Тёмный
No video :(

መደብ ምስ ፕሮፈሰር ኣርኣያ ደበሳይ ሓደ ካብቶም ን ኢሰያስ ስልጣን ከረክብ ዝሓተቱ ምሁራት ኤርትራውያን ኣባል G-13 

TEFETAWI TALKSHOW
Подписаться 145 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

መደብ ምስ ፕሮፈሰር ኣርኣያ ደበሳይ ሓደ ካብቶም ን ኢሰያስ ስልጣን ከረክብ ዝሓተቱ ምሁራት ኤርትራውያን ኣባል G-13

Опубликовано:

 

24 авг 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 40   
@tefetawitalkshow
@tefetawitalkshow Месяц назад
Don’t Forget To Like Subscribe & Share መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here donorbox.org/tefetawi-talkshow Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿 ru-vid.com/show-UCSMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQjoin
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Месяц назад
Ata.kabze..dayblos.aglglona.gnzab.nwati.abkolo.zalo.dale.fthe.aynwh.
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Месяц назад
Nemnty.mkano.ardana
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 Месяц назад
ፕሮፈሰር ኣረኣያ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ምግለጺ ኣቅሪብኩም ።
@Gbre1996
@Gbre1996 Месяц назад
ሰላም ሰልጠነ & ፕሮፌሰር ኣርያያ ዴበሰን: ለውጢ ግዜ ኸም ዝኣኸለ ይመስል: እግዝአብሄር ይመስገን ሳላ ብርጌድ ንሐመዱ ጻዕራ ።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 Месяц назад
ኣቦና ፕሮፌሰር ኣርኣያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Gbre1996
@Gbre1996 Месяц назад
Firstly Thank you, Selten and Professor Ariaya Debessay for addressing the important message, i think the time has arrived for change. The main highlight of the interview was hearing the appreciated shown to the BrigadeNhamed Movement.
@messihemulu5531
@messihemulu5531 Месяц назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሐሳብ የቀንየልና ❤ ዐወት ብርጌድ ንሐመዱ❤🎉
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Месяц назад
ብሉፅ ሐሳብ እዩ እያና ፐሮፌስር እርእያ ደብሳይ ። ናይ ብሓቂ ፕሮፊስር ኔው በልዎ እዚ አውራጃነት ።
@merry7267
@merry7267 Месяц назад
Thank you Seltene 💙💙💙💙💙💙👍👍
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 Месяц назад
ኣቦታትና በዲልኩምና እንዲኹም!!ሕጂ ግን ክሓሱና ሓደራ💙💙💙💙💙💙
@Ae91scd
@Ae91scd Месяц назад
ዝተመረጹ አባላት ግሎባል ይአክል ቅድምን ሕጅን ዓንቀፍትን አፍረስትን ምኳኖም አረገጋጊጽና ኢና። ህዝቢ እውን ይፍለጦም።
@teweldegerezgiher9295
@teweldegerezgiher9295 Месяц назад
💙💙💙👌✅
@tm.h.3262
@tm.h.3262 Месяц назад
Thank you professor
@photoroom1
@photoroom1 27 дней назад
How were the members selected? Mussie Misgina would have been removed if he was checked.
@MeroZereay
@MeroZereay Месяц назад
💙💙💙💚💚💙💙💙
@MenkemGoshu-ke7yv
@MenkemGoshu-ke7yv Месяц назад
❤❤❤❤❤
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 Месяц назад
Selam Tefe n Prof Araya greetings from Selam, Canada 🇨🇦
@danyblatino
@danyblatino Месяц назад
Currently, its government in exile, the Rada (Council) of the Belarusian Democratic Republic is the oldest still functioning government in exile. It’s legal system!!
@Ae91scd
@Ae91scd Месяц назад
ክቡር ፖሮፌሰር አርአያ ደበሳይ ! ካብ ምስ G 13 አስመራ መጺኻ ነዚ ትዕቢተኛን ውልቀመላኺ ኢሳያስ ! እንታይ ክንሕግዝ እንታይ ከነበርከት ? ኢልኩም አሉታዊ መልሲ ከምዝረኸብኩምን እንተኾነ ክሳብ ሕጂ ትቃለስ ብምህላውካ ን ምቑሉልነትካን የድንቐካ።
@koneberhanbelay3534
@koneberhanbelay3534 Месяц назад
እዚ ኣርእስቲ ናይ'ዚ ዘተ: ብጣዕሚ ወሳኒ'ዩ: ኣብ ህሉው ኩነታት ተቃውሞ ናይ ኤርትራን መጻኢናን። Thank you.
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 Месяц назад
ጌጋ እዪ ብወረዳ ኣብ ደገ ኣይሰርሕን እዩ እንታይ ደኣ በቢንቕመጠሉ ከተማን ሃገርን ክኸውን ዝሓሽ ይመስለኒ።
@bahabolomwedi7387
@bahabolomwedi7387 Месяц назад
gegena❤❤
@yordanos3691
@yordanos3691 Месяц назад
Sbuk srah 💙💙💙
@YosefTsehay
@YosefTsehay Месяц назад
ኢሰያስ ኢሰያስ ንክከውን ባአልና ኣሪትራውያን ኢና ፥ከም ተጋዳላይ ህግ ነበር ፥ኣብ 1980 አየ ኩሉ ተግባራት መራህቲ ህግ ምስተረዳአኩ ረህሪሀዮም ዝከድኩ ከም አንፈልጦ ኣብ ህግ ስልጣን ንምርካብ ዘይፍጽም ሃርገርገፍ ኣይነበረን፥ኢሰያስ ካብ ጀብሃ ኣምሊጡ ምስቶም ሰልፊ ነጻነት ምስ ተሃወሰ ኣብ ጀብሃ ኣብ መሪህነት ስለዝነበርኩ ምሳኩም ከም ተራ ኮይነ ክቃለስ ኣይኮንኩን ምስ በሎም ደቂ ገርሂ ልባ ብሃብተስላሰ ዝምርሁ ዝነበሩ ዉሁዳት ተጋደልቲ ነዚ ኣብዚ አዋን ህዝብናን ሃገርናን ተቆጻጺሩ ህዝብና ዘጽንት ዘሎ ኣዱ ዘይፍለጥ ኣውዱ፥ብፍላይ አቶም መጋበሪያ ዝጥቀመሎም ዘሎ ካብ ከብቲ ምህላው ዝመጹ ናይ ሎሚ ጀነራላት ኣብ መዳ አውን ሁጁም ብምባል ኣብዘይረብህ ኩናት ተራ ጎባ ንጸላኢ ከውጽኡ ኣሺሃት ተጋደልቲ ይጥፍኡ ዝነበሩ ምንም ወታሃደራዊ ኣካዳምያዊ ትምህርቲ ዘይነበሮም ተራ ሃረስቶት ድኣ አምበር ሰባት ክትብሎም አትጽገም ኣዚዮም ጨካናትን ኣረመኛታት አዮም ነሮም ህጂውን ኣንጻር መንአሰይ ምምስራት ሳዋ ዝመናዊ ባርነት መስሪቶም ኣሺሃት መናአሰይ ሃገሩ ገዲፉ ናብ ስደት ዘምርህ ዘሎ፥ብመሰረቱ ሰውራ ኣሪትራ ፍትሃዊ አካ አንተነበረ ኣብ ጀብሃ ይኩን ህግ ዝነበሩ መራህቲ ምንም ራኢ ዲሞክራሲን ፍትህን ዘይነበሮም ሰብ ብምቃታል ዝልለዩ ኣረመኛታትን ጉሃላሉ ተራ ሸፋቱ ነሮም ኢልና ንድምድሞ፥
@user-cw2yi3ne8x
@user-cw2yi3ne8x Месяц назад
💙💙💙💙💙💙ሰላም ሰላም ሰልጠነ ምስ ኩቡር ጋሻኻ
@user-il7mn4pi8x
@user-il7mn4pi8x Месяц назад
👍👍👍👍👍
@Ae91scd
@Ae91scd Месяц назад
ክቡር ሰልጠነ ! ስለቲ ትገብሮ ዘለኻ ሀገራዊ ስራሕ ብፍላይ ምስ ( ብርጌድ ንሐመዱ) አዝየ የድንቐካን ቀጽሎ ን ይብለካ ! ይኹን እምበር አብ ገዛኻ ትደልዮም ሰባት ጥራሕ ትዕድም ከምዘለኻን ብዙሐት ምኹራትን ብሱላትን አብ ሀገር እውን ክሰርሑ ጸኒሖም ነቲ ስርዓት ጠንጢኖሞ መጽዮም እንዳተቃለሱ ! ተሞክሮኦም ነኸይካፍሉን ዘይምዕዳምካ ብዙሕ ሰብ ይሐምካን ይወቅሰካን አሎ። ለባም ኢኻ ትእረመላ ኢኻ ኢለ ይአምን።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Месяц назад
ስልጠነ ነዞም ምሁራት እምፂኻ እስተምህሮ ተወፍዮ ዘለኻ ቀሊል ነገር እይኮነን ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ከምዚ ኣያና ፐሮፊስር ዝበሎ እዚ ርእሲ ብሔር ኢስይስ ፀሉል ከልግስ እልዎ ካብ ስልጣን።
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 Месяц назад
ሰላም ፕሮፈሰር ኣር ኣያ ተጋዳላይ ወዲ ተላይ ባይሩ ነብሱ ኣላሊዩና ንህዝቢ ንምንታይ ኣብዛ ናይ ሎሚ ሐሊፍኩማ ብጣዕሚ ኣግዳሲ ኢዩ ሕዥቢ ናትኩም ድሕሪ ባይታ ክፈልጥ ኣብዝሐለፍ ዋላ ተነጊሩ እንታኾነ እዚ ብቀሊሉ ዝሕለፍ ኣይኮነን ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት።
@alganeshassefaw1670
@alganeshassefaw1670 Месяц назад
🙏🙏🩵🌿🩵🌿🩵🌹🌹✌️✌️
@alisalim217
@alisalim217 Месяц назад
ሰልጣን ከረክብ ዝሓተቱ.....ሓሶት
@mengshailemichael2789
@mengshailemichael2789 Месяц назад
ንየው በሎምም እዞም ምህራን ኢና በሃልቲ
@tm.h.3262
@tm.h.3262 Месяц назад
ንምሁራት ዘናሽው ናይ እሰያስ ሉኡኽ ዝብልዎ እዩ ሓደ ካብኦም ኢኻ ።
@Tewelde-gp7pc
@Tewelde-gp7pc Месяц назад
እሞ ደንቆሮ እንተደሊኻስ እሰያስ ብዓቢኡ ኣለካ፡ ያላ ሳንጣኻ ጠቕልል
@mulubeiene3583
@mulubeiene3583 Месяц назад
መጀመርያ ሙሁራት ኢና ኣይበሉን፣ ድሓር ዘይተመሃርካ እንተ ኮይንካ ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት፣ ንሙሁራት ኣይተቋናጽብ። እንኻኣልካ ተመሃር እንተዘይኮነ ሱቅ በል።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Месяц назад
@@tm.h.3262ስቅ በል ቆምሽቲ ስብይቱ።
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Месяц назад
ዓብይቲ ን ምሁራትን ሊቃውንቲ ነዚኦም ዝምስል እቦታት ከለውና ብእልፊ በጋሚንዶታት ናይ እስመራ ስካራማት ብጣዕሚ እዩ ዝህዝን ምሁር ኩል ጊዜ ምሁር እዩ።
Далее
💀СЛОМАЛ Айфон за 5 СЕКУНД😱
00:26
NPC Bloxfruits🤖🔥| Doge Gaming
00:13
Просмотров 1,4 млн
እዋናዊ ኩነታት
2:16:28
Просмотров 13 тыс.
💀СЛОМАЛ Айфон за 5 СЕКУНД😱
00:26