Тёмный

መደብ ምስ ተጋ ሄኖስ ፍቓዱ ወደገባ ብ ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ከመይ ይረኣዩ፧ ትካል ህግደፍን ኣመሰራርትኡን 

TEFETAWI TALKSHOW
Подписаться 146 тыс.
Просмотров 26 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

21 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 55   
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow Год назад
እዚ መደብ ብ መንገዲ ሳትላይት ናብ ዓዲ ዝኣቱ ኢዩ ወጻኢታት ስለ ዘለና ንዕብየትን ቀጻልነትን እዚ መድያ satellite 📡 ክትሕግዙ ትደልዩ membership/ኣባልነት ብምምላእ ዓቕምኹም ክትሕግዙ ብ ትሕትና ንሓትት👇donorbox.org/tefetawi-talkshow
@arefainealem9233
@arefainealem9233 Год назад
❤🎉 ዕድመን ጥዕናን ይሃብ አጆካ
@mebrahtomtemanu659
@mebrahtomtemanu659 Год назад
ብጣዕሚ ኑፉዕ ሀኖስ ፍቓዱ ቀጽሎ ኣምበሳ bravo
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
03 ኣብ ካርነሺም ተወሊዳ ፥ኣብ ሳህል ኣብያ ፥ኣብ ኣስመራ ተመርኢያ ፥ኣብ ወጻኢ ፈርያ ፥ህጂ ኣሪጋ ኣብ ኣፋፈት ሞት ቀሪባ ትርከብ ፥
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 Год назад
መሬት ዘይወድቕ ዘረባ!❤
@belaberhe3177
@belaberhe3177 Год назад
You are speak true all people Eritrea we worked together ❤
@rigatkifle342
@rigatkifle342 Год назад
Good morning your assistant person thank you appreciate because not all shapia tille
@Ae91scd
@Ae91scd Год назад
Interesting: Good job Henos.
@tesfalembaire6177
@tesfalembaire6177 Год назад
ጽቡቅ ጌርካ ኣብረሃያ በሎ ሰልጡን
@Jusesloveme
@Jusesloveme Год назад
ሓው ሄኖስ ኣዝዩ መሳጢ ታሪኻዊ ትምህርቲ ኢካ ትምህረና ዘለኻ፥ ብዘይ ምቁራጽ እንተትምህረና ጽቡቕ ኔሩ። ኣጆኻ ኣብ ጎድንኻ ኣለና። ተጋደልትና ድማ ልኡላዊት ሃገር ኣምጺኹም ኢኹም፥ ክንሕሰኩም ኢና ካኣ።
@meharieyob8854
@meharieyob8854 Год назад
Bravoooooootat
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Год назад
Wawww Nay heinoss lbona 💯💯💯
@michaelyahannes6269
@michaelyahannes6269 Год назад
❤❤❤❤❤
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Год назад
❤nice kabey bota ka aygelexkan ka asmera?
@habtom3536
@habtom3536 Год назад
ሄኖስ ሽኾርር 👍👍👌👌
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
ዎዶ ገባ ማለት ብፍታዉ ዝኣተወ ትክክል ትርጉማ ፥አንተኮነ ብኣል ተክለ ( ኣደን) ብዝገበርዎ ናይ ቃላት ምስትክካል ፥ተኣሪማ ፥ኣውቅዋቸው ገባ ፥ተባሂላ ፥ተኣሪማ ፥ብዙሃት ተጋደልቲ ተሃኣ ብዘጋጠሞም ኩናት ህድህድ ናብ ጸላኢ ዝኣተዉ ብዙሃት ነሮም ኢዮም፥ካብ ህግ ሃዲሞም ዘምለጡ፥ብዙሃት በቶም ጎብለላት መራህቲ ሰራዊት ብዝበጽሆም ዝነበረ ምፍርራህን ጥቀናን ካብ ሃላው ሰውራ ተላኢኮም ሂወቶም ዝስአኑ ፥ናብ ጸላኢ ይኩን ናብ ሱዳን ዝሃድሙ ነሮም ኢዮም፥ብዙሃት አውን ነዚ ብጾቶም ብገዘሞ ከይተረፈ ዝቀትሉ ካብዚ ሃደጋ ንምምላጥ ከይፈተዉ ናብ ጸላኢ ዝኣትዉ ኣለዉ ፥ዉሁዳት ግን ምስ ጸላኢ ኣጢቆም ንተጋደልቲ ዝጻብኡ ኣይነበሩን ማለት ኣይኮነን ፥ዝዝከረኩም አንተኮይነኑ፥ህዝብና ከምአንፈልጦ ልክባጣ ኣመሉ ስለዝኮነ፥ንኢሰያስ አዞም ንኣካትኩም ገዲፈምኩም ዝከዱ ወዶ ገባ አንታይ ስጉምቲ ክትወስድሎም ኢኩም ኢሎም ከምዝሃተቱ ንዝክር፥መልሲ ኢሰያስ ገለ ንጹሃት ተጋደልቲ ብሃለፍቶም ይብደሉ ስለዝነበሩ ገዲፎምና ይከዱ ነሮም፥ብዙሃት ሃለፍቲ ኮነ ኢሎም ተጋደልቲ ቃልሶም ገዲፎም ናብ ጸላኢ ንክኣትዉ ዝሰርሁ ነሮም ኢዮም፥ብዝኮነ ከምቲ ናቶም ኣባና ከለዉ ዘገልገልዎ ኩልና ግቡአና ንግበር አሞ ድሃር ሃቢርና ንሃቶም ክብል ነቶም ንጣብ ርሃጽ ዘየንጠቡላ ኣምስሉ ዝግብኦም መልሲ ሂብዎም አዩ ፥
@RegenDesbele-cn8ug
@RegenDesbele-cn8ug Год назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
ኣቶ ሄኑስ ፡ ንኹሉ ታሪኻዊ ኣስትምህሮኻ ምስጋና ይብጻሕካ። ነዚ ብዛዕባ ህሉው ኵነታት ዘቕረብካዮ በታ ናይ ወዲገበያ መራር ሓቂ ክግለጽ ይከኣል እዩ። ወዲገበያ ፡ እንካ ኣዝግነኒ ተቐባሊ ፡ ብምንታይ ፧ ወዲገበያ ፡ ብደም ተቐባሊ ፡ እንታይ ኣለካ በዓል ደም ፧ ወዲገበያ ፡ ሕጂ ድኣ ዘይትድገም ረፈረንደም ። ብተወሳኺ ፡ ንወዶገባ ኣቶ ተኽላይ ዓደን ዝገበርካዮ ሞጎስ ግቡእ እዩ። ኣቶ ተኽላይ ዓደን ንህይወቱ ከይበቐቐን ከይፈርሀን ፡ ነቲ ዘረኣዮ ኩሉ ዘርዚሩ፡ ንህዝቢ ኤርትራ ናብዚ ሎሚ ኣትዪወ ዘሎ ገሃነም ባርነት ከይኣቱ ብዓንተብኡ ከጠንቅቕ ዝፈተነ ኣዝዩ ተባዕ ሰብ እዩ። ግን ህዝቢ ኤርትራ ብፕሮፓጋንዳ ገድሊ ሰኺሩ ክሰምዕ ኣይደለየን። ሎሚ እቶም ናይ ሽዑ ተጋደልቲ መራሕትን ደቂደቆምን ከይተረፈ ከም ሕሱም መዓት ወሪድዎም ይፍደይዋ ኣለዉ። ገለ ካብ ቃለ መጠይቕ ናይ ተኽላይ ዓደን ካብ ናይ ኢትዮጵያ ጋዜጣ ተርጕሙ ፡ ኣብ ሓንቲ ናይ እንግሊዝኛ መጽሄት ኣቶ ወልደየሱስ ዓማር ኣውጺእዎ ኔሩ። እንተረኺበያ ኣብዚ ክጥቅዓ እየ።
@arefainealem9233
@arefainealem9233 Год назад
ቁሩ መለዛናይ ዓንስባ አዘኪርካኒ ሄኖክ አንበሳ
@semerearaya7302
@semerearaya7302 Год назад
Heinoss btamii agedasi eka
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 Год назад
ሄኖስ ሓወይ ሓቅኻ ቤተሰብካን ስድራኻን የጏንዩኻ ብ ሓፂሩ ይፍንፍኑኻ ሽዑ ኣብ ዘዬድሊ ፅልእን በቀልን ትኸይድ
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
ኣቦይ ወዲ ስላሳ ሃርበኛ ኣቦ ቆሃያተይ ንጀብሃ ትኩን ህግ ኣቀዲሙ ዝፈለጦም ብሩህ ኣቦ ጂግና ንህዝቡ ዝነበረ ብሃሱሳት ቀተልቲ ስለያ ህግ ዝተቀንጸለ ጂግና ኣቦ ፥ህዝብና ከም ህዝቢ ቆሃይን ብኣጋ ነቂሁ አንተዝነብር ህጂ ኣብ ጽንተት ኣይምበጸሀን ፥
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Год назад
ድምጽን ሕልምን ሓርበኛታት ኤርትራውያን ከምዚ ሎሚ ብሰብ ሕንብርቲ ብተወልጄ ከይተወረሰት። ኣግኣዝያን መሰረት ዘርኢ ህዝቢ ትግረን ትግርኛን ዝልሳኖም ኣህዛብ ተዛረብቲ ግእዝ እዮም። እዞም ሎሚ ዓጀውጀው ዝብሉ ሓሰማታት መጻወቲ ገይረሞ።
@sabafessahaye9106
@sabafessahaye9106 Год назад
ሰለጠነ ብዙሕ ርእይቶካ እናሓሸ ይመጽእ ኣሎ። ኣብ ጎደና ፍታሕ ትምርሽ ዘሎካ ኮይኑ ተሰሚዑኒ።መጀመላ ዝበሃል ጉጉይ ኢዩ
@tesfalembaire6177
@tesfalembaire6177 Год назад
ኣብ ናዓል ማይልባን ሃዘሞን በዙሓት ነጹሃት ሰባት ዘቀተሉ አዮም።
@tekletesfazgi3359
@tekletesfazgi3359 Год назад
I don’t understand why are you talking about Eritrea while Advocating for Tigray
@asmeretyacob3728
@asmeretyacob3728 Год назад
ኧብኡ ንተክላይ ፃደን ጂግና እዪ
@tesfalembaire6177
@tesfalembaire6177 Год назад
ኣሰፋ ስላምሳ
@rigatkifle342
@rigatkifle342 Год назад
Your right I was in Sudan when the killed wed it seged that was murder 🦋🦋🦋💯💯
@Ae91scd
@Ae91scd Год назад
Wedo Geba kabkelu euneru.
@Prizzo-ff-v1q
@Prizzo-ff-v1q Год назад
ትኽክል ወዲ ሐወቦይ ንእሳያስ ክንሐሚ ጽቡቅ አይኮነን ከምቲ ዝበልካዮ ናይ ሎሚ ህዝቢ አብ ሐሸውየ አቲና ካብ ሐቂ ርሕቅና ኢና::
@YosefTsehay
@YosefTsehay 3 месяца назад
Those wodogeba is smart
@moneyaintathing817
@moneyaintathing817 Год назад
No 10 bigerat eye, eta asreyti dahalik
@gebreoquba6871
@gebreoquba6871 Год назад
Hzbawi serawit ybehalu neyrom
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Год назад
ሄኖስ ወደይ፣ ተጋዳላይ ምንባርካ ከዂርዓካ ኢዩ ዝግባኣካ። ብሰንኪ ንቑጽ ይነድድ ርሑስ ከም ዝባሃል፣ ተጋዳላይ እንተ ዘይስዋእ፣ ዝስንክል፣ መሪር ናብራ ምእንቲ ህዝቡን ሃገሩን እንተ ዘይውፈ፣ እዛ ንዛረበላ ዘሎና ሃገር ኣይምሃለወትን። እንተኾነ እቲ ናጽነት ዝተረኽበ፣ ትርጉሙ ስሒቱ፣ ህዝቢ ኤርትራ ዘይተበናዮ፣ካብ መግዛእቲ ዝኸፍአ ሓደጋ ወዲቕዎ። ዕላማ ናይ ዝተኸፍለ ዋጋ ስለ ዝተጠልፈ፣ ናብ ጉቡእ ቦታኡ ክምለስ ቃልሲ ይካዩድ ኣሎ። ቃልሲ ዕላማኡ ክወቅዕ ኩሉ ደላይ ፍትሒ ኢየ ዝብል፣ ብስሙር ሓይሊ ምቅላስ ኢዩ ፍታሕ ክመጽእ ዝኽእል።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Год назад
Kemizikema 1984 10 kifili akuristiyo asimerani kebabian .sedeteyi kistile nijibiha .nitekie keshi abi Sudan nayimefanewi tenderize abi dim.
@isaacteclemariam4986
@isaacteclemariam4986 Год назад
ሄኖስ ኢዞም ነቲ ቃልሲ ዝፈልጥው ዝሃደሙ በለሕቲ ዘበልካዮም ሕጂ ግን ከአ ምስቲ ናይ ኣስመራ ሰርዓት ዘድናገጽ ኢዮም
@logochiwa1
@logochiwa1 Год назад
ሄኖስ ....ኣብ ኢትዮጵያ National Service ምጂማር ጽባሕ ንግሆ ንኤርትራ ንምጉባጥ ከምዝኮነ ፍሉጥ ኢዩ።ስለዚ እተን ተቃወምቲ ውድባት ካብ ሕጂ ምስ ኣቢ ኣሕመድ ምዝርራብ ከመይ ይመስለካ ????? ምክንያቱ ኢትዮጵያ ዓሰብ ሒዛ ምስቲ ወደብ ዘይብላ ኣብ ግምት ብምእታው ጽባሕ ንግሆ ካብ ዓሰብ ኢትዮጵያ ክትወጽእ ትክእል ዶ???
@gtrkjsnfkj2711
@gtrkjsnfkj2711 Год назад
ኢረትራዊያን ዘረባ ጥራሕ ኸይኒኩም
@AlexanderAregay
@AlexanderAregay Год назад
ms senay ykreta selte agazian malet antay aynet hasab zhaze party eyu...
@holyland246
@holyland246 Год назад
Wedo geba malet fetiyom ziaetewu eyom gin woldo geba yibehalu eyom miknyat alewo
@logochiwa1
@logochiwa1 Год назад
ተክላይ ዓደን ሽጉጥ ነሪዎ መስተ ከኣ የብዝሕ ኔሩ ኣብቲ እዋን ኣቦይ ከምዝብለኒ "ተክላ ሃዳሚ" ንብሎ ኔርና ኩሉ ግዜ መስተ ሰትዩ ይጎየና ሬሩ ይብል።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Год назад
ንህዝቢ ኤርትራ ሆይ እናበለ ናብ ገደል ተዓሚትካ ኣይትእተው ፡ ኢሉ ክምህሮ ፈቲኑ። ዝሰምዖ ምስ ሰኣነ እወ መስተ ይሰቲ ኔሩ። ሎሚ ግን ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ መስተ ዘይኮነ ብመርዚ ናይ ህግደፍ ሰኺሩ ፡ ኣብ ፈቐድኡ ኣብ ውሽጢ ሃገር ፣ ኣብ ስደት ፣ ኣብ በረኻ ሰዳንን ዓረብን መጻወቲ ኮይኑ ይጥፈእ ፡ ኣብ ባሕሪ ይሃልቕ ኣሎ። ከምቲ ሄኑስ ዝበሎ ፡ ሓደ ነገር ብፍረኡ ወይ ብምህርቱ እዩ ዝፍረድ።
@googlexy1358
@googlexy1358 Год назад
What happened to Tekle Aden after 1991?
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 Год назад
Asmera abey kebabi ika
@tesfalembaire6177
@tesfalembaire6177 Год назад
Emunat nay drgi keteltin haredtin zeneberu ab kebesatat Eritrea bebizhi yenkesakesu nerom
@googlexy1358
@googlexy1358 Год назад
What about tegadelti like Iseyas who killed many his comrades in halewa sewra and now
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael Год назад
Yaya Henos eza Kiros Alemayoh dergi make ab 6 werar zekonet tederifa abt mizlak xibhal male jebhan shabiyan hizomo kab zineberu ketematat Eritra ziwetslu eya teferifa abzia kieremeka ydeli mis enay ykreta.
@adhanomghebreab3276
@adhanomghebreab3276 Год назад
ALA NISIKUM NI WELDEGEBA SI AB 3 kefilkumo. SELTENE WEDI WELDEGEBE
@ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ
@ወዲትግርኛ-ፀ7ሰ Год назад
ነፍሲ ሃገረሰብ ቁሸት ዓድታት ስለያ ኣለዎ ጎሲምናያ ኢና
@kibratesfamichael
@kibratesfamichael Год назад
Seltene Selten exi genzeb edud kelbi ziwnino hize keyde zibleka bfutsum hasawi belo miknyatu egri egrom siribu eti genze wesidu neom dim edlom mot eya slezi ezi hadawi nelo kedm nay hgdf hjiwn nay hgdf mikanu astewelelu.
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Год назад
ኣንታ ኣሺሃት ደቂዛ ሎሚ መጻወቲ ኣጋንንቲ ኮይና ዘላ ምጪውቲ ኣስመራና ብኣል ደንቆሮ ዲክታቶር ኢሰያስ ፊፖስ፥ኣብራሃም ወዲ ብላተን ካሳ፥ብኣል ርአሲ ምራክ ( ርኣሲ ከልቢ) ዝሃርኡላ ኣስመራ ክትሪኢ መርገም አዩ ክትብሎ ይሃይሽ ፥
@gebreoquba6871
@gebreoquba6871 Год назад
Hzbawi serawit ybehalu neyrom
@gebreoquba6871
@gebreoquba6871 Год назад
Hzbawi serawit ybehalu neyrom
@gebreoquba6871
@gebreoquba6871 Год назад
Hzbawi serawit ybehalu neyrom
Далее
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Просмотров 4,6 млн
Paint Projects
00:17
Просмотров 4,1 млн
I tricked MrBeast into giving me his channel
00:58
Просмотров 4,6 млн