Тёмный

መፅሓፈይ ከይሽየጥ ተኸልኪሉ...| ግርማይ ገብሩ - Grmay Gebru | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show 

Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Подписаться 20 тыс.
Просмотров 3,2 тыс.
50% 1

►Subscribe For More: / @wediromit
መፅሓፈይ ከይሽየጥ ተኸልኪሉ...| ግርማይ ገብሩ - Grmay Gebru | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
unauthorized use, distribution, and re-upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2023 Wedi Romit
#wediromit #wediromitshow #eritrea #tigrignamusic #ethiopianews #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanmusic #ወዲሮሚጥ #ውቅያኖስጉዑሽ #ethiopiamusic @WediRomit ​ #tigrignamusic #tigrinacomedy #ethiopianews #tigraynews #gereemun #ገሬእሙን

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 43   
@bisrattsegay7397
@bisrattsegay7397 9 месяцев назад
ግርምሽ ግርማና ግርማንኡ❤️❤️❤️❤️
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 9 месяцев назад
Proud of you mulgeta wedi romit keep it up those all very important people you bring to your show we get a lot of lesson from your show and thank you 🙏🙏❤️❤️
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 9 месяцев назад
ዝፈትዎን ዘድንቖን ጋዚጠኛ❤ ወዲይ ሮሚጥ ቤዛኻ ንሰለሙን ይኩእናምላኽ ኣቕርበልና❤🙏
@msraq
@msraq 9 месяцев назад
ወዲይ ሮሚጥ፡ ኩርኩር ሑሓት ስለዝኾነ፡ ኮራኩር ሑሓት ጥራሕ እዩ ዘቕርብ!
@app9839
@app9839 9 месяцев назад
❤❤❤❤ደስ ዝብል ፃንሕት ነይሩ የቅኒየልና ቀፅልሉ
@yemanetube3217
@yemanetube3217 9 месяцев назад
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ኣያታትና፤እንኳዕ በደሓን መፃኹም፣ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን ኣያና ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ኩሉ ግዘ እየ ዝከታተሎ ኣበርቲዕኻ ክትቅፅለሉ ይፈቱ።💌👏
@fayaz3598
@fayaz3598 9 месяцев назад
ወዲ ሮሚጥ ንሰለሙን ይኩኖኣምላክ'ባ ኣቅርበልና በይዛኻ😊
@msraq
@msraq 9 месяцев назад
ወዲይ ሮሚጥ፡ ኩርኩር ሑሓት ስለዝኾነ፡ ኮራኩር ሑሓት ጥራሕ እዩ ዘቕርብ!
@amennasr3191
@amennasr3191 9 месяцев назад
ግርማይ ገብሩ ብጣሚ ዘክብረካን ዝፈትወካን ስለዝራአኩካ ብሂወት ስለዝተረፍካ ደስስስ እሉኒ ክልቴኩም ሙሩጻት ፍቱው ❤❤❤❤❤❤
@kidistyHadigu
@kidistyHadigu 8 месяцев назад
ሰላም ክቡር ሓውና ወዲሮሚጥ . ደስዝብል ቃለምልልስ ምስ ዑዱማትካ ትሰርሖ ዘለካ ሓበሬታ ህዝብና ታርክ ዝሰነቁ , ትምህርቲ ዝሰነቁ , ባህልና ዝስነቁ , ብዙሕ አፍልጦት ዘለው ናብ ህዝብካ ምቅራብካ ዓቢዪ ፅጋ እዩ :: ክብረት ይሀበልና:: ንጋል ራያ ንክትዕድማ ተስፋ ይገብር:: ናይትግራይ ሽልማት ዝኩነት ምቅርቲ ንቅሕቲ ፅብቅቲ ውዛም ገጣሚት ጋል ራያ ፈታዊት ዓዳ ናብ ወዲሮሚጥ ሾው ዓድመልና::
@lidyateklemichael474
@lidyateklemichael474 9 месяцев назад
Wedi Romit ❤❤❤❤❤
@wintana188
@wintana188 9 месяцев назад
ሰላም ወዲ ሮሚጥ እዛ ብ ድምጸት ዝበልካያ ካብ ካልኦ ናይ ካሊእ ሰብ ውን ኣንቢቡዎ ምርኣይ ዉን ጽቡቅ ዩ። ግርማይ ሰብ ዝደሊ ትኮይኑ ኣነ ይሞካክር የ ክሕግዞ ይክኝል የ።
@girmaygebru2924
@girmaygebru2924 9 месяцев назад
ሰላም ነቲ ተበግሶ የቐንየለይ:: ብኸመይ ክንራኸብ ንኽእል?
@weldaytesfay2421
@weldaytesfay2421 4 месяца назад
wow great man long time ago i remember ክስታይ መፅሐፍ ገዚአ ኣንቢበያ እየ ብደምቢ ገይራ ንቲ ዝነበረ ግዘ ትገልፆ ነይራ
@yohannesmokennen5281
@yohannesmokennen5281 9 месяцев назад
💎💎💎💎💎💎💎💎መምህር ግርማይ
@user-zt5ls1fi8o
@user-zt5ls1fi8o 9 месяцев назад
ፅቡቕ ምስ ግርማይ ኢንተርቪው ግን 2 ሰዓት ብጣዕሚ ነዊሕ እዩ አብ ክልተ ክፉል ምሕሸ::
@ghideyhishe9395
@ghideyhishe9395 9 месяцев назад
ግብኡ ዝፃወት ዘሎ ትግራዋይ ቀፅለሉ
@galtigray5257
@galtigray5257 9 месяцев назад
ዋወወወወ ካብቱም ብጣዕሚ ዝፈትዎም ን ዘድንቕምን ጋዚጠኛቲት ደሓን ኣጃካ የቅንይልና ወዲ ሮሚጥ ንሰለሙን ይኩእና ኣምላክ ኣቅርበልና ❤
@msraq
@msraq 9 месяцев назад
ወዲይ ሮሚጥ፡ ኩርኩር ሑሓት ስለዝኾነ፡ ኮራኩር ሑሓት ጥራሕ እዩ ዘቕርብ!
@galtigray5257
@galtigray5257 9 месяцев назад
@@msraq እንታይ ማለት እዩ ሑሓት ከ 🙄
@melestesfay5687
@melestesfay5687 9 месяцев назад
ናይዓድና ዓፈና ዝገርም እዩ መሕዘኒ ማሓይማት ዝበልፆም ክሪኡ አይደልዮን ጠነጋት
@shirealene4436
@shirealene4436 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@melestesfay5687
@melestesfay5687 9 месяцев назад
ግርማይ በርሀ /ውናት / አበይ አተወ አነስ አብኡ ዓብይ ተስፋ ነይሩኒ ዳሕንኡ ድዩ ወዲሮሚጥ መልሲ እንተትህብ ደስ ይብለኒ
@tomtom-qj4fv
@tomtom-qj4fv 9 месяцев назад
ግርሽ ዝፈትወ ፀሓፋይን ጋዜጠኛን
@shalom5798
@shalom5798 9 месяцев назад
ኣዜ የድንቆ ንግርማይ!!
@user-ye5fx3ep1l
@user-ye5fx3ep1l 9 месяцев назад
መልእኽቲ ንክቡር ወዲ ሮሚጥ፥ ንተጋዳላይ ኣበ ዓድመልና፤ ሰሚዕካ ዘይምኖ ዛንታን ጸወታኡን ዓለም ይስመዖ please 🙏🏾
@tesfaygidey6057
@tesfaygidey6057 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤
@desawitsegay2286
@desawitsegay2286 9 месяцев назад
ወዲ ሮሚጥ ንሰለሙን ይኩኖአምላኽ ባ አቅርበልና ድምፂ ህዝቡ ንፈትዋ ኩቡርርርር አርቴስት
@msraq
@msraq 9 месяцев назад
ወዲይ ሮሚጥ፡ ኩርኩር ሑሓት ስለዝኾነ፡ ኮራኩር ሑሓት ጥራሕ እዩ ዘቕርብ!
@gggg7240
@gggg7240 9 месяцев назад
Selemun ykunamlak ykrebelna tblu
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 9 месяцев назад
ግርማይ ገብሩ አብ ስነፁሑፍ ዘይጎልበተሉን ዓሚቕ አፍልጦ አብዘይብሉ ሕ/ሰብ ዝተፈጠረ ጥበበኛ እዩ! ግን እዚፀገማት ተረዲኡ ሸብረኽ እንተይበለ ዝቐፀለ ደራስን ገጣምን እዩ ዘስደምም ሰብ እዩ የቕንየልና ንወዲ ሮሚጥ ድማ :- ከምኒ ግርማይ ዝአመሰሉ ሰባት እንትዕድም ብዝናአሰ ዝሰርሕዎ ስረሖምን መፅሓፎምን ከምመርአያ ዝኸውን ሒዝካ ክትቀርብ ይግባአካ ብተወሳኺ ውን ካፍቶም ስራሕቶም እንዳቖንጠርካ ምቕራብ ውን ክልመድ ዘለዎ እዩ! የቕንየልና
@user-sv3qk7ky4g
@user-sv3qk7ky4g 9 месяцев назад
እዛ ሚድያ ምክፋታ ኣመና ዘሐጉስ እዩ ብዙሓት ንፉዓት ሰባት ተቅርበልና ኣላ ሓፋሽ ህዝበይ ሰብስክራይብ ምግብር ኣይትሕመቁ🥰 ብዙሕ ሪኢቶታት ሰለሞን ይኩኖኣምላኽ ይብል ኣሎ ቀፃሊት መደብ ክተቅርበልና ተስፋ ይገብር ኣብታ መደብ ክቀርበልና ናይ ርኢቶታት ልመና ከምዝነበረለ ንገሮ❤👑
@Tigrayadey123
@Tigrayadey123 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wedihalefom457
@wedihalefom457 9 месяцев назад
ወዲ ሮሚጥ ን ሰሎሚን ይኩነኣምላክ ተተቅርበልና ፅቡቕ ነይሩ
@msraq
@msraq 9 месяцев назад
ወዲይ ሮሚጥ፡ ኩርኩር ሑሓት ስለዝኾነ፡ ኮራኩር ሑሓት ጥራሕ እዩ ዘቕርብ!
@asefagerie8506
@asefagerie8506 9 месяцев назад
❤️❤️👍
@MebreLab
@MebreLab 9 месяцев назад
ግርማይ በሳል፣ ደፋር ጋዜጠኛን ደራስን እዩ።
@alugaltgray8202
@alugaltgray8202 9 месяцев назад
ነዚ ኮኮብ ሰለሙን ይኩኖኣምላክ ኣምፀአልና በጃካ
@shalom5798
@shalom5798 9 месяцев назад
ቋንቛ ትግርይና ትጠፍእ ኣላ ብ ባዕዳውያን ቃላት ትውረስ ኣሎ ሃየ ባሊህ በልዎ ሕድሪ ኣያታትና!!! ሕድሪ
@wedihalefom457
@wedihalefom457 9 месяцев назад
ግርማይ ብቁዕ ደራስን ጋዜጠኛን
@LetayGebru-mr3hj
@LetayGebru-mr3hj 9 месяцев назад
Enqae dehan metsakum
@tesfayteklu5420
@tesfayteklu5420 9 месяцев назад
What is the title of the book? Where can I find it?
@user-me2xb5jx8w
@user-me2xb5jx8w 9 месяцев назад
❤❤❤❤❤
Далее
Decompress small game, have time to play it!
00:35
ደሃይ ነባራት ከየንቲ | Wedi Romit Show
55:37