Тёмный

ሰበር! ወሳኒ ጋሻ መቐለ ኣትዩ | ናፅነት ሑመራ ክቀላጠፍ|ወሃቢ ቃል ህወሓት ምስጢር ደርጒሑ 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 42 тыс.
Просмотров 28 тыс.
50% 1

#ጌታቸው #ዳዊት #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

12 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 34   
@GideyMekonen-vf2hk
@GideyMekonen-vf2hk 25 дней назад
ብዛዕባ ናይ ሰራዊ ትግራይ ዕጥቁ ምፍታሕ ንምንታይ ከምዝተደለየ ነስተዉዕለሉ ተጋሩ
@salamahsalamah4030
@salamahsalamah4030 25 дней назад
❤❤❤❤❤ ትግራይና ልቅድሚት❤❤❤❤ ሕበር ትግራዋይና
@user-us1gp1if4i
@user-us1gp1if4i 25 дней назад
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሓበሬታ እዩ።ንስኻ ጅግና ትግራዎይ ብፍቅሪ ዓድኻ ልብኻ ዝተቃፀለ እዩ።ክብሪን ሞገስን ነዓኻ።ነዊህ ዕድመ ንዓኻ።
@dimtsunegash6711
@dimtsunegash6711 25 дней назад
Isaias Afewerki must face justice infront of the ICC for the crime who commited in Tigray with the parole of Abiy Ahemed.
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 25 дней назад
Isseyas criminal must go to ICC he killed his own people and destroyed Tigray people for good we must sign petition to go arrest
@adwsdas25
@adwsdas25 25 дней назад
🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 25 дней назад
ሓዱሽ ሓበሬታ እንዶ አምፅኡ እምበር ህወሓት ዝሃቦ መልሲ በአቶ አማኒኤል ሰሚዕና ኢና። ድማ ምስህግደፍ ዝግበር ሰላምን ዕርቅን የለን አብክንዲ መሬትና ለቒቕካ ውፃእ ምባል። እንካብ ተመን ማዓር ምፅባይ እዩ።
@user-qf3hm4io9t
@user-qf3hm4io9t 25 дней назад
ካብ ህግደፍ ሰላም ክመጽእ ትጽበዩ እንተሊኹምካብ ብዕራይ ጸባ ክትሓልቡ ትጽበዩ ኣለኹም ማለትዩ ጌና ብጭካነ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ዝወረደ ጆኖሳይድ ኣይተሰቖሮኩምን ማለት እዩ
@nebiatabrha6235
@nebiatabrha6235 25 дней назад
😮
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 25 дней назад
ብውልቆም ወታደራት ዝኾኑ ይህልው ብፍላይ አብኡ ዝተወለዱን ዝዓበየን።
@Yirgalem-tp8rk
@Yirgalem-tp8rk 25 дней назад
ዕጥቂ ምፍታሕ ዓብዪ ኣጀንዳ ዝኾነሉ እንታይ ክገብሩ ስለዝሓሰቡ እዩ?ምክልኻል ኢትዮጵያ ንትግራይ ዝውክል ኣይኮነን ትግራይ ዓርሳ ክትከላኸል ኣይኮነን ክትፈትሕ ክተጠናኽሮ ይግባእ ፀላእቲ ትግራይ ኩሎም ዕጥቆም ክፈትሑን ምክልኻል ኢትዮጵያውን ክምብሓድሽ ንትግራይ ዝሓወሰ ተቋም ኮይኑ ክምስረት ኣለዎ ተዘይሎ መፃወቲ ማይዳ uaeን canadan ከይንኸውን የስግእ ።
@haqitisier8947
@haqitisier8947 25 дней назад
ዕጥቂ tdf ኣፍትሖም ንህዝቢ ትግራይ ከምበርክኹ ጥራሕ ዩ ። ናይ ኦሮምያ ሶማልያ ዓፋር ወዘተ...ምስ ዕጥቆም እንከለው :ትግራይ ዕጥቃ ትፍታሕ ትፍታሕ ዘብሎም ዘሎ ጠመተ ይገበረሉ ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 25 дней назад
ብዛዕባ ዋጃ አይዝረብን ተመሊሳዶ?
@mulugetagebrehiwet500
@mulugetagebrehiwet500 25 дней назад
Manim fikad kihb yeblun
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 25 дней назад
ኤሬትራውን ክወጽእ አለዎ ስጋአትና እያ
@isurafelkif
@isurafelkif 25 дней назад
ላብ መሬት ተትመለሡ ተፈናቀልቲ መሬትን ህርሻኡን ምንም አይገብርን ተሸይጡ ኢዩ ለኢማራት ማአድንን ለም መሬትን ትተመለሡ ለ ተመሊሶም ኢሎም መተሐዣ ክገብሮም ኢዩ አዚይ ጀነራት ትግራይ ከሐሰብሉ አለው ማንም መሰዋእቲ ዘኽፈለ መሬቱ ህርሹኡ ማኣድኑ ባእሉ ክውንን ኢዩ በደንም እሸላት ትግራይ ዝሰንከሉን መሰዋእቲ ዘኸፈሉ መራህቲ ትግራይ ግን ሱቅ ኢሉ አሎ
@belayberhe
@belayberhe 25 дней назад
ኹሉ ግዜ ፃዕዳ ምስ ኣተወ ቁፅሪ ወሳኒ እዩ ዝባሃል
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 25 дней назад
ገፅካ ትርሓቕ ነዚ ጀኖሳይደር ካብ ሂበይ ዝተፈጠረ ወዲ ወዓግ እዙይሲ ወሳኒ ጋሻ ክትብሎ ብዘይፍልጠትን ብዘይትምህርን ናብ ህዝቢ እናቐረብኩም ዝበሃልን ዘይበሃልን ትልፍልፉ
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 25 дней назад
Don’t disarm TDF no body protects you Don’t let Abby Ahmed to win
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 25 дней назад
Tegaru ket belu befitsum nicanada wezete keytisemiu. Tseadu kibeliukum ember kitekmikum kemzeymetsu filetu. Biltsigina himak nabeyn kemeyn kemzinebor ayifelitin.
@isurafelkif
@isurafelkif 25 дней назад
ገና ሙሉእ ልሙሉእ ዘይተረጋገፀ ግዝኣት ትግራይ አኮኑን ዘኾነ ነገር አሎ ካናዳ ኢማራት ይፍታህ t d f ለምንታይ ኢዩ መረህተና ጀነራላት አብ ሐዊ ከይትዋ ህ ትግራይ መሬት ከወሩ መን አሎ ኢሎም ከክልክለና ኩሉ ናጨወና እንቢ ዝበለ ኢዩ ታሓሲቡ ኢዩ ልካናዳ ዳህዲሁ ዘይነግር ባንዳ ጌታቸው መግለፂ አይውፁኡን ሰሚኦም ከምለይ ሰምኡ
@belayberhe
@belayberhe 25 дней назад
መዘክር ኣባዲ ኣበይ እዩ ዘሎ ?????????????????
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 25 дней назад
ፍትሒ ከይተረኽበ እሞ አብ ጀኖሳይድ ትግራይ ተሳተፋ ዓድታት አብትግራይ ኢንቨስትመንት ከይንፈቅድ ንካራኸር: ዲያስፖራ ሀየ ንዝመት እዚ ንዓና ይቐልል: እንዳኸድና ንUAE ኾነ ንካናዳ ነጋልፆም: ጀኖሳይድ ጠጠው አይበለን ፀላእትና አብመንጎና አይንደልዮምን መጀመርያ ፍትሕን ንክንሓስበሉ ግዜ ንደሊ: ተደልዮም ዓዲቶም መፅነትና ይስርሑ
@burnlies
@burnlies 25 дней назад
እዚ መስርሕ ምፍታሕ ዕጥቂ ሰራዊት ትግራይ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ጎኒ ንጎኒ ምምላስ ደቡባውን ምዕራባውን ዞናት ክልላዊ ምምሕዳር ትግራይ እንተኾይኑ ኣዝዩ ኣዎንታዊ ነገር 'ዩ. # እዚ ገለ ዝተወሰኑ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ትግራይ ምስ ሰራዊት መንግስቲ ፌደራል ኢትዮጵያ ምውሃድ ዝብል ግን ካብ ሕሉፍ ዘይምምሃርን ውሕስና ክትገብረሉ ዘይክኣልን ዳርጋ ዳግም ብህይወት መንእሰይ ትግራይ ምጽዋትን 'ዩ. ቅድሚ እዚ ጉዳይ እዚ ምግባር እቶም ኣስታት 17ሽሕ ተጋሩ ኣብ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዮጵያ ነይሮም ኣብ እዋን ኹናት ትግራይ ግን ብትእዛዝ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣሕመድ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ቤት ማእሰርታትን ካምፕታትን ኢትዮጵያ ክእሰሩ ተገይሮም ዝተባህሉ ዝርዝር ኣስማቶምን ሃለዋቶምን ንቤተሰቦምን ህዝቢ ትግራይን ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ክፍለጥ ምግባር ይግባእ.
@belayberhe
@belayberhe 25 дней назад
ህወሓት ክውንጀል ዘደሊ ሓይሊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥራሕ ኣይኮነን ዋላ ግ ም ት ውሽጢ ውን ንህወሓት ንክውንጀል ዝሰርሕ ጉጀለ CIA አሎ እዩ
@hilawehilawe6757
@hilawehilawe6757 25 дней назад
ሕለፍ እናበልኩም ኣይትውዓሉ
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 25 дней назад
ሰራዊት ትግራይ አብ ሱዳን እንታይ ይገብር ሰረቂቲ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 25 дней назад
እቶም ዘይሕጋዊ ዩቱበራት ትግራይን ካልኦትን ተደምርኩም ጸረ ህወሓት ሕጊግ ትብሉ ብምህላውኩም : ጓኖት ወይ ጸላእቲ ንህወሓት ከጸልሙ ቅቡል ዩ ። እቶም ተጋሩ ኣደብ ግበሩ በጃኹም ።
@WelduHaile-et6ys
@WelduHaile-et6ys 25 дней назад
ኢሳያሳውያን ዝዘርግሕዎ ገለ ተጋሩ/ ትግራዎት እናበልኩም ዜና አይትስርሑ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 25 дней назад
አብ ዓለምና ዘሓለፉን ዘለውን ዝህልዉን መራሕቲ ናይ ሀገሮም ኽብርን ጥቅምን ሓሊዮም እዮም ዝኸዱ ። ኩላ ንፀሓሕላ ስለ ዝኮነት ! አብ ጦጵያ መፂኡ ዝንሐ መራሕን ሃጆሮማታትን ንኸብዶም ዝሓደሩን ሊሂቃን በሃልቲ ደናቁርን ግዳ ሀብትን ጥቅምን ኽብርን ዓዶምን ህዝቦምን ንግሊ ስሞም ሸይጦም ዓድን ህዝብን ዘይንታዮም ሕልፍ ዝበሉ ባንዳታት እዮም ከም አቦኦም ባንዳ ምሊሊክ ዘቆምጬወ እሞ ከማኡ ክፉእ ሞት የሙትኩም ጥራ ኢና እንብል !!🤣🤣🤣🤣
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 25 дней назад
ወልቃይት ማለት ከዚ በሀላ ለትግሬ መቀበርያ ቤቻ ናት ምትሆነው
@Tesfaye-vx5zp
@Tesfaye-vx5zp 25 дней назад
ትቀበራታለህ እራስህ መሰሎችህ እየተቀበሩ ነው
Далее