Тёмный

ሰበር! ዳዊት ገ/ሄር| ጌታቸውን ብሊንከንን ብሓደ| ኣብይናብ ሳዋ ተመሊሱ? 

Tigray Broadcast Service
Подписаться 45 тыс.
Просмотров 33 тыс.
50% 1

#ጌታቸው #ዳዊት #20ግንቦት #ፖለቲካ #ቆቦ #ኣላማጣ #ራያ #zena_tigrigna #tbstig #ሑመራ #ወልቃይት #ፖለቲካ #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #ኣገው #ዊልያምሩቶ #ኬንያ
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Опубликовано:

 

27 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 70   
@AwetKiros-tv7ho
@AwetKiros-tv7ho 29 дней назад
እንኻዕ ድስ በለካ ናይ ፅርያት ዘርኢ ጅግና ሓውና ዳዊት ገ/ሄር ምስ መላእ ቤቴስብካን ምስመላእ ህዝቢ ትግራይን ግንቦት 20 ሓቂ ሳዓራይ እበር ተስዓራይ እይኮነን❤❤❤❤❤❤❤
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 28 дней назад
ትኽክል ነቶም አሕሊፎም ዝሃቡ ግን ተዓዛዚብና
@user-ih1ec5ws9o
@user-ih1ec5ws9o 28 дней назад
ክቡር ሀውና አቶ ዳዊት ገረግዝሔር ብምፍትሁ ሀጎሥና ወሰን የብሉን ሕዝቢ ትግራይ እንኳዕ ደስ በለካ
@AkliluTesfay-un2rx
@AkliluTesfay-un2rx 28 дней назад
ኣነ ፀሎቶኩም ሰልችዩኒ
@anisaany6039
@anisaany6039 29 дней назад
ተመስገን ፈጣሪ✝️💒🤲❤
@AwetKiros-tv7ho
@AwetKiros-tv7ho 28 дней назад
አማንኤል እያሲ ጅግና ናይጭቁን ወገን ተቃላስይ ደጋፋይን ቃትሪን ለይትን ድቃስ ዜይብልካ ንጭቁን ህዝቢ ትግራይን ንጭቁን ህዝቢ ኤሬትራን እናተቃለስካ እናሀለካ ቃልስካ ንምትዕንቃፍ ዝገብርዎ ባንዳታት ረሳሓት እዝኒ ኬትህቦም ቀርብካ ኢካ ብዘለካዮ ቀፅል አብጎንካ አለና ፅሪይ ስብ ❤❤❤ 👍🍎🍎🍎🍎🍎❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@semretgirmay5590
@semretgirmay5590 28 дней назад
ዕልልልልልል አሕዋትና ተጋሩ ክፍእ አይትርከቡ
@almazgebre8681
@almazgebre8681 28 дней назад
Temesgen Amlak. 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 28 дней назад
❤❤❤አማኑእል እያሱ ማለት ንትግራይ ርእዩዋ ዘይፈልጥን ጅግና እዩ!! ምስቲ ምሉእ ዕድሚኡ አብ ሳሕል ምንባሩን አብ ሻዕብያ ዝተሰበኾ አብ ግምት ብምእታው ክሳብ ክንድዚ ንአማኑኤል ዘይምጥን ዘረባዮም ተዛሪቦም❤❤❤
@elsagebredingle5315
@elsagebredingle5315 29 дней назад
ተመስገን
@abadittsegay3303
@abadittsegay3303 29 дней назад
እንዃዕነይ!!!!!
@GherAreaya-mh4fc
@GherAreaya-mh4fc 28 дней назад
ደስ ባሃሊ እንካዕ ብሰላም ወፃካ ኩቡር ኣያና
@hagosyohannes732
@hagosyohannes732 28 дней назад
ናይ ብሐቅ ድዩ አያና ዳዊት ገ/አብሔር ተፈትሑ ትብሉና ዘለኩም።
@tsgeweingebreeyesus3369
@tsgeweingebreeyesus3369 29 дней назад
Wow I’m glad to hear he’s free
@user-mg2ox5bv4e
@user-mg2ox5bv4e 29 дней назад
ደስ ይብል
@gbtbern9455
@gbtbern9455 28 дней назад
Amanuel Iyasu is a man of principle and a strategic friend of the people of Tigray even in their very dark times. Please don't be shallow those who criticises him with minor things.
@kahsayabraha2695
@kahsayabraha2695 28 дней назад
ደስ ዝብል ፅሑፍ እዩ💞
@user-re5tt9ur3g
@user-re5tt9ur3g 28 дней назад
ንህዝቢ ትግራይ ዘቆናጽብን ዝጽይንን ዝኾነ ይኹን ሰብን ደጋፊኡን ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኢያቶም።
@AtkltiHagos-dc9zx
@AtkltiHagos-dc9zx 28 дней назад
OK
@Higuain1995
@Higuain1995 28 дней назад
እዚ ክልቲኡ ህዝቢ አብ ህልኽ ነንሕሕዱ ምትንኻል እዩ ዝነብር. ብሰላም ክነብር ዘይደሊ እትርፎ ብኹናት ክምካሕ. ርእስኻ ኣስርሓዮ መንእሰይ አብ ትግራይ ዘለኻ አብ አሬትራ ዘለኻ ንምዕባለ ሕሰብ. 😢😢
@Kalayuhiyabey
@Kalayuhiyabey 28 дней назад
ኣንፃር ኣዶ ትግራይ ዓረር ዘቅረበ ዘሕጉስ ዜና ኢልካ ቁስልና ዕንፀይቲ ዘመልስካልና የቐንየልና ካልኣይ ደደቢት ሚድያ ምዃንኩም ተረዲአ ኣለኹ😮😮😮
@user-tb1rh9do1l
@user-tb1rh9do1l 28 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Phil17.
@Phil17. 28 дней назад
አሰይ አሰይ አሰይ ማርያም ጉጉሳይ እንኳአ ሓገዘቶ ፈጣሪ አምላኽ ምስጋና ይግበኦ አንቱም ሰባት አይገርምን ዶ መጀሪኖ ናይ ባኢላ ዳዊት ናይ ባኢሉ አሕዋቱ ንኢትዮጵያ ነጻ ዘውጹኡ እዮሞ ግን አይገርምን ፈጣሪውን ብዝፈጠሮ ፍጡር ተሰቕሉ ኢዩ ትግራይ ትእዎት ደሰ ደሰ
@solomontesfay554
@solomontesfay554 28 дней назад
ብሽራትካ ይጥዓም ጡዑም ወረ
@mengistuabasgedom9330
@mengistuabasgedom9330 29 дней назад
ኢድኩም ሃቡ ናብ ህግደፍ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 28 дней назад
ክክክክ ነፋጥ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 29 дней назад
ስለ ኣማንኤል ዘቕረብኩሞ ዘሐጉስን ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ኣብምዕቃም ዝግበር ቃልሲ ኣካልዩ።
@user-mm4dg7uu6g
@user-mm4dg7uu6g 28 дней назад
Waw enkuwan desyelal!!!
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 29 дней назад
💛❤
@AsefaTafere
@AsefaTafere 28 дней назад
አማንኤል እያሱ አጆካ አብ ጎንካ ኢና እዚኦም ንአና ከጥፍኡ ዝደልዩ እዮም
@bereketfshaye4839
@bereketfshaye4839 28 дней назад
Higdef selam ayamnin tibil mehferat bizuh kitie ayedlin u selam delikhum nefskhum kelu esubat kedemti sheqalo America
@ashu9110
@ashu9110 29 дней назад
Still agree with laza Tigrina who is he not to be challenged remember his family members slaughtered our people let alone speaking up he should also extend reparation on his media for hizibi Tigrai for what his country did..Certain Ackatariti Tigaru supporting him can build hawelti for him if they want..We don't care!!
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 26 дней назад
ዳዊት እንቋዕ ተፈትሐ ግን ንጉጅለ ስሑት ነጋን ደብረፅንተትን ደጊፉ ስቃይ ተጋሩ ኣየናውሕ፡፡ ስነ ስርዓት ይግበር
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 29 дней назад
✅✅✅✅✅✅✅✅ thank GOOD Dawit hawna kab zom chekanat wetsiu
@yhrahdesta7577
@yhrahdesta7577 28 дней назад
🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@Seb15
@Seb15 28 дней назад
ሕሉፍ ታሪክን ኩሉ ግዜ ጥንቃቀ ዘድልዮ ነገር ኣሎ ንሱውን ተጋደልቲ ትግራይ ካብ ተጋደልቲ ትግራይ ኢልካ ምጽዋዕ እንተሎስ ተጋደልቲ ህዋሓት ምባል ጽቡቅ ኣይኮነን ንቀጻሊ ታሪክ
@1birryoutube
@1birryoutube 28 дней назад
አጀማምራኹም ፅቡቕ እዩ ቀፅልሉ ።
@isurafelkif
@isurafelkif 29 дней назад
አዚ አረቂያም አተእመንዋ ጋዝ ላይት አሸካዕ ልኸድ ኢዩ
@user-re5tt9ur3g
@user-re5tt9ur3g 28 дней назад
ዓድዋውያን ልዓርስኹም ደገፍቲ ሚልኪይ ሌርተኣውያን ደገፍቲ ምልኪ ምባል ሕፈሩ!!
@user-zz1cb7ph4o
@user-zz1cb7ph4o 28 дней назад
Terevai
@user-jn4su5tr4b
@user-jn4su5tr4b 28 дней назад
Essey enkae dess belena hawna tefetihu.
@negasiyoh6959
@negasiyoh6959 26 дней назад
ዳዊት ስቃይ ተጋሩ ኣብ ምቅናስ እምበር ኣብ ምንዋሕ ኢዱ ከእቱ ኣይብሉን
@user-xt4gu4qx2n
@user-xt4gu4qx2n 28 дней назад
Manual hawina gegna
@YordanosYordanos-ew9mw
@YordanosYordanos-ew9mw 28 дней назад
ምሳኹም ዕርቂ ዘይኮነ ዶብና ብፈጂ ክንሓጽሮ ኢና
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 28 дней назад
ድሕሪ ሞት ጥዕና ቕበጽ ይብሉ ኤርትራውያን ክምስሉ ። ኣታ መንገርገሪ ጨው እግሩ ዓጋመ እሞ ሃየ ይፈትኑ ኣሰር ብዓል ስዩም መስፍን ዓጢነ ክስዕቡ። ድርባይ ኢኻ ። Eritrea 🇪🇷 will never bow to your masters let alone for you the Gypsies of Ethiopia.
@user-wb6wd5ts7v
@user-wb6wd5ts7v 28 дней назад
አማኑኤል ኢያሱ ኩራእ ተኮመር ወዲነይ አይትስመኣዮም አብ ጢኢናካን መነባብሮካን ሰላም የሃብካ
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 28 дней назад
Hiji wn abzeygezom zseferu amharu bihitsuts kiwetsu ygbae
@user-vs2ee9id9f
@user-vs2ee9id9f 28 дней назад
ከመለኹም , ቅድም ቀዳድም ህዝባዊ ዘተ የድልዮ ኤርትራ ሃገር ኮይና ክትቅጽል ኣብናይ ኢትዮጵያ ጽልኢት ክምስርቱ ፈቲኖም ኣይሰለጠን እዚ ሓደገኛ ዲስኩር ምስተጋሩ እውን ያው 'ዩ ! ብዘበነ ባዕዳዊ ወራር እቲ ህዝቢ ኣብ ክልተ ዝተፈላለየ ምሕደራ ኣትዮም ድሕሪ መግዛእቲ እውን ድሕሪ 52 ዓመታት ዋናታቱ ረሲዖሞ
@dimtsunegash6711
@dimtsunegash6711 28 дней назад
I reiterate that Isaias Afewerki has not have any ambition for reconcilation, he belive only on conflict.
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h 29 дней назад
Ata txolot gdefwo
@haqitisier8947
@haqitisier8947 29 дней назад
ሕቶ ሰላም ናይ ክልትኡ ህዝብታት ብሕብረት ዋና ጸላኣኦም ጉጅለ ህግደፍ ከመይ ይውገድ ክሓስቡን ክሰርሑን ምስኽእሉ ጥራሕ ሰላሞም ዝረጋገጽ ።
@DawitKelemeworkW
@DawitKelemeworkW 28 дней назад
ተቅርብዎ ዘለኹም ብዛዕባ ትግራይ ምስ ህግደፍ ዕርቂ ዘይረብሕን ካሊእ ናይ ተጋሩ ዕሽነት ስትራተጂ።ህዝቢ ትግራይ ደጊም ክልብም ኣለዎ!!!!ሻዕቢያ ቀደሙውን ብመስዋእቲ ተጋሩ እዩ ናብዚ በፂሑ።ደሓር ክዓ ሻዕቢያ ዓቅሚ ረኺበ ኢሉ መስ ካልኦት ፀላእቲ ተሓዚሉ ከጥፈአና ፅዒሩ።ሐዚ ተጋሩ ምስ ከምዚ ዝበለ ከዳዕ ን ማፊያንን ተዓርሪቅና መሊ
@eritreanredsea8167
@eritreanredsea8167 28 дней назад
ቢልንከን ብሊንከን ኣይትበሉ ኣሜርካ ኣበይ ነራ እይ ሕጂ ትውድስዎ ኩሉ ቓልስኩም ምስ ህግደፍ ከምዘይነበረ እዋይ ንኤርትራውያንን ተረፍ ጥልያን ትብልዎ ኣብ ኣሜርካ ተጎምቢሕኩም እንዳከድኩ ።እዚ ንኣሜርካ ምክዳም ይብሃል። ዘመናዊ መግዛእቲ ኣብ ትሕቲ ጸዓዱ።
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 29 дней назад
ኣነግን ዋላ እካ እቲ ነቐፌታ ኤግዛጅሬት ጌሮሞ ተኾኑ ንከምዚ ዝኣመሰሉ ንክብርታት ተጋሩ ዘዋርዱ ከልጢፍካ መልስ ምሃብ ግን ኣገዳሲ ጉዳይ እዩ ስለዚ I stand with ላዛ ሚድያ❤
@neamenteklebrhan9646
@neamenteklebrhan9646 28 дней назад
Amanuel is tigrayian, he is an outcast ,he. Should never raise the name eritrea., as eritrea and eritreans are not his match.
@user-mg2ox5bv4e
@user-mg2ox5bv4e 29 дней назад
እንታዲኦም ኣእቲዮወም እዮ አማንኤል ማለት ካብ ተጋሩ ንላዕሊ ዝሰረሐ ጅግና እዮ ሱሳዓት ጋዜጠኛታት ብጥቅሚ ዝግዝኡ አዛብእ
@jhonocbay693
@jhonocbay693 28 дней назад
Kondaf ogame komal kululaw meninet 🇨🇳 🇨🇳
@DawitKelemeworkW
@DawitKelemeworkW 28 дней назад
already ሻዕቢያ ውዱቅ እዩ ምስዝወደቀ ኣይንሻረኽን ደጊምና እውን ናብ ኩናት ዘየአቱ ስትራተጂ ኢና ክንክተል ዘለና። ፖለቲካ ንፈልጥ እንድሕር ኮይና ኩሉ ነገር ብጠበንጃ ይፍታሕ ማለት ኣይኮነን። ናትካ ብስለትን ክእለትን ይጥይቅ።ከም ሻዕቢያን መሠላቱን ዝመሠሉ ውዱቃት እዮም ብጠበንጃ ዝኣምኑ።እሞ ድማ ኣብ ጅግና ጅግና ፀወታ ይሕኡ እምበር ከምኦም ናይ ዓለም ፈራሕ የለን።ውዱቅ ፖለቲከኛ ሰብ ብምቅታል እዩ ዝኣምን።ምኽንያቱ ዓቅሚን ክእለትን ጥዑይ ንህዝቢ ዝጠቅም ዕላማ ስለ ዘይብሉ እዩ። ትግራይ ካሊእ partner ምስ ጊዘ ዝኸይድን ህዝባዊ ዕላማ ምስዘለዎ ህዝቢ ዝድግፎ ተስፋ ምስዘለዎ እምበር ምስ ከም ሻዕቢያ ዝመስል ውዱቅ ትግራይ ኣየዋፅኣን።already ሻዕቢያ ኣኺልዎ እዩ።
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 29 дней назад
ኣሊላ ሰለሞን ካብ እቶሙ ጀጋኑ ደቂ ዓባይ ትግራይ ብጣዒሚ እየ ዘክብሮ ኣማንኤል ሓውና ብጣዒሚ እና ነክብረካ❤እቶሙ ላዚ ትግረኛ ላዚ ዘይብሎም እዮም።
@abrahamtewolde2803
@abrahamtewolde2803 28 дней назад
Stop talking propaganda about war between eritrea & tigrai. War war war always between eritrea & tigrai why ? This is brain wash.
@peacewins3281
@peacewins3281 29 дней назад
ኣነውን ከምታ ወያነ ንኣማኑኤል እያሱ?ኣሰና 80,000 ዶላር ንዓመት ዝምውልዎ መዉሉኒሞ ፈታው ህዝቢ ትግራይ ክኾን !!!
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h 29 дней назад
2 Kilit alekado
@habteabyemane9700
@habteabyemane9700 29 дней назад
ቀርኒ ኣፍሪቃ ሰላም ክረክብ እንተኾይኑ፡ እቲ ንየመን፡ ሱዳን፡ ኢትዮጵያን፡ ጅቡቲን ውግእ ዝኣወጀን፡ ኣብ ምሕማስ ሶማልያ ኣሉታዊ ተራ ዘለዎ ስርዓት ኢሰያስ ክእለ ሕውሓት ንጹር ፖሊሲ ከውጽእን ንኤርትራውያን መዐለሚ ቦታን ዕጥቅን ክረኽቡ ጭቡጥ ስጉምቲ ምስ ዝወስድ ጥራይ እዩ።
@user-wv3ms4sj7z
@user-wv3ms4sj7z 29 дней назад
ሰለዳዊት ገብረእግዚአብሔር አይተንበድብዶ ንሱ ጥረህ አይኮነን አህዋቱ ዘሰወኣ ብዙህ ትግራዋይ አሰዊኡ እዩ ግናነገር ቤተሰቦም አይመፍተሙን ንሱግን ብንአቦይ ስብሀት ነጋ አቢሉ ናይህዝቢ ትግራይ ገንዘብ ዘሪፎም ዘለፍተሙ እዮም ከዚዉን ናይትእምት ገንዘብ ይዘርፉዎ አለዉ አሰካብ መአዝ?ክምርመር አለዎ።
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 29 дней назад
ሓሳኻት ድቃሉ ሻዕብያ ናይ ዘልኣለም ደመኛ ትግራይ እዩ📌 ፉሉጣት ኢኹም ዳይፐራት ሙኻንኩም📌
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 28 дней назад
Shaebya Gena netom Kumalka kemarkom eyu ata wedi ezom Fetahty sire Mirukat 😢
@jhonocbay693
@jhonocbay693 28 дней назад
Game is Over tigray gena gena gena ab oxwan kebeban ketkxel kuonti meray ketkxlwo ekum 🇪🇹💊🐀🙈
@jhonocbay693
@jhonocbay693 28 дней назад
Game is Over tigray gena gena gena ab oxwan kebeban ketkxel eya meray kuonti kondaf ogame hasad memhdar Addis Abeba 🇪🇹 🇪🇹
@redaezaki4495
@redaezaki4495 29 дней назад
ይገርም ኢ ብሓቅኩም ዲኩም ምስሂግደፍ ሰላም ትብሉ ዘለኩም ኣዱ ኣፍሪሱ ትግራይ ዘፍረሰ ኣረመብ ሽፍታ ምካኑስ ረሲእኩም ኣለኩም።
Далее
Thank you 3M❤️
00:14
Просмотров 687 тыс.
Il pourrait encore jouer 🤩
00:23
Просмотров 2,4 млн