Тёмный

ምስ ባዓል ገዛይ ዝገበርክዎ ፃናሒት ሙሉእ ቪድዮ 

Nueud (ንኡድ) Tube
Подписаться 36 тыс.
Просмотров 55 тыс.
50% 1

share..like..subscribe ብምግባር መደባትና ይከታተሉ።

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1 тыс.   
@ميري-ح4د
@ميري-ح4د 6 месяцев назад
ጀቂ መዳም ቀመማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብሰላም ዓድና ይመለሰና🤲🌹🌾🤲🌼
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 6 месяцев назад
ኤሚዬ ደስ ክትብሉ ረጋዕታኹም ገለ ናይ ብሓቂ ሓዳርኹም ይባረክ ሰብኣይኪ እውን ደስ ክብል ፍቅርኹም ይብዛሕ ናይ ተጋሩ ሰብ ሓዳር ክሪኢ ተለኹስ ብጣዓሚ እየ ልምሰጥ እቲ ትሕትናኹም ረጋዕታኹም አረ አነስ እንኳዕ ካባኹም ተፈጠርኹ ቀጽልሉ ፍትዋተይ🙏❤
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏
@OkubatTesfaldet
@OkubatTesfaldet 6 месяцев назад
መጀመርያ ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም ኣምላክ ይባርከልኩም ብምቅጻል ብጣዓሚ እየ ዘድንቀክን ሳብስክራይብ ክትዓብይ ተኮይና ከምዚ ሰብ እንዳ ኣምጻክን ደረቅ ሕቶታት ክትሓታ ኣለክን ኣጀክን ምስ ሊድያ ቀጽልኦ ተዋሳኦክን ኣድናቂክን ዑቁባት ተስፋልደት ካብ ዓዲ እንግሊዝ 💙💙💙💙✅✅✅
@FanaYBRah-hq8cw
@FanaYBRah-hq8cw 6 месяцев назад
ኤሚዋይ ኣነስ ፍትውትውትው እየ ዘብለኪ ለለ ብዓል ቤትኪ ካዓሞ ካባካ ንላዕሊ ፅሩይ ደስ ክብለካ እና ሕዋተይ ፍቅርኩም ይብዛት እና ኤምዬ ላይኪ ኣይርአሎይ ፀገም ከይህልዮ የኔ ማር
@Trhas-f9c
@Trhas-f9c 6 месяцев назад
ጥያቀ- እና እንትን ወጣት ኣማርኛ ናሓወስኩም እንበር ፁቡቅ ሕቶታት እዩ ቀፁሉሉ❤❤
@fserdss1437
@fserdss1437 6 месяцев назад
ኣበይ ኣሎ ኣማርኛ ዝተሓወሰ
@ጓልኣክስማዊት
@ጓልኣክስማዊት 6 месяцев назад
ድምፁ ስብኣይ ሰላም ፀጋይ ይመስል 😊ደስ ክትብሉ ማሓዙት እምበር ስብኣይ ሰበይቲ ዘይትመስሉ ሓዳርኩም ይባረክ❤
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 6 месяцев назад
ሓቂኪ ብድምጺ ግን ማራ ኢኺ ተስተማቅሪ🤔😂😂😂😂
@JdjdjJriffi
@JdjdjJriffi 6 месяцев назад
ሓቅኺ🥰😂😂😂
@muneraalmeri
@muneraalmeri 6 месяцев назад
ኣስይይይ ደስ ክትብሉ ብፍላይ ስበይቱ ሓለፍ ለክብር ኣዳም ብጣዕሚ እየ ልፎቲ❤❤❤
@emnetberhe
@emnetberhe 6 месяцев назад
እሰይይ ሙቁራት ፍጥረት ክንደይ ደስስስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ ❤️🥰🥰🥰🥰
@gual70enderta17
@gual70enderta17 6 месяцев назад
ፍቕርኹም ይብዛሕ ሓዳርኹም ይባረኽ ወለላይ ክብል ተሎ ደስ ክብል ኣነ ስብኣየይ ወለላይ እምበይተዋይ ክብለኒ ደስ እዩ ልብለኒ ምስ ኣሕዋትኺ ምፅና ሰለስቲኤኽን ብሓደ ማዓረይ ❤😍😍❤🙏
@bettyboo7783
@bettyboo7783 6 месяцев назад
ብጣእሚ ደስ ትብሉ ውላድኩም ይባረኩልኩም
@ميري-ح4د
@ميري-ح4د 6 месяцев назад
ፁሩያት ንዓኩም የምስለና 🌹🌾🌾
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ 6 месяцев назад
ፀጉኡ የብዝሕ ፍቅራተይ ሓዳርኩም ይባርኽ ቀፅሉሉ መንፈሳዊ ሕውስ እናበልኩም ንኣብነት ታይ እዩ ሃይማኖትካ ክርስትያን ማለት ከ ታይ ማለት እዩ ዝተፈጠርካሉ ዕላማከ ታይ እዩ ዛዓይነቱ ኣምፁእና ፍቅራተይ ንዓናም ፅብቅ እዩ ኣብ ሓዳር ክዓ ነፃ ግልፂ ኮይንካ ተራዳዲእካ እንሕር ከይድካ ዝበለፀ እዩ ገጋታትካ ምእራም እቲ ዝበለፀ እዩ ምክንያቱ ስኣን ምርድዳእ እዩ ዝፋታሕ ዘሎ ሰብ ሞ ቀፅሉሉ🥰 ብዛዕባ ኣካዳድና ዝበልከዮ ክብርቲ ሓፍተይ ቀፅሉሉ እግዚአብሔር ዝፈትዎ ውን ንሱ እዩ ሞ ቀፅሉሉ 🥰
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ኩሉ ነገር ክነስተአካክል ኢና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ 6 месяцев назад
@@NuedTube ኣመየ ዝስታካከል የብሉን ፅብቅ እዩ እቱ ዝሓለፈ ውን ክብረተይ🥰 በቻ መንፈሳዊ ውስክ ኣብሉሉ እንበር የቀረታ ክዓ ስለ ዝደፈርኩ 👏
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 6 месяцев назад
ከምኡ ንከምፅኡ ንቀደም መንፈሳዊ ምስ ዝማሃሩ እዩ ንስኪ ቀደምን ሎም ከመይ ነይረ በሊ ኣብኩሉ መንፈሳዊ ክኮነልክን ኣትድለያ ንቀደም ተምሃሩ በላ
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ 6 месяцев назад
@@ጓልወያናይሻለቃመኮነን ክብረተይ ንሕና ዘይኮነ መንፈሳዊ ክኮነና እንደሊ እቲ ንዓይ ንዓክን ዝፈጠረ ኣምላክ እዩ ዝደሊ ኣነም ደካማ እየ መንፈሳዊ ፈሊጠ ማለት ኣይኮነን ከምኡ ዝብል ዘለኩ መንፈሳዊ ኮ ፈሪሓ እግዚአብሔር ዘለዎ ንኣምላኩ ዝፈልጥ እዩ ነዙይ ኣይፈልጡን ማለት ድዩ ክብረተይ ካብ ዝሓዝዋ ተካፈሉና ለ ሲ ዝበለፀ እዩ ንማለት እየ ብካልእ ኣይተረደእዮ ህያበይ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 6 месяцев назад
ብሓቂ ልባመይ መንፍሳዊ ክምፅእና ክንደይ ደስ ይብል ነይሩ
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ 6 месяцев назад
ፅቡቓት ኢኹም። ሙዑዝ ርግዓትኻ ደስ ይብል ንስኺኳ ስለ እንፈልጠኪ ቐደሙ። ፍቕርኹም ይሰስን ንፋስ ኣይእተኹም ሓዳርኹም ይባረኽ።
@selamburuk
@selamburuk 6 месяцев назад
ደስ በሃሊ ሕቶን መልስን ነይሩ ቀጽልዎ ከኣ አብሰኣላ ሓፍተይ ሓዳርኩም ዉላድኩም ድማ ይባርከልኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍትዋተይ❤🎉ነቶም አብ ስቃይን መከራን ዉሽጢ ዝርከቡ አብ ሳዉዲ ኣረብ ዘለዉ ስደተኛታት አሕዋትና ከኣ ብሰላም ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ብዝከአለኩም ድምጺ ኩኑልና ኤማየ🥺🙏
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ሓቕኪ ለኪ መዓረይ ክንተሃጋገዝ ኢና ን ሃናጻይ ረኢቶኪ ነመስግን
@Hareg675
@Hareg675 6 месяцев назад
ደስስስ ባሃልቲ ምክብባርኩም ይበል የብል መማሲቲ ይግበርኩም እቲ ቋንቋ ግን ኣይትሓዋውስዎ እንትን ጥያቄ ዝብላ ኣስተካክልዎን ብዝተረፋ ቀፅልዎ ❤🙏
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 6 месяцев назад
እፍፍፍፍፍፍ ደስ ክትብሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኤሜየ ሽኮር❤❤❤❤😊😊😊😊
@Dbsgyd
@Dbsgyd 6 месяцев назад
እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፍትዋተይ❤❤❤❤❤
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 6 месяцев назад
ምቅርተይ❤ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ምቅልልቲ ❤ሳሓቅ ኣመላ ስብኣይኪ ዕደለኛ እዩ ቅልል ዝበለት ሰበይቲ ምርካቡ❤❤❤
@tigrayadeytube7120
@tigrayadeytube7120 6 месяцев назад
ሓዳርኩም ይባረኽ ክቡራት ስድራ!! 👉ሰለስተኽን ኣሕዋት ሓደ መዓልቲ ከምትመፃና ብተስፋ ንፅበ❤
@MeryKa-k1c
@MeryKa-k1c 6 месяцев назад
አቦ ንኡድ እም ኑኡድ ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤❤❤❤ ቀፅሉሉ
@selam801
@selam801 6 месяцев назад
ብሓቂ ናይ ልቢ ፍቁራት ምኳንኹም ብኹሉ ነገርኹም ትፍለጡ ፍቅርኹም ይሰሰን ምቁራት❤😊
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና 🙏🙏
@TtTt-wn4jf
@TtTt-wn4jf 6 месяцев назад
ረጋዕታኩም ፈትዮዮ❤❤❤
@እግዚኣቢሔርብርሃነይ
@እግዚኣቢሔርብርሃነይ 6 месяцев назад
ሙቁራት ሓዳርኩም ፈጣሪ ይባርኸልኩም ደስ ክትብሉ ደቂ ዓበይቲ ጡዑማት ላዛ❤❤❤❤🥰🥰🥰💐💐
@th1825
@th1825 6 месяцев назад
ሓዳሩኩም ይባረኽ ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ
@tgray1588
@tgray1588 6 месяцев назад
ኣሰይ ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏❤❤❤❤❤❤
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
@ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 6 месяцев назад
ፅብቃተይ ደሰ ክትብሉ ሓዳርኩም ፍቅርኩም ይባርክ ተጋሩዋይ 🥀😘🧡
@hiwotmharimhari
@hiwotmharimhari 6 месяцев назад
ፁሩያት ዕድመን ጥዒናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም የብዛሓዮ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ
@ኣቢጋልትግራይ-ኀ1ከ 6 месяцев назад
ላይክ ኣይረአሎን ክፈትዎ😅 ብጣዕሚ ደስትብሉ መፃምድቲ ብፍቅሪ የንብርኩም❤❤❤❤
@sameeraaa9774
@sameeraaa9774 6 месяцев назад
አሰይ ፅብቃት ስድራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
@AzeAxumኣዙኣኽሱም
@AzeAxumኣዙኣኽሱም 6 месяцев назад
በጃኪ ቆላዓኺ ኣጥብቅኪ ሓዚ ሰራሕተኛ ናይቆላዓ ከይትገብሪ ሕዘናልኪ ከይጠፋኣ ብዝሕ ስለዝረአ ዘሎ በዚ ሸሻል ሜዳ😢 እና ቀልጥፍኩም ምፅና🎉❤
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ኣደይ አያ ትህዘለይ ግን የቐንየለይ
@Seniseniii
@Seniseniii 6 месяцев назад
ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ
@zedzed8903
@zedzed8903 6 месяцев назад
ደስ በሃሎ ሓዳሪኹም ይባረኽ❤❤❤❤
@jannaibrahim142
@jannaibrahim142 6 месяцев назад
ደስ ክትብሉ፤ሓዳርኩም ይባረክ
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 6 месяцев назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤
@samhothy4878
@samhothy4878 6 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር አምላክ
@Jgggfgajhvggghhg
@Jgggfgajhvggghhg 6 месяцев назад
ፁሩያተይ
@GaliLilay
@GaliLilay 6 месяцев назад
ኣሰይ ፅቡቃት ሓዳርኩም ይባርከልኩም🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@SlamAgh
@SlamAgh 6 месяцев назад
ሓዳር ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም❤
@brhangebrehwet1164
@brhangebrehwet1164 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤ ኣስይ ሙቁራተይ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@TifhFjfh-vp4pi
@TifhFjfh-vp4pi 6 месяцев назад
ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁሪተይ❤❤❤
@lidyaGg-z5s
@lidyaGg-z5s 6 месяцев назад
ፍቅርኩም ሓዳርኩም ይባረክ ምቁራት ስድራ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@gs6su794
@gs6su794 6 месяцев назад
ለ ፈትወኪ ኢሚዋይ ንኡድይ ብጥበብ የዕቢካ ዝወደይ 🙏🙏🙏🙏
@sgdfdsfg7926
@sgdfdsfg7926 6 месяцев назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፅርያት❤❤❤❤
@ShewitTewelde-yc8gp
@ShewitTewelde-yc8gp 6 месяцев назад
Abitey betami des teblu seb hadar ekium hadrkum yebrkelkum ❤.gen ab art really meant menntkaki aqmitqki kale gexe baheri telbiski kesab zeserahki every neski tewhabuo cast neaki zewkel kesab zeykone wexiki abiki helmtatki ketbxehi adki ketxwei tekoinki buzuh neski teftwuo teray zeykone neaki challenge zekonki serahat wen ketmkori alki art kulu geze tenberon & tefteron u .❤❤
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ክብረት ይሃበልና ግን ኣነ ኩሉ ገፀ ባህሪ ክሰርሕ ፍቓደኛ እየ ነገር ግን ጥራሕካ ወፂካ ልግበር ፊልምታት እየ ኣይሰርሕይ ልበልኩ እምበይ ቻለንጅ ልገብረኒ ስራሕ እየ ክሰርሕ ልደሊ
@BdFf-u5j
@BdFf-u5j 6 месяцев назад
ኣሰይ ደስ ትብሉ ማረያምን መፃእኹም ቡሩህ ይኹን 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@SalamaSalama123-ur1nj
@SalamaSalama123-ur1nj 6 месяцев назад
Edmen tienan yhabkum fetari mukurat 😘😍❤️
@tigrayarmy2293
@tigrayarmy2293 6 месяцев назад
Tigray People keep up the good work.
@ሰሉ-ጀ7ዸ
@ሰሉ-ጀ7ዸ 6 месяцев назад
ፅብቃት❤❤
@BanaLoveHabesha
@BanaLoveHabesha 6 месяцев назад
ጽቡቓት ሓዳርኩም ይባረኽ
@hansaahanssa3230
@hansaahanssa3230 6 месяцев назад
ኤሚየይ ብጣሚ እየ ዝፈትወክን ዘድንቀክን ወላ ቅልነት እዩ ዝጥዕመልኪ ኩሉ ነገር ብጣሚ እዩ ዝጥዕመልኪ አብ እንዳ ተሐሽ ድራማ ንስኪ ዘይብላ ፓርቲ ኣይርኣን ወላ ሓፍተይ ንስኪ እንድሕር ዘየለኪ ኣይትርእን ብጣሚ እና ንፈትወኪ ንሙና ኮላይ ይፍትዋ እየ ግን ኣይከመክን😘😘
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ክብረት ይሃበለይ ዛምበይተይ
@ህንፃባርያእመብርሃንየ
@ህንፃባርያእመብርሃንየ 6 месяцев назад
ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኹም ይባርኽ ምቁራተይ
@DestaDesta-s3u
@DestaDesta-s3u 6 месяцев назад
ጽቡቓት ኢኹም ቀጽሉሉ❤❤❤❤
@hhnm-gh9vh
@hhnm-gh9vh 6 месяцев назад
ትሕትና ዘለዎ ስብአይ ተዓድልኪ ኤሚ ሃለውለው ከይተብልዮ ከምዛ ድራማ ትስርሕያ ተጠንቅኪ ሓዝዮ 😅😅
@mohamnerahmef5739
@mohamnerahmef5739 6 месяцев назад
ማርያምን ደስ ክትብሉ🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@ufig6973
@ufig6973 6 месяцев назад
ኣሰይ ፍቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤👏
@RoshanAm-b3d
@RoshanAm-b3d 6 месяцев назад
🎉🎉ሓዳርኩም ይባረክ❤
@DestaKalayu-vg8pf
@DestaKalayu-vg8pf 6 месяцев назад
ፅሩያት ሓላላት❤❤❤❤❤❤
@Qwee-ss6yz
@Qwee-ss6yz 6 месяцев назад
ሙቁራት ፉቁራት 🥰🥰🥰🥰🥰👌👌👌
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ 6 месяцев назад
እግዚአብሔር ሓዳርኹም ይባርኽ❤❤❤❤❤❤ሙቁራተይ
@اعع-ز4ز
@اعع-ز4ز 6 месяцев назад
ፍቅሩኩም ይባርኮ ❤️❤️❤️❤️
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 6 месяцев назад
waw btaemi des tblu hadarkum ybarek ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 6 месяцев назад
.ፍቅርኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤
@Twhjanana
@Twhjanana 6 месяцев назад
ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራተይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ሽኮሪናታት ናተይ❤❤❤❤
@meggg292
@meggg292 6 месяцев назад
ፍቅርኹም ይብዛሕ ደስ ክብሉ❤🙏
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 6 месяцев назад
እግዚአብሔር አምላኽ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም ሙቁራተይ❤❤❤
@abrehetkebede8015
@abrehetkebede8015 6 месяцев назад
You are so awesome 👌
@bsigalwelday1077
@bsigalwelday1077 6 месяцев назад
Des bahalti welelay natebahalkum nberu🥰
@aasaas7284
@aasaas7284 6 месяцев назад
ፅሩያት❤❤❤❤❤
@Selam-ro7rr
@Selam-ro7rr 6 месяцев назад
Oh SbAyki zelowo,thtna,❤hadarkum Ybarek bzuh temahire kabakum❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 6 месяцев назад
❤❤
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 6 месяцев назад
እሰይይይ ፍቅሩኹም ይብዛሕየ ተጋሩዋኒ ኣሕዋተይ ሳብክራይብ ግበሩልይ 🤲🤲❤❤❤❤
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 6 месяцев назад
እሰይ ሙቁራት ስድራ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤
@VvHs-en5sr
@VvHs-en5sr 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤🎉🎉
@leliandtib8722
@leliandtib8722 6 месяцев назад
My fav absiye des ktblu❤
@FifiAngesom
@FifiAngesom 6 месяцев назад
Q❤❤❤❤❤❤❤❤
@tgray2416
@tgray2416 6 месяцев назад
ግን እንታይ እዩ ላይኩም ዘይረአ ? ወይስ ናዓይ ጥራሕ እዩ
@fserdss1437
@fserdss1437 6 месяцев назад
አረ ልኣይለ እዩ ዓፅየምዎ ይኮኑ😂
@tarhslove4629
@tarhslove4629 6 месяцев назад
ሙቁራተይ ሓዳርኩም ይባረኽ ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤
@Maruuy-ym1sx
@Maruuy-ym1sx 6 месяцев назад
ዋዋዋ ፁሩያት❤
@ቲቲሓፍቲመብርየወዲፀጋይ
ሓዳርኩም ይባረክ ደስ ክትብሉ❤❤❤
@Rora112
@Rora112 6 месяцев назад
ውሕልልና ኣተሓሕዛ ሰብኣይ ዋላ ሽሕ ግዜ ንፍዕቲ ኩኒ ግን ካብ ኣተዓባብያኪ ኮይኑ ይስመዓኒ ብጣዕሚ ኢኪ ትክእልሉ በቃ መግለጺ የብለይ ኣነውን ከማኪ ትሕት ዝበለት ናይ ኣዶ ባህርያት ዘለዋ ክከውን እየ ዝደሊ መብዛሕቲአክን ተጋሩ ወሓላሉ ናይ ሓዳር እንዲክን ናይ እሙ ከኣ ይፈለ እዩ ኣድኒቀ ኣይጸግበክን ኣብ ዓዲ መጺአ ብኣካል ከድንቀኪ ተስፋ ይገብር ❤❤ ገዛኩም መጺአ ቡና ተስትዩኒ ትኮኑ ታይ ይፍለጥ 😂
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ 6 месяцев назад
ፅቡቓት ኢኹም። ሙዑዝ ርግዓትኻ ደስ ይብል ንስኺኳ ስለ እንፈልጠኪ ቐደሙ። ፍቕርኹም ይሰስን ንፋስ ኣይእተኹም ሓዳርኹም ይባረኽ።
@abebadesta5586
@abebadesta5586 6 месяцев назад
❤❤❤❤
@YyyYy-e9r
@YyyYy-e9r 6 месяцев назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@lityvms2269
@lityvms2269 6 месяцев назад
ደሰ ክትብሉ ፁሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባረኮ
@hfhfhf8860
@hfhfhf8860 6 месяцев назад
ብጣዕሚ ቀኒአ ከሞዙይ ዝበለ ሓዳርስ ተመኒካ አይርከብን ፈጣሪ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ በቃ ቃላት ይሓፅርካ አነ ከማኩም እካዋ በይኑ ዕደለይዋ ክንድ ፍርቅኩም ፍቅሪ ዝልግስ ሓዳር ይፍጠረለይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
🙏 ክብረት ይሃበልና ክትረክቢ /ክትረክብ ኢኪ/ካ 🙏🙏
@ZuzuMohammed-d3n
@ZuzuMohammed-d3n 6 месяцев назад
ዋው ፅብቅ መደብ ነይሩ ቀፅልሉ ኣብ ቀፃሊ ድማ ንሊድያና ንዮዲት ሒዝክና ክትቀርቢ ንፅበይ ኣብሳኣላ ሓፍትና❤❤❤❤❤ ብጣዕሚ ኢኺም ደስትብሉ!!
@Lili-io1in
@Lili-io1in 6 месяцев назад
ደስ ባሃልቲ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤ፕሮፋይለይ ብምንካእ ሳብስክራይብ ግጨውቲ🤲
@elsatkleytuber2720
@elsatkleytuber2720 6 месяцев назад
መለስይ
@chthff1008
@chthff1008 6 месяцев назад
ጥዕምቲ ናይ ፍቅሪ ፍልሚ ስሩሑልና❤
@ssdsshxfy7770
@ssdsshxfy7770 6 месяцев назад
ክትምቅሩ ኣምላኸ ፍቅርኩም የብዛሓልኩም ተጋዋይ ትግራዋይ ምሰ ትግራወይቲ❤❤❤❤❤
@whtube8242
@whtube8242 6 месяцев назад
ኣብስኣላና ሙዑዝ ሓዳርኩም ይባረክ መግለፂ የብሉን ካብዞም መፀፀቲ ሰብ ሓዳር የኮንኩሙይ ፍኩስ ምዕርግ ደስ ብዝብል ላዛ ዩ' ይበል። ክተቅርብዬ ዝደሊ መደብ ካብ ስደት ዝተመለሳ ደቂ አነስትዬ በተለይ ካብ ዓዲ ዓረብ ሱቅ ኢልካ ዘይኮነስ ማለተይ ብወፅዓ ኪሳራ ጥልመት ናይ ቤተሰብ ኣፍቃሪአን ሓዘን ግን ዝኩሉ ሓሊፈን ኣብ ደስ ዝብል ናይ ሂወት መንገዲ ዘለዋ ነቲ ንስን ዝሓለፎኦ ሂወት ካልኦት ኣብ ተመሳሳሊ ከይዲ ዘለዋ ልኮነ መሳልል ክኮነን/ና ኩሉ ነገር ኣእማናይ ብልኮነ መልክዑ ንስነ ልቦና ክኮንን ዩ ዝብል ብደንቢ እስኪ ረእያ?ማለተይ መብዛሕቲኤና ብናይ ስነ ልቦና ማህሰይቲ ክስተካከለሉ ኣብዘይክእል ደረጃ ዘለና ስለ ንበዝሕ።
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
እሺ ክብረት ይሃበለይ ልሃናፃይ ኮሞንት ሃምኡ ለ ክሰርሕ እየ 🙏
@whtube8242
@whtube8242 6 месяцев назад
@@NuedTube ክንፅበ ኢና።
@فنافنا-خ5ع
@فنافنا-خ5ع 6 месяцев назад
ታማ ላይክ ዘይትውቅጥሎም
@NuedTube
@NuedTube 6 месяцев назад
ንካሊእ ምርኣይ ስለዝኣበየ እዩ ክነስተካክሎ ንሙክር ኣለና ኢና ንሪኢቶኩም ብጣዕሚ እየ ለመስግን 🙏
@dfghgfvfaydh3201
@dfghgfvfaydh3201 6 месяцев назад
ሓዳርኩም ይባረክ ሓላላት ንሕና ለ ካብ ስደት ምስተ መለስና ካምናትኩም እዩ ትምኒተይ የስምረልኪ ቦሉኒ
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal
@ትዕግስቲTdFዩቱብCanal 6 месяцев назад
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤
@zenawetyoutube6238
@zenawetyoutube6238 6 месяцев назад
Kulatna hasab lebna yesmrlna kab sedet melsi
@pj6930
@pj6930 6 месяцев назад
ደስ ኽብሉ❤❤ መን እዩ ትግራዋይ ንፍቕሪ ኣይሙቺ ዝበለ❤
@fserdss1437
@fserdss1437 6 месяцев назад
​@Gላለመንካ ኮይና በቃ😂ARU-vid-me
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ
@ጠዓመመንገሻ-ሐ2ኀ 6 месяцев назад
ፅቡቓት ኢኹም። ሙዑዝ ርግዓትኻ ደስ ይብል ንስኺኳ ስለ እንፈልጠኪ ቐደሙ። ፍቕርኹም ይሰስን ንፋስ ኣይእተኹም ሓዳርኹም ይባረኽ።
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 6 месяцев назад
ካብ ዓይኒ ሓሳድ የምሓርኩም ኣብሳለየ ስብኣይኪ ህዱእ ንስኪ ድማ ምስ ኩሉ ሕውስቲ ኢኪ ትመስሉና ሓደራ ኪዳንኩም ኣፅንዑ ❤
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 6 месяцев назад
ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ ኤምየይ ዘድንቀኪ❤❤❤
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 6 месяцев назад
ዮዲት አምፅእልና አብሳላት በጃኪ ናፊቅናያ
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 6 месяцев назад
ተቅርብዎ ልደልዮ ነገር ከምዚ ሕቶታት ንሊድያ እና ንዮዲት ሕተትልና ኣብሳላትዬ ምቅርቲ
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 6 месяцев назад
ኤሚየይ ኣ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ኩሉ ነገርኪ ኣይትጥፉእና ምስ ወለድኪ ስብኣይኪ ዘዘናግዕ ዘምህር ሒዝክልና ሙፁ❤ ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤❤❤❤
@ጓልምህረይ-ኸ9በ
@ጓልምህረይ-ኸ9በ 6 месяцев назад
እሰይ ደስ ብሃልቲ ፍጥረት ፍቅርኩም ይብዘሐለይ❤❤
@Madina-q1p
@Madina-q1p 6 месяцев назад
አስይይ ደስስ ባሃልቲ ❤❤❤❤ሓዳረኩም ይባርከ❤❤❤🎉🎉🎉ፍቅራት ማልት አብዚ አልዎ መራአያ ተጋሩ
Далее
КОТЯТА В ОПАСНОСТИ?#cat
00:36
Просмотров 1,1 млн