Тёмный
No video :(

ሰበር ዜና_ካብ _ኣዘብ መስፍን መቐለ ኣትያ_ፋኖ ናብ ምዕራብ ትግራይ ኣትዩ_ETHIOPIAN NEWS_ERITREAN NEWS_TIGRIGNA NEWS 

ሳባውያን ታይምስ_ SABAWIAN TIMES
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 9 тыс.
50% 1

#eritreanews #ethiopianews #tigrignanews

Опубликовано:

 

12 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 6   
@HayeleHadush
@HayeleHadush Месяц назад
ትግርኛ አይትክእልን ባዐልቲ ቤት ነብሰሄር መለሰ እየ ዝባሃል
@semerealemayehu-zr7cg
@semerealemayehu-zr7cg Месяц назад
ሓሳዊ
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 Месяц назад
Wushetam walahanti qinat yelen entehaliu kea tigray zibehal ayhilun
@AradomBerri
@AradomBerri Месяц назад
ናይዚ ኹሉ መድንጋያትን ፀላአቲ ህዝቢ ትግራይ ናይ ልቢ ልቢ ንኽስመዖም ዘገደዶም ምኽኒያት : ምዝሕታልን ድሑር ፖለቲካ አመሐደርቲ ትግራይ እዩ ። ሰላም ምስ ዘይደልዩ : ንዘተን ሰላምን ቅሩባት ምስ ዘይኮኑ : ብሐይልን ሐይልን ምስ ንዝአምኑ ሐይልታት : አክንዲ ብዝርደኦም መንገዲ ኬድካ ብገንኡ ፀገም ህዝብን ናይ ውሽጣዊ መሰናኽላት ምፍታሕ : ምእንቲ ሰላም እናበሉ : ናይ ካልኦት ክልላት ድሕነት ክሕልዉ : ፀገማት ህዝብና ግን ክናዋሕ ዝገብሩ ዘለዉ መሪሕነት ትግራይ እዮም ። እዚ ድማ ሐድሽ ዘይኮነስ : ከይብሉና እናበሉ ንስልጣኖም እዉን ውሕስና ንኽህልዎም : መዐህድ ቤትን ልምዓትን : ቅድም ቀዳድም ንኻልኦት ክልላት ምስ ፀገበኦ እዩ ናብ ህዝቢ ትግራይ ዝባፃሕ : ሕዚ'ውን አቲ አሰራርሐ አይተለወጠን : ኮታስ ቅድም ቀዳድም : መጀመርታ ንህዝቢ ትግራይ ኢሉ ዝሐስብ አመራርሐ የለን አይረአኹን ። ተዝህሉ ኔሩ : ቅድም ቀዳድም ብዝተቀላጠፈ ኩነት ፀገም ህዝቢ ምፈታሕካሞ : ሰላም ንዝደሊ : መሬትካ መሊእኻ ተቆፃፂርካ ምስ ተረጋጋእኻ : ምእንቲ ሰላም ክበሃል ዘተ ሰላም ይጅመር :: ነሳቶም ወሪሮም አብ ዝሐዝዎ መሬት ተቀሚጦም : ህዝቢ ምስ እንቃዓ ፀገሙ አብ ጉስቅልና እናሃለወ ዝግበር ሰላም :: ድኽመት ጥራሕ ዘይኾነስ ዘይምብሳል ናይ ዕሽነት ፖለቲካ'ዩ ። ናይዚ ኹሉ ተሐተቲ ናይ ዓሻሹ ፖለቲካ ዝኽተሉ አመራርሐ ስለ ዘለዉና'ዩ ። ብስለት ወይ ልቢ ምዕባይ አይኮነን ። ሰላም ንዘይርድኦ : ክሳብ ዝርደኦ ምድሳቅ እንበር : ርእስኻ ስለ ዘድነንካሉ አይርድኦም : ብግልባጡ ፍርሒ'ዩ ዝመስሎም ። ብዝኾነ ተሰሸፋና ካብ አመራርሐ ዘይኮነስ : ካብ ፈጣሪዩ። አነ ትግራዋይ'የ
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 Месяц назад
Ewey eshnet demo ab addis abeba wesdom kiktelu amharu merafie enageberu kiketlwom eyom ni tdf
@semerealemayehu-zr7cg
@semerealemayehu-zr7cg Месяц назад
ወ/ሮ ኣዜብ ቀደማዊት ትግራይ ናብ ቤተሰብ መርዓ እየን መቀለ ኣትየን።
Далее
Вся Правда Про Хазяевов !
41:02
Просмотров 2,2 млн
Fancy VS Classic #shorts  @CRAZYGREAPA
00:33
Просмотров 1,5 млн