Тёмный

ሰበር ዜና| መቐለ በወገን ጌታቸው ወጥሪ ዝሒሉ| ህወሓት ዓራቒ ረኺቦም? ዘርኡ ገ|ሊባኖስ ውሕስና ሓቲቱ 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 58 тыс.
Просмотров 46 тыс.
50% 1

#መቐለ #ጉባኤ #ትግራይ
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

10 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 156   
@AbrhamAdehane
@AbrhamAdehane 25 дней назад
ያቐንየልይ ጀ/ራል ታደሰ ፡ ወድ ወረደ ።
@KibromMekonen-tt1nf
@KibromMekonen-tt1nf 25 дней назад
ሰላምን ቅሳነትን ልማዓተን ንህዝቢ ትግራይ ክብርን መጎስን ንሰማታትና
@ssolomon594
@ssolomon594 24 дня назад
ትግራይና ብዘይ ሕውሓት ፡ ብሱሩ የኾንይ ። ዓርስ ብዓርስና ዋላ ንተኣለሽ።
@user-li7ti6ip8w
@user-li7ti6ip8w 25 дней назад
ትግራይ ዓደይ ሰላም ይመለሰልኪ🎉 ዓደይ ሰበይ መድሀኒአለም ሰላም ኩኑለይ❤❤❤
@tesfamichaelfshaye4265
@tesfamichaelfshaye4265 22 дня назад
ኣካይዳ ሕውሓት ፣ ኣይግድን ፣ ን ትግራይ ናብ ደልሃመት የጽድፍዋ ኣለዉ ፣
@sabalegese762
@sabalegese762 25 дней назад
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የምለሰልኪ ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏💛❤🌹🌹🌹🌹
@alemgslassie5396
@alemgslassie5396 24 дня назад
ኣሜን (3) ሰብሊ ሽኮርርር
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 24 дня назад
ግሩም መግለፂ ተናሃናሕቲ ውድባት ንደግፍ !!!!
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 24 дня назад
ሕወሐት ደመይ💪💪
@user-sh4pm4qc3j
@user-sh4pm4qc3j 25 дней назад
ሕውሓት እተፈሪሱ ብልፅግና ከም እትገዝአናን ከም ኣምሓሩ ከምእንረገፅ ኣይትዘግዑ ጌታቸው ክኣስሮ እዩ ኣብይ
@Helenlove-ijkr
@Helenlove-ijkr 25 дней назад
Please please peace
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i 25 дней назад
እኒ ዕንክሊል ካብ ምንባብ ብዙሕ እዮም ተፈልዮም።❤
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 24 дня назад
@@Beehope-y7i እታ ዕንክሊል ጌቾ ኣፀቢቁ ወሪስዋ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 24 дня назад
@@Danidanicho3411ጃንዳ አድዋ ጎባኤ ሐሙስ ጹጎቦ ተጠሊኤ ይጸግቦ አርቢ ስቅለት ቀዳም ተአሲረ ይውእል kkkkkk ግይታይ ኢሳያስ ኢድ ይነስእ ዶ ኾነ መረብ ሩባ ጭፍራ ድቃላ አድዋ አምሐራ ብ ትግርኛ ሕዝቢ ማራ አላጊጻ ሕጂ ግን Game over ✅✅✅
@RahwaAman
@RahwaAman 24 дня назад
ናይ ሓውና ዶሪ አስገዶም ሓሳብ ወሳኒት ሓቂ እዩ።
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o 24 дня назад
ካብ መናእሳይ ትግራይ ጌታቸው እዮ አብ ህዋህት ፅቡቅ ተራ ዝጫወት ዘሎ ከምኡ ዝመሰሉ ከበዝሁ ኢና ንደሊ
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 24 дня назад
❤❤❤ጌታቸውሲ ነቶም ምስራሕ ከልኪሎምኒ ዓፊኖምኒ ንዝብሎም ካብኡ ንዝበለጹን ብብዙሕ ተፈቲኖም ስዒሮም ንዝወጹ ጀጋኑ ክምዕዶም ምፍታኑ መስሓቂ እዩ!! ደብረጽዮን ብ38 ድምጺ ተመሪጹ ምንባሩን ግታቸው ናብ ግምት ሓላፍነት ክረክብ ፍቃድ ስለዝሃበ ምኻኑን ንምንታ'ዩ ዝዝንግዖ ዘሎ!!❤❤❤ ንትግራይ ዘይሰርሕን ዘይጠቅምን ግምት why not ዘይፈርስ❤❤❤
@michaelkassu-xv7qh
@michaelkassu-xv7qh 25 дней назад
Long Live Zereu G/libanos! ❤❤❤
@tesfamichaelfshaye4265
@tesfamichaelfshaye4265 22 дня назад
ነዞም ሒደት መራሕቲ ሕውሓት ፣ ሓጊሒካ ሰኣን ምጕሓፍ ፣ ካብ ህዝቢ ትግራይ ፣ ሓደ ሚልዮን ትንፋስ ጠፊኡ ፣ ሕጂ ኸኣ ፣ ንሕውሓት ናብ ቅድሚት ምምጻእ ፣ ንዝተረፉ ህዝቢ ትግራይ ምጽናት እዩ ፣፣፣ ምሕረት የውርደልካ መንእሰይ ትግራይ፣፣
@amsaina6312
@amsaina6312 24 дня назад
መንግሰቲናበይ ከይዱሓሰዊቲ ለመንቲ ንኤሰያሰ ኣሚንኩም
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o 24 дня назад
መንግሰቲ ትግራይ ዝጀመሮም ከሳብ ዝውዱእ አብ ጎኑ ንኩን ድጋፋና ነትግራይ እምበይ ንፓርቲ ኩኮን አይቡልን
@AkliluTesfay-un2rx
@AkliluTesfay-un2rx 25 дней назад
Tigray
@peacewinn8887
@peacewinn8887 25 дней назад
ምስጋና ንተናሓናሓቲ ውድባት ትግራይ እዋናዊን አገዳስን መግለፂ❤❤❤❤❤
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU 25 дней назад
በዚ ዘለናዮ ኩነታት ብሕታዊ መድሕን ትግራይን ትግራዋይን ሰራዊት ፀጥታ ትግራይ ጥራሕ እዩ ተስፋ ንገብር ። externalize ካብ ምግባር ዘለካ ፖለቲካ ፍልጠትን መይላን ተጠቒምካ ጥንካረኻ እንተትርኢ ይሓሽ ሓይሊ ምጥካም ምልክት ድኽመት እዩ ዝኸውን ግበሩ ።
@user-sh4pm4qc3j
@user-sh4pm4qc3j 25 дней назад
ብጣዕሚ ዶሪ ኣስገዶም ጅግና ተጋሩ ኣፍቲ ናይ ዶሪ ኣስጎዶም ዘረባ እስኪ ስመሩ ግዝኣታዊ ሓድነት መልሱ ህዝብና ናብ መረበቱ መልሱ ብድሕሪ እዚ ናብ መረፃን ሰልጣንን ትቀዳ ደሙ ዋይ የሕምምኩም ህዝቢ እኮ ኣሕሚ ምኩም
@1birryoutube
@1birryoutube 25 дней назад
ጅግና ጀ/ል ታዴ ሱቅ ኢልካ ዘሓስካዮ ስደተኛ ናይምምላስ ን ሰላም ናይ ምፅራይን ስራሕ ምስኩሎም ሰራዊትካ አጀኹም እዞም ብስልጣን ዝሰኸሩ ናይ አኼባ ኤክሰፐርትታት ንዒቅኩም ግደፍዎም።
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o 24 дня назад
መጀመርያ ህጋውነቱ ይረጋገፅ
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 24 дня назад
💛❤️
@TTG-t3k
@TTG-t3k 24 дня назад
ንሕጊ ክትግዙኡ አለኩም ብድሕሪ ሕዚ ህወሓትን ጌታቸዉን ፈላሊኹም ክትዛረቡ አለኩም ምክትል አቦ ወንበር አይኮነን።
@GebruhadFisha
@GebruhadFisha 24 дня назад
ጌታቸው ስልጣን ኣይፀሞኦን ማለት ድዩ ን2ዓመት ምንም ሓንቲ ስራሕ ኣይሰርሐን ንሱ ጨት ሽጋራ ኣጓላት ኣይጉደሎ እበር ትግራይ ናብ ብራኸ የውፅኣ ማለት ሕልሚ ደርሆ እዩ ናይ ኣበዪ ናይ ልቢ ልቢ ሰብ ድማ እዩ ማለተይ ዳይፐሩ እዩ
@Hd8Hd9
@Hd8Hd9 24 дня назад
ጥራሕ ፅፁይ ሓበሬታ ኣምፅኡልና ። ህዝብና ኣብ 2ተ ዝኸፋፍል ሓሳብ ፍፃመ ዜና ኣገናዚብኩም ቆጥብዎ ። ወገነኛታት ከይትኾኑ ።
@tirhaslegesse7700
@tirhaslegesse7700 24 дня назад
❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤
@Habesha2010
@Habesha2010 24 дня назад
ጌታቸው ነቲ ጉጅለ ሥልጣን እንተሂቡ /ተሳዕሩ ብህዝቢ ትግራይ ክፍተው እቲ ጉጅለ ጌጋ ምዃኑ ተቓሊሱ እንተስዕሩ ግን ጌጋ ከመይ ድዮ እቲ ነገር ህዝቢ ትግራይ ጌታቸው ክሰዓር ይደል'ዩ ማለት ዲዩ? ንሕና አይንደልይን
@sibhatberhane
@sibhatberhane 24 дня назад
❤❤❤❤
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 24 дня назад
አሸነፉ ተሸናፉ ከምዘየለ ንፈልጥ ዶ? ቱከዚ ንሪኦ ዘለና እግርግር ልትዘርኤ ዘርኢ እዩ ግና ቱዘርኢ ይጠቅም ዶ አይጠቅሚ ህዝቢ ትግራይ ህድእ ኢሉ መፍትህ ተዘየገበረሉ ሓደገኛ እዩ
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 25 дней назад
ህዝቢ ትግራይ ዝደልዮ ግዝአት ትግራይ ክምለስ ዝከረሰኸረሉ እምበር ዴሞክራሲን መንግስትን እንዳበለ ወግሓ ፀብሓ ዝከራኽር አይኮነን።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 24 дня назад
ምስ ቡሉጹን ሙሑሩን ጎይቶኦም ረዳ president ትግራይ ዝግደስ ትግራዋይ ኤርትራዊ አብ ጎድኒ president ጎይቶኦም ሰላምን ራሕዋን ክኸውን ይግባእ ጃንዳ አድዋ ድቃላ አምሐራ ትግርኛ ክተጥፍእ ጭፍራ አድዋ አብ ቁጽጽር ክትአቱ ይግባእ.
@user-py3hv4vr5d
@user-py3hv4vr5d 24 дня назад
እቲ ጉባኤ ዘካይድ ዘሎ እኮ ህወሓት ባዕሉ እዩ። ጌታቸው ሰለስተ ርእሱ ዝለ ተገንፀለስ ንክልቲኦም ክፋል ህወሓት ወይ ጉጅለ ምባልኩም ፍትሓዊ ኣይኮነን። ምኽንያቱ 4 ካብ 1000 ፍፁም ክዓቢ ወይ እውን ማዕረ ክኾኑ ኣይኽእልን።
@tesfayghebremedhin5176
@tesfayghebremedhin5176 23 дня назад
Not Wuhsna say Wuhsnet or Wahas .I love Tigrinya mother language.
@kalababebe1508
@kalababebe1508 24 дня назад
ንሚዛናዊ ሓበሬታኹም የቐንየልና !
@HaftomDesta-r5r
@HaftomDesta-r5r 24 дня назад
ኣረ እዚ ጌታቸው ሃላይ ድዩ ንባዕሉ ኣብቲ ላዕለውይ መሪሕነት ህወሓት አዩ ነይሩ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ውግእ ካብ ዘእተዉ መራሕቲ ሓደ እዩ
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 25 дней назад
የህዝን እቲ መድመፂ ዓሻዶ ይመስሎም አሎ ኻብ ምዓስ እዩ ሕውሓት ጉጅለ ተባሂሉ? ትሕቲ 10 ኾይኖም ቓልሲ እንትጅምሩውን ጉጅለ አይተባህሉን: ንአብይ አሚንኹም ትንቃሳቐሱ ግዳ ጥንቅቕ በሉ: እቲ ናይ ሕውሓት ፖለቲካ በቲ ሳልሳይ ወገን ይወሰን: ሽም ብምፅላም እምነት ህዝቢ ምቕያር አይክአልን: አየናይ ትግራዋይ እዩ ንአብይ ዝአምን? ናይ ትግራይ ጉዳይ ብዓለም ለኸ መሸማገልቲ ድአ ይወዳእ : ልምምፅ በዚሑ አብመንጎ ተጋሩ ምክፍፋል አይንፍጠር: ብደለይቲ ስልጣን ንባታተን አለና: ሓደራኻ ድአ TDF. እዚ ናይ ሎሚ አባህላ ጌታቸው አብ ጉባኤ ንዶር ደብረፂዮን ክምረፅ ዘገድድ እዩ: ጉባኤ ኻልእ ናይውድብ ፕረዚደንት ተመሪፁ ምስ አብይ ኾይኑ አይፈልጠካን ክብሎ ተዳልዩ አሎ: ኮላይ እዚ መበል 14 ጉባኤ: ስለዚ አመራርሓ ምቕያር ፀገም ከምፅእ እዩ እዩ ዝብሀል ዘሎ: መድመፅቲ አስተብሂሉ ድአ እዝ ዝንገረና ዘሎ ፈኸራ ታይ ይብሀል? እዛ መንግስቲ ኢትዮጵያ ውን አይደገፎን ታይ ማለት እዩ? አይደግፎ በት ተዳለው ናይፕሪቶርያ ውዕል ተመርኩስና ንቃለስ ድአ : አብይ ድአ አይኽአለን እንበር ኸምዘለና እንድዩ ከፅንተና ዘሚቱ: ሕዝውን አብይ ፈቐደ አይፈቐደ እናበልና ኽንጭነቕ? ኹልኻ ትግራይ ሕበር መኸተ አይተወድአን ፖለቲካዊ ቓልስውን ጥምረት የድሊ: ንስልጣን ተባሂሉ ትግራይ አብፀገም ቐፂላ አላ: መሬትና አብኢድ ፀላኢ እዩ ዘሎ: ስልጣን ትሕቲ ትግራይ እዩ: ዋላ ኻልኦት ውድባት ትግራይ ኸምታ ቕድሚ ውግእ ሕበሩ ምስ ሕውሓት ተደራደሩ : ድሕሪ ሉአላዊ ግዝአት መሬት ትግራይ ምምላስ ብዛዕባ ስልጣን ለውጢ ታይ ከምዝኾን ተመያየጡ: እዚ ደሞክራታይዘሽን ሓቛፍነት ብመስኮት ዘሊልኻ ስልጣን ምሓዝ ይትረፍ አይጠቕመናን:
@DanexDanex-hz1me
@DanexDanex-hz1me 23 дня назад
ኣብ ሓቅን ልክዕን ዝኾነ ሓበሬታ ተሒዝኹም ቀፅሉሉ
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw 24 дня назад
እዚ ጉባኤ እዙይ ካምታ ናይ በረኻ ዝነበርናያ ኩነታት እዩ እዙይድ ኣብቲ ግዜ እዙይ ምስ ደርጊ ኣብዝነበረና ኩናት ኣዛዚ ኣይነበረን ሐዚ ግን ናይ መረፃ ተቃቂሙ ኣዛዚ ኣብዘለዎ ክክኾውን ኣይኺእልን
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 24 дня назад
ዘረባ ኻልእ ተግባር ኻልእ እዩሞ ንሪኦ:
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 24 дня назад
❤❤❤በዚ እተቅርብዎ ጽፉፍን ትኽክለኛ ሓበሬታስ 50+ሺሕ ሳብስክራይበርስ ብጣዕሚ ይንእሰኩም!! I Hope አብ ቀረባግዜ ልዕሊ 100ሺሕ Subscribers ክትአትዉ ተስፍ እገብር!!❤❤❤
@alguyonas3312
@alguyonas3312 25 дней назад
Selam❤❤
@hayletkle2197
@hayletkle2197 24 дня назад
ልፍንታዊ ወራር ኣብ ልዕሊ ትግራይ ንኽካየድ ዝገበረ መንዩ ? ኣብ ሳዕቤን ካብ ወሰን -ወሰን ምዝራብ ነቲ ጠንቂ ፈሊጥና ፡ ንመሰረታዊ ፍታሕ ኣብ ክንዲ ምዝራብ ፡ንምንታይ ኣብ ዝተሃስየ ገረብ ምሳር ይበዝሖ ?
@HaileFisaha
@HaileFisaha 24 дня назад
Yiketsel azekum
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 25 дней назад
እቲ አብ ኦነግ ዝተገበረ አብ ህወሓት ክሳኻዕ አይኽእልን።
@ንስሪሰማይ
@ንስሪሰማይ 24 дня назад
ግዝያዊ መንግስቲ ትግራይን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዘብቅዕሉ ግዜ ኣኺሉ እዩ።ህወሓትን ጸግዒ ሻዕብያ እዩ ንሻዕብያ ኣሚኑ እዩ ጉባኤ ዝገብር ዘሎ። ብውሽጢ ብዙሕ ይስራሕ ኣሎ።ኣብ ቀረባ ግዜ ሻዕብያን ህወሓትን ታሪኽ ክሰርሑ እዮም።🇪🇷
@edenbadglgen4959
@edenbadglgen4959 25 дней назад
Ajokum Ahewatena!!!!
@saessefa
@saessefa 25 дней назад
Getachew he called abey..Ahmad WEsLATA. Now he became #1 WESLAlTA...
@user-rl4wp9pb4w
@user-rl4wp9pb4w 25 дней назад
ምስ ዕለታዊ ዜናታት፥ እዋናዊ ትንታነ ዜና እንተተቕርቡ ዝበለፀ ተዳህሰስትን ተመረፅትን ትኾኑ
@GebrehiwotGidey
@GebrehiwotGidey 24 дня назад
BEST SOLUTION , GO FORWARD ❤❤❤😂🎉
@HamunayStudio
@HamunayStudio 24 дня назад
👉ካብ ዓበይቲ ነጥብታት መበል 14 ዓመት ጉባኤ TPLF ብክፋል...? ገምጋም 3 መዓልትታት 👉ገምጋም ስራሕቲ ኣፈጻጽማ ማእኸላይ ኮሚቴ 👉ምብስባስ ሓደጋታት ኣመራርሓ ሓደጋታቱን 👉ኣብቲ ጉባኤ ዘይተሳተፉ ኣባላትን ኣመራርሓን እቲ ውድብ ንህወሓት ወኪሉ ክሰርሕ ከም ዘይፍቀድ 👉ብዝ/ዩ ኣካላት እቲ ጉባኤ ሕጋዊ ኣይኮነን ዝባሃል ዘሎ ጌጋ እዩ ። እቲ ጉባኤ ሕጋውን ዲሞክራስያውን እዩ። 👉ናይ ውሑዳት ጉባኤ ኣይኮነን። 👉ህወሓት ንምድሓን ዝሳለጥ ዘሎ ጉባኤ እዩ። 👉ውድብ ህወሓት እምነቱ ኣብ ህዝቡ ፣ መትከሉን ስምምዕ ፕሪቶርያን እዩ። 👉ህወሓት ዝተሓብአ ኣጀንዳ ኣይብሉን ወዘተ... ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-2ojsh4seEvU.htmlsi=pZU3yh85YUKAm-kx
@GebreegziabherGebreselam
@GebreegziabherGebreselam 25 дней назад
ሐፁር፡ትግርይ፡ፊጣር፡ምሳኻ፡ይኹን ።
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 25 дней назад
❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 24 дня назад
ጌታቸው እንካመን ንላዕሊ ኢኻ ህወጃት ሕገ ደንቢ ፈሊጥካ ።ወይስ ብልፅግና ድዩ ተስፋ ሂቡካ ትጋገ አለኻ ንመን ኢኻ ተፋራርሕ ዘለኻ ።ጉባኤ ሕጋዊ እዩ
@amsaina6312
@amsaina6312 24 дня назад
ሓሳዊ ደብረጽዮን ሱቅ በለውድብ እናብልካናብዘይተደለየ ችግር አይተእትውና አረፍ
@1birryoutube
@1birryoutube 25 дней назад
አየ ደብሪፅ ተሸዊድካ አይቅበልን ምስውድበይ መኺረ ክምለስ እ ኢልካ ምግዳፍ ይከአል ኔሩ ወይ
@GhereKun
@GhereKun 24 дня назад
ዓገርገር ድኣ ይበሃል። ከም መብርሂ ምክያድን ኣካይዳን እዚ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ናይቲ ዝበዘሐ አባል ህወሓት ወኪል ዝኾነ ካድረ/ ኣባል ይኹን ዝበዝሕ ማእኸላይ ኮሚቴ ዝነበረ ማለት ብናይቲ ውድብ መስርሕ ኣብ መበል 14 ጉባኤ ህወሓት ብምልኣተ ጉባኤ ካብ ዝሳተፉ 950 ኣባላት ውሽጢ 785 ኣባላት ማለት 82% ኣባል ጉባኤተኛ ኣብዚ ዝተፀወዐ ጉባኤ ድሕነት ምርካቡን ናይ በዓል ጌታቸው ጉጅለን ብተፅዕኖ/ደገፍቲ እዚ ጉጅለ ናይ ዝተወሰና ወረዳ መሰረታዊ ውዳበታት ዘይመረፃን ኣብ ጉባኤ ክሳተፍ ካብ ዝነበሮ ኣባል ዘይተሳተፈ 17% እንተኾይኑ ሕጋውነት ይኹን ዴሞክራሲያዊ ኣካይዳ ናይቲ ውድብ ብዓይኒ ውሕዳት ኣብ ትሕቲ ብዙሓት ይግዝኡ ዝብል መትከላዊ ዴሞክራሲያዊ ኣሰራርሓ እቲ ዝለዓል ዘሎ ሞጎት ግዳማዊ'ምበር ውሽጣዊ ዘይምዃኑ የመላኽት። በዓል ጌቾ መረፃ በርዲ ዘይቕበሎን ሕጋውነት ውድብ ዘይተመለሰን ይኹን ኣካይዳ ጉባኤ ብዘይተማለአ ምክያድ ትኽክል ኣይኮነን ውድብ በዚ ኣካይዳ ኣየድሕንን ወዘተ ዝብል ኣብ መሰረታዊ ጉዳያት ናይቲ ውድብ ኣፈላላይ እንተዘይሃልዩ ድሕነት ውድብ ኣረጋጊፅና መረፃ ቦርዲ ድገሙ እንተይሉና'ውን ንደግም ሕጋውነትና'ውን ብስምምዕ ፕሪቶሪያ መሰረት ክምለስ ክሳብ ዝግበር ውድብ ህወሓት መረፃ ቦርዲ ብዝብሎ ከም ሓዱሽ ኣይምዝገብን ሕጋውነቱ'ዩ ክምለሰሉ ዘለዎ ክሳብ እዙይ ዝኾውን ግን ውድብ ህወሓት ካብ ምፍራስ ነድሕን ውሽጣዊ ምትዕርራይ ንግበር ዝብል ሰናይ ተግባርን ዝኾነ ነፃነቱ ዝሓለወ ውድብ ክገብሮ ዝኽእልን እዩ። ብተወሳኺ ተጠርኒፍኩም ናብ ጉባኤ ኣቲኹም ሓሳብኩም ግለፁ አእምኑ ወይ ኣሚንኩም ሓደ ኮይንና ንስራሕ ንዝብል ሓሳብ ምቕባልን ምትግባርን ንምንታይ ይንፀግ? ንውሕዳት ድዩ ክእመን ንብዙሓት? ኣይናይ'ዩ ንትግራይ ዝጠቅም? ኩሉ ነገር ብሓደ እናወሰንካ እናተግበርካ ፀኒሕኻ ሰባት ክተጥቅዕ ደሊኻ ሓደ ወንጃሊ ካልእ ተወንጃሊ ዝኽወነሉ ተረት ሽዋውያን'ውን ንተጋሩ ነቲ ሓደ ማእገር ነቲ ካልእ መጥቅዒ ክኾውን ምኽንያታዊ ተቐባልነት ይኹን ሞራላዊ ድጋፍ ክህልዎ ኣይኽእልን። ወንበር ስለዝሓዝካ ትፍኮሰሉ ወንበር ስለዝሀቐቕካ'ውን ትሽቑረረሉ ኣካይዳ ጉጉይን ንተጋሩ ዘይጠቅምን'ዩ ጥራሕ ዘይኮነስ ፀላእትና ንዘመናት እናሰርሕሉ ዝመፁን ሕዚ'ውን ድሕሪ ጆኖሳይዳል ኩናት ከምዘይደቀሱን ይፍለጥ። ደመኛታት ፀላእቲ ሓድነትና ብምልሕላሕን ዓቕምታት መኸተና ብምድኻምን ጥራሕ'ዮም ከሰኩኑና ዝመርፁ። ሕዚ ዝረአ ዘሎ'ውን ነዚ ዘተግብር ይመስል። ነቲ ሓደ ደጊፍካ ነቲ ካልእ ነፂልካ ክትወቅዕ ምውጥዋጥ ዓገብ ክበሃል ኣለዎ። ትማሊ ንሓይልታት ፅንተት ደጊፈን ህዝቢ ትግራይ ብዕፅዋን ክባን ብጆኖሳይድ ካብ ገፅ ምድሪ ክፀንት ናይ ኣንበሳ ብፅሒት ዝነበሮም መንግስታዊ ይኹን ውልቀ ሚድያታት ማእኸል ዓዲ ሎሚ ንሓዲኡ ጉጅለ ምድጋፍ ሰይጣናዊ ሽርሒ'ምበር ንተጋሩ ዝጠቅም ክኾውን ኣይኽእልን። የግዳስ ሕሉፍ ሽርሒታት ደገን ሓደግኡን ምስ ብምኽንያት ዝድግፍን ዝቃወምን ህዝቢ ትግራይ ዘይኸድ ዝኸሰረን ባንዳውነትን ምዃኑ ብምፅያፍ ውሽጣዊ ፀገማትካ ብምውጋድ ሓድነትካ ኣጠናኺርካ ድሕነትን ረብሓን ህዝቢ ትግራይ ብምቕዳም ካብዚ ኣትናዮ ዘለና ፀገም ወፂና ዕብየትን ድሕነትን ትግራይ ጋህዲ ክኾውን ብዕቱብ ምስራሕን ውፅእት ምምዝጋብን'ዩ ባህግን ሕርያን ህዝቢ ትግራይ።
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 25 дней назад
Selamin qesanetin ni hizbi Tigray meary❤❤🎉🎉🎉😭😭😭😭😭
@tekletedros4764
@tekletedros4764 24 дня назад
Game over No more peace in tigray 100 years
@SaraHuluf
@SaraHuluf 25 дней назад
ሚዲያኹም ናብ ሐደ ወገን ይዘዚ እዩ ትግራይ እትድሕን ብዘይ ሻራዉነት ዝሰርሐ ሚዲያን አተሐሳስባን እንትህሊ እዩ እንተዘየለ ተታሒዝካ ህልም እዪ ቀፋሎ አይትኹኑ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 24 дня назад
@@SaraHuluf ኣንቲ እዚኦም ተደመርቲ እንድዮም ዝንሄው። they are believing that they will be safeguarded from Abiy's drone.
@girmayfitwi5969
@girmayfitwi5969 25 дней назад
ዘርዑ በዓል ብሩህ ኣዕምሮ ዘርዕካ ይብዛሕ
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 25 дней назад
ምንም እካ ውዕል ፕርቶርያ ቐዳምነቱን አነጺሩ እንተዘይአቐመጠ ምምላስ ሕጋውነት ህወሓርት ላዕል ታሕትን ዘብል ዘይኮነስ ብቐጥታዩ!!! እቲ ኻልእ ሃልኪዩ!!! 'ሰብአይን ደሊኺ፡ጭሕምን ጸሊኪ' ሓድነት ናይ ክልተ ተጻይዩ!!!!
@Nunu-i1r
@Nunu-i1r 24 дня назад
Those who have not attend the meeting should have another party. The people of Tigray will decide who they want. I don’t understand why the disagreement is.
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte 25 дней назад
አንታ ሓተይ እዝ ጉቶ ጌታቸው ዝመክሮ ድዩ ስእኑ ጋህታፍ
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g 25 дней назад
#StopFascistTsadkan.
@zemenmamoamare4621
@zemenmamoamare4621 25 дней назад
ክጥየቑ ኣለዎም
@user-yd7qf3gl3d
@user-yd7qf3gl3d 25 дней назад
መህፈርቲ ብዚህዚ ግዜ ማገር ክትካንዋ ዝግባ ንሰልጣን እዝብኩም ንበላዒ ትህቡ
@GirmayHaylu
@GirmayHaylu 25 дней назад
እቶም ኣብ ደገ ተሪፎም ዘለዉ ማ/ኮሚቴ ኣብ ዚ ጉባኤ ከይሳተፉ ተወሲኑ ዝብል ክሳተፍ ንዝደሊ እቲ በሪ ክፍቲ እዩ ብዝብል ይስተኻከል
@tbstig
@tbstig 25 дней назад
"ከይሳተፉ ተወሲኑ " ዘይኮነስ ናብ ተራ ኣባል ወሪዶም እዮም ዝብል እዩ ናይ ሎሚ መግለጺ ህወሓት። ትማሊ ግና ክኣትዉ ጸዊዑ ነይሩ እዩ። ንርእይቶኹም ግን ብጣዕሚ ነመስግን
@nurGebeyew
@nurGebeyew 24 дня назад
A
@asmelashyibeyin8707
@asmelashyibeyin8707 24 дня назад
Hasewti ekum geleltegna ktkonu ayke;alkumn hasewti getachew getachew aytbelu adi adhnu leyabu midia
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 24 дня назад
ጊጅለ ጉጀለ አይትበል ጌታቸው ትጉጀል ዘለኻ ንስኻ ኢኻ
@Tekeste-ms6rm
@Tekeste-ms6rm 25 дней назад
ብገታቸው ጀሚርኩም ብገታቸው ወዲእኹም ሚዛናዊ ኹኑ እቶም ኣብ ጉባኤ ዘለውን ኣብ ደገ ዘለውን መዝኑ ጸረ እቲ ጉባተኛ አትኹኑ
@tbstig
@tbstig 25 дней назад
ነመስግን፣ ጌጋ ተሃልዩ ክንእርም ኢና
@WediShre
@WediShre 25 дней назад
ወዲ ወረደ ክፍራሕን ክኽብርን ዝኽእል ብዓጃብነት ህዝቢ ትግራይ እምበር ብወዲ ወረደ ብውልቁ ዝፈርሕን ዝኸበርን ህዝቢ የለን ወዲ ወረደ አብ ድምፂ ህዝቢ ትግራይ እንተተኻቲቱ እዩ ብተጋሩ ዝኽበር ።
@efremtewelde5052
@efremtewelde5052 23 дня назад
Dori Asghedom riesi hamham . Shaebia shaebia kab mibal kid temahar , tebahle elka aytibel temahar eemuroka kab hamham awtsiayo
@GereWhat
@GereWhat 25 дней назад
are slam delyu hzbi
@Hagos-x4n
@Hagos-x4n 24 дня назад
አቱም ምድያ ዘለኩም ትካላት ለትግራይ ዝጠቅም ሚዛነውይ ዝጠቅም ብቻ ስርሕሉ አምብር ንስኩም...... ብዛኩም astwelu
@haqitisier8947
@haqitisier8947 25 дней назад
ሕጂ ጌታቸውን ህወሓትን ፈላሊኹም ዜናኹም ከተቕርቡልና ንጽበ ። ክሳብ ስሞም ዝገልጹ እቶም ጉጅለ ጻድቃን ተጸበዩ ።
@seedyhussien959
@seedyhussien959 25 дней назад
❤❤❤❤ 1:34
@May-vt1jq
@May-vt1jq 25 дней назад
ፖኦ ሃገር
@Agree-kt8nc
@Agree-kt8nc 25 дней назад
qexlulu
@tbstig
@tbstig 25 дней назад
ነመስግን🙏
@sagaas6052
@sagaas6052 25 дней назад
ብኢድ ተሳዒሮም ኣካዳ ምልካውነት ኣይኮንን
@user-li4iz2pg1o
@user-li4iz2pg1o 24 дня назад
ብዝአባ ትግራይ ናይ ህዝቢ እዮ አባልኩም ጥራህ ተደሊኩም ሹሙ አውርዱ ከምደላይኩም
@Gemechis-m2u
@Gemechis-m2u 24 дня назад
ሚዛናዊነት ያሀልኹም ዘገባኹም አስተኻኽሉ
@user-oh5uf6xl2b
@user-oh5uf6xl2b 25 дней назад
አ ም ላ ክ ይሐ ግ ዘ ና ok & see u +++
@selamlehulum5944
@selamlehulum5944 24 дня назад
አታ ከመይ ዝበለ ዓሻ እዩ ዙ ደብረፅዮን? ወረቐት ተቐቢሉ መፅዩስ ክቐዶ ደአ ይብል? በቃኮ ተቀቐቢልካዮ ኢኻ። አይከአልካን ደብረፅዮን ውረድ ይአኽለካ።
@tshomekalayu3098
@tshomekalayu3098 25 дней назад
ንመን ኢኹም ትመርሕዎ ? ንፁር ፖሊስን ሰትራተጅን ዘይብልኩም ። ካብ ሰልጣን ወፃኢ ሰሪሕኹም ክትነብሩ አይትኽእሉን ? ማፍያታት ።
@BerhanemeskelTesema-m2h
@BerhanemeskelTesema-m2h 25 дней назад
Berhanemeskel: Ato Ghetacew gugelei ilka meseiam aziyu nai gahetanat azerareba EU akedimeka eteblo feliete ne woiane Menaesse eyu temaledo woiane Eyei ileka techedre do ainberkane zegereme !
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 24 дня назад
ቅድሚያ ፡ ብርፍጂ ፡ ዞሎ ፡ ቅደሚያ ፡ ህዝቡኩም ፡ መለሱ ፡ አብጨቂ ፡ ዞሎ ፡ ህዝብካ ፡ ምድሃን ፡ አሎዎ ፡ ህዝቢ ፡ ትግራዋይ ፡ እዮሃአሊ ህዝ ፡ ትግራይ ፡ እዮ ፡ ዶሪ ፡ አሰገዶም ፡ ትትክል ፡ እዮ ፡ እንቃ ፡ ሊጥ ፡ አብርሳ ፡ አቅሚጣ ፡ የባሃል ፡ ናይ ፡ መጀመርያ ፡ ነይ ፡ ቀደሚተን ፡ ዘክርዎ ፡ ህሩይ ፡ አስገደም ፡ ክስሰማእ ፡ አለዎ ፡ መብት ፡ እዮ ፡ ካብ ፡ ርህቁ ፡ ምህሳብ ፡ ሀፂር ፡ ምህሳብ ፡ እዮ ፡ አነ ፡ ትግራዋ ፡ እየ ፡
@sdyemane2240
@sdyemane2240 25 дней назад
Aithasewiyeky
@user-qm8tz3pi4p
@user-qm8tz3pi4p 25 дней назад
በጃኹም እቲ በዓልሀብቲ ዝተናገሮ ሰብ ሓቅን ፍትሕን ንጹር ዲሞኽራሲ ስለዝኾነ አብተግባር ንኽውዕል ግበርዎ ከምዙይ እንተኾይኑ እዩ ህዝብን ዓድን ክዓቢ ዝኽእል የቀኒየለይ
@Sarahj962
@Sarahj962 24 дня назад
The people of Tigray do not deserve what id being done by their leaders. Beyond 🤮🤮🤮
@user-xh3cl2li3y
@user-xh3cl2li3y 25 дней назад
እቲ ጌታቸው ዝተኸተሎ መዘሓሓሊ ዳኣ ኣበይ ኣሎ? ሓሰውቲ ብጨበርበር ገንዘብ ክትእክቡ ክትብሉስ ህዝቢ ተደናግሩ? ንስኻትኩም ሚድያ ዘይኮንኩምስ ጠጃእቲ ኲናት ኢኹም።
@tbstig
@tbstig 25 дней назад
ድሕሪ ተነሓናሕቲ ውድባት ዝሃቡዎ መግለጺ ብቪድዮ ኣቕሪብና ኣለና። የቐንየልና🙏
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 25 дней назад
ግጅለ ደብረጸን መንጀርኖ ኣለም ገብረዋሃድ ደቂ ሓደ ከባብ ስ ንመን ወኪሎም ኢዮም ንጌታቸው ረዳ ክሰግጉ እዞም ዓለታዋይ ግጅለ ሎሚ ኩሉ ትግራዋይ ፈልጥዎም ኢዩ ዝበጽሕዎ ተብሎም እታ ገመድ ናብ ክሳዶም ኢያ እቲ ኣብ 1993 ብግጅለ ታኣክቦም ኣብ ጻድቃን ስየ ዝገብርዎ ኣብ ጌች ክደግምዎ ይሓስብ ኣለዊ ኣይሓፍርን ዲዮም ወይ ህዝቢ ይዕዝበና ኣሎ ኣይብሉን ዲዮም ኮሙኡ ኢሎም ክዛረብ ከለዊ ወይ ይንገርና ህዋሓት ናይ ሓደ ከባብ ኢያ ኢሎም ብዕል ይንገርና
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 25 дней назад
ምክትል ዝብል አቃአፈርፁ
@AtakltiBelay-hu9xe
@AtakltiBelay-hu9xe 25 дней назад
ዘርኡ ዝብል ሽም ኣዕርዩዎ
@saessefa
@saessefa 25 дней назад
You are out of tplf??
@kunama1170
@kunama1170 25 дней назад
ምክትል ዝብል ኣቋርፁ ናይመን ምክትል ?? ኣትዩ ዘየእምን ወይ ዘይኣምን ??? ማኒም ጉባኤ ከካይድ መብቱ እዩ,እዞም መጨብጨብቲን ድኩም ጎኒ ዝጥቀሙ ገሊኦም ሱሯዓት ናይፀላእቲ እዩ።
@DanaytAsgedom
@DanaytAsgedom 25 дней назад
ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቅንዕና ዘይብሉ ጉጅለ ኢዩ።
Далее
гендер пати🩷🩵
00:21
Просмотров 126 тыс.
BeastMasters Hawk just had enough #ti13
00:30
Просмотров 291 тыс.