኹ ወይ ብሽሽቕ እዩ ዝመስል።እንታይ ዝተነፀረ ፓሊሲ ኣሎ?ናይቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር እሞ ነዚ ዘዕንቅፍ ሰብ ተረኺቡ? ካልእ ፃድቃን ኣብ ማጨው ኣብ መንጎ ክልቲኡ ውድብ ዘሎ ኣፈላላይ ሓደ ጉጅለ ደላይ ኲናት እቲ ካልእ ድማ ደላይ ሰላም ጌሩ ዘቕረቦ ኣቀራርባ ነቲ ኣፈላላይ ዘጋድድን ናብ ዘይተደለየ ኣንፈትን ዘምርሕ ግጉይ ዘረባ እዩ።
@mikielweledmariam2884
@mikielweledmariam2884 8 дней назад
Srakti Hassuti
@ema.tes.9208
@ema.tes.9208 6 дней назад
ሓሳዊ ዓጋመ
@destakiros
@destakiros 8 дней назад
ኣቶ አማኑኤል መን እዩ?
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 8 дней назад
ህወሓት ጨንየ፣ በዝቢሰ፣ በኪዔ ካብትብለና ዓማውቲ ኣቁፂራ እንዲያ እቲ ምብስባስ ናብ ጋንግሪን ተሰጋጊሩ ዝመሽመሸ ኣካላ ላትቆረፀ ይግለፍሎ😊
@hailulema2919
@hailulema2919 8 дней назад
ትግራይ ሆራዘን ዘሕልፎ መልእቲ ወገነኛ ምኳኑ ብግልፂ እዩ ዘርኢ ህወሓት አተከፈለትን ይፈልጥ እናለወ ጉጅለ ህወሓት እናበለ ይዝግብ አሎ ኩሉኩም ደገፍቲ ህወሓት አዉግዝዎ ሐሳዊ እዩ!!!!!!!
@ZaidDrar
@ZaidDrar 9 дней назад
Tifatenia zakele haruch mis nfas ykalesa
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 8 дней назад
H
@محمدمحمد-ز4ر6خ
@محمدمحمد-ز4ر6خ 8 дней назад
ህውሓቲ ሲ ኣንሕና ክንወርድ እንተ ከይንና ካብ ስልጣና ትግራይ ተማላሊእና ክንጣፋ ኢልኪም ተዛሪብኩም
@KedirAbdulkader
@KedirAbdulkader 9 дней назад
ትኽክል እዩ እቲ መግለፂ እቲ መግለፂ ደንጉ ግዜዊ ምም ሕር ኣብዘይ ሰርሑ ጠብሎቅሎቅ ከቃርፆ ኣለዎ
@Micky-n4i
@Micky-n4i 8 дней назад
Generally speaking Tplf is on agony on its deathbed .Thus, the statements of Amanuel and his boss Debretsion don't hold water.Woyane you're a crime syndicate and you're responsible for all crimes and atrocities committed in Tigrai .Stop
@محمدمحمد-ز4ر6خ
@محمدمحمد-ز4ر6خ 8 дней назад
ህውሓት በጃኹም ሰላም ንደሊ ኣለና ኣኽሎኩም ኢዶ ዝገዛእኹሙና ብዙሓት ተምሃሮ እኮ ኣለው ልዕለኺም ዘምሓድሩ ሰብ ርእሲ ኣለው ግና ናብ ስልጣን ሲ መን የሕልፎም ሰልጣን ናይ ዓሌት ኮይና ትግራይ ዶ እዚ ከም ረኸበት የሐዝን
@user-rm1rt8ix9p
@user-rm1rt8ix9p 9 дней назад
ጠብሎቅ ዝብል ዘሎማ እቶም ጉባኤ ዘካየዱ እዮም ዘይስራሑ እንተኮይኑ ማንም እንዶ ሓሊፉ ይስራሓያ ናይ ገለገሊኩም ሪእቶስ ዘይውዕል ያዝራብዕስ ኣብነዊት ይሓርእ እዩ
@Welkayitey
@Welkayitey 9 дней назад
ትክክል። ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ምስቶም ፀላእትና ኢዩ ሰሚሩ ዝሰርሕ ዘሎ።
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq 9 дней назад
ሓርፋፍ አታሃሳስባ
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f 8 дней назад
መሰረተቢስ
@ArayaBerihun
@ArayaBerihun 8 дней назад
ፅቡቅ ገበረ ከብምስዓለታዊ ኻድረ ብ10ኢድ ይበልፅ
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f 8 дней назад
መንግስቲ ተዘይሾይሙ ደኣ መን ክሾም እዮም ደልዮም?
@bahgiTegaruHagereAksum
@bahgiTegaruHagereAksum 8 дней назад
መንግስቲ ዝበሀል የለን። ጊዝያዊ ምምህድዳር መንግስቲ አይኮነን። መንግስቲ እንታይ ምካኑ አይትፈልጥን ዲካ? መንግስቲ ዝተመረጸ መንግስቲ ትግራይ ኢዩ። ንሱ ከዓመርይ ደብረጽዮን ይመርሆ
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f 8 дней назад
@@bahgiTegaruHagereAksum እሞ ብ1983 ዝነበረ መለስ ዝመርሖ ጊዜያዊ ምምሕዳርስ፣ መንግስቲ ኣይነበረን ድዩ? ድሕሪ ሀዚ ህዝቢ ኣታሊልና ክንገዝእ ኢናስ ሕርሚ እዩ። ከቢድ civil war እዩ ከምፅእ።
@bahgiTegaruHagereAksum
@bahgiTegaruHagereAksum 8 дней назад
@@kMGG-p7f አጀውጀው ናይ ስልጣን ህርፈት። አብ ትግራይ መንግስቲ የለን። ኢቲ ሀቂ እዝይ ኢዩ። መንግስቲ ኢየ እንተ ኮይኑ ብግዲ? መንገዱን ጭርቅ ያረግልህ።
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq 9 дней назад
ብብመዓልቱ መግለፂ ጉጅለ ደብረጽዮን አጽሊኡና እዝንናው ክፀምም ቁርብ ተሪፍዎ፡ደብረጽዮን መራሂ ሕወሀት ካብዘተሾመ ናብዚ ንትግራይ ሕልቂትን ዕንወትን እምበር ካሊእ እንታይ አምፀኤላ???
@bahgiTegaruHagereAksum
@bahgiTegaruHagereAksum 8 дней назад
ደንቆሮ ስለዝኮነካ? ብብይሰዓቱ ናይ ጊታችው ከ ደስ ይብለካ? ድንቆሮ ሃሳስ
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw 8 дней назад
ስታሊን ንዝጠመየ ሕዝቢ ዝተዋፀአ ገንዘብ ንውልቁ ወሲድዎ ኢሎም ሰባት ይዘራረቡሉ አለው። ካብ ዝጠመየ ሕዝቢ ?
@HiwotGebreegziabher
@HiwotGebreegziabher 8 дней назад
ኮነ ኢልኬ ስታሊን ንምፅላም ዝተፋሕሰ ሽርሒ
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 8 дней назад
ደደቢት ሚድያ ገንዘበና ኣበይ ኣውኢልካዮ? ብቤተሰብ ተኣኪብና ድምጺ ህዝቢ ደደቢት እነያ ኢልካና ኣሚና ኣሽሓት $ ልኢኽናልካ ኢና። ማስረጃ እውን ኣብ አድና እኒሔ። ይኹንበር ህዝቢ ጠሊምካ ገንዘቤና እውን ውሒጥካ ህዝቢ ኒ50 ዓመታት ዝቀተለት፣ ዘፍረሰት፣ ጽንተት ዘምጽኤት ብደንቆሮ ደ/ጽዮንን መህይም ዓለም ገ/ዋህድን ሥልጣን ጽምኣት ተሓርጓታይ ኮይንካ ነፃነትና ኽዕፈን ላሕ ትብል ኣለኻ። ኣንታ ደንቆሮ ሽም እምበር ማይ ምኹኣት እኳ ዘይትፈልጥ! ገና ኽነቃልኣካ ኢና! ንምዃኑ ናይ ደም ውጽኢትካ ይቃላዕ: HIV+ ምዃንካ ን ህዝቢ ግልጺ ግበሮ! ብማስረጃ ኽንረትኤካ ኢና! ኢዋላ ሕልኩስ ወዲ ኣዲ!
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f 9 дней назад
አምሓሩ እንትምስሉ የትግሬ ብድር ውሎ ማያድር ብለዋል ከዚውን ከዚ ናወያነ እዉያት አበህዝቢ ትግራይ ዘብፀሕዎ ዝነበረ በደል ልቐሆም ሀ ኢሉ ጀሚሩ አሎ ገና ዝሰረቅኽሞ ትምልሱ ኢኹም ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 9 дней назад
ልቢ ግበር ንሕውሓት ፀሊእኻ መሬት ትግራይ ንፀላእቲ ምርካብ ንተጋሩ ታይ ይጠቅም: መሬትና ነምልስሞ ህዝቢ ትግራይ ዝደለዮ ይምረፅ: አይትሓሱ ምስላ እንትንጥቀም ነታ ብዓል ዋና ዝበላ ኸምዘላ ምቕማጥ ንቡር እዩ: "የሰው ብድር ውሎ አያድር " እዩ እት ምስላ: ንስኻ ብፍልጦ ይኹን ብዘይፍልጦ "የሰው" ዝብል ቃል "የትግሬ" ብዝብል ለዊጥኻ አቕሪብኻ:
@asebawi
@asebawi 8 дней назад
Don’t you feel ashamed to call any one in Tigray “jigna”???? Day in and day out you are admitting that you lost the war. Unconsciously you are telling the world that you knelt down to Shaebia, Abiy and Fano. Please have some shame, the word “jigna” is already vanished from your vocabulary book!!!
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 8 дней назад
❤❤❤❤
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 9 дней назад
❤❤❤❤
Далее
Сколько стоят роды мечты?
00:59
Просмотров 835 тыс.
ሀብታሙ አያሌው 360
Просмотров 80
ደረጀ ከበደ
1:29:21
Просмотров 15 тыс.
Сколько стоят роды мечты?
00:59
Просмотров 835 тыс.