Тёмный

"መንግስቲ ክንቋመት ኣብ ደበና ተንሳፊፍና ተሪፍና!!" - ብተግባር ሸፋቱ ዓፋር ዝጓሃዩ ሓደ ወላዲ ዝተዛረቡዎ 

Подписаться
Просмотров 23 тыс.
% 974

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
ru-vid.com/show-UCruEMhSez_as1JPx8Y2o3egjoin
ውሻጠና ሚድያ ኣብ ኩሉ መዳይ ምንቅስቃስ ማሕበራዊ፡ ኪነ ጥበብ፡ መንነትን ፖለቲካን ትግራይ ናይ ባዕሉ ኣስተዋፅኦ ንምግባር ዓሊሙ ዝተመሰረተ ሚድያ ኮይኑ ክሳብ ሐዚ ግና ምስ ዲያስፖራ ተጋሩን ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያንን ብምትሕብባር ፀገም ሕብረተሰብና ኣብ ምፍታሕ ዝንቀሳቀስ ዘሎ ሚድያኹም እዩ። ስለዚ ንዕብየት እዚ ሚድያ ኩላትና ኣስተዋፅኦ ንግበር። ኣባል እዚ ሚድያ ብምዃን ንሓግዝ።

Развлечения

Опубликовано:

 

27 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 151   
@user-fj4ne5qi7k
@user-fj4ne5qi7k Месяц назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም ጽንዐት ይሀብኩም ጊዜ ሰላም ይመልሰልና🇪🇷🙏🙏🙏
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i Месяц назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ😢😢😢 መምህር ሙሉ ምስ ምሳርሕትኩም እግዚአብሄር ያኽብረልና 💝🙏
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey Месяц назад
መምህር ሙሉ ዓብይ ሰብ🙏🙏 ሓዘን ኣብ ልዕሊ ሓዘን ብጣዕሚ የሕዝን💔 በቃ ይኣክል በጃኹም እዚ ገበን ከይድገን ድሕሪ ሕጂ ኣይኮነን መቕተልቲ ሓደ ሰብ እንተቖሲሉና ምስ ዓፋር ዕርቂ ዝበሃል ክንሰምዕ ኣይንደልን። መንግስቲ ዓፋር ነዚ ኣረሜናዊ ጨፍጫፍ ዝፈጸሙ ኣሕሊፉ ተዘይሂቡና ውን ከምኡ ዕርቂ ዝበሃል ነግር ክንሰምዕ ኣይንደልን። ኣብዚ ስዓት ስምምዕ ሰላም ከየፍርሰልና ተኾይኑ ሽግር የብሉን ይጽናሕ መልሲ ግን ክወሃቦም ኣለዎ።
@sohiadsohiad3630
@sohiadsohiad3630 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና ንዚምቲ ኣሕዋትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢
@aduyoutube1897
@aduyoutube1897 Месяц назад
😢😢😢😢😢😢 ዋይ ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብኩም ንመወቲይ ለ መግስተ ስመያት የዋርሶም ሙሉ ሓወይ ለ ፈጣሪይ ይባርካ እበር ተን ናትግራይ ሚድያታትስ ስሙዉን ኣየልዓልኡ ብጣዕሚይ የሕዝን
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Месяц назад
በሰመአብ ህዝበይ ኣምላክ መፍትሒ የዉርደልካ ኣይ ዓደይ መከራኪ ዘይዉዳእ መራሕቲ ትግራይ ወይ ይእለኩም ወይ ልቢ ይሃብኩም ንስኩም ደቂ ስሳ ዕድመ ክትዕንድሩ ህፃናት ትግራይ ይፀንቱ ምሕረት የዉርደልካ ህዝበይ
@user-jd8wn9lh3d
@user-jd8wn9lh3d Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኹም ወለዲ ንኣሕዋትና ኣብ ሕቅፈ ቅዱሳን የንብሮም😢😢😢🙏🙏🙏
@user-vh4ov2mx9j
@user-vh4ov2mx9j Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ ንኣሕዋትና ኣብ ሕቅፈ ቅዱሳን የንብሮም💔💔💔😥😥😥🙏🙏🙏
@suhee4292
@suhee4292 Месяц назад
ዓደይ ፅንዓት ይሃብኺ መደህንአለም ባየ መፀናዑ ላአክለመ 💔😭💔💔😭😭😭
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Месяц назад
መምህር ሙሉዋይ ኣቦ ትዕግስቲ ርቱእ ኣንዴበት ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ብዉላድካ ተሓጎስ ዝሓወይ ዓይኒ ሓሳድካ ይደፈን
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 Месяц назад
ዓፋርስ ጊዜ ረኺባ ተጋሩ ክትደፍር ካብግዳም ሓደር ሀገር ክኾኑ ዝገበረ ህዝቢ ኣክንዲ ዝምስገን ክድፈር ብጣዕሚእዩ ዘሕዝን ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና
@AbushEtanbetL-veme
@AbushEtanbetL-veme Месяц назад
ፅንዓት ልኹሉ ቤተሰብ ንመወቲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኣኻእሎ ይሃብኩም መሳኪን ወለዲ😢😢😢😢 ብስሩ ኣብ ትግራይ ንድሕሪት ዝጎተና ሓደ ሕጊ ሕነ ምፍዳይ ከም ነውሪ ስለ ንሕዞ እዩ እሞ ንመን ኢና ፀላእትና ለባማት ኣይኮኑን ፀላእትና ጨካናትን ሃሳሳትን እዮም እሞ ነዚኦም ብኸመይ ዩ ፍቕሪ ናበልና ልብና ፈትሾም ዘፅንቱና ዘለው ከም ፈራሓት ጌሮም ቖፂሮምና ህዝብና ፀኒቱ😢😢😢😢 በጃኹም ህዝብና ኽድሕን ምጭካን ንኽኣል😢 ይኣክል በቢ ዓመት ናመፀ በቲ በቲ ፀላእትና በዚሖም ዘለው ብናትና ፀገም ዩ፡፡
@user-lw3mx9bc2v
@user-lw3mx9bc2v Месяц назад
መለስ ኣይምለስካ ዘይነበረ ክልል ዓፋር ክልል ኢልካ ንህዝቢ ትግራይ ዘድሚ ዝዋጋእ ዕሾክ ፈጢርካ ምስ ህዝቢ ትግራይ ብባህልን ብስነ ሓሳብን ዘይቃዶዉ ዓፋር
@user-yv1uf6zx4l
@user-yv1uf6zx4l Месяц назад
ናይ ብሓቂ ፅንዓት ይሃብኩም አሕዋተይ። ግን ክሳብ መኣዝ እዩ በብሓደ እናተመሰትና እናሞትና እንነብር??? ህዝብና ሕሰበሉ!
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Месяц назад
እግዚአብሔር አቦይ ምእተ ህፃናት ሓጥያት ዘይብሎም እልካ ትዓረቀና ይቅር በለልና😢😢😢
@brllabay3842
@brllabay3842 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና ንአሕዋትን መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም😢😢😢 መምህር ሙሉ ሃይለስላሰ ምስ መሳርሕቱኩም ክብረት ይሃበልና❤❤❤
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Месяц назад
ዓፋር ዝበሃሉ ሕጂ ኣይኮኑን ሰብ ምቅታል ጀሚሮም ቅድሚ ኩናት ብዙሓት ተጋሩ ክርስቲያን ብምካኖም ተገፊዖምን ካብ ትምህርቲ ተሰጉጎምን እዩ ኣብ ድምጺ ኣመሪካ ኣለኩም ኣብ ልዕሊ ክርስትያን ተጋሩ ኣብ ዶብ ትግራይ ዓፋርን ዝግበር ዝነበረ ግፍዒ ቅድሚ 5 ዓመት ሕወሓት ግን ሓንቲ መዓልቲ ተዛሪባ ኣይትፈልጥን።ስለዚ እቲ ህዝቢ ብፍላይ እቲ መንእስይ ባዕሉ ንከባቢኡ ክሕሉ ኣለዎ ካብዞም ወጃባት ዓፋር ስረ ደቂ የውሃንስ ኢና በልዎም ክብህሩሩ እዮም
@nigistybana6849
@nigistybana6849 Месяц назад
Ezi ekau kwhidekum, nskum ke tgebrwo ab leli hzbi Eritrea hzbi Ethiopia chefchaf resekmo dkum atum chekanat reshat alet
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 Месяц назад
መንግስተ ሰማይ የዋርስኩም አሕዋት ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና ❤
@samigebre8040
@samigebre8040 Месяц назад
Good job 👏 wshatsena!! Mengstna do beluga Mesakin...znekhu..endyom...zdekese....Rest in heaven!! Justice for Tegaru!! Afar get off your hand ✋️ out of Tegaru!!
@GgGg-ue7rj
@GgGg-ue7rj Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኩም ህዝበይ💔😭😭😭
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv Месяц назад
ስድራ ጊዳያት ፅንዓት ይብኩም ንአበዚይ ጊዳይ ሰለባ ዝኮኑ ብገነት መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም
@user-ew5vi1yi4b
@user-ew5vi1yi4b Месяц назад
ፅንዓት ይሃብካም ህዝበይ😢😢😢😢😢
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 Месяц назад
ዳንደ ናይ ትግራይ እነሀለየ ድጥልጣል ተዋህዉዎ መንእሰይ ትግራይ ዳብ ዕደጋ ከአቱ እንተሎ በትሩ ይምንጠል ብፖሊስ ጥልጣል ዓፋር ግን ካራ ሕዙ መሳሪያ በትሪ ሕዙ ዕደጋ መኾኒ ይአቱ አቱም ሰባት ብጣዕሚ እዩ ኮ ዛሕምም ግድን ጥልጣል ናይ እዱ ክረክብ አለዎ ። መንግቲ ትግራይ ብቅልጡፍ መንእሰይ ራያ አዕጥቁ አከባቢኡ ክሕሉ ክገብር አለዎ ።
@salmasalm8448
@salmasalm8448 Месяц назад
አሕሕሕ ፅንዓት ይሃብክን አዴታትና 😭😭😭😭😭
@gebrehiwotn.5946
@gebrehiwotn.5946 Месяц назад
ፅናዓት ይሃብኩም!
@debesaymebrahtu3128
@debesaymebrahtu3128 Месяц назад
መምህር ኩሉ፡ ልቦና ፡ፍቕሪ ፡እምነት ኣባኻ ኩሉ ይርከብ ኣብዚ ክልተ ህዝብታት ከማኻ ይብዝሑልና ህዝብና ብሰላም ክነብር ንየሕዋትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብ ገበርቲ እከይ ድማ ኣምላክ ናይ ኢዶም የሕሊፉ ይሃቦም
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 15 дней назад
ፅንዓት ይሃብኩም ንመላእ ስድራን ቤተሰብን 😢😢😢
@user-do6zq6fg1s
@user-do6zq6fg1s Месяц назад
Amen. Amen. Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
@smirhss4421
@smirhss4421 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኩም ወለዲ ንኣሕዋትና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ሕቅፈ ቅዱሳን የንብሮም 😢😢😢
@TheCritic101
@TheCritic101 Месяц назад
ውሻጠ ሚድያ ፅቡቅ ስራሕ ሰሪሕኹም
@user-xg6rh5zi7j
@user-xg6rh5zi7j Месяц назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ መምህር ሙሉ ምስ ምሳርሕትኩም እግዚአብሔር ያክብረልና
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku Месяц назад
ትግራይ ዓደይ
@HayetTesfay
@HayetTesfay Месяц назад
መምህረይ ለባም ሰብ🙏
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Месяц назад
😢😢😢😢😢ኣይ ኣደታትና ጮጉሮን ወደአን😢😢😢😢
@tsehayeabay2982
@tsehayeabay2982 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኩም ወለድና።ዓኽ! ህዝበይ ኣደዳ ሸፋቱ ኾይኑ ቐርዩ።ትግራዋይ ብጅግንነቱ ዓለም ዝፈልጦ ዝነበረ፡ሐዚ ግና ኣደዳ ድሑራት ኮይኑ ቐርዩ።
@user-tn4hp1qq1d
@user-tn4hp1qq1d Месяц назад
ፅንዓት ደ ይሃብኩም 🙏💔🖤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Месяц назад
ፅንአት የሃብኩም አጆም ናይ ግዜ ጉዳይ እዩበር ናይኢዶም ከግንዩ እዮም።
@user-tk2hr7vt4w
@user-tk2hr7vt4w 28 дней назад
ፅነዓት ይሀብኩሙ😭😭😭
@user-zf6zl2zh4p
@user-zf6zl2zh4p Месяц назад
ፅናዓት ይሃቡኩሙ 😢😢😢😢
@pral210
@pral210 Месяц назад
ንመላእ ቤተ ሰብ ፅንዓት ይሃብኩም
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g Месяц назад
ዋይ ዋይ ህዝበይ ዳግነኻዮ ዓፋርስያ እዝ ፈድያትኻ ዓኽኽ ደይ ቁንቁራ ጥራይ ደይትፈልጥ ደይሸመታ ዘራኣ ደይታእትይ ብሰላ ህዝብ ራያ ሰብ መስሎም ሎሚ ኣቶ ህዝበይ እዝዶ ናእድኻ እስት ካሓተኩም ጣልጣላት ቆሎዑ ረሽንኻስ ጅግንነት ትብሉና ጀግና ተኾይንኹም ደይትገጥሙ ምቶም ጀጋኑ ዕጥቃት በቃ ህፃውንት ሃልቆም ብተደጋጋሚ ኣደዋ ፅናዓት ያሃብክ
@suhee4292
@suhee4292 Месяц назад
አሕሕሕሕሕሕ ደቅነአይ መንግስተ ስመይ ያውሪስኹም 🖤😭😭😭💔💔
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki Месяц назад
ፅንዓት ይሐብኹም ንመላእ ቤተስብ ንዝሞቱ ንግስተ ስማያት የዋርስኹም 😢😢😢
@thddjbdreffst5641
@thddjbdreffst5641 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኩም መንግተስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢💔
@user-md8pc3lw1o
@user-md8pc3lw1o Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኹም ኣኮታተይ 🥲🥲🥲
@AasZzx-pv6lx
@AasZzx-pv6lx Месяц назад
😢😢😢😢😢😢
@samerasamer3870
@samerasamer3870 Месяц назад
😢😢😢😢❤
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 Месяц назад
Amen 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 RIP
@user-lw3mx9bc2v
@user-lw3mx9bc2v Месяц назад
ጽንዓት ይሃብካ ህዝበይ
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q Месяц назад
መንግስተ ሰማያት የዋርስክም ንእሳተይ ንቤተሰብ ፅንዓት ይሃብክም😢😢😢😢
@genetgenet4250
@genetgenet4250 Месяц назад
😢😢😢😢😢ፈጣረ ይፋረዳም አይ ዓፈረ ረክሰት😢😢😢😢
@user-lm8pk9um9c
@user-lm8pk9um9c Месяц назад
መምህረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ec8dv9ex8v
@user-ec8dv9ex8v Месяц назад
አየ ትግራይ ዓደይ ኩሉ ልንበዐኪ አደዋይ የክእልኪ😭
@MulugetaShifta
@MulugetaShifta Месяц назад
ጽንዓት ያሃብኩም ወለዲ
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 21 день назад
ፅንዓት የሃብኹም ህዝብ ራያ ባየ ጋራርሳ 😢😢😢😢😢
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo Месяц назад
ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ
@jwbwhshak3150
@jwbwhshak3150 Месяц назад
ፀንዓት ይሃበና
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g Месяц назад
😢😢😢😢😢😢😢
@user-vd1oc4tx6v
@user-vd1oc4tx6v Месяц назад
ነብሰ ይማሕር 😢😢😢😢😢😢
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 Месяц назад
ፅንዓት ይሃብክን አዴታና😢
@zamzammohammed9789
@zamzammohammed9789 Месяц назад
😢😢😢😢😢😢ፅንኣት ይሃብካ ህዝብና
@user-tn4hp1qq1d
@user-tn4hp1qq1d Месяц назад
ዋይ ህዝቢይ 😭😭😭😭😭
@Opu111-wb1tp
@Opu111-wb1tp Месяц назад
ፅንዓት ይሃብኹም 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Месяц назад
ፅንኣት ይሀብኩም መንግስተሰማያት የዋርሶም
@AfariMad.SleuthExportedSalt
@AfariMad.SleuthExportedSalt Месяц назад
ዓጠርጠርን ሓከልከልን ኣኽላቫት ሰመራ መዓት እዩ መዘዙ ፡፡ከልቪ ተዘይሓፈረት ኣዝማዳ ይሕፈሩላ፡፡
@mlatmlat5031
@mlatmlat5031 Месяц назад
መንግስት ሰማይ ይዋረሶም አሕዋትና ፅንዓት ይሃብኩም ወለድሪ😢😢😢
@user-yu7ep3vd7y
@user-yu7ep3vd7y Месяц назад
እዊይይይይ ፅናዒተ ያሀብክሙ ወለዲና 😢😢😢😢
@tko4438
@tko4438 Месяц назад
አሕሕሕሕሕሕሕ😢😢😢😢😢
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Месяц назад
እግዚአብሔር ፅንዓት ይሃብኩም 😢😢😢
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 Месяц назад
Amen 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹🌹🌹
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku Месяц назад
ልዋሜ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@userd76
@userd76 Месяц назад
we.have.beautiful.culture.we.have to.stand.together.look.how.they.are beautiful.peaple.may.god.protect the.world.from.evils.and.bad weather.to.live.a.better.life.we.have to.pray.god.will.remove.evil.abiy.ali soon.i.have.a.dream.dream.is.coming
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d Месяц назад
😢😢😢
@mahamamdmahamam5576
@mahamamdmahamam5576 28 дней назад
👍👍👍👍👏👏👏👏🙏🙏🙏
@hiwotkidanu7662
@hiwotkidanu7662 Месяц назад
ፅንዓት ንስድራ ።
@sojoh9j904
@sojoh9j904 Месяц назад
💔😭😭😭😭😭
@diyanaeyob8051
@diyanaeyob8051 Месяц назад
💔💔💔💔
@rahilehailu8309
@rahilehailu8309 Месяц назад
😭😭
@errr6415
@errr6415 Месяц назад
ዋይ ዓደይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@hgfdg7858
@hgfdg7858 Месяц назад
😢😢😢😢😢
@taspikonjo2742
@taspikonjo2742 Месяц назад
😭😭😭😭😭💔💔💔
@user-zi7zj2iu9o
@user-zi7zj2iu9o Месяц назад
💔💔😭😭😭💔💔🕯️🕯️💔
@HhHh-qh2lj
@HhHh-qh2lj Месяц назад
😥😥😥😥😥😥😥😥
@ksaksaksa3860
@ksaksaksa3860 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@berndadesta9679
@berndadesta9679 Месяц назад
ህዝብ ትግራይ እናተ ጭፍጨፈ ቦታ ልቀቅ እናበለካ እቲ ዝካለኸለሉ TDF ዎስትና ህዝብኻ ዘይራጋገፅካ ምልዓል ገበን ኢዩ መንግስቲ ትግራይ ስሕተታት ብዝስርሖም ቀፅሪ ህዝቢ ትግራይ ብናይ ፋሽት አብይሐመድ ሽርሒ ይቅተል ይጭወ አለሎ ስለዙይ አብትግራይ መንግስቲ የለን ልማለት ይካአል ::ብግፍዒ ዝተጨፍጨፉ ህፃዉንቲ ነብሶም አብመንግስተ ስማያት ይዕርፈልና ንወለዲ ፅልዓት ይሃብኩም😢
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 Месяц назад
ንሰብ ከማኻ ዶ ወደይ ዓይኑ እንዳረኣየ ሂወቱ ተሕልፍ ኢኻ ጽንዓት ይሃብኩም😢😢😢😢
@vardamariyam7992
@vardamariyam7992 Месяц назад
😢😢😢😢❤❤
@naix3768
@naix3768 Месяц назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔
@dassshdfg698
@dassshdfg698 Месяц назад
😭😭😭
@user-ov7nk2zd4o
@user-ov7nk2zd4o Месяц назад
😢😢😢😭😭😭😭😭😭
@SalamSalam-ic4yw
@SalamSalam-ic4yw Месяц назад
😭😭😭😭😭😭
@eteneshyosef1052
@eteneshyosef1052 Месяц назад
እዋይ ደቂሶም ከለዉ ድዮም ደቀይ ደቀይ መንግስቲ ሰማያት የዉርሶም ንገባሪ ኩፉእ እግዚአብሔር ይፍረዶም
@samerasamer3870
@samerasamer3870 Месяц назад
ትክክል ❤
@abrhaletekle1356
@abrhaletekle1356 Месяц назад
😭😭😭😭
@errr6415
@errr6415 Месяц назад
እሕሕሕሕሕሕሕሕሕ😭😭😭😭😭😭😭😭
@NgiasNgias
@NgiasNgias Месяц назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@meridlegas5259
@meridlegas5259 Месяц назад
ለከ ሰማል ሓቃቶም ኢዮም አናሳ ጛሳ ተተበሀለስ አብ ዝባን ሰብ ክሸኑ
@user-tn4hp1qq1d
@user-tn4hp1qq1d Месяц назад
😭😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤💔💔💔💔💔🖤🖤🖤💔💔💔
@suhhd
@suhhd Месяц назад
😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@SeleRaya-ij6ni
@SeleRaya-ij6ni Месяц назад
ኣሕሕሕ😅
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Месяц назад
😢😢😢😢
@taspikonjo2742
@taspikonjo2742 Месяц назад
😭😭😭😭😭😭😭💔💔🙏💔🙏
@user-ov7nk2zd4o
@user-ov7nk2zd4o Месяц назад
😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭