Тёмный
No video :(

መብርሂ ብዛዕባ ሓዳሽ ደርፊ ዘበት 

Kiros Asfaha
Подписаться 107 тыс.
Просмотров 134 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

23 фев 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,8 тыс.   
@YONAS284
@YONAS284 3 года назад
ኪሮሰይ የነ ጂግና ኩሉ ቡሩሁ ዩ ኒ ኪሮሰይ ዝፈቱ ላይክ ገሩ ይጽፍዓኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robielgebrehiwet2162
@robielgebrehiwet2162 3 года назад
kiros hawen Jgen ademen tenan yhabeleyy fetari
@user-ld3ww8ms1t
@user-ld3ww8ms1t 2 года назад
Anta hasawi agame kid da ne tigray
@user-qq2my4zn4k
@user-qq2my4zn4k 3 года назад
ኣታ ጅግና ኣባ ጥረግ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ኪሮሰይ ከም ልበይ💪🇪🇷
@mendfrachanelterdros4297
@mendfrachanelterdros4297 3 года назад
Gobizelka kea alo
@user-oy5vd2tp9c
@user-oy5vd2tp9c 3 года назад
ኣይከማይን ብልቢ የ ዝፈትዎ
@amanrezene5528
@amanrezene5528 3 года назад
b'mekabir swuat mis hasewe tekebixu endiyu,,,, ab zeywealo mekabir swuat Eritreawayn(shabia=hgdef) eyu fehriwo mis bele tekebixu eyu kem fre-telam,,, Hgdef xelaiyey elkas kitemelka b'shim suwat bhasot kitmiskir,,,, Axmom ywgeaka
@samirawitsamirawit8815
@samirawitsamirawit8815 3 года назад
ለባም ከማካ ዝበለ ይብዛሕ
@user-vq3wy7ph7h
@user-vq3wy7ph7h 3 года назад
Kiros bderftatka nfetweka ena gn entayu medebkum Hfshfsh zkone wudb msluunet ayedlyekanu
@eerey9626
@eerey9626 2 года назад
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ♥
@_Esege_Asmera
@_Esege_Asmera 3 года назад
ኪሮሰይ ኣምበሳ ሰብ ከም ዝተረዶኦ ይረዳኣዮ ኣብ መትከልካ ጥራይ ጽናዕ ኪሮስ ን'ቅድሚት ትብሉ እስከ Like ርገጹ
@loveislove5857
@loveislove5857 3 года назад
ኪሮስ ጂግና ኣይትገደሰሎም ጸላእቲ ሰላም ዮም እዞም ኮምኡ ዝብሉካ ደለዉ I love you
@alefumekele3184
@alefumekele3184 3 года назад
ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዘክብሮ ለባም ድምፃዊ ኪሮስ አጀኳ ግን አይትጥፋ 💪💪💪💪
@mengisjohn8901
@mengisjohn8901 3 года назад
በዳን
@samjungemann8063
@samjungemann8063 2 года назад
We don't care what the anther say you are our King of king 👑 👑 👑 ma King kiros asfaha we are everday with you ተረውኡ ጥራሕ በሎም ነዞም ህግደፍ ግርም ኣሎ ዝብሉ ስደት ስለ ዝመቀሮም ምፍልላይ ካብ ስድሮም ስለ ዝመቀሮም ኢዮም ኢዮም እንበር ስድሮም ዝፈትዉን ዝናፈቁን ኣይምጸሉካን በንጻሩ ግን ነዓካ ዝጸለኡ ስድሮም ዝጸሉ ጥራሕ ኢዮም
@user-lt5id2sx8o
@user-lt5id2sx8o 2 года назад
ኪሮስ ለባም ባዓል ሕልና!🥰🥰
@user-gn3gv8cv7t
@user-gn3gv8cv7t 3 года назад
ኩሉ ከም ኪሮስ ኣስፍሃ እንተ ዝኸውን" ምእንቲ ኤርትራ ዝቃለስ'" ጸላኢኡ ሓደ ህግደፍ""
@erieritrea6645
@erieritrea6645 3 года назад
ናይ ብሓቂ ዓባይ ዘረባ ኣብ ሓቂ ገንዘብ የሎን ውሽጣዊ ዕጋበት ኢዩ ዘሎ ናትካ ይበልጽ ። ጽባሕ ንግሆ ኣብታ ሓዳስ ኤርትራ ፍረ ጻማኻ ክትርእዮ ኢካ ንስኻ መኽሰብካ እዚ ንስኻ ብጎስጋስካን ደርፍኻን ዘንቃሕካዮ መንእሰይ ኢዩ
@user-Tigraweti
@user-Tigraweti 3 года назад
ኪሮሰይ ኩቡር ንሕና ተጋሩ ነክብረካ ኢና ክቡር ሰብ ልዕሊ መጠን ነብሱ የክብር🥰🥰🥰🥰🥰💊💊💊
@kebera2636
@kebera2636 3 года назад
በቃ ብክልተ ቃልሲ ድልል አይ ትግራዋይ ገርሂ በጃኺ ግደፍና ዝኣኽለንያ ጢሒነንስ ባአለማርያም ይብላ እዩ ናይ ዚ
@onelove6176
@onelove6176 3 года назад
Tgraway idyu እታይ ሓዉኹም እዩ
@user-Tigraweti
@user-Tigraweti 3 года назад
@@kebera2636 እሂ ታይ ዘሕምም ኣለኪ ኣብዚ የክብረና ነክብሮ ብቻ ታይ ኣባህላኪ እዩ ትምስላከ ታይ ዝጠሓን ኣሎ ኪሮስ ሓቂ ሒዙ እዩ ዝጓዓዝ ክሳብ ሎሚ ካኣ ልተጋሩ ሕማቅ ኢሉና ኣይፈልጥን የክብረና ነክብሮ ኣለቀ
@weyniteferi8192
@weyniteferi8192 2 года назад
ኪሮስ ጅግና ሐቀኛ ተቃላሳይ ኤርትራዊ መትከልካ ፉሉጥ ኑሱ ከአ ቃልስኻ ንዉጹዓት ክሳብ ሕጂ አብ መትከልካ ዝረገጽኻ ከምቶም ጽኑዓት ደለይቲ ፍትሒ 💪❤
@user-gj6sf2ph8g
@user-gj6sf2ph8g 3 года назад
ኪሮስይ ጀግና መን ከማካ ወዲ ህዚቢ ከፈትወካ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ♥♥♥♥♥
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 2 года назад
ተረዋኢ በሎ እዚ ቄራጽ ዓጋመ
@asmerabarentu2399
@asmerabarentu2399 2 года назад
Harie eka
@user-gz9iv6uh6q
@user-gz9iv6uh6q 3 года назад
ኪሮሰይ ሓላል ኣነስ ክፈትወካ ማዓት እየ ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ኣብ'ዘለኸዮ ሰላም ፍቅሪ ኣብ ስራሕ ኣሰልጦ ይሚኒየልካ ኪሮሰይ ጅግና ፍቅሪ ሰላማዊ ፍትሒ ሓዲነት ኪሮሰይ ብሉጽ
@yohansmeles9629
@yohansmeles9629 2 года назад
Skbel lkebat zkeblak yeln game over
@oneday1472
@oneday1472 3 года назад
ኪሮሰይ በዓል ሕልና ኣቦ ፍቅሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘሓወይ።
@humansibhat4876
@humansibhat4876 2 года назад
Amen Amen 🙏
@wedihazomo8801
@wedihazomo8801 3 года назад
Kiros jigna my bro respekt ♥️♥️😘🤜🏽🤛🏾
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 2 года назад
ኪሮሰይ king ፎታዊ ዓዱን ህዝቡን ኣብ ልዕሌካ ዘለና ክብሪ ዘይልወጥ እዩ👊💊💙
@angosomyigzaw6062
@angosomyigzaw6062 3 года назад
እስኪ ኣድነቅቲ ኪሮስ ኣስፍሃ ጥራይ 👇
@MN-ft1ku
@MN-ft1ku 3 года назад
ቀደም አኮ ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር ኢልካ ደምዲምካዮ ኢካ ኪሮስ ☝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamtes905
@biniamtes905 2 года назад
The one and only Eritrean artist kirosey gbu
@helentewldehadgu2536
@helentewldehadgu2536 Год назад
ኣጂካ ኪሮስ ጅግና ምስካ ኣለና ኩሉ ሓስብካ ድረዲና ኢዮ እቶም ዘይተርድኦም ካኣ ቀስ ኢሎ ክርድኦም ኢየ ኣጆካ ገስገስ ጥራሕ
@segeneyti.8841
@segeneyti.8841 3 года назад
ኣጆካ ኪሮሰይ ኣብ ጎድንካ ኣለና ወላ መረት ቀውጢ ትኩን 💥💪❤🤝
@AsdAsd-sj4xd
@AsdAsd-sj4xd 3 года назад
ኪሮስ ኣቦ ጀግና ይርደአና አዩ ኣሕና ፀላኢና ንፈልጥ ኢኔ❤
@qendielfqri4251
@qendielfqri4251 3 года назад
ኣጆካ ኪሮሰይ ጂግና በትሪ ሓቂ ሒዝካ ጥራይ ደው በል ኣብ ዙርያካ ኣለና (✊ ንሕና ንዕወት💪)
@tsigabugirmay7821
@tsigabugirmay7821 3 года назад
you are a prominent artist .The man always stand for truth.
@sidetenamekerna2247
@sidetenamekerna2247 3 года назад
ኣታ ጂግና ብዘይ ፍላጥ ጸሊእካ ቀኒዩ ንተጋሩ ዝጸረፍካ መሲልኒ ነይሩ ሕጂ ግን ኮሪዕ ኪሮሰይ ጅግና ጥዕና ይሃብካ
@barkariver4569
@barkariver4569 3 года назад
Kkkkk entay kefieka do tiegraway eka nska
@abrahamabraham3749
@abrahamabraham3749 3 года назад
ኣባይካ ኪሮሰይ ኣጆካ ስክፍ ኣይበልካ
@user-tj9el9jx4y
@user-tj9el9jx4y 3 года назад
Thanks kiros king of my country we love you
@user-ww4np1jk7p
@user-ww4np1jk7p 3 года назад
ኣየ ኪሮስ ለባም ኣጆኻ ፈጣሪ ምስ ብቅንዕና ዝፅዕርዩ ሓሳብ ልብኻ ይስመረልካ። እንተ ምሕረተኣብ ዝብልዎ ግን ?????
@abaliwedieri9615
@abaliwedieri9615 3 года назад
ኪሮሰይ ናይብሓቂ ምርዳአ አብያትኒ ነራ:
@slamabdoh1146
@slamabdoh1146 3 года назад
ካብ ብቆልዓይ ጀሚረ ናትካ ደርፊ ይሰምዕ ነይረ ሐዝውን ሰሚዐ ኣመንወካን ዘለካ ሓሳብ ብጣዕሚ ትክክል እየ ንቶም ዘይ ዘረብኦም ዝዛረቡ ኣትገደሰሎም ።ቅድም ማራ ካብ ምፍታወይ ዝተበገሰ ንኪሮስ ብኣካል ከም ረከብክወስ ፍትወተይ ክገልጸሉ ነይረ እና ዕድመን ንጥዕናና ይምነየልካ ሓፍትካ ካብ ትግራይ ኣቢ
@Senafae
@Senafae 2 года назад
ኣነ ከማን ከም ቃል ኣምላክ ዘይቅየር ክብርን ፍቅርን ኣለኒ ፋሩሰይ our king
@okubattesfaldet8567
@okubattesfaldet8567 3 года назад
ኪሮስ ጅግና ኣቦ ህዝቢ ኣይትገደሰሎም ነዞም ህግደፍ ዝኮኑ ሓቂ ስለ ዝተዛረብካ መሪርዎም 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@erimonia6574
@erimonia6574 3 года назад
ኪሮስ ጎይታ ሓቂ ኣነ ካብቶም ፉሉያት ደገፍትኻ'ያ ደርፍኻ ከይሰማዕኩ ዘይውዕል ካብ 2011 ጀመረ ማሌት ብኑኡሰይ ምስ ተከታተልኩካ'የ ዝፈትወብ ደርፍታትኻ ካኣ "ዝባን የሕዋት በልዋን ሓሸጎዳይ'ለን ኢየን" ሎሚ ሎሚ ግን ኣብ ግጥሚ ቁሩብ ትፈኩሰኒ ኣለኻ ኣታ ወዲ ግድፈ ይምክሓልካ'የ ቲክ ቶከይ ተትሪኢ ደርፍኻ'ዩ መሊኡ ዘሎ ደጋፊካን ደጋፊ ባርያን ጥራይ'የ ስለዚ ብዝተኻእለ ግዜ ህብካ ቡሉጽ ከምቲ ሑሉፍ ደርፍታትኻ ክትሰርሓልና ብልቢ ይምሕጸን ብዝተረፈ ስውእ ሓወይ ትብል ደርፍኻ ካብ ገለ ተተምጻኣልና ጽቡቅ ኔሩ። ኣይትሕመቕ ከም ቐደምኻ ሰላምን ጥዕናን ካኣ ይምነየልኻ ልዕሊ ኩሉ ኣነ ውን ግጥሚ ይፍትን'የ እሞ ከም ገለ ተተሪኤለይ ከመይ ምተሓጎስኹ ሰሰናዩ ንዓኻ ኪሮሳ👏
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ክቡር ሓው ግጥሚ ውን ኣዝዪ ብሉጽ እዪ እዛ ደርፊ እዚኣ ውን ልቢ ሂቡ ንዝሰምዓ ኣዝያ ዓባይ ደርፊ እያ ' ምበር ሓቅካ ቁሩብ ይጎድለና ኣሎ " ግን እዛ ሓዳስ ደርፋ መጀመርታ ክዝርግሓ እንከሎ ልዕሊ 6000 like ኔርዋ ድሕሪ ሓደ ምዓልቲ ግን ተደምሲሳ ብድሕሪኡ ደጊሞም ዘርጊሖማ እንታይ ኮይኖም ከሙኡ ጌሮም ?!
@mulueabrhaley2441
@mulueabrhaley2441 3 года назад
ያ ብሓቂ ኣደ ወሊዳ ትምከን ጸሊም ኾኾብ ብዓል ሓቦ መንእሰይ
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 3 года назад
Now belo ajal fara
@erimonia6574
@erimonia6574 3 года назад
@@sebetayzeybele8527 ክብት ይሃበልና ዝዓርከይ "ፋራ?🤔
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
@@sebetayzeybele8527 ንስካስ ን ኪሮስ 'ፋራ ኢልካዮ ፕእ ዓለም ጸዋር '
@askalaraya8167
@askalaraya8167 3 года назад
እባ ኣነ እወን ዝዛረብ እዩ ጥፍኢኒ ነይሩ ኪሮስ ሓወይ ብዘካነ ኣጆካ በረትዕ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ደንቆሮ ኮንካ ምበር እቲ መልእክቲ ደርፊ ርዱእ እዪ ነይሩ ግን ንርዳእ ህዝቢ ኣይኮናን
@doitnowstudio7867
@doitnowstudio7867 3 года назад
ኽኽ ኣውራጃዊ ኢሉካ ኮ
@user-qv1oi5ru9j
@user-qv1oi5ru9j 2 года назад
አጆኻ ኪሮሳዊ ፁኑዕ መትከሉ
@aklilugrmatseon7169
@aklilugrmatseon7169 2 года назад
ደንቖሮ ናይ ባሓቂ ካብ ቐደም ኣይፍትወካን እንድየ ሕጅ ካኣ እሞ ማራ የ ጸሊኣካ ካሓዲ ትግራዋይ ክትከወን ኣለካ ንስካ ምክንያቱ ናይ መን ክትወስድ፨፨
@Daniel-zm8kf
@Daniel-zm8kf 3 года назад
Man with dignity ✊🏿
@aresmaaxum2771
@aresmaaxum2771 3 года назад
ኪሮሰይ ሸኮር ዋላ ተትፀርፈና ከማን ምፍታወይ ኣይገድፍን ካብ ትግራይ 💊 ❤❤❤🙏🙏
@tplf6303
@tplf6303 3 года назад
ገፋሕ እንታዴኪ እንደጸረፈና ነስተሓምል ማለትኪ ድዩ ድርባይ
@aresmaaxum2771
@aresmaaxum2771 3 года назад
@@tplf6303 ዋ እሞ ኣነ ይፈትዎ እየ ። ተሓኒቂ ድርባይ
@erieritrea6645
@erieritrea6645 3 года назад
ናይ ብሓቂ ዓባይ ዘረባ ኣብ ሓቂ ገንዘብ የሎን ውሽጣዊ ዕጋበት ኢዩ ዘሎ ናትካ ይበልጽ ። ጽባሕ ንግሆ ኣብታ ሓዳስ ኤርትራ ፍረ ጻማኻ ክትርእዮ ኢካ ንስኻ መኽሰብካ እዚ ንስኻ ብጎስጋስካን ደርፍኻን ዘንቃሕካዮ መንእሰይ ኢዩ
@fabri8477
@fabri8477 2 года назад
ኪርሰይ ኣቦ ሓቂ ❤️❤️🙏
@user-yp8rd1kb9y
@user-yp8rd1kb9y 3 года назад
ኣቲ ኪሮሰይ ገለ ገለ ሰባት ብፍላጥድዩ ብዘይ ፍላጥ ሕማቅን ጽቡቅን ይዛረቡ ኣለዉ ንዖም ሸለልል አዳበልካዩ ታመብርሂ ድሕር ሰሚዖማ ካዉኡ ይማሓሩ ብዝኮነ በርትዕ ኣብጎንካ ኣለና ኪሮስ ጂግና
@abrahamkesetemehari
@abrahamkesetemehari 3 года назад
Bravoooo Ab Haki genseb yeln nufue Kiros Asfaha 💪🏾🇪🇷💯
@waterfull2907
@waterfull2907 3 года назад
stop suchnonse!! a year ago u were being yourself but not changed!! NO more hypocracy bruh
@hlnazementekeyrkani761
@hlnazementekeyrkani761 3 года назад
Ab haki genzeb yelen
@abrahamkesetemehari
@abrahamkesetemehari 3 года назад
@@waterfull2907 I am always myself that guday Deleytifthi is making me crazy seret sey bulu fire sey bulu Kalsi
@kingon8107
@kingon8107 3 года назад
@@waterfull2907 ow ata fra teray ba aykonkan asha ewen eka beka ketxsirf gel eka teweln abizi social media as I say temhar. good job Abraham kesete aytgedselom eka!!!!
@yaredkidane5178
@yaredkidane5178 3 года назад
@@abrahamkesetemehari hiii abrish hawey aytgedeselom neziom . Sebeyti amxaley eleka nere buzuh gize slemntay trseo aleka
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 года назад
ኪሮሰይ የልቤ ሰው ንሕና ተጋሩ ማራ ኢና ንፈትወካ ኪሮሰይ ወዲ ህዝቢ ኣቦ ፍቅሪ ኣቦ ሰላም ኪሮሰይ ጅግና ኣይትጥፈአና💋💖👁💥🌹💫💞💥💫
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 3 года назад
ኪሮሰይ & ንሕና ከማን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኹም ተጋሩ የሕዋትና ❤️🙏🕊
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 года назад
@@yohanahagos5000 ታንክስ ዝያዳይ💥❤🌹🙏
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 3 года назад
@@user-cq2xj8fe2z ኣጆኪ ምቅርቲ ሓፍተይ ንሕና ውን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም እዚ ወዲ ዕብዲ ስርዓት እንዳኣሉ ንክልቴና እንዳብኣሰ ንሱ ቀሲኑ ዝሓድር ዘሎ እንበር ሎሚ ተረዲእዎ ዪ ህዝቢ እግዛቢሄር ኣምላክ ማርያም ጼንን ምህረቶም ክልእክሎም ነዚ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ናይ ኩሉ ግዜ ጸሎተይ ዪ ኣጆኩም ጥራይ
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 3 года назад
@@ImproudbTigrinya 💥ታንክስ ዝያዳይይ💖💥🌹 ዞም ህግደፍ ውይ ብእውነት ሰብ ድዮም ፍጥረቶም ጫካናት እፍፍፍ እንታይ ዓይነት ስርዓት እዩ እዚ ከ ሰብ ዝበልዕ ፉጡር ዝቀትል ደም ሰብ ዝሰተይ እፍፍ ኣምሓሩ ህግደፍ ፈጣሪ ከም ድርጊ ስውር የብሎም😥🙏🙏
@fili4439
@fili4439 3 года назад
@@user-cq2xj8fe2z ajoki fqrti haftey selamkum ymne hgdef kea hji k'ele eyu ❤️ neana dea fah fah abilna ember awetkum awetna eyu ajokum kab hawki 🇪🇷❤️
@shidenmedhaniye6119
@shidenmedhaniye6119 3 года назад
𝘼𝙟𝙤𝙠𝙖 𝙠𝙞𝙧𝙤𝙨𝙚𝙮 𝙣𝙖𝙩𝙚𝙮 𝙖𝙗 𝙜𝙤𝙣𝙞𝙠𝙖 𝙖𝙡𝙚𝙣𝙖 𝙚𝙩𝙤𝙢 𝙖𝙛𝙣𝙖 𝙜𝙚𝙛𝙞𝙝𝙡𝙖𝙣𝙖 𝙚𝙡𝙤𝙢 𝙙𝙭𝙖𝙧𝙚𝙛𝙪 𝙚𝙯𝙣𝙞 𝙖𝙮𝙩𝙝𝙖𝙗𝙤𝙢 𝙨𝙧𝙖𝙝𝙠𝙖 𝙩𝙧𝙚𝙖𝙮 𝙠𝙚𝙭𝙡𝙚𝙡𝙚𝙮𝙮𝙮𝙮𝙮𝙮𝙮𝙮𝙮 love you 😍💪🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ff3sz6hb9u
@user-ff3sz6hb9u 3 года назад
Welcome kiroseyኣቦ ሰላም ኣቦ ፍትሒ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓቂ ብጣዕሚ ሓቀኛ ለባም(you are the king 💝💝Of Horn Africa❤❤❤
@ermiasachs2205
@ermiasachs2205 3 года назад
Kiros u are always Hero ✔️ Ember nayzom 5% dehan ab mexaet Ertrea kenemhirom ena bizaeba tedemero.
@senaitsolomon8397
@senaitsolomon8397 3 года назад
ኪሮስ ጅግና ኣቦ ውጹዓት 🌹🌹🌹🌹♥️♥️♥️♥️♥️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍🥰😍🥰🥰🥰💯💯💯💯💯
@gere0544
@gere0544 3 года назад
ኣጆኻ ኪሮሳዊ ጽኑዕ ኣብ መትከሉ።ድምጺ ውጹዓት ዓወት ንውጹዓትን ደለይቲ ፍትሕን።
@ybrahhabte1267
@ybrahhabte1267 3 года назад
Kiros jigna eka abshirka ezom kemu zblu halayat qerni afriqa eyom
@berie1427
@berie1427 3 года назад
ኣታ ንስካ ዳ ጅግና ኢንዲካ ወዲ ኣስፍሃ ሽኮር ክርምዚኦም ዝበልሉ ጽሃሊ ዝሰብሩ ኣይኮንካን ሶ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና።
@wedideres2057
@wedideres2057 3 года назад
ኪሮሰይ ሕንቓ መብርሂ ሃብካዮም ነዞም ደናቁር ዘይርድኦም ። ንሰጣን መስቐል ንህግደፍ ከኣ ኪሮሰ በሎም ጥራሕ ፈጥፈጥ ኣብሎም ነዞም ባዶ ዝኮኑ ህግደፍ ።
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
መብርሂ ከማን ክህበሉ ኣይነበሮን ክከብሩ እዮም እዞም ደናቁር ቀዳማይ ጨ
@atchanel6181
@atchanel6181 3 года назад
Thank you 🙏 aijoka wadi Asfaha
@getumyebiyo5357
@getumyebiyo5357 2 года назад
ናይ ብሓቂ ጅግና ኢኻ ኪሮስ ነቶም ሃለውለው ዝብሉ ኣትገደሰሎ ኢኻ
@alemxewar6699
@alemxewar6699 3 года назад
Kiros kiros delayi selam delayi fthi kulu kemaka zezkown Abey umo izi dumsus hgdef kelo ahhh dhan kulu khalf iyu ajona deleyti selamn fthin awetna keriba iya yehwat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
@elduAbraham
@elduAbraham 3 года назад
ኪሮስ ጂግና ጊደፎም ኢዞም ቖርበት በጊዕ ዝተከደኑ ቶኻሉ ፡ ኣብ ቃልካ ጽናዕ
@user-hf5kv7pz6p
@user-hf5kv7pz6p 3 года назад
ኪሮስ ጅግና ቅሰን ጥራይ ሰብ እንታይ ዘይብል ኣብ ዕላማኻ ጽናዕ ኒኺድ ጥራይ
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 2 года назад
ኪሮስ ጅግና ቀጽል ጥራይ በሎም ጨፍጭፎም ህግደፍ መንደፍ ክማሓው ጥራይ ኢዩ ዘለዎ ኣዴታትና ደም ኣምቢዑ ናብ ኣዴታት ትግራይ ሰጊሩ ኤርትራዊ ለኽባጥ ኢዩ
@sr-mendeknatv9466
@sr-mendeknatv9466 3 года назад
eza derfi ezia Henti gudlet yeblan 100% i Love it! kiros the father of men-esey Eri... ❤❤❤❤❤
@user-hy2pt3tr1d
@user-hy2pt3tr1d 3 года назад
ኪሮሰይ ወዲ ህዝቢ ያኣኪ ኣዳናጊሮምና እድዮም ኣብዛ እዳ ቲክቶክ ን ተጋሩ ዩ ዝፀርፈ ዘሎ እዳበሉ ደጋጊመ ካኣ ሪኤያ ጊን ፍፁም ናዓና ትፀርፍ ኮይና ኣይረከብክዋን እኳዳኣስ ደስ ባሃሊት
@user-xw5dc6bp5g
@user-xw5dc6bp5g 3 года назад
ኣብታ ን ገንዘብ ዝበልካያ ፅቡቅ ኣለካ ኪሮሰይ ንሃገሩን ሓቅን ዝደረፈ ኣታዊ የብሉን ኣብዞም ዓቢደልኪ ተፀሊለልካ ዝብሉ እዩ ዘሎ view እና ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ክዓ ኪሩሰይ
@danites
@danites 3 года назад
እወ ጽቡቅ ኣለካ ኪሮስ ንገንዘብ ኣይኮነንን ዝሰርሕ ገንዘብ እንተ ዝድሊ ደርፍታቱ ብጽቡቅ ዳርክተር ገሩ ምሰረሖ ግን ንሱ መልእቲ ጥራይ እዩ ዝሕልፍ ኣቡኡ ዝክዶኖም ክዳውንቲ ውን ሎርማል እዩ ብከሙኡ እየ ክኣ ኣመና ዝፈትዎን ዘድንቆን ንሱ እዩ ክኣ ቀዳም ደላይ ፍትሕ ዝብል ኣነ እንበር ካልእ እኮ ንሪኦም ኣለና ፖሎቲካ ንክደፉ ክንደይ ወጻእታት ዘውጽእ እዝ ዉን ዝጽላእ ኣይኮነን ግን ምስ ናይ ኪሮስ ከታራኣእዮ ከለካ ሰማን ምድሪን እዩ። ስለዚ ናትካ ኣድናቒ እየ ኪሮሰይ ናይ ልበይ!!!!
@user-xw5dc6bp5g
@user-xw5dc6bp5g 3 года назад
@@danites ፅቡቅ ኣለካ ሓወይ
@nobelyemane8673
@nobelyemane8673 3 года назад
tkkkl ngenzeb serihu ayfeltn kirosey jigna wedi hzbi ab gonka alena habesha mtbibakum ayfeleyo
@habeshachannel139
@habeshachannel139 3 года назад
ኪሮሰይ ኣታ ጅግና ኣቦ ሓቂ ገንዘብ ምስ ሓቂ የለን ናይ በሓቂ ኣስሚረላ ኣለኹ ብወገነይ ኣጆኻ ጸላኢና ሓደ ስርዓት ህግደፍ ኢዩ ነቶም ብናታካ ደርፊ ዝሽቅጡ ከኣ መልሲ ብምሃብካ ኣኽሪዕካኒ ። ነጥቢ
@slamslam4419
@slamslam4419 2 года назад
ኣታ ጅግና ቐፅለሉ ንስካ ንፋቅሪ ኢካ ትዝምር ዘለካ ሰበይ ።
@merhawigebrezgi5714
@merhawigebrezgi5714 3 года назад
King of music
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 года назад
Smile & ignore the comments of other people. Peace up on you Kiros Wedi hizbi
@user-jd7rv7rg3p
@user-jd7rv7rg3p 3 года назад
ኪሮሰይ ብኣካስ ተጣራጢረ ኣይፈልጥን እየ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💊💓💓💓
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 2 года назад
ተረዋኢ በሎ እዚ ቄራጽ ዓጋመ
@benhurgeremeskel4273
@benhurgeremeskel4273 3 года назад
ኪሮሳ ምዕቡል ሰብ ንፈትወካ ነክብረካ ዕድመ የሃብካ ጥራሕ ዓወት ነቲ ውፁዕ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ
@samerahbb1286
@samerahbb1286 2 года назад
ኣጆካ ኪሮሰይ ቀፅል ጅግንነትካ ኣርእዮም
@freedompeace3359
@freedompeace3359 3 года назад
አነ ብውልቀይ ካብ 100% ላዕሊ ክብረት አባካ አለኒ!!! ናተይ ይብል አለኩ 👏 አነ ማለት 👍 ኪሮስ ኢለ እየ ዝአምን👍 ንከመይ ዝብል ሕቶ??? ናይ ውሽጠይ ኪሮስ አስፍሃ ስለዝብሎ 🙏 ኪሮስ አነ ክብለካ ዝደልዬ አንጻር ናትካ ዝብሉ ንዓይን ንዓካን ንህዝቢ ኤርትራ አይውኩሉን እዬም!!! ኪሮስ ልብና ሐደ እይና 🙏🙏🙏 ሐደ ጸላኢና ህ ግ ደ ፍ ሐቂ እወ ህ ግ ደ ፍ እዩ !!! ህግደፋውያን ህግደፍ ግዚኦም ቀሪባ እያ!!!
@user-sw8dm3ru8l
@user-sw8dm3ru8l 3 года назад
ኣብ ሓቂ ገንዘብ ዘይኮነ ውሽጣዊ ዕጋበት ዩ ዘሎ። Thank you ጽብቅቲ ኣገላልጻ
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 2 года назад
ተረዋኢ በሎ እዚ ቄራጽ ዓጋመ
@galtigray9582
@galtigray9582 3 года назад
ኪሮሰይ አንታ ጅግና ከመይ ድየ ዝፈትወካ
@ftwiteka68
@ftwiteka68 2 года назад
ኪሮስ ጅግና ኣየኳ ቀፅሎ ንዞም ዓውዓው ዝብሉ ኣይትገደስሎም
@yonas9221
@yonas9221 3 года назад
ኪሮስ ኣቦ ፍትሂ ሓያል ሰብ ብዙሓት ተዋጋእቲ እዮም ድገጥምዎ
@wedihanes4140
@wedihanes4140 3 года назад
ኣብኡ ኮሎኹም ክኣ ነቶም ጴንጠ ኮይኑ ትብሉ ነበርኩም ማዕተብ ራኣይዎ!! ቀጽል ጥራይ! ኪሮስ ሓላል!!
@kisanetfesehaye9942
@kisanetfesehaye9942 3 года назад
Edmen tenan yhabki fetari ♥️♥️♥️👑👑👑🙏🙏🙏
@wedihanes4140
@wedihanes4140 3 года назад
@@kisanetfesehaye9942 ኣሜን ሓብተይ ንዓኺ እንኮላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ !!
@dejuman3299
@dejuman3299 3 года назад
ጴንጠ ማዕተብ ኣይገብሩን ኢዮም ዝበለካ መን ኢዩ
@user-qi1yj5hb7r
@user-qi1yj5hb7r 3 года назад
ማዕተብ ማለት ኮ ነውነጆው ምባል ኣይኮነን ኣይ ጴንጤ ኣይንጹህ ኦርቶዶስ፡ 1+1=1 ከማን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ክገልጾ ብናይ ኣብ እንዳ መርዓ ዝርከብ ጽሑፍ ኣለኩም ኢልካ ይግለጽ ? በዓል ማዕተብ መጀመርታ ኣይጽራፈን ኪሮስ ዝጻረፍ መስኪሩ ሎ ፡ ሕጂ ውን ኪሮስ ኣይክቃወም ኣይክድግፍ ፡
@user-qi1yj5hb7r
@user-qi1yj5hb7r 3 года назад
@@dejuman3299 ኣነ ይብለካ ትርጉም ማዕተብ ሓደ ጴንጤ ብመሰረት መጽሓ ቅዱስ ኣይገልጸልካን ።
@user-be2ij7hu1m
@user-be2ij7hu1m 3 года назад
ክሮሰይ ጅግና👌
@Firenguse
@Firenguse 2 года назад
ኪሮሰይ ለባም እግዛብሄር ምሳካ ይኩን ኣብ መንነትካ ምፅናዕካ 👉❤❤❤❤❤❤ህግደፍ 👎👎👎
@believeyourself1903
@believeyourself1903 3 года назад
Kiros you don't need explanation. Because your words is true. Just concentrate your plans.
@robelbahram8700
@robelbahram8700 3 года назад
ንእልፊ ጀልፋፋት መብርሂ ክትህብ ኮ ተዋሪድካ ኪሮሰይ
@danites
@danites 3 года назад
ግን ጽቡቅ ገሩ ኢንቃዕ መብርሂ ሃበ፡ ልበይ እኮ ዓርፍለይ ሕርር እለ እየ ቀንየ!!
@desbelkidane4885
@desbelkidane4885 3 года назад
ናይ ባሓቂ ተዋሪዱ ክንዲ ጽቡቅ ዝገበረ ክንዲ ዘኮለስኩ ኢደይ ተነከስኩ ይባሃልስ ኣብ ኪሮስ ኣስፋሃ ። ኣብ ጽለመ ዝዉዕሉ ሕማቅ መንፈስ ዘለዎ ሰባት ጉድ ዩ። ኪሮስ ዶ ይጽላእ
@shewitgalshireshvi5481
@shewitgalshireshvi5481 3 года назад
Kiors👍👍👍👍👍👍👌
@ddfgdffg5928
@ddfgdffg5928 3 года назад
ኪሮሰ ጀጊና ለኪበጢበጢ ዘይበል ኣበ ቃሉ ፁኑዒ ኣጀኩኣ ናይና🇻🇳🇻🇳💪💪💪
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 2 года назад
ኪሮስ ኣስፋሃ ጅግና በዓል ፁኑዕ መስመር!!!
@johnhawikbrom
@johnhawikbrom 3 года назад
Kiroseyy my king ✅✅✅
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 3 года назад
ልክዕ ኣብ ሓቂ ገንዘብ የለን ሙሉእ መልሲ::ኣብኡ ርገጽ ወዲ ኣስፋሃ 🤙🏽🤙🏽🤙🏽👍👍👈🏼👈🏼
@tmym-r9778
@tmym-r9778 3 года назад
ካብ ብህፃንነተይ ጀሚረ ናይ ኪሮስ ደርፊ ክሰምዕ እየ ዓቢ ፡ ካብ 100% ንላዕሊ እየ ዘድንቀካ፡ ኣቦ ሓቂ ስኽፍ ኣይበልካ ፡ ኣጆካ መትከላዊ።
@redaefisehatsion3803
@redaefisehatsion3803 3 года назад
ኩሮስ ከም ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደሪፉታትካ ብጣዕሚ ኢየ ዘደንቆም ሓንቲ ከም ኤሪትራዊ ዘይኣምነላ ደለይቲ ፍትሕ ትብል ሓደ ካበቶም ዘይኣምነሎም ደለይቲ ፍተሕ ኢዮም ቁነገሪ የብሎምን ዘረባ ጥራይ ኢዮም
@herangualagame7447
@herangualagame7447 3 года назад
ብጣዕሚ ነመስግን ኪሮሰይ ኣነ ማራ እየ ሓሪቀ እንታይ ኢና ጌርና ኢለ ሶ ንሕና ዉን ንፈትወካ ብሩኸይ ❤❤🙏
@hlnazementekeyrkani761
@hlnazementekeyrkani761 3 года назад
Entay ke zelifuki bae
@kasanetbrhane6078
@kasanetbrhane6078 3 года назад
@@hlnazementekeyrkani761 sekti guhaf nuska keman tefetika
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 года назад
ክተመዛዝኒ ኣይትክእልን ዲኪ ብከመይ ከሙኡ ኢልኪ ሓሲብኪ ሓሪቅኪ ደንቆሮ ኮንኪ ምበር
@hlnazementekeyrkani761
@hlnazementekeyrkani761 3 года назад
@@kasanetbrhane6078 entay konki texarifki. Hji 😂😂
@hlnazementekeyrkani761
@hlnazementekeyrkani761 3 года назад
@@user-of9fg7fi9e 😂😂😂 geliom s nxlei ab kereba negetif!
@Dahlak_Island
@Dahlak_Island 3 года назад
ኪሮስ ሽኮሮ ዕድመን ጥዕና የመነለካ ብሮ
@er-jw9vq
@er-jw9vq 2 года назад
ኪሮስ ኤረትራውያን ኢና ብኣካ ከዳዕ ዝንደናገር ሰብ ኣይኮናን ። ወላ ትግራይ ሽሕ ግዜ በል ኤረትራ ንስካን ጁንታ ትግራይ ቅበጽዋ ብዓይንኩም ኣይትርእይዋን ። ክንምለስ ኢና ኣበይ ክትምለስ መን ኮይካ ንኤረትራ ክትምለስ ኤረትራ ህዝባን " መራሕታን " መሬታን " ኣስላማይን " ከስታናይን" ሓደ እያ ። ንስካ ክትጸርፍ ንሕና ክንስስዕ ። ትግራይ ኣይኮናን ኤረትራውያን ኢና 🇪🇷❤💪
@helentadese3385
@helentadese3385 3 года назад
Entay kem dbil tefiuni😭 I LOVE YOU KIROSEY❤️❤️❤️😍
@bitatv6004
@bitatv6004 3 года назад
ኣብ ኤርትራ ከለኻ መራሕ ቦጦሎኒኻ ደንበላስ ክራር ክበትከልካ ከሎ ተቃዋሚ ምኻንካ ስለ ንፈልጥ ዕጅብ ከይብለካ ናይዞም በላዕቲ ትፍኦም ዝኾኑ ጉርደምርዲ ናይ ሕብረተሰብና ወዲ ኣስፋሃ ሽኮርርር
@KirosAsfaha
@KirosAsfaha 3 года назад
ዋው ኣታ መን ኢኻ ናይ ብሓቂ ኣብ ገደም ክራር እናሃረምኩ ደቂ ኣሃዱና ታኣኪብና ኸለና ደምበላስ ዝባሃል መራሕ ቦጦሎኒ ነታ ክራር ብጥስጥስ ኣቢሉ ደርቢዋ ያ ጽቡቕ ኣለኻ እታ ኣለኹ ትብል ደርፈይ ሽዑየ ኣውጼያ ባቲ ኩነታት ተደሪኸ ነዞም ዝበልካዮም ግን ብዙሕ ግምት ሂበ ዘይኮንኩስ ሓደ ክልተ ገርሂ ኣሎ ከይደናገር ኢለየ
@Mekeregna_sdetegna
@Mekeregna_sdetegna 3 года назад
@@KirosAsfaha 2 botoloni 3 hayli wedi musa diu neyru merahi haylka haqey King of King ms beal lamba gele
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 3 года назад
@@KirosAsfaha Tm bel ahalay
@Er1trea
@Er1trea 3 года назад
@@ichliebemeinemutter8924 kab melhaska nilali halay yelen welhanti hasab sile zeyblka texarafay mikanka gelixkalna
@ichliebemeinemutter8924
@ichliebemeinemutter8924 3 года назад
@@Er1trea Tm beli hasawit denbya, seyti kulom gefah chenawi
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 3 года назад
My favorite 😻
@netsanettigray7984
@netsanettigray7984 3 года назад
ኪሮሰይ ኣንሕና'ውን ነክብረካን ንፈትወኻን ኢና ኣቦ ሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤🙏
@abehanicho8967
@abehanicho8967 3 года назад
ሓደ ካፍቶም ለድንቀካ እስካ ኢካ ኪሮሰይ ኣጆካ ቀፅለሉ lovu ma king👑🙏
@habtitesfay3063
@habtitesfay3063 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌💯🥰🥰🥰you are a hero all the time God bless you
@hayhayja9161
@hayhayja9161 2 года назад
አጀኮ ኪሮስ ጅግና መደረክ
@teddygilia628
@teddygilia628 2 года назад
ትክክል ኣብሓቂ ገንዘብ የለይ ኪሮስ ሓቦኛ ደላይይ ፍትሒ💪💪💪💪💪💪💪
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 года назад
Much love much respect
@user-wi1dh2pe5d
@user-wi1dh2pe5d 3 года назад
ነቲ ጽሮፎ ነቲ ገልፎ እቲ ዝድረፍ ድረፎ ጥራይ ሃገርና ሰላም ትኹነልና I LOVE YOU ERITREA 👉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈
@TEBERHE1
@TEBERHE1 2 года назад
TeÀwet wedi Asfeha . You are very intelligent person .
@robelmengstab2331
@robelmengstab2331 3 года назад
Keep it ap kiros my hero ajoka kexelelu terah kiros wedi hizbi btami xebkti derfi eya
@dinishtekle194
@dinishtekle194 2 года назад
Merhaba Kiros ambessa. We are proud of u 🇪🇷 u r the best❤
@shewitaregawi9006
@shewitaregawi9006 3 года назад
ኪሮሰይ ጅግና ብጣዕሚ ዝፈትዎ ለባም ድምፃዊ 🥰❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩለና ተጋሩ ንፈትወካ ኢና ❤
@abrahammehari6300
@abrahammehari6300 3 года назад
ኪሮሰይ ጅግና ፍቕሪ ሓድነት ፍትሒ ሰላም ብሓፈሻ ካብ ባርነት ህዝብኻ ንምንጋፍ ኢልካ ከም ትስጉም ኩሉ ኣዳዕዲዑ እዩ ዝፈልጥ።ከምቲ ዝበልካዮ ኣብ ሓቂ ዕግበት ሕልና እምበር ገንዘብ የለን ኣጆኻ ንሓቅነትካ ከም ቐደምካ በርትዕ ወገነይ
@tdf9446
@tdf9446 2 года назад
ኪረሰይ ጅግና ኩሉ ከማካ ዘዝኮን ንፉዕ
@eriqlafront5150
@eriqlafront5150 3 года назад
ኣነ ሓደ ካብቶም ነቐፍትኻ‘የ ። ነቔፌታ ካኣ የዕብየካ‘ምበር ኣየውድቐካን‘ዩ ኪሮስ ሓወይ! ዓወትን ፍትሕን ንመላእ ህዝበና።
@JamalJamal-mx9kc
@JamalJamal-mx9kc 2 года назад
ተረዋኢ ዓጋመ ኢዩ ከማኻ ከማኺ
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 19 ( BY BRUNO )
51:09
KIROS IN OSLO
17:29
Просмотров 17 тыс.
kiros in UK 2023
2:51
Просмотров 21 тыс.
Kiros in stockholm
23:31
Просмотров 10 тыс.
Eritrean music kiros asfaha-(kefkraye gena)
5:20
Просмотров 524 тыс.