Тёмный

መደብ ህዝብን ፖሊስን - ንጓላ ንሞት ዘቃለዐት ኣደ ተቐይዳ - Dimtsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ 

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Подписаться 79 тыс.
Просмотров 22 тыс.
50% 1

መደብ ህዝብን ፖሊስን - ንጓላ ንሞት ዘቃለዐት ኣደ ተቐይዳ - Dimtsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Развлечения

Опубликовано:

 

31 янв 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 89   
@zahaykassette8094
@zahaykassette8094 Год назад
ሰላም ደቂ ኤረ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ👁👁💪👁🐪👁👁መከተ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና ዓወት ንሓፋሽ
@user-rs1rl5qj1l
@user-rs1rl5qj1l Год назад
ሃገርይ 🇪🇷🇪🇷 ሪመይ 🇪🇷🇪🇷 ህያብ ስውኣተይ 🇪🇷🇪🇷I miss you ፖሊስ ኤርትራ❤️
@meazabeyen7545
@meazabeyen7545 Год назад
እዋይ የገርም ዩ ፖልስ ኤርትራ አብ ስራሕኩም ዓወት ይሃብኩም👍👍👍👍👍👍👍
@hevennatey417
@hevennatey417 Год назад
እዞም ጨካናት አደ ትጽሕፉ ኣይትፍረዱ ሐሚማ ያ አስማይት ዕቁባይ መታዓበይትና ያአስማይት ጋል ሰምበል ጽንዓት ይሀብኩም ንመላእ ስድራቤት እንዳቦይ ዕቁባይ እንዳ ተስፋጋብር ዘርአይን ይሀብኩም
@lulrbahri
@lulrbahri Год назад
እወ ሓቅኪ ጓለይ፡ እንበር ኸምዚ ዝገብር ሰብ ደኣ ብሕማም ክከውን ኣለዎ እንበር ዘይእመን እዩ። ሓድሽ እምነት ናብ ሕማም ውን የስዕብ እዩ።
@2468justinbieber
@2468justinbieber Год назад
ገበናዊ ሃይማኖት ኢለ ይኹንኖ ኣለኹ፡ ዘሕዝን ፍጻመ።
@yoditgebreselassie7671
@yoditgebreselassie7671 Год назад
ሃገር ጽንዓት ሃገር ሐቅነት ሃገር ፍቕሪ ኤርትራ ዐደይ ለምልምለይ🙏🇪🇷
@freweinighiorghis2970
@freweinighiorghis2970 Год назад
Thank you for Eritrean polices Great job. Keep up the good job
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
ፖሊስ ኤረና ኣናብስ 👍👍👍💯💯💯💯
@harounekubal8436
@harounekubal8436 Год назад
ድምጺ : ሓፋሽ : ኤርትራ : መደብ : ፖሊስ : ኤርትራ : ስለቲ : ኩሉ : ሰናይ : ተግባራት : ፖሊስን : ዝዉሀበና : ዘሎ : አገልግሎትን : አዚና : ነረስግነኩም ። ❤️ 🇪🇷 2023 ✔️
@shinyblade4569
@shinyblade4569 9 месяцев назад
Thanks police Eritrea for your excellence services. VERY SAD ENDING L I HOPE NEVER HAPPEN again.
@zufanasmalash8012
@zufanasmalash8012 Год назад
The best News👍👍
@emnetmediaemnet5949
@emnetmediaemnet5949 Год назад
thank you for Eritrea polices Great job keep up the good job Deki ERI ☎☎☎☎☎☎📞📞📞📞
@mebrahtomgebremeskel5307
@mebrahtomgebremeskel5307 Год назад
Entay aynet dnkurna eu kttsedk ela dya hasibato hiwet seb endahalfesi tsomn tsolotn😭very complicated and contradictory. May God rest hir soul on his right hand side poor Young girl😭
@almazfikadu823
@almazfikadu823 Год назад
MerhabA TV eri demxi hafash demxi haki dahyqum aythba 🙏🙏🙏🙏❤❤🇪🇷❤🙏🙏💛💚💚👍👍👍👍👍👍💚💚💛🙏🙏🙏🙏🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@rahelnegede2703
@rahelnegede2703 Год назад
🇪🇷❤👏
@yorutesfazion6295
@yorutesfazion6295 Год назад
እዚ ወላዲት ንጋላ ንሞት እቃሊዓ ትብሃል ዘላ ኣድ። በዚ ሓበረታ ሂብኩሞ ዘለኩም ድሕሪ ምስ ሰብኣያ ዘጋተመ ፍትሕ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘጋጠመ ይመስል። ማንም ኤርትራዊት ውላዲት ኣብ ዝኣመነት ትእመን ኣብ ውላዳ ምስ ሙሉእ ጥዕና ካብ ሙሉእ ስድራን ቢተሰብን ኽትግለል ንኽምዚ ሓደጋ ደቃ ከተቃልዕ ኣይትክእልን እይ። ሕክምናዊ ጠመተ ይገበረላ 😭💔🙏🙏🙏
@user-jj9ck6gn5e
@user-jj9ck6gn5e Год назад
እዋይ ጨካን ኣደ 🥺🥺🥺
@edenpawlos6066
@edenpawlos6066 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌷❤️
@tesfitamine4009
@tesfitamine4009 Год назад
ሰላም መደብ ድምጽን ፖሊስን ኤርትራ ፡ስለምንታይ ዩ ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ ፡እቲ ፈነወ ኩሉ ግዜ ድምጹ ትሑት?
@lidiagebryewhanes6186
@lidiagebryewhanes6186 Год назад
Wey gud zensemoa yebilnan Egzabher kabiti zelewom rkus menfes ygelaglom amen 🙏
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 Год назад
ጸሎት ጸሎት ፡ እግዚኣቢሄር ሂወት ብቐሊል ክንመውት ኣይእዝዝን ኢዩ። ኣብ ዓለም ብናይ ዓለም ሕጊ ብናይ ሕብረተሰባዊ ኣገባብ ዘይጓዓዙ ክንርኢ ከሎና ብፍላይ ንቆልዑት ምምሕዳር ክወስዶም ይግባእ ኔሩ ። እዛ ሰብ ክትቕየድ ፡እቶም ዝተረፉ ድማ ይፍተዉ ኣይፍተዉ ካብ'ዚ ሒዘሞ ዘለዉ ግጉይ መንገዲ ክእለዩ ኢዩ ዝግባእ። ዘየተደልየ ኣዕናዊ እምነታይ ንክተኣታቶ ዝዕድም ኢዩ።
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 Год назад
Merhaba dmxi haki erey .❤
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
@henokhabtegiorgis6471
@henokhabtegiorgis6471 Год назад
Xegem nay yemro gera ala eza haftna.
@tiblezwoldu6748
@tiblezwoldu6748 Год назад
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@teweldek4234
@teweldek4234 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍏🍏🍏🍏🌵🌵🌴🌴🌴🍇🍇🍇🍒🍒🍐🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@teweldek4234
@teweldek4234 Год назад
🍒🍒🍒🍒🍐🍐🍐🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍👍👍👍🌴🌴🍇🍋🍋🍈🍈🍈🍈🍈🍈🍈🍈🍈🍈🍈🍈🍈
@Azeb4Eritrea
@Azeb4Eritrea Год назад
መርሓባ ህዝብን ፖሊስን ኤርትራ ሕልፍቲ ሰበይቲዶ ክንብላ ኣደስ ክትባሃል ኣይግባን እዩ ናዓኹም እሞ ዕድመ ይሃብኩም 🙏💒🙏💪❤🌴🐪🌴🇪🇷❤🇪🇷🚣
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
አወ አደ እያ!! ብሰንኪ አቅሽሽቲ ዝህብወ ናይ ሃሶት አስተምህሮ ዝመጸ ሃደጋ እዩ። ንሳ ጥራይ ዘየኮነ ነቶም አቅሸሸቲውን ክ ህተቱ ይግባእ!!
@michaelhabte4789
@michaelhabte4789 Год назад
❤❤❤❤
@teweldek4234
@teweldek4234 Год назад
👌👌👌👌👌👌🍅🍅🍅🍅🍅🍅🍅🍅👋👋👋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍏🍏🌵🌵🌴🍒🌻🌻🌻🌻👋👋🍓🍓🍓🍓🍓🍓🍓🍓🍓🍓
@teweldek4234
@teweldek4234 Год назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🍈🍈🍈🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋🤚🤚🤚🤚🤚🤚
@AlmaGhezai-dw7hc
@AlmaGhezai-dw7hc 8 месяцев назад
😘👌🏻💪
@maekeleyuel7855
@maekeleyuel7855 Год назад
Entay zeblwa ade eya 😭😭😭😭😭😭
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Год назад
ከምዚ ትገበር ኤርትራዊት አደ የብልናን ግን ብብጫ ካርድ ዝቅመጣ ተጋሩ ዘግነት ዘለወን አለዋ እቲ ጸገም ሕጂ ንኩለን ኤርትራዊት አደ ተባሂለን ይጽዋዓ
@lulrbahri
@lulrbahri Год назад
እስከ በጃካ ስቅ ምባል ውን ለባም የብለካ እዩ እሞ ስቅ በል ኤርትራውያን መልኣኽ ኣይኮናን ሰ ኢና እንተ ኽኢልካ ስድራካን ኣዝማድካን ብጽቡቅ ስነምግባር ኮስኩስካ የዕብዮም ምሃሮምን ኩሉ ዘዝተገብረ ተጋሩ ክትብሉ ኣይትረብሹና ምእንቲ ኣምላኽ ምሓርዎ እዚ ህዝቢ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Год назад
@@lulrbahri እሞ ሐቂ እንድዩ ኤርትራዊት አደ ከምኡ አይትገብርን እያ ተጋሩ እንተዘይኮይነን
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. Год назад
ደንቆሮ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Год назад
@@Mekeranaakll12. ዋይ ዋይ ዶንቆሮ ማለት እማ እንታይ ማለትኡ
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Год назад
@@Mekeranaakll12. ጽወይኒ እስቲ ሀሳስ ማለት እንታይ ኡ
@eritreahagerey2212
@eritreahagerey2212 Год назад
ክስማዕ ዘለዎ መስደመም ጉድ
@meazagehbreab6153
@meazagehbreab6153 Год назад
💕🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽💕🕯🕯🕯💯👍
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 Год назад
Oooo' Egzeabhier Amlak bmhretka Temtena Entay ybehal ezi nay Diablos mesrih eyu ezi Kithgheg alewa etom qoleu ziterefu neaa kea Asika Mytselot tikid
@officialpureentertainment741
😢😢omg rip😭😭
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI Год назад
እዚኣ ኣደ ዘይኮነት ጨካን እያ ናይ ሰብ የብላን
@dl4055
@dl4055 Год назад
Woy fetari enber ke eritrawit ade dya,atsariwa menneta bejakum dmtsi police ,emo kea ndeqka mot ktferd, Eway gud kemzi kufue nsemo nayzom gorobet trah eyu,bejakum police eritrea hagerna zre gebenat ,gubue meqtsaeti kwahabo alewom.
@rigbeg29
@rigbeg29 Год назад
Serkti endahgdef bnkaritkum tmxae srah yele tmrti yele gerkuma zaheger
@meazzarai6850
@meazzarai6850 Год назад
ስምላ ዝግርም ምግስትስማ የውርሳ
@sanaytredae8445
@sanaytredae8445 Год назад
Merihaba Deki erey ize. Ade. Milaliba. Hamima. Keyitikewi. Iberi. Ade. Aamo. Gali. Meyitasi. Keyi. Nebeati. Weyisi. Kemeyi. Zibele. Tsikane. Iyu. Zelewa. 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌿🌿🌿🇪🇷🦁🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐆🐆🐅🐅🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐫🐫🐫🐫🇪🇷✝️☪️✝️☪️🇪🇷🌽🍀🌿🌿☘️☘️☘️🍀🌿🌾🌾🌾🌾
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 Год назад
እዛ አደ ኤርትራዊት ጥእና አምሮ ደሐን ትኸውን እንተ ቶም ማስቲሺ ዘትክኹ ንቂልቁል አፎም ይተአሰሩ ካልእ እውን ከምጽኡ ስለ ዝኽእሉ ወይ ጸገም
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 Год назад
ዝኸበርኩም ጋዘጠኛታት ኤርትራ ፡ ናይ ውሻጣዊ ጸገማት ብእትገልጹልና ኣገባብ ብልቢ አመስግነኩም። እንተዂነ እዚ ንናይ መቕተልቲ ናይ ወጻኢ ዝምልከት ካብ ዝህቦ ረብሓ ግጉይን ንዓሻታት ዘዐሹ ስለዝኽእል፡ ኣብ ክንድዚ እቲ ንትራፊኽ ዝምልከት ብፍላይ ናይ ህዝባዊ መጓዓዓዚ ፡ መኪና ብልክዕ ኮላውዶ ክግበረለን፡ ካልእ ድማ ሰትዮም ዝዝውሩ ብልክዕ ክቕየር ኢዩ ዝግባእ። ሕጂ ኤርትራ ካብ ደገ ዝመጹ ሃገራውያንን ወጻእተኛታት ብብዝሒ ክርከቡ ስለዝኽእሉ ሕጊ ትራፊኽ ብኢንትርናሾናል ዓይኒ ይንኣስ ይዕበ ገበን ተዓሪቆም ይቕረ ተበሃሂሎም ዝብል ንቀጻሊ ግን ኣዕናዊን ብቀሊል ዘይፍታሕ እናኮነ ኢዩ ዝመጽእ ፡ ሕጊ ጽኑዕ ክኸውን ይግብእ።
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
ቁቡል!! ዝሃብኮዮ እርኢቶ ብሱልን ሃናጺ እዩ!! ብፍላይ መስተ ከምእውን ፋጥነት ከምእውን ናይ መኪና ብቅአት ወዘተ ን ዝመጽእ ሃደጋ ተሪር ስጉምቲ ክውሰድ። ከምእውን አስተምህሮ!! ሃደጋ ፈጺምኮ ሽምግልና አብ ትራፊክ ሃደጋ ግዚኡ ዝሃለፎ እዩ, ን ኮልእ ሃደጋ ባይታ ዘጣጣህ እዩ። ስለዚ ይተአረም!!!
@lettyabrha9491
@lettyabrha9491 Год назад
ABO NAYTOM DEQA BHIWET ALO DIYU ? ABEY
@tesfaldetabraha4109
@tesfaldetabraha4109 Год назад
ርግጸኛ እየ ኤርትራዊት አደ አይኮነትን አብ ባህልና ከምኡ የለን ክንፈልጦ ዘለና ድሕሪ ናጽነት ዓዶም ዘይተመልሱ ተጋሩ አብ ኤርትራ ከም ዘለዉ ክንርስዕ የብልናን
@liwamnayizgi5667
@liwamnayizgi5667 Год назад
Be rational sawa keykeda tklklen niera eko eluka ertrawit ade rhrhti ,jigna ,fekar eya lkie aleka gn hade klte ayseanan eyen
@rutagrmatsion4811
@rutagrmatsion4811 Год назад
ፍትሒ ን ህዝቢ ኤርትራ ᎓ እንታይ ደአ ዓጋመ ዝመስሉ ᎒
@hdatalem6354
@hdatalem6354 Год назад
Dsklti
@tekestean
@tekestean Год назад
ወይ ዕብዳን
@kisanet4715
@kisanet4715 Год назад
ገጻ ትርሐቅ ቶም ዝተረፉ ደቃ መንግስቲ ተዝወስዶም
@almazfikadu823
@almazfikadu823 Год назад
Eza sebyti nedka kemzi gyra tecken nay bahki zehzen eu ezgyo ezi kefat gebri eu nedka neswa kykdu zalmto qufe hsab eu kynu zesmani betgbra ageb ageb
@jonnigusu9200
@jonnigusu9200 Год назад
I'm sorry to say but your Tigrigna presentation is sub standard. Both in reading and vocabulary
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 Год назад
ሰላም ፖሊስ አሪትራ፣አንታይ ዓይነት ሰብ አያ አዚኣ ፣አንታይ ዓይነት ሀይማኖት አያ ትክተል፣ብጥምየት ሙቱ ዝብል ሀይማኖት ዶ ኣሎ አዩ፣
@maazaaraya8776
@maazaaraya8776 Год назад
የቀንይልና ደቂ ኤረይ፡ ናይ ሰይጣውንቲ ሃይማኖት በዞም ንህዝቢ የርትራ ከጥፍኡ ዝተጀመረ ኢዩ ስጉንቲ ክውሰደሉ ዘለዎ ግበን ኢዩ።😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
ናይ ሽጣን ዝብሃል ሃይማኖት የሎን። አብ ፈቆዶ ቤተ መቅደስ ተዋህዶ ዝውሃብ ዶብ ዘየብሉ ሃሶት አስተምህሮ ሃይማኖት ዘምጽአ ጣጣ እዩ። አቡነ ክስቶ 40 መአልቲ ማይ ከየለከፉ ጾሎት ጌሮም ወዘተ ዝውሃብ ናይ ደናቁር አቅሽሽቲ አስተምህሮ ዘምጽኦ እበር ሰይጣን ዶ አምላክ ዝብል ሃሶት ይአክል። ብጾም ጾሎት ዝርከብ የሎን። ብጀኮ ህማም።
@liwamnayizgi5667
@liwamnayizgi5667 Год назад
@@ephraimtik920 kkkkk kabzom kebdom haymanotom sle zkonka eka ,orthodox haymanot sreka breska awxeayo aybl eu hray ,weriduwom akshishti kndom zeytakl si
@letinaabay6991
@letinaabay6991 Год назад
​@@ephraimtik920 ኢንታይ ኮኑ ዘየለ ክክክክ
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
@@letinaabay6991 አበይ እሪኢክዮ ???????
@letinaabay6991
@letinaabay6991 Год назад
@@ephraimtik920 ሚንታይ ኮኑ ዘየለ ኣነ ሰይጣን ኢየ ዘምልክ ኢንዳ በለ ምሳነ ዝነብሩ ክንደይ ድዮም ዘለው
@Tekle-hz8oh
@Tekle-hz8oh Год назад
ፖሊስ ኤርትራ!! ህዝብና ባህሉ ዝዕቐበሉ ካብ ህጻናት ቆልዑ በብግዜኡ ዝጠፍኤ ገንዘብ ናብ መደበር ፖሊስ ከረክቡ ሞባይለይ ኣብ ዝኸፈትኩሉ ግዜ እሰምዕ:: ብኣንጻሩ ድማ ኣብቲ ኣነ ዝሰርሓሉ ቤት ትምህርቲ እቲ ክፍሊ ፋይናንስ ቤት ትምህርቲ ገንዘብ ኣደናግሩና ክንክፍሎ ዘይግብኣና ገንዘብ ኣብ 2018 ናይ ስድራ ቤትና( 4 ተ ልዕሊ ዕድመ ዝበለና ) ብስምና ንትካል ጥዕና ዕድመ ገደብ ዘይብሉ 1444 ርያል ንነብሲ ወከፍና ከምዝኽፈለልና ኣብ 17/6/2020 እቲ ሓላፊ ትካል ጥዕና ን3 መማህራን ኣብ ስርሑ ኬድና ሓትትናዮ 1444 ሪያል እዩ ዝኽፈለልኩም እሉንና : ከምኡ' ውን ዳይረተር ቤት tm/ ኤርትራ ርያድ ቀሊት ዕድመ ገደብ ዘይብሉ 1444 ሪያል እዩ ዝኽፈል ኢሉና :: እቲ ክፍሊ ገንዘብ ቤት ትምህርቲ ግን ንቤት ትምህርቲ ኣብ 2018 ብስምና 4 ዝረብሔ ብሕሳብ 10981 ንነብሲ ወከፍ = 43,964 ስር. ኣክፍሉዋ :: ተደምሮ ናይ ስድራ ብታት :: ኣብ 2019 ነዞ 4 ተ መማህራን ምስ ስድራ ቤትና 10981 በርባዕተ ዝረሖ ተደመሮ ናይ ስድራ ቤታት ክንከፍሎ ዘይግብኣና ኣክፍሉና :: ንሓለፍቲ ኣመልክትና :ሰበ ስልጣን ዓብጠሞ :: ምክትል ትም / ሚኒስተር ተሓባብርዎም :: ጴጥሮስ ሃይሌማርያም :: ግፍዒ ተፈጺሙ :: ናይ 2018 + ናይ 2019 = ኣነ ንበይነይ 30,000 ሪያል እእውዶ :: ኣብቲ 25,27 ዓመታት ዝተፈጸመ ገበናት ንኸይቃልዑ ዓብጠሞ :: ነቲ ወርቃዊ ባህልና ብብልሽውና ደውኖሞ እንሄሙለ :: እሞ ድማ sebe- ስልጣናት መንግስቲ :: ተራ ሕዝቢ ይጽግን ሰበ ስልጣናት ድማ የውድም / የበላሽዉ እንሄሙለ :: ናይ ህዝባዊ ጉዳያት ህግደፍ ንመበል ካልኣይ ግዜኡ ጡረታ ኣብ 2011, DEC. 2020 ኣካይዱ ኣብ ኤርትራ ይኹን ኣብ ርያድ ከማና ዝድሜኦም ይሰርሑ ኣሎው :: ንዘቅርብዎ ምክንያት ክቃወሞም እኽእል እየ :: ኣነ ንበይነይ ናይ 25,27 ዓመታት ብልሽዉና 1,250,000 ሪያል ክኽፈል እሓቶም :: ከቢድ ብልሽዉና ተኻይዱ :: ቁጽጽር ( AUDIT ) ይገበር :: ካብ 1995 --- 2022 ቤት ት / ም ደሞዝ ጥራይ ኣብቲ ዝግበር ቁጽጽር ክሕግዝ እኽእል እየ :: መምህር :: ቤት ትም / ካብ 10 -- ክሳብ 20 MILLION ተቐማጥ/ ቲ ክህልዋ ይኽእል ::
@senhitsenhit
@senhitsenhit Год назад
እንታይ ዳኣ ተጋሩ ዝመስሉ
@dl4055
@dl4055 Год назад
Dmtsi police ,srah,kkfet alewo ab adna bdhriu eti menesey ab srah ywafer srqi yele gele yele ykewn,eti nay sheqet bota kea tsfuf ente zkewn tsbuq neru
@gmanyem1057
@gmanyem1057 Год назад
እተን ናይ መንፈሳውያን ተለቪዥን እንተ ዝዕጸዋ ጽቡቅ ኔሩ፡ ህዝቢ ብዘይ ኣፍልጦ ኣብ ናይ ሓሶት ነብያት ይጠፍእ ኣሎ፡ ህዝቢ ነዚ ዓይነት ጥፍኣት ክቃለሶ ኣለዎም።
@samelsolomun9250
@samelsolomun9250 Год назад
ንምንታይ ኢዩ እቲ ዓረብ ኣብ መእተዊ ትግሪና እንታይ ምስ ኮነ ኢዩ
@amanueltechans8193
@amanueltechans8193 Месяц назад
ኤርትራ ዓዲ ሽፍታ ዶ አይኮነትን ፖሊስ አለዋ ዲዮ?
@mussiehabte5318
@mussiehabte5318 Год назад
ኣይረኣኢኩም ክርስትያን ብሙስሊም ክፍረድ አሞ ከኣ ኣብ ሃገርና ይስደምም አዩ
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
ዘስብድ ዜና!! ን ደቃ ጹሙ ኢላ ብጥሜት ትቀትል አደ እዚአ ጥራይ አይኮነትን አየተረከብን እበር ኮልኦትም ክነብራ ይክእላ። ናይ እዚ ኩሉ ጠንቂ ተሃተቲ አቅሽሽቲ እዮም!! እት ዝህብወ ዘየተጨበጠ ሃሶት ትምህርት ሃይማኖት እዩ። አቡነ ክስቶ 40 መአልቲ ብሃደ እግሮም ማይ ከየለከፉ ጠጠወ ኢሎም ጸሊዮም አመልኮ ሰሚኦማሞ ወዘተ ........ ስለዚ እዝን ከምዝን ናይ ሃሶት አስተምህሮ ምስኪኒ ቆሉኡት አብ ሃደጋን ሞትን አቃሊኡ ዘህዝን ፍጻሜ!! ን ዝምልከቶ, ጾምን ጾሎትን ሰብ ዝቀተለ ዜና ከም ተራ ዜና ዝህለፍ አየኮነን! ብስርአት መሃሪ ዝኮነ ፍሉይ መደብ ብፊልም ተዳሊው ከምእውን ብሰንክ ድንቁርና ዘየለ ሃሶት አሚና ሃደጋ ዘብጽህተ ሰብ አብ ሚዲያ ክትቀረብ አለዋ!! ህዝብ እውን ጾምን ጾሎት ዝብል ድንቁርና ዘየጠቅም ሃሶት ምኮኑ ክርዳእ አለወ። ከምእውን አቅሽሽቲ እዚ ዶብ ዘየብሉ ሃሶት ሃይማኖታዊ አስተምህሮ ክቁጠቡ መጠቀቅታ ከምእውን አስተምህሮ ይወሃብ!!! ቁርአን ከምእውን መጽሐፍ ቅዱስ ልበ ወለድ አረብን ይሁዲ ስለዝኮነ ኮብ ልበ ወለድ እምነት ተተአቀብና ጹቡቅ እዩ!! ብጾሎት ጾም ምህለላ ዝርከብ የሎን። ሽግራኮ ን ምፍታህ ተመሃር, ስራህ, ህጊ ,አክብር, መጠኑ ዝሃለወ እጉስ ኩን ,ከምእውን ዝምድናሃ ምሰባት አማህሽ። ኮብ እዚ እየሱስ ተሰቂሉ ዝብል መስሃቅ ልበ ወለድ ንግደፎ!!
@fretsbah2430
@fretsbah2430 Год назад
እንታይ ዓይነት እምነት ትኽተል ነይራ?
@mussiehabte5318
@mussiehabte5318 Год назад
Kristin diki Muslim
@letinaabay6991
@letinaabay6991 Год назад
ኣታ ኢዚ ድኣ ናይ ኢፍሮም ኣብ ሃገርና ዋላ ኣተኣታቲዎ ይምሃረና ናይ ሰይጣን ስራሕ
@mdbahri
@mdbahri Год назад
እዚ ኣብጽሑለይ ንመንግስቲ ኤርትራ ኣባላት ትግራይ ትስዕር ንወያነ ዘይተኣደነ ገንዘብ ዝውፍዩን ኤርትራን መንግስቲ ኤርትራን ከዕንዉ ዝሰርሑ ከሓድቲ ክዝብን ሃገርን መንግስትን ኤርትራ ንኤርትራ ይኣትውን ይወጹን ኣለው ስለዚ ብኸመይ ይርኤ ወይ ኣይትፈልጡን።
@letinaabay6991
@letinaabay6991 Год назад
ክክክክ ክትከይድ ኣይትክእልን ድካ ከድካ ዘይትሕብሮም
Далее
Wait for the BOWLING BALL! 👀
00:38
Просмотров 18 млн
Поймали акулу
0:51
Просмотров 2,2 млн
настоящий чемпион
0:59
Просмотров 7 млн
Всегда проверяйте зеркала
0:19
Разговор на Патриках
1:01
Просмотров 3,5 млн