Тёмный
No video :(

ሰበር ዜና_ካብ ፀለምቲ ዜና_ምምላስ ተመዛበልቲ ተቃቓርፁ_ጌታቸው ንደብሪፅ ሸሊምዎ_ETHIOPIAN NEWS_ERITREAN NEWS_TIGRIGNA NEWS 

ሳባውያን ታይምስ_ SABAWIAN TIMES
Подписаться 71 тыс.
Просмотров 5 тыс.
50% 1

#eritreanews #ethiopianews #tigrignanews

Опубликовано:

 

1 июл 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 9   
@Welkayitey
@Welkayitey Месяц назад
እሞ እንተ ሸለሞ እንታይ ፀገም ኣለዎ?ዋይ 🤔
@kunama1170
@kunama1170 Месяц назад
ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣይበለን ሙሁራት ተጋሩ ምስ ፈደራል ክሰርሑ ኣለዎም እዩ እሉ ብተወሳኪ ኣብ ትግራይ ብዘይ ህወሓት ክህሉ የብሉን ኣይበለን ንቲ ካለኣይ ዝሸለሞ ደኣ ዘይትሕብሩ ብሓደ ምስዕሳዕ ምሽላም ኣይሕበርን ኣይትሓስው ፀረ ትግራይን ተጋሩን እካ ኣታንትናካ ቻው ብሎክ ገይረካ ኣለኩ
@HassainSiraj-if9fz
@HassainSiraj-if9fz Месяц назад
Juhar defar men eyu azzuwo abey😂😂
@AradomBerri
@AradomBerri Месяц назад
ልሕሉሕን ድኹምን አመራርሐ ስለ ዘሎዩ : ሎሚ 9 ሰባት ንሸማገል ስለ ዝበሉ ዝተዓናቀፍ ተኾይኑ : ፅባሕ'ዉን ካልእ አጀንዳ አምፂኦም ምትዕንቃፎም አይተርፍን : ስለምንታይ ንዝምልከቶን ንዘይምልከቶን ተቀባልነት ሂቦም ህዝብና ዘሳቅዩ ልሕሉሐትን ንተጠያቅነት ዝፈርሑ ድኹማት አመራርሐ ክሳብ ዘለዉ : ስቃይ ህዝብና አየብቅዕን ። ሰላም አብዘየለ ምእንቲ ሰላም ክበሃል : ሰላም ብዘይደልዩ ሰባት : ብሰንኪ ድኹም ምሕደራ ህዝብና አብ ማእኸል ይሳቀ'ሎ : ህዝብና መገዛ ዓዱን መረበቱን : ብተስፋሕፋሕቲ ወረርቲ ሐይሊ ተመሚዩ ክአቱን ክባረር'ከ ንምንታይ ተፈቀደ : ዘሐዝን ፍፃመ : ነዚድዩ ሰራዊት አምሪሕካ ዝመልሰና ሐይሊ ዝተብሃለ ነዚ ድዩ : ህዝቢ ናብ ገዝኡ ንኽአቱ ዝተነደረ : ነዞም ብሽም ሽምግልና ተቀቢሉ ጉዕዞ ህዝብና አቃሪፁ : ወረርቲ ሐይሊ አብ ማእኸል ህዝቢ ተረኺቦም ክመምዩን ዝፈቀደ : ናይ ወታደራዊ ይኹን ፖለቲካዊ አመራርሐ : ዝኾነ ይኹን ድኹምን ልሕሉሕን አመራርሐ'ዩ ። ተጠያቅነት ዝፈርሕ : ምእንቲ ህዝቡ ተጠያቅነትስ ይትረፍ ሂወቱን ኽኸፍል ዘይደሊ ሰብ ካብ ስልጣን ህዝቢ ክብርቆቅ አለዎ ። ከምዚ ዓይነት ሰብ ህዝቢ ትግራይ ክመርሕስ ይትረፍ : ትግራዋይ እዉን አይኮነን ።።።።
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Месяц назад
Meganenti kunat enaganenkum kindey ashihat atfiekum higi kea ariesti zeymitin enageberkum aganinkum enakerebkum hizbi nab simiet enaetekumo alekum.
@GereGere-tg2kq
@GereGere-tg2kq Месяц назад
ሕቆኹም ይቁሮፆ ዘይረአኹም ዘይሰማዕኹም አይተውርዩ
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb Месяц назад
Tirir zibele megletsi yigberu enquae jagosena enabelkum elil enabelkum enakalahkum shigir kifiter gidin eyu.
@ንስሪሰማይ
@ንስሪሰማይ Месяц назад
ኣንታ ንስኹምሲ መን እዩ ጸላኢኹም ኣፍሉጡና ። ሻዕብያ፡ኣምሓራ፡ዓፋር፡ፈደራል። ወይስ ኩሎም ንምንታይ ምስ ኩሎም ንበኣስ ኣለና ኢልኩም ክኣ ሕሰቡ።
@solomonabraha756
@solomonabraha756 Месяц назад
ካብ ሕዳር 2020 አ/ፈ እስካብ ሐዚ ኣብ ዓለም ኔርካ ዲካ /ዲኪ ? ኣብ ትግራይ እዞም ዝዘርዘርካዮም ገበን ኩናት፣ ገበን ኣብ ልዕሊ ሰብኣውነትን ምፅናት ዘርኢ ተጋሩ ከም ዝፈፀሙ ዓልም ብዓለማ ብመግለፂታት ዝፀብፀበቶ ኣይሰማዕኩን ኣይረኣኩን ዲካ ትብል ዘለካ? ስለዚ ካብዚ ንላዕሊ ፀላኢ ኣሎ ድዩ?
Далее