Тёмный

ምስክርነት ሲድ ሪካርዶ 1ይ ክፋል 

SEMAY TV
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 7 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

9 сен 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 19   
@luleyasu
@luleyasu 9 месяцев назад
ኣሜንንንንን
@betiaelshimendi1007
@betiaelshimendi1007 9 месяцев назад
Kbri Namlak wawwwwwww Hallelujah
@josijosi1566
@josijosi1566 9 месяцев назад
ተባረኩ ሰማይ ቲቪ ብዙ ሕ ኢና ንምሃር ዘለና ክብሪ ንጎይታ ይኩን ኣመን ኣመን
@sarahaile6506
@sarahaile6506 9 месяцев назад
Teddy hawey barkatina eka ❤❤❤❤❤
@akberetbirhane3804
@akberetbirhane3804 9 месяцев назад
አሜን አሜን ሰማይ ትቭ #እግዛአብሄር# ብቡዙሕ ይባርኩም ተባርኩ ንሱኹም በረከትና ኢኹም! ቴዲ ሓውና ጸጋ #እግዛአብሄር# መመሉሱ አባኻ ይዕዘዝ!!
@sabatsehaye4252
@sabatsehaye4252 9 месяцев назад
Amen hallelujah
@yerguabraha3823
@yerguabraha3823 9 месяцев назад
Amen Amen Amen
@edenaraya8849
@edenaraya8849 9 месяцев назад
Amen amen ❤
@sabatsehaye4252
@sabatsehaye4252 9 месяцев назад
Amen hallelujah ❤❤❤
@mahletabraham917
@mahletabraham917 Месяц назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@robidigitalapp8580
@robidigitalapp8580 9 месяцев назад
Kbri ngoyta yesus God bless you more semay tv behaki btgebrwo zelekum nay wengel eyo bzuh ena nbarek amlak goytana yesus xega yebzhalkum
@saraamare4135
@saraamare4135 9 месяцев назад
@semretabraha8737
@semretabraha8737 9 месяцев назад
❤❤❤❤
@nebiatandemicael1210
@nebiatandemicael1210 9 месяцев назад
Amen. Amen🙌🙌🙌👏👏👏👑👑👑💡💡💡❤️❤️💡🐑
@mersina.2
@mersina.2 9 месяцев назад
Neza meatewit mezmur share gberulna link, Semay tv❤❤
@yorda106
@yorda106 9 месяцев назад
Amen 🙌🏾🙌🏿🙌🏽
@biniam9156
@biniam9156 9 месяцев назад
ኣጋንንቲ ዶ ኣብ ሰማይ ይርከቡ ዮም መን ኣፍቂዱሎም ኣብ ናይ ቁዱስ መንፈስ ቦታ ክቖሙ
@sarameron7214
@sarameron7214 9 месяцев назад
እዝስ ምስቲ ንሕና እንኣሞኖ ቃል ኣምላኽ ይቃዶ ዶ? ኣነ ከም ጴንጠ ንምቕባሉ ይሽገር። እንታይ ኢና ጊርናኩም ብእምነትና እትዋዘዩ። እዝስ ዋጋ ኣይኽፍልን ዶ? ሙልጌታ እየ ዝብሃል ካብ ኢኣድመንተን። ኤረ ሕደጉ ኤረ ሕደጉ። ንኣምላኽ ዲና ንሰብ ከነሐጉስ
@eden6094
@eden6094 9 месяцев назад
ሰማያት ይፈላለ ኢዩ ኣብ ካልኣይ ኢዩ ሪኤዩም ዝበለ እዛ ጥቅሲ ኣንብባ(“እቲ ቕልስና ምስ ሕልቅነትን ስልጣናትን ምስ ናይ ጸልማት ገዛእቲ ዓለምን ምስ መናፍስቲ እከይን ኣብ ሰማያት እዩ እምበር፡ ምስ ስጋን ደምን ኣይኰነን እሞ፡ ንፍሕሶ ሰይጣን ምቅዋሙ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ ኵሉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ።” - ኤፌሶን 6፥11-12) እዚኣ ከኣ ራኣያ (2ይ ቆረንቶስ 12 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ² ቅድሚ ዓሰርተው ኣርባዕተ ዓመት ሓደ ሰብኣይ ብክርስቶስ፡ እዚ ኸምዚ ዝበለ ኽሳዕ ሳልሳይ ሰማይ ከም እተዘረፈ፡ እፈልጥ ኣሎኹ፡ - ኣብ ስጋ ምንባሩ ኣይፈልጥን፡ ኣብ ወጻኢ ስጋ ምንባሩ ኣይፈልጥን፡ ኣምላኽ ይፈልጥ። - ³ ብናይ እዚ ኸምዚ ዝበለ ሰብኣይ፡ - ኣብ ስጋ ምንባሩ ወይስ ኣብ ወጻኢ ስጋ ምንባሩ ኣይፈልጥን እየ፡ ኣምላኽ ይፈልጥ፡ - ⁴ ናብ ገነት ከም እተዘረፈ እሞ፡ ሰብ ኪዛረቦ ዘይተፈቕደሉ፡ ዘይንገር ዘረባውን ከም ዝሰምዔ፡ እፈልጥ እየ።
Далее
መንፈስ ቊዱስ መን’ዩ!
1:00:57
Просмотров 47 тыс.
ምሉእ ምስክርነት ጀምስ ካዋልያ!
3:22:45