Тёмный
No video :(

ሰበር - ኣብይ ንህወሓት መጠንቀቕታ ልኢኹ/ ህወሓት መሊሱ!/ቀፃሊ ክህሉ ከኾኑ ዝኽእል ኩነታት! 

Tigray Horizon
Подписаться 40 тыс.
Просмотров 13 тыс.
50% 1

#Tigraynews #tigrayhorizon #raya #Humera #welkayt #tselemti #ወዲ ወረደ #ጀነራል ምግበይ #ጌታቸው #ሑመራ #ወልቃይት #ህወሓት #ደብረፅዮን #ረዳ #eritrea #russia #sudan #libanon #usa #Ethiopianews #Ethiopia #Tigray Horizon #usa #jawarmohamed
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia #KamalaHaris #trump #kamalaharris #joebiden
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda /Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: Tigray Horizon
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Опубликовано:

 

6 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 60   
@user-cg9oo4sz7l
@user-cg9oo4sz7l Месяц назад
አንቱም ሕወሓት እናበልኩም ትውዕሉ እንኳዕ ደስ በለኩም ምስ ውድብኩም ጠጠው አብክንዲምባል እዚ ኩሉ መስዋእቲ ከፊልና ምስ ብልፅግና ወጊንኩም እንኳዕ ደስ በለኩም እቲ ፀገም ድማ ሓቢርና ንስሕና
@user-rl7pp6ij2i
@user-rl7pp6ij2i Месяц назад
ሐደሐደ ተጋሩ አብ ህወሐት ፂሊኢት ዘለኩም ደስ ክብለኩም ይኽእል አዩ ግን ሐደገኛ ትግራይ ዘማስን እዩ ጠንካራ ወኪል ዘይብላ አናፁ ዝዕድራላ ትኸውን ግን ኩሉ ነገር አይ ከምቀደምን ።
@user-bz7ts1td4g
@user-bz7ts1td4g Месяц назад
ህወሓት እኮ ህዝባዊ ውዳበ እያ፣ ግን ብምሽም ህወሓት ዘይኮነ ራእይ ወይ እርስ ዘይብሎም ተጸለልቲ ሰባት ስለዝበዝሕዋ ካብ ቀሺ ይፈትኝ ዝጽበዩ ዘለው ግን ብኔትወርክ ተኣሳሲሮም ብሽምህወሓት ፕሮፖጋንድኦም ሰማይ ዝተንከፈ እዩ ዝሕዝን ስለዚ ዓቕሚ ዘይብሎም ካብ ጥቕሚ ህዝቢ ድሕንነት ኔትወርኮም ዘገድሶም እዩ ዝጵላእ ዘሎ እምበር ፣ህወሓት ብደምተጋሩ ዝተሃንጸት ሓደ ካብቲ ሓደ ዝያዳ ንህወሓት ተገዳሲ ኣይኮነን ኣነ እየ ንህወሓት ናይቀረባ ሰባ ዝብል ተጋግዩ እዩ፣ ዝኾነ ትግራዋይ ኣሰራርሓን ምሕደራን ሓልዮት ህዝብን መሰል ትግራዋይ ብዘይኣድልዎ ዝሰርሕ መራሒ ዝጸልኦ የለን፣ ድሓር ግን ንኣሰራርሓ እምበር ንግለሰብ ክንጸልኦ የብልናን። ስለዚ በጃኻትኩም ህወሓት ናይ ግለሰባት ገይርኩም እትርእዩ እንተ ኻሊእ ትግራዋይ ጸረ ህወሓት እትፍርጁ ግን ፣ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዝኾነ ፖለቲካዊ መስርሕ ምኽታል እምበር ብስምዒት ብዝራብ ንተጋሩ ኣይጠቕመናን፣ ስባት ከምዓቕሞም ክገልጹ እኳ እንተሰማዕና እንተራኣና፣ ብብስለት ክንምዕዶሙን ክንመኽሮሙን እዩ ዘለና፣ ተጋሩ ሓባራዊ ረብሓታትና ካብምሕላው ነኒባዕልና ክናናባሕ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ክንባላዕ ንምንታይ ንገብር? እንኳን ንትግራዋይ ምስትግራዋይ ብመርየትን ባህልን ስርዓትን ወለዶን ንግድ ጥቕማጥቕሚ ምትእስሳር ዘለና ብሄራትኮኑ ሃገራት እውን ብሰናይ ኣተሓሳስባን ብልሕን ጥበብን ክንሓቑፎም እዩ ዝግብኣና ምኽንያቱ ምስኩሎም ሰላማዊ ምሕዝነት ምስዝህልወና ሰላምን ቅሳነትን ነምልኽ፣ ካብ ጽልእን ባእስን ምትህልላኽን ህውከትን ውግእን ወረ ውግእ እዩ ፋይድኡ ከብኡድማ ዝርከብ ፋይዳ ሞትን ድኽነትን ጥምየትን ሕማምን እዮም ዝበዝሑና ንስደትን ከርተትን ድማ ካበና ሓሊፉ ናብ ወለዶ ይመሓላለፍ፣ ኣብጽቡቕ ዓዲ ተዓቒይብኩም እትነብሩን ኣብእብጢ ዓዲ ድማ ኣብጽቡቕ ናብራን ስልጣንን ዘለኹም፣ ነቲ ውጹእ ህዝቢ ትግራይ ሕለይሉ በጃኹም፣ ርእይቶ ክእለትና መሰረት ገይርና ንሀብ ናብ ኢሞሽናል ኣይእቶ ። ሰላምን ርህዋን ቅሳነትን ንውጹእ ህዝቢ ትግራይ ካብዳግም ውግእን ጸገምን ጥፍኣትን ይምሓሮ።
@user-ts4xs1ns7r
@user-ts4xs1ns7r Месяц назад
የሄ ሰውየ ከስልጣን ተወግዶ በፈፀመው ወንጀል በመጠየቅ ፋነታ ኣሁንም ይደነፋል
@simloveliy
@simloveliy Месяц назад
😊
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 Месяц назад
ኣታ ጎይታይ መዓረይ ይኣኽለኩም በለና።
@abiythelegend9532
@abiythelegend9532 Месяц назад
getachew banda
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Месяц назад
Tigary........Hozion........tg........ Citly......... Country
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Месяц назад
እግዚአብሔር ይገስፅህ።
@BirhaneTsegay-co5cx
@BirhaneTsegay-co5cx Месяц назад
ሕጂ ምስ ትግራይ ምውጋእ ማለት ዕድመ አብ ትሓፅር ንሱ ውን ዝሓሰበላ ይመስለኒ ካብ አፍ ሓሊፉ ምንም አይገብርን
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia Месяц назад
little knowlege is very danger.
@hadadi1471
@hadadi1471 Месяц назад
Denkoro, ane eko ab mekelakiya eye zeleku, ezen kulen dironat hizibi Tigray ketifea tezegajiyen eyen zelewa. Trump entesieru dima Hizbi Tigray kitefie tesemamiu eyu.
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia Месяц назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤the time is approaching to end.
@AbrhaleyNegashGmedhn
@AbrhaleyNegashGmedhn Месяц назад
አብይ እድሜው እያለቀ ነው መሰልኝ
@user-oi7ce4zo6t
@user-oi7ce4zo6t Месяц назад
ክንደይ ዘይፈከሩ ቕርናዓት አእዱግ ለመዘበን መጥፊኢኡ ዝቃረብ ዝመስል ከርፋሕ ፈካሪ ማሀይም
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Месяц назад
እስቲ አዛ ግጥመይ አስተውኡሉዋ ለባማት ክልተ ተለላ (ንትግራይ ዘይሓስብ አብ አዋን ጸገማ ሰብ እዪ አይብሎን አንትርፊ ሀመማ) ( ሓቢርና ትግራይ ነድሕና ) አሻ አንትስሕቕ ንለባም ዘጨንቕ ዘመን ናይ ሰለምን ይኹኖ አምላኽ መልእኽቲ ለባማት አሰተዉኡሉዎ ትግራይ አድሕኑዋ ኩሉ አብ አድኩም አዩ ።
@Galgulomkaka
@Galgulomkaka Месяц назад
እናንተየ እንደእኔ ነው ትልቅ ሰው ሳይይሆን ህፃን ነው መስሎ የምታየኝ
@haileslaseasefa7945
@haileslaseasefa7945 Месяц назад
ሆራይዘን ደንቆሮታት ኢኹም በጥራዓት ምነም ዝፍጠርነገር የለን
@mehariredaie591
@mehariredaie591 Месяц назад
ኩናት እኮ ጥይት ምትኳስ ጥራይ ኣይኮነን። ባንኪ፣በጀት፣ስልክን መብራህቲን ዓፂኻ ስቅ እውን ሓደ ስልቲ ኩናት እዩ።
@Fitsum-el6kq
@Fitsum-el6kq Месяц назад
ህጋዊ ስም እያለዉ ለምን አዲስ ስም ስያሜ ተፈለገ የሴራ ፖለቲካ ይቅር
@user-bz7ts1td4g
@user-bz7ts1td4g Месяц назад
እዚ ኣብ ትግራይ ዘሎ ዓርሰ ንሕነት ተመሊሱ ትግራይ ንድሕሪት ክመልሳ ዘኽእሉ ነጸብራቓት ኣለው፣ ነዞም ነጸብራቓት እውን ከምትማሊ ንምስትውዓል ዝተዘንግዑ ነገራት ግን ኣለዉ፣። ህወሓት ህዝቢ ምድሓን ዶ ውድብ ዝብል ፣ውድብ ምድሓን ዝብል መሪ ፣ ካብ ነኒባዕሎም ምንሕናሕ ህዝቢ ትግራይ ምድሓን ምርኣይ ምሓሸ ኔይሩ። ትግራይ ሆራይዞን
@user-ou4sx6oq7h
@user-ou4sx6oq7h Месяц назад
H
@kesatebrhanselama1231
@kesatebrhanselama1231 Месяц назад
ህወሓት ሒዚ እውን ካብቲ ሰይጣናዊ ስርሑ ተኒሲሁ ክምለስ ስለዘይከኣለ ብስሩ ሒዚ እውን በቲ መንገዲ ንሱ ይኸድ ስለ ዘሎ ሒዚ ዳግም ምእንተ ህወሓት ኢሉ ህዝቢ ትግራይ ናብ ፀገም ኣየኣቱን :: በይኑ ይዋፀያ ::
@rona7755
@rona7755 Месяц назад
ኣብይ ንህወሓት እምበር ንህዝቢ ትግራይ ክሃስዮ ኣይደልን ዲኻ ትብለና ዘለኻ ማዓረይ? እንዳኽሳተ ብርሓን ኣኽሱማውያንስ ለባማትን ጀጋኑን እኳዳኣ!
@danielgebremedhin403
@danielgebremedhin403 Месяц назад
ወዲዛ ድርባይ ፍንፍን
@MARIOGEBREAB
@MARIOGEBREAB Месяц назад
Niftam yehe meche temzgebo mengist hone lerasu.
@senayberaki4276
@senayberaki4276 Месяц назад
Hji indikum idilkum tegaru dea emo
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Месяц назад
ዘረኛነት ንግግሪ ነው ህዉሓት የትግራይ ዉዲብ ነው እናማ እናንተ ከምቱሉት ዉጪ ነው ትግራይ ማለት የህዉሐት ነጻነት ለትግረለይ ነው እናማ አናንተ ሚዲያ ግን ለወሪየ መሮጥ ነው ረጋ በሉ የትግራይ ሚዲያ እንደ አቢዪ አትሩጡ
@kalayuasefa1517
@kalayuasefa1517 Месяц назад
አብይ አህመድ ዘምፅኦ ነገር የብሉን ። ህወሃት ጉባኤ ናይ ግድን ክካየድ ዩ ። ሰራዊት ትግራይ ናይ ግድን ክዳሎ አለዎ ። ድሕንነትን ሃለዋትን ህዝቢ ትግራይ TDF ዩ ።
@simloveliy
@simloveliy Месяц назад
😮😮😮😮 so sad
@senayberaki4276
@senayberaki4276 Месяц назад
Way tegaru gud rekibkum 😢
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 Месяц назад
ጉድጓድ እቶ ሓሳድ
@senayberaki4276
@senayberaki4276 Месяц назад
@@goiteomgezaei9066 😂😂😂 bekayi kid mis aby tewagae
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 Месяц назад
@@senayberaki4276 😆😆😆 ገና ክትበኪ ኢኻ። ሳሕሳሕ ጨናዊ ሓማሴን።
@senayberaki4276
@senayberaki4276 Месяц назад
@@goiteomgezaei9066 😂😂😂😂😂😂😂
@barakbintigray1379
@barakbintigray1379 Месяц назад
ህወሓት:- ተሒሹኩምስ**!! ከም: ብሓዱሽ: ህዝቢ ንምውዳእ: ነንሕድሕድኩም: ትናኸሱ:ኣለኹ ም**!! "" ውድብና: ነድሕን ?? "" ኣኽላብ**!!
@goiteomgezaei9066
@goiteomgezaei9066 Месяц назад
በኻዪ
@hadadi1471
@hadadi1471 Месяц назад
​@@goiteomgezaei9066denkoro eka, hizbi Tigray eyu ziwudae
@kemal4775
@kemal4775 Месяц назад
ኣብይ ንህወሓት ከምብሓዱሽ ክትመዝገብ'ምበር ኣፍልጦ ንክምለሰላ ዘይምድላዩ ትርጉሙ እንታይ እዩ? 1. ውዕሊ ፕሪቶርያ ዓ/ለኸ ባህሪኡ ንምቕሃም፤ 2. መቐፀልታ ናይቲ ንህወሓት ኣብ ክልተ ገሚዕኻ ከም ኦነግ ንዝድግፎ ጉጅለ ሕጋዊ ኣፍልጦ ብምሃብ ነቲ ኻሊእ ሓይሊ ብሕገወጥነት ብምኽሳስ ንምጥቃዕ ሕጋዊ ባይታ ንምድልዳል፤ 3. ህወሓት ትሓትቶም ሰነዳትን ገንዘብን ንምምካን፤ 4. ሕሉፍ ታሪኽ ህወሓት ንምድምሳስ፤ 5. ትግራይ ንፒፒ (ከምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ንኦርሞ) ከምትግብር ንምርግጋፅ፤ በጠቓላሊ ንህወሓት መቕሀሚ፡ ንትግራይ ካልኣይ ከምዘይትልዓል መድቆሲ ውጥን'ዩ። እዚ መቐፀልታ ናይ ትማሊ ውጥን ፅንተት ትግራይ እዩ። ስለዚ ትግራይ ንውዕሊ ፕሪቶርያ ዘፈፅም ኣመራርሓ የደልያ። ዋላ መላኺ ዓቕሚ ዘለዎ መሪሕ የድልያ። ህልውናኣ እንተረጋጊፃ ውሽጣዊ ዲሞክራሲኣ ንምዕራይ ካብ ቁፅፅራ ወፃኢ ኣይኸውንን። ሃለዋታ ኣሕሊፋ ምስሃበት ግን ምሕደራኣ ብፍቓድ ኣዘዝታ'ዩ ዝውሰን። ስለዚ ብፅንዓት ንፕሪቶርያ ዘፈፅም ጠንካራ መሪሕ ውድብ ምህላው ልዕሊን ቕድሚን ኹሉ ይርአ።
@realtube6031
@realtube6031 Месяц назад
ዚ ጨፍጫፊ መራሒ ሎሚ ከ እንታይ ደሊዮ ድቃስ እምበር ሲኢኑ
@RasTeferian-m6s
@RasTeferian-m6s Месяц назад
ትዕቢት አየዋጽኡይ. ተመዝጊብካ ምቅጻል...ጸገሙ አበዩ. 1 ሚሏየን አጥፊኻ ተሐታቲ ለየብሉ ሐዚ አይምዝገብይ..
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Месяц назад
አብይ ጦርነት ብቻ ነው የምታውቀው ሌላ እውቀት የለህም የዲክታተር ስራ ይህ ብቻ ነው።ያልታደለች አገር አንተ የምትመራት አሁንም ሁለተኛ ወንጀል እየጨመርክ ነው።
@nigusehaftu201
@nigusehaftu201 Месяц назад
አብይ ብዛዕባ ጉባኤ ህወሓት እንታይ እዩ ኣእተዎ እንታይ ይምልከቶ
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ተጋሩ ባዕልኺም ኢኹም ቶስቶስ እንዳበልኩም ትሕሱዉሉ። ካባኹም ጀሚሩ ንትግራይ ኪሒድኩም ናብ ኣብይ ዘዘምበልኩም ረሳዕቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ካሓድቲ መስዋእቲ ጀጋኑ ተጋሩ ኢኹም። እዚ ናይ ኣብይ ዘረባ ድማ ናይ ጌታቸው ረዳ ዘረባ እዩ። ፎእእእእእእ ፍንፉናት ባንዳታት ዝበዝሓላ ውፅዕቲ ትግራይ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 Месяц назад
ትክክል አይንሱን እንዲዩ ዘህርረና ዘሎ እናገየዩ ናብ አቢዪ ዚብቱኖ ነገር እዉን ንሳቶም ከምኡ ከይኖም እቶም ተጋሩ እዉን🙏🙏🙏
@dadid9182
@dadid9182 Месяц назад
ኣሕልፍኹም ሀብዎም እዞም ሞፋልስ
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ካሕዳም ክኽሕድ ግድን እዩ
@abebakebede1270
@abebakebede1270 Месяц назад
ህወሃት ጉባኤው ከካይድ እዩ ንባእሉ በአሰርተ ገፅ ተወጢሩ ዘሎ መንግስት አብ አራት ኪሎ ምስ ከዳአት ደጊም ዘምፆኦ የለን ህዝብ ትግራይ ስድብ ከጠናኽር ናይግድን እዩ አብዙክ ኩሉ ትግራይ ንባእሉ ክብል ምስ ህወሃት በክብር ክሰርኽ አለዎ አብይ አሕመድ ንእቀት ትእቢትን አብ ርእስ ትግራይ የርኢ አል ኒባንዳታት ሒዙ እዩ ግን ባንዳታት ንህዝቦም ዘክኮኑስ ለማንም አይኾኑን ።
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z Месяц назад
Getachw not banda ባንዳን ሌባን ካልእዩ ንፈልጠኩምኢና ብቀዳማይ ወያነ ሪኢናኩም ኢና።አይትፈላልዩና!በቃ ይአኽለኩም።
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d Месяц назад
ባንዳን ባንዳን እዩ። እዚ ኣብይ ሕጂ ዝልፍልፎ ዘሎ ፈኸራ ናይ ጌታቸው ረዳ ባንዳ ድሌትን ሽርሕን እዩ ፋንድያታት ኢኹም ፎእእእእእ ድማ ኣለኩም ኣሐኹ
@gidaytemesgen7574
@gidaytemesgen7574 Месяц назад
When you want to attack the great everybody be friends everybody thinking about this check this guy this guy is dangerous okay can get the right people don't go fighting again we need peace I don't care who's who's need politicus who need something I don't care don't say that don't say that he have money everything okay he closed door how you go how you go stop and think about it
@rona7755
@rona7755 Месяц назад
ባዓል ጌታቸው ረዳ ምስ ብልፅግና ኮይኖም ንህወሓት ከም ቁንቁነ በሊዖም ከጥፍእዎ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ። ጌታቸው ረዳን መሻርኽቱን ካብታ ስልጣን ክወርዱ ኣይደልዩን፡ ንቲዲኤፍ እውን ብሰላሕታ ከምክኖም ክብትኖም እዩ ዝደሊ ስለምንታይ እምቢ ኢሎም እንተሓንጊዶም ከጥፍእዎ ስለ ዝኽእሉ፡ ክብትኖም ይኽእል እዩ። እቲ ብግዝያዊ መንግስትነት ዝመፀ ጉጅለ እታ ዕድል ተጠቒሙ ንህወሓት ጠሊሙ ዝባን (ሑቐ)ኣብይ ዝሓክኽ ዘሎ እዮ ዝመስል። እንተ እቲ ናይ ኣብይ ምፍርራሕ ግን ስቕ ኢልካ ጠራዕራዕ እዩ።ምንም ኣይገብርን ንህወሓት ከጥፋኣ ዝለኣኣኽ ዘሎ ኣብ ውሽጢ ትግራይ ስልጣን ግዝያዊነት ዝሓዘ ኣካል እዩ። ምስጢር ምዕቃብ ኣብይዎም ምስጢር ኣኻባታት ዝነዝሑ ዘለው ህረፍ ስልጣን እዩ። ንህወሓት ከተዳኽም ትብገስ እንተኾንካ ካልእ ዓብይ ዓቕሚ ህዝቢ ትግራይ ምልማስ እዩ። ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ ዓብይ ዓቕሚ እዩ።ስለዚ እዩ ድማ ፀላእቲ በዚሖማ ዘለው። ህዝቢ ትግራይ ንድሕንነት መፃእን ወለዶ ህላው ክብል ምስኩለን ፖለቲካዊ ውዳባት ብሓድነት ሎሚውን ከምቀደሙ ሰሚሩ ደው ክብል ኣለዎ።
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 Месяц назад
ትኽክል
@AgameTigray
@AgameTigray Месяц назад
ደብረ ዕንኪሊ ህውሓት ብዕላ ኢያ ትወድቅ ዘላ። ንህውሓት ንምውዳቅ ወዲ ረዳ አየድልን። ህውሓት ንህዚቢ ትግራይ እንታይ ገይራትሉ በዘይካ ሞትን ጥፍአትን ፣ ብርሰትን ፡ ዕንወትን ፣ ወዘተ።
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g Месяц назад
Genocider Abiy Ahmed and fascist Tsadkan not able to destroy the TPLF.
@AgameTigray
@AgameTigray Месяц назад
TPLF is a communist party that does not care about the people of Tigray except its power and party. TPLF destroyed Tigray.
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq Месяц назад
አረመነ አብይ ምስሕወሀት ውግእ አይይደግማን እንተደጊምዋኻኣ ናይ መዋዳእቲኡ ትኸውንያ።
@hakieye5649
@hakieye5649 Месяц назад
no one is fight again men kemotelka for whom
@BariyaGabirBari-cs9oq
@BariyaGabirBari-cs9oq Месяц назад
@@hakieye5649 ቀደምውን ክንዋጋዕ አይንደልን ባዕሎም አብ ባርነት ኤእትዮም ክረግፁና ስለልደለዩ እምበር ሄዝውን ድልየቶም ከምኣ ስለዝኾነት እዩሞ መን ከሞተልኻ ዝበልኻኒ አይትፈልጠኒ ድኣምእምበር ትግራይ አደይ ተሳኢራ ካብዝርእይ ፀላዕተይ አርጊፈ ክሀልፍዬ ዝደሊ።
@AgameTigray
@AgameTigray Месяц назад
ህዝቢ ትግራይ ንህውሓት ከድህን አይዋጋእን።
Далее
Аруси Точики ❤️❤️❤️
00:13
Просмотров 253 тыс.
Butch REACT to Creative way to fix damaged tile!
00:46
Просмотров 858 тыс.
Аруси Точики ❤️❤️❤️
00:13
Просмотров 253 тыс.