Тёмный

ምጥፋእ ዘርኢ ብምንታይ ይብገስ፧ 

MAHDER PRODUCTION
Подписаться 127 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

Support Mahder-Production by clicking here:
Patreon: www.patreon.co...
Paypal: www.paypal.me/...
Mahder-production social media links፡
Facebook- / mahderproduction
RU-vid- / mahderproduction
Instagram- / mahder_production
Tiktok- www.tiktok.com...
ዳኒ ወዲመምህር
www.facebook.c...
/ wedi__memhr

Опубликовано:

 

17 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 137   
@KuraraHarife-qc8wz
@KuraraHarife-qc8wz 4 месяца назад
ናይ ብሓቂ ብሱል ሓሳብ አዩ ወዲ መምህር
@efremfsshaye4278
@efremfsshaye4278 4 месяца назад
ወዲ መምህር ብጣሚ ጽብቅ ሓሳብ እዩ ኣጘካ ሓወይ ናተይ ኣትጥፈኣና የቀነልና። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kifleghide3671
@kifleghide3671 4 месяца назад
ወዲ መምህር you are the best person
@negasi2123
@negasi2123 4 месяца назад
Dani Best ምጽእ ምጽእ እስኪ በል እዚ ሜድያ ብጹሉላት ዓብሊሉ ኣሎ።
@1995mwa
@1995mwa 4 месяца назад
Thank you Danny. This is extremely serious issue. The Genocide in Tigray started the same way. You are right there is a need for legal council.
@ydjd8648
@ydjd8648 4 месяца назад
thanks dani kemzi zereba eyu tesaeinu zelo , keep going
@samuelsegid796
@samuelsegid796 3 месяца назад
Thanks Great message 💙🛂
@MahleteXege
@MahleteXege 4 месяца назад
Thanks for the re-load.
@asmerettekle55
@asmerettekle55 4 месяца назад
Thank you Danny ❤
@Mezmur_wdase
@Mezmur_wdase 4 месяца назад
ሰላም ወዲ መምህር እንካዕ ድሓን መጸካ ። ናይ በሃኪ ጽቡቅ መልእኽቲ። ን ሚኪ ናይቲ ሐደ ወዲ ከም አብነት ዘምጻካዮ ቪድዮ ግን ወገንነት ከም ዘለካ የርኢ። ምክንያቱ አብዚ ግዜ ብ ክልቲኡ(ብ ደገፍትን ተውቃወምንትን) ወገን እዩ ዘሎ ከምዚ ዓይነት ዘረባታት።
@Srafiel
@Srafiel 4 месяца назад
ዓሻ ኢካ ግን ንስካ ከመይ ዳኣ ደልካ እቶም ክኢረሙ ዘለዎም ሰባት ኣብ ህግደፍ ዝርከቡ ጥራይ እዮም 😢😢😢😢😢 ትሕዝን ካኣ ጠይቂ
@Mezmur_wdase
@Mezmur_wdase 4 месяца назад
@@Srafiel ዋላ እኮ ደገፍቲ ህግደፍ ክንቀፋ ግቡእ ተኮነ እንተኮነ መልእክቲ ናይ እዛ ቪድዩ ብዛዕባ ጽንተት እዩ ኣይትጻረፍ ከኣ ዓሻ ወይ ሓሳብ ዝውሕዶ ጥራይ እዮ ዝጻረፍ
@Srafiel
@Srafiel 3 месяца назад
@@Mezmur_wdase sorry ኣብ ስምዕቲ ሰለ ዘአተካኒ እየ ጸርፈካ ያ ንሶም ዝፍጽምዎ ጽነተተ ሰለ ዝኮነ ንሳቶም እየም ካብ ካብ ምቅታሊ ክእረሙ እቲ ደላይይ ፍትሒ ካብ ጭንቀት ዝተላዓለ ኢዩ እንበረ ጽልኢ የብሉን ዛዓርከይይ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 4 месяца назад
ኣለና እባ ኢና ዳኒ ቦይ ይዓኸ•••••••
@Srafiel
@Srafiel 4 месяца назад
መንእሰይ ናብ ክጻወሮ ዘይክኢል ጭኻነ ይከይድ ኣሎ እዚ ድማ ባኣጋ እንተዘይታዓርዩ ኤርትራዊ ዝባሃል ፉጡሩ ኩሁሉ ኣይክኢልን ብዝያዳ ግን ሰብ ምቅታል እቲ ዛሓመቀ ስራሓ ኢዩ ፡ብዘለዎ ባሃሪ ሰብ ግን ንሕርቓን ክጻወር ዝክኢል ኣይኮንን ኩልና ምሕሳብ ከድልየና ኢዩ ዳኒ❤❤
@michaelaron7770
@michaelaron7770 4 месяца назад
Dani hawey fetariy ymesgen nahatika teketateliy mukaney ❤❤❤I love you ❤❤
@robielteklehaymanot1176
@robielteklehaymanot1176 4 месяца назад
ወዲ መምህር ብሉጽ ሓሳብ ከም ወትሩ እዛ ናይ ሕጊ ዝበልካያ ግን ክስራሓላ ዘለዎ ጉዳይ ከም ባዓል ንስካ ውን ኣብ ሕጊ ከተድምዑ ትክእሉ እኩም ዝብል ግምት ዩ ዘለኒ እዚ ደም የሕዋትና ብሸለትነት ክንሪኦ የብልና 💙💙💙💪💪💪
@abrhamhaile6412
@abrhamhaile6412 4 месяца назад
ብኣጃክስ ተሓጺቡ ዝይጸሪ ሪአሲ ወድመምህር
@HavenHaven-v8j
@HavenHaven-v8j 3 месяца назад
Kemy zbeluka smart seb eka wedey yehwat hdegu yredeana ezi guday zekflena waga keybezh, exactly tarik ydgem alo abana nay Rwandan
@abrahamandom-r9p
@abrahamandom-r9p 4 месяца назад
ብሉጽ መደብ ዳኒ! እንተ እቲ ዓሌታዊ ጎስጓስ ግን ብኹሉ ወገን ምዃኑ ኣይገለጽካዮኡን። for example ካብ ደገፍቲ ህግደፍ ብዘይፍለ ተፈታዊ ሾው።
@AsmeromOkbay-dz7hj
@AsmeromOkbay-dz7hj 4 месяца назад
ኣገዳሲ ግዚኡ ዝሓለወን እዩ ካልእ ሰፊሕ ዳህሳስ እንተትገብረሉ ኣይምጸላእናዮን። keep it bro!
@phillywedimusse55
@phillywedimusse55 4 месяца назад
ሰላም ዳኒ ፣ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢየ። እዚ ኣርእስቲ ዘሎናዮ ህሞት ናብዚ ዘምጻኣካዮ ኣርእስቲ ኢዩ። ዝከይድ ዘሎ ስለዚ በዚ ኣርእስቲ ደጊምካ ተትምለስ ጽቡቅ ኔሩ ገለ እንተተረዳኣና። 💙💙💙
@cobraabraham5259
@cobraabraham5259 4 месяца назад
Very smart yng man 👍
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ሓውና ወዲ መምህር ስቃይ ተጋሩኣገው ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !! ኽፍኣት ተዋህዶን ዘምሓርሓሩን ኣምሓሩ ኢሎም ከውርዩ ይዓውይ ኣምሓራይ ተቀይርኩም ብሂወትና ሕረዱና ኣቃጽሉና መንፈስና ግን ኣይትትንክፍዎን ኢኹም ጠላማት ሓሳኻት ጨነውቲ ለመንቲ መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ ተዋህዶ ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ክውሕደኩም ጥሜት ጥይት ክውሕደኩም ፌራ ኽመጻኩምዩ ብእዋኑ ተናስሑ
@tedrostewelde287
@tedrostewelde287 4 месяца назад
Welcome bro
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
እቲ ኣምቸ ዓዲ ርስቲ የብሉን ተዋህዶን ኣምሓራይ ኣኣበባ ስነልቦናን ዝተጋሰስዎ እዮም !
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 4 месяца назад
ኣነስ ዝገርመኒ ኣምቸ ኣይኮንኩን ኤርትርዊ ብዛዕባ ስነ - ልቦና ክዋራዘ ዒብ እዩ።ካብ ሽዕብያ ዝዕበዮ ኤርትራዊ ኣጸቢቁ ኣማቸ ይሓይሽ።
@Tusfai
@Tusfai 2 месяца назад
ክቃወም እየ ንደገፍቲ ህግደፍ ግን ዝጸልኦም ኣይኩንኩን ሓሳቦም ዜሮ ተግባሮም ጽቡቅ ጌረ ይፈልጦ ኩሎም ናይ ቁማር ወልፊ ዘለወም እዮም ብፍላይ ኣብ እስራኤል ሰብ ንሓሳቡ ዝሰርቆ ኣምላክ ክከውን ኣለወ እዚኦም ሃዲሞም ሃገር ይብሉ ኣብ ተቃውሞና ውን ብልሕና ጥራይ ንጠቀም 💙🌍💙🌍💙🌍💙♥️🤩♥️
@awetzemuy4724
@awetzemuy4724 4 месяца назад
❤❤❤ great boy
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ሓልወና !
@samtikokesete180
@samtikokesete180 4 месяца назад
Eza video aysemeakanan dika
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 4 месяца назад
​​@@samtikokesete180 ሰምዓስ ንፈጣርኣ ትልምን ኣላ። ኣምቸ ኣምሓራይ ያራዳል እናበለዶ ኣይኮነን ፅንተት ኣከለ ጉዛይ ዝእዉጅ ዘሎ😮??
@teklehaimanottesfay-wp5ix
@teklehaimanottesfay-wp5ix 4 месяца назад
ሰላም ሓዉ ዳኒ ስለም ኣብ ህይወትካ ኣብ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ ይምነ። ብሓቅ ጽቡቅ መደባት እካ ተቅርብ፡እንተኮነ ግን ቅሩብ ትድንጉየና.ሞ ናብቶም ጽሉላት ንኸይድ። ብዝተረፈ ነዚ ጉዳይ ህዝብና ዝኸይድ ዘሎ ግርም ተንብቦ ኣለካ።። እዚ መደብ ክቅጽል ኣለዎ።
@FelegMillimedia
@FelegMillimedia 4 месяца назад
ኩሉ ግዜ ከብ ቡሉጽ ሰብ ቡሉጽ ሓሳብ እዩ።
@Shaebiya.tsereharestay
@Shaebiya.tsereharestay 4 месяца назад
ጽቡቅ መግለጺ እሰያስ ኣገናዕ ኣብ ድያስፖራ ዝበሎ መልእኽቲ፡ንጹር መልእኽቲ እያ።
@aminemekonen6588
@aminemekonen6588 4 месяца назад
ዳኒኤል ❤ስማርት ❤ ንስኻስ ትጽዕር ኣለኻ መን ሞ ሰማዒ እዳሰመዐ ዝደቀሰስ ጸዊካዮ ነይሰምዕ ኮይኑ ተካል ግዝየ😢😢
@tesfamariamzeray9561
@tesfamariamzeray9561 4 месяца назад
Well Came dani 1 keyrakwa halifatni zqeneyet eya Emo thanks degimka zxeankaya Dani hawey KB klu gzie blux Hasab
@MerimeriMerimeri-qv7zt
@MerimeriMerimeri-qv7zt 4 месяца назад
Wedi memhar king
@fitsumisayas2560
@fitsumisayas2560 4 месяца назад
Dani, 👍
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI 💙 ✝️
@cyber3708
@cyber3708 4 месяца назад
@eriterafilmon5023
@eriterafilmon5023 4 месяца назад
ሰላም ዳኒ ናይ ባሓቂ ኣድናቂኻ አየ ኔረ ማለት ኣድማሳዊ ሰብ ትመስለኒ ኔርካ ለካ አታ ተካል ማይ ለኪማትካ አንበር ኣቅድም ኣቢሎም ደቂ ዓድኻ ቡዙሕ ሕማቅ ቃላት ዝተዛረቡ ኔሮም ንዖኦም ንጸግዒ ሸለል ኢልካ ግን ኣይግድን ንኣብነት ጆን ብላክ ንህዝቢ ሓማሴን ብላንባ መቃጸልክዎም ኔረ ጎጆን ላቅዋን ዝብሃሉ ዘይረብሑ ሰባት ድማ ካብ ደቂ ሰራየ ዝወለድክን ደቅኽን ሕኖቁኦም ኢሉ ኔሩ ነዚ ግን ሸለል ኢልካዮ መምዘኒኻ አዩ አንበር ኣብ ልብና ተሰኒዱ አዩ
@samrawithaile8055
@samrawithaile8055 4 месяца назад
❤❤❤❤
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 4 месяца назад
ካብቶም ሓያላት ሰባት ደኒ ወድ መምህር
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም ኣምሓርኛ ከመይ ተማሂዙ ጠፊእኩም ምሃዝቱ ሓሰውትን ሰረቅትን ሰብደምን ጠንቖልትን ተጋሩ ንሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ! ሚልዮናት ህዝብታት ብኣምሓርኛ ዝዛረቡ ይሳቀዩ ኣለው ! ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ንሳቀ ዘለና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ኣይሰደኩምንዩ !
@dsegtjioojgvvfv
@dsegtjioojgvvfv 4 месяца назад
እንታይ ዝበልዎ ሃለዉለዉ እዩዝኸ😂😅 ብተዋህዶ ዝፀደቐ ኣገዉ ባእ 😂 ካብቶም ደቅ ማሓመድ ገይ ዓካር ድኻ😅😅😅😅
@solomuntekae2648
@solomuntekae2648 4 месяца назад
Dani❤❤❤❤❤
@kidanemicheal697
@kidanemicheal697 3 месяца назад
እንታይዳአ ናይ ጆን ብላክ ዘየምጻእካዮ ምኽሪ ካይወገንካዮ ወድመምህር
@SimonMe2
@SimonMe2 4 месяца назад
Dani belh menesy ❤
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ወዲ መምህር ተዋህዶ ትግራይ ንኽንደይ ዘመን ብርኹስ ኣምሓርኛ ጸሎት ጌሮም ጎጃም ሽዋ ጎንደር ጥንቆላ ጋኔን መን ምሂርዎም ! ? ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ከ ዋናታቱ ተዋህዶ ትግራይ ኣቅሽሽቲ ከበርቴታት እሂ
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 4 месяца назад
ሃለዉለዉ ኣይትበል ኣብ ኣምላኽ እምበር ኣብ ሰብ ትመርኮስ መን ኪዶም ኢሉኻ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ሓሰውትን ሰረቅትን ጠንቖልትን ሰብደምን ጠላማት ተጋሩ ሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ምሂዞም ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም 4። ጋላ ባርያ ኢሎም ዝጻረፉ ተዋህዶ ኣዲሰበባ ቒቒቒ ክንደይ ሚልዮን ህዝቢ ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂሮም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም ይዓውይ !
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 4 месяца назад
💙💙💙
@samsomgebre7352
@samsomgebre7352 4 месяца назад
👍👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️
@NatsuNatsu.teklom
@NatsuNatsu.teklom 4 месяца назад
💙💙👏🏾👏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾💯💯
@SimonMokonen-i4r
@SimonMokonen-i4r 3 месяца назад
"ባንዴራ ስውኣት... ታይዶበይዶስ" ኢልካዮ?
@helensamu8747
@helensamu8747 3 месяца назад
በዓል ጆን ብላክ ደቂ ሓማሰን ኣብ ጋህሲ ከኣትዉ ኣለዎም ክብሉ ሓላል ድዩ ኮይኑ ሓቀኛ አንተኮንካ ብወገን ተቃወምትን ደገፍትን ዘይተምጽኦ።
@asmelashshewit7263
@asmelashshewit7263 4 месяца назад
ዳኒ ብሓቂ ብሱል ሓሳብ ምናላባት ግን ደምበ ቃልሲ ሓደ ጽላል ክፈጥር ወይ ሓደ ንኽሉ ተቃላሳይ ዝውክል ናይ ደገ መንግስቲ ክተክል ብደረጃ ኣብ መዲያ ትነጥፉ ዩቱበራት ተኣኪብኩም እንተትዛተዩ እሞ ንዝያዳ ዕምቆት ውን ነቶም ጸለውቲ ሰባት ኣስቲፍካ ሓደ ሮድ ማፕ ኣዳሊኻ ጎስጋስ እንተዝካየደሉ ተዘይኮይኑ ኩሉና እዚ ክኸውን ኣለዎ እዚ ክኸውን ኣለዎ ስለዝበልና ንቅሓት ሕብረተ ሰብ ክዓቢ ይኽእል እዩ ግን ክኣ ተበግሶ ናትኩም ወሳኒ እዩ ።ኣብ ኢዝኒ ህዝብኹም ስለዝኣተኹም ብትካላዊ መንገዲ ኣነ ወይ ንሕና በዚ መንገዲ ነዚ ዘሎ ቃልሲ ክንመርሖ ንኽእል ኢና ምባል ቅኑዕ እዩ ፡ዘይቅኑዕ ልዕሊ ዓቅምኻ ምስ ዝኸውን ወይ ምስዘይትዕወት እልይ ዘይምባል እዩ፡ኣብ ኤርትራውያን ኣነ ክመርሕ ይኽእል ኢየ ምባል ነውሪ እዩ ፡እንተኾነ ብሓቂዊ መንገዲ ክመርሕ ይኽእል ኢየ ዝበለ ክንቅበሎ ይግባኣና ፡ነገር ግን ብኸመይን ካልእን ዝብሉ ሕቶታት ክንሓትት ይግባእ ። ኢሞ ዳኒ ደጊመ የምስግናካ ተስፋ ጽባሕ ኢኻ ራኢኻን ዕላማኻን መሪሕ ኮይኑ ንሓርነት ከበስር ከማኻ ዝኣመሰሉ ሰባት እናተራኸብካ ዓቢ ስራሕ ክትሰርሕ ተስፋ ይገብር
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ዝተሳቀና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና !!
@Ge-MeMe-Ge
@Ge-MeMe-Ge 4 месяца назад
ናይ ፈራሓት ጌርካዮ እበር ብ ሰልጠነ ክትጅምር ን ዓገብ ክትብልን እዩ እቲ ሓቂ ክን ካኣ ከም ሓሰካ ደምበ ናብ ዝለምለመሉ ኬርካዮ መን እዩ ናብ ከምኡ ዓይነት ዝጉስጉስ ዘሎ ጠፊኢካ ኣይኮነን
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ክንደይ ሚልዮናት ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም
@sidonatekeste5888
@sidonatekeste5888 4 месяца назад
😘😘🌹❤️🌹😘
@Marken-s8j
@Marken-s8j 4 месяца назад
💙💙💙💙💙💙💙💙
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ኸዳዕ ጠላም ኢሳያስ ኣፍወርቂ ን ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ምጻሕጽሑ !
@በረኸት
@በረኸት 4 месяца назад
ራድዮ ርዋንዳ ናይ ዓድና ተፈታዊ ቶክ-ሾው ቁሩብ ጸኒሓ ከምኡ ክትብልያ፡ ኣከለ ጉዛይ ኣብ ልዕሊ ሓማሴን ኣስላም ኣብ ልዕሊ ክርስትያን ድሮ ዉን ጀሚራ ኣላ ደቂ ሓደ ከባቢ እንዳ በለት ክትወናጀል ጀሚራ ኣላ።
@selinaalena4453
@selinaalena4453 4 месяца назад
Nay haki and Seraye. Tefetawi talk show radio Rwanda
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 4 месяца назад
Hgdaf eyom redyo rewnda
@selinaalena4453
@selinaalena4453 4 месяца назад
@@almazeyasu7388he is worse than all of them. This fool guy
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ሳዕቤኑን
@God-db9vp
@God-db9vp 4 месяца назад
እዋይ ስ ኣምሓርኛ ዘለካ ጽልኢ ፍሉይ እዩ፡ ግን ስለምንታይ ከምትጸልኦ ሓሳብካ ክትገልጽ ኣይትኽእልን ኣለኻ፡ ንምንታይ ኢኻ ትጸልኦ፧
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
@@God-db9vp ሓጢኣተኛታት ዝመሃዝዎ ናይ እዩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ኣምሓራይ ዝብሃል መንነት የሎን ቕድሚ 300 ዓመት ኣብ ጎንደር ኣምሓራይ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ! እዚ ኹሉ ሓቂ ክቀብርዎ ዝፍትኑ ተጋሩ ተዋህዶ እዮም ! ብጥረስጋ መንፈሶም ሸይጦም ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ብዙሓትዮም ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ካብ ኣማሪካ ክምለስ ይዝከረኪ ዶ ? ትግራዋይ ብሳዲስት ረሳሓት ለመንቲ መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ ይምራሕ ይሳቀ ኣሎ !!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
@@God-db9vp እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ካብ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረቡ ተጋሩ ሓልወና !
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
@@God-db9vp ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም ኣምሓርኛ ከመይ ተማሂዙ ጠፊእኩም ምሃዝቱ ሓሰውትን ሰረቅትን ሰብደምን ጠንቖልትን ተጋሩ ንሽዋ ሃዲሞም ዝመሃዝዎ ምስጢራዊ ቋንቋ ኣምሓርኛ ብተዋህዶን መሳፍንትን ጸዲቁሎም ! ሚልዮናት ህዝብታት ብኣምሓርኛ ዝዛረቡ ይሳቀዩ ኣለው ! ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ብኣምሓራይን ዘምሓርሓርኩምን ንዘመናት ንሳቀ ዘለና ዘብሄረ ኣገው ቢለን ኢና ! ደምና ኣይሰደኩምንዩ !
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ ሚልዮናት ህዝብታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ትግርኛ ስልጤ ሽናሻ....... ምድሓኑ ምቀሰኑ ንትግራዋይ ንኣመንዎን ነኽበርዎን !
@ni4902
@ni4902 4 месяца назад
ኩሎም ነቶም ንጽልእን ጥፍኣትን ዝጉስጉሱ ጽቡቕ ኣቅሪብካዪም ሓደ ግን ረሲዕካ ሰልጠነ(ተፈታዊ)!
@birhanenegash2382
@birhanenegash2382 4 месяца назад
ኣይተጋገኻን ጽቡቅ ኣለኽ ቀጽሎ እዋናዊ ጉዳይ እዩ ትዛረቦ ዘለኻ።
@akiyor3615
@akiyor3615 4 месяца назад
ኣነ ግን ሃገርና ክሳብ ክንድዚ ኣስጋኢ ክከውን ኣይክእል የ ባሃሊ እንተ እቲ ብከመይ ከም ዝጅምር መብርሂ ምሃብካ ዳኒ ነመስግነካ።
@knowledgeispower630
@knowledgeispower630 4 месяца назад
ይድገም ዶ ኣሎ ሓቀይ?
@nohnoh5563
@nohnoh5563 4 месяца назад
Ente zeytgagiye RU-vid demsisoma kembhadish dma wedi memhr zergihwa
@senayberhanearadom4502
@senayberhanearadom4502 4 месяца назад
ሰላም ፡ ነዓኻ ይኹን ፡ብምቅጻክ ፡እንታይ ዓይነት ፡ፍልስፍና ኢኻ ፡ ትነግረና ዘልኻ ፡ሓደ ነዓኻ ፡ ምኽንያት ዘልዎ ነገር ንኹሉ ሰብ ፡ ምኹንይ ክኸውን ኣይትጸበ ፡ ከምቲ ንስኻ በሊሕ ፡ ዝኾንካዮ ፡ ኩሉ በሊሕ ማለት ኣይኮነን ፡ ናብቲ ፍልስፍና ክመልሰካ ፡ ካብ ሚዛናውንት ዝዓቢ ፡ምኽንያታውነት ፡ዘሎ ኣይመስለንን ፡ ብፍላይ ከኣ ፡ ኣብ ናይ ፡ ዓሌት ምትፍናን ፡ ምኽናያቱ ፡ ንኣብነት ፡ ክልተ ዓሌት፣ ተባኢሶም ፡ኢልና እንተሓስብና ፡ እሞ ድማ ፡ እቶም ፡ሓደ ወገን ፡ከምዝበደሉ ፡ርግጸጫ ፡ እንድሕር ኮንካ ፡ ንስኹም ዝቡቅ ኣለኹም ፡ ወይ ድማ ናትኩም ፡ምክንያታዊ እዩ ኢልካ ፡ ነቶም ሓደ ዓሌት ክተጥፍ ኦም ፡ ማለት ድዩ ፡ እዚ ናይ ዓሌት ነገር ኣዝዩ ተኣፋፊ ነገር ፡ ምኹኣኑ ከ ምክንያታዊ ድዩ ዘይኮነ፡ ምናልባት ከም ናይ ቆልዕት ባህርያት ጌርካ ከተረደእ ፈቲንካ ኔርካ ፡ ንሱ ኣብ ሓንጎልካ ዘሎ ፡እኩብ ተሞኩሮ ፡ ገና ኣብቲ ናትካ ናይ ቀረባ ተዘክሮ ናይ ቆልዕነት ዝብገስ ክኸዉን ይኽእል ኢለ እየ ዝሓስብ ፡ ኣብቲ ምጉት ኣዕሙቅ ኣቢላካ ክትሓስብ እንተኺእልካ ግን እቲ ፍልስፍና ኩሉ ምኽንያታውነት ፡ናብ ሚዛናዉነት እዩ ዝወስደካ፡ንኣብነት ፡ ሕጊ እንተወሲድካ ፡ ኩሎም ጭብጥታት ፡ ናብ ሚዛናውንት ወይ ርትዓዉነት ፡ ዝኾነ ፍርዲ ን ምብጻሕ እዩ ፡ኣብዝኾነ ነገር ፡ ስሕበት ምድሪ ፡ኣብ ቁጽሪ ንባዕሉ ( ከምዘልዎ ክትርጉሞ ከይትፍን ብ ዓይኒ ፍልስፍና ክትሪኦም) ፡ ፡ ኣብ ጽሑፍ ስለዝኾነ ፡ ብዝሕ ፡ ሓሳበይ ክህበካ ኣይከኣልኩን ፡ ብዝኾነ እታ ናይ ዶክተር ዘምጻኻያ ኣብነት ፡ነት ኦፕሬሽን ፡ዝገብር ፡ ሕሙም ፡ ነቲ ሓሚምዎ ዘሎ ሕማም ብዝግባእ ዝፈልጥ ወይ ዝበቅዕ ዶክተር ፡ ክረክብ ክትገብር ከለኻ ፡እዩ ምዛናዉነት ፡ ኣምወዳእታ ፡ዳኒኤል ፡ዕሙቅ ዝኮነ ምስትዉዓል ዘድልዮ ፡ ስነ ሓሳብ እየ ምናልባት ፡ ብቀጥታ ፡ ብደገፍትን ተቃወምቲ ፡ ጥራይ ፡ስለዝሕሰብካዮ ፡ እዚ,። ዓሌትነት ግን ፡ ኣብ ድሕረ ዉኖ ናይ ሓንጎል ዝኽዘን ቀሊቲፉ ፡ ክጠፍእ ዘይክእል ፡ኣዝዩ ተኣፋፊን፡ ንኽትፈትሖ ድማ ኣዝዩ ጥንቃቀን ፡ምስትዉዓልን ጥራይ ዘይኮነ ፡ ናይ ስነልቦና ምሁራትን ኣማኸርትን ፡ ዘድልዮ ጉዳይ እዩ ።
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ 150 ሚልዮን ህዝቢ ነመስገኖም ነኽበሮም
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 4 месяца назад
መዓስ ኣማረኛ ኒዛረብ ኮኒና ትግኛ እበር ሃለዉለዉ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
@@jhxjvzhudhhxj3490 ጸማም ሓደ ደርፉ ንኽንደይ ዘመን ንህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ረሳሕ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስ ጥረስጋ ክንደይ ሚልዮን ኦሮሞ ጉራጌ..... ኣምሓራይ ተቀይሩ ንሓዎም የሳቅዩ ፡ ጎንደር ጎጃም ሽዋ ብጥንቆላን ፈኸራን ስስዔን ክሳቀዩ ዝገበሩ ተዋህዶ ትግራይ ቒቒቒ ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ደምና ውሒድኩም ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ክትምህሩ ያዕውይ ፌራ ክፍንወልኩም እዩ ኣምላኽ ወይ ተናስሑ ኣስመራን ኣኣበባን ተሰዲድኩም ህዝቢታት ክተሳቅዩ ኣምላኽ ኣይታኸስንዩ !!! ረሳሓት ኣምሓራይ ተቀይርኩም ብሂወትና ሕረዱና ኣቃጽሉና መንፈስና ግን ኣይትትንክፍዎን ኢኹም ጠላማት ሓሳኻት ጨነውቲ ለመንቲ መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ
@SolomonYemane-vz6gx
@SolomonYemane-vz6gx 4 месяца назад
Eritrean seltane eyu ezi dea
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 4 месяца назад
Hgdaf ab lele hzbi tgray zegbrwo herdwom aqexlom elblu hzbi zeqtlu
@YA-rh4vi
@YA-rh4vi 4 месяца назад
Hgdef barayu.....zdenkoru nay 21 century 😂😂
@msgnaghana8972
@msgnaghana8972 4 месяца назад
ወዲ መምህር ተኻታታሊኻ እየ ህዝብኻ ይጠፍ ኣሎ ኣብ ኢስራኤል ገለ በሎም ብዓለት ብኣውራጃ ገለ በል😢
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ወዲ መምህር ከተማታት ኦሮሞ ጉራጌ ዎላይታ ኣገው...... ብኣምሓርኛ ዝዛረቡ ከምዝሳቀዩ ትፈልጥ ዶ ! ተዋህዶን ጴንጠን ተመሲሎም ኣምሓርኛ ይምርዎም መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ስነልቦና ሒዞም ክሳቀዩ ኣለው ፣
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 4 месяца назад
Nay Malelit bandiera Hizkn Tiray borkrok bela, B’ blue bandiera Tehabiekin, Ankerarirwa, Tegelabeta, Tedehala Eritrawi Kulih elkin Kitreo kelekin Kemtidehala yifelit eye😢😂 Eritrea prevails always 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ኣብ ጎንደር ቕድሚ 300 ዓመት ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ኣይነበረን ! ንምንታይ ትግራይ ሕዚውን ርኹስ ኣምሓርኛ ትዛረቡ ኣለኹም ! ንኣገው ኦሮሞ.. ክተሳቅይዎም
@birhanenegash2382
@birhanenegash2382 4 месяца назад
ኣምቼ ኣዲ የብሉን ሓው የብሉን ራኢ ዉን የምሉን ድሁል።
@samitihabte34
@samitihabte34 4 месяца назад
Biela kea zenitka eznka tesoqirka 😅.
@ghidetewelday1202
@ghidetewelday1202 4 месяца назад
Agena eleka aleku
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ብ2004 ኣረጊት ኢሳያስ ኣፍወርቂ ንመንእሰያት ኤርትራ ናይ ቱርኪ ፊልም ትርጉም ኣምሓርኛ ክርእዩ ኣፍቂድሎም መታን መንፈሶም ሸይጦም ኩሉ ኽፋእ ክገብሩን ብፍርሕን ራዕድን ክሳቀዩን ግድንዩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 4 месяца назад
ኣረጊት ኢሱ ኣፍወርቂ ዝፈርሓ ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ከየቋረጽዎ እዩ ወዱ ብርሃነ ኢሳያስ ዝበሎ እዩ
@miittttty
@miittttty Месяц назад
Iza video sni confusing cover alewa video zeykonet ita nay qdmit sieli iya tmesl Ppl just scroll wzout clickin..
@wedimereb1166
@wedimereb1166 4 месяца назад
::
@samitihabte34
@samitihabte34 4 месяца назад
Etom kab deqi seraye zweledkn qtelo zblu zelewu deqi awrjaka ke dea aytemxomn dika anta xebib alietawi
@PhilmonIsaac
@PhilmonIsaac 4 месяца назад
ንሱ ንባዕሉ ሬድዮ ርዋንዳ እንድዩ
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 4 месяца назад
Kemte Eritreaweyn ne tgru herdwom enblu zeqtlwom ne hzbi tgray wla hji ayxgbun dem hzbi tgray kestu xele yenzhu alwu
@faet9285
@faet9285 4 месяца назад
እዚ ምስ ኩሉ እልቢ ዘይብሉ ሽግራቱ ጾር 3 ወሎዶታት ተሰኪሙ ዝቃለስ ዘሎ መንእሰይ : እቲ ብሰንኪ ጉድለት ንቕሓትን መንእሰያዊ ስምዒትን ዝገብሮ ጌጋታት እናኣረምካ ንቕድሚት ንኽስጉም እትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ ክብረት ይግብኣካ'ዩ:: ቀጽል ! እዛ እዋን'ዚኣን እዚ በጺሕናዮ ዘለና ብራኸ ናይ ቃልስን ፍጢሩልና ዘሎ ዕድላት ብጉቡእ ንኽንጥቀመሉን : ከይሰልከኻ እለየና ወዲ መምህር::
@samitihabte34
@samitihabte34 4 месяца назад
Anta fara wahid ktweqs koleka nkulu wqes ember naytom deqi awrajaka shefinka N ertrawnet ketenashu bqat ykun mesel yeblkan ayfetekayon kid nab tigrayka
@titi1401
@titi1401 4 месяца назад
Entay nab Rwanda akayeduqa eyu. Ab Tigray genocide tefetsemu alo hiji be Eretrawianin and Ethiopia. You better mention the Tigray genocide happened at this time!!!
@selinaalena4453
@selinaalena4453 4 месяца назад
What about Seltene???? He has more followers than all of them. Please dont be Awragawi. Seltene Tefetawi talk show is radio Rwanda
@robelkahsaytesfay
@robelkahsaytesfay 4 месяца назад
haqu yu mo welday quhaynay radio ruwanda kblo nseltens😂😂
@ንዓድናባዕልናሳሙበርሀሳሙ
እንታይ እንዳ በለ ጎስጉሶ ?
@FiliKifle
@FiliKifle 4 месяца назад
😂😂😂😂
@akiyor3615
@akiyor3615 4 месяца назад
ክክክ ንስካ በር ኣእምሮካ ክሳብ ብክንደይ ደስኪሉ ኣሎ ዝገርም ኢዩ ዘዝኮረየስ ሰልጠነን ውፉይን ጥራይ ኮይኑ ዘረብኡ። ኣብዛ ንርእያ ዘሎና ዓለም ስልጠነ ንጽንተት ዝከውን ኣይተዛረበን እዚ በኣውራጃ ተወዲብካ ጽሉል ጽልኢ ምዝራእ ጠጠው ኣብልዎ ተመሊሱ ከይ በልዓኩም። ደቂ ሃገር ክነስካ ክሳብ ክንደይ ኢና ንሓድሕድና ጽልኢ ዘሎና ዝገርም።
@millenmebrahtom7976
@millenmebrahtom7976 4 месяца назад
Ygermekayi​@@akiyor3615
@danielkbrom8735
@danielkbrom8735 4 месяца назад
ኣየ ደቂ ማይ ጠላሚት ወልዳይ ደኣ 1995 ኤርትራ ናይ ባዕላ ባጤራ ናይ በዓላ ታሴራ ጌራ ከላ ኣብ ቛሓይን ኮይኑ ናጽነት ከም ዝመጸት ኣይፈልጥን ኔሩ መታወቂያ ኢትዮጵያዊ ትቅደም ይብል ኔሩ 😂😅🤣😆
@robielteklehaymanot1176
@robielteklehaymanot1176 4 месяца назад
በጃ ኣከለ ጋሕ በል ወዲ ኣምሓራይ
@mercifulbeyin4462
@mercifulbeyin4462 4 месяца назад
But why are you so biased daniel, what about the BN who always preaches hate in TikTok🫵🏽😏
@mogosberhane264
@mogosberhane264 4 месяца назад
HGDEF (Isayas Afewerki) is the evil
@Senafe_91E
@Senafe_91E 4 месяца назад
ኣታ ሕልኩስ ብኽልቴኡ ቦታ ዓገብ በል ህግደፍ ኣዘኣመኽኒኻ ኤርትራውነት ክትጸርፍ ፍልጠትዩ ዝመስለካ ሰነፍ
@almazeyasu7388
@almazeyasu7388 4 месяца назад
Be Eritreana debhl qenqa eba xehfo meknytu tigrina eti texlewo fedl gez sele dekne
@asmerettekle55
@asmerettekle55 4 месяца назад
Mike is animal he dasnt know what he is talking about
@efoytabegetag2365
@efoytabegetag2365 4 месяца назад
Omg this is horrible we should do better.
Далее
'ሃገራውነት' እንታይ እዩ፧
41:04
Просмотров 87 тыс.
Million jamoasi - Amerikaga sayohat
12:37
Просмотров 497 тыс.
ሚዛናውነት ከም ፍልስፍና...
14:02
Просмотров 37 тыс.