Тёмный

ሮይ ኪን፡ "ኣርሰናል ንእሽቶን ክለብን ጸቢብ ኣእምሮን" + ኣንቸሎቲ ብሓድሽ ባህሪ ቪኒሽየስ ጁንየር ተስፋ ይቐርጽ=26 Sep 2024  

COMSHTATO TUBE
Подписаться 82 тыс.
Просмотров 11 тыс.
50% 1

Sport

Опубликовано:

 

26 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 26   
@tedrosamanuel5428
@tedrosamanuel5428 9 часов назад
በዓል ሮይ ኪን ደኣ ክገርመካስ ንዩናይትድ ከማን ኣብ ውድቀታ ዓቢ ኣሉታዊ ተራ እዩ ዘለዎም ኩሎም ግን ጋንታ ከሰልጥኑ ዘይክእሉን ፍርቂ ኣርቴታ ዘይጸርዩን ናይ መልሓስ ወሓላሉ እዮም።
@iniesta882
@iniesta882 8 часов назад
Parking the buss remember last year at the Etihad 0-0 and now 1 player keeper no just parking 10 player keeper 🔴 this is not football🫵
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 8 часов назад
@@iniesta882 115 + 1 charges is football right? 😂😂😂😂see you next year on league 1 money city
@Tbebu2815
@Tbebu2815 9 часов назад
ሮይ ኪን ቅድሚ ሕጂ ኣርሰናል ተቓለስቲ ኣይኮኑን ይብል ኔሩ። ሕጂ ድማ ነቲ ናይ ቃልሲ መንፈስ ክነቅፍ ይረኤ።
@AbrahamWelday-ed7mx
@AbrahamWelday-ed7mx 7 часов назад
ከባሪ ዓቢ ሰብ፣ ምስ ሰናይ ይቅረታ ከም መኣረምታ ደቪድ ሞይስ ኣብ 2014 እዩ ኣብ ማን-ዩናይትድ ነይሩ ፡ ሽዑ እዩ ውን ንቶኒ ክሮስ ሓቲቱሉ እምበር ኣብ 2024 ኣይኮነን ። ከም'ኡ ውን ኣርሰናል ክሳብ ሕጂ ምስ ማን-ዩናይትድ ኣይተጻወተትን ዘላ፣ ምስ ማን-ሲቲ እያ ብ10 ተጻወቲ ተጻዊታ ዘላ። ኣነ እንተ ተጋግየ ውን ምስ ሰናይ ይቅረታ ።
@WolduMedhanie-vp8ss
@WolduMedhanie-vp8ss 8 часов назад
ሮይ ኪን ክክክክክክ so funny ፡ብዛዕባ ሻሹ እባ ተዛረብ ን ትወንት ክትስዕር ዘይትክእል ጋንታ ሒዙስ ብዛዕባ ኣርሰናል ይዛረብ ።እንታይ ደኣ ተጸቡ ብጎደሎ ከፊቱ ክትጻወት ተጸቡ ፡ግዳ ብዛዕባ ናይ ኢንግሊዝ ደያኑ ዘይዛረብ በሃም ዋሒድ።
@brged885
@brged885 10 часов назад
ንሓደ ዓመት ክእሰርን ን3 ዓመት ክኣ ትኣጊዱ ኩቤ ዓቢ ሰብ።
@MilkiasOmichael-b4k
@MilkiasOmichael-b4k 10 часов назад
Good luck eritrean leagend❤❤
@Dani-y5f
@Dani-y5f 8 часов назад
Ayyyyyyy roy kean kea teragahi adgi n gantu bnekefeta lbom athfiu genzebu ygihth alo sakit wahid
@TesfuMezgebo
@TesfuMezgebo 6 часов назад
ኣቱም ሰባት ብጎደሎ ተጻወቲ ብግደሎ ዳኛ ከምትጻወት ዶ ምበር ይፈልጡ እዮም ተንተንቲ ኩዕሶ እግርን ተጻወቲ ማንቸስተር ሲትን ብጣዕሚ ሕማቕ ኣለዉ ኣርሰናል ክትስዓር እዩ ትምኒቶም ሓሳዳት ሕርርርርርርር በሉ እንበር ኣርሰናልስ ጽቡቕ ጌራ ኣርእያትና እያ በኸይቲ ተጻወቲ ሲቲ ስለዘይሳዓሩ ተንተንትቲ ኣርሰናል ምክልኸል ገጥ ዘበለት ተተሒዝኩም ሽምዓኹም ወልዑ እንትርፊ ናይ ደያኑ ጸገም ድዩ ግቦ ዘይትርአሉ premier league
@kidanekidane5345
@kidanekidane5345 4 минуты назад
ደጋፊ አርሰናልየ ሮኪን ሓቁ ሎ ብፍላይ ምስ ብራይተን ወላ ብጎዶሎ ክስዕርዋ አይ ኒርዎም
@ariegulie4901
@ariegulie4901 8 часов назад
ክብሬ ጅግና ብሉጽ ጋዘጠኛ ስፖርት ሃገርና ኩሉ ተቅርቦ ትንተና ዓሚቅን ብፍልጠትን ዝተሰነየ ኢዩ ቀጽሎ። ናይ ሮይ ኪን ትንተና ሚዛን ኣልቦ ዝኾነ ጊንጢ እምበር መሃሪ ኣይኮነን ንዓና ክንዲ ናትካ ክኸውን ስለዘይክእል ናቱ ኣይምስጠናን ኢዩ።
@SamuelEye1988
@SamuelEye1988 9 часов назад
ሮይክን እንስሳ ካብ ብኣፍ ጸፍ ምባል ድኣ ታይኮይኑ ባዕሉ ከሰልጥን ዘይፍትን መፈንፈን🤮🤮
@ghebrihiwetshishay365
@ghebrihiwetshishay365 6 часов назад
ሮይ ኪን ርእሲ ታንካ ንዩናይቲ ትዝልፋ ይኣክለካ በሎ
@DejenKafel
@DejenKafel 8 часов назад
Shenka deks trah belo roykin blux tegasatay ember blux texawatay ayneberen
@iniesta882
@iniesta882 8 часов назад
Kab hji athzu arsenal kalay sema parking the buss eya or arsnal are the english atletico Madrid 🔴😂🫵
@haileabgebrihewet6524
@haileabgebrihewet6524 7 часов назад
Ezney dyu Toni kros ab 2024 nab Manchester United do semia
@iniesta882
@iniesta882 8 часов назад
Roy Keane xbuk alo arsu🔴😂 the parking the buss 🫵 remember last year at Etihad 0-0 11 man in box parked 😂🔴🫵 nay lomi amet emo zerba yblu 10 player keeper eyom nerom this is not football🔴😂🫵
@BereketAraya-k4e
@BereketAraya-k4e 7 часов назад
Aye kbrab beqa akiluka hmak nai arsenal tdeli esk bel gel belena neta nkulkul twerd zela gantaka
@AbielTekle-w8w
@AbielTekle-w8w 8 часов назад
Royken sekt gahtaf
@teklabtesfation5213
@teklabtesfation5213 9 часов назад
Thanks kebari❤❤❤
@MichaeleTewelde
@MichaeleTewelde 8 часов назад
❤❤❤❤🎉
@SiemYohanes-tp2xm
@SiemYohanes-tp2xm 10 часов назад
🎉🎉
@TomiNyt-ej4vq
@TomiNyt-ej4vq 10 часов назад
first🎉🎉🎉
@መሰረትሲስ
@መሰረትሲስ 9 часов назад
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤
Далее