Тёмный

ሰበር ዜና! መቐለ ሓለፍቲ ተኣሲሮም? ጉዕዞ ንሑመራ ተጀሚሩ |ወረርቲ ድልድል ሰይሮም 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 51 тыс.
Просмотров 50 тыс.
50% 1

#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

10 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 163   
@HamelmalHajjsb
@HamelmalHajjsb 20 дней назад
ሰላም ደስ ዝብል ዜና አስምዕኽና ሰላም የስምዕኺ ሓፍተይ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 18 дней назад
❤❤❤እወ አምጽእዎ❤❤❤
@tadhaile2821
@tadhaile2821 20 дней назад
ቅድሚ ሓደ ዜና ምዉፁኡ ቡዙህ ወገን መርሚርኹም አዉጽእዎ ንፀላኢዉን ሓበሬታ ከይኾኖ
@tbstig
@tbstig 20 дней назад
ንሃነፃይ ሓሶቦም ነመስግን🙏
@tewoldesebhat9158
@tewoldesebhat9158 20 дней назад
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዜና ሐቂ ይግበሮ አብ ፍርዲ አቅርብዎም
@GirmayHaylu
@GirmayHaylu 20 дней назад
ኣብዛ ፀባብ ግዜ ህዝቦም ረሲዕም ኣብ ቀንጠብጠብ ዝተዘፈቑስ ይተሓነቑ
@user-zj1gh2ow3w
@user-zj1gh2ow3w 20 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ንዕኦም አድሒንዋም እንብር ነሳቶም እማ ንባዕሎም እዉን አብ ዘይድሕንሉ ደረጃ ሰጣሕ ኢሎም ወዲቆም እዮም ፡፡
@letina_gualT
@letina_gualT 20 дней назад
The only Chanel i trust 🙏🥰🥰🥰 Thank you
@MashoKidanu
@MashoKidanu 20 дней назад
ደስ ዝብል ዜና ኣስሚዕኹምኒ ፍስሃ ኢየ።
@FreweyniGalagame
@FreweyniGalagame 20 дней назад
ድሕሪ ማህሌት ሞት😢 ቀታሊ ተአሲሩ ካብ ዝተፈተሐ ሕጊ የለን ሎሚ ይእሰሩ ፅባሕ ይፍትሑ😢😢😢
@fengebi9715
@fengebi9715 20 дней назад
Tefetihu diyu?
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 16 дней назад
@@fengebi9715 😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት፡መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን! ኣሜን! REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሕልሚ ናይ ቀትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ😂😂😂😂 Republic ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ፡ ብባሕላዊ ፀወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ተጎቢሆም ለይቲ ቀትሪ ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ነዉራማት ርጉማት ድኹማት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@TigstWeldu
@TigstWeldu 17 дней назад
አምላክ ንቲ ውፁዑ ህዝቢ የኣክለካ ይበሎ😢
@HaileselassieNigussie
@HaileselassieNigussie 20 дней назад
ስብሰባ ይ ጽል
@omkhaled6864
@omkhaled6864 20 дней назад
❤❤
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 20 дней назад
ብላዕሊ ይጀመር ማለት ብአመራርሓ ግምት
@TsegayGebreyesus-ru4ss
@TsegayGebreyesus-ru4ss 20 дней назад
ይቅረብ
@user-mi3sk4wn2t
@user-mi3sk4wn2t 20 дней назад
ይፅናሕ
@user-fk9zv4nw5u
@user-fk9zv4nw5u 20 дней назад
ደስዝብ ዜና ሓጎስ ሙሉ ሰላም ይግበረልና 🙏🙏🙏💔
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 20 дней назад
💛❤️
@HcV-l2y
@HcV-l2y 20 дней назад
ይነበብ
@user-vh5ev7qw7r
@user-vh5ev7qw7r 20 дней назад
እተጸንሐ ይሕሽ
@user-zj1gh2ow3w
@user-zj1gh2ow3w 20 дней назад
ፅቡቅ እዩ ሰለዙይ ህዝብና አብ ጎኒ ሐቂ ኮይንካ ንሰላምን ፍትሕን ምስዝሰርሑ አካላት አብ ጎኖም ኮንካ ደግፍ ፡፡
@GzzhhmzohZhcifbo
@GzzhhmzohZhcifbo 20 дней назад
❤❤❤❤❤❤
@hadish9672
@hadish9672 20 дней назад
If they think frist to solve the People's problem why they waste two years? Those leaders only they concern only there power. I didnt buy what they said and they didnt care about the People's problem and Tigray.
@GebrehiwotGebremedhin-i2y
@GebrehiwotGebremedhin-i2y 20 дней назад
Well
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 20 дней назад
ከይተዘርገ አይፀርን። ክሕተት ዝግበኦ ይተሓተት፣ክተሓዝ ዝግበኦ ይተሓዝ።
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 20 дней назад
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉❤❤
@salamahsalamah4030
@salamahsalamah4030 20 дней назад
❤።።።
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 20 дней назад
ቀፅልሉ ብቅዕ ዜና ናብ ዓልና ናተጋሩ ሚድና ነዕቢ ኣሕዋት ❤
@GebrehiwotGebremedhin-i2y
@GebrehiwotGebremedhin-i2y 20 дней назад
Good decision
@mogesabay1926
@mogesabay1926 15 дней назад
ይቕረብ
@SelemunTeklay-l9s
@SelemunTeklay-l9s 20 дней назад
ሰነድ ሕዉሓትይዉፃእ ምክንያቱ አበየናይ ዓለም ዘለና ክፈል ጥዎ
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg 19 дней назад
Hopefully, you will be responsible media.
@user-bg4is7bv7n
@user-bg4is7bv7n 19 дней назад
ዋላዝተፈጠረ ፍፈጠር ዳሕድሕዎ። ዘይከምዚ እናበልና ድኣ ብኽመይ ኣብዚ ኣብፂሖሙና ፈንዉዎ ይኣክክክል።
@TigrayEthiopia
@TigrayEthiopia 20 дней назад
classhed news.
@JonNati
@JonNati 20 дней назад
ሕወሓት ናብስልጣን ተደኣ ተመሊሳ ትግራይ ኣይትድሕንን ምክንያቱ ንሶም ንስልጣኖም እምበር ንህዝቢ ትግራይ ሓልዮት የብሎምን ""ኣብዚኣ ንሕወሓት ብምድጋፍ ንንጌታቸውን ጽድቃንን ዛምሰሉ ፈላጣት ካብስልጣን ንክእለዩ ትገብሩዎ ዘለኹም ሓደ ሓደ ሰባት ናይሕወሓት ክፍኣትን ሕስድናን ጨካንነትን በይምርዳእ ኢዩ ካልኣይ ምስ ሕዋሓት ኮይንኹም ትትቀምዎ ረብሓ ስለ ዘለኩም ክኸዉን ይኽእል ፡፡ ስለዚይ ተጋሩ ኣስተውዕሉ ዓድኹምን ህዝብኹምን ብዘይ ኩይናትን ዕግርግርን ንምድሓን ምስጌታቸዉን ጻድቃንን ጠጠው ክትብሉ ይግባእ ከማኣ ተደኣ ዘይገይርና ግና ትግራይ ውዒሉ ሓዲሩ ናብ ጦርነት ምእታዋይ ኣይተርፍን፡፡ መተሓሳሰቢ ንግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ብስእነትን ሽግርን ዝበልዑዎን ዝሰትዩዎን ዝለብሱዎን ስኢኖም ዝሰረቁ ክእሰሩ የብሎምን ምናልባት ሃፍቲ ኣብ ል ዕሊ ሃፍቲ ከኻዕብቱን ክእምሩሩን ክብሉ ዝጎሓሉ ግን ናይ ግድን ክእሰሩ ኣለዎም ፡፡ናተይ ፍርዲ ኢዩ
@user-zc1ik6fo5x
@user-zc1ik6fo5x 20 дней назад
ከይቀሪብ
@zeraygebreyohannis23
@zeraygebreyohannis23 20 дней назад
Yikreb
@Ushu11-h5e
@Ushu11-h5e 20 дней назад
ይቕረብ፡፡
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 20 дней назад
እቲ ሰነድ ይቕረብ።
@KahsayAmare-e6c
@KahsayAmare-e6c 20 дней назад
ተዝተርፍ ይሓሽ
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 20 дней назад
Kem tegaru kab jemlawi akayda wetsina gebenegna zhtetelun Selam znegselun sirahti kinekedm ygbae,,,,
@mekonnengebreal8969
@mekonnengebreal8969 20 дней назад
Once again when the document is exposed, you should present it selectively
@yohanneswabreha859
@yohanneswabreha859 20 дней назад
ከዚ ግርም
@abrehaweldegebrial3741
@abrehaweldegebrial3741 20 дней назад
ማንምይኩን ማንም ሌባቡ ናብ ህጊ ክቀርቡ አለዉ ።
@user-zc1ik6fo5x
@user-zc1ik6fo5x 20 дней назад
እዚ ዝበስበሰ ሓይሊ አጥፍቶ ጠፍ ስራሕ ይሰሪሕ አሎ
@user-oz5rv9kv8c
@user-oz5rv9kv8c 20 дней назад
መውዳእትኡ የርእየና 😅
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 20 дней назад
ጉባኤ ምክያዱ ነዞም ቅድሚያ ንህዝቢ ዝብሉ እቲ ጉባኤ ንህዝቢ ዶ ኣይኮነን ዝካየድ? እዞም ጉባኤ ይፅናሕ ዝብሉ ሸቀጥቲ እዮም።
@gerezgiherberhe4623
@gerezgiherberhe4623 20 дней назад
እቲ ሾሊኹ ዝወፀ ሰነድና ክትዝርግሑዎ ኣይግባእን። እቶም ዝዘርገሑ ግባት ፀላእቲ ህዝቢ እዮም ብመትከል ውድብ ዘይኣምኑ ፋሉላት እዮም። ካብኣቶም ደኣ ብምንታይ ትፍለዩ።
@hailee1036
@hailee1036 20 дней назад
ሰነድ ይቕረብ
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 20 дней назад
ክሳብ ሎሚ ኣበይ ኔሩ እዩ ሎሚ ሰበር ዝብለና ግምት ዓኳይ?
@GebrehiwotGebremedhin
@GebrehiwotGebremedhin 20 дней назад
ፈሻኩል ኣይትኩኑ ፖለትካ ክድሕን እንተኮይኑ ህዝቢ ሙሉእ ብሙሉእ ይድሕን ጓሓላሉ ክትሓዙ ክግበር ኣለዎ።
@user-zc1ik6fo5x
@user-zc1ik6fo5x 20 дней назад
በለፀኛ ሓይሊ ሕዚ ውን ውድብ ከፍሪስ ዝደል ጉብኤክግበርአይደሊን፡፡
@user-pc5fm4kv3g
@user-pc5fm4kv3g 20 дней назад
ዝወፀ ስልዝኮነ
@meressatessema5365
@meressatessema5365 20 дней назад
አንበሳ ሒዚ ግርም
@AradomBerri
@AradomBerri 20 дней назад
እቶም ሰረቅትን : ዓፈንቲ መሰል ህዝብን : ካብ ጎሐላሉ መረሕቲ ኽጅመር አለዎ :: ኻልእ አነ ካብ ዝገርመኒ ዘሎ : ብስም ህወሐት ዝነግዱ : ጉጅለ አባላት ውድብ : ካብ ድሕነት ህዝቢ ቅድም ንቀዳድም ውድብና ንምድሐን ዝብሉ መረሕቲ ጉሐላሉ : ንውድቦት አድሒኑ ናብ ስልጣኖም ዘቀመጦም : ጀግና ህዝቢ ትግራይ እንበር አባላቶም አይኮኑን ። ብካልእ መዳይ ዘግርመለይ ዘሎ : ተወዳደርቲ ፓርትታት ዝበሃሉ : ፀገም ህዝቢ አብ ምፍታሕ ተዓቂቦም : አበይ ከምዘለዉ እካ ደሃዮም ዘይስማዓሉ : ኢዶም አጣሚሮም ስቅ ምባሎም ምክኒያት አይርድአንን : አብ ጊዜ መረፃ ግን ዋጭዋጭ ምባሎም አይተርፍን :: ናይዚ መርአያ ዝኸውን : ንስልጣን ምሐዝ እንበር ንህዝቢ ሐሲቦም አይኸዉንን ። ንህዝቢ ዝሐስቡን : ብፀገም ህዝቦም ዝጭነቁን ተኾይኖም : ካብዚ ሕዚ ዝኸፍእ ፀገም የለን እሞ : ኩለን ተወዳደርቲ ፓርትታት አእጃመን የበርክታ ይቃለሳ በሃላየ ። አብ ኩለን ሚድያታት ነዚ ናተይ ትዕዝብቲ ተዓዚቦም የልዕልዎ'ዶ ይኾኑ ኢለ ንኹለን ተፈተሽኩ ሐደካ የለን : ወላ ህዝቢ'ዉን ተኾነ ድምፂ የለን : ንምነታይ ? : ተወዳደርቲ ፓርትታት ዘድልየሉ ምኽኒያት እኮ : ገዛኢ ፓርቲ እንትዳኸምን ናይ ስልጣን ግዕዝይና እንትስፋሕፋሕ : መሰል ህዝቢ እንትዕፍን : ልዕልና ሕጊ እንትጥሐስ : ንምንታይ ኢለን ንክቃወማን : ንከቃልዓን ንኽቃለሳን ወዘተ እኮየን ዘድልያ : መረፃ እንትቃረብ ዋጭዋጭማ : ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ : ንሳተን'ውን ትርጉም አልቦ'የን: ስለዚ ድክመት ወይ ዕላማኻ ምስሐት አብ ጉጅለ አባል ውድብ ጥራሕ ዘይኮነስ : አብ ተወዳደርቲ ውድባት'ውን አሎ ። ምኽኒያቱ : ዓላማን ፖሊስአንን (አጀንደአን) ንፀገም ህዝቢ ንኽፈትሕ ዘይቃለስ ተኾይኑ : ከንቱ ውእቱ ። ጊዜ ለኩሉ ።
@TaklyeTaklye
@TaklyeTaklye 20 дней назад
ስብሰባ ክገበር አለዎ ተክላይ አረጋዊ
@HagosGebreegziabher-ht2vw
@HagosGebreegziabher-ht2vw 20 дней назад
ንክፀሪ ተኾይኑይረአ
@haileelectronics
@haileelectronics 20 дней назад
ab gonka alena gech fetawi hzbu nezom setyti dem ageb belom
@aklileymogos1113
@aklileymogos1113 20 дней назад
ሀሰውቲ ሰለም ዘይፈትው ብጀካው ካልእ ዘይትፈልጡ ባአልትኩም አመጸቲ ደቀንስትዮ
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 20 дней назад
This is horrible terror. Why the transitional government did not mention thier names.
@santiyago7635
@santiyago7635 20 дней назад
አታ እስይ። ወጊሕለይ ሎሚ ክዛርብ ናይ ልበይ።
@BrhaneKinfe
@BrhaneKinfe 20 дней назад
ይቕረብ ህዝብና ይፍለጦ
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 20 дней назад
ስለቲ ሞያዊን ጽፉፍን ኣቀራርባ ሓበረታኹምን ልዑል ምልኪ ቋንቃ ትግርኛኹምን ምስጋና ይግበኣኩም ኢዩ።
@user-cv5pe8qe3u
@user-cv5pe8qe3u 20 дней назад
ውዳበ ህዝቢ ከፍርስ ዝደሊ ፋሽሽት ኣምባገነን እዩ ክውገድ ይግባእ
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 20 дней назад
እሞ ብህፁፅ ንመሸማገልቲ ነጊርኻ ድልድያት ብ ምምሕዳር ትግራይ ይትሓሎ: መከላከያ ወንጀለኛ አምሓሩ ዝገበሩ ተገበሩ ሪኦም ከምዘይርአዩ ስቕ እዮም ዝብሉ: እንተ ምእሳር ወንጀለኛታት ፖለቲካዊ ከይኸውን ንጠንቀቕ:
@belaywelu8678
@belaywelu8678 20 дней назад
ሓሰውቲ ሒዘ ኣይበለን ክሕዝ እየሞ ተሓባቢሩ'ዩ ዝበለ😡
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 20 дней назад
እቲ ሰነድ ይቅረብ ።
@hailaytesfay1915
@hailaytesfay1915 20 дней назад
ከባብያዉነት ሓደጋ ምብስባስ ዝብል ሓደብሓደ ይተንተን ኔትዎርክ ብዓሌትን ከባብያወነት እውን ከምኡ እትም ሓቂ ኣብኡ ክርከብ እዩ
@MedhinAbadi-qh3tl
@MedhinAbadi-qh3tl 20 дней назад
አለም ገብረዋህድ ምስ መሳርሕቱ ክቕቑፈድ አለዎ እሱ እዩ ዝሐምዝጎ ዘሎ ህዝቢ ወዲ ረዳ ሓዞም
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 20 дней назад
ኣታ በላዒ ንፋይ ከርፋፍ ኣድጊ ሽዋ። ዕስለ
@SelanlmatDimokracy
@SelanlmatDimokracy 20 дней назад
እቲ ሸልኹ ዝወፀ ሰነድ ምሽጥር ዉድብ ሰለዘባኽን እንተይቀረበ ይፅናሕ
@tbstig
@tbstig 20 дней назад
ንሃናፃይ ርእይቶኹም ነመስግን
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 20 дней назад
ኣቲዮ ትግራዋይ ስለ ፍቕሪ ሰለ ፍትሒ ስለ ሳላማዊ ህይወት ይፈልጥ ድዩ ? ? ? በይዛኺ ለይኸውን ኣይተውግዒ እቱ እንኮ ፍታሕ ክኸውን ልለለዎ እዞም መራሕቲ ኣሸበርቲ ነሓድሕዶም ክቖራረጹ ኢኒኡዎም እምበይ ኣብ ክልል ዓጸቦ ትግራይ ሰላይ ኣይግነን !!!!!
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 20 дней назад
ኤረ አብልዕል ቀጣብጠብ አብልኢል መባሎም ካብሰጣኖም ከይወሰደ አወያትምልአሎም ይገርመኒ ህዚብትግራይ ዘይመዚን ዘይእዘብ መስሎዎም
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 20 дней назад
ላዕለዋይ ኣመራርሓን ኣበል ውድብን ኮይንካ ውድባዊ ጉባኤ ኣይኮየድ ካብ ምባል ዘሕፍር የለን። ካብ ፒፒ ንላዕሊ ፒፒ ዝኾኑ ዕሱባት
@Estifanos-kt4lb
@Estifanos-kt4lb 20 дней назад
አብ ኢ/ያ በሐሄራዌ በርድ ምርጫ ሕጋዊ ክኸውን እንተከኾየነ መጀመረየ የሰመዐመዐ
@user-zw2sd5rx7x
@user-zw2sd5rx7x 18 дней назад
ብዛዕባ ዝሞተ ውድብ ምውራይ አየሕፍርንዶ? ህዝቢ ንኽድሕን ህወሓት እንትተጠፍእያ
@zeradawitGebrehiwet-e5l
@zeradawitGebrehiwet-e5l 20 дней назад
ግዜኹም አይተጥፍኡ እቲ ሰነድ ፍሉጥ እዩ ናይ አብ ክልተ ዝተመቀለ ኮይኑ እቲ ሓደ ፀለመ አፀሊምካ ሰባት ካብህዝቢ ምንፃል, እቲ ካልአይ ዝግዕተኛ ሓይሊ ከም ኩችነ ኮይኑ ውድብ ንምፍራስ ዝገበር አዩ እናተበሀለ ሰባት መፅላም ,ካብ ደገ ሓይሊ እናተበሃለ ንካድረታት ሕወሓት በቢጀረጃኡ ምእማን ካሊእ ሓድሽ ነገር የብሉን እቲ ዝተለመደ ናይ ሕወሓት አበ ውሽጢ ዕትሮ ዝጠይሽ መዕጠና እዩ እንበር ሓድሽ ነገረ ካብ ዓለም እዩ ዝመፅእ ዓለም ደማ አይፈልጥዋን ህዝበይ ዓለም ግን ትፈለጦመ ግሪቢጥ ብምንታይ ተፈልጦም ከይትብሉኒ በለዕቲ ሰብ ብኻኖም ጥራሕ !!!!!😂😂😂😂😂 22:05
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 20 дней назад
ክግምት ሓጎስ ጎዶፋይ ፥ ኣለም ገብረዋሃድ፤ ኣቡኡ ንመዘክር ካልኦትክም እውን ገመቱ ዕድልክ ረኣይ😂😂😂😂
@user-bc8hn4cn2d
@user-bc8hn4cn2d 20 дней назад
Viva
@girmayyohannes
@girmayyohannes 20 дней назад
ኣቱም ሰባት ታይፕ ን ላፕቶፕ ኮር ኣይ ሰቨን ከመይ ገይርካ ተወዳድር ሕውሓት ታይፕ ኮይኒ ካብ ፃውቲ ወፃኢኮይኑ እዩ ።
@user-pm4rt4qz9d
@user-pm4rt4qz9d 20 дней назад
አብ ቀይዲ ዝአተዎ ሽሞም ይገልፅ።
@DanielGebrekidan-n7i
@DanielGebrekidan-n7i 19 дней назад
በጃኩም እዛዉድብ ጥቅሚ ዘየብላ ዓዋን መብረሲት ህዝባ ድያ
@negasiberhe8301
@negasiberhe8301 18 дней назад
ዓያሹዲኹም እቲ ሰነድ እኮ ኣብኢድ ተጠቃሚ ማብራዊ ሚድያ ተጠቃማይ በፂሑ እዩ መን እዩ ክሰምዐኩም ነቕርቦ ዶ ኣይነቕርቦ ድምፂ ሃቡና ትብሉ ዘለኹም?
@zeradawitGebrehiwet-e5l
@zeradawitGebrehiwet-e5l 20 дней назад
ይኾኖ ናይ ስብሓት ነጋ መፅሓፍ ተኾነ ነቲ ካብ መቃብር አፍ ዘውፀአኩም ህዝቢ ክንዲ ምክሓስ ንዛ እንባይ መን ይወርሳ ንዓመትን ፈረቃን ዘአክል አብ ዐንክሊል አሕልፈኽምዎ አቱም ሰባት እንበርኸ ናይ ሰብ ዘርኢ ኸ አወምዶ አነ እዞም ሰባት 80%ናይ ሰብ መከራን ሞትን ህልቂትን ጠለፋን ስደትን ዘይሓዝኑ ሰባት እኻደአስ እታ አፋፍታ ሰላም ከይትኹለፈና እቶም ብአኦም ስኪ ዝተፈናቀለ ህዝብና መሊኡ ብሰላም ከይምለስ ዝገብርዎ ዘለው ተንኮል ምኻኑ ምኽንያቱ እዚኦም ህዝብና እናተሳቀየ ንአኦም መናወሒ ንስዋኤኦም ክምችወሎም እዩ እንበር ካብዚኦም ህዝቢ ትግራይ ክስብኻ ህልቂትኻ እዩ ክስቦም ድማ ህልቂትኻ እዩ የአክል ዝፈሰሰ ደም ይድረቅ በለም አቱም ናይ ህዝብኹም ፀገም ብዝተወሰነ ደረጃ ናብ ሰማዒ ተቅርብለኹም በይዛኹም ሞያዊ ሓላፍነትኹም ተጠቂምኹም ንህዝብም ድምፂ ኹንሉ እቲ ሰነድ ዝበሃል ዘሎ መዳናገሪ ህዝቢ እዩ እንበር ሓድሸ ነገር የብሉን ካብ ዲያብሎሳት ነብሲ ምብላዕ እንበር ካሊእ አንፅበን ህዝበይ ንንቃሕ ይኾኖ ይኾኖ!!!!!
@GIDEY-tk1qw
@GIDEY-tk1qw 20 дней назад
እቲ ጉባኤ ግዜ ክበልዕ ኣዎ ነቀደም ውዕል ፕክቶሮያ ነተግብር ወይ ህዝብና ናብ ቦትኡ ንምለስ ወዘተ ዝብል ሓሳብ ብወገነይ ኣይ ቅበሎን ምኽንያቱ ዓቅሚ ዜብሉን ኣግዕዝይናን ምሰ ፀላኢ ዝወገነን ፀረ ህዝብን ህወሓትን ዝኾኑ መራሕቲ እንዳሃለው ከመይ ጌሮም ተሰማምዖም መርሖም ከዕውትና ይኽእሉ? ህውሓት ቀልጢፉ ጉባኤ ኣካይዱ ፀርዩ እንተዘይ ወፂኡ ኣደዳ እቶም ኣውሽጡ ዘለው ሕማቃት መራሕትን ክብቱኑና ዝደልዩና ፀላእትን ክንከውን ኢና::ህዝቢ ትግራይ ሳኣን ኣመራርሓን ሰናይ ምምሕዳር ክስረቅ ክቅተል ደቁ ክጥለፋን ወዘተ እዩ ዝርከብ ስለዝኾነ ድማ ቁልጡፍ መፍትሒ ይደሊ እዩ
@user-vy5qz5bt7x
@user-vy5qz5bt7x 20 дней назад
እቲ ሰነድ ኣንብብዎ'ሞ ንምዝርጋሕስ ንምግዳፍስ ባዕልኹም ወስኑ።ሰብ ድኣ ክፈልጦ ህንጥው እንድዩ።
@weykefetek3020
@weykefetek3020 20 дней назад
ጉባኤን ኣኼባ ዘፍርሖም ሰረቕቲ፣ ከደምቲ ሽዋ ጥራሕ እዮም። ጉባኤ ወግእ ከጀምር ይኽእል እዩ ዝብሉ ባቢሎናውያን ከዳዓት ን ሰረቕቲን እዮም። ቐንዲ ተጠያቒ ጌታቸው ረዳ እዩ ፣ ለኽበጥበጥ ገዲፍኩም ሓቂ ተዛረቡ። መን ዝበሃል ሓላፊ ተኣሲሩ እስኪ ሽም ፅርሑ?
@AmbachewFiseha-yv9mf
@AmbachewFiseha-yv9mf 20 дней назад
አርእስትኹም ተጀሚሩ ,ትንተና ካሊእ አይትሓስውንዶ በጃኹም
@DanielGebrekidan-n7i
@DanielGebrekidan-n7i 19 дней назад
ጌታቸዉ ረዳ ልዕሊ ማንም ልዕሊ ዝኮነ ሰብ ዓቅሚ ዘለዎ እዩ በጃኩም ስሙ ኣይተጥፍእዎ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 20 дней назад
ጋዕጋዕ ሓሳዊት ! ዝተኣሰሩ ምህላዎም እንተፈሊጥኪ እንመን ከም እተሰሩ ንምንታይ ምፍላጥ ኣብዩኪ ደነዝ
@JonNati
@JonNati 20 дней назад
እንታይሞ የጻርፈካ ምጽራፍ እንተይተጸረፍካ ሓሳብካ ምሃብ መንከለካ?ጸርፊ ናይረሳሓትን ናይሕማቃትን መግለጺ እኢዩ
@arayaselassie9390
@arayaselassie9390 20 дней назад
ኣርእስቲ ኣይትሽጡ።ከም ኣርእስቲ ዝጸሓፍኩምዎን ምስከፈትካ ዝስማዕ ዜና ሓደ ክኸውን ኣለዎ። ተዘይኮይኑ ተኣማኒነትኩም ኣብ ሕቶ ይወድቕ።
@HaftomGgiorgis
@HaftomGgiorgis 20 дней назад
ህወሓት ከ እንታይ ይብል ተመዛበልቲ ኣይምልስን ኣይበለን ሚዛን ዜናኹም ዝምቡዕ እዩ
@Mr.LisaneWork-d1w
@Mr.LisaneWork-d1w 19 дней назад
ሕወሓት ዝመርሑ ኣባላት ኩሎም ሌባታት እዮም
@user-re5hv9nz3d
@user-re5hv9nz3d 20 дней назад
የዒስ የዒስ የዒስ ወዲ ረዳ ተስፋ ይገብር ቁፅሪ ሓደ ገባቲ # ኣለም ገብረዋሂድ ኽእሰር
@befairbalance7507
@befairbalance7507 20 дней назад
Well said and Well explained, those are living for their belly at the expense of innocent young tegaru who are paying the price
@aklileymogos1113
@aklileymogos1113 20 дней назад
ሀሰውቲ ሰለም ዘይፈትው ብጀካው ወግእካልእ ዘይትፈልጡ ባአልትኩም አመጸቲ ደቀንስትዮ ባአልትኩም ወረርቱ አድታት ንኩሉ ክፉእ ዝጀመሮ TDF እዩ ክፈረስ አለዎ ሰላም እንተደለኩም ?
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw 20 дней назад
ናብ ኤርትራ ገፅኩም ምስ ትኸዱ ናይ መወዳእታ ምባርኩም ምስትፀልኡ ጥራይ ኢኹም ትዉሱኒ ቃዛ ዘክርዩ
@MeseleKinfe
@MeseleKinfe 20 дней назад
ንፋሳት ኢኹም ንሳኻትኩም ባዕልኹም። እቲ ሰነድ ናብ ክንደይ ዝኸፈልኹም ሚድያታት ወይክኣ ውዳበተታት ኣታሓላሊፍክሞ። እንተዘርጊሕኩሞ እቲ ዝሃበኩም ምንጪ ክተገልፅዎ ይግባኣኩም።
@user-tt3py7nq2f
@user-tt3py7nq2f 20 дней назад
ሚስጥር ድኹም ይኹን ጥንኩር ትግራዋይ ውድብ ናብ ሚድያ ምዝርጋሕ ንትግራይ ምውዳቕ እዩ !
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 16 дней назад
@@user-tt3py7nq2f .😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት፡መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን! ኣሜን! REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሕልሚ ናይ ቀትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ😂😂😂😂 Republic ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ፡ ብባሕላዊ ፀወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ተጎቢሆም ለይቲ ቀትሪ ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ነዉራማት ርጉማት ድኹማት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@YemaneMebrahtom
@YemaneMebrahtom 20 дней назад
tbs ተስፋ ህዝብና❤
@gebregziabherwoldu6739
@gebregziabherwoldu6739 20 дней назад
ሰረቅቲ ምእሳር ሓደ ፍታሕ እዩ ግን ብፖለቲካ ስዕረትካን ስልጣንካ ንምክልኻል ተንኮል ተኾይኑ ንተጋሩ ዓብይ ውድቀት እዩ።ህወሓት ጉባኤ ኣይትግበር ዝብል ግን ናይ ህዝቢ ትግራይ ጥፍኣት ንክቅጽል ምርጫ ከይግበር ብዘይመረጾም ክማሓደር ንምፍቃድ እዩ ብጥቅልሉ ክረአ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስት ትግራይ ተሰግሲጎም ዝርከቡ ዝገበርዎ ወንጀል ንምሽፍን ካጥፍኣት ናብ ጥፍኣት ይሰጋገሩ ዘለዉ።
@nanabelay2861
@nanabelay2861 20 дней назад
Amen it’s ABOUT TIME ARREST ALL THOSE ENEMIES OF TIGRAY PEOPLE TIGRAY TSERE AMEN GOD BLESS YOU ALL . YEWALE YEDRE ENJE HULEM EWNETW TASHENFALCHE YES GOOD WORK OUR LEADERS
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 16 дней назад
@@nanabelay2861 .😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት፡መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን! ኣሜን! REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሕልሚ ናይ ቀትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ😂😂😂😂 Republic ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ፡ ብባሕላዊ ፀወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ተጎቢሆም ለይቲ ቀትሪ ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ነዉራማት ርጉማት ድኹማት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@chuksokadigbo4750
@chuksokadigbo4750 16 дней назад
@@nanabelay2861 .😂😂😂.🎉❤❤.❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂❤❤❤🎉❤❤​ 🎉🎉🎉🎉🎉❤ዕልልልልል…መጀመሪያ እንቋዕ ኣብፀሓኹም ንዘላለማዊ ሓዘንን ቁዛመን ቃንዛ ስቃይ ሰቆቓ መርድእ ናብ ሲኦል ጋሃንብ ዝኣቱ ዝረገፉ more than 1.5 million ዝተቀንዘፉ ደመ ኸልቢ ኾይኖም ዝረገፉ ምውታት፡መንግስተ ድያብሎስ ይዉርሶም፡ ኣሜን! ኣሜን! REST IN HELL❤❤❤🤣🤣🤣😂😂😂ሕልሚ ናይ ቀትሪ ሓይልታት ምክልኻል ሞቶረ ሃገረ ዓባይ ትግራይ😂😂😂😂 Republic ብዘይካ መናእሰይ ካባ “ሰብኣዊ መሰል“ ተጎልቢቦም ዝንቅዉ ዘሎዉ ሓደሽቲ ኣዛብእ ናይ ቀትሪ ፍጥረት ናይ ሰብ ዘይብሎም ዕቡድ ኸልቢ ዝለሃሶም ብመንፈስ ዕቡድ ኸልቢ ዝተጠመቁ ዝተለኸፉ ዝተበኸሉ ንዉርደት ንሓዘን ንሞት ንስቃይ ንጥሜት ንቃንዛ ንቁዛመን ንከቢድ ሕማም ንከቢድ ሓደጋ ንመርድእ ንምልማን እምበር ንምንባር ዘይተዓደሉ፡ ብባሕላዊ ፀወታ ናይ ዘርኢ ድያብሎሳት ሕዝቢ ትግራይ ተጎቢሆም ለይቲ ቀትሪ ብመኣኮሮም ብኣፎም ይዉገሩ ብበረኺና ብኣሲድ ተሓፂቡ ዘይጸርይ ጥላም ጥምባም ብስብስ ረሳሕ ለሓሲ ሓቀኛ ባሕላዊ ተወጋሪ ዘርኢ ድያብሎሳት ትግራዋይ ሰማእታት ኣብ ምድራዊ ሲኦል ዘርኢ ድያብሎሳት ጋንየናት ነዉራማት ርጉማት ድኹማት ሕዝቢ መንሃርያ ክልል ትግራይ ኣብፀሓኹም: ኣሜን! ኣሜን!
@user-cv5pe8qe3u
@user-cv5pe8qe3u 20 дней назад
እንድያውም ብህፁፅ ክካየድ አለዎ ናብ ሓዱሽ ወለዶ ክሸጋገርን ምስግዚኡ ዝኸድ ፕሮግራምን ክማዓራረ ኣለዎ
Далее
Документы для озокомления😂
00:24