Тёмный

መን'ዩ ሕድሪ ስዉኣት ጠሊሙ ፧ 

HAGEREY TV ሃገረይ TV
Подписаться 23 тыс.
Просмотров 2,4 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 22   
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 года назад
ተአወት ጂግና
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 2 года назад
Thank you bro
@zerisenaynegassi9209
@zerisenaynegassi9209 2 года назад
Dikum ftret, tehizin.
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 2 года назад
Eta merkeb ke abey bexiha. Hasewti
@keseteafeworki2756
@keseteafeworki2756 2 года назад
ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ፈጣሪ ገለስ ኮይና ኣሎና!
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 года назад
ግሪም ገሮሞ ካብቲ ዘለዎ አዊን አንተዘውርድዎ ጽቡክ ነይሩ
@danielgoytom7749
@danielgoytom7749 2 года назад
Nay behaki ayneta Kulu tgebro btaemi eyu dshbeni ajoka bertie ab gonka alena ezom geldamat tesarifom elika entetgediska sieromuka malet eyu denkoro wey tsulul tseliuni elka zeymihsab ajoka kindi ribie natka zeyeberktu eyuom!! Nikid tray kulu ndelyo kikewin eyu☝️☝️✌️✌️✌️
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 2 года назад
ኣንታ በጃካ ተስተር ቢዛአባ ኣህፈሮም ሃደ ካብቶም ለክባታት አዚ ሰብ አዚ ኩሉ አዩ ዚፈልቶ አዩ ሃሳድ ባንዳ አስያስ ማና ንባአላ ባንዳ ውያ አዚኦም ደኪ ኣከለጉዛይ ኪትብሎም የህፊር አዩ
@jewharamohamed2109
@jewharamohamed2109 2 года назад
ልክዕ አለኻ ኩብር ሓወይ ንትንተናካ ደስዝብል ሓቅነት ዘለዎ አሰማማዕ ክብረት ተርከብ ተርከብ ዓጽምኻ 🙏✌️ዝተረሰዐ ነገር ዕስራ ሰነ እውን አንተኾነ ኢሳያስ ዝጠመቓ መዓልቲ መሳርሒት ክልተ ዕላማ ነርዋ ብስም ስዋእተ ክሽቅጥ (አስተዉዕል ምስአ አስዒቡ ካብሕጂ ናይውድባት ሓሸዉየ የለን ኢሉና አዚማለቱ ደማ ትፈልጦ ኢኻ ) ዝገርም እቶም ጀብሃታት ባዕሎ ዘጽደቖዎ ትርጉም ዘለዎ መዓልቲ ረሲዖም ኢሳያስ ዘወሰነሎም መዓልቲ ተቐቢሎም ምኒን ይብሉ አለዎ።ናይ አሕፎሮም ዘምህረት አብረሃለይ ክፍለ ወዘተ ንጀብሃ ንቓልስና ፊሒቖም በታቲኖም ክምለሱለ ዘይክእሉላ መሪጾም 💔ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ናይ ኤርትራ ስዉአትና🙏😭😭😭💔
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 года назад
✊✊✊✊💝🎤🔊
@solomonliza
@solomonliza 2 года назад
ኩሉ ተጋዳላይ ንናጽነት እምበር ንውልቀ ሰብ ኢሉ ኣይኮነን ተቓሊሱ። ብልክዕ ተጋዳላይ እቲ ቀንድን ቀዳማይን ግዳይ ናይ'ዚ ጋዕጋዕ ስርዓት ኢዩ ። ንሰማእታትና ድማ ቀዳማይ ጠላሚኦም እቲ ስርዓት ኢዩ።
@abitifili3597
@abitifili3597 2 года назад
ሓቒ ! ዉሑዳት ዘይኾኑ ተበለጽቲ ግን አለው ካብ ሜዳ ጀሚሩ ቐተልቲ የሕዋቶም።
@Tesfa325
@Tesfa325 2 года назад
ዓይነታ እዚ አሕፈሮም ትብሎ ከምስሙ መሕፈርዩ እዚ ተማሂሩ ክትብሎ እውን ዝገርም እዩ ተመሊሱ ንዝሀቦ interview እንተዝርእዮ ተመሊሱ መሕፈሮ ነይሩ ድሁል.
@sint6220
@sint6220 2 года назад
ኣሕፈሮም ኣብ ናቕፋ ይፈልጦ ኢየ ቅኑዑን ፍታሕውን ኢዩ ከምቲ ዝበልካዮ ግን ቦታ ኣይሃብዎን ፡ ብጣዕሚ ኢዩ ዝጸልኦም ንብዓል ኢሳይያስ ዘይከውን ኮይንዎ ምበር
@abitifili3597
@abitifili3597 2 года назад
????????? ጌርካ ገደፎ
@ghenetzemuy6584
@ghenetzemuy6584 2 года назад
ስቅ በል ሃዳሚ ❗️ ሐሳዊ ስቅ በል ረሰሕ ንሰኻ እምኒ ደርቢኻላ ዝሃደምካ ❗️ እወ ዕድመ ጥዕናን ይሃቦም ‼️ 60 ዓመት ተጋዲሎም ሕጂ ኻአ ሰጋዕ ሕጂ ‼️ ይጋደሉ አሎው ‼️ እሳቶም ሃገር አዲሕኖም ‼️ እምበር ባዓል ንሰኻ አፈኛ ወያነ አፊካ ዕጸው ❗️ሕድሪ ሰዋአት አይተጠለመን ከም ባዓል ንሰኻ ሃርባ ዝገበርካ ንሰኻ መን ኢኻ ሕጂ ትሐትት ፍሹል ።
@ttek9180
@ttek9180 2 года назад
አሕፈሮም ካብ ተራ ተጋዳይ አብ ጀብሃ ክሳብቲ ካድር ሳግም ኮይኑ ናብ ህዝባዊ ግንባር ዝተጸንበረሉ ጽቡቕ ጌርና ንፈልጦ። ባህርያቱ ህልም ዝበለ ተበላጺ ተመሳሲሉ ዝነብር፣ ምስ ግሊ ረብሐታቱ ዝገላበጥ፣ ከም ኩነታቱ ከም ነፋሒቶ ዝቀያየር ገጸ ባህሪ ዝወነነ ኢዩ። ስለዚ ነቶም እንፈልጦ ዝበለ ይበል አየገርመና አይሕደሰና አየገርመናን ኢዩ።
@ግርማጽዮንዕቕባይቻኩር
ከም ወትሩ ብሉጽ ዕዮ ዓይኖመይ ።
@abel8236
@abel8236 2 года назад
kab lebi ktqales yraka alku ember kula rebha juba eya aqdima zla
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 года назад
የማነ ቻርሊ ኣብ ኣዲ ኢንግሊዝ ሃፋሽ ዉድባት ዝነበረ ኮይኑ የማነ ቻርሊ ተጋዳላይ ኮይኑ ምስ ጸላኢ ክምክት ሪኣዮ ዝብል ሰብ ኣይትረክብን፥ኣቦታት ክምስሉ ንህማቅ ግዘስ ባኣል ጋአሳ ኣለዋ ከምዝባሃል፥ሃጎስ ኪሻ፥የማነ ማንኪ፥የማነ ቻርሊ፥አቶም ቀንዲ ኣጋፈርቲ ናይዚ ሳዲስት ኢሳያስ መን የገልግለኒ አምበር ሊአሊ g 15 ንአሊ አዞም ተጋደልቲ ን40 ኣመታት ከም ተጋደልቲ ከርተት ዝብሉን ምሉአ ኢድሚኦም ኣብ በረካታት ኢድሚኦም ዘወፈዩ ኣጥፊኢካን ሰዊርካን አዞም ኣገልገልቲ ባራዩ ኣለና ክሳብ ሞት ዲክታቶር አንተበሉ ግዘኩም ተጸበዩ ካብ ምባል ኣብ ግምት ዝኣትዉ ጎሃላሉ አያቶም፥
@hiabukifle4638
@hiabukifle4638 2 года назад
It looks like you have another Eritrea.Do you think your idea is right?Are you really Eritrean.Stop ,not true .You are politically wrong.Just talk as you are nothing but lying
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 2 года назад
ህድሪ ስዋኣት ኣይተጠልመን ዝብሉ ባኣል መንዮም?ዝብል ህቶ አቶም ሃቂ ምዝራብ ከም አረ ዝመሮም ክርዳድ ሃገር ዝኮኑ ኮይኖም ኣብ ግዘ ዊበ ዝጸመመስ ዊበ አናበለ ነበረ፥ደገፍቲ ዲክታቶር ምስቲ ስርኣት ብረብሃ ዝተቆርኑ ኣሪትራዊ ኣተሃሳስባ ዘይብሎም ተበለጽቲ ጎሃላሉ ኮይኖም ብ4 ተ ስዋኣት የህዋተይ ዝሺቅጡ መዳናገርቲ ጽላሎት አዮም፥አዚ ኣረመናዊ ፋሺታዊ ጉጂለ ክሳብ ዘሎ አዮም ኮግርኡ ድህሪ አዚ ኣረመናዊ ስርኣት ህላዊኦም ኣይክህሉን አዩ፥
Далее
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 28 ( BY BRUNO )
41:37
HA-HA-HA-HA 👫 #countryhumans
00:15
Просмотров 3,5 млн
КОГДА НАКРОШИЛ НА ПОЛ #shorts
00:19
ዓዲ-ቀይሕ adi-keih
10:47
Просмотров 283
ህልው ኩነታት ምስ ወዲ ጣባ
3:47:15
Просмотров 83 тыс.
በእንተ ዲያብሎስ መሐሩነ ሥላሴ!
28:28
HA-HA-HA-HA 👫 #countryhumans
00:15
Просмотров 3,5 млн