Тёмный

መንግስቲ 1000 ዓመት ነዚ ትመስል.....! 

Dave Solo
Подписаться 6 тыс.
Просмотров 10 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии    
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
1. ሽሕ ዓመት ዝብል ኣምር ካበይ ዝመጸ እዩ? 2. ኣብ ሰማይ ‘ዶ ኣብ ምድሪ እዩ እዚ መንግስቲ ክኸውን? 3. መዓስ እዩ እዚ ናይ ሽሕ ዓመት መንግስቲ ዝኸውን? 4.ነዚ መንግስቲ መን እዩ ዝመርሖ? 5. ካብዛ ዘላ ዓለም እንታይ ዝተፈልየ ነገር ክፍጠር እዩ ኣብቲ ናይ ሽሕ ዓመት መንግስቲ? 6.ስለምንታይ ግና ኣምላኽ ናብ ዘልኣለም ዘየእትወና ንምንታይ 1000 ዓመት ኣድለየ. 7. እዚ ናይ 1000 ዓመት ብኸመይ ክውድእ እዩ! ብተወሳኺ ድማ ፍልልይ እቲ ንእስራኤል ሕጂ ሒዞምዎ ዘለዉ ዶባትን እቲ እግዚኣብሄር ኣብራሃም ይስሓቅ ያእቆብን ዝሃቦም ናይ ተስፋ መሬትን ዝውሎ ፍልልይ ብልክዕ ተረዲእኩም ክትወጺ ባህገይ እዩ! Subscribe እንተገበርኩም ነዛ ቻነል ሓጋዚ Share እንተገበርኩምዎ ድማ እዚ መልእኽቲ ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሓጋዚ ስለ ዝኾነ Subscribeን Shareን ክትገብሩ ይሓተኩም!
@Buruk-he9xq
@Buruk-he9xq 11 часов назад
Brother, 1000 year can only be found in the book of revelation and a lot of Christians literally took it and misunderstood is Jesus will be Israel while non believers are also in this earth living in other parts of the world and make war against Jesus. When Jesus returns, it will be a ready or not event. 1000 amet Yesus ab mdri enda gezia, Seytan dma sebat ashitu kwaguo eyu nab Israel keydu mbal gega tmhri eyu. Yesus already abza mdri ygezie eyu zelo. Mengstu already tgezie ala. Eta mengstu dma already ab wishtna eya zela. Slezi bhji nay 1000 amet Yesus physiclaly mexiu kgezie eyu zbehal tmhrti gega eyu.
@almazyohannes8913
@almazyohannes8913 3 дня назад
ብሩኽ ሓወይ፡ኩሉ እተቕርቦ ጽፉፍ ኣሞ ካአ ይዕሙቕ ኣብልካ ሰለ እትምህር፡ ብጣዕሚ ኣግድሲ እዩ፡ ቖጽሎ ኣጆካ ብርትዕ ፡❤❤❤ ኣምላኽ ሰማይ ኣብዚሑን የዒዚዙን ይብርኽካ🙏🙏🙏
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
ኣሜን እግዚኣብሄር ይመስገን!
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 3 дня назад
ተባረኽ ሓው!!!ነቲ ዘመን ኣላሊኻ , ንደቂ ሰባት ተላሊ ዝለዘሎኻ ተባረኽ🙌🏽, ምግላጽ ቓሉ መሊሱ ይብዘሓልካ 🙌🏽 ዜና /መ 12 :32 ካብ እስራኤል ካብ ደቂ ይሳኮር ከኣ፡ እስራኤል እንታይ ኪገብር ከም ዚግብኦ ኺፈልጡ፡ ምስትውዓል ዘመናት ዘለዎም፡ ክልተ ሚእቲ ዋናታቶም፡ ኣብ ትሕቲ ትእዛዞም ድማ ኲሎም ኣሕዋቶም ምሳታቶም...
@Tomas-komita
@Tomas-komita 2 дня назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንተና የቀንየልና
@yohannesalazar7578
@yohannesalazar7578 День назад
Marantha God bless you.
@selamasmelash6024
@selamasmelash6024 День назад
Amennnnnnn ❤
@mhretHADGU
@mhretHADGU 2 дня назад
❤❤Amazing 🙌🏻🙌🏻🙌🏻🙌🏻አሜን ማራናታ የሱሱይ❤መዓርይ Thank you 🙏
@filmonbeyene6477
@filmonbeyene6477 3 дня назад
አግዘኣቢሄር ሰናይ ዩ ሞ ብምሕረት ይጠምተና❤❤
@mehariwoldehisan2890
@mehariwoldehisan2890 2 дня назад
ኣዝዩ ዓሚቕን ሰፊሕን ጌርካ ገሊጽካዮ ብሩኽ.
@SelamSelu-hy4tb
@SelamSelu-hy4tb 2 дня назад
ኣሜን
@selihomshewit8273
@selihomshewit8273 День назад
Dave bruk ❤❤ tebarek
@SentGood-o6d
@SentGood-o6d 3 дня назад
Amen tebarek
@mesfinzeray1097
@mesfinzeray1097 3 дня назад
ኣሜን ኣሜን ተባረኽ❤❤❤❤❤❤❤
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 2 дня назад
Amen
@efizenat8712
@efizenat8712 3 дня назад
Waww dave blessed amazing keep shining ✨️ 🙏 ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SegenAraya-m4w
@SegenAraya-m4w 2 дня назад
ኣሜንንን ኣሜንንን ጎይታ ዘመንካ ይባርክ ❤❤❤❤
@SelamSelu-hy4tb
@SelamSelu-hy4tb 2 дня назад
ተባረክ
@fitsumabedefisseha4889
@fitsumabedefisseha4889 3 дня назад
መደባትካ ደስ ኢልና ኢና ንከታተሎ ቀጽለልና ክቡር ሓው። ግን እት video ክትቀያይር ከለኻ እተቀናብራ "ጫዕ" እትብል ናይ ካሜራ ድምጺ ፥ ብፍላይ ነቶም ear-phone ተጠቂምና እንሰምዕ ረባሺት ድምጺ ኮይናትና ኣላ'ሞ እታ ጫዕታ እንተትገድፋ ጽቡቕ ምኾነ❤።
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
ስለ ሃናጺ ምኽርኻ የመስግነካ ብሩኽ ሓው! ስለዚ ኣብ ቀጻሊ ምትዕርራያት ክገብር አየ!
@medhntekle4781
@medhntekle4781 2 дня назад
❤❤❤❤
@tsegakiflemariam
@tsegakiflemariam 3 дня назад
Wawwww solo hawey blessed prefect message mglax qalu ybzhalka GBU ❤❤😂
@betielaradom2166
@betielaradom2166 3 дня назад
God bless you Amazing brother abundantly tebarki nberkti kunu🙏
@HdatKahsay
@HdatKahsay 3 дня назад
Amennnnn
@paulosyoseph6208
@paulosyoseph6208 День назад
ኣብ ዓለም ብቢልዮናት ዝቍጸሩ ሰባት ኣለዉ፣ ክርስትና ባህለይ'ዩ። መጽሓፍ ቅዱስ ናይ ደቂ ሰባት መሪሕ ክኸውን ኣይክእልን'ዩ ምኽንያቱ ሳይንሳዊ ኣይኮነን ከምኡ'ውን ክርስትና ሓደ ካብ ብዙሓት ሃይማኖታት'ዩ። ስለዚ መብዛሕትኡ ትብሎ ዘለኻ ትርጉም የብሉም። ክብርኻ ከየጉደልኩ፡ ሓቀይና ትምህርቲ እንተትውስኽ ምበልኩ።
@JesusisLord7832
@JesusisLord7832 2 дня назад
Dave hawey tebarek 🙏 nmhar alena , please keep it up.
@nahikal1150
@nahikal1150 2 дня назад
Tebarek Dave bruk!
@AlexAlex-dw7eg
@AlexAlex-dw7eg 3 дня назад
🙏🙏👍👍
@natnaelabrahamteklemariam8482
@natnaelabrahamteklemariam8482 3 дня назад
Wonderful illustration solo bruk . Keep up the good work. God bless you!
@afewerkisium986
@afewerkisium986 2 дня назад
Woooow, praise God, I amazing your approach,God bless you, brother
@God-db9vp
@God-db9vp 2 дня назад
ሰላም ሓወይ ጽቡቅ እዩ መደብካ ቀጽሎ፡ ኣብዚ ዝብልካዮ ቁሩብ ቅኑዕ ዘይኮነ ኣሎ፡ ንሱ ከኣ ኣብ ራእይ ዮሓንስ ዘሎ ሽሕ ዓመት ብቀጥታ ንሽሕ ዓመት ዝገልጽ ኣይኮነን፡ ራእይ ዮሓንስ ዳርጋ ኩሉ ብምሳሌያዊ ኣገላልጻ እዩ ተጻሒፉ፡ 1000 ዓመት ምሉእ ስለዝኾነ ንዘልኣለማውነት መንግስቲ ዝገልጽ እዩ፡ ጎይታ ኣብ ምድሪ ኮነ ኣብ ሰማይ ናይ ዘልኣለም ንጉስ እንበር ናይ ውሱን ግዜ ንጉስ ኣይኮነን፡ " ንመንግስቱ መወዳእታ የብላን" ዝብል ቃል ቅዱስ ገብርኤል ንዘክር፡ እታ ጥንታዊት ቤተክርስትያን(50-400) ከምዚ እያ እትኣምን ኔራ፡ ካልእ እዛ ካርታ እዚኣ እቲ ጸረ ክርስቶስ ዝነግሰላ ንዓለም ምሉእ ዝቆጻጸረላ መንግስቲ እያ፡ እዞም ሕጂ ዘለዉ መራሕቲ እስራኤልን ኣሜሪካን ኤውሮጳን ነዛ ካርታ ኣብ ምስራሕ እዮም ዝጓየዩ ዘለዉ ምኽንያቱ ንሰይጣን ስለዘምልኹ ዕላማ ሰይጣን ስለዝኾነ እዩ፡ ካልእ እዞም ሕጂ ዘለዉ እስራኤላውያን ናይ ብሓቂ ደቂ ኣብርሃም ኣይኮኑን ምስቶም ናይ መጽሓፍ ቅዱስ እስራኤላውያን ናይ ስጋ ዝምድና የብሎምን፡ ብሓሶት እዮም ንህዝቢ ዓለም እስራኤላውያን ኢና ኢሎም ኣታሊሎሞ ዝኸዱ ዘለዉ እንበር ኤውሮጳውያን ቱርካውያን ኢትዮጵያውያን ወዘተ እዮም።
@DanielDebas-s2q
@DanielDebas-s2q 3 дня назад
nay amlak seb goyta yebareka keep going dave hawey
@tsehayteweldebrhangede9205
@tsehayteweldebrhangede9205 2 дня назад
God bless you.
@FiliFili-i5p
@FiliFili-i5p 2 дня назад
amlak hayli yweskelka buruk
@HdatKahsay
@HdatKahsay 3 дня назад
🙏🙏🙏👐
@abrahamwel9692
@abrahamwel9692 2 дня назад
ኣብ ማቴ 16፥27 ተጻሒፉ ዘሎ ብዛዕባ ዓስቢ ማለት ብዛዕባ ፍርዲ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ምክንያቱ ንደቂ ሰባት ከከም ግብሮም ዝወስድሉ ዓስቢ ኢዩ፡ ኣማኒ ጥራይ ስለ ዝነበርካ ግብሪ ተዘይብልካ ዓስብካ ከንቱ ምኻኑ ኢዩ፡ ስለዚ ኢዩ ከኣ ኣብ ያዕቆብ ምዕ፥2 እምነት ብዘይግብሪ ከንቱ ኢያ ዝብላ፡ ባዕሉ ጎይታ እውን ኣብ መልእኽቲ ዮሓንስ ፡ፍቃድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዝፍጽም እንበር ኩሉ ጎይታ ጎይታይ ዝብል ከም ዘይጸድቕ ነጊርና ኢዩ። ተባረኽ ዝሓወይ
@HdatKahsay
@HdatKahsay 3 дня назад
Beruk eka❤
@MulugetaMebrahtu-cz1wh
@MulugetaMebrahtu-cz1wh 3 дня назад
Solo hawey amlak ybarka : azie'ye zfetweka :medebatka wn yketatelo ye, bzeaba nayti wedi tfeat ( Hasawi mesihh) asfihka ketemxelna kxbyeka ye :: kab zefqreka Hawka Orthodox Tewahdo Krstian ♥️♥️♥️✝️
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
ኣሜን ብሩኽ ሓወይ፡ ኣብ ቀጻሊ ሓቅኻ ኣብ ግምት ከእትዋ እየ! ስለተገዳስነትካ ኣምላኽ ይባርኽካ!
@saraabrha8617
@saraabrha8617 3 дня назад
Wonderful explanation brother you're blessed
@merhawitemesgen3343
@merhawitemesgen3343 3 дня назад
God bless you Daev
@semhartewelde-ym4dk
@semhartewelde-ym4dk 3 дня назад
Goyta ybarka dave agedasi tmhrti
@sarahaile6506
@sarahaile6506 3 дня назад
Tebark memeleska ❤❤❤❤
@sirak15
@sirak15 3 дня назад
👍 you are prefect, nice video
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
Praise God! thank you so much!
@semhartewoldebrhane6630
@semhartewoldebrhane6630 3 дня назад
Thank you
@yosiefzerayjosat5821
@yosiefzerayjosat5821 3 дня назад
Your editing and content is very amazing... .if you don't mind..kndey gzie ywesdelka?
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
Thank You so much brother! no its okay ...ክንድዚ ግዜ ክብል እኳ ቁሩብ ዘይክንጽር ይኽእል እዩ ግን ዳርጋ ካብ 5 ክሳብ 10 ሰዓታት ይወስደለይ ይኸውን እዩ ምናልባት ሓደሓደ ግዜ ውን ልዕሊኡ ከከም ንውሓት ናይቲ ቪድዮ።
@yosiefzerayjosat5821
@yosiefzerayjosat5821 3 дня назад
@@davesolobeloved ብሩክ ሓው ናይ ብሓቂ ኣብ ስራሕካ ዘሎካ ተገዳስነት ዝድነቅ እዩ...video editor እየ ክሳብ ሕጂ ከማካ ተገዲሱ edit ዝገብር ኤረትራዊ ኣይርኣኩን....ማዕረ እቲ ትከፍሎ ዋጋ፣ጻማ ክትረክበሉ ይምነየልካ!! dear bro!!
@eyasuteklay7457
@eyasuteklay7457 3 дня назад
ኣዚዩ ኣገዳሲ ትምህርቲ ብቋንቋና ከምዚ ኣርእስቲ ከልዕሉ ኣይሰማዕኩን።
@proud4577
@proud4577 3 дня назад
❤God bless you lovely brother ❤
@BikiMan-v9c
@BikiMan-v9c 3 дня назад
።🎉
@JohnBlessedBlessed
@JohnBlessedBlessed 3 дня назад
Dave blessed ❤❤❤❤
@Erily
@Erily 3 дня назад
Betaemi fetoyo medebatka Amlak yebareka kemzi girka hezbeka menqah xebuq u kale gize bezaeba geneten gahanemn kexebika ye malet bezaeba gebri deqi sebat
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
Amen! Amlak Rediuni bhaki. and xbuk hasab eyu selzi ab gmt keetwo eye brkti..God bless you!
@shalomsara9461
@shalomsara9461 3 дня назад
God bless you blessed
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
Amen!
@fhjih578
@fhjih578 3 дня назад
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@nahidawit8615
@nahidawit8615 3 дня назад
👑❤️❤️
@mhrethabte7299
@mhrethabte7299 3 дня назад
Nskha. Nay zemena burukh ekha
@davesolobeloved
@davesolobeloved 3 дня назад
Amen፡ Amlak Ymesgen.
@mannaalm6790
@mannaalm6790 3 дня назад
Goita ibarka Zweden ydmeka ynah
@SaimonHabtu
@SaimonHabtu 3 дня назад
Kulu tzareb o btaime eu zmsteni haymanot gedifka malet eu geles aleka thanks
@EzraGushu
@EzraGushu День назад
Egzabehier ybareka
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari 3 дня назад
❤❤❤❤dave bruk
@betielaradom2166
@betielaradom2166 3 дня назад
24:57
@rodaeritreanmedia2141
@rodaeritreanmedia2141 2 дня назад
Solo hawna ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ ክብረት ይሃብካ If possible ብዛዕባ ባሕሪ ኤርትራ ዝብል እስከ ኣብርሃልና በጃኻ ! ክንደይ ሰብ ብዛዕባ እዛ ሕጂ ዘላ ኤርትራ ኢዮም ዝብሉ ዝሰምዕ እሞ እስከ ገለ በለና thanks ❤
@debedaymilion
@debedaymilion День назад
Keyh Bahri malet eyu nay Eritrea zbahal Bahri yelen
@rodaeritreanmedia2141
@rodaeritreanmedia2141 День назад
ዘይበልና'ዶ ኮይና 😂 በል ክንደይ ሰብ ኢያ ኣብ ጌጋ ሓሳብ ዘላ ፡ እዚ ዛንታ መመክሒ ኤርትራውነት ጌሮሞ ኣለዉ
@TeameGebreyohans
@TeameGebreyohans 3 дня назад
ሃለውለው ኣይትበል ክርስቶስ ዝመፅእ ንዘልኣለም ክነግስ እምበር ን1000 ኣይኮነን ዝርድኣካ ተኾይኑ መናፍቅ
@debedaymilion
@debedaymilion 2 дня назад
Ata Halay drbay anbb meshaf kudus
@TeameGebreyohans
@TeameGebreyohans 2 дня назад
@@debedaymilion ስለቲ ፀርፊ የቀንየለይ መፅሐፍ ቅዱስ ተተንብብ ኣይምተፃረፍካን
@God-db9vp
@God-db9vp 2 дня назад
​@@TeameGebreyohansኣንታ ሓወይ እንታይ ኣምጽኦ እቲ መናፍቅ ኢልካ ጸርፊ፡ ኣነ ኦርቶዶክስ እየ እዚ ዘለፋ ግን ኣይቅበሎን እየ
@TeameGebreyohans
@TeameGebreyohans 2 дня назад
@@God-db9vp እሞ ስማዕንዶ ዝሓወይ ኦርቶዶክስ ክርስቶስ 1000 ዓመት ኣብ ምድሪ ክነግስ እዩ ኢላ ፈፂማ ኣይትኣምንን እዚ ዞኣምኑ ተሃድሶ መናፍቃን እዮም። ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝመፅእ ንፍርዲ እምበር ኣብዛ ዓለም 1000 ዓመት ክነግስ ክመፅእ እዩ ኢላ ኣይትኣምንን። እሱ ንዘለኣለም ንጉስ እዩሞ።
@God-db9vp
@God-db9vp 2 дня назад
@@TeameGebreyohans ጽቡቅ ኣለካ፡ ኣነ ውን ልክዕ ኣሎ እዚ ሓውና ኣይበልኩን፡ እዚ ናይ 1000 ዓመት ትርጉም ብልክዕ ከምዘይተርጎሞን እቲ ልክዕ ትርጉሙን ብምንጋር ክትእርሞ ኣብ ክንዲ ዝግባኣካ መናፍቅ ኢልካ ምዝላፍ እንታይ ኣምጸኦ እየ ኢለ፡ ነቲ መናፍቅ ኢልካ ምዝላፍ እየ ዘይተቀበልኩዎ ሓወይ።
@ክንዮእቲሓቂ
@ክንዮእቲሓቂ 2 дня назад
Ezgabhier kferd eyu kmex
@Yenhal7
@Yenhal7 3 дня назад
Why don’t do take questions and answer if you are really know about the bible can you do that if you are confident what you said about the bible?
@ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
ኢየሱስ ክርስቶስ ክፈርድ እዩ ዝመጽእ ዓለም ከሕልፍ እዩ ዝመጽእ ኣስተውዕል ሓሶት ኣይትዛረብ
@phun4379
@phun4379 3 дня назад
የሱስ መን እዩ? ኢየሱስ ማለትካ ድዩ? እየሱስከ መን እዩ እየሱሰ እግዚአብሄር ድዩ? ዋላስ እየሱስ አማላዲ ጥራይ?
@AbrahamWghere
@AbrahamWghere 3 дня назад
በቃ ንኣይሁድ ከተቀናጅዉ ክትነብሩ ፒእ ኣብየት ሓበሻ ክንድሕር
@Natan0755
@Natan0755 3 дня назад
ፋራ ሰኪትካ ዘይትምሃር
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari 3 дня назад
😂😂😂ጽቡቅ ኣለኻ ​@@Natan0755
@በርጌድንሓመዱመለይ
ይግርም ኢዩ እሞ ኦይሮፓዊያን ኢዮም እኮ ድሕሪ 2 ኪናት ዓለም ናብ ኢስረኤል ዝክዱ እቶም ደቂ ባት ነጺንቶም ኢዮም ሓበሻ ንቃሓት 0
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 3 дня назад
ክንዲ ዝኣክል ኣርእስቲ ሒዝካ ብ ኢዲት ኣባላሺኻዮ፡መጽሓፍ ቅዱስ ትምህር ክሳብ ዘለኻስ ህድእ ኢልካ ነጥቢ ብነጥቢ እንተ ትገልጾ መሓሸ ን ኣብነት ቑጽሪ 2 ኣብ ሰማይ ዶ ኣብ ምድሪ ኢልካ ሕቶ ኣልዒልካ ወላ መወኪሲ ዛኮነካ ጥቕሲ ከይሃብካ ኣብዚ ምድሪ ኢልካ ሓሊፍካዮ።ስለዚስ ትምህርቲ ጽቡቕ ከሎ ኣመሃህራ ምስኡ ዚኸይድ ምስ ዘይከዊን ግና የበላሽዎ ዩ።ሓበረታ ኣይኮንካን ትህብ ዘለኻ ትምህር ክሳብ ዘለኻ ነቲ ሰብ ትብሎ ዘለኻ ከስተውዕሎ ዕድል ዝህብ ግበሮ፡ከምዚ ናይ መግቢ ስጉድ ስጉድ ዘብልዎ ኣይትግበሮ፡ንኣይ ከሙ ተስሚዑኒ ክውደኣ ኣይከኣልኩን
@rebecca-TL
@rebecca-TL 3 дня назад
Abraham represents to all humanity not Israel people and Jesus makes it clear his kingdom is to those accepted him only so Israelis didn't accepted him
@TekieGrmay
@TekieGrmay 3 дня назад
እንተትምልሰለይ ጽኑቕ ነሩ፡ ማለተይ እግዚኣቢሄር ምስመጸ ግዛቶም ክከውን ዩ ክትብል ከለኻ፡እግዚኣቢሄር ንዓለም ደይኮነን ንእንስሳ ከይተረፈ ሰላም ከውርደሎም፡ስለዚ እዚ ህልኽ ወይ ሓይሊ ናይ እስራኤል ነዚ ንምትግባር ክኸውን ኣለዎ።እንተዘይ ኮይኑ እግዚኣቢሄ ሲ ነቶም ኣህዛብ ኣይሁድ ክቕይሮም ወይስ ናበይ ክሰዶም፡ወይስ ኣብትሕቲ ስልጣኑ እስራኤላውያን ከመሃድርዎ ነቲ ቦታን ኣህዛብን?ብዝያዳ ንሕቶይ ተረዲእካ ክትምልሰለይ ይጽበ❤❤❤
@MsginaGGerens-hd1ci
@MsginaGGerens-hd1ci 3 дня назад
Who is true Israelawi where's true Israel don't just tell lie of tsionawyan
@mostewelde
@mostewelde 3 дня назад
❤❤❤❤
Далее
What’s your height?🩷🙀💚
00:59
Просмотров 3,5 млн
Paint Projects
00:17
Просмотров 2,3 млн
ምስጢር ካብ ኣፉ ኣሙሊቑ ....?
11:54
Просмотров 15 тыс.
ጭርሖ መንግስቲ ቻይና!!
28:10
Просмотров 1,8 тыс.
What’s your height?🩷🙀💚
00:59
Просмотров 3,5 млн