Тёмный

መን ይንገር ዝወዓለ: ዕላል ምስ ታንከኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ገብሪሂወት -DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ 

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Подписаться 81 тыс.
Просмотров 50 тыс.
50% 1

መን ይንገር ዝወዓለ: ዕላል ምስ ታንከኛ ተጋዳላይ ተስፋይ ገብሪሂወት -DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 143   
@ambesgerberhane1154
@ambesgerberhane1154 3 года назад
ባባ ተስፋይ ጎብሪሂወት ውጻማዓት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቶም ብኽቢሪ ዝተሰዉኡ ቡጾትካ ፈጣሪ ኣብ ገነቱ ይቀበሎም
@rahwahabte5395
@rahwahabte5395 3 года назад
ሰማአታትና ወትሩ ኣብ ልበና ኣለዉ❤🇪🇷❤🇪🇷❤ ብዛ አጋጣሚ ረዛን ዕለት ካኣ ማሕለይ የሕደስ !
@Lion-pj4sj
@Lion-pj4sj 3 года назад
Patriotic Eritrean. Proud to be Eritrean. Glory to our heroes and God bless my country Eritrea.
@gw4841
@gw4841 3 года назад
ተሰፋይ ጅግና ምሰ ጀጋኑታት ታጌር ታንኪ ናይበሐቂዘበልካዮም በጶትካ ዘተፈለይካ አካልካ ጀጋኑ አፈርቂ ታጌር ንተም ዝወደቁ ጀጋኑ ዕወት ንሐፋሽ ሐሊፍም ነዕና ብርሀን ሐራ ሂቦምና ሰጋነት ቀጣን ሐርበኛ ተጋዳላይ ተሰፋይ ዝሕብን ጅግንነት ታሪካዊ ዕላማኩም ሽቱኡ በቂዑ ተሰፋ ሐወይጅግና ወዴ ጅግና ዕድመንጥዕናይሀበካ ንበረልናጅግና ኤርትራዊ ታጌር ጃጉር ወዘተ።።
@meazabeyen7545
@meazabeyen7545 3 года назад
ሰራሕቲ ቅያ ክብርን መጎስን ንስውኣትና ዐወት ንሐፋሽ
@bqse6142
@bqse6142 3 года назад
መርሓባ እንቋዕ ኣብዛ ምሕራር ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ዳማ ፈንቅል ንወሎዶታት መበል 31 ዓመት ኣብቀዓና ዮሃና ንኹልና ኣብ ውሽጥን ደገን ደለና ዘልኣለማዊ ዝኽሪ !!! ንሰማእታትና !!! ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷
@tedvisions1467
@tedvisions1467 3 года назад
🇪🇷🌹ፈንቅል ንወሎዶታት 🌹🇪🇷 ንኹሉ በዲህኩም ናብዚ ህሞት ዘብጻሕኩሙና ዘልኣለማዊ ኽብሪ 🌹 ነቶም ምእንቲ'ዛ መሬት ዝሓለፉ ኸኣ ወትሩ ዝኽሪ 🌹 ዓወት ንሓፋሽ 🌹
@rigmeb3294
@rigmeb3294 3 года назад
ቡጃኹም ድምጺ ሐፋሽ ነዞም ከምዚኦም ውጻእ ማዓት ጀጋኑ ሃሰው ኢልኩም አቅርቡልና፣ ብእትገብሮዎዘለኩም ክአ ነመስግነኩም።
@yonasdebesay1235
@yonasdebesay1235 3 года назад
ብመጀመርታ ንተስፋይ ሓውና ዲምጺካ ሰማኣና ነቶም ምአንታና በጃ ዘሓለፉ ጀጋኑ ክብሪን መጎስን ይክኖ
@nevergiveup5521
@nevergiveup5521 3 года назад
ክብርን ምስጋናን ንጀጋኑ ስዉኣትና ።
@mogoshabtezion2104
@mogoshabtezion2104 3 года назад
ሐደራኹም ጸሐፍትን ደረስትን ታሪኽና ጽሐፉ ብጎረቤትና ይውሰድ አሎ ሙሁራት ኢና ትብሉ ሀየ ታሪኽኩም ጽሐፉ ንደቅና ነውርስ።
@almazberhane2336
@almazberhane2336 3 года назад
ክብርን ሞጎስን ንሰማአታትና ❤️ክብሪ ንህዝቢ ኤርትራን ነቶም ክሳብ ሕጂ ካተሐለሉ ዘገልግሉ ዘለዉ ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 3 года назад
ውጻእ ማዓት እንቋዕ ኣብጽሓካ ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ሰማእታት ኤርትራ።😻😻💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-jc8mh2rj7l
@user-jc8mh2rj7l 3 года назад
ታሪኽና!!! በርቅን ወርቅን'ዩ።ቃል ውጻእምዓት ተስፋይ ኣባል ታንክ ኮሞንደር። ናይ ምንባርሕቶ'ዩ ዝሰራሕክሞ ጅግንነት ውን መስተንክርዩ። ናይ ፈንቅል ዝተሰምየ ኪናት የገርመካ ጅግንነት ተጋዳላይ።ምስናድ እቲ ዝቀለለ እዩሞ ተጋየዩ ኩላትኩም ኣዳለውቲ ድምጺ ሓፋሽ።
@merebr1404
@merebr1404 3 года назад
ተስፋ ይገብር እዚ ታሪኽ ወርቃዊ ወለዶ ኤርትራ ኣብ መጽሓፍ ይስነድ ክህሉ ።
@user-vj6rr4bn6r
@user-vj6rr4bn6r 3 года назад
ክኸውን እዩ እምበር ናይ ግድን ደቂ መን ድና ደቂ ኤረይ እዛ ሓላል መረት ደቂ ዛ ሃገር ኩቡር ህዝቢ እና እምበር ኣለም ሙሉኡ ዘዛረብና ብታርኽና። ንዓለም ንእሽቶ ሃገረይ ነዓይ ንስኺ እኺ ዓለመይ። (የ)።
@HAREGU1
@HAREGU1 3 года назад
🙏🇪🇷❤️💐🌿🇪🇷🌿❤️💐🌿ሰራሕቲ ቅያ ጀጋኑና 🙏🇪🇷❤️💐🌿🇪🇷🌿❤️💐🌿ክብሪ መጎስ ንስዉአት ናን ጀጋኑና 🙏🇪🇷❤️💐🌿🇪🇷🌿❤️💐🌿🙏🇪🇷❤️💐🌿🇪🇷🌿❤️💐🌿
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 года назад
እዋይ ናይብሐቂ ውጻእ መዓት ክንድኹሎም ኮንካ ታሪኽ ምስክርነት ምሃብካ ነመስግንዕድመ ጥዕና ይሃብካ ሐውና ጅግና 🌹💪❤🙏🇪🇷🌹💪❤🙏🇪🇷🌹💪❤🙏
@eritrawit7184
@eritrawit7184 3 года назад
ትስፍይ ታይገር ኣምበሳ ውጻኢ ማዓት ብጹሑፍ ተስኒዱ ኽቅርበልና ሙሁራት ግድኩም ግበሩ ስዋኣትና ኣብ ናይ ዘላኣለም ብርሃኖ ጌታ ይንብሩም ይቅንየለይ
@mislalmaashow2365
@mislalmaashow2365 3 года назад
FENKEL 2021 Proud of You WARSAY ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TekleAbrahale-zr3vk
@TekleAbrahale-zr3vk 9 месяцев назад
❤❤❤❤🎉ክብርን ሞጎስን ንሰማኢታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ክብሪ ንጀጋኑ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@berhanetecle1786
@berhanetecle1786 3 года назад
AMAZING AND VERY HARD TO BELIEVE IT. ESPECIALLY FOR THE YOUNG AND THE NEXT ERITREAN GENERATION. IT IS LIKE A FILM. GOD BLESS ERITREA!
@fn7619
@fn7619 3 года назад
ታሪክ ኤርትራ ታሪክ ወሎዶታት እዩ እሞ እንቓዕ ብሂወት ተሪፍካ ነዚ ከተዘንቱ በቃዕካ አሞኣኽ ጥዑም ስዉኣትና ወትሩ ይዘከሩ .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edensolomon8113
@edensolomon8113 3 года назад
Fenkel 2021 proud of you God bless you all Eritrean
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 3 года назад
ክብርን ሞግስን ንስዋአትን ሠላምን ፍቅርን ንሕዝቢ ኤሪትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
@samuelghebrengus5123
@samuelghebrengus5123 3 года назад
Abet jignet 🇪🇷🇪🇷 kbri nswatna
@teklehaimanotrossom1753
@teklehaimanotrossom1753 3 года назад
Merhaba deqe erey Jeganu anabayekum yedefen admen tanan yhabekum 🇪🇷❤✊
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 года назад
❤😭❤😭❤😭❤😭❤😭❤😭❤😭 ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንሐዝን ኩሉግዜ ሐድሽ ይኾና መስዋእትኹም ጀጋኑ 🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹🙏🇪🇷🌹
@awetnatnayu2636
@awetnatnayu2636 3 года назад
ጅግንነት ኤርትራውያን መዳርግቲ የብሉን ::
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 3 года назад
ሓደራኹም ሓደራኹም ሓደራኹም እዚ ዝላበውዎ ዘለው ብመልክዕ መጽሓፍ ድዩ ካልእ ክስነድ ክጸሓፍ ጽሑፍ ኣይመውትን ዩ ሰብ ግን ነባሪ ኣይኮነን ሓደራ ሓደራ ......... ንከምዚ ዝኣመሰ ሃንቀው ኢሎም ካብ ዝጻናተው።
@embayetewelde7417
@embayetewelde7417 3 года назад
ክቡር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብኤርትራዊያን ዝተሰርሐ ጅግንነት አዩ ።
@dweldeab
@dweldeab 3 года назад
ብጣዕሚ ዘሕብን ስራሕን ታሪኽን ቅያ ዝመለኦ ፍጻሜ ኢዩ ብኣኹም ክሉ ኤሪትሪዊ ዝሕበን ነቶም ዘሎኹም ዕድመን ንጥዕናን ከም'ኡ ዘልኣለማዊ ክብሪን መጎስን ሞቶም ብርሃን ከይረኣዩ ብርሃን ዝሃቡና
@rigmeb3294
@rigmeb3294 3 года назад
ጅግና ሃርበለ እንካዕ አብዚ አብቅዓካ
@rigmeb3294
@rigmeb3294 3 года назад
በጃኹም ጀጋኑና አይትብቀቁልና ሱሬሕቲ ቅያ ከለኩም ሜንም ክዘናጥሎ አይኑፍቅድን ኢና
@gw4841
@gw4841 3 года назад
ንተስፋይ ትሐቶ ዝነበርካ ብጠዕሚ ህውክ ዝኮነ ሕቶን መልሲ ህውክ ከምዝነበረ ይገልጽ ኩለ ትገብሮ ጵቡቅእዮ ንህዝቢ ድማ ተሪክ መስዋእቲ ከመይ ነበረ አፍልጦ በጋህዲ ዘሕብን ታሪክ እዮ ዬናሰ አብራሀም በጣዕሚ ነመሰግነካ ቀጵሎ ጥዐና መሉዕ ጥዕናይሀበካ ዕወትንሐፋሽ።።
@kibissa5476
@kibissa5476 3 года назад
Yowhana enqae abzi kubur bal abqana i proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habbere5222
@habbere5222 3 года назад
Iam glad to hear our heroies. We will keep it.
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea 3 года назад
ነቶም ዝሓለፉ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንዓኻ እንቃዕ ከተዘንቱ በቃዕካ ንሃገርና ካኣ ብ☂️☂️☂️የጽልላ 🤲🤲🤲🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@abrahamkahsai3692
@abrahamkahsai3692 3 года назад
ናይ ስርሒት ፈንቕል ጅግንነት ኤርትራውያን ኣነጺሩ ዘርኢ ንመጻኢ ወለዶ ዓቢ ሓበን ዘስንቅ ታሪኻዊ ሰነድ ኢዩ። ERI TV ምስጋና ይኹንኩም። ተ/ይ ተስፋይ ቃለመጠይቅ እንዳሃበ ስለምንታይ ብንጹር ኣካላቱ ዘይርአ? ካብ ናተይ ድኻም ዲዩ ወይሲ ምስ ህዝቢ ከይላለ ክሕባእ ተድልዩ?
@meraberhane368
@meraberhane368 3 года назад
ኤርታዊ ተጋዳላይ ኣብ ዓለም መውዳድርት ኣልቦ ታሪክ ዘለኣልማዊ ዝኽሪ ንሳዋትና watru ዓወት ንሓፋሽ!!
@Tobar757
@Tobar757 3 года назад
ብዛዕባ እተን ኣብ ከባቢ ጎርጉሱም ዝተቃጸላ ዕለት 10 /2/1990 ታሪኽ ጀጋኑና ውን ክስነድ ስለ ዘለዎ ብሂወት ዘለዉ ጀጋኑና ይኣርጉ ስለ ዘለዉ ኣዘንቱውልና please
@amanueltukue1525
@amanueltukue1525 2 года назад
Thanks good nabeal tesfy zexnahaklan kbrn mogosn nsemaatatna
@galeryyyyyy527
@galeryyyyyy527 3 года назад
R.I.P. 😭😭😭🕯🕯🕯🕯🕯SEMAETATNA AEWET N HEFASHE 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪💪💪💪💪💪💪 DEQI 1 ❤❤❤ DEQI ERYYYYYY XAEDA 🦁🦁🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 3 месяца назад
ዘደንጹ ታሪኽ ! እንታይ ዓይነት ጅግንነት እዩ እዚ። ዓይንኻ እንዳረአኣኻ ንናብ ሓዊ ምጥናን፡ ስለ ህዝቢ ስለ ናጽነት ❤❤❤ ክብብሪ ንጀጋኑና !!!
@alemtewlde8080
@alemtewlde8080 2 года назад
🙏🙏🙏 super 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌠🌠🌠❤❤❤
@ertrametkel700
@ertrametkel700 3 года назад
Thank you Tesfay, our hero! Glory to our martyrs.
@user-zm3tq7ej9j
@user-zm3tq7ej9j 3 года назад
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@mihretyemane78
@mihretyemane78 3 года назад
Kbrn mogosn nsematatn 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💓
@freedomforall1523
@freedomforall1523 3 года назад
Eritrea for ever
@salikoerilove6480
@salikoerilove6480 3 года назад
ባባ ተስፋይ ኣርበለ ውጻእ መዓት ጅግና ታርክኩም ንገሩና ድምጺ ሓፍሽ ክኣ ነቶም ተጋደልቲ ክኣ ዝወዓለ ይንገር እዩ ሞ የዕልሉና ምስኡ ክኣ ገድሊ ኤርትራ ካብ መጀመርትኡ ታርክ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዝኮነ ኣብዚ ስደት ቁንጣሮ ታርክ ሕዝና ንካታዓሉ ብዙሕ ስለ ዝኮነ ናይ ተ.ሓ.ኤ ን ህ.ግ.ሓ.ኤ ን ውዕሎታት ኩናት ግለጹልና ታርክ ሓበን .ፍቅሪ. መአረምታ .መጻኢን .ሓድነትን ስለ ዝኮነ
@sahleamanuel9435
@sahleamanuel9435 3 года назад
❤❤❤❤❤
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 3 года назад
Can someone please tell me the name of the song at 33:41 it’s so touching!!😭
@Hawileyto
@Hawileyto 3 года назад
ወርቃዊ ዛንታታት ከሎሲ ደቒስኩም ታሪኽና ይጻወቱሉ ኣለው እፍሊ ከደዓት ኣነ ክብሎ ዝደሊ ብዘይ ወዓል ሒደር ኪዝንቶ ኣለዎ ንጂግና ኣቦናን ኣያናን ከኣ እንቋዕ ተረፍካ ታሪኽ ጀጋኑ ከማን ተመሓላልፍ እዛ ደርፊ ከኣ በጃኹም ኣውሩድልና ኣነስ ኣዚየ ዝፈትዋ ደርፊ'ያ ኣውሩዱልና
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 3 года назад
ሰላም አሪትራውያን፣አንኳዕ ናብ 31 ዓመት ፈንቅል ብዳሐን ኣብጽሐና፣ነቶም ሂወቶ ሰዊኦም ኒጸላኢ ፈናቂሎም፣ብርሀን ዝሀቡና ኣምላክ ኣብ ብርሀኑ ይቀበሎም፣ካል ኣይ ፈንቅል ኒ ጁንታ ፈንቂሎም ናብ ጉድጓድ ኣትየሞም፣ ድርብ ዓወት አዩ ፣ክብርን ሞጎስን ኒስዋኣትና፣ዓወት ኒሐፋሽ።
@biniambranane8857
@biniambranane8857 3 года назад
tefinkile tesedide kea bel rmus
@bsratgebrel6477
@bsratgebrel6477 3 года назад
ስዉእ ጅግና ማጉላ ከመይ ይህልዊ ስድሪኡ ወድ ጓብዝሉዶ ይከዊን?
@arefayneberaki7023
@arefayneberaki7023 3 года назад
ውላዱን በዓልቲ ቤቱን ከም ኩሎም ስድራቤታት ስውኣት፡ ሽሕኳ ታሪኽ ዘኽብር ውድብ እንተለና.ሞ ዘይርስዖም እንተኾነ፡ ንሕና ከኣ ዓቅምና ብዘፍቅዶ ኣብ ጎነኹም ኣለና ብምባል ከም ዘይጽምዎም ክንገብር ሞራላዊ ሓላፍነትና.ዩ፡ ዝምልከቶ ኣካል ከምቲ ቅድም ጀሚሩ ዝነበረ ነፍስወከፍ ኤርትራዊ ሓንቲ ስድራቤት ተዋሂባቶ፡ ብቁጠባዊ ዓይኒ ጥራይ ዘይኮነ ጽኑዕ ርክብ ክምስርት ይግባእ፡ ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትናን ስንኩላትናን፡ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
@breygebreyesus9790
@breygebreyesus9790 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@semereberhe5197
@semereberhe5197 3 года назад
ክበር ንበር ኣታ ጅግና ንስኻን ብጾትካን።
@temesgenamlak6912
@temesgenamlak6912 2 года назад
ዝክርን ክብርን ናይ ዘልአለም ሂወትን ንሰማእታት ኤርትራ
@Titi-sx2wx
@Titi-sx2wx 3 года назад
Our history⭐🇪🇷 strong 💪🇪🇷Eritrea💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💖💖💋👈
@merhawiandom5324
@merhawiandom5324 3 года назад
ሻዓብያ ገበርቲ ቅያ 🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾❤️❤️🇪🇷🇪🇷 ደቂ ኤረይ እዛ ደርፊ ብከመይ ክረክባ ይክእል ❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@letinaweldu7804
@letinaweldu7804 3 года назад
💪🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿😭🇪🇷🐫💘❤❤💋💋💋💋🌾🌾🌾🌾🌾yehwatey mkabrkum telemlm🙏🙏🙏
@gw4841
@gw4841 3 года назад
በሪሒ ቅያ ታሪክአዘውትረለና ከለኩም ቢሂወትኩም ገዜኩም ከበቀኩም መንደአ ክዘትወልና
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 года назад
Heroes abotatna adatatna jeganu mereet mereet abotatna adatatna jeganu
@barkayyemna9996
@barkayyemna9996 3 года назад
Waww terke kimzey geru bserhtu kisende senay eu mo aftrke kounu kizento sebke gerkume awet nehfshe
@teklitbereket8263
@teklitbereket8263 3 года назад
ብመጀመርታ ንታጋዳላይ ተስፋይ ውጻእ ማዓት እንቆዕ ኣብ ሓጎሰካ ኣብ ከምዚ ምብቃዕካ።ብምቅጻል ኣነ፡ዝገርመኒ ሰብ እንዳ ረኣየ ናብ ሓዊ ይኣቱ።እንታይ ዓይነት ተዋፋይነት ዩ ዝገርም ኢዩ።ከም በዓል ተስፋይ ወይ ዉዱብህዝባዊ ግንባር ብVideoዋይ Kamera እንተዘስንድዋ መን ከኣምኖ እዚ ቅያወይ ታሪክ እዚ።ሰብ ምስ ሓጺን ወይ ናፖል ይቃለስ፡ናይ ህዝባዊ ግንባር ጅግንነት መዋዳድርቲ የብሉን።ኣብ ካልእ ግንባራት ተዝልቅ፡ትክወል፡ድፋዕ ትሰርሕ፡ትሓጁም•••ወዘተ።ናይ ፈንቅል ግን ከውሊ የብላ ዋላ ሓደ ኣብ ጸዳሕ ጎልጎል ፈተፊት ሞ ምስ ናይ (35) ዓመት ተመኩሮን ፡ሓይልን ዘለዋ ሓይሊ ባሕሪ ዘገርም ኢዩ።ኣብ ዓለም ዕላማ እንተሎ እቲ ዕረ ማዓር፡እቲ ኩናት ከኣ ከም መርዓ ኢካ ትርእዮ።ሳላ ከምኡ ዝኮነ ከኣ ኣብ ጸላም ኣፍሪቃ መዋዳድርቲ ዘይብሉ ምስ ዘራያቱ ሲዕሪዋም ናጽነት ኣምጺኡ ሃገር ናጻ ገይርዋ።ስለዚ ተጋዳላይ ተስፋይ ንስካን ብጻትካን ሃዋርያት ናይ ጀጋኑና ኢኩም።እዚ ጥራይ ኣይኮነን ታሪክ ጀጋኑ ።ክዝንቶን፡ክጽሓፍን ኣለዋ በቢቆቁሩብ ንዉሉድ ዋሎዶ ክቅጽል መታን።ምክንያቱ ኣብዚ ዘለናዮ ዘመን ነቶም ኑቡር ዘይረከቡ ከም ሰብ ሓመድ ኣዳም ዘይለበሱ ስዋእትና ሸፋቱ ዝብሉ መጸምና ኣለዉ ።እቲ ጅግና ሽፍታ እንተኮይኑ ዓጽሙ ይውጋኣዮም።ሰለዚ ተጋዳላይ ተስፋይ ብስም እቶም ቀቢርካዮም ዝመጸኣካ ጀጋኑ ወይ ብጾትካ ክብርን፡ሓበንን፡መጎስን ይብጽሕካ።ጋዜጠኛ ዮናስ ኣብርሃም(ገረኣልፋ ዕባይ ሩባ ጉባ) ከኣ ምስ መሳርሕትካ ብስም ጀጋኑና ልባዊ ምስጋና ይብጻሕካ።ኣጀካ ታሪክና ንስካትኩም ኢኩም ትብርብርዋ ሞ ወትሩ ሃሰው ካብ ምባል ኣይትሕመቁ።ዘለእለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና።ዓወት ንሓፋሽ!!!
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 3 года назад
ወዲ ህዝባዊ ግንባር ❤️💪🏿🙏🏿
@letinaweldu7804
@letinaweldu7804 3 года назад
asssssy enpae haftkum konku
@almazhidromghebrekidan9202
@almazhidromghebrekidan9202 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 3 года назад
Kbrin mogosn nsweatna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 Год назад
Grmaey germaeye Aelo Aenbsae fkri
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542
@aseydeqiereyxaidaamlakmsak1542 3 года назад
Ayewe mesdemem tarik halifu
@adakashay6058
@adakashay6058 3 года назад
Zelalelawe kibrin mogosn nseweatnan jeganunan
@yonasberhe5279
@yonasberhe5279 3 года назад
ንዓይ ዘሕብነኒ ካባኹም ምፍጣረይ እዩ ደቂ ኤረይ ሓርበኛታት ጀጋኑ ሰብ ስረ ኢኹም ናይብሓቂ ኣብ ዓለም መወዳድርቲ ዘይብሉ ጅግንነት ፈጺምኩሞ ኢኹም ሰማእታትናን ጀጋኑናን ወትሩ ይዘከሩ, ዓወት ንሓፋሽ። ሓንቲ ርኢቶ ግን ኣላትኒ ንሕና ኤርትራውያን ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ክሳብ ግዜ ናጽነት ካብ ግዜ ናጽነት ውን ክሳብ ሕጂ ዘልናዮ እዋን ተቐዲሑ ዘይውዳእ ታሪኽ እዩ ዘለና ኮይኑ ግን ከምቲ ዝግባእ ታሪኽና ክዝንቶ ኣይክኣለን ዘሎ ንምታይ ? እቶም ሰብ ውዕሎ ሰብ ቅያ ታሪኽ ብሂወት ከለው ነዚ ንኡስ ወለዶ ታሪኽ ክሰብክዎ ይግባእ ። 2ይ ወላ ኣብ ኤሪ ቲቪ እተቕርቡልና ዘለኹም ብጣዕሚ ግዜ ተሕጽርዎ ኣለኹም ቅድሚ ኹሉ ክስራዕ ዘለዎ ታሪኽ ምዝንታው ዩ ክኸውን ዘለዎ መስለኒ በጃኹም በጃኹም ውዕሎ ጀጋኑና ኣይኮነን ዶ ንሕና ኤርትራውያን ዓለም ክትፈልጦ ይግባእ ። ወድሓንኩም ምስናይ ይቕሬታ
@Maben-sm9rw
@Maben-sm9rw 3 года назад
Adagmom gigna ertrawiy. Ezi data alem zegereme
@lilimehari1751
@lilimehari1751 3 года назад
👍♥️🇪🇷👌🥰❤
@okubagabrandom3181
@okubagabrandom3181 3 года назад
Kemzi gerklm n jeganu mgtashkum btaemi desss zbl u gn kexlwo ajokum
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 Год назад
Grmaey maengosae kagoyae Aeb Haki gbznaye
@Tesfaldetgmailcom
@Tesfaldetgmailcom 3 года назад
Wetiru awet nihafashi.gn bimne bered asmatom tezixihaf Ab kulu gnbarat zteselefu kem bial gnbar batsi. Keren ghindea.
@MT.Zena.tigrinya.77
@MT.Zena.tigrinya.77 2 года назад
ኩቡራት ኣዳለውቲ ድምጺ ሓፋሽ እዛ ቪድዮ ድምጺ ጽቡክ ይሰርህ የለን ኣስተኻክልዋ
@dolcevitac.lassale9974
@dolcevitac.lassale9974 3 года назад
ኣብ ኢድካ ዝሓዝካዮ ወርቂ ዳርጋ ጨቂ,። እዚ ታሪኻዊ ፍጻመ 31 ዓመት ጥራሕ እዩ ጌሩ። ታሪክ ወለዶ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ እዩ። እቲ ድሕሪ እዚ ጀግንነታዊ ፍጻመ ዝተውልደ ሓድሽ ወለዶ ብታሪኽ ጥራሕ ስለዝፈልጦን ኣብ ናጻ ኤርትራ ዝተወልደ ግን ከኣ ንናጽነት ኤርትራ ብሰላም ተማሂሩ ፣ኣብ ስራሕ ተዋፊሩ ምስሕብረተሰቡ ኣብ ሰላማዊ ሃዋህው ክነብር ብዘይምኽኣሉ ማለት በቲ ካብ 1998-2000 ዝተፈጸመ ዘሕዝን ፍጻመ ጥራሕ ከይ ኣክል ንልዕሊ 18 ዓመታት ሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ኣይሰላም ኣይውግእ ኩነታት ተኣሲሩ እቲ ድሕሪ ናጻ ኤርትራ ዝተወልደ ኣብዚህሞት እዚ ብምረት ክዓቢ ስለዝነበሮ ህይወቱ መሪር ክኸውን ስለዝገበሮ ንትርጉም ናጽነት ከስተማቕሮ ብዘይ ምኽኣሉ ከንጸርጸር ግድንኔሩዎ፣ዝኸኣለ ፋሕ ክብል ዘይከኣለ ኣብዘለዎ ክጸንሕ ከኣ ኮነ። እዚ ታሪኽ ፈንቅል ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ሓፋሽ ህዝቢ ኤርትራ ግን ክዉንን ሓቅን ህያው ታሪኽን እዚ ጥራሕ ዘይኮነ ታሪኽ ምድምሳስ ናደው እዝ ታሪኽ ነጥበ መቐይሮ፣ ስለዝኾነ ብመስተንክራዊ ኣሰራርሓ ሓደ ዓቢ ባጀት ተሰሊዑሉ ኩሎም ክኢላታት እንኮላይ ደቂ ወጻእቲ ዝሳተፉሉ ካብ ናይ ሆሊዉድ ፊልም ዝበልጽ -ህያው ክዉን ህዝባዊ ፍጻመ ስለዝኾነ -ታሪኻዊ ፊልም ክዳሎ እንተዝግበር ፣ ነቲ ሓድሽ ወለዶ መእመኒ ንዝመጹ ወለዶታት ከኣ መወከሲ ምኾነ።
@abielabi5719
@abielabi5719 2 года назад
Music 33 nay men iya please
@monno-eq2mj
@monno-eq2mj 3 года назад
Hi yonas tsbuk medeb. b 1990 a keren hade Fedayin kilite kedat ketilu neru. Delikha tarikhu intetekiribelna. ab 2000 ab goluj halafi police neru. shimu righitsgna aykonkud.(Abed) iyu mesleni. b hiwet intelo misu. tesewiu intekoynu kea mis haleftu kalemehitit intetekirbelna tsbuk neru.
@aronhidray69
@aronhidray69 3 года назад
Abet ezi tarik teqbru teray keyterf Abet jegnenet abet jegnenet!
@eilaseilas928
@eilaseilas928 3 года назад
Merhaba tesfay enqae abizi abkeaka
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 Год назад
Nay gbaetsae maengosae Germany haway Aelo madhenyayaenae fkri
@redaebereke7648
@redaebereke7648 3 года назад
Etan zeterfa tankitat fares(990)and (930) abey alewa abze seat ezi ablaten kea abey alewu ???
@ghirmaymesfin4731
@ghirmaymesfin4731 3 года назад
Suwahatina.ab.libina.ikum.hidrikum.kenethinoho.ina.kisonu.suwihatina.
@bahri1415
@bahri1415 3 года назад
ዘል ኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ህዝባዊ ግንባር !! ዝክብር ክብሪ ን ስዋኣትና!! ሓታታይ ተብ ተብ ትብልሲ ህዲኢ ኢልካ ዋላ ውን፡100 ሳዓት ኢንተሃብካዮ ነዚ ከምዚ ዓቢ ታሪካዊ ፍጻመ ኢንታይ ይጉድለካ ? ጽባሕ ዘይርከቡ ሰባት ኢሞ ካኣ ረዚን ታርኪ ዝትርኩ ንሳቶም ብ ዓቢኡ ንወልዱ ዝከውን ብሂወት ከልዉ ን ወልዶ ዝክወን ዝዋዓልዎ ታሪክ ክንግሩ ጊዘኡም ሂቦም ዳምጽኩምሲ ንስካትኩም፡ጋዘጠኛታት ድኪም ትባሃሉ ሽጣረኛታት ኩልፍ ኩልፍ ጉያ ጉያ ዳብልኩም ንግበሮ ኣይንጽብቁ ታርኪ ጀጋኑ ተባላሽዉ ነጃይስ
@mete2795
@mete2795 3 года назад
Serahti qiya nerkum etay emo kikhewun seraqti qiya hizoma adi
@aronhidray69
@aronhidray69 3 года назад
Be sewra eritrean ab waga edga meetaw yelen!
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 2 года назад
Wedi bashay heroics kem abotatna adatatna jeganu wedi tom hasebti
@kahsuhaile5305
@kahsuhaile5305 3 года назад
Jana tesfay
@selehaile3895
@selehaile3895 3 года назад
እዋናዊ_ጉዳይ! #ኣለሊናዮምዶ_መጋይሽታ_ንጁንታ? #ኣዲኦም_ዝሓመመቶም_ናይ_መንነት_ሸቃጦ_ቅጣዋት! ኲናትን ወረ ኲናትን ኣብ ዞባና ቀርኒ ኣፍሩቃ ካብ ዝነግስ፡ ልዕሊ 100 ዓመት ኣቑጺሩ ይርከብ፡፡ዞባና ቀርኒ ኣፍሪቃ ብዝውንኖ ጸጋን ስትራተጂካዊ ሰሓብነት፡ነማኢት ዓመታት ኣብ ምልኪ ሓያላን ሃገራት ወዲቑ፡ህዝቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ግዳይ ዘይዓግብ ሸውሃቶምን፡ውጽኢት ከልበትበት ኣህዛብን ምዕራባውያንን ሸቀልቶምን ክኸውን ተፈሪዱ'ዩ። ሎሚ ሕጽር ዝበለ ትዕዝብቲ ክንትንትን! እዛ ብተደጋጋሚ ሽሻያን ሽግራን ማዕረ ዝኾነት ሃገረ ኩሽ ኢትዮጲያ፡ካብ ትምስራሕ ኣትሒዛ ክሳብ ሕጂ እንትርፎ ኣፋዊ፡ግብራዊ እምነት ዘይብላ "ብስምኣብን_ብኢስም ኣላሕን" ዝብሉ ናይ ምስጋና ቅዱሳን ቃላት ጉሒፋ፡ንጸጋታታ ከይበርበረት ኪኖ ስግር ሃገር ዘሎ ቀይሕ ባሕርን ሃፍታም መሬቱን ከተቓምት ክትብል፡ብኣምዑት ደቃ ክትጻወት እያ ኣብ ዘመናት ከሪማ፡፡ እቲ ናይ ወራርን ዓመጽን ባህሪኦም፡ነታ ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ተዶኪና እትደጉሕ ሉል ቀይሕ ባሕሪ፡ሃገር ራእሲ ነገስታት፡ሃገረ ምድረ ባሕሪ፡ሃገረ 9 ምሩጻት ብሄራት፡ሃገረ ሰማእቲ ኤርትራ ድቃስ ዝኸልእን፡ብተደጋጋሚ ግዳይ ሞትን ስደትን ዝገበረ ፍጻሜ ተባሂሉ'ዩ ተሰኒዱ ዘሎ። ኤርትራ 1991 ናጽነታ ረኺባ !!! እዛ ብመግዛእታዊ ዶባት ተሓጺራ፡ወናኒት ልዕሊ1000 ኪሎ-ሜተር ገማግም ባሕሪ፡ዝኾነት ሃገርና ግን ብሰሪ ዘይጸግብ ዓማጺ ሸውሃት፡ዳግማይ ክትውረርን፡በታ ንህላዌ ህዝቢ ኤርትራን ኤርትራዊ መንነት ኣብ ምድምሳስ፡ዝተዋፈረት ጉጅለ ወያነ፡ኲናት ከፊታ፡ኣብ መሬትና ኣራጢጣ፡ግዳይ ኲናትን፡ውጽኢት ድሕረ ፍጻሜ ኲናትን ክንከውን ፈሪዳትና እያ። ጉጅለ ህ.ወ.ሓ.ት. ነቲ ዝተሰርሓትሉ ፋብሪካ ህዝባዊ ግንባር ክሒዳ፡ነቲ ብጽንዓቱን ትዕግስቱን ጭውነቱን ዝፍለጥ ህዝቢ ኤርትራ፡ተንበርኪኹ፡ፋሕፋሕ ኢሉ፡ክትርእዪ ናብ ዘይጸለየቶ ጣኦት ኣይነበረን። ኣብዚ እኩይ ስነሓሳባ ምጥፋእ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝብል፡ዝኸሸነቶ ድግስ ዝቃደሱ ኤርትራውያን ዝመስሉን፡ብሽም ኤርትራ ዝሽቅጡን "ቅጣዋት" ኣዋዲዳ ፊዕፊዕ ክትብል እያ ክልተ ዓሰርተ ዓመት ኣቑጺራ። ጽጋባ ዝሸንድሓ እዛ ጓሕናቕ ጭፍራ ግን ምስ ደቂ ዓዳ ክትራጸም ጡብ ወላዲታ ነኺሳ ኣብ ዕርበት'ያ ትርከብ ዘላ። ጁንታስ ሎሚ ወይ ጽባሕ ምጋሻ'ዩ። ኣለዉ ግን መጋይሽታ!እወ'ለዉ እቶም ኤርትራውያን ኢና ኢሎም ብመንነት ዝሸቀጡ። እወ መንዮም ግን መጋይሽታ ንጁንታ? 1-እቶም ንወላዲት ኣዲኦም ንኤርትራ ሓንቲ ሚእቲ ልኢኾም ዘይፈልጡ፡ኣብ Go Fund Me ንወያነ ግን ሕምም ኢሎም 100 ዝቕርቕሩ፡፡ 2-እቶም ዘዕሰበቶም ከብዶም ጎራዕራዕ ዝጀመሮም ጥምየት ዝለሓሶም ግዙኣት። 3-እቶም ብስም ትግራይ- ትግርኛ ዘደላደለቶም'ሞ፡ፍርቂ ጎኖም ከይቆሩ ማሙቕ ኣግኣዝያን ኢላ ዝመስራሓቶም። 4-እቶም ዝበዝሑ ኣብ ስነጥበብ ኤርትራ ዝጠፈሹን፡ብግንዖ ጥበብ ክግብቱ፡ፍቖዶ ናይ መቐለን ኣዲስ ኣበባ ስቱድዮታት ዕንክሊል ክብሉ ዝተዓነዱ ናይ ግዜ ስነጥበባውያን። 5-እቶም ጻማን ጻዕርን፡ከርተትን መስዋእትን ንስለ ሃገር ዝተወፈዩ ሰማእታትና ዘነኣኣሱን ዘቛሸሹን። 6-እቶም ዳግማይ ኣብ ሕነን ደም ጸቢብ ኣውራጃውነት፡መዋእል ክንነብር ዝሓለሙን ከይደቀሱ መሬት ከም ዝብኢ ዝወግሖምን። 7-እቶም ንልዕሊ 20 ዓመት ኣብ መሬትና፡ኣራጢጣ ንዝደቀሰት ወይን፡ንተግባራታ ከም ጽድቂ ቖጺሮም፡ሕጂ ግን ኣዴና ህወሓት ትሞተና ኣላ ኢሎም፡ንሰላማዊ ሰልፊ ጸሓይን በረድን ዝቕጥቐጡላ ዘለዉ ናይ ዲያስቦራ ለማኖ። እዝን ካልእን ክፋኦም ተሰኪሞም ንጃንዳ የካይድዋ ኣለዉ'ሞ፡ሰናይ ጉዕዞ ምስ ጃንዳ ንምነየሎም፡፡ጃንዳስ ትኸይድ ኣላ ንሓዋሩ፡እንተ ንስኹም ግን ኣበየነይቲ መሬት ሰማእቲ ኢኹም ክትነብሩ፡ንነብስኹም ሕተትዋ። ኤርትራ ናይቶም ንስለመሬታ ንእስነቶም ከይመነዉ፡ዝተበጀዉ ኣቦታትና፡ኣዴታትና፡ኣሕዋትናን፡ኣሓትናን ኢያ።ስለዚ ንኸድዓትን ሸያጦ ሃገርን እትኸውን ኤርትራ ኣይክትህሉን'ያ። ነዚ ንዝኸሓዱን ከብዶም መሪጾም ስግኦም ንዘስብሑን እትኸውን ብሽም ኤርትራ ተመሳሲሎም ብላህጃ ንዝልምኑ፡"ውግኣት ጁንታ" እትኸውን ሃገረ ሰማእቲ ኣይክትህሉን'ያ። ንሎሚ ወደሓንኩም ሰላም ንመትከላውያን ጽኑዓት ኤርትራውያን። "መበል 30 ዓመት ግንቦት 24- 2021 ኣብ ከተማ ባድማ የራኽበና"!!
@abebadesta4410
@abebadesta4410 2 года назад
Ane hafti niafewerqi eye abeba ybehal weladit afewerqi tesfay kea ab senafe trhas kebedom tibeha ala bihiwet mis afewerqi hawey sile zineberka kzerarbeka delye ente kielka ab esrael eye zeleku
@goitom99894
@goitom99894 3 года назад
Nezom resi eritreawian kednnu tasibom zelewu haqtat amxna ksmom nsber Eritrea nertrawian
@asterisayas8522
@asterisayas8522 3 года назад
🇪🇷🕊🌠💡🌠💡
@yonaskinfe9420
@yonaskinfe9420 Год назад
Grmaey germaeye maengosae koyo maengosae gignae tkikke fkri anber tsaeraem Aedy Maeryam zhebtni slae hegri gizAednae zdaeli yftwekaen eiyu
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 года назад
ቁሩብ ሐዘን ዘይ ትወጸለይ ሐዘና ከምዚ ናጎየዩ ንሞት ተሰሪዖም አትዮም ውጻእ መዓት ብ 10,000 ናቅፍ አፋንይዎም ተጋሒፎም 😭 ናዞም ጀጋኒ አይርስዓን ካብዚ ጀመረ ትጌጋ እንዳ ደርሁ መፍረይ ፈቲኖም ከሰሩ ነዚኦም መጀመርያ ናብሮኦም ክመሐየሽ ነበረ ስንኩላንን ተጋዳላይ ዘቡኡን አየ ባ ቃኘው ዝነብሩ ዘለው ሬኤኖኦም ዝሐዘና የሕዋተን ፍንስትርኡ ብጨርቂ ተሸፊኑ ሕጅውን ቆላሕታ ይወሃቦም መራሕቲ ዓለም ሒዝኩሞ አይትኸዱን ገዛውቲ ሰሪሕኩም አግዕዝዎ ነቲ ቃኘው ውን የሐድስዎ መልክዑ ምለስሉ ጀጋኑ ጀጋኑ ተበልና ሁሉዋት ጀጋኑ መሰሎም ሐልውሎም ምዕዳል ጨቃዊት ጥራሕ አይትፍለጡ 🙏
@gw4841
@gw4841 3 года назад
አቲ መን ይብሉኪ ፈራዲት ወይስ ኢንጅነሪ ካብ ብኮፍኪ አብ ሰደት ኮንኪ ምውርዛይ ሐቂ እንተለኪ አወፊይ አበርክቲ ሐቂኛ ሐላይት ተኮንኪ ደቂ ሰውአት ዝሕገዙ ነሐግዝ ሀገርካ ኢደይ ኢደይ እንተበልካ እዮ በአፍካ ምውርዛይ አኮነን ኤርትራ ዓለም አይትሕግዛን እየ ሕጂ እያ እግሪ ዝተከለት እረድአኪ እንተኮይኑ ወይ ክአ ወያነ ጁንታ ክትኮኒ አለኪ ጌም ኦበር ይብለኪ እዚከመን ይውሕደኪ
@gw4841
@gw4841 3 года назад
ቀጲለክበለኪ ጰሐነሽ ተኪኤ ትበሀሊ ትበልዮ ዘለኪ ኮፍኢልካ ምውርዛይ አብ ሰደት አራጢጥኪ ሐቂ አንተለኪ አወፍይ ደቂ ስንኩላን ደቂ ስውአት አእጃምኪ አወፍይ ሐቂ ሕልና ተለኪ ኤርትራ እካ ዓለም አይትሕግዛን እያ ከም ወያነ ለመንቲ አኮንናን ካባኪ ምክረሪ አየድልየናን እዮ ናብራኪ ከአሊ አነቲ ወያነ ለማኒትጁንታ
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 3 года назад
@@gw4841 ሐመደ ዕደ ጺሒፍኪ ምኽአል ጽቡቅ እዩ ደቂ ስዉአት እኮ ቶም ቀዳሞት ደቂ 35 ዓመት እዮም ቶም ዝደሐሩ ኸአ ደቂ ዕስራ እዬም ምትካብ ዘይኮነ ስራሕ ፈጢርካ ኢኻ ተፍሮም ተቀበልቲ ልማኖ አይትገብሮምን መሳኻትኩም አራብሽቶ ዝሐስብ ሐንጎል ሒዝኩም ተሰዲድኩም ብዛዕባ አይትጨነቂ ጃንዳ ተሎም ጃንዳ ወያነ ጁንታ ተሎም ጁንታ እናበልኩም ዓጣቅዕኡ ድፉናት ብዛዕባ ደቂ ስውአት ስራሕ ዕድል ተረኺቦም ጸገም የለን ንወዲ ሰላሳ ዓመት መለመኒ ክትገብርዎም እህህህህህ
@mihretabmihretab1484
@mihretabmihretab1484 3 года назад
ጀብጀብ ጸግርም ኣየ ወ ሓሊፎም ጀብጀብ መልሓሶም ግን ትሪፎም ሕድሪ ጠሊሞም ስድራ በት ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ብትን ኣቢሎማ ይዋኣካ ህግደፍ መንደፍ ትድግፍ ኣደካ ሓሚማ ኣይትርኢ ኣቦካ መይቱ ኣይትቀቢር ሕልና ኣልቦ
@amanueltukue1525
@amanueltukue1525 2 года назад
መን ከም ዚ ሕዝቢ ኣብ ዓልም እቲ ዝከበር መዘና ዘይ ርከቦ ታሪክ ትውንን ሃገር አሪ ጥራይ እያ ናይ ሆሊውድ ትዋሳእቲ በዓል ተስፋይን ቡጾቱን ትራይ እዪም
@mesghinagheb3570
@mesghinagheb3570 3 года назад
Anes hawu ni ykealo jigna Eritreawi Tegadalay mukuaney bikuratn hagosin yfchah beka ykorie beka ykorie beka ykorie beka ykorie beka ykorie beka ykorie beka yhben beka yhben beka yhben beka yhben ynebie nibaat haben abal 3say zuriya hagerawi agelglot ab werarat chifra weyane zitesatefku ziteregaregku abal core 271 warsay hawukumye .
Далее
Они захватят этот мир🗿
00:48
Просмотров 761 тыс.
እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV
48:54
Просмотров 175 тыс.