Тёмный

ማይክል ጃክሰን ኣበይ ኣሎ፧ ምስክርነት ቪክቶርያ 3ይ ክፋል 

SEMAY TV
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

Опубликовано:

9 окт 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 84   
@kbromtemesgen2592
@kbromtemesgen2592 3 года назад
Amen Amen Amen Jesus
@biniamberhane4612
@biniamberhane4612 3 года назад
Amlak yibarika Tedi hawey
@markotom4082
@markotom4082 3 года назад
Gota yesus yebareki Tedi hway
@romatela7057
@romatela7057 3 года назад
ኩሉ ጽቡቅ እንዲኩም ዘለኩም እግዚአብሔር ይባርኩም ግን ንወዲ ሸውዓተ ዓመት እቲ ለዋሀን መሐርን ዝኮነስ ፈጠሪናስ አብዛ መሬት ዘለዉ ጨካናት መራሕቲ ካይተረፉ ንትሕቲ ዕድመ ቆልዓ ብከቢድ አይቀጽዕዎን ነዚአስ ደጊምኩሞ ሕሰብሉ ጨኻን አምላክ የብልናን መስናይ ይቅሬታ
@elltasolomon1275
@elltasolomon1275 3 года назад
Ya haqki eki brkti hafti gn frdi kab 7 amet nlaeli eyu kale kea abza zelatna nay mdri hiwet nsdrana akbirnan teaziznan nknebr eyu amlak ab qalu xihiflna slezi kemu sle zkone eyu enber mhretegna amlak eyu zelena God bless u!!!!!!!!!
@wegahtateweldel2362
@wegahtateweldel2362 3 года назад
Ati berekti kab 7 Amet dea abey alo. They can't even Understand life After death...."nabay yemexeu gedefewom Kalu zeykone"....ohh my Lord confuse konan.I think its better to believe on bible and stop following social media. 🤷‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
Hafteyy brkti abza mdri wedi 7 amet ente keteles ayesern do ayenay mengsti eyu ke shelel zblo eski melsley
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
ገላትያ 5 20፤ ኣምልኾ ጣኦት፡ ጥንቈላ፡ ጽልኢ፡ ባእሲ፡ ቅንኢ፡ ቍጥዓ፡ ሻራ፡ ምፍልላይ፡ ዝርግርግ፡21፤ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።
@romatela7057
@romatela7057 3 года назад
@@wegahtateweldel2362 could you respect please i know the Bible Darling
@user-xw1yn4kk6s
@user-xw1yn4kk6s 3 года назад
ቴዲ ሓውና እግዛብሄር የባርካ , ነቲ ምስክርነት ሓቂ ወይ ሓሶት ክብል እኳ እንተዘይ ደፈርኩ ንገለ ሰባት ክምህር ይክእል እዩ። እቲ ናይ ወዲ 8 ዓመት ቆልዓ ታሪኽ እሞ ፍጹም ክአምኖ ከቢዱኒ።
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
Hawey bruk amlak eko betahasbana eyu kola kunu eluna seb eko neti zzora eyu zaxd bruk
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
መዝሙር ዳዊት 9 17፤ ረሲኣን፣ ንኣምላኽ ዚርስዕዎ ዅላቶም ኣህዛብ፣ ናብ ሲኦል እዮም ዚምለሱ።
@berakishemndi9932
@berakishemndi9932 3 года назад
Goyta barka nbereket kun ajoka bertea.
@Diboragebrhewet6882
@Diboragebrhewet6882 3 года назад
Tedy hawey tebarek berte
@sfhgdssgbfds7941
@sfhgdssgbfds7941 3 года назад
Amen Amen Amen
@tsegatesfay5326
@tsegatesfay5326 3 года назад
Amlak ybarka tedi hawey
@mahrezghimenadir7218
@mahrezghimenadir7218 3 года назад
Ata wedi Abrham Amlak ybarchka b haki tsbuk mskrenet. Jesus Christus goyta eu Amen Amen Amen.
@fioriselihom6506
@fioriselihom6506 3 месяца назад
AMEN Goyta Mihret yigber tbarek hawey, Heje eya eta mialti medihan tbarekuley ❤❤❤🙏📖🙏
@rahwafisuh6704
@rahwafisuh6704 3 года назад
tebarek tedi hawey
@sevenaraya5972
@sevenaraya5972 3 года назад
Amlak ybarka tedi hawna bruk
@helenberhane8231
@helenberhane8231 3 года назад
God bless you Brother 🙏🙏🙏
@sarahaile6506
@sarahaile6506 3 года назад
Teday hawey birukay egizabher amlak yibarika bihaki mistwal minkah tiray tadle abza zemna
@user-vo3mq7zw1r
@user-vo3mq7zw1r 3 года назад
Gottana Hiyaw Eyesus Kristos Segu yebzahalka bruk hawey tebarek bitami eu zitekmeni zelo ezi ! medebka keslo.
@yosiefsahle8016
@yosiefsahle8016 3 года назад
God bless you tedi
@filmontesfay9703
@filmontesfay9703 3 года назад
‘’ቆልዑት ኣብ ዝርእየሉ ግዜ፡ ገጽ ኣምላኽ እየ ዝርኢ፡ ስለዚ እየ ድማ ኣዝየ ዘፍቅሮም!፡ንሱ እዩ ፡እቲ ኣነ ዝርእዮ ፡፡ቆልዑት ኣብቲ ጸወታ ዝመልኦ ፍሽክትኦም ፡ነቲ ኣብ ነፍስ ወከፎም ዘሎ ኣምላኻዊ ነገር የርእዩኒ፡፡ እዚ ቀሊል ዝኾነ : ጽቡቅ ነገር፡ ብቀጥታ ካብ ልቦም የንጸባርቅ ፡ንኽንበር ጥራይ ድማ ይሓትት! ፡ከም ዝመስለኒ ፡ ኣምላኽ ካብ ኩሉ ዝሓሸ ነገር ዝገብረ ፡ቆልዑት ምስ ፈጠረ እዩ፡፡ ንየሱስ ክመስሎ ይፍትን ኣለኹ፡ከምቲ ንሱ፡ከም ቆልዑት ኩኑ፡ ቆልዑት ኣፍቅሩ፡ከም ቆልዑ ንጹሃት ኩኑ: ዝበለ ፡ ንዓለም ድማ ብዓይኒ ኣድናቆትን፡ በቲ ኹሉ ትኣምርን ፡ክጥምታ ይፍትን ኣለኹ’’፡ ማይክል ጀክሰን ኣብ 2003 ፡ 60 ደቃይቅ ናይ ቲቪ ኢንተርቪው ምስ ኤድ ብራድሊ ዝተዛረቦ ፡ልቢ ዝትንክፍ ፡ዘደንቅ ዘረባ!፡፡ "ብዘየገድስ እንታይ ይወስድ ፡ ነዚ ቆልዓ ክመውት ኣይገድፎን እየ!፡ ንዕኡ ትኸውን ጸላም ከብዲ ንምርካብ፡ ሰባት ናብ ብዘላ ዓለም ልኣኽኩ፡ ሽዑ እቶም ዝልኣኽክዎም ሰባት ፡ተሌፎን ደዊሎም፡ ጸላም ከብዲ ረኺብናሉ ምስ በሉኒ፡ ኣዝየ ተሓጎስኩ!"-«ማይክል ጀክሰን» ኣብ ምብጻሕ ናብ ከተማ ብውዳፔስት ፡ ኣብ 1994፡ማይክል ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዝነበረት ሊሳ ማርያ ፕረስለይ=(ጓል ኢልቪስ ፕረስለይ)፡ነቲ ሂውቱ ንኽትድሕን ፡ጸላም ከብዲ ተድልዮ ዝነበረት፡ ቤላ ፋርካስ ዝተባህለ ቆልዓ፡ ኣብ ሆስፒታል ረኸብዎ፡ንእሽተይ ቤላ ፡ናብ ሞት ዝወስድ ፡ዘይፍወስ ሕማም ናይ ጸላም ከብዲ ኔርዎ፡ ስለዚ ንዕኡ ትኽውን ጸላም ከብዲ እንተዘይትርከቦ፡ ምሞተ ኔሩ! ማይክል ነዚ ቆልዓ ትኸውን ጸላም ከብዲ ጥራይ ዘይኮነ ረኺቡስ፡ እንኮላይ ገንዘብ ናይ መጥባሕትን፡ ቀጺሉ ሕክምናዊ ወጻኢታትን «ንዓመታት ዝኸውን» ብድሕሪኡ፡ ከፊልሉ እዩ!፡፡ ሎሚ እቲ ናይ ትማሊ ቆልዓ ዝነበረ ቤላ ፋርካስ ፡ኣቦ ሓንቲ ጥዕይቲ ቆልዓ ኮይኑ ፡ ንማይክል ጀክሰን ድማ ሂወቱ ስለ ዘድሓነሉ ፡ኩሉ ግዜ ከም ዘመስግኖ፡ይገልጽ፡፡ "ጽቡቅ ዘበለ ስነ-ጥበብ ፡ ብፍጹም ኣይመውትን እዩ!"፡ማይክል ጀክሰን"= " ሓደ ኮኽብ፡ ብፍጹም ክመውት ኣይክእልን እዩ፡ልክዕ ናብ ፍሽኽታ እዩ ዝልወጥ፡ ከምኡ'ውን ተመሊሱ ይቅህም ናብ «ቆዝሞሳዊ-ኣድማሳዊ-ፈዋሲ-> ሙዚቃ» ፡ ሳዕስዒት ናይ ሂወት!" ፡ማይክል ጀክሰን= ኣዝዩ ዓቢ ረዳኢ ጽጉማትን:ሰብኣውነትን= = «ልዕሊ 400 ሚልዮን ዶላር ዝኸውን ረዲኤት ንጽጉማት: ንጥሙያት: ንሕሙማት ቆልዑን ህዝብን ተማሃሮን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ከምኒ ብዓል ኢትዮጵያ ፡ደቡብ ኣፍሪቃ ፡ሂንዲ፡ሩማንያ: ኣሜሪካ ውዘተ..ዝሃበ :ናብ ኣብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ዝነበሩ ሕሙማት ናይ ካንሰር፡ኤድስ፡ልሙሳት ፡ካሎት ዓይነት ሕሙማትን ብኣካል እናበጽሐ ፍቅርን: ተስፋን :ምጽንናዕን: ዓቢ ትሕትናን: ብግብሪ ዝለገሰ! :ብዜማታቱ'ውን እንተኾነ ፍቅሪን: ረዲኤትን :ዝሰበኸ!: «ክፉት ኣእምሮን፡ክፉት ልብን= «ከም ናይ ቆልዓ ልቢ :ንክርስቶስ ክመስል ዝደሊ=Child-like & Christ-like heart!»፡ መልእኽቲ» ናይ መብዝሓትኦም ዜማታት ማይክል፡ንጽጉማት ሰባት ክንሕግዝን፡ ክንረድእን፡ ተስፋ ክንህቦምን፡ ነንሕድሕድና ድማ ክንፋቀር ከም ዝግባእን ፡ ንኣምላኽ'ውን ምስጋና ዝህብ እዩ ኔሩ!፡ ን'ኣብነት We Are The World,Heal The World,Man In The Mirror,Speechless etc....ንገለ ካብ ዜማታቱ ምስ ንውከስ«Black or white=ብላክ ኦር ዋይት»፡ «Human-nature=ህዩመን ኔችር»ዝብላ ዜማታቱ ፡ነቲ ኣብ ቆርበቱ ዘጋጠሞ ጻዕዳ ሕማምን ፡ ንተፈጥሮን፡ኣብ ሂወት ድማ እቲ ኣገዳሲ «ጻዕዳ ወይ ጸሊም ሙኻን» ከምዘይኮነ የብርሃልና! ብመሰረት ኣብ 1993 ዝተገብረ ቃለ-መሕትት ምስ ማይክል: ማይክል ብኢንግልሽ ቪቲላይጎ «vitiligo» ማለት ጻዕዳ ሕማም ኣብ ኣካላቱ ከስፋሕፍሕ ምስ ጀመረ እዩ፡ብሕክምናዊ መንገዲ ንቆርበቱ ናብ ንቡር ዝኾነ ጻዕዳ ሕብሪ ከመመሳስሎ ዝተገደደ፡፡👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-vbddupKAB3c.html Thriller=«ትሪለር» ዝስማ ናይ ማይክል ዘሜ ምስ ንውከስ ድማ፡«ገለ ካብ መልእኽቲ ናይታ ዜማ» ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፡ሓንቲ ንማይክል ተፍቅሮ ብጸይቱ ዝነበረት ጓል ፡ ሓደ ሕልሚ ትሓልም፡ ብሕልሚ ማይክል ተፈጥራዊ ባህሪኡ ተለዊጡ ፡ጸላእቲ ድማ ምስ ማይክል እናሳዕስዑ ክሃድንዋ ከለዉ ትርኢ፡ ኣብ መወዳእታ ግና ብር እንተበለት፡ እቲ ዝርኣየቶ ነገር ፡ሓቂ ዘይኮነስ ፡ሕልሚ ኮይኑ ረኺባቶ፡ ሽዑ ብጋህዲ ማይክል መጺኡ፡ብኢዳ ሒዙ ፡ዝኾነ ዓይነት ጸላኢ፡ዋላ ንተፈጥርዊ ባህረይ ክልውጥ ዝፍትን ጸላኢ ወይ ተጻባኢ እንተመጸ ፡ኣይገድፈክን እየ፡ኣነ ምሳኺ እየ ኢሉ፡ ሓቍፉ ይወስዳ፡፡ ሓደ ሰብ ፡ሓደ ማሃሪ ዝኾነ መልእኽቲ ንኸሕልፍ ክብል፡ ከም ናይ ሰኽራም ገጸ ባህሪ ሒዙ: እንተ ተዋሲኡ ወይ ከም ንሰይጣን ዘምልኽ ገጸ ባህሪ ሒዙ: እንተ ተዋሲኡ፡ እዚ ሰብ ዕላምኡ ፡ሓደ ማሃሪ ወይ ተራኺ ዝኾነ መልእኽቲ ምምሕልላፍ ክሳብ ዝኾነ ፡ንስካ ድማ ከም ተዓዛባይ: ኣልዕል ኣቢልካ፡ኣብቲ ናይ ብሓቂ ሂወቱ ዘይትፈልጦ ክንስካ ፡ጫፍ ናይታ ቪድዮ ሒዝካ ፡ነቲ ናይ መወዳእታ መልእኽቱ'ውን ከየስተውዓልካን፡ከይተረዳእካን ፡ ንስኻ ሰኽራምን፡ዘማውን ፡ንሰይጣን ተምልኽ ዓይነት ሰብን ከምዝኾንካ ኣብ ቪድዮ ሪኤካ ክትብሎ ኣይግባእን እዩ፡ ምኽንያቱ ገጸ ባህርን፡ሓቀኛ ሂወትን ክልተ ዝተፈላለዩ ነገራት እዮም ፡እቲ ዋና ኣገዳሲ ነጥቢ ናይታ ሙዚቃዊት ድራማ :ኣብ መጠርሽታ ኣወንታዊ ወይ ድማ ምሃሪ መልእኽቲ፡ምህላዋ እዩ!፡ ✍️ሰዓብቲ ኣምላኽ ኢና እናበሉ ፡ ብኣፎም ዝፋቀሩ፡ ብግብሪ ግን ነንሕድሕዶም ክፋረዱን፡ክዘላለፉን ዝውዕሉ ሰባት ኣለው!፡እዞም ሰባት ናይ ጽልእን ፡ናይ ፍርድን መንፈስ ሒዞም ናብ መንግስተ ሰማያት ካብ ዝኣትው ፡ማይክል ጀክሰን ናብ መንግስተ ሰማይ ክኣቱ ይቀልል! 👉«እናደረፉን እናሳዕስዑን!❤️»፣ ኵለን ዓይኒ ማያተይ ኣባኻ እየን፣ ኪብሉ እዮም።✍️«መዝሙር ዳዊት 87:7 » ኣሜን፡፡ እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር ድማ ማይክል ጀክሰን ብጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኣሚኑ :ናብ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ እዩ ከይዱ፡፡ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ኣሜን፡፡ ከምኡ'ውን ብተወሳኺ እቶም ሽዑ ወንጌል ዝመስከርሉ ሰባት :ብዛዕብኡ መስኪሮም ኣለዉ፡ ነዞም ኣብዚ ታሕቲ ዘለው ሊንክ በብሓደ እናጠወቅና ፡ምስክርነት ናይ ማይክል ብሰፊሕኡ ክንርእዮ ይከኣል እዩ! 👉 www.reflectionsonthedance.com/His-Faith.html 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-JC7O60drVXw.html 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CrrAt8hDiZU.html
@rigatbaliho781
@rigatbaliho781 3 года назад
Please semay tv have a English version
@lulinatey1622
@lulinatey1622 2 года назад
Ezgabher amlak bereketu yebzhalka hawna 🙏🙏🙏
@alexyalemey213
@alexyalemey213 2 года назад
God bless u tedi jegina 🙏🙏🙏
@wedaswedas8592
@wedaswedas8592 3 года назад
Omg btami zhzin nger uyu 😭😭 amlak msana
@yosefyosef3651
@yosefyosef3651 3 года назад
እግዚአብሔር ይባርክህ ወንድም ቴዎድሮስ ምስክርነቱ ግን የ victoria ሳይሆን የ angelica zambrano ነው።
@user-xw1yn4kk6s
@user-xw1yn4kk6s 3 года назад
ወንድሜ ስሟንእኮ ሲጀምር የብእር ስሟ ነው ብሏል
@yosefyosef3651
@yosefyosef3651 3 года назад
@@user-xw1yn4kk6s Thank you
@user-xw1yn4kk6s
@user-xw1yn4kk6s 3 года назад
@@yosefyosef3651 you are welcome Bro
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
Tedi hawey nska bruk eka amlak b aka bzuh yserh alo ajoka Yesus goyta abzh abilu ybarka
@tigrignamezmurchannel261
@tigrignamezmurchannel261 3 года назад
ቀጽሎ ሰመይ ትቪ በርትዕ
@filmontesfay9703
@filmontesfay9703 3 года назад
‘’ቆልዑት ኣብ ዝርእየሉ ግዜ፡ ገጽ ኣምላኽ እየ ዝርኢ፡ ስለዚ እየ ድማ ኣዝየ ዘፍቅሮም!፡ንሱ እዩ ፡እቲ ኣነ ዝርእዮ ፡፡ቆልዑት ኣብቲ ጸወታ ዝመልኦ ፍሽክትኦም ፡ነቲ ኣብ ነፍስ ወከፎም ዘሎ ኣምላኻዊ ነገር የርእዩኒ፡፡ እዚ ቀሊል ዝኾነ : ጽቡቅ ነገር፡ ብቀጥታ ካብ ልቦም የንጸባርቅ ፡ንኽንበር ጥራይ ድማ ይሓትት! ፡ከም ዝመስለኒ ፡ ኣምላኽ ካብ ኩሉ ዝሓሸ ነገር ዝገብረ ፡ቆልዑት ምስ ፈጠረ እዩ፡፡ ንየሱስ ክመስሎ ይፍትን ኣለኹ፡ከምቲ ንሱ፡ከም ቆልዑት ኩኑ፡ ቆልዑት ኣፍቅሩ፡ከም ቆልዑ ንጹሃት ኩኑ: ዝበለ ፡ ንዓለም ድማ ብዓይኒ ኣድናቆትን፡ በቲ ኹሉ ትኣምርን ፡ክጥምታ ይፍትን ኣለኹ’’፡ ማይክል ጀክሰን ኣብ 2003 ፡ 60 ደቃይቅ ናይ ቲቪ ኢንተርቪው ምስ ኤድ ብራድሊ ዝተዛረቦ ፡ልቢ ዝትንክፍ ፡ዘደንቅ ዘረባ!፡፡ "ብዘየገድስ እንታይ ይወስድ ፡ ነዚ ቆልዓ ክመውት ኣይገድፎን እየ!፡ ንዕኡ ትኸውን ጸላም ከብዲ ንምርካብ፡ ሰባት ናብ ብዘላ ዓለም ልኣኽኩ፡ ሽዑ እቶም ዝልኣኽክዎም ሰባት ፡ተሌፎን ደዊሎም፡ ጸላም ከብዲ ረኺብናሉ ምስ በሉኒ፡ ኣዝየ ተሓጎስኩ!"-«ማይክል ጀክሰን» ኣብ ምብጻሕ ናብ ከተማ ብውዳፔስት ፡ ኣብ 1994፡ማይክል ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዝነበረት ሊሳ ማርያ ፕረስለይ=(ጓል ኢልቪስ ፕረስለይ)፡ነቲ ሂውቱ ንኽትድሕን ፡ጸላም ከብዲ ተድልዮ ዝነበረት፡ ቤላ ፋርካስ ዝተባህለ ቆልዓ፡ ኣብ ሆስፒታል ረኸብዎ፡ንእሽተይ ቤላ ፡ናብ ሞት ዝወስድ ፡ዘይፍወስ ሕማም ናይ ጸላም ከብዲ ኔርዎ፡ ስለዚ ንዕኡ ትኽውን ጸላም ከብዲ እንተዘይትርከቦ፡ ምሞተ ኔሩ! ማይክል ነዚ ቆልዓ ትኸውን ጸላም ከብዲ ጥራይ ዘይኮነ ረኺቡስ፡ እንኮላይ ገንዘብ ናይ መጥባሕትን፡ ቀጺሉ ሕክምናዊ ወጻኢታትን «ንዓመታት ዝኸውን» ብድሕሪኡ፡ ከፊልሉ እዩ!፡፡ ሎሚ እቲ ናይ ትማሊ ቆልዓ ዝነበረ ቤላ ፋርካስ ፡ኣቦ ሓንቲ ጥዕይቲ ቆልዓ ኮይኑ ፡ ንማይክል ጀክሰን ድማ ሂወቱ ስለ ዘድሓነሉ ፡ኩሉ ግዜ ከም ዘመስግኖ፡ይገልጽ፡፡ "ጽቡቅ ዘበለ ስነ-ጥበብ ፡ ብፍጹም ኣይመውትን እዩ!"፡ማይክል ጀክሰን"= " ሓደ ኮኽብ፡ ብፍጹም ክመውት ኣይክእልን እዩ፡ልክዕ ናብ ፍሽኽታ እዩ ዝልወጥ፡ ከምኡ'ውን ተመሊሱ ይቅህም ናብ «ቆዝሞሳዊ-ኣድማሳዊ-ፈዋሲ-> ሙዚቃ» ፡ ሳዕስዒት ናይ ሂወት!" ፡ማይክል ጀክሰን= ኣዝዩ ዓቢ ረዳኢ ጽጉማትን:ሰብኣውነትን= = «ልዕሊ 400 ሚልዮን ዶላር ዝኸውን ረዲኤት ንጽጉማት: ንጥሙያት: ንሕሙማት ቆልዑን ህዝብን ተማሃሮን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ከምኒ ብዓል ኢትዮጵያ ፡ደቡብ ኣፍሪቃ ፡ሂንዲ፡ሩማንያ: ኣሜሪካ ውዘተ..ዝሃበ :ናብ ኣብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ዝነበሩ ሕሙማት ናይ ካንሰር፡ኤድስ፡ልሙሳት ፡ካሎት ዓይነት ሕሙማትን ብኣካል እናበጽሐ ፍቅርን: ተስፋን :ምጽንናዕን: ዓቢ ትሕትናን: ብግብሪ ዝለገሰ! :ብዜማታቱ'ውን እንተኾነ ፍቅሪን: ረዲኤትን :ዝሰበኸ!: «ክፉት ኣእምሮን፡ክፉት ልብን= «ከም ናይ ቆልዓ ልቢ :ንክርስቶስ ክመስል ዝደሊ=Child-like & Christ-like heart!»፡ መልእኽቲ» ናይ መብዝሓትኦም ዜማታት ማይክል፡ንጽጉማት ሰባት ክንሕግዝን፡ ክንረድእን፡ ተስፋ ክንህቦምን፡ ነንሕድሕድና ድማ ክንፋቀር ከም ዝግባእን ፡ ንኣምላኽ'ውን ምስጋና ዝህብ እዩ ኔሩ!፡ ን'ኣብነት We Are The World,Heal The World,Man In The Mirror,Speechless etc....ንገለ ካብ ዜማታቱ ምስ ንውከስ«Black or white=ብላክ ኦር ዋይት»፡ «Human-nature=ህዩመን ኔችር»ዝብላ ዜማታቱ ፡ነቲ ኣብ ቆርበቱ ዘጋጠሞ ጻዕዳ ሕማምን ፡ ንተፈጥሮን፡ኣብ ሂወት ድማ እቲ ኣገዳሲ «ጻዕዳ ወይ ጸሊም ሙኻን» ከምዘይኮነ የብርሃልና! ብመሰረት ኣብ 1993 ዝተገብረ ቃለ-መሕትት ምስ ማይክል: ማይክል ብኢንግልሽ ቪቲላይጎ «vitiligo» ማለት ጻዕዳ ሕማም ኣብ ኣካላቱ ከስፋሕፍሕ ምስ ጀመረ እዩ፡ብሕክምናዊ መንገዲ ንቆርበቱ ናብ ንቡር ዝኾነ ጻዕዳ ሕብሪ ከመመሳስሎ ዝተገደደ፡፡👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-vbddupKAB3c.html Thriller=«ትሪለር» ዝስማ ናይ ማይክል ዘሜ ምስ ንውከስ ድማ፡«ገለ ካብ መልእኽቲ ናይታ ዜማ» ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፡ሓንቲ ንማይክል ተፍቅሮ ብጸይቱ ዝነበረት ጓል ፡ ሓደ ሕልሚ ትሓልም፡ ብሕልሚ ማይክል ተፈጥራዊ ባህሪኡ ተለዊጡ ፡ጸላእቲ ድማ ምስ ማይክል እናሳዕስዑ ክሃድንዋ ከለዉ ትርኢ፡ ኣብ መወዳእታ ግና ብር እንተበለት፡ እቲ ዝርኣየቶ ነገር ፡ሓቂ ዘይኮነስ ፡ሕልሚ ኮይኑ ረኺባቶ፡ ሽዑ ብጋህዲ ማይክል መጺኡ፡ብኢዳ ሒዙ ፡ዝኾነ ዓይነት ጸላኢ፡ዋላ ንተፈጥርዊ ባህረይ ክልውጥ ዝፍትን ጸላኢ ወይ ተጻባኢ እንተመጸ ፡ኣይገድፈክን እየ፡ኣነ ምሳኺ እየ ኢሉ፡ ሓቍፉ ይወስዳ፡፡ ሓደ ሰብ ፡ሓደ ማሃሪ ዝኾነ መልእኽቲ ንኸሕልፍ ክብል፡ ከም ናይ ሰኽራም ገጸ ባህሪ ሒዙ: እንተ ተዋሲኡ ወይ ከም ንሰይጣን ዘምልኽ ገጸ ባህሪ ሒዙ: እንተ ተዋሲኡ፡ እዚ ሰብ ዕላምኡ ፡ሓደ ማሃሪ ወይ ተራኺ ዝኾነ መልእኽቲ ምምሕልላፍ ክሳብ ዝኾነ ፡ንስካ ድማ ከም ተዓዛባይ: ኣልዕል ኣቢልካ፡ኣብቲ ናይ ብሓቂ ሂወቱ ዘይትፈልጦ ክንስካ ፡ጫፍ ናይታ ቪድዮ ሒዝካ ፡ነቲ ናይ መወዳእታ መልእኽቱ'ውን ከየስተውዓልካን፡ከይተረዳእካን ፡ ንስኻ ሰኽራምን፡ዘማውን ፡ንሰይጣን ተምልኽ ዓይነት ሰብን ከምዝኾንካ ኣብ ቪድዮ ሪኤካ ክትብሎ ኣይግባእን እዩ፡ ምኽንያቱ ገጸ ባህርን፡ሓቀኛ ሂወትን ክልተ ዝተፈላለዩ ነገራት እዮም ፡እቲ ዋና ኣገዳሲ ነጥቢ ናይታ ሙዚቃዊት ድራማ :ኣብ መጠርሽታ ኣወንታዊ ወይ ድማ ምሃሪ መልእኽቲ፡ምህላዋ እዩ!፡ ✍️ሰዓብቲ ኣምላኽ ኢና እናበሉ ፡ ብኣፎም ዝፋቀሩ፡ ብግብሪ ግን ነንሕድሕዶም ክፋረዱን፡ክዘላለፉን ዝውዕሉ ሰባት ኣለው!፡እዞም ሰባት ናይ ጽልእን ፡ናይ ፍርድን መንፈስ ሒዞም ናብ መንግስተ ሰማያት ካብ ዝኣትው ፡ማይክል ጀክሰን ናብ መንግስተ ሰማይ ክኣቱ ይቀልል! 👉«እናደረፉን እናሳዕስዑን!❤️»፣ ኵለን ዓይኒ ማያተይ ኣባኻ እየን፣ ኪብሉ እዮም።✍️«መዝሙር ዳዊት 87:7 » ኣሜን፡፡ እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር ድማ ማይክል ጀክሰን ብጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኣሚኑ :ናብ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ እዩ ከይዱ፡፡ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ኣሜን፡፡ ከምኡ'ውን ብተወሳኺ እቶም ሽዑ ወንጌል ዝመስከርሉ ሰባት :ብዛዕብኡ መስኪሮም ኣለዉ፡ ነዞም ኣብዚ ታሕቲ ዘለው ሊንክ በብሓደ እናጠወቅና ፡ምስክርነት ናይ ማይክል ብሰፊሕኡ ክንርእዮ ይከኣል እዩ! 👉 www.reflectionsonthedance.com/His-Faith.html 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-JC7O60drVXw.html 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CrrAt8hDiZU.html
@woldmichaeleliltashumye321
@woldmichaeleliltashumye321 3 года назад
eway goyta yrdeana, Gbu brother🙏🙏🙏
@hadashadas1156
@hadashadas1156 3 года назад
Amen
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 3 года назад
ሰላም ነዚ ኣዳላዊ መደብ ኣፈይ መሊኤ እኳ ነቲ ራኢ ክቃወሞ እንተ ዘይክኣልኩ ቆልዑ ደቂ 8 ዓመት ኣብ ገሃነም ኣሎ ንዝብል ግን ነቲ ራኢ ንከይእመን ይገብሮ ።
@fififorgod4085
@fififorgod4085 3 года назад
U are true , lord Jesus is not emotional, he has Love to children and is waiting them until they ll be mature .
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
Khateki/ka abza mdri kola wedi 8 amet kola ente keteles ayenay mengsti eyu ke shelel zblo eski melsley
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
ገላትያ 5 21፤ ቅንኣት፡ ቅትለት፡ ስኽራን፡ ጓይላ፡ ከምዚ ዘመሰለ ኻልእውን እዩ። እቶም ከምዚ ዘመሰለ ዚገብሩ ንመንግስቲ ኣምላኽ ከም ዘይወርስዋ፡ ከምቲ ቐደም ዝበልክዎ ኣቐዲመ እብለኩም አሎኹ።
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 3 года назад
@@Yordii2694 ክትዕኪ ብስምዒት ኮይኑ ትሕቲ ዕድመ ኣብ ምድሪ ንሞት ተፈሪዱ ኣይፈልጥን እንድዩ መንግስቲ ምድርን መንግስቲ ሰማይን ከተወዳድሪ ምፍታንኪ ንብዓሉ ኣብ ስምዒት እትጎዓዚ እምበር ብፍልጠት ትመላለሲ ዘለኪ ኣይመስለንን
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
@@user-uh4cr5sb8d hray bruk hawey khateka goytas betahasasbana dyu kem kola kunu eluna welas b admena melseley
@sinodoswedi4075
@sinodoswedi4075 3 года назад
Good
@freweinihabtom472
@freweinihabtom472 3 года назад
❤️❤️😍🌹
@Natuya.yemane9295
@Natuya.yemane9295 3 года назад
Brother amlak wedi 8 years old diyu siol zietuwo 8 years etay eyu kiwusine silemintay dea kab 8 years timket zeyblena ab bible cartoon video sile zireaye nayzi tehateti kea sidrabetu eyom eti rugum seb keman niqolea mihret egebre amlak gina mihretu nzelaalem zinebir amlak eyu enqan 8 years old even neti nay alem criminal zibahal sgab mewedaeta eudile zihib hanti begie keman kititefio zeydeli amlak eyu zelena RU-vid zimexie kulu haki malet aykonen kulu bmenfes mimrmar adlayi eyu bless you
@filmontesfay9703
@filmontesfay9703 3 года назад
‘’ቆልዑት ኣብ ዝርእየሉ ግዜ፡ ገጽ ኣምላኽ እየ ዝርኢ፡ ስለዚ እየ ድማ ኣዝየ ዘፍቅሮም!፡ንሱ እዩ ፡እቲ ኣነ ዝርእዮ ፡፡ቆልዑት ኣብቲ ጸወታ ዝመልኦ ፍሽክትኦም ፡ነቲ ኣብ ነፍስ ወከፎም ዘሎ ኣምላኻዊ ነገር የርእዩኒ፡፡ እዚ ቀሊል ዝኾነ : ጽቡቅ ነገር፡ ብቀጥታ ካብ ልቦም የንጸባርቅ ፡ንኽንበር ጥራይ ድማ ይሓትት! ፡ከም ዝመስለኒ ፡ ኣምላኽ ካብ ኩሉ ዝሓሸ ነገር ዝገብረ ፡ቆልዑት ምስ ፈጠረ እዩ፡፡ ንየሱስ ክመስሎ ይፍትን ኣለኹ፡ከምቲ ንሱ፡ከም ቆልዑት ኩኑ፡ ቆልዑት ኣፍቅሩ፡ከም ቆልዑ ንጹሃት ኩኑ: ዝበለ ፡ ንዓለም ድማ ብዓይኒ ኣድናቆትን፡ በቲ ኹሉ ትኣምርን ፡ክጥምታ ይፍትን ኣለኹ’’፡ ማይክል ጀክሰን ኣብ 2003 ፡ 60 ደቃይቅ ናይ ቲቪ ኢንተርቪው ምስ ኤድ ብራድሊ ዝተዛረቦ ፡ልቢ ዝትንክፍ ፡ዘደንቅ ዘረባ!፡፡ "ብዘየገድስ እንታይ ይወስድ ፡ ነዚ ቆልዓ ክመውት ኣይገድፎን እየ!፡ ንዕኡ ትኸውን ጸላም ከብዲ ንምርካብ፡ ሰባት ናብ ብዘላ ዓለም ልኣኽኩ፡ ሽዑ እቶም ዝልኣኽክዎም ሰባት ፡ተሌፎን ደዊሎም፡ ጸላም ከብዲ ረኺብናሉ ምስ በሉኒ፡ ኣዝየ ተሓጎስኩ!"-«ማይክል ጀክሰን» ኣብ ምብጻሕ ናብ ከተማ ብውዳፔስት ፡ ኣብ 1994፡ማይክል ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዝነበረት ሊሳ ማርያ ፕረስለይ=(ጓል ኢልቪስ ፕረስለይ)፡ነቲ ሂውቱ ንኽትድሕን ፡ጸላም ከብዲ ተድልዮ ዝነበረት፡ ቤላ ፋርካስ ዝተባህለ ቆልዓ፡ ኣብ ሆስፒታል ረኸብዎ፡ንእሽተይ ቤላ ፡ናብ ሞት ዝወስድ ፡ዘይፍወስ ሕማም ናይ ጸላም ከብዲ ኔርዎ፡ ስለዚ ንዕኡ ትኽውን ጸላም ከብዲ እንተዘይትርከቦ፡ ምሞተ ኔሩ! ማይክል ነዚ ቆልዓ ትኸውን ጸላም ከብዲ ጥራይ ዘይኮነ ረኺቡስ፡ እንኮላይ ገንዘብ ናይ መጥባሕትን፡ ቀጺሉ ሕክምናዊ ወጻኢታትን «ንዓመታት ዝኸውን» ብድሕሪኡ፡ ከፊልሉ እዩ!፡፡ ሎሚ እቲ ናይ ትማሊ ቆልዓ ዝነበረ ቤላ ፋርካስ ፡ኣቦ ሓንቲ ጥዕይቲ ቆልዓ ኮይኑ ፡ ንማይክል ጀክሰን ድማ ሂወቱ ስለ ዘድሓነሉ ፡ኩሉ ግዜ ከም ዘመስግኖ፡ይገልጽ፡፡ "ጽቡቅ ዘበለ ስነ-ጥበብ ፡ ብፍጹም ኣይመውትን እዩ!"፡ማይክል ጀክሰን"= " ሓደ ኮኽብ፡ ብፍጹም ክመውት ኣይክእልን እዩ፡ልክዕ ናብ ፍሽኽታ እዩ ዝልወጥ፡ ከምኡ'ውን ተመሊሱ ይቅህም ናብ «ቆዝሞሳዊ-ኣድማሳዊ-ፈዋሲ-> ሙዚቃ» ፡ ሳዕስዒት ናይ ሂወት!" ፡ማይክል ጀክሰን= ኣዝዩ ዓቢ ረዳኢ ጽጉማትን:ሰብኣውነትን= = «ልዕሊ 400 ሚልዮን ዶላር ዝኸውን ረዲኤት ንጽጉማት: ንጥሙያት: ንሕሙማት ቆልዑን ህዝብን ተማሃሮን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ከምኒ ብዓል ኢትዮጵያ ፡ደቡብ ኣፍሪቃ ፡ሂንዲ፡ሩማንያ: ኣሜሪካ ውዘተ..ዝሃበ :ናብ ኣብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ዝነበሩ ሕሙማት ናይ ካንሰር፡ኤድስ፡ልሙሳት ፡ካሎት ዓይነት ሕሙማትን ብኣካል እናበጽሐ ፍቅርን: ተስፋን :ምጽንናዕን: ዓቢ ትሕትናን: ብግብሪ ዝለገሰ! :ብዜማታቱ'ውን እንተኾነ ፍቅሪን: ረዲኤትን :ዝሰበኸ!: «ክፉት ኣእምሮን፡ክፉት ልብን= «ከም ናይ ቆልዓ ልቢ :ንክርስቶስ ክመስል ዝደሊ=Child-like & Christ-like heart!»፡ መልእኽቲ» ናይ መብዝሓትኦም ዜማታት ማይክል፡ንጽጉማት ሰባት ክንሕግዝን፡ ክንረድእን፡ ተስፋ ክንህቦምን፡ ነንሕድሕድና ድማ ክንፋቀር ከም ዝግባእን ፡ ንኣምላኽ'ውን ምስጋና ዝህብ እዩ ኔሩ!፡ ን'ኣብነት We Are The World,Heal The World,Man In The Mirror,Speechless etc....ንገለ ካብ ዜማታቱ ምስ ንውከስ«Black or white=ብላክ ኦር ዋይት»፡ «Human-nature=ህዩመን ኔችር»ዝብላ ዜማታቱ ፡ነቲ ኣብ ቆርበቱ ዘጋጠሞ ጻዕዳ ሕማምን ፡ ንተፈጥሮን፡ኣብ ሂወት ድማ እቲ ኣገዳሲ «ጻዕዳ ወይ ጸሊም ሙኻን» ከምዘይኮነ የብርሃልና! ብመሰረት ኣብ 1993 ዝተገብረ ቃለ-መሕትት ምስ ማይክል: ማይክል ብኢንግልሽ ቪቲላይጎ «vitiligo» ማለት ጻዕዳ ሕማም ኣብ ኣካላቱ ከስፋሕፍሕ ምስ ጀመረ እዩ፡ብሕክምናዊ መንገዲ ንቆርበቱ ናብ ንቡር ዝኾነ ጻዕዳ ሕብሪ ከመመሳስሎ ዝተገደደ፡፡👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-vbddupKAB3c.html Thriller=«ትሪለር» ዝስማ ናይ ማይክል ዘሜ ምስ ንውከስ ድማ፡«ገለ ካብ መልእኽቲ ናይታ ዜማ» ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፡ሓንቲ ንማይክል ተፍቅሮ ብጸይቱ ዝነበረት ጓል ፡ ሓደ ሕልሚ ትሓልም፡ ብሕልሚ ማይክል ተፈጥራዊ ባህሪኡ ተለዊጡ ፡ጸላእቲ ድማ ምስ ማይክል እናሳዕስዑ ክሃድንዋ ከለዉ ትርኢ፡ ኣብ መወዳእታ ግና ብር እንተበለት፡ እቲ ዝርኣየቶ ነገር ፡ሓቂ ዘይኮነስ ፡ሕልሚ ኮይኑ ረኺባቶ፡ ሽዑ ብጋህዲ ማይክል መጺኡ፡ብኢዳ ሒዙ ፡ዝኾነ ዓይነት ጸላኢ፡ዋላ ንተፈጥርዊ ባህረይ ክልውጥ ዝፍትን ጸላኢ ወይ ተጻባኢ እንተመጸ ፡ኣይገድፈክን እየ፡ኣነ ምሳኺ እየ ኢሉ፡ ሓቍፉ ይወስዳ፡፡ ሓደ ሰብ ፡ሓደ ማሃሪ ዝኾነ መልእኽቲ ንኸሕልፍ ክብል፡ ከም ናይ ሰኽራም ገጸ ባህሪ ሒዙ: እንተ ተዋሲኡ ወይ ከም ንሰይጣን ዘምልኽ ገጸ ባህሪ ሒዙ: እንተ ተዋሲኡ፡ እዚ ሰብ ዕላምኡ ፡ሓደ ማሃሪ ወይ ተራኺ ዝኾነ መልእኽቲ ምምሕልላፍ ክሳብ ዝኾነ ፡ንስካ ድማ ከም ተዓዛባይ: ኣልዕል ኣቢልካ፡ኣብቲ ናይ ብሓቂ ሂወቱ ዘይትፈልጦ ክንስካ ፡ጫፍ ናይታ ቪድዮ ሒዝካ ፡ነቲ ናይ መወዳእታ መልእኽቱ'ውን ከየስተውዓልካን፡ከይተረዳእካን ፡ ንስኻ ሰኽራምን፡ዘማውን ፡ንሰይጣን ተምልኽ ዓይነት ሰብን ከምዝኾንካ ኣብ ቪድዮ ሪኤካ ክትብሎ ኣይግባእን እዩ፡ ምኽንያቱ ገጸ ባህርን፡ሓቀኛ ሂወትን ክልተ ዝተፈላለዩ ነገራት እዮም ፡እቲ ዋና ኣገዳሲ ነጥቢ ናይታ ሙዚቃዊት ድራማ :ኣብ መጠርሽታ ኣወንታዊ ወይ ድማ ምሃሪ መልእኽቲ፡ምህላዋ እዩ!፡ ✍️ሰዓብቲ ኣምላኽ ኢና እናበሉ ፡ ብኣፎም ዝፋቀሩ፡ ብግብሪ ግን ነንሕድሕዶም ክፋረዱን፡ክዘላለፉን ዝውዕሉ ሰባት ኣለው!፡እዞም ሰባት ናይ ጽልእን ፡ናይ ፍርድን መንፈስ ሒዞም ናብ መንግስተ ሰማያት ካብ ዝኣትው ፡ማይክል ጀክሰን ናብ መንግስተ ሰማይ ክኣቱ ይቀልል! 👉«እናደረፉን እናሳዕስዑን!❤️»፣ ኵለን ዓይኒ ማያተይ ኣባኻ እየን፣ ኪብሉ እዮም።✍️«መዝሙር ዳዊት 87:7 » ኣሜን፡፡ እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር ድማ ማይክል ጀክሰን ብጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኣሚኑ :ናብ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ እዩ ከይዱ፡፡ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ኣሜን፡፡ ከምኡ'ውን ብተወሳኺ እቶም ሽዑ ወንጌል ዝመስከርሉ ሰባት :ብዛዕብኡ መስኪሮም ኣለዉ፡ ነዞም ኣብዚ ታሕቲ ዘለው ሊንክ በብሓደ እናጠወቅና ፡ምስክርነት ናይ ማይክል ብሰፊሕኡ ክንርእዮ ይከኣል እዩ! 👉 www.reflectionsonthedance.com/His-Faith.html 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-JC7O60drVXw.html 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CrrAt8hDiZU.html
@user-rn4rz6ld3i
@user-rn4rz6ld3i 3 года назад
@@filmontesfay9703 ሓሳብካ ኣይጸላእኩዎን ብፍላይ ታ ንየሱስ ክመስሎ ይጽዕር ኣለኹ ዝበልካያ ኣቐዲምካ ግን መንነትን ዕላማን ኣምላኽ ኣጸቢቕካ ምፍላጥ ከድለይካ ዩ ሰብ ብዓይኒ ዝርኦ ዩ ዝፈርድ ኣምላኽ ግና ናይ ልቢ ዩ ዝርኢ ማይክል ሂወቱ ብኣርእስቲ ደርፉ ወይ ብልግሱ ዘይኮነስ ንኣምላኽ ኣብ ልቡ ብዝሃቦ ጎደሎ ዘይብሉ ምስዓብ ዩ። ኩሉ ንክርስቶስ ይስዕቦ የ ዝብል ኣይኮነን መንግስቱ ዝወርስ እቲ ብሓቅን ብመንፈስን ዝሰግደሉ ምበር ኣብ ቃል ኣምላኽ ንእሽተይ ዕሽነት ንብዘሎ ክብረት ከምዘበላሽዎ ይዛረብ ፡ እንታይ ጌርካ ዘይኮነስ ቅድሚ ምፍናውካ ካብዛ ምድሪ ብንጹህካ ዲኻ ተፋኒኻ ወላስ ንክዳን ቅድስናኻ ኣርኪስካዮ ኢኻ
@yohannesalazar2241
@yohannesalazar2241 3 года назад
ሓው ቴዲ ጎይታ ይባርኽካ።
@nahombiniam3790
@nahombiniam3790 3 года назад
Krstos gida abey alo zeytblu! Kalie halewlow tiblu.
@user-rn4rz6ld3i
@user-rn4rz6ld3i 3 года назад
ክርስቶስ ደኣ ኣብ የማን ኣምላኽ ኣሎ ብሩኸይ
@hawitayson7074
@hawitayson7074 3 года назад
etay nimen da kiwesid kimeqi ni menafqn
@dannyjoe7823
@dannyjoe7823 Год назад
በጃኹም ናብ ጎይታ ምጹ ግዝ በጽሑ አዩ።
@ttek9180
@ttek9180 3 года назад
ንጎይታ የሱስ ክርስቶስ ምቕባል ሃይማኖት አይኮነን። እንታይድአ ናይ ዘለአለም ፍጹም ድሕነት ዝህብ ርግጸኛ እምነት ኢዩ። ስለዚ እቲ ኩሉ ከም ባህሊን ልምዲን ሒዝናዮ ዝመጻና ሃይማኖታዊ አተሐሳስባ ንመጽሐፍ ቅዱስ ብምንባብ ሐቀኛ ትርጉሙን መልእኽቱን አለሊና ነታ እትመጽእ ናይ ዘለአለም ሂወት ክንዳሎ ይግባእ። እዚ ስብከት አይኮነን ጽባሕ አብ ቅድሜኻ ዝጽበየካ ዝጽበየኪ ሐቀኛ ክዉን ዘየጋጊ መልእኽቲ ኢዩ።
@filmontesfay9703
@filmontesfay9703 3 года назад
‘’ቆልዑት ኣብ ዝርእየሉ ግዜ፡ ገጽ ኣምላኽ እየ ዝርኢ፡ ስለዚ እየ ድማ ኣዝየ ዘፍቅሮም!፡ንሱ እዩ ፡እቲ ኣነ ዝርእዮ ፡፡ቆልዑት ኣብቲ ጸወታ ዝመልኦ ፍሽክትኦም ፡ነቲ ኣብ ነፍስ ወከፎም ዘሎ ኣምላኻዊ ነገር የርእዩኒ፡፡ እዚ ቀሊል ዝኾነ : ጽቡቅ ነገር፡ ብቀጥታ ካብ ልቦም የንጸባርቅ ፡ንኽንበር ጥራይ ድማ ይሓትት! ፡ከም ዝመስለኒ ፡ ኣምላኽ ካብ ኩሉ ዝሓሸ ነገር ዝገብረ ፡ቆልዑት ምስ ፈጠረ እዩ፡፡ ንየሱስ ክመስሎ ይፍትን ኣለኹ፡ከምቲ ንሱ፡ከም ቆልዑት ኩኑ፡ ቆልዑት ኣፍቅሩ፡ከም ቆልዑ ንጹሃት ኩኑ: ዝበለ ፡ ንዓለም ድማ ብዓይኒ ኣድናቆትን፡ በቲ ኹሉ ትኣምርን ፡ክጥምታ ይፍትን ኣለኹ’’፡ ማይክል ጀክሰን ኣብ 2003 ፡ 60 ደቃይቅ ናይ ቲቪ ኢንተርቪው ምስ ኤድ ብራድሊ ዝተዛረቦ ፡ልቢ ዝትንክፍ ፡ዘደንቅ ዘረባ!፡፡ "ብዘየገድስ እንታይ ይወስድ ፡ ነዚ ቆልዓ ክመውት ኣይገድፎን እየ!፡ ንዕኡ ትኸውን ጸላም ከብዲ ንምርካብ፡ ሰባት ናብ ብዘላ ዓለም ልኣኽኩ፡ ሽዑ እቶም ዝልኣኽክዎም ሰባት ፡ተሌፎን ደዊሎም፡ ጸላም ከብዲ ረኺብናሉ ምስ በሉኒ፡ ኣዝየ ተሓጎስኩ!"-«ማይክል ጀክሰን» ኣብ ምብጻሕ ናብ ከተማ ብውዳፔስት ፡ ኣብ 1994፡ማይክል ምስ ብዓልቲ ቤቱ ዝነበረት ሊሳ ማርያ ፕረስለይ=(ጓል ኢልቪስ ፕረስለይ)፡ነቲ ሂውቱ ንኽትድሕን ፡ጸላም ከብዲ ተድልዮ ዝነበረት፡ ቤላ ፋርካስ ዝተባህለ ቆልዓ፡ ኣብ ሆስፒታል ረኸብዎ፡ንእሽተይ ቤላ ፡ናብ ሞት ዝወስድ ፡ዘይፍወስ ሕማም ናይ ጸላም ከብዲ ኔርዎ፡ ስለዚ ንዕኡ ትኽውን ጸላም ከብዲ እንተዘይትርከቦ፡ ምሞተ ኔሩ! ማይክል ነዚ ቆልዓ ትኸውን ጸላም ከብዲ ጥራይ ዘይኮነ ረኺቡስ፡ እንኮላይ ገንዘብ ናይ መጥባሕትን፡ ቀጺሉ ሕክምናዊ ወጻኢታትን «ንዓመታት ዝኸውን» ብድሕሪኡ፡ ከፊልሉ እዩ!፡፡ ሎሚ እቲ ናይ ትማሊ ቆልዓ ዝነበረ ቤላ ፋርካስ ፡ኣቦ ሓንቲ ጥዕይቲ ቆልዓ ኮይኑ ፡ ንማይክል ጀክሰን ድማ ሂወቱ ስለ ዘድሓነሉ ፡ኩሉ ግዜ ከም ዘመስግኖ፡ይገልጽ፡፡ "ጽቡቅ ዘበለ ስነ-ጥበብ ፡ ብፍጹም ኣይመውትን እዩ!"፡ማይክል ጀክሰን"= " ሓደ ኮኽብ፡ ብፍጹም ክመውት ኣይክእልን እዩ፡ልክዕ ናብ ፍሽኽታ እዩ ዝልወጥ፡ ከምኡ'ውን ተመሊሱ ይቅህም ናብ «ቆዝሞሳዊ-ኣድማሳዊ-ፈዋሲ-> ሙዚቃ» ፡ ሳዕስዒት ናይ ሂወት!" ፡ማይክል ጀክሰን= ኣዝዩ ዓቢ ረዳኢ ጽጉማትን:ሰብኣውነትን= = «ልዕሊ 400 ሚልዮን ዶላር ዝኸውን ረዲኤት ንጽጉማት: ንጥሙያት: ንሕሙማት ቆልዑን ህዝብን ተማሃሮን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ከምኒ ብዓል ኢትዮጵያ ፡ደቡብ ኣፍሪቃ ፡ሂንዲ፡ሩማንያ: ኣሜሪካ ውዘተ..ዝሃበ :ናብ ኣብ ዝተፈላለዩ ሆስፒታላት ዝነበሩ ሕሙማት ናይ ካንሰር፡ኤድስ፡ልሙሳት ፡ካሎት ዓይነት ሕሙማትን ብኣካል እናበጽሐ ፍቅርን: ተስፋን :ምጽንናዕን: ዓቢ ትሕትናን: ብግብሪ ዝለገሰ! :ብዜማታቱ'ውን እንተኾነ ፍቅሪን: ረዲኤትን :ዝሰበኸ!: «ክፉት ኣእምሮን፡ክፉት ልብን= «ከም ናይ ቆልዓ ልቢ :ንክርስቶስ ክመስል ዝደሊ=Child-like & Christ-like heart!»፡ መልእኽቲ» ናይ መብዝሓትኦም ዜማታት ማይክል፡ንጽጉማት ሰባት ክንሕግዝን፡ ክንረድእን፡ ተስፋ ክንህቦምን፡ ነንሕድሕድና ድማ ክንፋቀር ከም ዝግባእን ፡ ንኣምላኽ'ውን ምስጋና ዝህብ እዩ ኔሩ!፡ ን'ኣብነት We Are The World,Heal The World,Man In The Mirror,Speechless etc....ንገለ ካብ ዜማታቱ ምስ ንውከስ«Black or white=ብላክ ኦር ዋይት»፡ «Human-nature=ህዩመን ኔችር»ዝብላ ዜማታቱ ፡ነቲ ኣብ ቆርበቱ ዘጋጠሞ ጻዕዳ ሕማምን ፡ ንተፈጥሮን፡ኣብ ሂወት ድማ እቲ ኣገዳሲ «ጻዕዳ ወይ ጸሊም ሙኻን» ከምዘይኮነ የብርሃልና! ብመሰረት ኣብ 1993 ዝተገብረ ቃለ-መሕትት ምስ ማይክል: ማይክል ብኢንግልሽ ቪቲላይጎ «vitiligo» ማለት ጻዕዳ ሕማም ኣብ ኣካላቱ ከስፋሕፍሕ ምስ ጀመረ እዩ፡ብሕክምናዊ መንገዲ ንቆርበቱ ናብ ንቡር ዝኾነ ጻዕዳ ሕብሪ ከመመሳስሎ ዝተገደደ፡፡👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-vbddupKAB3c.html Thriller=«ትሪለር» ዝስማ ናይ ማይክል ዘሜ ምስ ንውከስ ድማ፡«ገለ ካብ መልእኽቲ ናይታ ዜማ» ከምዚ ዝስዕብ ይመስል፡ሓንቲ ንማይክል ተፍቅሮ ብጸይቱ ዝነበረት ጓል ፡ ሓደ ሕልሚ ትሓልም፡ ብሕልሚ ማይክል ተፈጥራዊ ባህሪኡ ተለዊጡ ፡ጸላእቲ ድማ ምስ ማይክል እናሳዕስዑ ክሃድንዋ ከለዉ ትርኢ፡ ኣብ መወዳእታ ግና ብር እንተበለት፡ እቲ ዝርኣየቶ ነገር ፡ሓቂ ዘይኮነስ ፡ሕልሚ ኮይኑ ረኺባቶ፡ ሽዑ ብጋህዲ ማይክል መጺኡ፡ብኢዳ ሒዙ ፡ዝኾነ ዓይነት ጸላኢ፡ዋላ ንተፈጥርዊ ባህረይ ክልውጥ ዝፍትን ጸላኢ ወይ ተጻባኢ እንተመጸ ፡ኣይገድፈክን እየ፡ኣነ ምሳኺ እየ ኢሉ፡ ሓቍፉ ይወስዳ፡፡ ሓደ ሰብ ፡ሓደ ማሃሪ ዝኾነ መልእኽቲ ንኸሕልፍ ክብል፡ ከም ናይ ሰኽራም ገጸ ባህሪ ሒዙ: እንተ ተዋሲኡ ወይ ከም ንሰይጣን ዘምልኽ ገጸ ባህሪ ሒዙ: እንተ ተዋሲኡ፡ እዚ ሰብ ዕላምኡ ፡ሓደ ማሃሪ ወይ ተራኺ ዝኾነ መልእኽቲ ምምሕልላፍ ክሳብ ዝኾነ ፡ንስካ ድማ ከም ተዓዛባይ: ኣልዕል ኣቢልካ፡ኣብቲ ናይ ብሓቂ ሂወቱ ዘይትፈልጦ ክንስካ ፡ጫፍ ናይታ ቪድዮ ሒዝካ ፡ነቲ ናይ መወዳእታ መልእኽቱ'ውን ከየስተውዓልካን፡ከይተረዳእካን ፡ ንስኻ ሰኽራምን፡ዘማውን ፡ንሰይጣን ተምልኽ ዓይነት ሰብን ከምዝኾንካ ኣብ ቪድዮ ሪኤካ ክትብሎ ኣይግባእን እዩ፡ ምኽንያቱ ገጸ ባህርን፡ሓቀኛ ሂወትን ክልተ ዝተፈላለዩ ነገራት እዮም ፡እቲ ዋና ኣገዳሲ ነጥቢ ናይታ ሙዚቃዊት ድራማ :ኣብ መጠርሽታ ኣወንታዊ ወይ ድማ ምሃሪ መልእኽቲ፡ምህላዋ እዩ!፡ ✍️ሰዓብቲ ኣምላኽ ኢና እናበሉ ፡ ብኣፎም ዝፋቀሩ፡ ብግብሪ ግን ነንሕድሕዶም ክፋረዱን፡ክዘላለፉን ዝውዕሉ ሰባት ኣለው!፡እዞም ሰባት ናይ ጽልእን ፡ናይ ፍርድን መንፈስ ሒዞም ናብ መንግስተ ሰማያት ካብ ዝኣትው ፡ማይክል ጀክሰን ናብ መንግስተ ሰማይ ክኣቱ ይቀልል! 👉«እናደረፉን እናሳዕስዑን!❤️»፣ ኵለን ዓይኒ ማያተይ ኣባኻ እየን፣ ኪብሉ እዮም።✍️«መዝሙር ዳዊት 87:7 » ኣሜን፡፡ እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገር ድማ ማይክል ጀክሰን ብጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ኣሚኑ :ናብ ጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ እዩ ከይዱ፡፡ ክብሪ ንኣምላኽ ይኹን ኣሜን፡፡ ከምኡ'ውን ብተወሳኺ እቶም ሽዑ ወንጌል ዝመስከርሉ ሰባት :ብዛዕብኡ መስኪሮም ኣለዉ፡ ነዞም ኣብዚ ታሕቲ ዘለው ሊንክ በብሓደ እናጠወቅና ፡ምስክርነት ናይ ማይክል ብሰፊሕኡ ክንርእዮ ይከኣል እዩ! 👉 www.reflectionsonthedance.com/His-Faith.html 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-JC7O60drVXw.html 👉 ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-CrrAt8hDiZU.html
@wedaswedas8592
@wedaswedas8592 3 года назад
Bdhan muxu
@kibrabkifle5690
@kibrabkifle5690 3 года назад
Gini yesus eko kulom abi alem zelewu miss met eyu eko ziferidi
@weldeabmichael5306
@weldeabmichael5306 3 года назад
Yhuda 1:8-9 kemuE kA ezum sebat eziAtom bhlmi tegelixulna enabelu sebnetom yerksu
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
ኦሪት ዘሁልቊ 12 6፤ በሎም ድማ፡ ዘረባይ ደኣ ስምዑ፡ ኣብ ማእከልኩም ነብዪ እንተሎ፡ ኣነ እግዚኣብሄር ብራእይ እግለጸሉ፡ ብሕልሚ እዛረቦ።
@k.a3902
@k.a3902 3 года назад
Kilae new belo ezi hatew ketew gerkumo. Dehar nai hizbina giber fekedu zainifeltom pasterat zibeliwo elka aytihtses eka. ETA Jesus Goyta eyu tibla terai eya des tibleni neay.
@bardavidi4959
@bardavidi4959 3 года назад
Great Testimonies and Presentations.......wow........Thank You.........Selah
@weldeabmichael5306
@weldeabmichael5306 3 года назад
Kkkkk ata kemey aynet meshaqat ekum mexhaf msale 14:19 kemuE kA etom ekuyat sebat ab qdmi xadqan teberkikum mhret klmnu eyum. Men eyu ke maryam mengedi dhnet zebeleka. Maryam kunet qudusan melaEkti beti amlak zhabum xega kemaldulnan khgzunan tray eyom zkElu. Ebrawyan 1:14 anbb
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
ወንጌል ዮሃንስ 14 6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
1ይቲ ጢሞቴዎስ 2 5፤ ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ።
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
Hawey bruk eske ab mexhaf kudus melakti yemaludu eyom zbl amxe
@hailatmichael9615
@hailatmichael9615 2 года назад
bejaka zhawey hatey ketow u ezi wedi 8 amet
@segenm950
@segenm950 3 года назад
Abey alo ??moytu
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327 3 года назад
Kkkk ኣነስ አታ መጀመሪት ሙዚቃ ማራ አያ ደስ ትብለኒ. ካልእ ግን ሃተው ቀጠው አዩ. ኣይትሓሱ ባ ኮይንኩም ሪአዮ. ሰሚዖዮ አንዳበልኩ ሞቅ ኣይተብሉና fack
@yohannesalazar2241
@yohannesalazar2241 3 года назад
አንሆ ይንገረካ ኣሎ ። ተነሲሕኻ ተመለስ አንተኣበኻ በታ ዝተጻረፍካያ ኣኻ አቶም ተጻረፍቲ መንግስተ ሰማይ ኣይኣትወን ኣዮም ይብል። ከም ፍቓድ ስጋኻ ኣይትንበር።
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327 3 года назад
@@yohannesalazar2241 mengste semay zbahal yelen ytrefeni. eta metewit mezmur tekilka sdedeley.
@Yordii2694
@Yordii2694 3 года назад
@@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327 ወንጌል ማቴዎስ 12 36-37፤ ኣነ ግና፡ ብዘረባኻ ኢኻ እትጸድቕ፡ ብዘረባኻውን ኢኻ እትዅነን እሞ፡ ሰብ ዚዛረብዎ ዘበለ ዘይጠቅም ኵሉ ቓል ብመዓልቲ ፍርዲ ጸብጻብ ኪህብሉ እዮም፡ እብለኩም አሎኹ።
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327
@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327 3 года назад
@@Yordii2694 ኣነ ኻኣ ብተግባርካ አካ ትጽድቕ ኢለ ይሓስብ. ዘረባ ድኣ ንፋስ አንዳሉ.
@user-rn4rz6ld3i
@user-rn4rz6ld3i 3 года назад
@@nhgdefsenkaekaayegelgelku6327 ኣታ ብሩኽ ሓወይ ከመይ ጌርካ ነዛ ነፍስኻ ንኩነኔ የሕሊፍካ ክትህባ ዘይትፈርሕ በጃኻ ዕድል ከለካ ንግዜኻ ተጠቐመሉ ምስ ኣምላኽ ክትፋለጥ ተበገስ ጎይታ ምስትውዓልካ ይኽፈተልካ መዝሙር ንዘይርደኣካ መልእኽቱ ታይ ሂወት ክህበካ ዩ ብምስማዕ ደኣ ተባረኽ
@hermonyemane3421
@hermonyemane3421 2 года назад
ወዲ ሸሞንተ ዓመት ቆልዓ ካርቱን ስለዝረኣየስ በቃ ኣብ ሲኦል ! ሓሰዉቲ ጰንጠ
@adlave950
@adlave950 3 года назад
anta hawey aytehafrn dika wedi 8 amet siol kkkk mhret yewrdelka nezi hzbi gn hisot tmhro aleka....
Далее
Qarindoshga uylansang😂😂
01:01
Просмотров 833 тыс.
Coca-Cola 😂🫲
00:20
Просмотров 2,8 млн
ተግሳጽ ንዘመርቲ!
10:08
Просмотров 4,5 тыс.
#ፍቅሪ ሃገረሰብ 1ይ ክፋል#
8:13
Просмотров 1 тыс.