Тёмный

ሰበር ዳግማይ ኣኼባ ኣብ ሽረ/ ኣባላት ህወሓትን ኩነታት ሽረን/ ካብ ዓዲ ዳዕሮ ዝወፀ ዜና/ tigray news 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 59 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #ethiopia #ethiopianews #ሰበርዜና #ሰበር

Опубликовано:

 

18 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 319   
@iyosiasyifru3584
@iyosiasyifru3584 3 дня назад
አምባገጓሮ ምልዓል ነውሪ'ዩ። ብአድማ ዝፍታሕ ናይ ተጋሩ ፀገም የለን።
@hadasg702
@hadasg702 3 дня назад
I am sick of it. I’m glad I’m here in United States of America. God bless America.
@genocidalstate
@genocidalstate 3 дня назад
ተጋላጊልኪ
@tsegaizewelde7215
@tsegaizewelde7215 3 дня назад
Then shut up and eat your hamburger !!!!!
@TsegayHailemariam-up7xg
@TsegayHailemariam-up7xg 3 дня назад
እወ ንጌታቸው እያ ተቃውማ ነቲ ስርሑ እዪ
@GebremeskelKahsay
@GebremeskelKahsay 3 дня назад
ፅቡቕ ትንተና ክሳብ ሕዚ።ስኽን እንተንብል ኢና ንርባሕ።
@YemaneAbrha-d9m
@YemaneAbrha-d9m 3 дня назад
ሰላማት ሃገር ተኽለ ብርሃን ብጣዕሚ ጽቡቕ መረዳእታ እዩ፣ቀጽሎ ምንቕቓሕን ምትብባዕን ንህዝቢ ምርግጋእን ምስትውዓልን ሕቱኡን ሪኢቱኡን ከቕርብ ክኽኢል ኣለዎ።ሃናጺ ነቐፌታን ሓሳብን ንመራሕቱ ምኽርን ማዕዳን ከቕርብ ጽቡቕ እዩ።
@tsehaiehaile6725
@tsehaiehaile6725 3 дня назад
ጌታቸው አጆኻ ዝበልዎ በዓበይቲ ዝመስሉ ሰባት ተቓውሞ ስለዝገጠሞ ይመስለኒ ዝሓወይ። ብኽልተ ሰባት ኣይንፈላለ ዝብል ሓሳብ እንተደገፍኩዎ እውን ጉባኤ ሽረ ዘሕዝን እዩ። ኣነ እንተዝኸውን ኣኼባ ፈቒደ ብሕቶ ሓሳብ ተቓውሞይ ምገለጽኩ እምበር ከምዚ ዓይነት ዕሽነት ኣይምገበርኩን።
@sabagebru6850
@sabagebru6850 3 дня назад
ጌታቸው ብልፅግና ሆንዋል
@KhanKhan-kj2fj
@KhanKhan-kj2fj 3 дня назад
ትክክል ወደይ
@AbrahamWezam
@AbrahamWezam 2 дня назад
ናይ ሸረ ወጣታት አካይዳ ወይም አተሀሣሥባ ወይም አመላኻኽታ ድጋፍና ፈለማይ ለሕዝብና ቀፃላይ ለT D F ጥራይ ክንሀሥብ አለና ልሥልጣኖም ዝጎየዩ ዘለዉ መረህቲ አይመልከተናይ 🌻🌻🌻
@FtsumGmeskel
@FtsumGmeskel 2 дня назад
ሓሳብካ ተመችውኒ ብሓቂ ንዓና ንተጋሩ ዝጠቅም እዩ፡፡
@saessefa
@saessefa 3 дня назад
Everybody to have a right to Express their anger They are so angry because what's ketacho Did for the people of tigray.
@bibatigray4002
@bibatigray4002 3 дня назад
Getachew hadi yetifih sile zelo tewaridu
@TsegayeGsilassie
@TsegayeGsilassie 3 дня назад
ናትና ፎረም ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ።አቱም ናብ ሐደ ወገን ጥራሕ ወጊንኩም መንደራዊ ስሚዕት እናጋዋሕኩም ሓዊ ተሣውሩ ዘለኹም ዓገብ ግበሩ ፣ነታ ዓዲ ሕሰቡ።
@mulualemghebremikal6045
@mulualemghebremikal6045 3 дня назад
Yas
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 3 дня назад
በሓቂ ከምዚ ዓይነት መነወሪ ንትግራይ ዘይምጥን ንክልቲኦም ኣድግፈሙን ኣነ ንክልቲኦም መረሕቲ ብከምዚ ክትናኣገዱ ኣይደሊን ብስልጡን መንገዲ ክወሪዱልና ንደሊ ትግራይ መዐንደሪት ናዕቢ መፍጠሪት ኣይኮነትን ትግራይ ናይ ቀዳሞትን ዳሕረወትን ብደም ኣዕፅምቲን ደቃ ዝተሸፈነት ምድሪ ንክትረግፃ እውን እትስቅጠጠላ ክባር ምድሪ እያ።
@BarnabasKidman
@BarnabasKidman 2 дня назад
Bravo keep up the good idea.a nice perspective.
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 3 дня назад
ንዕፍ ፅብቅ ኣጋላልፅ ትክክል ኣለኻ ሓወይ ከማኻ ያብዘሐዮ 😍
@Goitomkidane-yb9ns
@Goitomkidane-yb9ns 3 дня назад
ሓደራ ሓደራ ሓደራ ደቂ ትግራይ ሓደ ልቢ ኩንለይ
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 3 дня назад
ኣታ ህወሓት መንዩ ፍለጥ ሓደ ህወሓት እቲ ሓቂ ዘይሕጋዊ ጉባኤ ዝገበረ ሽፍታ ተቃወም ሓደ ውልቀ ሰባት ኣይትፀውዕ እቲ ሓሳብ ኣፈላላይ ናይ ጊ/መ ንግስትን ዘይሕጋዊ ጉባኤ ዝገበረ ጉጅለ እዩ ተረዳእ ለውጢ ዝበለ ዕንዝርና እዩ ኣይትበል ጌጋ ምድያ ንሐዚ ዘለኻዮ ኣይምጥነካይ ሓወይ
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 3 дня назад
ግምት ክንደይ እዩ ዘከፈልካ ዉዲ ዓባቅ ህዉሓት ጉባኤ ኣካይድ ዉዲኡ እዩ ባዳታት ተባረሮም እዩም።ቮድካቸዉ ረዳ ንህዝቢ ትግራይ ምሰ ኣብይ ህዝብና ንከይምለሰ መሬት ትግራይ ንከይመለሰ ህዝቢ ንህዝቢ ከባልዕ ዘመፅ ሕሱር ጌታቸዉ ረዳ ማዓልቱ ኣኪላ እያ።
@weldaykebede130
@weldaykebede130 2 дня назад
ንእማን ሕዚ ኢኻ ፅቡቅ ኣለኻ ኣሕና ተጋሩ ❤ዕድልና በዓልና ኢና እንሰብሮ ስለዚ ከምዚ ተልዕሎ ዘለኻ ሓሳብ ብሓፋፋሽ ምይይጥ ክግበር ኣለዎ።
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 3 дня назад
ሃገረ ብርሃን እቱ ትብሎ ትኽክል እዩ ነገር ግን you miss something, መጀመርያ አብ ማይጨዉ እቶም ናይ ወያኔ መራሕቲ ዉፁ ናይ ሻዕብያ ሓሻኽር እንክባሉ እንተለዉ ጌታቸዉ ረዳ ወፂኡ ከዉግዝ ነይርዎ. አለበለዝያ አባኻ ክበፅሕ እንተሎ እዉይ ምባል አብ ቀፃላይ እዉን መፍትሒ አየምፅን.ሕዚ እዉን አይተ ጌታቸዉ ጌገኛ እዮ❤❤❤❤❤😢😢😢
@teddyabadi
@teddyabadi 3 дня назад
ችድ ፀቢብ እሞ አብራያ ከምኡ ተገይሩ እዩ ስለዚ አብ ሽረ ይደገም ይበሃል።
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 3 дня назад
ኣብ ማይጨው ንበዓል ደብረፄን ሓሽከር ናይ ሻዕብያ እንተይን ሞክሮፈን ሒዘን ኣብ ሽረ ዝነበረ መድረክ ብስልጡን መንገዲ ስርዓት ሒዝካ ሞኩረፈን ሒዘን ኣንታ ናይ ብልፅግና ሓሽከር ክብለኦ ኔረወን እንበር ኣብ ስግኣት ዘላ ክልል ንህወከት በሪ ምክፋት ኣደብ ዘይብሉ ዕግርግር።
@BerihuMengesha
@BerihuMengesha 3 дня назад
Real
@naseralhabshi3895
@naseralhabshi3895 3 дня назад
ሃገር ሓውና እቲ ትብሎ ሓቂ እዩ ግን ኣብ ሽረ ዘሎ ሱር ዝተኸለ ናይ ኔትወርክን ካድረታትን ጉጅለ ልምዓት ዝተሃነጸ ፀረ ህዝቢ ህዝቢ ዝዕፍን ጉጅለ እዩ ሸረ ንዓመታት ህዝቢ ሸረ ብዙሕ ይዕፈን ኔሩ እቲ ህዝቢ ውን ንእንጀራ ዝመጸ ህዝቢ እዩ ዝበዝሕ እቲ ተወላዲ ሽረ ታዓብሊሉ እዩ እቲ ንእጀራ ዝመጸ እታይ የእቲኒ እዳበለ ዝነብር እዩ ኣኽሱም ዓድግራት ግን ሓደ ህዝቢ እዩ ሽረ በጃኻ ዘይፈለጠ እበር ህዝባስ እቲ ሓቂ ይፈልጦ እዩ ሰለዚ በቲ ኾነ በቲ እዚ ተቃውሞ ካብ ልቢ ህዝቢ ሽረ ዘይኮነ ካብ ካድረታቱን ዝወደበን ናይ ጉጅለ ልምዓት በላ ተባሂለን ዝብላ ኣበል ዝኽፈለን እየን 100% ሰለዚ እቲ ተግባር ግን የሕዝንን የጉህን ኣብ ህዝቢ ዘለዎም ንዕት እዩ ዘመልክት ሓሳብ ዘለዎ ብሓሳብ ትሙጉት ጌጋ ዘለዎ ጌጉኡ ትነግሮ ኢዚ ኣብ ሸረ ዝተገብረ ግን ምጭብርባር እዩ የሕፍረ
@Goitomkidane-yb9ns
@Goitomkidane-yb9ns 3 дня назад
ንህዝቢ ዝሓስብ ንመሬት ትግራይ ዝሓስብ ኣይራኣናን
@user-fe4cp6xh5r
@user-fe4cp6xh5r 2 дня назад
ሃገር ተኽለብርሃን አብ ትግራይ ነቲ ሓቂ ዘይርዳእ ሓይሊ እዩ ተፈጢሩ ዝኒሀ
@gebrebahre-ld2db
@gebrebahre-ld2db 3 дня назад
አቢ ሽሪ ዝትገበሬ ምህፈር እዩ ሽረ እሮብ አኩሱሙ አድዋ ዓዕድግራት ፋፅ መቀሌ ራያ እሮብ ኩናማአ ኦፍላ ወጀራት ሀውዜን አፅእቢ ጨርጨር ወዘተ እና በልኩም ሕዝብና አትደንጉሩ በቃ በቃ በቃ ልዘማናት ፍላልእክዑሞ በቃ በጃክሙ ❤️🙏❤️🙏🙏🙏🙏
@sentayobelay9805
@sentayobelay9805 3 дня назад
አገር አብይ አህመድ እድለኛ ነው የትግራይ መሪዋች ስንፍና ይህ ሁሉ ችግር መጣ ያሳዝናል
@user-bd6jx5bt5q
@user-bd6jx5bt5q 2 дня назад
ትኽክለኛ ሓሳብ ዩ ቀፅለሉ
@MameMam-m9n
@MameMam-m9n 3 дня назад
🎉🎉🎉
@MenkamMan
@MenkamMan 3 дня назад
አትሸወድ ልስልጣን ክብሉ ህዝቢ ትግይ የፍርሱዎ እዮም ዘለው
@negaseyoum7591
@negaseyoum7591 3 дня назад
ሓሳዊ ንጌታቸው እዩ ተቃውሞ
@HazaMelody
@HazaMelody 3 дня назад
🎉🎉🎉 Haza Melody like follow share 🎉🎉🎉😢😢😢
@afeworkidesta
@afeworkidesta 3 дня назад
ዝበሃለ ዘሎ ዝሓወይ መዓዘ ንዋጋአ ኢልና ሰላመ ኢና ነደሊ ኢዚ ናይ ዓረና ቃላተ ኢዩ ናይ ገብሩ ክሳራትወይ ኣሰራት ኢዩ
@TaferShewit
@TaferShewit 3 дня назад
Yeknyelna
@Hewan-v2q
@Hewan-v2q 3 дня назад
እንደርታ ንጌታቸው እዩ ልድግፍ ልበሀል ለሎ ሑሾት እዩ ለይንድግፍ ለ እኒሀና ኢና ሽረኒ
@aynalemghergher5796
@aynalemghergher5796 3 дня назад
Stupid
@user-mb2kx9ch8n
@user-mb2kx9ch8n 3 дня назад
ሃገር ተኽለብርሃን ፅቡቕ ኣለኻ ውግንና ዘየብሉ ንቕሓት ፖለቲካ ቀጽለሉ
@AsmeBelay
@AsmeBelay 3 дня назад
መሕፈሪ ተግባር !!!!!!!
@lemlem1974
@lemlem1974 3 дня назад
አነ ብወገንይ ምስ መንእስይ ትግራይእየ እዘ ኦዲታት ናይ ፖሎቲካ ብቃአተን ዝነአስ እዩ ንምታይ ናይ 50 ኦመት ፍሽሽት እምበር ናይ ኽዝ ኦለመ ከመ ትቅየር ዘላ ሐንቲ መረዶእታ የብለይን መንእስይ ብሐድሽ ፖሎቲካ ብሐድሽ መናእስይ ትግራዋይ ኦጆኻ በቃ ሞት በቃ እዞሞ ናይ ስላሳ ኦመት መራሂት
@user-bd6jx5bt5q
@user-bd6jx5bt5q 2 дня назад
ኢድ ፀናሒት ያ
@YemaneAbrha-d9m
@YemaneAbrha-d9m 3 дня назад
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@WeldeGebremedhin
@WeldeGebremedhin 3 дня назад
ሓሳብካ ፅቡቅ እዩ
@wedimhreywedimhrey
@wedimhreywedimhrey 3 дня назад
ኣብ ኢ/ያ ጀነራል ትግሩ እንሃለው ዘይ ተፍትሒ ኣብትግራይ 6:14 ዝነብሮ ኢ/ያ ግን ግይትችው ፍትሕውሕ ኢሞ ኣሕውትና መይትምሉ እዚ ኩሉ ሸርሒ እንታይ እዩ
@TsigeDagnewMesfin-jf6yh
@TsigeDagnewMesfin-jf6yh 3 дня назад
እቲ ኣብቲ መድረኽ ዝተፈጠረ ዘየድሊ ዕግርግርን ስርዓተ ኣልቦነትን ኢሉ ዉን ዝተሓሰበ ኣኼባ ዘይምቕፃሉ ብመሰረቱ ጌጋ እዩ። ናብ ኣኼባ ኣደራሽ ዘይምእታውን ዘይምስታፍን መሰል እዩ፣ እንተኣቲኻ ግና ስርዓት ብዘለዎ መንገዲ ዝኣመንካሉ ሓሳብን ሪኢቶን ፣ ሕቶታት ምቕራብን ምቅዋምን እዩ ናይ ለባም ሰብ መዕቀኒ። ናይዚ ኹሉ ሽግር ቀንዲ መበገሲ ግና ኣብ ናይ በዓልና መራሕቲ ዝተራኣየ ናይ መሪሕነትን ፖለቲካዊ ወድቀትን እዩ ዝብል እምነት ኣለኒ።
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 3 дня назад
ትኽክል ኣለኻ ሃገር
@friyatgmichael8891
@friyatgmichael8891 3 дня назад
ካብ ልዝብ እምበር ካብ ረብሻን ዋዕ ዋዕን ዝርከብ ዋላ ሓንቲ ጥቅሚ የለን
@MesfinAreaya-ib2bu
@MesfinAreaya-ib2bu 3 дня назад
ችድ ኸልቢ ጌታቸው
@meresahagosmeresahagos9575
@meresahagosmeresahagos9575 3 дня назад
አታ ስርዓት ግብር አይትፃረፍ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 3 дня назад
you are the dog cat and hayna of sbhatism. Idea free ደንቆሮ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 3 дня назад
@@MesfinAreaya-ib2bu ችድ ጠራጢ ወ ፈሳዊ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 3 дня назад
@@MesfinAreaya-ib2bu ጠራጢ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 3 дня назад
@@meresahagosmeresahagos9575 አይገብርን ፈሳዊ
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 3 дня назад
ህዉሓት ንቅድሚት ደም ሰዉኣትና ይከበር
@LidiyaAlemu-b5i
@LidiyaAlemu-b5i 3 дня назад
Why u don't condemn at the support of Getachew and tsadkan in machew and Adigrat
@mulualemghebremikal6045
@mulualemghebremikal6045 3 дня назад
ደፋኣ ይባሃሎ
@selamtube-kd5iq
@selamtube-kd5iq 3 дня назад
👍👍👍
@HamelmalKahsay
@HamelmalKahsay 3 дня назад
እዚኤን አዴታት አብ ሽረ ዝገበርኦ ፍፁም ጌጋ ዩ ። እቱይ ዝፀወዓን ጉጅለ ኔትወርክ ናብ አኸባ እሱ ባዕሉ ክሕተት አለዎ ። ንጌታቸው ረዳ ንበይኑ አይኾነይ እዙይ ፅልኢ ንግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ እዩ እልካ ሐውና አይመስለኒ ብውልቀይ አብ ልዕሊ ጌታቸው ረዳ ፀለመ ዝገብርለዉ አድሐራዊያን ዘመነነ መሳፍንት ብዝመስል መልክዑ አብ ስልጣን ኮፍ እሎም አብአ እነሃለዩ ናብ ዓለም በቃ ዝጓዓዙ ዝደልዩ መንእሰይ ትግራይ ሐዢ ሐታቲ መጓቲ ኮይኑ አሎ ጌታቸው ረዳ ካብ ንመፅአ ዝደሐር እቱይ መንእሰይ ትግራይ ይናበብን የሐትትን አሎ ኔትወርክ ጉጅለ አድራሐራዊያን ዘመነ መሳፍንት ፀረመንእሳያት ትግራይ እዮም ። አብ አዳስዋ ኮፍ እሎም በለካ ለኽዓካ እናበሉ ይውዕሉ አለዉ ።ንቃሕ መንእሰይ ትግራይ ምስ መንእሰያት ፖለቲካዊ አስተሐሳሰብ ዘለዎም ከምሊ ጌታቸው ረዳ ስልጡን ፖለቲካዊ ሐንግጡ ዝጓዓዝ ዘሎ ምስኡ ሰጉም
@hagostewolde8856
@hagostewolde8856 3 дня назад
ኣደታት ሽረ ትኽክል እየን ገይረን,,,,, ተባዓት
@hakieye5649
@hakieye5649 3 дня назад
gegele lemat entay kelema ezyen
@hagostewolde8856
@hagostewolde8856 3 дня назад
@@hakieye5649 ተማሃር /ሪ
@AnwarAbu-yo7ti
@AnwarAbu-yo7ti 2 дня назад
አይታሓሹው
@hagosmeles7764
@hagosmeles7764 3 дня назад
ክትዛረቦ ጥዑም ኢዩ እተን ኣደታት ንምንታይ ዘይርድኤን ደቀን እኮ እየን ኣጥፊኤን ደኪሞን ዘዕበያ ንስልጣን ክጻወቱ ህዝቢ ተደርብዩ ዘሎ ሐቂ ተዛረቢ
@assefa.h3892
@assefa.h3892 3 дня назад
ሀገር ፅቡቅ አለኻ ከይትቅየር ሐደራኻ
@danielgebremariam1437
@danielgebremariam1437 3 дня назад
ኣብናይ መንግስቲ ውናት ይምልኮቶ እዮ
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 3 дня назад
መሃሪ ዝኾነ ሓሳብ
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 3 дня назад
ሕውሀት ጀመረው ሕዝቡን ማደናከር
@GebruhadFisha
@GebruhadFisha 3 дня назад
ሃገር የፈትወካ እየ ከይትጋገ ሰብኣይ ዕሱብ እዩ ንእገለ ዝጨበጡ ምሥከራት እዮም ጁዋሃር",ብንያም ተወደ ጌች ደግሞ አይፍወስነ ኢልካዮ ካሊእ ወድ ራየ እንዶ ምረፁልና እሞ 2ተ ዐት ሙሉእ እንታይ ሰሪሑ????
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w 2 дня назад
ደጋፊ ጉጅለ ተቀዋሚ ግዝያዊ መንግስቲ ዝኾነ ዞባ መራሕቲ ይኹን ከንቲባ ክወርዱ ግድን እዩ
@AlsaHadush-r4y
@AlsaHadush-r4y 13 часов назад
ሎቢ ንግበር አይንፍላለ ህዝቢ ትግርይ ከይብሎእና
@berihun-iz2yl
@berihun-iz2yl 3 дня назад
ሕመቕ ፓለቲካ እዩ ዓኑ ኣፍጢጡ ህዝቢ ትግራይ ይሕመስ ኣሎ ይገርም
@DestaWubshet
@DestaWubshet 3 дня назад
ሓዲ መራሒ መንግስቲ ዝሓንፀፆም ፖሎቲካዊ፣ ማሕበራውን ኢኮኖሚያውን መደባቱ ከፈፅሙ ዝኽእሎ መሓውር ሓላፍነት ወሲዱ ዘየጣይሽ እንተኾይኑ ከመይ ገይሩ ተሓታቲ ይኸውን። ፅንሕ ይበልባ ገለባ ዝብል ኣካል እንተበዚሑ መሪሕነት ጊዝያዊ ምምሕዳር ብኣፈፃፅማ ክትግምግም ኣይትኽእልን።
@HdhNdn-c3u
@HdhNdn-c3u 3 дня назад
ህዝቢ ሸረ ማሕተራምን ሓያልን እዩ
@hohokaka
@hohokaka 3 дня назад
Please reflect the reality,
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p 2 дня назад
ንለውጢ ዘይተልዓለ መርሕነት ወይድማ ክሕተት ዘይደሊ መረሕቲ እዮም ዘለውና
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 3 дня назад
ኣነ ዝገርመኒ ጌታቸው ኣጆኻ ዘብል ነገር ካፍተን ዕማማት ሽግግር መንግስቲ እንታይ ስለዝሰረሐ እዩ ?????? ብቑምነገር መልሲ ኣለኒ ዝብል ይመልሰለይ ??????
@kirosalemHadgu-z2i
@kirosalemHadgu-z2i 3 дня назад
ሃደራኩም ትግራይ አብ ከቢድ ሐደጋ አላ ሕሰቡላ ከይትጠፈአ ተከታተሉ ንታሃደ ንታሃደ ብምድጋፍ ክንሰና ኤና tselaeti አብ ሐጎስ አለዉ
@mengistuhagosmaru5443
@mengistuhagosmaru5443 3 дня назад
Gobez tentani eka bertie
@KK-iv9gt
@KK-iv9gt 3 дня назад
ሐገር ክልተ ሐቂ የለን ሐቂ ሓንቲ ዕያ ምሰታ ሐቂ ተዘይወጊና ጠፋዕቲ ኢና ጌታቸው ደብረፅዬን ካብ ክልቲኦም አብ ሐዲኦም ሐቂ አላ ንኣኻ ሰለምንታይ ትኸብደካ ሐቂ ቶግ ኣብል ትግራይ ክትድህን ተደሊኻ
@AsimbaGelalta
@AsimbaGelalta 3 дня назад
በርትዕ ግን ጠንካራ አቆም ይሃኻ ንህዝቢ ዝጠቀም
@Kiros.HailemariamKiros
@Kiros.HailemariamKiros 3 дня назад
ሰለ ህዋሕት እንታይ ኣእተወናን ማዓንቲ ማዓንቲ መፅበዓ በዚሑ ና
@murutseyeabyo6172
@murutseyeabyo6172 3 дня назад
ሃገር! እቶም እተልዕሎም ዘለኻ ጉዳያት ትኽክል ኢኻ ካብ መንፅር ረብሓ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን። ግን እቶም ፓለቲካዊ መራሕቲ ህሉዊ ኩነት ትግራይ ረሲዖም ፀገማትና ብዘግፍሕ፣ ኣፈታተሐኦም ብዘንውሕ፣ ሓድነት ትግራይ ብዘላሕልሕ፣ ሞራልን ተንኮልን ፀላእትና ብዘብልሕ መልክዕ ነንሕድሕዶም እንዳተራግሑ እቲ ዝተረፈ ህዝቢ ብዘርእዮ ግጉይ ኣካይዳን ኣተሓሳስባ መሊእካ ክትወቕሶ ኣሸጋሪ እዩ። ብርግፅ ገሊኦም ተርእዮታት ናይ ሽረ ይኹኑ ናይ ካልኦት ከባቢታት ዘለዉና ፀገማት ዘግፍሑን ዘዕሙቕንምበር ብዙሕ ፋይዳ ዘለዎም ኣይኮኑን። ግን ሕቶታትነ ርኢቶታን ኣብዝሓ ብትሕዝትኦም እንክምዘኑ፦ . ኣብ መንጎ መራሕቲ ኣጋጢሙ ዘሎ ኣፈላላይ ክረአ ዘይግበኦ ብፍላይ እዋናዊ ዘይምዃኑ ዘመላኽቱ . እቶም ኣፈላላያት ኣብ ቀንዲ እዋናዊ ጉዳያት ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ማእከል ዘይገበሩ . ከም መራሕቲ ዝተጠቕሙዎ ሜላ ኣብ ክንዲ ዘቃራርቡ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ፀገማትን ኣፋላላያትን ዘጋፍሑ . ካብኣቶም ትፅቢት ዘይግበሩ . ህዝቢ ምስ ገበታ ፀገሙ እናሃለውን እዋን ንሕንሕ መረፃ ዘምሰሉዎ ምዃኖም . ዝተፈላለዩ ኣካላት ሕብረተሰብን ካልኦትን ከቀራርብዎም እንተፈተኑ ህዝቢ ኣብምንታይ ከይበፅሕ ዝዓይነቱ ክቃራረቡ ፍቓደኛታት ዘይምዃኖም . እዚ ብፓለቲከኛታት ዝረአ ዘሎ ተርእዮታት ካብ መንፅር ታሪኻዊ ኣመፃፅኣና ይኹን ካብ ኣጋጢሙና ዘሎ ጀኖሳይዳዊ ግፍዕታት ካብ ዝፈፀምናዮም ተጋድሎታትን ንህዝቢ ትግራይ ዘይምጥኑ እዮም . ብስሩም ህሉዊ ፀገማት ህዝቢ ረሲዕካ ንስልጣን ዝገበሩ ዘለዉ ንሕንሓት እዮም ዝብሉ መሰረታዊ መልእኽታት ዘመልክቱ እዮም። ነቲ ሓደን ዝድግፉ ነቲ ካሊእን ዝቃወሙ ተባሂሎም ክትርጎሙ ዘለዎም ኣይኮኑን።
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 3 дня назад
፦ ትኽክል አለኻ እቲ ተቃውሞ ነቲ ግዝያዊ ምምሕድዳር እዩ። ናብ ግሊይ ዘዝርዎ ለዘው ፀላእቲ ህዝብና እዮም።
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 3 дня назад
ኣዴታት ትግራይ ሰብኣያ ወዳ ሓዋ ጓላ ሓፍታ ዘፅነቱ ኣበይ ኣለዉ ክትብል ግድን እዩ ። ካልእ ሃገር በጃኻ ግሊ እትብል ኣምሓርኛ ውልቀ ብዝብል ቃል ትግርና ተጠቐም ። ቀፅለሉ !!!
@SySao-v3q
@SySao-v3q 2 дня назад
ከሙኡ ገይሪኩም ቀፂልሉ ማለተይ ምስ ማንም ክይትዉግኒ።መረሕተ ባዕሎም ይፈልጡ ንሕና ምስት ናቶም ስልጣን ኣብ ክልተ ኣብ ሰለስተ ክንምቀል የብልናን ንሶም ንስልጣን ንሕና ካዓ ሰላም ንምምፃኣ ንቃለስ ።ፖለትከኛታት ፣ምድያታት ትግራይ ልዑል ጥንቃቄ ክገብሩ ኣለዎም ኣብዝ ጉዳይ እዝ ናይማንም ደገፊት ክኾኑ የብሎምን ወይ ካዓ ካዎዓዉዑ የብሎምን በሃላይ እየ የቀንየለይ🙏🙏🙏
@hailearegawi4288
@hailearegawi4288 3 дня назад
Getachew is equivocally BANDA. He realised 400 genociders. Kick him out of Shire
@hakieye5649
@hakieye5649 3 дня назад
you are the number one Banda
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 3 дня назад
ኩሉ ጊዜ ተቃላሳይ እንተኾይንኻ ትኽክል ኢኻ ጊዜን ሰብን መሪፅካ እንተኾይኑ ግና ዕሱብ ኢኻ።
@hailearegawi4288
@hailearegawi4288 3 дня назад
@@hakieye5649 Go hell wedi Gala
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 3 дня назад
ጉጅለ ልተገዝኡ እዮም እምበር ሓሳብካ ብግልፂ ምቅዋም ብስርዓት እዩ እምበር ጫውጫው መፈትሒ አኮነን
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 3 дня назад
ብሓቂ ኣናዝር ስሱዓት ውልቃውያን በክትታት።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 3 дня назад
ዘይሻራዊ ሓሳብ እዩ ዘድሊ።
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew 3 дня назад
ዘይምጥንን ዘህፍርን ምስ ሓራዲኡ ዝስእስእ/ዝድንስ
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w 2 дня назад
መናእሰይ ሽሬ ቀፅለሉ
@gebremera8678
@gebremera8678 3 дня назад
ዓባይ ትግራይ ኣላ እንዳበልና ዝሓቐቐት ትግራይ ትመስል
@haftomgebrehiwet1978
@haftomgebrehiwet1978 3 дня назад
እዘን ኣዴታት ካድረ ህወሓት እየን እተን ንህዝቢ ትግራይ ዝመርሐኦ፣ ዝተምሃሩ ደቀን ናብ ሓዊ እንዳሃገራ።
@DawitGebrehiwot-m3x
@DawitGebrehiwot-m3x 3 дня назад
Ehe dedebey kndey eyu tekefiluka
@tekeste942
@tekeste942 3 дня назад
ገና ህዝቢ ከም ከንያ ናብ ፅርግያ ክወፅእ እዩ ተፀበ እዙይ ድማ መስምዒ ንዝደንቆሩ መራሕቲ እዩ ህዝቢ ከምዝተጋገየ ጌርካ አይትቅረብ
@TsehayeAklil
@TsehayeAklil 3 дня назад
አቲ ተቃውሞ ህዝባዊ እምቤታ እዩ ካብኡ ንግዝያዊ መንግስቲ እንተይ ኮነስ እቲ ተቃውሞ ንጌታቸው ንበይኑ እዩ ምክንያቱ ጥርትብል ሰራሕ ሰለ ዘይሰርሐ።
@hakieye5649
@hakieye5649 3 дня назад
it is not only for Getachew it for all peaceful Tigran's
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 3 дня назад
፦አታ ዘዲ ንህዝቢይ ዘይምጥን እዩ ዝብል ደጋጊምኻ ትገልፆ አለኻ? ምስ ህዝቢይ ወግን። ህዝቢይ ስኽኢሉ አይዕምፅን። ህዝቢይ ትግራይ ህዝቢይ ሽረ ካባና ንላዕሊ አይትፈልጦን። ህዝቢይ ትክሕዶ አለኻ።
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 дня назад
Egzhbear. mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. ☝️😢🙏
@SagolPagol-p3f
@SagolPagol-p3f 3 дня назад
ዘሕፍር ዘይኮነሲ ዘኹርዕ እዩ ገይሩ መሪርዎ እዩ መልሓሶም እንበር ተግባሮም ዜሮ እዩ ስለዚ ሕዚ እዉን ክቅፅል እዩ ደቀን ዘሰዋኣ እየን
@meresahagosmeresahagos9575
@meresahagosmeresahagos9575 3 дня назад
ያሕዝን ንፅላእ ምሕጎስ ኮይኑ
@angawtesema4805
@angawtesema4805 3 дня назад
መንግስቲ ኮነ ውድብ ዝሓዞ ዒላማ መደብ ሒዙ ህዝቢ ክኢክብ ይክል ዩ.እትህዝቢ ድማ ከምዝ ናይሎ ሽረ ብረብሻ ዘይኮነ ብስርዓት ብምክንያት ምሙጋት ይግባእ ኔሩ ምርባሽን ምህዋክን ግን አይስልጡነትን .ናይ ቃልስና ዋጋ ብሰላም ክትዛረብን ክትቃወምን ኽትድግፍን እበር ንኽተራበሽ አኬባ ምእታው አየድልን ዩ.
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 3 дня назад
ሀገር ሰላም ሰላም ሰናይ ዜና
@tsehayekindanewari4992
@tsehayekindanewari4992 3 дня назад
ሓደ ፕሮፌስር ኢትዮጵያ መራሒ ረኺባ ግን ድማ ህዝቢ ኣረኸበትን ኢሉ ነይሩ ። ዋላዃ ብቲ ኣበሃህላ እዞም ፕሮፌስር እንተዘይተስማዕማዕኹ ትግራይ ግን ጠንካራ ህዝቢ ሒዛ ነገር ግን መራሕቲ ሲኢናላ።
@TsegayKfle
@TsegayKfle 3 дня назад
ሕጂ ገታቸው ስለምንታይ እዩ ኣብዚ ግዜዚ ኣኸባታት ኣብዚሑ።ቅድም ግዳ ምስ ሕዋሐት ዘለዎ ሽግር ዘይፈትሕ?እሞ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ህዝቢ ምዕራብ ሕዋሐት ደሙ ምዃና ኣይፈልጥን ዱዩ
@Tekle-lr6it
@Tekle-lr6it 3 дня назад
እቲ እትብሎ ዘለኻ ትክክል እዩ፣ኮይኑ ግንኣብሽረ ብዙሕ መንእሰይ ዘለዎ ሃሳብ 11:01 ብሕቶ. መልክዕ ከቅርብ ዝተዳለወ ኢና ሪኢና ፣ብጃካ ዝተነገረን ደቂ ኣንስትዮ።
@MenkamMan
@MenkamMan 3 дня назад
አታ ዝሓወይ አዴታት ትግራይ ካብደቀን ጀሚሩ ዝኸፈለኦ መስዋእትነት ከትርዳእ አለካ....ብተጨባጭ ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ቸሻሪኾም ዘንፀባርቁዎ ዘለው ተግባራት ግልፂ እዩ....እቲ ስብሰባ ክቆም አለዎ....እሱ ሓዲጎም ሓድነት ፈጣሮም አብ ናይ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ፣ ብሔራዊ ጥቅሚ ተከተኩሩ አለዎም....ህዝቦም ፣ መሬቶም ከምልሱ አለዎም
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d 3 дня назад
Kemzi zbele hoyhoyta biherawi hadega eyu,,,eslenet nitseyef,,,
@TilahunTarekeWeldu
@TilahunTarekeWeldu 3 дня назад
ሃገር ተኽለብርሃን፡ ሚዛናዊ ፀብፃብ ኢኻ ተቕርብ ይፈትወካ እየ ዝወደይ ንፉዕ ኢኻ። ቀፅለሉ፡ ማእኸልካ ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ስለትገብር እየ ዝፈትዎ።
@HaftamuNigusse
@HaftamuNigusse 3 дня назад
ግን ኩሎም እኮ ህወሓት እዮም ኣነ ዝገርመኒ ግን ህዝቢ ትግራይ ንኹሎም ጒሒፉ ክድርብዮም ይግባእ።
@girmaygtsadik7176
@girmaygtsadik7176 3 дня назад
እዚ ናይ ህወሓት ውፅኢት እዩ። እርግፀኛ እየ እተን ሓፍበጠቅ ዝበላ እኖታትን እቲ ከም ቢተይ ዘንሰራሰረ መንእሰይን ቁፅሪ ሓደ ሰረቅትን ህዝቢ አገልግሎት ንከይረክብ ዕንቅፋትን እዮም። ኩሉ ጊዜ ንኹሉ እንተዝኾን ምንም ፀገም ኣይምነበሮምን እኹንእምበር እዚ ተቃውሞ ኣይኮነን ናይ መንጋ ኣካይዳ እዩ ትኽክለኛ ተቃወምትን ተቃለስትን እንተዝኾና ነይረን 27 ዓመት ሕቶን ተቃውሞን ስለዘይነበረን ኣይኮነን መሪፅካ ምቅዋም ድንቁርና ናይ ዕስለ ኣካይዳን ናይ ሰረቅቲ ኔትዎርክ ምጉጅጃልን እዩ። እዚ ናይ ህወሓት ዓፈና ዝተዓፈነን ዝተዓብዐበን ህዝቢ ካብ ዓፈና ዝወፀ ክምስሎ ከሎ ክንደይ ዝኣክል ሓደገኛ ከምዝኾነን ህዝቢ ብዘይመራሒ ብቀሊሉ ከምዝብትንን ጉጅለ ህወሓት ብዓይኖም ሪኦምዎ ሐዚ ውን ግን ክልወጡ ዘይኽእሉ ደናቁር ስለዝኾኑ ሒዞምና ክጠፍኡ ኢዮም። ምናልባት እዚ ልምምድ እዚ መስመር እንተሒዙ ፅቡቅ ናይ ዲሞክራሲ ልምምድን ቀፃልነት ዘለዎ ስርዓት ዝተክልን ክኾን እዩ እንተ እቲ ዝነበረ ናይ ሰረቅቲ ጉጅለ ንምምላስ እንተኾይኑ ግና መንገዲ ጥፍኣት አዩ።
@angawtesema4805
@angawtesema4805 3 дня назад
አነ አብመኮኒ ዝነበረ ፅቡቅ ኔሩ እለ አይኮንኩ ውፅእ ዝበለ እተሃልው አብክልትእው ነቲ ውፀዕዝበለ እካ ሃሳብትብ ማለት አበር ኩሉ ብፁዕ ወቅዱስ ዩ እለ አይኮንኩን.
@hailekahsay1168
@hailekahsay1168 3 дня назад
You can’t criticize the voice of the people! Why not encourage Getachew!!
Далее
Mini bag sealer
00:58
Просмотров 7 млн
Добрая весть 😂
00:21
Просмотров 536 тыс.
Mini bag sealer
00:58
Просмотров 7 млн