Тёмный

ሰላም ብ ኣወል ስዒድ / PEACE BY AWEL SAID 

Hidmona
Подписаться 160 тыс.
Просмотров 187 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

22 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,1 тыс.   
@ShmendiMengesha
@ShmendiMengesha 28 дней назад
ተመስገን እዩ ዘሎ በለኒ እዚ ዓሻ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኬሮስ ንሕና ኣብዚ ኣዲስ ኣበባ ዘለና ነኸፍዮ ኢና ንስኹም ስራሕኩም ስርሑ ኣብኡ ንሕና ድማ ነዞም ኣብዚ ዘለዉ ደቓሉ ኣለናዮም ምሳይ ትሳማማዕ like
@jagme334
@jagme334 27 дней назад
What are you doing in Addis? Gett lost, it is Weyane's city.
@yordanosbeyene4538
@yordanosbeyene4538 27 дней назад
አንበሳ
@user-hh6po3jm7l
@user-hh6po3jm7l 14 часов назад
😂 ኣሹካይ ን ኢትዮጽያ ን ናብራ እካ ኣይከኣልካዮን
@abdurebihassen5527
@abdurebihassen5527 28 дней назад
ከማካ 5 ስነ ጥበባውያን ትዝህሉዉና ኣብ ባህልና ኣብ ሃይማኖትና ኣብ ፖሎቲካ ዝኮነ ጸገም ኣይምሃለዋን ወዲ ኤረይ
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 28 дней назад
🌹🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷❤🌹🌹🌹
@user-hg4yd3kq1t
@user-hg4yd3kq1t 28 дней назад
Haki bhaki kubur haw gin 500 kem awel kihluwuna eyom ajoka wedi hzbi ፣
@eriafrimedia9487
@eriafrimedia9487 28 дней назад
ዘለና ምዕባይ ካብ ዘየለው ምትምናይ፡፡ 5 ከምኡ ካብ ምትምናይ ንዕኡ like & share እንዳገበርና ምዕባይ፡፡ ደሱ ኤምባሲ ሃገሩ ካብ ከናዳ 🇪🇷
@nahomkidane5214
@nahomkidane5214 28 дней назад
Heji wen ko xegame nay haymanot yabelnan ab weshti Eritrea 🇪🇷 ti xegam ab sedate u,,,,,sekfe aybelka nay hayanot xegam aykhlun u 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amirkelifa4451
@amirkelifa4451 28 дней назад
Nay bahaqi 🎉❤
@fsahayehabtu7218
@fsahayehabtu7218 28 дней назад
ሓውና ኣወል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል ፈጣሪ መምህር ጽንዓት መምህር ታሪኽ መምህር ሓቦን ተስፋን ኣብነታዊ ንመንእሰይት ሃገርና ኢኻ ም ንበረልና 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐💐💐💐❤❤❤❤❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯💯👈
@AhmedinAbdella-rb5qv
@AhmedinAbdella-rb5qv 28 дней назад
ንጉሰ ጥበባውያን ኣቦ መትከል ሕቡን ሃገራዊ ኢኻ'ሞ ዕድመን ጥዕናን ነዓኻ ኣወል ጅግና
@user-qw5xo2bo4n
@user-qw5xo2bo4n 28 дней назад
ኣቢ የዕገርግር ኣሜሪካ ትመክር ሕውሓት ትፍክር ሻዕብያ ይድክር ...❤❤❤ ርሑስ ቅንያት ናጽነት ❤
@afrahsuleiman4880
@afrahsuleiman4880 28 дней назад
User-qw5xo2bo4n that is ture ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂 tedkaer ewa
@lililili2195
@lililili2195 24 дня назад
Wow😂
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 28 дней назад
መርሐባ ዋልታ ሃገርና አወል ሐውና የቀኒየልና ንበረልና ዒድመን ጥዒናን የሃብካ 💕🙏🏽🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽💕ጺብቅ አንበሳ እወሊኖ 🦁🦁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷
@solo5733
@solo5733 27 дней назад
ናይ ሰብ 🩸🩸 ሰተይቲይ 👹👹ናፀነት 😈😈😈😈😈👹👹👹👹👹☠️☠️☠️☠️
@saman205
@saman205 28 дней назад
ወዲ ኣዉል ሓቢብና ኣንታ ጅግና ዘረባኻ ረዚን ዳሃይካ ኣይታሓባእ ሩሑስ ባዓል ናጽነት ንህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ
@senaithagos6045
@senaithagos6045 28 дней назад
ናይ ብሐቂ አወል ሐወይ ብሕልፊ ብዛዕባ እታ ክብርቲ ባንዴራና ክደርፉ ከለዋ ንባንዴራና ዝዉክል አከዳድና ክክደና አለወን አለዎ 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
@zeromhabtemariam9587
@zeromhabtemariam9587 28 дней назад
ሰላም ኩልኻ ወዲ መሬት 🇪🇷 ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነትና ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-st3jl2uh6p
@user-st3jl2uh6p 28 дней назад
❤❤❤❤❤
@Robiti8287
@Robiti8287 28 дней назад
❤️ 😍 💖 ❣️
@salihtaha5708
@salihtaha5708 28 дней назад
Gejena❤❤❤❤❤
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 28 дней назад
Eritreawnet kubur meninet❤❤🌹🌹🌹🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷🐅🇪🇷❤❤🌹🌹🌹🌟🌟🙏😁
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 28 дней назад
Ruhus beal nexanet❤🕊🕊🌹🌹🇪🇷❤🌹❤🇪🇷🐅🌹❤🇪🇷🐅🌹❤🇪🇷🐅
@Eribes
@Eribes 28 дней назад
ጎቦስ ይድገፈካ ምበር ኣይትድግፎን❤❤❤ ብ ኣወል ስዕድ❤❤❤
@maroso7422
@maroso7422 27 дней назад
መርሐባ ወዲ ሐዎቦይ አወል ጅግና 🎉❤🎉ዮሃና ንክቡር ናጽነት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawiaraya5340
@merhawiaraya5340 27 дней назад
ኣወሊኖ ጂግና ዮውሃና ርሑስ በዓል ናጽነት ሃገርይ ፡ ነዚ Filfil tiv እስከ ንእሽተይ ንዕ ትኸውን ምስጋና ብስም ኩላትና ሕቡናት ሃገራውያን ገለ በለልና ንፉዕ ጎስጋስን ኣንቃሒ መንእሰያትን እዩ ኣወሊኖ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merhawiaraya5340
@merhawiaraya5340 27 дней назад
ነቲ ጋዘጠኛ ብፍሉይ መጉሰልና
@AbureemHK
@AbureemHK 28 дней назад
Well come Aweley kbretey nbereley ❤❤❤❤❤ Rhus beal naxnet nmela hzbi Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 28 дней назад
ክብርን ሞገስን አናብስ 🕯️❤💡ንስዋአትና 🕯️❤💡ኤርትራ🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ን አናብስን ዘራዊት ❤️🦁❤️ኤርትራ ❤️🦁❤️ ኤርትራ 🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን አናብስ ከይተሐለሉ መዋእሎም ዚተቃለሱ ❤️🦁❤️ንመንግስትና 🇪🇷🦁🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷💎🇪🇷 ክብርን ሞገስን 🦁❤️🦁ነቲ ሃገሩ 🇪🇷💎🇪🇷የሕሊፉ ዘይ ሃበ ሕብን አንበሳ ሕዚብና 🦁🇪🇷💎🇪🇷
@yemanehaile9648
@yemanehaile9648 27 дней назад
መርሓባ ኣወል ጅግና ናትካ ቃላት ዋላ ሓንቲ ዝሕለፍ የብሉን ካብኡ ናብኡ ግን እታ ንምሁራት ዝሃብካያ ኣነ 100/100 ፈቲየያ ከምዚ ኢሎም እንዳበሉ ነዞም ንዱያት ኣረይቲ ውዱቕ ቃላቶም ክደግሙ ከለው ቀጨውጨው ይብለኒ፥ ርሑስ ቅንያት ክቡር በዓልና 24/5/2024
@wedisahil5561
@wedisahil5561 28 дней назад
🎉🎉🎉🎉🎉🎉✌✌✌✌✌✌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 rhus beal naxenet ygberelna ne melae hezbi Eritrea mes hayletat mekelekalu Awot nehafash!!!!
@Kokob-ye8rt
@Kokob-ye8rt 28 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣወለይ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ሪመይ ለባም መንእሰይ ጅግና ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌💕💕💪💪💯💯👍👍❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@danielissak4271
@danielissak4271 28 дней назад
I don't know what can I say I am so happy for your good historical speech keep going 🇪🇷🇪🇷
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 27 дней назад
🇪🇷♥️ኣወሊኖ ርሑስ በዓል ናጽነት♥️🇪🇷 ኣወሊኖ ኣወል ቡነይ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ 🇪🇷♥️ሞተር ህዝቡን ሃገሩን ♥️🇪🇷
@mohammedsaid3371
@mohammedsaid3371 28 дней назад
Happy Eritrean birthday 33 years Independence Day congratulation all Eritrean ❤ people and proud of from your self 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👊
@wediaradom5324
@wediaradom5324 28 дней назад
ዝዋሓጥ ዘረባ! እቲ ብዛዕባ ክብርታትና ብፍላይ ከኣ ክብርታት ደቀንስትዮና ዝበልካዮ ኸኣ ክድፋኣሉ ኣለዎ።
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 28 дней назад
🇪🇷⭐️🍾መበል 33 🍾⭐️🇪🇷 🇪🇷❤️🕊️🦁💎ርሑስ ቅንያት ባዓል ናጽነት 🇪🇷❤️🕊️🦁💎 አምላክ ንኤርትራ ንመረታ ንሕዚባን መንግስታን ንአናብስ ሰራዊታን ባርከልና 🇪🇷🇪🇷❤️💎❤️🕊️💎🕊️🇪🇷🇪🇷🦁🦁❤️❤️🇪🇷🇪🇷💎💎
@zayidzeration-uh2jz
@zayidzeration-uh2jz 28 дней назад
ርሑስ በኣል ቅንያት ናጽነት ይግበረልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤ኣብሽር ኣወሊኖ 🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Simon-xz2pw
@Simon-xz2pw 28 дней назад
Really and right message for all our brothers educated Eritreans.
@biniamgebrehiwet
@biniamgebrehiwet 28 дней назад
እቲ ዝግባእ ፡ ኣብ ዝግባእ እዋን ❤❤❤❤ ኣወሊኖ ።
@RahelGirmay-vm2lm
@RahelGirmay-vm2lm 28 дней назад
መርሓባ ኣወል፣ ንዓዲ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ክመጽእ እየ። ዕላማይ ከኣ ፊልም ሃገርና ክቅይሮ ልክዕ ከምቲ ዝበልካዮ። (እዚ ሽመይ ኣይኮነን ግን ምስመጻኹ ክረኽበካ እየ) ስጋብ ሽዕዑ ብሰላም የቐንየና ❤️🇪🇷
@peintatonic5296
@peintatonic5296 28 дней назад
Egziabher hasabna yesmrelna ane kea nfue tewasay koyne kserh ye Aytreseya hadera
@RahelGirmay-vm2lm
@RahelGirmay-vm2lm 28 дней назад
@@peintatonic5296 ጸገም የለን
@DanielCom-iv8hz
@DanielCom-iv8hz 28 дней назад
ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ወትሩ ብቕድሜኻ ብርሃን ብድሕሬኻ ድሓን ኩሉ ሂወትካ ሰላም ይኹነልካ ህያብ ኤረ ወዲ ኤረ ኣወሊኖ 🙏🙏🙏 ''ውሕስነት ሰላም ብመኸተ'' 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ & ርሑስ በዓል ናጽነት 33 ሓላላት ❤!
@user-oz2bl7ge4g
@user-oz2bl7ge4g 28 дней назад
ጽቡቅ ሰራሕ መምህር ኣወል አዚ ትገብሮ ዘለካ ኣዚ ዓቢ ሰራሕ ንወሎዶታት መወከሲ አዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ( 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 28 дней назад
መርሐባ መርሐባ ድምጺ አንበሳ መጸ መጸ አወል ዋልታ ሃገር እንቋ ብሰላም መጻእካና እስከ በል ጥዒም ናይ ሰላም ዉረ አስማዓና 🇪🇷❤️🕊️ 🦁🦁💙❤️❤️❤️🦁🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🙏🏽🙏🏽💙❤️💚የቀኒየልና
@Raiseagain
@Raiseagain 28 дней назад
Awel Jigna wedi Hager long life brother! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Thank you for hard job
@mansurosman6804
@mansurosman6804 28 дней назад
Love to hear walino wadi Eri Anbasa! Happy Independence Day to all Eritrean. Keep going as always ❤
@Dolphin-98
@Dolphin-98 28 дней назад
ናይ ሎሚ ከኣ ፍልይቲ’ያ 🎉👍🏽👍🏽👍🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 መርሓባ 🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊 Happy Eritrean Independence Day 🎊🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊🇪🇷
@teklesibhatu3879
@teklesibhatu3879 28 дней назад
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ኣወለይ ኣነ ውን ብዛዕባ እዚ ክሊፕ ናይ ዓድና ሕማቕ ኣከዳድና ኩሉ ግዜ እየ ዝጉሂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 28 дней назад
ተመስገን 🙏🏽❤️🙏🏽አምላክና አሰይ አሰና እዛ ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷💎❤️🦁 ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነልና ::
@fqaduAbrhaley-vy6ou
@fqaduAbrhaley-vy6ou 5 дней назад
ኣወል ሓውና ብዛዕባ እዛ ሰመማያዊት ባንዴራ ገለ በለና መንእሰያትና ኣብዚ ስደት ብገጋመንገዲ ተረዲኦም ሕድሕድ ይባኣሱ ኣሎዉ እሞ ምብርሂ ክትህበና ኣብስራሕካ ዓወት ይምነየልካ ❤❤❤❤ ሃገረይ ክብረት እያ ብስማ ድማ ይጽዋዕ ይኾርዓልን ድማ 🎉
@millionefrem
@millionefrem 28 дней назад
ይርሃዎ ዚ ብዱል ህዝቢ እዚ ግዜና ይሃበና ኤረትራውያን ጀጋኑ ህዝቢ ሰላምን ርግኣትን ይፍጠረልና ርሑስ ቅንያት ናጽነትና ካኣ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@daniealmajor6293
@daniealmajor6293 28 дней назад
ኣወለይ እንቋዕ ብሰላም መጻኻ ወዲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነት ይግበረልና ደቂ ዛ ሓላል መሬት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ራ 🎉🎉🎉🎉🎉
@adakashay6058
@adakashay6058 28 дней назад
ወዲ ማሕብር ኣንደንት ብሃይማኖት ከትፍላሊ ትፍትን ዘሎካ ታሪኽ ኣቦኻን ኣቦሓጎካን ትምሃሩ. Awelino ኣምበስሳ ♥️🇪🇷 ♥️0🇪🇷 ኢርትራ ስብ ኣሎዋ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷
@hawashait8758
@hawashait8758 28 дней назад
ZELALEMAWI ZIKIRN KIBIRN MOGOSN NSEMAETAT ERITREA KIBIRN MOGOSN NHAYLTAT MIKILIKAL ERITREA WETRU AWET NHAFASH 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@bajajachirod8109
@bajajachirod8109 28 дней назад
ከመይ አወል ሲዒድ ወድ ኤረይ እንቋዕ ንብል 33ዓመት ናጽነትና ብሰላም አብጸሓና አብታ አገዳሲት ወርሒ ድምጺ ሓወይ ብምስማዓይ ድርብ ሓጎስ ተሰሚዑኒ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ውሕስነት ሰላም ብመኽተ
@eftereladebas5818
@eftereladebas5818 28 дней назад
መርሓባ አወል ሲዒድ እንቛዕ ብድሓን መጻእካ አንበሳ ሩሑስ ባዓል ናጽነት🇪🇷🇪🇷✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷
@Eritreafirst1
@Eritreafirst1 27 дней назад
ዓደይ ዓዲ ጸንዓት ክንደይ ሽግረ ሐሊፍ አብዚ ምብጻሕ ዝገረም ኢዩ ተመሰግን ብዘን ክልት ሃይማኖትአምላክ ምስና ኢዩ ጀግና ውሉደ ኤረትራዓደመን ጥዓናን ይሃብካ ብዙሕ ንማሃረ አሎና ካባካ
@user-if9sj1po7x
@user-if9sj1po7x 28 дней назад
ናጺነና 🇪🇷33 🇪🇷ብደም 🕯️❤️🦁💡🇪🇷☀️🕯️💡ስዋአትና 🇪🇷🍾🇪🇷💎🇪🇷❤️🍾
@ilovemycity6618
@ilovemycity6618 28 дней назад
ሰላም ደቅ ሪምይ ርሑሰ በዓል ናጽነት ይግበረልና❤️❤️🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽አወል አስሊ እዚ ኩሉ እትገብሮ ዘለክ የክንየልና❤️❤️
@ngzieksebo1224
@ngzieksebo1224 28 дней назад
መርሓባ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ስሚ ጸላእቱ ካባኻ ብዙሕ ንመሃር ኣለና በጃኻ ኣወለይ እዚ መደብ እዚ ክሳብ መወዳእታ ክኸውን ኣለዎ ክቋረጽ የብሉን❤❤❤❤❤❤❤❤
@HaniHani-lx2ol
@HaniHani-lx2ol 28 дней назад
እወል ጅአግና ሃውኻ አየ ካብ ኣፍሪቃ. .. ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ. ... አዚኣ ወዲ ( ወዲ ሓወቦይ ) ካልእ ትርጉም ኣለዋ ዱ ኣባኻ ስለ ትደጋገመኒ አየ .....haweka eya wedi keren....tegediska ktemelesa tesfa yegabre...(wedi hawboy) ❤❤❤❤❤❤
@berekettewelde3340
@berekettewelde3340 22 дня назад
Hdmona entertainment eyu post zgebro hdmona ka nay htoka gdi yeblun malet ayenbbwon eyom aytdkem 😂
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 28 дней назад
ሰላም ኣወሊኖ ሓበን ሃገር🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 28 дней назад
ኣእምሮኻ ኣዕዚዙ ይባርኽ ኣወል ብሩኽ😇🙌🏽☝❤
@tiberihkidane577
@tiberihkidane577 28 дней назад
ኣወል ሓወይ ከም ኩሊሳዕ ብሉጽ ትምህርቲ!❤️🇪🇷❤️
@wobatwaldy5852
@wobatwaldy5852 28 дней назад
Eritrea live for ever god bless eritrea🇪🇷
@HxJf-tn5rq
@HxJf-tn5rq 28 дней назад
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 forever Happy independence day
@user-zi3pk2xt3o
@user-zi3pk2xt3o 28 дней назад
ጸባ ስተ አወል ሀወይ ከምሎሚ ተሀጊሰ አይፈልጥን ሀጎስ ይሀብካ ምስ ደቅኻ❤❤❤
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 28 дней назад
ኣወሊኖ ኩሉ ዘጸብቐልካ ግሩም ወዲ ሃገር, stay safe and blessed ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@selam8217
@selam8217 28 дней назад
የቀንየልና ርሑስ ቅንያት ናጸነት ኤረይ መዓረይ ሕጃዉን ንኪድ ንቅድሚት ብሐድነትና ሃገርና ባዕልና ንክልዖ ዝሐወይ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል ብሐድነትና ሸጥ ምዓጣ ሕጃዉን ብሐድነትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌🇪🇷🇪🇷
@ermiasweldeab
@ermiasweldeab 27 дней назад
ዓወት ንሓፋሽ,ዓወት ንሓፋሽ, ዓወት ን ሓፋሽ ወትሩ ሃገረይ, ክብሪ ነቲ ተባዕ ሰራዊትና ገንሸል ሃገር, ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ን ጀጋኑ ሓባ ዓጽሙ ኻብ ዕድመይ 10 ዓመት ንስኻ ጽናሕ ንሕና ክጥዕመና ዮውሃና ዮውሃና ዮውሃና
@geriegerie503
@geriegerie503 28 дней назад
ኣወል ኣንበሳ! ኢልካዮ ዘለኻ ኩሉ ቁቡል ኢዩ። ቅሰን ወገነይ!
@biniamteklemariam
@biniamteklemariam 28 дней назад
Awel jegna ❤ 👍🇪🇷 Eritrawi kubur menenet ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@germatsionmesmer8992
@germatsionmesmer8992 28 дней назад
መርሓባ ወዲ ሓላል መሬት ❤ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ❤ ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነት ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegayteame729
@tsegayteame729 28 дней назад
Enkae dahan mexaeka Awel jigna Eritreawi❤❤❤❤
@nebu5224
@nebu5224 28 дней назад
መርሓባ ኣወሊና ስሚ ማሊትን ለኣኽቶምን ከደምቶምን👍 ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏
@mehari_ffm
@mehari_ffm 28 дней назад
ሩሑስ በዓል ቅንያት ነጻነት አወሊኖ። ዘልአለማዊ ዝኽርን ክርን ነዚ ከነስተማቅር ዘብቁዑና ጀጋኑ ሰማእታትና ከምኡውን ዓቡይ ምስጋና ንሓይሊታት ምክልኻልና። ዓወት ንሐፍሽ። 🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍 💪
@NohGhide
@NohGhide 28 дней назад
Awel Jigna Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👏🏿
@yordaethan652
@yordaethan652 28 дней назад
Merhaba Simi Tigray Tiewet Happy independence day my beloved people ♥️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
@bqse6142
@bqse6142 28 дней назад
መርሓባ ኣወል ጅግና ኣርሓ ኣምበሳ ዱር ብሌን ዓይንና እምባሕ በለልና ሰላም ሰላም ኩልኻ ዜጋ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኻ ዮሃና እንቋዕ ኣብቀዓና ዮሃና ንምክልኻል ሓይልታት ኤርትራ 🇪🇷👏🇪🇷👏🇪🇷🇪🇷👏🇪🇷🎊🇪🇷🎊🇪🇷🎊
@edenpazom9452
@edenpazom9452 28 дней назад
ሰላም ደቂ ሐላል መሪት አወለይ ፍሪቂ ሐይሊ ና ኢካ ዮሀና ሩሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና ንኩሉ ሕብን ሀገራዋን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@rufta.
@rufta. 28 дней назад
እዛ ሽጋራ ብጣዕሚ ጽቡ ቅ: እዘን ባራት ክኣ ሃሰው በለን: ብፍላይ ለይቲ ዝሰርሓ, ካብ ስዓት 9 ምሸት: ኣብ ማእከል ፋሚሊ, ኣስመራ መጺኤ ከለኩ ዝተዓዘብክዎን መረረ ሰብ ሓዳር ዝሰማዕክዎን ኣላጊሶም ዓገግ ኢሎም ይኣትዉ ኣሰብኡትና ኣሕዋትና ኣላጊሶም ኢለን ኣዕሊለናኒ : ኣብ ከባቢ ማይተመናይ እንዳ ስዓል ዘሎ ዕብዳን እዋይ . ኣዎሊኖ እንተትዕጾዋ ጠቅላላ ( ስዓት 9 ) እንተዝዓጽዋ. መረረ ሰብ መዕረፈ. ኣቃልቦ ግበርሉ ኣወል ሓዉና Thanks።
@solo5733
@solo5733 27 дней назад
ናይ ሰ:ብ 🩸🩸 ሰ፣ተ፣ይ፣ቲ፣ይ 👹👹ናፀነት 😈😈😈😈😈👹👹👹👹👹☠️☠️☠️☠️
@aduadu7632
@aduadu7632 27 дней назад
Kem zmesleni seb dlayu kgebr meselu eyu, ksetyun kizenagiun dma xbuq eyu, slezisi kemzitat qentementi aynestewielelu😊
@user-ck4so4kr8q
@user-ck4so4kr8q 27 дней назад
🫡🫡🫡🫡
@HabenGoitom-th6is
@HabenGoitom-th6is 27 дней назад
merhaba wed hagerey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NatuMebrhtom
@NatuMebrhtom 28 дней назад
Aweley ajeka admen tanan ymneyelka nay mexaei prezdent eirey kabaka buzuh werise❤❤❤❤
@aizzabraham5279
@aizzabraham5279 27 дней назад
Awelino! You’re the KING🇪🇷
@user-lf3ri7dz1v
@user-lf3ri7dz1v 28 дней назад
ሰላም ሰላም ኩሉ ኤርትራዊ ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነትና ይግበረልና
@senayselemun1665
@senayselemun1665 28 дней назад
Aweley kemey dika lbey bhagos tmel o. Dmtska smi keren zkonom bzuhat slezkonu gin aytdenguyena. 🇪🇷🇪🇷🎈🎈🎈💐💐💖💖💖
@tirhasbaraky5740
@tirhasbaraky5740 12 часов назад
ምቅስ ንያይ አውል ሐዋይ ኣንግድግድ አስክ ጅግና ውድ ሕዝብ ንክድ ጠራይ ዓውት ንሕፍሽ ❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️❤️🌹
@ketemahaile2493
@ketemahaile2493 28 дней назад
🐫መጸ🇪🇷 መጸ ❤መጸ ወዲ ሓላል መረት ርሑስ መዓልቲ ናጽነት፡ ኣወለይ በርቂ ኖጎዳ ኣንግድጉዶ እስከ ኣስምዓዮም እዝኖም ደጊፍካ ድምጽካ ክሰምዑ ከለዉ መንጾሮር ይሕዘም ንኪድ ጥራይ ብርሃን እዮኡ ቅድሜና ዓወት ንሓፋሽ🇪🇷🇪🇷🐫❤❤🐫🇪🇷🇪🇷🐫❤❤🐫🇪🇷🇪🇷🐫❤❤🐫🇪🇷🇪🇷🐫❤❤🐫🇪🇷🇪🇷🐫❤❤❤🐫🇪🇷🇪🇷🐫❤❤🐫🇪🇷🇪🇷
@solo5733
@solo5733 27 дней назад
ናይ ሰብ ደም ሰተይቲይ ዲያቡሎስ ናፀነት 😈😈😈😈😈👹👹👹👹👹☠️☠️☠️☠️
@wedi-MdriBahri-ER
@wedi-MdriBahri-ER 28 дней назад
ዮውሃና ዮውሃና ንኣብውሽጥን ኣብወጻእን ዘለኻ ጽኑዕ ጅግና ህዝበይ🌹♥ወትሩ ኩሉ ክብሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና♥🌹♥ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!
@fyoriyemane8018
@fyoriyemane8018 27 дней назад
እንቃዕ ናብ 33ናጽነትና ኣብጽሓና ደቂ ኤረይ ኣወሊኖ ጅግና ተዓወት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Massawino2025
@Massawino2025 28 дней назад
Ata ezi jegena ezi tawet wedi haweboy you are king 👑👑💖
@EriSahooentertainment
@EriSahooentertainment 28 дней назад
ርሑስ ባዓል ናጽነትን ዓመተ ራህዋን ሙሉእ ቕሳነትን ን ሓይሊታት ምክልካሊን ህዝቢን❤ አርትራዊነት ኩቡር መኒነት ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣትና ዓወት ን ሓፋሽ
@amanuelbelay8486
@amanuelbelay8486 28 дней назад
Thanks Awel befelay nezom naye zome rukanate zedegemu darega Reklam zegebrellome iyu zemesel emmo bemedoka nemesegen🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💯✋️
@fisshG
@fisshG 28 дней назад
ስማዕ ... ኣስተውዕል ህዝቢ ትግራይ.. " ሽዑ እምቢ ኢልካ እንከለኻ ጽንጽያ ዓይኒ ህዝቢ ትግራይ ዘንፍር እንተመጽዩ .. ሓባ ዓጽሙ ኣሎ ኣብቲ በሪኽ " ... እዩ .... ዘሎ እቲ መልእኽቲ እዩ... ዘሎ እቲ ወረ ወዲ ሓዎቦይ ... ኣወል ሓውና ዘመንካ ይባረኽ .. ነጎድጏዳዊ ድምጽኻ ፈጥፈጥ እዩ ዘብሎም ዝሎ 'ሞ ድምጽኻን ኣእምሮኻ ፈጣሪ ኣላህ የሰሰኖ. ኣሜን....
@MosesMussie-we4gb
@MosesMussie-we4gb 28 дней назад
ኣይይይ ኣነ ካ ጽቡቕ ተስፋ ዘለካ መሲሉን ጸኒሁ አዚ ድኣ ይጅምርዎ ደሃር ክኣ ህዝቢ ተስፋ ምስ ገበረ ናብታ ናይ ቐደምኩን ትምለሱ ስደትና ሲ ጌና ይቕጽል አዩ ዘሎ
@amanuelandeberhan126
@amanuelandeberhan126 28 дней назад
Awelino 👍🏽❤🇪🇷🕌❤⛪❤💪 Keep it up👍🏽with this UNITING PROS. What a teaching, you are Awelino a teacher of wisdom❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤
@wediyemane4575
@wediyemane4575 28 дней назад
ኣወል ጅግና ርሑስ ቅንያት ናጽነት
@rahwakiros8458
@rahwakiros8458 25 дней назад
አውልኖ ብዓል ድርብ ሓሞት ዒደመን ጥዕናን ይሀብካ እግዛብሄር አምላክ
@yohahmichael1442
@yohahmichael1442 28 дней назад
አወሊኖ አወል ከምሽምካ ሸሪበዮ ቃላትካ ይጽምብል አለኹ መበል 33 ዓመተ ሓርነት !!! ክብርን ዝኽርን ንሰማእታት ዓወት ንሓፋሽ !!! 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤ 🌹🌷💐🌾👍
@kidanebaire7103
@kidanebaire7103 28 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤❤ንበር ክበር ትዓወት። ኣወል ያሆ!
@kidanebaire7103
@kidanebaire7103 28 дней назад
ርሑስ ቅንያት ናጽነት ድቂ ኤረይ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sammygebre8177
@sammygebre8177 27 дней назад
እንቋዕ ናብ መበል 33 ልደት ሜዓልቲ ናጽነትና ኣብጻሓና ዴቂ ኤረይ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 !!
@goitomkuenin6717
@goitomkuenin6717 25 дней назад
ኣንታ ጅግና ኣወል ተሰሚዕካ ዘይት ጽገብ ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ
@teklusium5926
@teklusium5926 28 дней назад
ሩሑስ ንመበል 33 ሃገራዊ ናጽነትና ! ኣወል ብጣዕሚ ኣገዳሲ ሓቀኛ ታሪኽ ኤርትራን ቃልሳን ዝምህር መደብ ፡ ተዓወት ! ነቶም ንቡሉጽ ቅዱስ ታሪኽና ንምዝምባዕ ኢዶም ጠውዩ ፡ ሓቂ ከምዝኹሉስዎ ዝገብር ኣብ ቅርጫት ሓቂ ጌርካ ኣኾሊስካዮም ። ጅግና ! ወስኸና ፡
@user-qi6vc8vn6s
@user-qi6vc8vn6s 28 дней назад
ርሑስ ብዓል ናጽነትና። ኣወል ጅግና ሃገራዊ እምባባሕሕ በለልና ልሳናን ገላጺ ስምዒትናን ኢኻ፣ Vivaaaa
@senayselemun1665
@senayselemun1665 28 дней назад
Rhus knyat Naxnet ygberelna Amen. Kibrn mogosn n hayltat miklkal Eritrea. Zelalemawi zikrn kibrn n semaetatna wetru awet nhafash. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💝💝💝💖💖💞💞💞🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷💝🇪🇷💖💐💐💞💞🇪🇷💝🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷💝
@mehariasmerom2814
@mehariasmerom2814 28 дней назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍👍☀️☀️☀️❤️❤️ ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት ኤርትራ ንኤርትራውያንን Happy Eritrea independence day for Eritrean forever the whether is whatever 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷👍
@danielwoldemichael8377
@danielwoldemichael8377 28 дней назад
Happy Independence Day for all Eritrean thank you Awel said for your service 🇪🇷❤️🙏🏽
@Salemen1234
@Salemen1234 25 дней назад
ሩሑስ ቅንያት ናጽነት ውድ ሓወቦይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክብ tik tok ዝመጸና ኢድና ንላዕሊ 🇪🇷👑 ኣወል king of king
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 28 дней назад
ዋውውውው ናይ ሎሚ ፍሉይ መደብ፡ ኣወሊኖ ጂግና።
@RuftaTsegay
@RuftaTsegay 28 дней назад
መርሓባ ኣወሊኖ ጅግና ወዲ መሬት ርሑስ በዓል ቅንያት ናጽነትና ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤ ንኤርትራ ሃገረይ ኣሚለኽ ይባርኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AbduBerhan-ke7xg
@AbduBerhan-ke7xg 19 дней назад
Semaa (lessen) Aweet Nehaffas
@user-xj6il5ck4f
@user-xj6il5ck4f 28 дней назад
ድሕር ለባም ኣይትዛረብ ዕድመ ናዓካ ወዲ ናጽነት❤🎉❤❤❤❤❤
@kesetenegash1738
@kesetenegash1738 28 дней назад
🇪🇷❤️👍awet na hafash warsay Awel Sied
@gerezeru8665
@gerezeru8665 28 дней назад
Awelino merhaba wedi Eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
@temesgenbeyene5770
@temesgenbeyene5770 28 дней назад
ብሐንቲ ህርመት ልቢ ን መስርዕን፡ ኩሉ መድረኻት ሐሊፍናዮን ሰጊርናዮን ፡ ቅድሜና ብርሀን እዮ ከምቀደምና መስረዓትና ነስጥም ። ዓወት ንሐፋሽ✊🏾። Happy birthday ኤሪይ ሐላል🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@edendiev2823
@edendiev2823 28 дней назад
Awel meksen‼❤❤❤❤❤ Rhus knyat bal Nesant nkulu Ertrawi‼ thank you Awelino‼
@johnkidane7164
@johnkidane7164 28 дней назад
❤ርሑስ ቅንያት በዓል ናጽነት!
Далее
ዳማ ብ ኣወል ስዒድ / DAMA BY AWEL SAID
1:10:12
OMG! Bei der Hochzeit betrogen 😨 #tricks
00:43
Просмотров 2,2 млн
Никто не сможет поймать...
0:42
Мма насмешнил.
0:58
Просмотров 3,9 млн