Тёмный

መጽሓፈ ሄኖክ ኣንጻር መጽሓፍ ቅዱስ ድዩ ዝትርኽ? 

BUFE-ERI  ቡፌ-ኤሪ
Подписаться 44 тыс.
Просмотров 37 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

12 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 88   
@musaelteme-ob2sf
@musaelteme-ob2sf 5 месяцев назад
ኩሉ ግዜ ሕቶ ዝኾነን ዝኾነ ውን ክምልሰለይ ዘይከኣለ ነገር ገለ ኣንፈስ ክሕዝ ጌርካኒ ኣለኻ።ክብረት ይሃብካ።ብሰፊሑ ውን ኣብ መጻኢ ክንጸበየ።❤
@Tomas-komita
@Tomas-komita Год назад
ጽቡቕ ህዝብና ብዙሕ ኣፍልጦ የብሉን እሞ ተርጉምካ ዓቕርበልና ኣዚና ነመስግነካ
@mohamedibrahem3232
@mohamedibrahem3232 Год назад
Ppppl
@kibromwasihun9771
@kibromwasihun9771 Год назад
ሰላም ኩቡር ሓውና አምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ። ዝበዛሕና ኣፍልጦ የብልናን ብዝካኣለካ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣቅርበልና
@samrayARFC4
@samrayARFC4 Год назад
ነዚ መደብ ምቀኣብካ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግነካ ። ብምቅጻል ኣስፊሕካ በዛ መደብ ክትምለስ ክጽበየካ ኢየ ።፡🙏
@senaitgirme4947
@senaitgirme4947 24 дня назад
I would like to express my gratitude for the valuable knowledge you share. Your content is always engaging and clear, and I truly appreciate the effort you put into providing such high-quality information. Thank you for being an outstanding source of learning and inspiration.
@yeyo9948
@yeyo9948 Год назад
ክቡር ሓው ደስ ዝብል መደብ'ዩ ቀጽሎ
@letehajmanot5883
@letehajmanot5883 Год назад
ብሩክ ሓዉና ቃለ ሂወት ይስመዓልና
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትምህርቲ ቀጽሎ ኢኻ።
@yeyo9948
@yeyo9948 Год назад
ኣብ ቤተክርስትያና ብብዙሕ ምኽንያታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ "መጽሓፍ ሀኖግ" እግድቲ ኣይኮነትን፡ ከምቲ ዝበልካዮ ግን ኣብ ኩለን ሃይማኖታት ግን ኣይኣምኑሉን እዮም። ሙሉእ audio መጽሓፍ ሀኖግ ኣብ ፍኖተ ኣበው ቻነል ኣለኩም። ኣብዚ ብምእታው ክትሰምዕዎ ይካኣል። ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-P3koxllj1q4.html
@AndebrhanTeklom
@AndebrhanTeklom 7 месяцев назад
Tanks so much
@dawitmaharezghi9617
@dawitmaharezghi9617 5 месяцев назад
We need part 2 bro it's interesting please 🥺
@user-og1gm5cm5f
@user-og1gm5cm5f 9 месяцев назад
ኣምላክ ይሓልካ ሓውይ
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
ብሓቂ ዘድንቀኻ እየ እቲ ክድፈር ዘይ መሰል ኣርእስቲ እናምጻካ ንህዝብካ ክነቅሕ ትገብሮ ዘለካ The Book of Enoch. The Protevangelion. The Gospel of the Infancy of Jesus Christ. The Infancy Gospel of Thomas. The Book of Jesus Christ. The Gospel of Nicodemus (Acts of Pilate) The Apostles' Creed (throughout history) The Epistle of Paul the Apostle to the Laodiceans. ክሳብ 16 መጽሓፍቲ ተኣልዮ እዮ !
@user-nj2zs3bl1j
@user-nj2zs3bl1j Год назад
እዛ ቻነልካ እንዳፈተኽዋ እኸይድ ኣሎኩ ፡ ርጡብ ኢኻ ትመስል።
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
Me too😊😊😊
@teklutadese5094
@teklutadese5094 Год назад
ብሓቂ ኣይትሕመቅ
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t Год назад
ናይ ብሕቂ ደስ ዘብል መደብ ዝሓወይ ቀጽሎ
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Год назад
መመልሰ እናኣንበብኩ ዓቢየ።።ድንቂ መጽሓፍ።
@gmil865
@gmil865 Год назад
ጽቡቅ መደብ
@danielnatu-ex7su
@danielnatu-ex7su Год назад
ቃል ብቃሉ ኣይትረዳኣዮ ትርጉሜ ዝበሃል ኣሎ ኣብ ቤተክርስቲያና። ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ከኣ ኣይጻረርን እዩ። ከምቲ ዝበልኩዃ ትርጓሜ ኣለዎ ንሊቃውንተ ቤተክርስቲያን ኅተት ኩቡር ኃው።
@BUFERI
@BUFERI Год назад
ሰላም ክቡር ሓው፡ ኣቀዲመ ንስለ ርእይቶኻ የመስግን! ገለ ካብቲ ብምሳሌ ሓደ ዝኾነሉ ዶ ቁሩብ ክትገልጸለይ፡ ምስ ይቕሬታ!
@fitnet7422
@fitnet7422 Год назад
ኣንታ ነዚ ዳኣ እንታይ ትርጉም ኣድሊይዎ ብትፈልጦ ቃንቃ ተትርጊሙ ዶ ትሰምዑ ኣየሎካን ግና ናይ ጦንቆልቲ መጽሃፍ ኢዩ ምስ ምዝሓፍ ቅዱስ ዘይራከብ ።ቅድም ቀዳድም ሄንክ ተነጢቁ ንብል ኣሎና ኣበይ ኮይኑ ጽሂፍዎ ኣብነት ከምጻልካ ራኢ የውሃንስ ብየውሃንስ ክም ዝተጻሕፈ መጽሓፍ ይነግረና Revelation 1 ትግ - ራእይ 1: እቲ ቐልጢፉ ኺኸውን ዘለዎ፡ ንባሮቱ ምእንቲ ኼርእዮም ኢሉ፡ ኣምላኽ ዝሀቦ ናይ የሱስ ክርስቶስ ራእይ፡ ብኢድ መልኣኹ ልኢኹውን ንባርያኡ ዮሃንስ ኣርአዮ።
@biniamtedeos6940
@biniamtedeos6940 Год назад
@@fitnet7422 nay behaki kibur hawna kal hiwet yesmealna enber ab mexhaf kidus 66 nebi henok smu ab hadishn bluyn texahifu nrekbo ezi kea entay yerieyena ms mexhaf kidus texariru zkeyd zey kones setimu zkeyd koynu nrekbo
@mt.tesfie
@mt.tesfie Год назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትንተና ቀጽሎ ብሩክ ሓው park 2 ግበረልና🙏🙏🙏👍
@TsegayGebre-ce4xv
@TsegayGebre-ce4xv Год назад
ብራዘር ጽቡቅ መድብ እዩ።ምኽንያቱ ብዛዕባ መጽሓፍ ሄኖክ ኣዝዩ ስውር ዝኾነ ምስጢር ዝሓዘለ ገጻት ሂወት ወዲ ሰብ ስለ ዘለዎ ውን ኣገዳሲ እዩ።እንታይ ክብል ኔረ።ሓደ ሰብ ሓደ ለይቲ ይድውለለይ እሞ እቲ ሰብ እቲ ሓደ መታዓቢቲ ዝፈልጦ ዳኣምበር ክንዱኡ ዕምቆት ዘለዎ ምስጢር ሰብ ጌረ ኣይገመትክዎን።እዋኑ ከውታ ብምንባሩ ኣነ ኣብታ ለይቲ ኣብ ጽምዋ ቤተይ ብምንባረይ እቲ ዕላሉ ግንብንብ ዘብል ውስጠዘ እዩ።ንኹሉ ሸነኻት ድማ እዩ ቃንቃን ቃናን ዘውጻኣሉ።እንታይ ይብለኒ፡ምስቲ ኣብ እምነት ክርስትና ዘለኒ ክብርን፡ናይ ድርሰት ተውህቦይን ኣናጻጺሩ ይመስለኒ።እዚ ዘመን ቀሪቡ እዩ፡ሰራዊት ብርሃን ዝብሃሉ ፍጥራት ተሲኦም ኣለዉ፡ትሪኢቶም ደቂ ሰብ እዮም የግዳ ንሰብ ሰላምታ ከቀብልዎ ከለዉ ፓወር ስለ ዘለዎም ብኣጉኡ ንኹሉንቱኑኡ ይፈልጥዎ ሻብዓይ ህዋስ ዘለዎም ፍጥራት እዮም ስለስተ የዒንቲ ኻኣ ኣለዎም ትርጉም ናይቲ ሰለስተ የዒንቲ ዓይነልቦኖኦም እዩ።ንሱ ድማ ልቢ ዘይኮነትስ ኣብ ማእከል ክልተ የዒንትና ዝርከብ የእምሮ እዩ።ንሱ ድማ ሻድሻይ ህዋስ ይብሃል፡ኣብ ዘማትሪክስ እትብል ፊልም ዘሎ ዛንታ ድማ ይመሳሰል።መሊሱ፡ብዛዕባ ኣብ ምድሪ ዘሎ ፓወር ናይቶም ዝወደቁ መልኣኽቲ ድማንስ ከሙኡ ውን ንኣጋንንቲ ወይ ንጸላኢ ሰናይ ንምቅላስ ክንጥቀመሎም ዘለና ጥረ ነገራት ኣትክልቲ ሽጉርቲ፡ለሚን፡ቃርፋ፡እንታይ እሞ እታ ለይቲ ሰብ ድዩ ደዊልለይ ደንጺኒ፡ቃል ኣምላኽ ካኣ ካብ ሰቡ ንላዕሊ ይፈልጥ።ብዛዕባ መጽሓፍ ሄኖክ ካኣ እሞ ኣዝዩ ዝፈታፍቶ እዚ መጽሓፍ ምስጢራዊ ሓይሊ እዩ ዝብሃል።ሲኦል ማለት ሓዊ ኣይኮነን ምስጢር እዩ።ሰይጣን ኣጋልንንትን ኣይራኸቡን እዮም።መቸም ይግርም እዩ።
@eyobteklu5562
@eyobteklu5562 Год назад
❤❤ kale hiwet yesmalna hawey
@HenokNuguse-l2g
@HenokNuguse-l2g 5 месяцев назад
❤❤❤❤
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 Год назад
የቀንየልና
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 Год назад
ኣንታ ሰብ ናይ መሪት ተወዲኡካስ 😂😂😂😂😂😂እምባኣር ናብናይ ሰማይ ጀሚርካ ከተወደኣና በዚ ቡሩኽ ሰብኣይ እዚኣስ የለኹላን😮😮😮😮😮
@fitsumamine75
@fitsumamine75 Год назад
I love ur narration ! Keep digging.
@BUFERI
@BUFERI Год назад
Thank you! Will do!
@eseyasghirmay3701
@eseyasghirmay3701 Год назад
Yekenyelna kbur haw🙏🏽 aziu agedasn bkelilu zeyrkebn habereta eyu neay nayza mexhaf Henok, kemti ab mewedata zeatekayo kal ab ewanu b sefih ketekrbelna b hankewta knxbeyeka ena.
@Dania09082
@Dania09082 Год назад
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ። በጃኻ ነዛ ኣምጺኻያ ዘለኻ ዛዕባ ወይ ታሪኽ ጽቡቕ ጌርካ ኣስፊሕካ ተመለሰና። መጽሓፍ ሄኖክ ቅድሚ ልደተ ክሩስቶስ ዝተጻሕፈ ስለ ዝኾነን ን ኣብ መጽሓፍቁዱስ ዘለዉ ጽሑፋት ከም ራኢ ዮውሃንስ ብዝተፈልየ መልክዕ ዝገልጽ ስለ ዝኾነ ንመጽሓፍ ቅዱስ ኣስፊሑ ዘረዳኣናን ዝገልጸልናን ክኸውን ስለ ዝኽእልንፍልጠትና ኣገዳሲ ኢዩ እሞ ብዝበለጸ ተመለሰና።❤
@BUFERI
@BUFERI Год назад
Ok bro ኣብ ስራሕ የ ዘለኹ ንውሕ ዝበለ ስለዝኾነ ተርጒመ ኣብ ምቕራብ ነዊሕ ግዜ ክወስድ ዩ፡ thank you
@temarwelday4645
@temarwelday4645 3 месяца назад
Thank u bro
@YesusmistirAwet
@YesusmistirAwet 3 месяца назад
መጽሓፍ ሄኖክ ተገራጫዊ መጽሓፍ ቁዱስ እዩ
@wedifinhas1071
@wedifinhas1071 3 месяца назад
B Tigrinja Abey Kirekiba Ykiell Gina ?
@SB-en6ev
@SB-en6ev Год назад
የቀንየልና ግን ያኣክለና ብጣሚ ሓደገኛ ኢዩ
@mestewalie6479
@mestewalie6479 Год назад
ታይ ይአኽለና ፍለጦ ፅቡቅ ካብ ዘይምፍላጥ ምፍላጥ ይሓይሽ ትገላገል
@AbrshEri-sm6tg
@AbrshEri-sm6tg Год назад
Knxbe ena bro thanks 🙏👍
@fthawite
@fthawite Год назад
Thanks bro ❤❤❤
@trahaswelu5874
@trahaswelu5874 Год назад
ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ሓወይ
@mussiedaniel7683
@mussiedaniel7683 Год назад
Nezia mqrabka yqenelna tergimaka kteqrbelna nxbeyeka👍
@FeruzM-zd1ri
@FeruzM-zd1ri Год назад
Bahaqi des zbl medeb hadash endiye gn beqa kab hidhd zbelx zantatat smart agalaxan azararban100%❤❤❤❤❤
@user-vm8fo3ii1z
@user-vm8fo3ii1z 6 месяцев назад
Hadash eki😂
@yonas6681
@yonas6681 Год назад
ኣድኒቀካ ሓወይ ኩለን ቻነላት ዘይ ሃባኒ ህያብ ሂብካኒ ነኣይ ንዉልቀይ ብዝሰፍሐ ከኣ ክጽበየካ አየ ኣሳልጦ ይፍጠረልካ ።
@KudusMogos-yr4sn
@KudusMogos-yr4sn Год назад
ካብ ብልቢ የመስግነካ ይቕሬታ መላኽቲ ጾታ የብሎምን :ነገርግን ደቂ ሴት ዮም በቲ ዝገበርዎ ኣገልግሎት ንኣምላኽ: ምዓርግ መላኽቲ ስለ ዝበጹሑ ዮም መላኽቲ ኢ ልዎም ምስ ናይ ይቕሬታ
@user-qp6tx4le7l
@user-qp6tx4le7l 5 месяцев назад
Thank you kxhf endye hasibe kedimkani deki set ms n deki kael ms temetwen ms behagwenn ezom neflim malet geliatom azyom nguat kem Goliad zameselu kwledu kelew Tom gliom ka azyom haxertn dekektin leki kndi piro 🖊 kmotom nerom...bmeseretu wn mexhafe henok ms mexhaf kdus ayxarern yu trgum andmta zbehal alo gn ab betekrstyana trgum n abotat mwkasn yedli mber Kab nay alem mexhafti tray terienayo kntefe eina...gn bteami tsbuk medeb sle zkone kikxlo netebabyo kulatna b like 👍 bmgbar knrei njemr
@fili78
@fili78 Год назад
🙏🙏🙏
@user-kr5mv8vu3q
@user-kr5mv8vu3q Год назад
ቀጽሎ ዝሓወይ
@user-bp6nu2uf2h
@user-bp6nu2uf2h 11 месяцев назад
ቃል ሂወት ይስማዓልና❤❤❤
@tesmen3278
@tesmen3278 Год назад
ኣብታ ምስ ቃል እግዚኣብሄር ይጻረር ዩ ዝበልካያ ግን ልክዕ ኣለካ ስለ ዝኮነ ኢዩ ከኣ ከም ቃል ኣምላክ ዘይቅበልዎ ብ ክርስትና ጥራይ ዘይኮነ ኣይሁድ ውን ኣይቅበልዎን ኢዮም
@etebarekweldu9439
@etebarekweldu9439 Год назад
Wawwww thanks
@sabaabraha
@sabaabraha Год назад
Knxbyie ena ❤❤
@HAREGU1
@HAREGU1 Год назад
መጀመሪያ ሄኖክ ምት ከይረአየ አብ ሰማይ ተነጢቁ እዩ ምት ከይሪኢ እሉ ጾሎት ጸለየ አምላክ ድማ ሓሳብ ልቡ አስሚሩል ናይ ሄኖክ ዝባሃል መጽሓፍ የሎን ምስ ይቅሬታ❤🙏
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl Год назад
መልእኽቲ ይሁዳ 1 14-15፤ ሄኖክ፡ እቲ ሳብዓይ ካብ ኣዳም፡ ነዚኣቶም፡ እንሆ፡ ጐይታ ንዅላቶም ኪፈርዶም ኢሉ ምስ ኣእላፋት ቅዱሳቱ መጺኡ አሎ፡ ነቶም ፍርሃት እግዚኣብሄር ዜብሎም ኵላቶም ድማ ብዛዕባ እቲ ዝገበርዎ ዅሉ እኩይ ግብርን ብዛዕባ እቲ ሓጥኣንን ገፋዕትን ብዛዕብኡ እተዛረብዎ ዘበለ ዅሉ ዘረባ ድርቅናን ኪቐጽዖም እዩ፡ ኢሉ ተነበየሎም። Azi tnbit Abey ktrekbo eka Ab mexihafe henok eka trekbo
@trahaswelu5874
@trahaswelu5874 Год назад
Bravo 😍😍😍😍😍
@senayeyasu347
@senayeyasu347 Год назад
Wow thanks
@wedigash3630
@wedigash3630 Год назад
እዚ መጽሓፍ ዘይትቅበሎ ዓለም ርኹስ ስለ ዝኾነ እዩ
@user-qp7ng8ul4j
@user-qp7ng8ul4j Год назад
ሓወይ ይቅሬታ ምበር ኣብ ኣደማምጻካ እንታይ ሰሚዐ መስለካ ካብ 4 ደቂቅ ክሳብ 5 ገለ "ምምጻእ ናይቲ ነቢ ዓለም ዘድሓና " ን ጎይታ ዲካ ነቢ ትብሎ ዘለካ
@TsegayGebre-ce4xv
@TsegayGebre-ce4xv Год назад
Laykn shern gerlka aleku knxbeyka ina bearherr
@JojoJojo-mv7cd
@JojoJojo-mv7cd Год назад
We will wait you soon as possbile
@natnaeltesfamichael4524
@natnaeltesfamichael4524 Год назад
Aziu des zbl medeb
@SmilingGouldianFinch-uy8li
@SmilingGouldianFinch-uy8li 3 месяца назад
abti mewedaeta zemen kmles eyu mot ketem elyas yohanes henok nmsker kekonu kmexu eyom
@drealraly-wy8ob
@drealraly-wy8ob Год назад
Knxbe ena bro ❤❤❤
@user-tb7pd8rj8g
@user-tb7pd8rj8g Год назад
Amxalna degimka gdn
@miniasghid6386
@miniasghid6386 Год назад
🙏🙏🙏💕
@hermonnatey7467
@hermonnatey7467 Год назад
Mexhafe sirak kea aqrbelna hawey😊
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
ክገርመካ ኣብ መንጎ ካቶሊክን ፐሮስታንት ናይ 7መጽሓፍቲ ፍልልይ ኣሎ The complete collection of Bible’s Lost Books 16 Books in 1, this book includes: 1 ESDRAS 2 ESDRAS TOBIT JUDITH ADDITIONS TO THE BOOK OF ESTHER WISDOM OF SALOMON PROLOGUE TO WISDOM OF JESUS SON OF SIRACH WISDOM OF JESUS SON OF SIRACH BARUCH LETTER OF JEREMIAH PRAYER OF AZARIAH SUSANNA BEL AND THE DRAGON PRAYER OF MANASSEH 1 MACCABES 2 MACCABES
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Год назад
ኮቶሊክ ፕሮቴስታንት ፖሎቲኮ መሸቀጢ እዩ!!
@simdela4785
@simdela4785 Год назад
🎯
@RobilTesfazgi-vb9br
@RobilTesfazgi-vb9br Год назад
Pls fqad amlak ent koynu qexlelelna ika
@ellaman4599
@ellaman4599 Год назад
ሕጂ በሪህለይ
@natnaelkebedomnatnaelkebed1501
ane eza chanel kab megemerta eye gemireya mara eya tsebkti keslo hawey
@kalabalismos1906
@kalabalismos1906 Год назад
Ktsbeyeka eye
@peacepilot2251
@peacepilot2251 Год назад
መጽሓፍ ሄኖክ ዝብሃል የለን በጀካ አብ ሓበሻ።
@BUFERI
@BUFERI Год назад
ኣብ ሓበሻ ኣሎ ማለት የለን ማለት ድዩ?+ ድሕረ ባይትኡ ክግለጸልካ ጸኒሑ ዩ ካብ ምድረ ሓበሻ ኣይኮነን፡ ብዝኾነ ስለ ርእይቶኻ ብልቢ የመስግን የቐንየለይ፡
@fikreeeuumengedey8011
@fikreeeuumengedey8011 Год назад
ዘይምፍላጥ ነዉሪ ኣይኮነን ሕተት ፈትሽ ኣሎን ፈረቃን
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Год назад
መጽሓፍ ሄኖክ ኣገዳሲ ምካኑ ዝፈለጥኩ ድሕሪ 30 ዓመት እዩ።።መጽሓፍ ብግብእ ዘንበቡ ስድራ ሰለዝወጻኣኩ እቲ ንሕና ዝነበርናዬ ጌዜ ኪናት ምንባሩ ንብ ኣምላክ ንክንጽጋዕ ኣክእልና እንበር ንምርማር ዕድል ኣይነብረን።።ጆሆቫ፡ፔንተ ኮስተ፡ባሃይ፡ቃለ ሕይወት ዝብዝሖ ሓሞት እዩ።።።ምስ ግዜ ብዛዕባ መጽሓፈ ሄኖክ ኣብ ምዕራብ ከምዘሎን በዙሕ ከምዘይተዘርገሐ እንበር ኩልኩል ከምዝኮነ ሓብሬታ የብለይን።ንቁዱስ መጽሓፍቲ ንክንካታዓሎም ዕድል ቡዙሕ ሰለዝይህቡ ምስ ገለ ምብዛዕ ዘመናት ምስ ሓጹር ዕድመ ወዲሰብ ገለ ግርጭት ከ ዉሁብ ክውስድ ዝካኣል።።ብዓንደ ሕቅኡን ቅዋም ነገሩን።።ዝነበረ ይንግር፡ዝብለየ መጽሓፍ፡ዝጸንሐ ወይኒ፡ናይ ቀደም ዓርክን ማሓዛን ብቀሊል ኣይርከቡን እዬም።።ሰለ እቲ ሓልየትካን ጻዕርካን ንመስግን።።ኣብ መጻኢ ብዛዕባ ልጅ ዬውሓንስ ንጽበ።።ምስ እዝ ዘለናዬ ግዜ ኣዛምድካ።።ኩሉ ሰላም።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Год назад
ራኢ ዬውሓንስ ዝብል እዩ።
@araya3733
@araya3733 Год назад
ተተረዲእኩም መን የዘካክርኩም አቶም ንጉዓት ንመጻኢ እዩ ተዛሪቡ አዞም ምዕራባውያን እዮም ጽዐድ. ጽዐድ አዮም ኣልዮሞ. እሊምናቲ እዩ
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 Год назад
ሄኖክ ትርጉሙ ብሄብረስጥ መምህር ማለት እዩ።
@user-ws4fq7oz4m
@user-ws4fq7oz4m 9 месяцев назад
Thanks shimey sle ztergomkaley
@brukyosief7091
@brukyosief7091 Год назад
ከም ዝመስለኒ እታ ቀዳመይቲ ዓለም ኣብ 9ይ ወሎዶ እያ ብማይ ኣይሂ ጠፊኣ እሱ ስለ ዝኾነ ዓለም 9 ዘይትመልእ 10 ተባሂሉላ ስለዚ ከመይ ኢሉ እዩ ኣባሓግኡ ንኖህ ሄኖክ መበል 12 ወሎዶ ክበሃል ይከኣል? እንተ እቲ ሰናይ ተበጉሰኻ ግን ቀጽሎ
@samjungemann8063
@samjungemann8063 Год назад
እንታይ ትግርኛ ኢካ ኣብ መንጎ ተዛሪብካ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ናይ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተጻሕፈ ናይ ሄኖክ ከኣ ናይ ቀደም ግድን ኢዩ ኣንጻር ክከውን እንበር ምስ ብሉይ ኪዳን ከማን ኣንጻር ኢዩ ብዝኮነ ግን ብጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሎ
@user-measho
@user-measho Год назад
❤❤
@amawitghebrehiwet32
@amawitghebrehiwet32 Год назад
❤❤❤
Далее
Faites comme moi
00:14
Просмотров 1,3 млн
Аушев, Путин, «пощечина»
00:56
Просмотров 497 тыс.
Faites comme moi
00:14
Просмотров 1,3 млн