Тёмный

"ሙስልይነት የማነ ተኽለ ገርግርስ ንተዋህዶ ቤተ ክርስትያን" ዕለት/18/ለካቲት/2021 

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Просмотров 36 тыс.
50% 1

ድምጺ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ።
ድምጺ ውጹዓት፥ ብኽያት ውጹዓት፥ ድምጺ ህዝቢ ኤርትራ ዝቃልሓሉ መድረኽ እዩ።
Voice of the Eritrean Church in persecution that is the voice of the Eritrean people

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 414   
@kidaneaa6800
@kidaneaa6800 3 года назад
አቦይ🍂✝️ ቀሺ ማርቆስ✝️🍁❤️ ደባስ☘️🌻🌹 አምላኽ 🌿💖❤️✝️ብበረኸትን🌿🌿🌿🌿 ጸጋን ✝️ይሓልወልና✝️🍁🍁 አሜን✝️✝️🌿🌿🌿🍀🍀።
@letinaweldemariam3297
@letinaweldemariam3297 3 года назад
እንካዕ ደሓን መጻእኩም አባ ቐሺ ጅግና አቦ ሓቒ ከማኹም የብዛሓልና ፈጣሪ አምላኽ ምሳኹም ይኹን
@ghirmaysolomon2043
@ghirmaysolomon2043 3 года назад
ኣቦና ቀሺ ማርቖስ አግዛብሄር ጸጋካ የብዝሓዮ።ኣቶ የማነ እዚ ቓላት እዚ ከውጽእ እንከሎ ብጣእሚ ዘሕዝን እዩ፡ንሰብ ከተሐጉስ ክትብል እምነትካ ዲካ ጥሸይጥ ክሳብ ኽንድዚ ነብሰ ምትሓት ወኒንካ ኣንፈትካ ከተጥፍእ ክንርኢ እንከለና ብጣእሚ ንሓዝን ፡ኣብቲ ቕዱስ እምነትና ንሰብ ዘድሕን ፍቅሪ ዝምህር ሓቂ ዝምስክር ኦርቶዶስ ትቕይሮ ነገር የሎን ምክንያቱ እምነት እግዛብሄር ፈጣሪካን ፈጣሪየይን ስለ ዝኮነ። ወዲ ሓጂ ድማ ኣብ እምነትካ እካ ክዛረብ ኣይደልን ልዕለና ንስካ እንታይ ምካኑ ስለ ትፈልጦ፡ ስለዚ የማነ ኒዓካ ነታ ምሸት ከሐጉሰካ አሉ ብክርንኡ ተሸጠልካ ፡ሃገር ዝወነንካ ከይመስለካ ፡እዚ የብልሓና እምበር ንጅግንነትናን እምነትናን ዝትንክፎ ከይመስለካ። ክርስትና እንታይ ምካኑ እታ ደቂስካላ ዘለካ ዓራትን፡ብጎሮራካ ዝወርድ ዘሎ መግቢ ክጥፈልጥ ይግብኣካ እቲ ክርስና ትርጉሙ፡ ሱዕድያ ኮነ ኩለን ኣዕራብ ግን ኩሊትካ ይወስዳ ፡ቡምባ ይፍንጅራ፡ሰብ ይሸጣ ካብዚ ወጻኢ ፍቕሪ ዝምግባ ኣሎዋ ድየን ንስካ ወዲ ሓጂ ወይ ውን የማነ ሕልናኩም ዝምስክሮ ዶ ኣይኮነን ኣፍኩም እንተዘይተዛረብኩምሉ፡ስለዚ እተምጽዎ ለውጢ ኮነ ትስጉምዎ ስጉምቲ የሎን ፡ቀዳሞት ግዘ ምሂርዎም እዩ ናትኩም ምንቅስቓስ ድማ ካብ ቀዳሞት ተማሂርኩም ክትከዱ ንላቦ።
@kidaneaa6800
@kidaneaa6800 3 года назад
አንበሳ ክቡር አቦና አምላኽ ክብሪ ይሃብኩም አቦ ሓቂ በረኸት አምላኽ አይፈለኹም አሜን✝️💟🌺🍁💗✝️❤️❤️💖🌴💐✝️🥰🥰🍁🍁🌿☘️✝️🌻🌴💐🌹🌹🌹🌹🌹🌹✝️🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍁🍁🍁🍁🍁🍁🍁🍁❤️❤️❤️❤️❤️❤️✝️🌺🌺🌺🌺🌺🌺✝️💐💐💐🌴🌴🌴🌴🍀🍀🍀🍀🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩✝️😍😍😍😍😍😍😍✝️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🍁🍁🍁🍁🍁🍁🍁✝️🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿✝️🌳🌳🌳🌳🌳🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂🍂
@የቅዱስጊዮርግስልጅ
ኣምላክ ይባርኩም ክቡር ኣቦና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሄር ኣምላክ ፀሎቶም ኣይፈለየና ንሃገርና እውን ሰላም የውርደልና ኣሜን(፫)🤲
@alganeshberaki5938
@alganeshberaki5938 3 года назад
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም:: ሓቂ ኩሉ ግዜ ሓቂኢዩ:: እዝግኣብሄር ይሓግዝኩ ኣቦና::🙏🙏🙏
@shishaytekle9129
@shishaytekle9129 3 года назад
እዛ ሎሚ ዝበልካያ እንጀራ እዝጊ ቢላዕ እለካ አሎኹ። ጅግና አባ ሓጎይ ተስፋሉዑል ቢምዝካርካ ተስፋሉኡል አሻሓት ከም ዚወለደ ዊን በዚ አግጣሚ ኪነግረኩም ይፈቱ።
@geretesfa1304
@geretesfa1304 3 года назад
እዛ ህጂ ዝበልካያ ጥራሕ ዘይኮነስ >>>ኩሉ ግዜ ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ዘሕልፎ መልእኽቲ ሓቂ ኢዩ ንስኻ ጥራሕ ካብ ስምዒት ወጺእካ ሓቂ ክትፈልጥ ፈትን ኣብ ኣባሕጎኻ ምስ መጸ ጥራሕ ኣይኮንካን ሓቂ ክትብል ዘለካ
@ከመይዪዝግዜ
@ከመይዪዝግዜ 3 года назад
ኣታሓሳስባኻ ድሑር ሙኻኑስ በዚ ኣጸሓሕፋኻ ፈሊጠ ሎሚ ኣቦሓጎኻ ምስተላዕለስ ጅግና ምኻኖም ኣሚንካሎም በል ካብ ሎሚ ተማሃር ኣቦ ሓቂ ኢዮም
@shishaytekle9129
@shishaytekle9129 3 года назад
@@ከመይዪዝግዜ መን ከ ምዕቡል የ እልካ አዝማሪኖ ንሕና ስንዮ ስሉስ አብ ጊራትና ቀዳመ ሰንበት አብ ታቦትና ህወትና ንሓልፍ አብ መሬየትና ፍደላት አሪና ዶ እለካ እየ ። ኮላሊ ሃታፍ
@jossiboy5464
@jossiboy5464 3 года назад
@@shishaytekle9129 በሎም ጥራይ ነዞኦም ዓዲ የብሎም ብመበቆልም ዝሕፍሩ ሽንቲምንቲ ምግጻቦም ጥራይ ንሕና ኢና ሓሚቅና ኣቦታትናን አሕዋትና ታሪኽን ባዕልና ተዘይ አኽቢርና ክንዋረድ ኢና ።ዘይ ሕጂ ንዋረድ ዘለና ብእልፊ ድቃላን ጀበርቲ ቀቢላን ንድፈርን ዘለና። ነአቦና ቀሺ ማሪቆስ ድማ ማራል ማሃብ ናዓና ተባዕ ሰብ እዩ ዘድልየና ዘሎ ዋላ ጊጋ ያሃልዎም አቅሽሺትና ክብረትና እዩ ብእልፋ ማጃሃድን ክጽረፉ አይንፍቅድን።ቀቢላን ጀበርትን ሰብ ኮኖም ምስ ትግርኛ አቦታት ምድፋር አየዋጻኣኩምን እዩ ።ካብ ሕጂ ዜሮ ተጸዋርነት ክህልወና አልዎ አይናዓሹ
@lemlemkahsay8956
@lemlemkahsay8956 3 года назад
Edmen teina yehabka memhr
@romangebre3222
@romangebre3222 3 года назад
እግዝአብሔር አድመን ጥናን ያሐቡኩም ቅዱሰ አብና
@michaelbeyene9677
@michaelbeyene9677 3 года назад
አውጻአዬ እቲ ሐቂ ክሳብ ማዓስ ኢና ብምሱሉይነት ከንነብር ። ህዝቢ ክርስትያን ከዋረድ አኮነን ።ሕጂ ዊን አጓልድ አሰላም ተገፋፋ ትወርድ የለን ብትምህርቲ ከማን አውርዳን እየ።ተካባቢብርካ እዩ ዝንበር ተማጻዲቅካ አንብርን እየ።ኣጋእዝያ እናጸለምካ እስልምና ወድባት ሸለል እናበልካ ዝሕለፍ የለን አንጎድጉዶ መጻሐፍቲ አውጻአዮ
@ቀመምፍቅሪ
@ቀመምፍቅሪ 3 года назад
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም ኣባ ቐሺ ከማኩም ኣቦታት ይብዙሑልና ንሓቂ ሓቂ ንሓሶት ሓሶት ዝብሉ ጥዑም ግዜ ክመጸና ስለቲ ብትብዓት ሓቂ ትነግሩና ዘለኩም ብልቢ ነመስግን።
@kirosmengstu6082
@kirosmengstu6082 3 года назад
ሰላም ንኩላትኩም ይሕዋት። እሞ እዚ የማነ ሓውና ዝብሎ ዘሎ ብዛዕባ ቢሀረ ኹናማን ናራን ናብ እምነት ኦርቶዶግስ ዝብሎ ዘሎ ኣፍልጦ ዘለዎ እንተልዩ እስከ ይሓብረና። ኣነ ብወገን ኣማኒ ክርስትና ናራ ሰሚዐ ወይ ሪአ ኣይፈልጥን። ኩናማ ድማ ኾተሊክን ከኒሻን እየ ዝፈል ብወገነይ ።ኣብክልቲእ ቢሀራት ኦርቶዶክስ ተኸተልቲ እንተ ኣልዮም ኣበየናይ ከባቢ ናይ ጋሽባርክ ይነብሩ ክትሕቡሩና ይምሕጸን እንተዘይ ሃልዮም ድማ ንሓውና የማነ ጋገብ ንበሎ የዋት
@samibest9099
@samibest9099 3 года назад
Minalbash ane ab Ertra zineberkulu gele biherat nara ni kunama mesilom siriatomin quanqomin serixom wey lemidom ab gizie megzaeti kunama mesilom ykedu neyrom. Ab 7th grade misay zimehar wedi nara kemu eluni xubuk geyru kea quanqua kunama yzareb. Nay bhaki kabziom nab emnet kiristina ziteqeyeru yhilwu keykonu. Mikiniyatu kunama mis zimexe gezaey temesasilu zikeyd bieher sile zineberu.
@dawithayle8822
@dawithayle8822 3 года назад
የማነ ፖለቲካዊ ርእሰ ቅትለት ትገብር ኣሎካ፡ እንታይ ኣእተወካ ኣብ ዘይትፈልጦ ጉዳይ ሃይማኖት ትኣቱ። እዚ ፖለቲካዊ ተዋስኦ ምፍላጥ ክትስእን፡ ሸታሕታሕ የብሉካ ኣለው። እታ ክብርቲ ስምካ ክትዕቅብ እምዕደካ ካብኡ ብዝተረፍ ከም ክንቲት ክትፈኩስ ኢካ!
@mesghinnatedla3208
@mesghinnatedla3208 3 года назад
I agree with u he make big mistake I think all tegadelti is the same
@Efrem289
@Efrem289 3 года назад
ሙሽሙሽ ከም ትግርኛ ህዝቢ ኣይረኣኩን ኑሶም ሸኮም ከይጽረፈሎምን ብሕማቅ ግብሩ ንከይፍለጥ ይከላከሉ ንሕና ከኣ ምስኦም ኮይንና ንቀሽናን ንእምነትናን ንጸርፍን ነቃልልን።
@hhg622
@hhg622 3 года назад
YEAH ናይ ብሓቂ ብታኣሚ ሕማቃት ኢና
@yosiefmhretab793
@yosiefmhretab793 3 года назад
ህዝቢ ትግርኛ ክጠፍእ ኣለዎ ሙሽሙሽ ኣምስሉ
@asteryohannes5107
@asteryohannes5107 3 года назад
@@yosiefmhretab793 .eway anta hawey nsom ketfuna endabelus nska ka ytfa tble thgzom aleka yrdaka alo du
@ghirmaytekie7069
@ghirmaytekie7069 3 года назад
ሰሓንካያ የማነ ናርያ ኢሰያስ ባዕልኻ ንህቢ ተንኪፍካ በል ውሰዳ እንተ ሒሹኻ ? ኣቦና ከም ኩሉ ግዜ ዝመነ ኣገልግሎትኩም ይባርኸልኩም ፈጣሪ!!! እንቋዕ ካህናት ካብ ፖሎቲካ ኣይዛረቡን ኣውጺእኩም ኣብ ህዝቦም ምጉሳይ ኣብጻሕኩምልና😍😍😍
@geretesfa1304
@geretesfa1304 3 года назад
ሓቂ ሓቂ ኢዩ ዕድመ ጥራሕ ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ
@esiabu8665
@esiabu8665 3 года назад
Kubur Abona,doing great job God bless you
@sebkbur6019
@sebkbur6019 3 года назад
100% ሓቂዩ ኣብ ጋሻባርካ ብ1997 7ይ ዙርያ ነተን ሻሂ ዝሸጣ ደቀን ዘዕብያ መሳኪን ኣዋልድ ትግርኛ ኡይ እንዳበላ ሳዋ ክወርዳ ከለዋ እተን ኣስላም ዘንቢለን ኣስቤዛ መሊአን ንገዝአን እንዳኸዳ በቲ ኣውያት ኣዋልድ ትግርኛ ይስሕቃ ኔረን። ትግርኛ ክብርናን ባህልናን መንነትናን ተዘሚቱ ከንቱ ከይንተርፍ ንሕሰብ።
@اللهاكبرلاالهإلاالله-ظ7ج
እንታይ ዓይነት ረሳሕ ሓንጎልዩ ዘለኩም
@sebkbur6019
@sebkbur6019 3 года назад
@@اللهاكبرلاالهإلاالله-ظ7ج ጊስ ጅሃድ ንስኻ ኢኻ መራት ሓንጎል። መሓመድ ድርባይ ሰብ ሕረድ ክትጸድቕ ኢሉካ ኣላህ ውኣክበር ዝብል ሽም ሒዝካ ምምጻእካ እዩ ዝገርም ደንቆሮ። ሰብ ፍጡር ከማኻ ኣብ ዝኣመነ ይእመን እንታዴኻ ገደሰካ ልውጢ ዋሒድ። መሓመድ ዝባሃል ልውጢ ከምኡ ስለዝበለካ 72 ደናግል ኣብሰማይ ክትሰርር ንጹሃን ክትሓርድ ድምሱስ ባርያ ዓረብ
@robrobyadolisrobrobyadolis3563
@robrobyadolisrobrobyadolis3563 3 года назад
@@sebkbur6019 ዑጉመይ ኣንታ ሑሱፍ ሰበይቲ: ጅሃድ ቁዱስ ተግባር'ዩ : ስብኣይ ተኾይንካ ኣድራሻኻ ኣብዚ ኣቅርብ: እቲ ዝስዕብ ክርእዬ'ና:: እንተ ማሪቆስ ናይ ግዜ ጥራ እንተዘይኮይኑ ክረኽባ'ዩ ::
@sebkbur6019
@sebkbur6019 3 года назад
@@robrobyadolisrobrobyadolis3563 kkkk ጽቡቕ ኣለኻ ብቋንቋ መሓመድ ንጹሃት ምሕራድ ጂሃድ ቅዱስዩ። ኣድራሻ ዝበልካዮ ከኣ ኣነ ንዓኻ ቀቲለ ዝውዳእ ስቓይ ትግርኛ የለን። ድሕሪ ተንቤናይ ኣብታ ጥንታዊት ንብረት ትግርኛ ( ኤርትራ) የራኽበና ስርኩም ክሙሖ ምኳኑ ፍለጥ። መራት ካራ ሒዝካ ኣላህ እንዳበልካ ንጹህ ክትቀትል እንተፈቲንካ። ወዲ ጋሕባ፡ ደንቆሮ ፡ መሓመድ ኣብ ጀና ሸራሙጥ ክትሰርር ስለዝበለካ ንዓይ ክትቀትል? ዘስደምም ድንቁርና እኮዩ። ወዲ ሽፉጥ ምጥራ።
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 3 года назад
ፋኑስ ተዋህዶ ኢለካ ኣለኩ!!!!!!!! ጅግና ብሃይማኖቱ ተባዕ ንፍትሒ ደው ዝብል!!!!! ካልኣይ ነገር ቀሺ ዲመጥሮስ ተወላዲ ማይ-ጨው ምዃኖም ደቂ ከባቢ እውን ኣለና ምስክር ደቂ እቲ ዓዲ እውን ኣለዉ። ካልኣይ ነገር እዞም ሸፋቱ ሳሕል (ጁንታ ሳሕል) እንታይ ዓይነት ጽልኢ እዩ ዘለዎም ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ክርድኣኒ ኣይከኣለን
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 года назад
የማነ ሓርበኛ መን ከማኻ ተባሂልካ ኣብዛ ፈታኒት እዋን ናይ ፍለ ፍለ ግዜ ምስዘይ ፍትሓውያን ናይ ኣኽረርቲ ምስልምና ጉሩብ ክርስትያን ክንሕውስ ኣይንደልይን ዝብሉ ባዓል ወዲ ሓጂ ጌጋ ቃለ መሕትት ምግባርካ ዓገብ ኣብዚ እዋን እዚ ብዙሕ ክትሰርሖ ዝግባኣካ ስራሕ ኣሎ ምስ ክብረት
@Samitv145
@Samitv145 3 года назад
ኣቱም ሰባት እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና🤔ምሁርና ደንቆሮና ኮ ሓደ ኮይና😭
@merci0961
@merci0961 3 года назад
እቲ ቃለ መሕተት ኣቕራቢ ነቲ ዕዱም ቃለ መሕተት ዘቕረበሉ ሕቶ ከቶ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ጌጋ ሓሳብ ዝሓዘ ሕቶ 'ዩ. ገለ ውልቀ ሰባት ሙስሊም ኣብ ልዕሊ ክርስትያን ዝፈጸምዎ ወንጀል ማለት ንምሉእ ህዝቢ እስላም ዝውክል ማለት ኣይኮነን. ሓደ ዘየጠራጥርን ክከሓድን ዘይክኣል ሓቂ ግን ኣሎ. ንሱ ከኣ ግብጻውያን ንምድሪ ባሕሪ ይኹን ንትግራይን ኢትዮጵያን ንምሓዝ ኣብ ሰሜናውን ሴሜናዊ ምብራቕን ምድረ ባሕሪ ዝነበሩ ኣመንቲ እስልምና ብምጥቃም ብዙሕ ሽርሕን ሻጥርን ዝተመልኦ ጻዕሪ ይገብሩ ምንባሮም ታሪኽ ይሕብር. እንተ እዞም ብዛዕባ ሓቀኛ ታሪኽ ሼኽ ኢብራሂም ሱልጣን ክሰምዑ ዘይደልዩ እስላም ምርጭኦም ስለዝኾነ ብታሪኽ እተሰነዱ መርትዖታት ክሒዶም ብሃውሪ ናቶም ታሪኽ ክምህዙ ይኽእሉ 'ዮም. ክፈልጡ እንተደልዮም ግን ነቲ ዝቐረበሎም ልዕሊ 5 መጻሕፍቲ ታሪኽ የንብቡ. መርትዖ መጻሕፍቲ, ሓሳባትናን ድሌትናን ዕላማናን እምነትናን ተዘይደጊፎም ኣይንቕበልን እንተይሎም ከኣ ናቶም ምርጫ ስለዝኾነ ምስ ከምእዚኦም ዝበሉ ብናይ ሓሶት ፖለቲካዊ እምነት ዝደረቑ ሰባት ምህውታትን ምምልላስን ኣየድልን. እንተ እዞም ንዘይጥዕሞም ሰብን ታሪኽን ኩሉ ትግራዋይ ክኸውን ኣለዎ ዝብሉ ገለ ኤርትራውያን ርእሱ ዝኸኣለ ጸገም ድሕረ ባይታ ስለዘለዎም ደድሕሪ ዓፍራ ሓሳባቶም እናተኸታተልኻ መልሲ ምሃብ ብዙሕ ኣገዳሲ ኣይመስለናን.
@selebabrhane3956
@selebabrhane3956 3 года назад
ኣቦይ ቀሺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦይ ቀሺ ዲመጥሮስ ልክዕ ኣለኹም ማይጨው ኢዩ ዓዶም ወዲ ዓድና ኢዮም። የማነ ተኽለ ገርግሽ ግን ብማዓልቱ ክሕተትዩ?
@ወዲምስግና
@ወዲምስግና 3 года назад
ኣይገርመካን ወደይ ዘየለ ታሪኺ ይዛረብ አዚ ሓሳዊ ሰብ ኣይ የማነ ዲኡ ዝባሃል
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 3 года назад
No way to peace Peace is the way.please preach about peace& love.God is Love.
@selebabrhane3956
@selebabrhane3956 3 года назад
@@ibrahimsaid-saleh1601 እዚ ንየማነ ተኽለገርግሽ ኢኻ ትብሎ ዝሓወይ
@ተስፋጽባሕ-ከ2ተ
@ተስፋጽባሕ-ከ2ተ 3 года назад
Thanks kulu gzie m haqi txaru abo haqi
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 года назад
እቲ ዘሕዝን የማነ ተ/ገርጊስ ጥራይ ዘይኮን ከምኡ ዘኣምሰሉ ብዙሓት ምስሉያት ተዛረብቲ ትግርኛ ኣመንቲ ክርስትና ምህላዎም እዩ። ርእሰ ምትእምማን ዝጎደሎም ድኹማት (ለቅለቅቲ) ድማ እዮም። ቀሺ ማርቆስ ሓቂ ሒዝካ ንእምነትካ ደው ምባልካ ዘሎኒ አኽብሮትን ኣድናቆትን ይገልጸልካ። አጆኻ ቀጽሎ።
@angish4430
@angish4430 3 года назад
ኣቦይ ቐሺ እንቓዕ ብደሓን መጻእኩም በትሪ ሓቂ ትቐጥን እንበር ኣይትስበርን ይብሉ ኣቦታትና ሓቂ ዝሓዘ ኸኣ ኩሊሻዕ ሰዓርይ ኢዩ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፈጣሪ
@God-db9vp
@God-db9vp 3 года назад
ኣቦና ኣምላክ ምሳካ ይኩን እዞም ዝሓለፉ ወለዶ ካብ ቀደም ኢዩ ዝገርመኒ ኔሩ ንሃይማኖቶምን መንነቶምን እናሕሰሩ ናይ ካልእ መንነትን ሃይማኖቶምን ዘክብሩ ኢዮም ብኣምሰሉነት ነቶም ጽቡቅ ዝሰርሑ ኣቦታቶም እናዋረዱ ነቶም ኣንጻር መንነቶምን ሃይማኖቶንምን ዝቃለሱ ሰባት ከኣ የክብሩ የሕዝኑካ፡ ሕጂ ግን ኣምላክ ይመስገን እቲ ናቶም ሕምቀት ናባና ኣይሓለፈን ንበዓል ቀሺ ድሜጥሮስ ኣቦና ከኣ ከም ጅግና ክንፈልጦም ኢና ንስኩም ውን ዳግማይ ቀሺ ድሜጥሮስ ኢኩም ንሃይማኖቶምን መንነቶምን ደው ዝበሉ።
@abrehetkesete9714
@abrehetkesete9714 3 года назад
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ወትሩ ምቅስቃሳትኩም ኣምላክ ይሓልኩም ናይኣጎልጉሎት ዘመንኩም ከኣ ኣምላክ ይባርከልኩም ጸግኡ የብዛሓልኩም ካብ ዘይ ድገም ዘረባ ምዝራብ ዘይ ምዝራብ መሓሾም ዓሻስ ትም እንበሉስ ለባም ይመስል መዓስ ኢና ክንልብ ወይ ክንማሃር እስከ በሉ ንበሩሉና
@ariammengisteab7300
@ariammengisteab7300 3 года назад
ኣቦና እንካዕ ድሓን መጻእኩም
@akberethagos8363
@akberethagos8363 3 года назад
የማነ በዛ ሎሚ ዝሰማዕኩኻ ብጣዕሚ ጉህየ። ለካ ትፈልጥ ይመስለና ነይሩ ዘይምፍላጥ። ምስ መን ቃለምልልስ ትገብር ከምዘሎኻ ምስ ራአኹኻ ከም ክንቲት ፈኹስካ። መዘነኻኸ ዘይትርኢ ዩኒቨርሲቲ ደረጃ በጺሐ ነይረ ናይ ሕቡእ ሰልፊ አባል ነይረ ትብል ነርካ ለካ ደናቁርውን ቦታ ይዋሃቦም እዩ እለ ገሪሙኒ። ሻዕብያስ ኩሉ ድአ ትእክብ። ዝሸጥካለይ መጽሓፍካ ሕጂ ሓዊ ከንድዳ እየ ምኽንያቱ ትሕዝቶአ ሓሶት ክኸውን ከምዝኽእል ርግጸኛ እየ። እንተዝከአል ኩሉ ዲኮመንትኻ ክድምሰስ አሎዎ ደንቆሮ መዛኑኻ ዘይትፈልጥ ነውራም ወዲ ፖሊስ።
@tesfalemghirmay7109
@tesfalemghirmay7109 3 года назад
I proud of you. really you are portable library.God bless your minister priest markos.
@mabrhitberhe7846
@mabrhitberhe7846 3 года назад
እግዚአብሔር ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡር ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ትግራወይቲ ጓልኩም
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 3 года назад
ሰላም ንዓኩም ይኩን ኣቦና በዚ ትገብርዎ ዘለኩም ሓቂ ንምፍላጥን እምነት ተዋሕዶ ንከይትጠፍእ ትደክምዎ ዘለኩም እግዛኣቢሀር ጸጉኡ የብዛሓልኩም። ኣቦይ የማነ ከኣ ነቲ ኩሉ ዝገበርዎ ቃልሲ ባዕሎም ይሓጽብዎ ኣለዉ ። ሓደ ነገር ግን ክንፈልጦ ዘፍለና ኣቦይ የማነ ሓደ ካብቶም ገፍዕትን ጨፍጨፍቲን ሕምም ተጋደልቲ ዘለዎን ኢይ እዚ ስለ ዝኮነ ከኣ ይቅረታ ዘይሓተተ ንህዝቡ ኢዩ ። ስለዚ ኣቦይ የማን ሓደ ካብቶም እምነት ናይ ተጋደልቲ ዛኣምን ኢዩ።
@meazatadesse8721
@meazatadesse8721 3 года назад
ናይ ትግርኛ መፃሓፍ ቁድስ ደልየ ነይረ ኣበይ ይግነ
@keshiafewerki
@keshiafewerki 3 года назад
ኣብ ኣመሪካ እንተ ሃሊኻ ኣብተን ብብፁዕ ኣቡነ መቃርዮስ ዝምርሓ ኣብያተ ክርስቲያናት ኣብ ሲያትል ኣትላንታ ዋሺንግተን ዲሲ ኦክላንድ ኪትረኽብ ትኽእል ኢኻ።
@ERITREANSK
@ERITREANSK 3 года назад
ኣይግነን
@awettsegay3792
@awettsegay3792 3 года назад
Ab Germen alo
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 3 года назад
ዕድመ ይሃበልና ኣቦና እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም ። ንተዋህዶ ካብዚ ትድርቢዩላ ዘለኩም ሽጉጥ ዝከፍእ የለን ኣቦና የማነ ወልደገርጊሽ ። ሽጉጥ ዝሓዙ ኣቦታታ ከማኩም ዝአመሰሉ ክዛረቡ እንበር ዓይንናስ ኣይረአየን ። ዘዘርከበ እምኒ ይድርቢ ጉድ ረኪብና !
@natsenat6087
@natsenat6087 3 года назад
አቦይ ቀሺ እተን ክልተ ናይ ኦርተዶክስ መጽሐፍቲ ናይ ብሐቂ ንመሃረለን አለና ስጋዕ ክንደይ ጠፍእና ከምዝነበርና ነብስና ገምጊምና ብጣዕሚ ነመስግን ምስ ስድራይ የቀንየልና ደው በሉልና አቦና🙏🏽
@abelgoitom4121
@abelgoitom4121 3 года назад
ንኺድ ጥራይ ኣቦና ከምዚኣ ጌርኩም ንዓና ምደቅኹም ኣንቅሑና ምሃሩናን እምበር ተበዕና ኢና በዞም መጸውቲ ደም ትግርኛን ክርስትያንን።
@Arsu10gunners
@Arsu10gunners 3 года назад
*መጀመሪታ ኣቦና ኣቦይ ቀሺ **#ማርቆስ_ደባስ** ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይዞም ኤርትራውያን ተጋደልቲ መወዳእታ የብሉን እታ "ተጋዳላይ ይኣርግ እንበር ኣይልብምን" ትብል ዘረባ ሓቂ ኣይትጸቦም ኣይትገፍሖም፡ቀጺለ ኣነ ሰራየ ወዲ ዓረዛ እየ ቀሺ ዲጴጥሮስ ከኣ ልክዕ ኣለኹም ማይ ጨው እዮም ተዘይተጋግየ ከኣ ነዚ ሕጂ ምስ ህግደፍ ኮይኑ ኣብ ጥፍኣት ህዝብና ዓቢ ተራ ዝጻወት ዘሎ **#ኣለና_ዋልታ_ሃገር** ዝብል ኣካውንት ዝጥቀም ማዕበል ክፍላይ (ኣብርሃም ክፍላይ) ሓወብኡ እዩ ክትፈልጡ ከኣ የቐንየልና 🙏🙏🙏❤❤❤*
@berie6325
@berie6325 3 года назад
ምስ ወዲ#ሓጃጅ ክዛረብ ምስ ሰማዓኹዎ፡ ን'የማነ ተስፋገርግሽ ምስመዐይ ዘይኮንኩ ሓዚነስ፡ ዝኹሉ ዝሓለፈ ዓመታት #እንተርቭው ዝገብሮ ዝነበረ፡ #ተባዕ ጅግና እንዳበልና ምምጋስና ወይ ምድናቕና ኢዩ ዘሐዝነኒ ወይ ካኣ ዘሐርቐኒ። ምኽንያቱ መሐረቕየይ ካኣ ካብ'ዛ ምስ ወዲ#ሓጃጅ ዝሕስዎ ዝነበረ፡ ሕጂ ካኣ ብመርትዖ#ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ደባስ ምስ ኣቕረብኩሙልና፡ ጠቕላላ ን'የማነ ተስፋገርግሽ ዓቡይ ኢለ ከማን ኣይመክበርክዎን ፊት ን'ፊት ከዝረኽቦ እዚ ሓሳዊ ለኽባጥ፡ ዘይውርዙይ ዘይ ከም ዕድሚኡ ተካል ገጹ ድሁል መንፈስ። ኣነ ወዲ 25 ዓመት ኢየ።#ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ደባስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መታን ናዓና ክጥዕመና! ወዲ ማይ ዱማ''የ ካኣ ማሃሩና እስከ ታሪኽ ኣቦና፡ ተባዕ ሓቀኛ ቀሺ ኢኹም''ሞ ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ደባስ!!
@auntieyoutube5375
@auntieyoutube5375 3 года назад
Dear Keshi Markos, u are absolutely brilliant speech and explanations & ideas. But Behere Tigrigna, especially girls or women where where are you GOING?? What about our faith Religious ?? It is so sad our faith !!
@yonasghebre7940
@yonasghebre7940 3 года назад
There are some tigrina already sell out. They don't care about tigrina belief and development. I love my religion and tigrina identity
@tekleyohannesmengistab7474
@tekleyohannesmengistab7474 3 года назад
Kale hiwet yesmialna Abona
@mebrahtomfitiwi5720
@mebrahtomfitiwi5720 3 года назад
ሰላም ሰላም ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ ድሕሪ ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታ ኣብስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ። ብምቅጻል ኣብ እተቅርቦ መደባት ሓደ ተኸታታሊ ኮይነ ዝሰማማዓሉን ዘይሰማማዓሉን ከም ህሉው ኮይኑ ኩሉ ብጥንቃቀ እንዳ ኣጽናዕናዮ ክንከይድ ምሕጽንታይ ብትሕትና ይሓትት። ገለ መወከሲ መጽሓፍ ብዛዕባ ኣቦይ ቀሺ ደበጥሮስ ብዝምልከት ኣተሓሒዘ ዝረኸብክዎ ንኽትርእያ ይሰደልካ ኣለኹ።
@ኣለመቀሀ
@ኣለመቀሀ 3 года назад
ብ ኦርቶደክስ ተዉሃዶ ተስፋ ቆሪጸ ኔረ ሕጂ ግን ብ ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ደባስ ተስፋ ትንሳኤ ይርኣየኒ ኣሎ 🙏🏻👏🏽
@hdmona8809
@hdmona8809 3 года назад
ሰላም ሰልም ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን መሊኡ ይሃብኩም :ተዋህዶ ኣደ ኩሉ ሓብሓቢትን መሃሪትን ናይ ፍልጠት ማኣዲ መንገዲ ሓቂ እምነት ዝኾነትን :ዘይረብሑ ሓደ እግሮም ናብጉድጏድ ዝኸዱ ከቃሉሉዋ ኣይግባእን:ናይዘመና ሩኹሳት ዝባሃሉ እዞም ዝራኣናዬምን ሳዓብቶምን ዳኣ እምበር ኣቦታትና ኣይኮኑን : ኣዲኣ ገዲፊ ሓትናኣ ትናፍቕ ኮይኑ ነገሩ : ናበይ ከምዘብሉ ድሕሪ ለውጢ የራኽበና? ናይ መዋእል ሃይማኖት ተዋህዶ ትንበር ንዘልኣለም ኣለም ኣሜን ::
@ምንባርብሜላ-ሸ3ጰ
@ምንባርብሜላ-ሸ3ጰ 3 года назад
ኣቦይ ቀሺ ማሪቆስ በዚ ትገብሩዎ ዘለኩም ታሪኽናን እምነትናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ የማነ ተኽለገርግን ኮነ ኢሉ ን ኣቦና ቀሺ ዴሜጦሮስ ከጸልም ብጣዕሚ ተጋግዩ ይቅሬታ ክሓተላ ኣለዎ
@mihretshimay655
@mihretshimay655 3 года назад
እዋይ ምጾታት! ከም ቀሺ ክንዲ ንህዝብኻ እምነቱ ምስትምሃር ኣብ ቆይቅን ህልኽን ግዚ ክዓርበካ! ሃይማኖትና ኣብ ክልተ ተገሚዓ መንእሰያት ሓዲጎማ ይኹብልሉ ለው። ቤተ ክርስትያንኩም ኣዐርዩ፡ ምእመንኩም ጠርንፉ። ሰላም መታን ክወርደና💔😞
@danielhagos8436
@danielhagos8436 3 года назад
ኣቦና ቀሺ ዕድመን ጥዕናን እስከ ይሃብኩም ፈጣሪ ንዓና ክሕሸና እምበር ምስሉይነት ናይዚ ተዛራቢ ትግርኛ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርም ሕጂ እዚኣቶም ሓደ እግሮም ኣብ ጉድጋድ ዝኣተወ ናይ ብሄራት ሓድነት ክሕልው ኢዮም ነቲ መንነቶም ዝክሕድዎ ዘለው ካብዚ ዝኸፍእ ነገር የለን።
@biniamhaile4548
@biniamhaile4548 3 года назад
ጂግና ተባዕታይ ቀሺ አጀኻ አለና አብ ጎንኻ
@amlakmaharenibetilwuhatka6832
@amlakmaharenibetilwuhatka6832 3 года назад
ሰላም ኣቦይ ቀሺ ኣምላኽ ጸግኡ የዝሓልኩም። ነዚ ወለዶ እምነቱ ፡ መንነቱን ንኽፈልጥ ትገብርዎ ዘለኹም ትብዓት የድንቀኩም። ነዞም ከም ከልቢ ትፍኦም ዝበልዑ ኣረገዉቶት ደቂ ኮምኒስታውያን ቦታ ክረኽቡ የብሎምን። ካብ ምህሮ ኣእምሮ ፡ ንግደዉን ተጋዳላይ ይስይብ እንበር ኣይልብምን፡ ንየኣነ
@teklayasgedom8652
@teklayasgedom8652 3 года назад
ኣብየት ቀሺ ተባሂልካስ ክንድዚ ቅለት፡ፉኽሰት ዕብዳን ይብሃል እዚ እግዚዮ ምሓረና ኣምላክ ሃሌሉያ፡ሃሌሉያ ሃሌሉያ
@tsegubahta5155
@tsegubahta5155 3 года назад
ዓብዓለም ሙስሉይነት ጸካእኩ። ቃል ሂወት የስመዓልና
@ghenet8759
@ghenet8759 3 года назад
አባ ማርቆስ ከማኩም የብዛሐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@sabaabraha6527
@sabaabraha6527 3 года назад
Aboy keshy markos edmen tenann yhabka ajoka
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 3 года назад
Naybahaki kalehiwet yesmaana haki haki tsibuk alekum abona
@erieritrea6645
@erieritrea6645 3 года назад
ኩሎም ፖለቲከኛታትን ሙሁራትን ኦርቶዶክስ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ሃይማኖቶምን ደው ምስ በሉ ኢሎም ዋላ ደገፍቲ ህግደፍ ኢና ዝብሉ ኩሎም ኦርቶዶክሳውያን ንሃይማኖቶምን መንመቶምን እናጸረፉ ናኣቦታቶም እናጸረፉ ዝነብሩ መሳኪን ናይ መንነት ቅልውላው ናይ ሃይማኖት ቅልዋልው ዘክለዎም ኢዮም ። ካብቲ ዘገረም ኣስላም የሕዋትና ኢዮም ዓጋመ ንየው በልዎም እናበሉ ዝነብሩ ሓደ ካብ ኣስላማይ ግን ምስ ክርስትያን የሕዋት ኢና ዝብል ክሳብ ሎሚ ኣይሰማዕንን ኣበይ ኣለኺ ዘይበልዋስ ኣብዚ ኣለኩ በለት ዝብል ምስላ ወለድና የዘኻኽረካ ካብቲ ዘገርም እቲ ኦርቶዶክስ ፖለቲከኛ ወይ ምሁር ኢየ ዝብል ወይ ደጋፊሽእዕብያ ኢየ ዝብል ኖርቶዶክስን ኣቕሽድሽቲ ኦርቶዶክስን ከም መራሕቲ ኣንድነት ኢትዮጵያ ኔርትራ ክሸጥዋ ዝሓሰቡ ኢዮም እናበሉ ኣፎም ክሳብ ዝዓፍር ይዛረቡ ብዛዕባ ኢብራሂም ሱልጣን ናልራቢጣ ኢስላምያ ግን ብጽቡቕ ኢዮም ዘልዕልዋ ኣል ራቢጣ ኣል ኢስላምያ ግን ከም ስማ ኣሰባሪ ጉጅለ ንክርስትያን ዘግልል ኢዩ ነይሩ ዋላ ስሙ ዝምስክረሉ ኢዩ ነዚ ዓቢጥካ ግን ንመን ንምትላል ኢዩ። ሎሚ ግን ጅግና ወለዶ ተሲኡ ኣሎ ። ጉድ እቶም ቀዳሞት ዘቃልዕ ወለዶ ተንሲኡ ኣሎ ኣቶ የማነ ይቕረታ ክሓትት ይግብኦ ኢዩ ድሕር ሕጂ መንነተካን እምነትካን እናፋኾስካ ሕግብግብ ምባል ግዚኡ ኣኪሉ ኢዩ።
@simretgebre1445
@simretgebre1445 3 года назад
Egziabher Amlak Edmen tienan yihabkum Abona
@fieruzbrhane1130
@fieruzbrhane1130 3 года назад
ኣቦ ትብዓትን ሓቅን ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ዕድመ ይሃብኩም
@ሃገረይኤርትራዩ
@ሃገረይኤርትራዩ 3 года назад
ትማሊ ነድንቖ ዝነበርና ሰብኣይ ሎሚ ኣብ ዘይፈልጦ ንእምነትና ማዕረክንድዚ ምቁሻሽ ድሓን ዓገብ ግን ክንብለካ ኣብ ርሑቕ ኮይንና::
@ታሪክስወዲተምነዎዳኣይግለ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቀሺ ማሪቆስ ናይ ብሓቂ ጅግና ኣጆኩም መናእሰይ ኣብ ጎድንኩም ኣለና
@dewhadu1625
@dewhadu1625 3 года назад
አቦና አምላኽ ይባርኽኩሙ ኩሉ ትልዎ ብሐቂ ቁዱስ ቃልዩ ቃለሂወት የስምዓልና ሐንቲ ግን ፍትሐት ዝበልኩማ አብ ዝሐለፈ ናይ ላምፓዱዛ ዝጠፍኡ አሕዋትና ካብ አስመራ መምርሒ አይመፀናን አሎም ነሮም እዮም ይረታ ግን ስለቲ ትገብርዎ ፅቡቅ አዜ የመስግን
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 3 года назад
@@dewhadu1625 ኣብ ኤርትራ ዘላ ቤተ ክርስትያን ኣብ ኢድ መን ከም ዘላ ኣይንዘንግዕ
@letinaweldemariam3297
@letinaweldemariam3297 3 года назад
የማነ ከይተረዳአካ ሽምካ ተበላሹ አለኻ አይፈልጥን ምባል ማሓሸካ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 3 года назад
ወለዶ ኣቦና ቀሺ መልኣከ ሰላም ዲሞጥሮስ ሲ ክንድዚ ምዝንጣል ኣይፈልጥን ምባል እኳ ጽቡቅ እዪ
@zemuyandemichael6769
@zemuyandemichael6769 3 года назад
ኣቦይ ቀሺ ኩሉ ተቕርብዎም ብመርትዖ ስለ ተቕርብዎ ዝድነቕ ኢዩ። ግን "ምንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጭዋ " ዝብል ምስላ ምዝካር ጽቡቕ ኢዩ ። ዝሓለፈ ውሕጅ ይሰዶ ኢልና ፡ ንዝቕጽል ወለዶ ሰሰናዩ ምሕላፍን ንሓድነት ምጉስጓስን ጥራይ እንተተትኩሩ ንቑሕን ብሃይማኖታዊ ምክብባሩ ስጡም ወለዶ ኣፍሪኹም፡ ሽግራት ሃገርና ዝቕንጠጠሉ ኣይምነወሐን። ሐሕማቑ ኣብ ክንዲ ንፈሓሕር ነቲ ሕማቕ ቀበርና ፡ ነቲ ሰናይ በቲ ዘለኩም ክለትን ሰሰናዩ ደርዕሉ ፡ ስደትና መታን ክሓጽር። ምስናይ ይቕሬታይ ወድሓንኩም።
@welesharegay6326
@welesharegay6326 3 года назад
igzabiher yhgizkum aboy kechi🙏🙏🙏
@teclezerazion7727
@teclezerazion7727 3 года назад
Kesha markos God bless you
@gezanaentertainmentstv7889
@gezanaentertainmentstv7889 3 года назад
Anyone can help me how to get the book 📚
@T.Michael-e1k
@T.Michael-e1k 3 года назад
ውልዶ ቀሺ ኣምበሳድር ክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ስለ ቤተ ክርስትያን ብኩሉ መስዋቲ ዝከፍል ተባዕ ኣቦ።
@tesfaybirhane4435
@tesfaybirhane4435 Год назад
ኣቦይ ቀሺ ማሪቆሲ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም
@admasawi9006
@admasawi9006 3 года назад
ሓቀኛ ኣቦ፥ ክርስትና ኣቦይ ተዋህዶ ኣቦ ቀሺ-ማሪቆስ, ተባረኹልና ።
@desaleweldeslase1140
@desaleweldeslase1140 3 года назад
ተብዕ ሊቀ ሊቃዉቲ ኣቦና
@soyraemba4191
@soyraemba4191 3 года назад
ቀዳምነት ንኦርቶዶክስ ዘናኣእስ እቲ ትግርኛ ሎቕመጽመጽ ዝለመደዩ ። የማነ ተኽለገርግስ ግን እታ ተጋዳላይ እንተዓበየ ይስይብ እምበር ኣይልብምን ትብል ኣረጋጊጹልና ።
@barhieyhdegue8067
@barhieyhdegue8067 3 года назад
Mahibere-hawariat asmera bet mahitem kokebe-tsibbah...akuimom neyrom...bete chiristian Endamedhanyealem asmera ,Endasilasie asmera
@ሃገረይኤርትራዩ
@ሃገረይኤርትራዩ 3 года назад
እንቃዕ ድሓን መጻኹም ክቡር ኣቦና:ቀሺ ማሪቆስ ደባስ ብዓል ሓቀኛ መስቀልን:ንስለ ሓቂ ደው ዝበሉ ብንኡሶም ከመቦታቶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም:: ¶የማነ ተኽለገርግሽ ግን ብዛዕባ እምነት ኣይፈልጥን ምባል'ዶ ኣይምሓሸካን:ፍልጠተይ ብዛዕባ ገድሊ እዩ ዘይትብል¶ (*እዚ ኩሉ ጅግንነት ሰሪሕካ ኣቲኻስ ኣብዚ ፍሹል ብዘይ መርትዮ እሞ ኽኣ ብዛዕባ እምነት ክንድዚ ጸለመ ካባኻ ኣይተጸበኹን*)~~~~~!!
@seeker795
@seeker795 3 года назад
👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏 አነ ሃይማኖት የብለይን ግን ንስነሐቂ ማራ የድንቀካ እምነት ሐደገኛ እዩ አምላላኽ ረቢ ዝብሃሉ ዝፈልጥ ዝኾነ ፍጡር የለን ሰብኣውነት ልዕሊኹሉ ፍቕሪ ንኹሉ አብኩሉ ብዘይ እምነት
@keshimarkosdebas9872
@keshimarkosdebas9872 3 года назад
ሓወይ እቲ ብልቢ ብተስፋ ከገልግሎን ተስፋ ክነብረኒ ዝገበረ ቡሩኽ ኣምላኽ ክበፅሓካ ናይ ፀሎተይ ባህጊ እዩ
@seeker795
@seeker795 3 года назад
@@keshimarkosdebas9872. መርሐባ አነ ንሐቂ ንኽውውነት ዝኾነ ሰብ ክጋገ ክእምፅ ክሕሱ ክብድል ወዘተ እንከሎ አይቅበሎን ሕጂውን ንሰብኣውነት
@yordawelde4889
@yordawelde4889 3 года назад
ኣቦይ ቐሺ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ነቶም ኣፍልጦና ትሑት ዝኾነ ስቅ ኢልና ንኹብኮብ ከም በጊዕ ዓቢ ትምርቲ እዩ። ብምቕጻል ነብስኻ ባዕልኻ እንተዘይ ኣኽቢርካያ ካልእ መጺኡ ክኽብረልኻ ኣይክእልን እዩ ስለዚ ንለብም ንለብም ኣሕዋተይ!!!!!
@rosewoldu6356
@rosewoldu6356 3 года назад
አሜን
@yohannesbisirat8912
@yohannesbisirat8912 3 года назад
Amen nay bhaki aeboy keshi
@dawitmaharezghi9617
@dawitmaharezghi9617 3 года назад
ሕማቅ ይኩን ጽቡቅ ታሪክ ክውጽእ ጥራይ ኢዩ ዘለዎ። ሹዑ ዝመጸ ይመጽእ
@kahsayghebrezadik2003
@kahsayghebrezadik2003 3 года назад
Bhski jigna memhr, knue tewahdo haimanot Amlak msaka ykun. Amen
@amirfitwi8558
@amirfitwi8558 3 года назад
Haseka keshe keleka kendzi halewlew nay haymanot deda🥰zeytsebk ktkeber
@simontsige7361
@simontsige7361 3 года назад
እዘን መጽሃፍ ናይ ፊደል መኮነን ብከመይ ክረክበን ይክእል በጅእኹም ተሓባበሩኒ።
@eri-media6862
@eri-media6862 3 года назад
ኣብ semayat.com ኣለካ።
@merci0961
@merci0961 3 года назад
እዚ ህዝቢ ትግርኛ ኤርትራ ብብዙሕ ነገር ደንዚዙ 'ዩ. ኣዋልድ ትግርኛ ንሳዋ ክወርዳን ወትሃደራዊ ኣገልግሎት ክህባ ክግደዳን እንከለዋ ንማንም ብሄር ወይ ኣመንቲ እስልምና ግና ኣይግደዳን 'የን. እቲ ህዝቢ ኤርትራ ከኣ ነዚ ጉዳይ 'ዚ ክዛረበሉ ኣይከኣለን. እቲ ዘሕዝን ግን ደቂ ኣንስትዮ ትግርኛ መጻወትን ስምዒት መርወይትን ብሄራት ኩሎም ኤርትራውያን ወትሃደራት ምዃነን 'ዩ.
@berhanetesfai1963
@berhanetesfai1963 3 года назад
ጽኑዕ ተባዕ መምህር ንማዕተቡ ብዘይ ነሓፍነት ካብ ጭብጢ ተበጊሱ ኣብ ሃይማነቱን ሃገራውነቱ ዝሞጎተ ፡ነቲ ብንሓፍነት ተሰጊሩ ዝነበረ ታሪኽ ሃይማኖት ኤርትራ ዘቃልዐ ዝተንተነ ተባዕ መ/ም ቀሺ ማሪቆስ ቀጽሎ ብሓቅነት ኣብ ጎንኻ ኣሎና
@yodittekelemariam9628
@yodittekelemariam9628 3 года назад
Aboy qeshey marqose edmen tena yhbekom amlke msakom ykone nhzbkom tetew zeblkom ntome zegageyo amlke lbona yhbome qale heiwete yesmana zhwey nay ❤❤❤🙏🙏🙏
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 3 года назад
i did not buy the ticket but can i have the car and the books please?????????
@alexanderteumzgi4543
@alexanderteumzgi4543 3 года назад
መጀመርታ አቦይ ቀሺ ማርቆስ ክብረት የሃበልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ብምቅጻል እዞም ሳሕል ዝወረዱ ኩሎም ሃይማኖቶም ተማሂሮም ከም ተጠመቁ ካልእ መንነትን እምነትን ኢዮም ሒዞም ናይ መናእሰያት መደብ ከአ ስሩዑልና እቲ ቀንዲ ብመንነት ዝብከል ዘሎ ንሱ እዩ ቅርጺ ከተትሕዙልና ንላቦ ።
@banjim499
@banjim499 3 года назад
WELCOME, I am proud of you. God bless all of us and our country Eritrea.
@yemanetsegay3437
@yemanetsegay3437 3 года назад
ኣቶ የማነ ተክለጊዮርጊስ ብድፍረትካን ድንቁርናካን ኣዝየ ሓዚነ። ብዛዕባ ታሪክ ብስሚዒት ካብ ትዛረብ፡ ብዙሕ ናይ ታሪክ መጽሓፍቲ ኣንብብ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 года назад
ምስኪናይ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብ ባዶ መደረን መብጽዓን ናይ ክደይ ዘይረብረበ። ካብ ጀብሃ ስጋብ ህግደፍ፡ ካብ ካርቱም ስጋብ መቐለን ኣዋሳን ክንደይ ዘይሰምዐ። ሎሚ ኸኣ ነቲ ኣብ ሃገራት ዓረብ፥ ኣብ የመን፣ ሊብያ፣ ዒራቕ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ቀለሙ ከይነቐጸ ዝፈሸለ፤ ኣብ ኤርትራ ከም "ሓድሽ ምህዞ" ክትግበር እዩ፡ ያኢ ይበሃል ኣሎ። ኣድጊ እንታይ እያ ዝበለት፥ ክንደይ ዓቐብ ዘይረኣና። ሓደ ሕበረተሰብ፡ ቋንቋታቱ ታሪኹ መንነቱ እንታይነቱ ፈንፊኑ፡ ሓድነት ክፈጥርን፡ እትረብሕ ሃገርን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። በዓል የመን፣ ሊብያ፣ ሶማልያ፣ ሱዳን ፣ ዒራቕ፣ ሶርያ ... ፡ እወ "ሃገራት" ይበሃላ ኔረን። ሎሚ ግና "ነበርያ" ኮይነን እየን። እዚአን ኩለን ወግዓዊ ቋንቋአን ዓረብኛ፡ ሃይማኖተን ውን ሙስሊም እየን። ግና ሃገር ክኾና ከቶ ኣይከኣላን።
@michaelbeyene9677
@michaelbeyene9677 3 года назад
የማነ ብጣዕሚ ተጋግዪ እዪ ።ብገዛእ ኣቦና
@solomondebas6595
@solomondebas6595 3 года назад
Ezgabher musakum ykun abona
@abrhaleyyemane3144
@abrhaleyyemane3144 3 года назад
ኣጆኩም ኣባ ቀሺ ቀጽልዎ
@hadishgebre60
@hadishgebre60 3 года назад
ሳሕል ዝረገጸ ፍጡር ኣራዊት ምካኑ ክዝንጋዕ ኣይግባእን። እቲ ቁሩብ ተስፋ ዝነበሮ ውልቀ ሰብ ኣቶ የማነ ተ/ገርግስ ኢዩ ነይሩ ግን ጋኔን ሳሕል ዝከተቦም ኩሎም ሓደ ኢዮም እምነት የብሎም ሃይማናት የብሎም ክብረት የብሎም ኩላቶም ኣብ ምዕናውን ባህልን ልምድን ሕብረተሰብ ምንም ፍልልይ የብሎምን። ብዝኮነ ንቅዱስ ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ኣብ እዋኑን ሰዓቱን እቲ ዝግባእ መልሲ ሂቦሞ ስለዝኾነ ብልቢ ነመስግኖም።
@hiruttsehaye4610
@hiruttsehaye4610 3 года назад
Amilak yibarkika.abokeshthankyou .
@akileabra4541
@akileabra4541 3 года назад
Keep and continue our father priest Marikose, we standing with you . God blessing 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@DirarGebrekidan
@DirarGebrekidan 3 года назад
ኣብ መንጎ ሓቅን ሓሳትን ዘሎ ፍልልይ ክንፈልጥ ከም ባዓል ኣቦና ቀዲ ማሪቆስ፡ ዕድመ የሃበልና፡ አቲ ልዑል ፈጣሪ። አዚ ናይ ሎሚ ብዛዕባ ምኡዩነት ነየማነ ተኽለገርግሽ፡ ናይ በይኑ ዘይኮነስ፡ ዳርጋ ናይ ኩልና፡ ተጋደልቲ ጀብሃን ህዝባዊ ግምባር አዩ ኔሩ አቲ ኣምሶልነት። ኣምላኽ አንተዝሕሉ ኔሩ ንምንታይ ናጽነትና ዘይበና፡ ኢልና ንኣምላኽ ነናአአስ ዝነበርና አቶም ክርስትያን ኢና አምበር አቶም ኣስላምስ፡ ናይ ሃይማነቶም ክብሪ ኔርዎምን ኣለዎምን አዩ። ብፍላይ ንኸም ባዓል ገበረ ኣርጋዊ፡ ኣብነ ኣረጋዊ ዘደብረዳሞ፡ ከነናአዶም ንውዕል ዝነበርናን፡ ዘለናን ባዕልና አቶም ክርስትያን ተጋደልቲ ዳኣ አምበር አቶም ምስሊም ኣይኮኑን። አቲ ናይ ሓሶት ሃገራውነትን፡ አቲ ኮምኒዝም ናይ ህዝባዊ ግምባርን ጀብሃን፡ አቲ ኣዝመሪና ኣታሓሳሳባን፡ መ ሃይማኖትናን፡ ምስ ባህልናን፡ ምስ ስድራናን፡ ምስ ሕጊ ኣንድባናን ኣባኢሱና አዩ። ኣምላኽ የለን አውን ንብል ኔርና ኢና። ናይ ኤርትራ ኣስላም፡ ፖሎቲካዊ መርገጺኦም ብዘየገድስ፡ መስጊዶም ሓንቲ አያ። ክንፍቶ ኢሎም ናይ ክርስትያን ክዳን ናይ ትግርኛ ክዳን አውን ኣይኽደኑን። ዘይንሶም ክመስሉ ኣይደልዩን። ንሕና አቶም ትግርኛ አንባሃል ናይ ኤርትራ ተጋዱ ግን፡ ንኦት ክንመስል ክንብል ዘይንገብሮ ነገር የለን። ራሽይዳ ክንመስል ንደሊ፡ ጥልያን ክንመስል ንደሊ። ኣምሓርህ ክንመስል ንደሊ። ተጋርጅ ከለና ተጋድህ ክንመስል ግን ኣይንድድልን። ስለዚ ጠፊአና ኢና ጸኒሕና ካብ ነብሰይ ጀምርካ። ቀሺ ማሪቆስ ደባስ ካኣ፡ ጥፊኢና ኢና ጸኒሕና፡ አሞ ናብ ልብና ንመለስ፡ ዳሓር ዋይዋይ ከይንብል አዮም ዝብሉና ዘለዉ። አዞም ከምኣብነት ቀሪቦም ዘለዉ ኣምሶልናት ተባሂሎም ዘለዉ ሰባት፡ ንሳቶም ጸርፊ ስለ ዝሓወሱ አንተዘይኮይኖም፡ አቲ ጉድይ ነንአሽጎይ ንኽልና ፡ምልከት አምበር፡ ንባዓል የማነ ጥርግ ዝምልከት ጉዳይ ኣይኮነን። ከምቲ ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ዝበልዎ፡ ካብ ሃይማኖትናን፡ ሕጊ አንዳባናን፡ ባህልናን፡ ናይ ሃገር ፖሎቲካ ስለ ዘቐደምና፡ ኣ ብ ክንደይ በተኽስያናት ተፋላሊና ኣለና ርዱአ አዩ። ንምንታይ ናብ ናይ ትግራይ በተኽስያን ኬድኩም፡ ንስኻትኩም ኤርትራውያን ኣይክልንኩም፡ ዝብሉ ክርስትያን ብዙሓት አሆም፡ ከማዓልካ አውን ይኸልኡኻ። ንሃገር ቀደም ሕቆኦም ሂቦማ መጽኮም ልዕሌና ታሓለቕትክ መሲሎም ዝቕስርቡ ምስሉያት ኣብቲ ክርስታያን አዩ ዘሎ። ኣብና ቀሺ ማሪቆስ ንምንታይ ንሃይማኖትናን መራሕቲ ሃይማኖትናን፡ ባዕልና ነናአአሶም ኣለና፡ ኩልና ዝብ ጌይጋ ኢና ጸኒሕና፡ ዳዊትን ንሕደግ ሱቕ፡ ኣቕሽሽትና ይግፈፉ ሱቕ፡ ጳጳስና ታኣሲሮም ሱቕ፡ ንመራሕትክ ሃይማኖትና ንገፎም ባዕልና፡ ነዋልድና፡ ጡበን አናሓለብና፡ ንሳሕልን ንሳዋን ንውርስደን ባዕልና አቶም ክርስትያን፡ አቶም ትግርኛ ኢና አዮም ዝብሉና ዘለዉ ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ። ጠፊአና ኣለናሞ መሊስና ከይንጠፍአ አዮም ፡ዝብሉ ዘለዉ። ብሓቂ ካኣ፡ ጥፊአና ኢና ዘለና። ናይ ቢሄራት ውድባት ኣለዋ። ናይ ምስልምና ውድባት ካኣ ኣለዋ፡ አየን። ኣነአውን ምሰአን ኣኼባ ተሳቲፈ አየ። ራቢጣ ኣል ኣስላምያ፡ ኣል ኢሪትርያ ናህ ኣጽላም ውድብ ድድይኮነን ? አቶም ክርስትያን ግን፡ ገሊኦም ኣንድነት፡ ገሊኦም ትግራይ ትግርኚ፡ ገሊኦም ኤርትራ ንኤርትራውይ ፡ ግርሊልም ሸራ ኢጣልያ። አጎም ኣጽላም ግን ፡ 85% ኣብ ሓደ ውድ። ራቢጣ ኣል ኣስላምያ ውድብ አዮም ኔሮም። ስለዚ አትክ ኣብልና ቀሺማፊቆስ ዝብልዎ ዘለዉ ብጭብጢ ዝተሰነየ ስለ ዝኽነ፡ ሓኣኢ ምኻኑ ኣምንካ፡ አንታይ አየ ዝገብር ጸኒሐ፡ ኢልካ ምስ ነብስኻ አኻ ክትራዳዳ ዘለካ። አቲ ሓቂ ካኣ ካብ ባዕል ቀሺ ማሪቆስ ኢና ክንረኽቦ ንኽል፡ አምበር ካብቶም ፈራሓትን ሙሱያትን፡ ሱሳዓትን፡ ሓደ ሓደ ፡መራሕቲ ሃይማኖትን፡ ፖሎቲከኛታግ ኢና ባሃዝልትን ክንረኽቦ ኣይንልን። ንሳቶም ብዛዕባ ነብሶም አምበር ብዛዕባ ካሊዝድገድጾም ይኮነን። ኣቦና ቀሺ ማሪቆስ ፡ ንኻሊአ ሃይማኖት ብዘይ ምትንካፍ ዋልታ ሃይምኖቶንምን፡ ዋልታ ህዝን ሃገር ኮይኖም ይሰርሑ ኣለስዉ። አቲ ብዛዕባ ሽኽ ኢብራሂም ስልጣ ዝተብህለ ካኣ ትኽክል አሁ፡ ሓሶት ዝብል አንተዩ ካዝ መጽሓፍ አዩ ከንብብ ኣለዎዎ፡ ካብ ንቕዲ ማሪቆስ ፡ ሓስይጅ አይጅ ኢልካ ምዝላፍ፡ ሓቂ ሒዝካ ምሙጋት አዩ።
@Fekarkun
@Fekarkun 3 года назад
Amen edmem yhabka boy keshi Marockos
@teametekie1481
@teametekie1481 3 года назад
Good point abona
@Redseaboy91
@Redseaboy91 3 года назад
ኣቦና ነቲ ትገብርዎ ትምህርቲ ብዛአባ ታሪኽናን ሃይማኖትናን ኣዚና ነመስግን. ኣምላኽ ይባርኩም . ናይ ሻዕብያ ነገር ከም ሺንፍላ ሓጺብካ ኣይ ጸሪን አዩ.
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 3 года назад
WHAT IS yEMANE TEKLEGERGISH RELIGION????
@ብሪብፍቅሪተጋሩሕብንቲ
ሓቀኛ ኣቦና👌
@natsenat6087
@natsenat6087 3 года назад
አቦይ ቀሺ አቦ ሐቂ ደው በሉልና እንተ እቲ የማነ አምሰሉ ብጣዕሚ ይሐዝን ስዲ ስርዓት ዝጎዶሎ ካብኡ ዘይትጽበዩ ዘረባ ብምስማዕና ንሐዝን🙏🏽
@TheAbdugadir
@TheAbdugadir 3 года назад
ጽልኢ ኣሞንጎ እስልምናን ክርስትናን ሓዊ ተኣጎድ ኣላኻ ኣምንታይ ክትበጽሕ ደሊኻ እኻ እስኻ ብሓቂ ሩኹስ ሓንጎል ኣለካ ።
@ኤርትራዊየበቃ
@ኤርትራዊየበቃ 3 года назад
ኩቡር ሓው ንጌጋ ጌጋ ምባል እንታይ ዘባእስ ኣለዎ
@jossiboy5464
@jossiboy5464 3 года назад
አልግስ ነጅስ ሓዊ አይትእጎድ ትብል ዳኣ ናይቶም ረሳሓት አቦታትካ እዩ ታሪኽ ዝነግራካ ዘሎ ።ስቅ ኢልኩም ወርዘይዘይ አይትበሉ ሎሚ ንአቦታትና መራሕቲ ሃይማኖት እንድተጸርፉ ስቅ ምባል የለን ።እቲ ዝበልካዮ ሓዊ ሓዊ አይኮነም ረመጽ ዘይከውን ክብረት ዘይፈትወልኩም ናፈቅቲ ዓረብ
Далее
КОГДА НАКРОШИЛ НА ПОЛ #shorts
00:19
НЮША УСПОКОИЛА КОТЯТ#cat
00:43
Просмотров 448 тыс.
Living life on the edge 😳 #wrc
00:17
Просмотров 6 млн
КОГДА НАКРОШИЛ НА ПОЛ #shorts
00:19