Тёмный

መደብ ከብሒ ታሪኽ: ብደሆ ክልተ ግምባራት-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ 

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Подписаться 79 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

መደብ ከብሒ ታሪኽ: ብደሆ ክልተ ግምባራት-DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Развлечения

Опубликовано:

 

25 июл 2021

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 14   
@Hzbawit
@Hzbawit 3 года назад
Betami xbuk send tariq hagerna bemekrabukum habenen hagerawineten yesmani🤝🇪🇷🤝
@yonasgebre1250
@yonasgebre1250 2 года назад
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ ፡ ነመስግነኩም ።
@almazfikadu823
@almazfikadu823 3 года назад
Kebren mesgan mogosen nejganuna hezbawi genbar nzlalem ynber Wetru awet nehfash🤩🤩🤩🤩🤩😍😍
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 3 года назад
ደርግን ድርቅን አወ ህዝቢ ኤርትራ ንመን ዘይሰዓረ ክብርን ሞጎስን ነቲ ጅግና ህዝቢ ኤርትራ ክምህ ዘይብል ድልዱል ሓይሊ ።
@biniamasmara3799
@biniamasmara3799 3 года назад
አሮን ዓንዳይ ጽቡቅ ስራሕ ዓወት ንሓፋሽ
@eritreashikoradijeganu2039
@eritreashikoradijeganu2039 3 года назад
merhaba jgna hzbey men kem hzibi Eritrea enkali kabakum teweledku ✊🏽🇪🇷❤🐪🌲
@worldnine8153
@worldnine8153 3 года назад
መዋዳድርቲ ዘይ ብሉ ታሪኽ ታሪኽ ኤርትራዉያን።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 3 года назад
💖🇪🇷🇪🇷💖::
@hiwetgebrezgabiher5517
@hiwetgebrezgabiher5517 3 года назад
ሰላም አሪትራውያን ኣሕዋተይ፣ከምዚ ገይሮም ዘምጸዋ ብጻዕርን ብስራሐን፣30 ዓመት ኣብ መዳ 30 ዓመት ኣብ ዓዲ ብጽንዓት ሀገሮም አንዳሐለዉ፣ኣብ መትከሎም ጸኒዖም ክዳና ኣሳአና ክንቅይር ከይበሉ፣ንኩሉ ብትዕግስቲ ተጻዊሮም ፣ሕጂ ብህይወቶም ከሎዉ ጻም ኦም ረኪቡም ጁንታ ሐመድ ድፋጭ ኡ ይሰቲ ኣሎ።ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና፣ዓወት ንሐፋሽ።
@gigitoronto2885
@gigitoronto2885 Год назад
Aye aron anday ferka derfi ferka tarik gerka tesedelna aleka
@simonjambo317
@simonjambo317 3 года назад
ሰላም ዝከበርኩም ኣዳለውቲ ከብሒ ታሪክ መደብኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎ ቀጽልዎ። ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ ተትገብሩልና ጽብቅ ኮይኑ ይስማዓኒ ?
@user-ht6xy8iv1m
@user-ht6xy8iv1m 3 года назад
ልክዕ,ዩ ህዝቢ ኤረትራ ምእንቲ ሃገሩ ከም ሽምዓ ከም ዝመኽኽ ርዱእ እዩ። ይሰምዓዮም ክብሪ ኣያታትናን ኣዴታትና ብዘይ ኣፋላላይ ሃይማኖትን ኣውራጃ ንክትኣምኖ ዘጸግም ታሪኽ ሰሪጦም። ዘለው ዕድሜን ጥዕናን ይሃቦም። ዝተሰውኡ ድማ ሓንሳብን ንዘልኣለም ክንድቅስ ክንትስእ ኣብ ልብና እዮም። እዚ እብል እንከለይን እዚ ታሪኽ እዚ ሓለምቲ ዓባይ ትግራይን ናፈቅቲ ሽዋ ሂግደፍን ኣይናቶምን እዩ 44 ነጥቢ እዚ ታሪኽ እዚ ናይ ኤረትራውያን ደቀባት እዩ። ዝኽርን መጎስን ንስውኣትና !! ዓወት ንውጹዕዓት ደቀባት ኤረትራ !!
@heri2068
@heri2068 3 года назад
ነዚ ታሪኽ'ዚ ማንም ህዝቢ ክገብሮ ዘይክእል ብዘይካ ህዝቢ ኤርትራ ዝሰነደ ህዝቢ ብሓዳ ከዳዕ ረሳሕ ትግራዋይ ክዋረድን መረበቱ ገዲፊ መንእሰይ ሃጽ ኢሉ ክጠፍእን'ከ ፍትሓዊ ድዩ ? ስለምንታይ መንእሰይ ካብ ሃገር ክጠፍእ ተደልዩ ? ብመን ድያ መጽያ'ታ ሃገር ? ስለምንታይ'ከ ብኣግኡ መፍትሒ ዘይተናደየሉ ? ቀሊል መልሲ ኣለኒ" ህዝብን ሃገርን ክዓኑን ክጸንትን ስለዝተደልየ ጥራሕ'ዩ። እዚ ግን ነቶም ክትሕስውን ክተጣቕዑን ትውዕሉ ከም ውጹእ ሓሶት'ዩ። መንእሰይ ኣይጠፍአን፡ ህዝቢ ኤርትራ ልዕሊ ካልኦት ህዝብታት ጥዒምዎ'ዩ ዘሎ፡ ኤርትራ ትሕምበብ'ያ ዘላ'ዩ መልስኹም🤔😥
Далее
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
Просмотров 15 млн
Я КУПИЛ САМЫЙ МОЩНЫЙ МОТОЦИКЛ!
59:15
Угадай МОБА 1 🥵 | WICSUR #shorts
01:00
Просмотров 1,7 млн
Как без этого..😂
0:15
Просмотров 1,7 млн
🍁 Экскурсия года
0:19
Просмотров 2,1 млн