Тёмный

ማዕተበይ - ሓድሽ ሃገረሰባዊ ትግርኛ ፊልም - New Tigrigna Movie 

ላዛ ሪከርድስ Laza Records
Подписаться 158 тыс.
Просмотров 218 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,3 тыс.   
@mahderbrhane9117
@mahderbrhane9117 2 года назад
መን እዩ ከመይ እንዳነበዐ ዝራአያ ላይክ ግበሩለይ እስከ❤😪
@ሳምሪባዓልቲተስፋ
@ሳምሪባዓልቲተስፋ 2 года назад
ከም ቆላዕ እበር ኝርርርር ኢለ
@emnet93
@emnet93 2 года назад
ወላ አነ 😥😥
@tugu5097
@tugu5097 2 года назад
አነ
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 2 года назад
😢😢❤☝🙏
@yohannesabraha5711
@yohannesabraha5711 2 года назад
ኣነ ደኣ ወረ ርእሰይ ሒዘ እየ ኣእውየ ቀልጢፈ እየ ሪኤያ ሎሚ ድማ ይሪኣ ኣለኩ ግን ተጋሩ ሰኒፍና ኣብ ካልእ ንርኢ ንተጋሩ ግን ኣይንሪኦም ኣይነተባብዓዮምን ዘለና የሕዝን
@abebachanal1036
@abebachanal1036 2 года назад
ውውውው ብጣዕሚ ዓባይ ትምህርቲ እያ ዘለታ ቀፅልሉ ኣጆኩን ኣብ ደገ ዘለና ተጋሩ ድማ ብምርኣይ ዝበራታትዕ ሓስብ እናሃብና ነበረታትዓዮም ናይ ባዕልና ሚድያ ነዕቢ
@ጓልወየንቲትግራይትግራይ
ቀፅለላ ድቂ ሃገር ትግራይ ጥዕም ፊልም እዬ ባህልና ማነነት ተጋሩ 💊💊💊❤❤
@ግርማዊትዘተዋህዶ
@ግርማዊትዘተዋህዶ 2 года назад
ኦ ጎይታ ከምቲ ንሃዋርያት ሰላም ንዓኻቱም ይኹን ዝበልካዮም ነቲ ኣብ ፀበባን ጥምየትን ፃምእን ዘሎ ህዝብና ትግራይ እውን ሰላም ንዓኹም ይኹን በለና😭😭😭😭 ኣሜን(3)🙏🙏🙏💐🍃🌺
@ፀዋርኩንልበይ-ቘ4ተ
@ፀዋርኩንልበይ-ቘ4ተ 2 года назад
አሜን አሜን አሜን🙏😥
@emnet93
@emnet93 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መዓረይ 🤲😥
@shaweetshoosho155
@shaweetshoosho155 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@mehariabraha5776
@mehariabraha5776 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@BerihaTewelde
@BerihaTewelde 3 месяца назад
Amen Amen Amen😢😢😢
@Geni2424
@Geni2424 2 года назад
አቱም ሰባት በረካታት ዓድና እንከይተረፈ ናፋቅናዮ ሐዝስ ኣይ ትግራይ ዓደይ አባይኪ ይንባዕ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 2 года назад
ብሓቂ♥ ዳሓን እስኪ ክሓልፍ እዩ
@Brhaney-Tigray
@Brhaney-Tigray 2 года назад
ናይ ዓድኻ ታይ ዘይናፍቅ ሎምስ ሓቅቅና ብናፍቆትን ጭንቀትን ማዓረይ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 года назад
ኣጆና ተጋሩዋይ ክወግሕ እዩ💖😥
@فانا-ف2خ
@فانا-ف2خ 2 года назад
ብጣዕሚይ እንበር እንታይ እሞ🥺😭😭
@dassshdfg698
@dassshdfg698 2 года назад
ብጣዕሚ እበር ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 😭🥰🙏
@ሜሪሓፍቲፅጌፍቅር
@ሜሪሓፍቲፅጌፍቅር 2 года назад
ደቂ ትግራይዋይ ሓቦን ተስፋን ስንቆም ፍቅሪ ድራሮም እመብርሃን ምሳኩም ትኩን ቀፅልሉ 😘😘😘😘😘😘😘
@ASeTube-b4o
@ASeTube-b4o 2 года назад
ንኣምን ኣብ፣ወልድ፣መንፍስ ቅዱስ ፣ ሓደ እግዚአብሔር ኢልና፣ ናይ ኣብርሃም ሥላሴ ረድኤት በረከት ምስ ኩላትና ይኩን ቡሩክ ሰንበት ይግበረልና ንዓድናን ህዝብናን ሰላም የውርደልና ብሰላም ናብታ ቅድስት ትግራይና ይኣካክበና ምስቶም ንፍትዎም ወለድና ኣሜን፣ 💛❤ ቀፅሉሉ ትግራዋይ ባህልና እምነትናን አረ ናፍቆት መኣዝዩ ሰላም ኮይኑ ንሰምዕንዶ 😢😭😢
@merigalhagereseb21
@merigalhagereseb21 2 года назад
አሜን አሜን አሜን😘😘
@muggjj5531
@muggjj5531 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብረተይ
@selamselemun4024
@selamselemun4024 2 года назад
Amen
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ 2 года назад
አሜን አሜን አሜን
@ajibajib7989
@ajibajib7989 2 года назад
ኣሜን(3)
@liligaltigray2089
@liligaltigray2089 2 года назад
ክብርን ምስጋናን ንቶም ምንም ጉርዲ ዘይለግቦም ተጋደልትና እቶም ነህዝብና ዝበደሉ ኣምላክ ይፍረዶም ኣታ ኣምላከይ ናፍቆት ሓዩሉና ኣነስ ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲኤያ ደጋጊመ እውን ሪኤያ ቡዙሕ ነገር ጎዲኦምዎ ህዝብና ኣሕ 😥😭😭😢😢😢😢 ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ኣምላክ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ፅብቅቲ ፊልሚ እያ ብዝኮነ ብሰላም የራክበና ቃላት የብለይን ናዓኩም ዝከውን 💊💛❤️🙏
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
እንኳዕ ብስላም መፃኹም ጀጋኑ አጆና ኩሉ ካልሓፍ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ሀገርና ትግራይ ስላም ይግበረልና 💛❤😍🙏
@rgbe----tigraweyti-
@rgbe----tigraweyti- 2 года назад
ኣሜን🙏ምቅርተይ
@sarahsaeah3196
@sarahsaeah3196 2 года назад
እሜን 🙏🙏🙏
@gidkidane3998
@gidkidane3998 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@emebtu9206
@emebtu9206 2 года назад
Amen amen amen 🙏🙏🙏
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 2 года назад
እሰይ ተጋርዋኒ ጡዑማት ላዛ ደስ ክትብሉ ሰላምኩም ይብዛሕ💖💖💖😍😍😍😍
@ሰላምኣክስማዊት
@ሰላምኣክስማዊት 2 года назад
ጀጋኑ ኣሕዋተይ ማዓረይ ደስ ዝብል ስራሕ ቀፅሉሉ ብንባዓት ጀሚረ ብንባዓት ዛዝመያ 😢ዓድና ትግራይ ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ 🙏
@goflamedia80
@goflamedia80 2 года назад
እቲ ኣጠቃቅማ ቃላትኩም ስነስርዓቱ ዝሓለወ ባህላዊ ትሕዝትኡ ዘማልአ ፅፉፍ ቋንቋና እዩ ቀፅሉሉ እንቋዕ ከዓ ብሰላም መፃኹም ኣጆና ክሓልፍ እዩ ኩሉ
@ፅዮነይትግራይዓደይሓልውለ
ተጋሩዋይ በቃ ብምንታይ እየሞ ክገልፀኩም ብርዕኩም ይሰስን መከራ የርሕቀልና ሰላም ራህዋ የውርደልና💛❤💛
@letuskedan3725
@letuskedan3725 2 года назад
ተከታታሊት እንተኮይኑ ይበል ኣምላክ መዉግሒ ይፍጠረልና❤️💛❤️💛
@ተስፉ-ደ4ኘ
@ተስፉ-ደ4ኘ 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዘብል ጅማሮ እዩ ኣብ ዕፅዋን ክባን ኮይንኩም ምዙ ኩሉ ሽግር ክትሰርሑ ምክኣልኩ ኣሕዋትና :: ኣብ ቀፃልግን እቶም ፁቡቃት ናይ ባህላዊ ኣልባሳት ትግራይ ኣቁሑ ቆላሕታ ጌርኩም ኣፍልጡዋም :: ብዝተረፈ ጀጋኑ ቀፅልዋ :: ዓበይቲ ኔርና ዓበይቲ ድማ ክንከውን ኢና !❤️💛
@slamslam766
@slamslam766 2 года назад
ባህላዊ ክዳን ካበይክመፅእ ኤርትራ ወሲደምዎ
@meradedeart9949
@meradedeart9949 2 года назад
እወ ከምዚ ጌርኩም ደኣ ኩሉ ዝተገብረ ዘበለ ግፍዒ ካብዚ ብዝበለጸ ጌርኩም ሰንድዎ ዝመጽእ ወለዶ እንዳተማህረሉ ክነብር ኣለዎ። ክፋል ግበሩላ። ትስንድሉ ግዜ ሕጂ እየ። ጽቡቅ ስራሕ ፈታዊኹም ኤሪ
@binybiny962
@binybiny962 2 года назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ባህላዊ ስራሕቲ ቁፅልሉ ትግራይ ትስዕር
@ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
ሓይሊ ኩሉ ናይ እግዚአብሔር እዩ እግዚአብሔር ንፎታይኡ ዝተአመነ እዩ ትግራይ ዓደይ ሰናይ ዘመንኪ ይመልሰልኪ 🙏❤
@selamfkri4960
@selamfkri4960 2 года назад
ይአኽለኩም እሉ ሰናይ ግዜ ያምፀአልና ደቂ ሃገርይ ማዓረይ
@zenebugebrekidan
@zenebugebrekidan 2 года назад
ፀሊም ታሪክ አራዊት ሰራዊት ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምዚ ገይርኩም ስርሑልና ንደቂ ደቅና ምእንቲ ካብዚ ተማሂሮም ፀላኢኦም ፈሊጦም ከይተዘናግዑ ክነብሩ ሃገረ ትግራይ ትዕወት💛💖💊 #TigrayGenocide
@roozroozy6793
@roozroozy6793 2 года назад
ኣሕሕሕሕ ህዝበይ ዝረኽብኻዮ መከራ 😭😭😭😭😭ኣጀኹም ናይ ህዝብና መከራ ብድንቢ ንዓለም ይብፀሐዮ ዓለም ካሕዳም እያ ጅግነነት ትግራዋይ
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 2 года назад
ፁቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ደቂ ሃገረ ትግራይ 💔💔💔💞💞💞💞 የብኪ ደስ ይብል ሰቡ ዘይ ከነስ ሓመዱ ሩቡኡ ገደሉ ኩሉ ኢዩ ናፊቁና ዘሎ አምላክ ሰላምና መልሰልና አሜን አጀና ኩሉከሓልፍ ኢዩ
@መሲሙሴላምሳኤል
@መሲሙሴላምሳኤል 2 года назад
ዋውውውውው ሞራል ንሃቦም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ
@bfjtjfggh2583
@bfjtjfggh2583 2 года назад
ዋውውውውው💛❤💛❤💛❤💛💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@مبرهتوقرسي
@مبرهتوقرسي 2 года назад
ቀፅልሉ ኣዚያ መሳጢትን ሰሓቢትን እያ እሞ ኣብ ሂወትኩም ጥዒና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ንምነየልኩም ደቂ ሃገረ ትግራይ ትግራይ ትዕወት
@abigaltigray7411
@abigaltigray7411 2 года назад
እንኳዓ ብሰላም መፃአኹም ክፅበየ ቀኒየ❤💛ትግራይ ትስዕር ብደቃ🐅💪ናፍቆት ዓድና ሞትና ሎሙስ🥺
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF 2 года назад
ኣሰይ ደስ ዝብል ባህላዊ ፊልም ተጋሩዋይ ባህልናን መንነትናን ንክዕንብብ ናይ ባዕልትና ፍልምታትን መደባትን ነተባብዕ ክንደይ ማዓልቲ ናይማትና ፊልምን መደባትን እንዳራኣና ባህልና ሸለል ክንብል ንማሃር ተጋሩዋይ
@helulve1698
@helulve1698 2 года назад
ጀጋኑና ቀፅሉሉ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን ተጋርዋኒ 💛❤️💪♥️♥️🥺🥺
@ጋልኣፅቢሓላልትግራይዓደይ
ትግራይ ዓደይ ዘይእድኪ ረክብኪ ❤❤❤❤❤ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 😢😢😢😢😢😢❤❤❤ እስይይይይ ፁሩያተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@ሜሪኣክስማዊት
@ሜሪኣክስማዊት 2 года назад
ኣታ ፈጣሪ ኣለም ብሰላም ዓደይ ምለሰኒ
@Genet1923
@Genet1923 2 года назад
ኩሉ ሓሊፉ ሃገርና ሰላም ኮይኑ ምስ ስድራናን ቤተሰብናን ህዝብናን እንራኸበሉ ግዜ እግዚአብሔር ኣምላክ የምፅአልና🙏 ተጋሩዋኒ መን ከማኹም ፀላኢኹም ዓይኑ ይፍሰስ ደቂ ሃገረይ ማዓረይ ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ቀፁሉሉ😍
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs Год назад
አሜን አሜን አሜን ክብረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mediwukro6662
@mediwukro6662 2 года назад
ተጋሩዋይ ጥዑም ላዝኦም 💝እንካዕ ብሰላም መጻእኹም ቀጽልሉ ምቅራተይ 😍
@ዮዳሄዩቱብ
@ዮዳሄዩቱብ 2 года назад
ፅቡቁ ስራሕ እዩ የቀንየልና ኣጀኪ ትግራይ እዚ እውን ክሓልፍ እዩ ታሪክና ብከምዚ ይሰነድ ትብሉ Like ♥️♥️💊💊
@selamawit4081
@selamawit4081 2 года назад
ተጋሩዋም ፍትው እየ ዘብለኩም💛💖💋🙏💐💛
@malatkalayu8501
@malatkalayu8501 2 года назад
አየ ዓድና ጥዕሙ ንፉስ ኣይይይ በረኻ ዓድና ኮ ናፉቅነ ትግራይ ዓደይ ሰላምኺ ይመልሰና ቀፅሉ ተጋሩዋይይ ማዓረይ 😥❤❤❤💛💛💛🍃🌾🍃🌾🍃🌾🍃🌾🌺🌺🌺🌹🌹🌹🕊
@ሰላምኣክስማዊት
@ሰላምኣክስማዊት 2 года назад
ትዝታ ዘለኩም ደቂ ገጠር ኣለኩም ዶ 😢❤️
@musemamilove4519
@musemamilove4519 2 года назад
ኣነ አለኹ ገጠር ዝዓበኹ 😢😢😢
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 2 года назад
ኣለና ጓል ነዋይ ናፍቆት ክንሞት ደሊና😥
@ሰላምኣክስማዊት
@ሰላምኣክስማዊት 2 года назад
@@azakmashoiiir3413 ኣጆና ሓፍተይ ማዓረይ 😢ክወግሕ እዩ ብሓይሊ ፈጣሪ ብጀጋኑና 🥰❤️
@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ
@ፍቅሪጥዑም-ቸ3ቐ 2 года назад
ኣለና💔💋
@kahsayemane335
@kahsayemane335 2 года назад
ፅቡቕ ስራሕ ዞም ኣሕዋተይ❤ በረኻ ዓድና ሃገረሰባዊ መነባብሮና ናፊቕናዮ ስለ ለርአኹምና የቐንየልና ናፍቕን ሓጎስን ተሰሚዑና ፈጣሪ ሰላምና ይመልሰልና ዓወት ንህዝብና ውድቀት ንፀላእትና
@samerasamera5140
@samerasamera5140 2 года назад
ቅፅለሎሎሎሎሎ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@سالمالدوسري-غ9ق
@سالمالدوسري-غ9ق 2 года назад
ዋው ደቂ ትግራይ ማዓረይ ከሙኡ ገይርኩም ሰንድዎ ብጣዕሚ ፁፉፍ ስራሕ እዩ ቀፅልሉ ኣሕዋተይ ማዓረይ ትግራይ ዓደይ ክብረተይ ናተይ
@seaseas5572
@seaseas5572 2 года назад
ዋውውውውው ናይ ባሓቂ ደስ ዝብሊ እዩ ደቅ ሃገረ ትግራይ ኣጆኹም ቀፅሉዎ ናይ ሕጀ ዘሎ ኣብ ትግራይ እያ ትገለጺ👌💊💊💊💊💊💊💊💊💘💘💘💘💘
@ስላምጋልትግራይ
@ስላምጋልትግራይ 2 года назад
ዓሕሕሕ ህዝበይ ዓደይ 😭💔😭እግዚአብሔር አምላክ የውገሐልና ስላምኪ ይመልሰልኪ ትግራይ ዓደይ💛❤️ 🤲
@cff2176
@cff2176 2 года назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝቡል ጅማሮ🙏እንዃዕ ደሓና መፃኡኩም ቀፁሉሉ💊🙏ሰላም ንዚ ምንም ጉሪዲ ዘይወፆ ህዝበይ✊✊✊💊💊🙏🙏🙏
@azakmashoiiir3413
@azakmashoiiir3413 2 года назад
ኣቱም ሰባት ትበረካታት ዓድና ውን እዩ ናፊቁና😭😭😭😭😭😭😭ዓደይ ትንሳኤኪ የሪኤና ደቅኪ ብስደት ኮይና ናፊቅና
@ddsd2475
@ddsd2475 2 года назад
እንዃዕ ብዳሓን መፃኩም ደቅ ትግሪይ💛💛💛💛❤❤❤💪💪💪💪💪💊🏖💊
@salmasalm8448
@salmasalm8448 2 года назад
ገጠር ተወልድካ ምዕባይ ግን ቡዙሕ ትዝታ አለዎ ብሓቅ ሓደራ ከይተቆራፅዋ ሓላላተይ
@Mjoy_jj
@Mjoy_jj 2 года назад
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ደቒ ዓደይ እዚ ፀሊም ታሪኽ ንዉልድ ወለዶ ክስነድ ኣለዎ። እዚ ካብ ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ካባሕሪ ብጭልፋ እኳ ተኮነ ይበል ዘብል እዩ'ሞ ኣጆኹም ኣብ ጎንኹም ኣለና❤💛❤💛❤💛❤💛ትግራይ ትስዕር!!!💪💪💪
@tigraychannel
@tigraychannel 2 года назад
ናይ ብሓቒ ጀጋኑ ኢኹም ከምዚ ዝበለ ድራማ ኣብ ትግራይ ምርኣየ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ! Love you much guys especially director and writer ♥️ 👌
@salojj2828
@salojj2828 2 года назад
ደስስ ዝብል ባህልና ጥዑም ሃገረሰብ ምቁር ቀፅልሉ ፅሩያት ፍጥረት ኣነስ ክፈትወኩም ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይሰውርኩም. እግዝኣብሄር ኣምላክ ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና. ኣሜን ኣሜን
@Sara-en3gb
@Sara-en3gb 2 года назад
ተጋሩዋኒ ሰላምና መልሰልና ፈጣሪ ኣቦይ🥺🥺
@zewdugaliemebrhan7661
@zewdugaliemebrhan7661 2 года назад
ዓደይ ሰላምኺ ኮ ፋቅዑና ብማዕዶ ሞይትና💔 መድኃኔዓለም ምሕረትኻ ሰደደልና
@ኤልዱየይዓለመይ
@ኤልዱየይዓለመይ 2 года назад
ባህልና ጥዕም ተጋሩዋይ ቀፅሉሉ😍😍😍😍
@danitgraweyti5465
@danitgraweyti5465 2 года назад
ደስ ዝብል ሃገረሰባዊ ፊልሚ ቀፅልሉ ደቂ ዓደይ ጀጋኑ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ዓድና ሰላም ይግበረልና 👏❤
@brtuqanmehari6686
@brtuqanmehari6686 2 года назад
ኣሰይ ደቂ ዓደይ ማዓረይ ሰላም ይዉረደሊና ንዓደና ንቲሙ ጉሪዲ ዘይልብሱሙ ጀጋኑና እሕዋቲና እወን ዓወትን ሰላምን ይሚነይሎም
@kuflomangsom3880
@kuflomangsom3880 2 года назад
መግለፂ የብለይን ደቂ ዓደይ ካብዝ ኩሉ ዓመታት ትግርኛ ተቀብሩ ዝነበረ ሕጂ ጎሊሁ ይወፅእ ኣሎ ተመስገን ኣምላክ ቋንቋና ኣብ ከምዝ ምብጹሑ ቀፂሉሉ ሰላም ምስ ኮነ ደገፍ ክንገብረልኩምና ኣጆና ትግራይ ትስዕር
@fgffgbyd1378
@fgffgbyd1378 2 года назад
እፍፍፍፍፍፍ ኣይ ትግራይ ዘግነክዮ ኣምላክ ሰላም የውርደልና ንሃገርና 💊💊💊💊💊💊
@tblesasefa845
@tblesasefa845 2 года назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅሉ ሙሉእ ሰላም ይግበረልኪ ዓዳይ ናፍቆት እኮ ሞይትና
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 2 года назад
ብጣዕሚ እዬ ናይ ዘሖዝ ግን ከሐልፍ አዬ ኩሉ ትግራይ ትስዕር 💪💪💪❤️❤️❤️🙏🙏🙏የቅንየልና ፁቡቅ ስራሕ
@mera243
@mera243 2 года назад
ዓደይ መሊሶምኒ ተጋሩ ጀጋኑ ልክዕ ምስ ማሕበራዊ መነባብሮኦም ዝተኣሳሰር ንህሉው ኩነታት ዝገልጽ ጥበብ ቀጽልዎ ሓውኹም ወዲ ስመጃና ሰንዓፈ።
@edenhagosaxsumawit1110
@edenhagosaxsumawit1110 2 года назад
❤❤
@ጓልትግራይጓልትግራይ-ጀ5ጘ
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ሃገረይ ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ፅብቅትን ካብድካ ትበልዕ ሰራሕ እያ ትግራይ መሊኡ ሰላም ይግበረልና 🥰🥰💊💊💊💓💓💓💓💓
@flovet1999
@flovet1999 2 года назад
ኣሰይ ተጋሩዋኒ መዓረይ❤️💛 ኡፍፍፍ ኣታ መድሓኒኣለም ኣቦይ ሰላም ዶ ምለሰልናይ🙏
@محمدمحمد-س1ف3ه
@محمدمحمد-س1ف3ه 2 года назад
ደቂ ህዝቢ ጽቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ዓደይን ህዝበይን ፈጣሪ ሰላሙ ይመልሰልካ ለዋህ ህዝቢ❤❤💊❤🙏
@ብዕድላጓልትግራይ
@ብዕድላጓልትግራይ 2 года назад
ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ካብ ናማትና ሃነን ምባል ንማሓር
@saraalain3621
@saraalain3621 2 года назад
እንኳዕ በሰላም መፃኹም ፅብቅ ሰራሕ ግን ንብዓተይ ምቅፅፃር እሰካብ ዛኣቢኒ ኣንብዕክምኒ ድሕር ፀላም ብርሃን ኣሎ ትግራይ ትስዕር ሰላምና ራህዋ ንውፅዕህዝብይ ❤💛💊🙏❤❤
@goodplaza7210
@goodplaza7210 2 года назад
ጀጋኑና ኣሕዋትና ፅብቅ ስራሕ ቀፅለላ ደቂ ትግራይ ጥዕም ፊልሚ አዩ ባህልና ተጋሩና እንኮዕ ናትና ኮንኩም
@meriytgraweyti4577
@meriytgraweyti4577 2 года назад
ብጣዕሚ ደሰ ዝብል ስራሕ ተጋሩ አሕዋተይ ነተባብዐየም ንሳተም እካ ደኪሞም እናሰርሕወስ ❤️❤️❤️🤩🤩🤩🤩❤❤
@berekechtadese2084
@berekechtadese2084 2 года назад
እንዃዕ ዳሓን መፃኹም ክን ፍቑራተይ ጀግና ዳቂ ጀጋኑ አጀና ኩሉ ክሓልፍ እየ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ክን ቀፅለላ ደቂ ሃገር ትግራይ
@ሓጉሽጋልትግራይ
@ሓጉሽጋልትግራይ 2 года назад
ተጋሩዋኒ ውይ ከመይ ድዩም ሰላም ህዝብና ተዘሪጉ ዳሓን ኣጆና ፅቡቅቲ ስራሕ
@ኣምላኸይመዲሕንህይወተይ
ኣጀኩም ተጋሩዋይ ቃፅልሉ ንሓሪን ንፅናዕ ኣጆና ኩሉ ክሓልፍ እዩ ✊✊💛❤️ #𝙩𝙞𝙜𝙧𝙖𝙮-𝙩𝙞𝙚𝙬𝙚𝙩𝙩💛❤️✊🥰
@azarya6881
@azarya6881 2 года назад
ፁቡቅ ስራሕ እዩ ጀጋኑና።ኩሉ ክሓልፍ እዩ ግን ከይርሳዕ ሓደራ ብኽምዚ መልክዕ ይሰይነድ ዓወት ነቲ እብ ፀልማት ዘሎ ህዝብና 💪💪💪
@netsanet6090
@netsanet6090 2 года назад
ተስፋ ይገብር..ትግራይ ካብ ብሐዚ ንፉዓት ተዋሳእቲ ዝወጽኡላ ዘለዉ ይመስል። በርትዑልና ብጣዕሚ እይኹም ብሉጻት!
@ሰሉጓልብርየ
@ሰሉጓልብርየ 2 года назад
ንዝክረ እንታይ አሞ ክንገበረ ዓደይ ማዓርይ ናፍቆተይይይ ሰላምኪ ይመለስ 😓😓😓😓😪
@tdf3745
@tdf3745 2 года назад
ብጣዕሚ ፁቡቅ ስራሕ ቀፅልዎ ደቂ ሓላል መሬት
@mida3740
@mida3740 2 года назад
እህህህህህ እዋይ ህዝበይ ረኪብካዮ ዝኔካ ግፍዒ😭😭😭😭 ይበል ቀፅልሉ ደቂዓደይ ይሰነድ
@jge7tye640
@jge7tye640 2 года назад
ዓደይ ባዓልቲ ብዙሕ ታሪኽ ሰላምኪ ይብዛሕ ብፈጣሪ ዓደይይ ናፍቖተይይ💔❤❤❤❤😘😘😘😘😘💊💊💊💊💊
@ሕልናቲዩብ
@ሕልናቲዩብ 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩ ዋን ሰላምኹም ብዝሕ ይበለለይ ዓደይ ምዓረይ ነፍቀክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💟💟💟💟💟💟💟💟💞💞💞💞💞💞💞
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 2 года назад
እንካዕ ብስላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤
@efsf9587
@efsf9587 2 года назад
ገዛና ኣዘኪሪኩሙና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ
@ዘ_ተዋህዶ-ዸ1ለ 2 года назад
አመና ናፍቆት ሃገረይ መረበተይ ብንብዓት እየ ሰንየያ😭
@ጓልትግራይጓልትግራይ
ማኩዋይ ነቢዕኪ ኣንቢዕክኒ ጓል ኣኮይ ማዓረይፁቡቅስራሕ ቀፅሉሉ
@ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ
@ሰላምተሰፋይ-ኸ3ጸ 2 года назад
ኣሰይይይይ ጀጋኑና ብጣዐሜየ ዝፈትወኩም ደቂ,ዓባይ ትግራይይይ,ቀፅሉሉ😍😘😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@selamawit9069
@selamawit9069 2 года назад
እንካዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ፅብቅ ስራሕ ሰላም ንትግራይና😢💔💛❤🧡
@سبحانالله-ر6د
@سبحانالله-ر6د 2 года назад
ቀፅላለ ድቂ ሃገር ትግራይ ሰላም ናህዝብ ትግራይ 💔💔🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪
@ፍሳሃፅዮንትግራይ
@ፍሳሃፅዮንትግራይ 2 года назад
ብጣዕሚ ደስሃሊ ተጋሩዋ ቀፅሉሉ 👈👌
@samuelnegash4763
@samuelnegash4763 2 года назад
ብጣዕሚ መሃሪትን ታሪካዊትን ዝኮነት ድራማ እያ ቀፅሉሉ ደቂ ትግራይ ማዓረይ
@alsatigraweti6688
@alsatigraweti6688 2 года назад
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ💛❤💛ጥዕም ባህልና ኣምላክ ንዓድና ሰላም የዉርድና🙏ቀፁልሉ❤
@sarasando3904
@sarasando3904 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ዓድና ሰላምን ቅሳነትን የውርደሉ ምስ ንፍትዎም ስድራናን እሕዋትናን ብሰላም የራክበና ተጋሩዋይ
@hawltbayru3830
@hawltbayru3830 2 года назад
እንኳዕ ዳሕን መፃእኩም ደቅ ትግራይ
@sarahsaeah3196
@sarahsaeah3196 2 года назад
እንኳዕ ብሰለም መፃኹም ጀጋኑ ደስባህልቲ💊💊💊💊✊✊🙏🙏🙏
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ 2 года назад
ዋው ሓሪፍ ሰራሕ ደቂ ሪመይ ኣጀኩም❤️💛💊💛❤️💛❤️💊✊✊✊
@መሲመሲ-ረ5መ
@መሲመሲ-ረ5መ 2 года назад
አሕሕሕ ህዝበይ ዝረኸብኻዮ 😭😭😭😭 ደቂ ሓላል መሬት አጀኹም ቀፅልሉ ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ
@ራየታይሃረር
@ራየታይሃረር 2 года назад
ደቅ ሓላል መሬት ትግራይ ዓደይ ሰላምክ ይመለስ 💛💛💛❤️❤️❤️💊💊💊💊💊💊🌿🌽☘️🌾🌹🌹
@ስራNegas
@ስራNegas 2 года назад
ብጣዕሚ ጽብቅ ስራሕ ትግራይ ትስዕር ኣጆኹም ❤️❤️❤️🔥🔥🔥😘😘😘
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ 2 года назад
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ ❤️❤️❤️💛💛🌹🌹😘😘
@qetrtot7231
@qetrtot7231 2 года назад
ወዲ ማሓሪ ጅግና ድምፅካ አይትሓባኣ 💘💘
@yordanosequar2938
@yordanosequar2938 2 года назад
እቲ ባህልና ክንደይ ይጥዕም ደቂ ሓላል መሬት 💖💖💝🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
@ማህሌነኝይትግራይልጅያውም
እቶም ውረሪቲይ ዝግብሩዎ ግፍዒይ ክይርሳዕ ክይዲግም ሓድራኩም ብድቢይ ደጋጊምኩም ስርሑዎ ኣብ ጉኑኩም ኣለና ብጣዒምይ ቆንጆ ስራሕዩ ኣዞኩም
@senaytgebretsadkan214
@senaytgebretsadkan214 2 года назад
ሃጎፋይ ደስክብል ኩላቱኩም ፁቡቅ ስራሕ ቀፅሉሉ ሰላምኪ ይመለስ ዓደይ 😍❤💛
@yeabseraberhanu3266
@yeabseraberhanu3266 2 года назад
ፅቡቅ ቀፅልሉ
@ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ
@ኣቢጋልትግራይ-ሐ1ደ 2 года назад
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ቀጽልሉ 💪💊♥️ እዚ ኩሉ ግፍዒ ከይርሳዕ 🥲
@dnilove6637
@dnilove6637 2 года назад
ዌልካም ደቀ ትግራይ መእረይ እንኳአ በሰላም መፅክም 🇻🇳🌹🌹❤❤❤❤💛💛💛
@user-hiwen
@user-hiwen 2 года назад
ቅፀሉሉ እሓዋትይ መዓርይ ገነ ብጥዕሚ አናፈቁኹሙና ትግራይ ዓድይ አይክንይ ሰብኪ መሬይትኪ አዉነ ትናፋቅይ ሰላምኪ ይበዛሓ ትግራይ ዓድይ❤️🇻🇳🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️❤️❤️🇻🇳❤️🇻🇳🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳❤️🇻🇳
@hagushmedia3749
@hagushmedia3749 2 года назад
ብጣዓሚ ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ ፅሩያት ♥️🥰
Далее
Новая BMW 5 провал за 10 млн! ИЛИ?..
32:07
TDF (Tigray Defense Forces) by Q.rap M.O.D.B
4:00
Просмотров 400 тыс.