ናይ ሎሚ ዛዕባና ሚድያ ከም መዘርግሒ ሓበሬታ፡ ኣብ ምፍጣር ንጽረትን ኣብ ምምእዛን ቃልስን ተራኡ እንታይ ይመስል? ማሕበራዊ፣ ፖለቲካውን ቁጠባውን ለውጢ ኣብ ምርግጋጽ ከ? ዝብል ክኸውን እዩ።
ኣጋይሽና፡
ደጀን ከሰተ
ተመስገን ተወልደ
ሰናይ ኣስገዶም እዮም።
#eritrea #eritrean #bluerevolution #ፖለቲካ #ኤርትራ #politics #tigray #MerhoMedia
#Merho #YonasAshebr #habesha #eritrean #merho #eritreanmusic #eritreanews #eritreanmusic #eritreanmovie #habeshatiktok #habeshaculture
7 окт 2024