Тёмный

ሰባት ንኸተእምን ምሕሳው ግቡእ ኣይኮነን። ሰሚዕኩም ሼር በልዎ ( ሥልጣን ከሰተ ) 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 29 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

21 фев 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 499   
@user-li5jf1pt1d
@user-li5jf1pt1d 2 года назад
ኣጆካ መምህረይ እዚ ሞጎስ ዝብሃል ሰብሲ ብትዕቢትን ተወጢሩ ዘሎ ሰብ እዩ ንብዕሉ ጥፊኡስ ንዓና ትጠፍኡ ኣለኩም ይብለና ልበኑኡ ይመልሰሉ ዋላ ኣነ እርቶደኩስ መሲልኒ ነይሩ ብቲ ዘቅርቦ ናይ 666ነበረ
@ghirmaygebrelibanos8429
@ghirmaygebrelibanos8429 2 года назад
Himak aleka
@nazeratsamson3438
@nazeratsamson3438 2 года назад
Nbelu tefiu alo men eyu kamno
@wedmana8067
@wedmana8067 2 года назад
@@nazeratsamson3438 ደዊልኪ ርኸብና ስከ ት ንስኺ ጽቡቕ ዘለኽዮ ክትነግርና እዚ ቆንጪልካ ምጽሓፍ ንቆልዑ ግደፍሎም
@wedmana8067
@wedmana8067 2 года назад
@@ghirmaygebrelibanos8429 ጽቡቕ ዘለኻሉ ምስክር ካባኻ ስከ ሓንጢጥካ ምንፋጽ ንስራሕ ሰይጣን ግደፍሉ
@nazeratsamson3438
@nazeratsamson3438 2 года назад
Nska ke kemti ztefea mogos dika mhret yewrdelka bzaeba mntay neaka kdwl
@user-yl4rf1dt2h
@user-yl4rf1dt2h 2 года назад
ተጋሩወኒ and ደቂ ኢረ ማርያም ጺዮን ምሳና ትኩን ንቲ ተጸጊሙ ዘሎ ህዝብና ሰላም ቅሳነትን የውርደሉ አቲ ሉዑል ፈጣሪ ⛪️⛪️⛪️🙏
@user-px6dz3rp2k
@user-px6dz3rp2k 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ምቃለይ
@bethlehemefratatube
@bethlehemefratatube 2 года назад
ኣሜን ይካአሎ ኢዩ አግዚኣብሄር ኣምላክና ጥራይ ጸሎት ግበሩ ንግበር ሰማዒ ኣምላክ ኢዩ ዘለና።ኣጀኩም ኪወጊሓልኩም ኢዩ።ነቶም ኣብ ሽግር መከራ ዘለዉ ዲማ አግዚኣብሄ ኣምላክና ቁዱሳን መላእክቱ ሰዲዱ ካብ ኩሉ የናጊፉም። ጽላል፡ፍቕሪ ፡ጸሎት፡ ድንግል ማርያም ምስኩሉ ሂዝቢ ትግራይ፡ኤርትራ፡ኢትዮጵያ ይኩን።
@FilateyStar
@FilateyStar 2 года назад
ቀዳመይቲ እየ ባዕለይ ኣዝየየ ዘክብረኻ መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ ንኪዳናምህረት ዓመታዊ ባዕል እንኳዕ ኣብጸሐኹም ድምጺ ወለድና የስመዐና ብሩኽ በዓል ይኹነልና አሜን፫🥰🥰🥰
@samrawit.habtemichael8639
@samrawit.habtemichael8639 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከምዚ ንዓመታ ብሰላም የጽንሓና ፈጣሪና ድንግል ማርያም ብኪዳና ትሓልወና
@eritrea8587
@eritrea8587 2 года назад
Amen Amen Amen
@user-ex9gr7dc8q
@user-ex9gr7dc8q 2 года назад
ክብሪ ይኹን ንሰላሴ ክብሪ ይኹን ንሰላሴ ክብሪ ይኹን ንሰላሴ ይኽበር ይመሰገን አምላኬየ ሙሴ ይክበር ይመሰገን አምላኬየ ሙሴ አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ሓዉና ብሓቂ ልቦና ይሃበና እግዚአብሔር አምላክ አብዛ ናይ አቦታትና ያፅንዕና ናይ ሎሚ ኮ ሱቁ አለኻ እዩ
@sabaalem9990
@sabaalem9990 2 года назад
እንቃ ብድሓን መጻካ ስልጣን ቡሩክ እድመን ጥእና የሃብካ 🙏🙏🙏
@albadr2531
@albadr2531 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መ/ ርና በተለይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ሃገራት ዘለና ንክተሎም መማህራን ንመርምሮም ደቂ እመ ብርሃነይ ንወርሓዊ ክዳነ ምሕረት እንካዕ ብሰላም ኣብ ፀሐኩም ሰላም ናይ ዓድናን ሰላም ናይ ህዝብናን የመልሰልና ኣሜን(፫)❤😍
@simonamanuel6128
@simonamanuel6128 Год назад
ቃል ሂወት የስሞዓልና ሰልጠነ ሓወይ ጸጉኡ ይብዝሓልካ ክብርን ምስጋናን ን እግዛብሄር ኣምላኽና
@cgifjfgh7449
@cgifjfgh7449 2 года назад
በእዉነት ስልጣን ሓውና ቃል ህይወት ቃል በረከት ያሰመዐልና✅✅✅💘💞💘😍😍😍
@user-bl7cd3jd3y
@user-bl7cd3jd3y 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@hadiskelalichchj9924
@hadiskelalichchj9924 2 года назад
ነዞም ኣዕንትና ከዑሪ ዝመፁኡ መታለልት መድሓንት ዝኾንኻ ሉኡኽ አግዛቤሄር ፀጋ ይብዛሕኻ ስልጣን ሓወይ
@zufanshfare4361
@zufanshfare4361 2 года назад
Amen amen amen
@adhanetgabremeskal8431
@adhanetgabremeskal8431 2 года назад
Egzabhre yemesgane neska beslame mexika memhrey 🙏⛪️🙏⛪️🙏⛪️❤️❤️❤️
@hshshsh5196
@hshshsh5196 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐና መምህረይ ኣጀኻ ቀፀለሉ
@user-he8ys2kk2o
@user-he8ys2kk2o 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓውና ስልጣን እግዚአብሔር አምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና
@abielabi3740
@abielabi3740 2 года назад
ናይ ብሓቂ ውጹእ ዝኾነ ሓሶት ስልጣን ሓወይ ብልቢ ኢና ነመስግነካ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
@meremere5079
@meremere5079 2 года назад
አጆካ መምህረይ እዝኦም ብናትካ ትምርቲን አእምሮን ዝቀንኡ እዮም አነ አብህወተይ ናትካ ትምርቲ ክሰምዕ ከለኩ አነከ እንታይ እየ መስክረ ክሓልፍ ይብል ንእግዝአብሄር ምምስካርካ አብ ፆሎትካ ዘክረኒ ቀፅለሉ ናትካ አድናቅት እየ🕊🕊📚📚📚🙏🙏🙏
@tg6336
@tg6336 2 года назад
ኣሰይይይይይ መምህረይ ኣነስ ትግልፅነትካ ኣደንቅኒ እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይይ✝️✝️✝️✝️✝️✝️✝️
@mogoshabteslase7921
@mogoshabteslase7921 2 года назад
Amien Amien Amien qale hiwet yesmealna egziabihier amlak xegau yebzahalka nay agelglotka zemenka ybark diyaqon sltan hawey enqa beselam mexaka ❤💒🙏👏❤💒👏🙏❤💒👏❤🙏💒👏🙏💒❤💒👏💒🙏❤👏
@user-dw9uv9do4n
@user-dw9uv9do4n Год назад
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🕯🕯🕯💒💒 💒💒💒💒💒💒💒💒
@rjffjdutfj7221
@rjffjdutfj7221 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ሰልጣኑ ሐወይ አጀካ ብጣዓሚ አየ ዘምስጠኒ ትምህረትካ ❤❤💐💐😘😘😘
@mdallehossan3201
@mdallehossan3201 Год назад
እሰይይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት ያሰምዐልና ክቡር መ ምህርና ብሓቂ ዓቅሊ ፅበት እኮበትሪ ሓቂ ትምንምን እንበር ኣይትሰበር ቀፅለ ሉክቡር ዕድመ ጥዕንና ይሃብኺ ፈጣሪ 🙏💐🌻
@user-fx1dp3lx8x
@user-fx1dp3lx8x 2 года назад
ቃለ ሂወት የስዐልና ኽቡር መምህርና ስልጣን
@asmerashikorr9898
@asmerashikorr9898 2 года назад
ስልጣን ሓዊና ዒዲመን ጥዕናን ይሃቢካ
@selam801
@selam801 2 года назад
እንኳን በሰላም መጣህ ውድ ንቁ የተዋህዶ መምህራችን በእውነት አንተ ኾ ትለያለህ እግዚአብሄር ጸጋውን ያብዛልህ በቤቱ ያፅናህ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር።
@mhrethadush7102
@mhrethadush7102 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ስልጣኑ ሓወይ አነዉን ሓደ ነገር ክብለካ ደልየ ነይረ ምስቲ እፍሬየም ዝባሃል ፈላስፋ ትኽተሎ ሓፍተቦይ አላ ምንም አትፈልጥን ግን አብኡ አትያ ገንዘባ ለይለ ሃማኖታ ግዜአ ተባክን አላ ክትሰምዓኒ አካአለትን ብምንታይ ክትምለስ ትክእል ስደት ልከድና ህወትና ንቅይር እንበ ሃማኖትና ንቅይር አኮነይ አምላክ ዓድና ሰላም ገይሩ ላብ ንስሃ የብቀዐና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@user-zq1kp6id4n
@user-zq1kp6id4n 2 года назад
ዕድመናን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏(
@yordigalmemher3999
@yordigalmemher3999 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@hani6817
@hani6817 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ፀጋ ኣምላክ የብዘሐልካ ለባመይ💒 ✝️🍃🌿🍃🌿🌿🍃👏👏👏
@tesfay4159
@tesfay4159 2 года назад
kale hiwet yesmealna sltan hawna egzabhier amlak yglxelka amen Amen Amen 🙏
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
እንካዓ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ ወታደር ክርስቶስ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ወሲኩ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ ኣምላከ ቅዱሳን እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️❤❤❤
@teamehaile7097
@teamehaile7097 2 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣጎልጉለትካ ዘመን ይባረክ እተርፎ መድሃንኣለም የለን ኣምላክ ግደፍዎ ንካልኦት ምልምላክ ኣልፋን ኦሜጋብ ናይ ንዘልኣለም ንሱ ኢዩ መድሃኒኣለም እተበልኩም ኣብዚ ኣሎ የሱስ ሓቂ ኣይኮነን ንልቢ ዘሐጉስ ናይ ጥፍኣት ስም እናተጠቀሙ ካብ ቅንዕና እና ሃደሙ ንገርህታት ንከስጥሙ ልስሉስ መልሓስ እናተጠቅሙ ንሶም ኢዮም ሓስወቲ ነብያት ኣይትእመኑ እቲ ሓቂ ክርስቶስ ኢዩ ምስ ድንግል ማርያም ነብያት ዝርኣዩ ንሱ ኢዩ ንጉስ ናይ ኩላትና ናብያት ሓወርያት ዝሃቡና ንሱ መድሃኒኣለም ንሱ ኢዩ ኣዶናይ ንሱ ኢዩ ኤልሻድኣይ ንሱ ኣማኑኤል ንሱ ኢዩ እግዝኣብሄር ንሱ ኢዩ እወ ክርስቶስ እወ ንሱ ኢየሱስ ክርስቶስ ምስኡ ንበር መዋእልና ክንሕጎስ ንሱ ኢዩ ኣምላክና ንድሕሪት ኣይንመለስ ስድራና ዘጽንሑላን ኦርቶድክስ ተዋህዶ
@user-qy6hm3xz2l
@user-qy6hm3xz2l 2 года назад
ኣሲተይይይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡረይ ብሓቂ ዓቅሊ ፅበት እኮ እዩ በትሪ ሓቂ ትምንምን እንበር ኣይትስበርን ቀፅለሉ ክቡር መምህርና ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@merhawigebremeskel8609
@merhawigebremeskel8609 2 года назад
ስልጣን ሓውና ናይ ተዋህዶ ጅግና ኢኻ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ።
@user-rd7kr3tq6e
@user-rd7kr3tq6e 2 года назад
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ሰልጣን ሓወይ አጀካ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@meritgraweyti298
@meritgraweyti298 2 года назад
እንዃዕ ድሓን መፃካ ኩቡር መምህርና!!! እግዚአብሔር አምላክ አብ እምነትና የፅነዕና መስተዋዓሊ ልቢ ያሃበና
@mahratamere4399
@mahratamere4399 2 года назад
ናይ ብሓቂ ዋላ አነ አቱ ንረ ተመሰገን ፈጣሪ ዉፅእ
@saragualhamel9539
@saragualhamel9539 2 года назад
Kale.hiwet yesmaalna Tseguu yebzahalka Amlak burukuy Amenn Amenn Amenn Amenn 🙏 Amenn Amenn 🙏 Amenn Amenn 🙏
@liveintrust2971
@liveintrust2971 2 года назад
መ/ር ስልጣን ሓወይ ኣጆካ ጥራሕ ንስካ ብምስትውዓልን ብልብካን ምሃር። ስልጣን ሓወይ እዚ ሰብ እዚ ዳይቆን ነይረ ክብል እካ ዘይሓፈረ ሲ ሰብ ከጥፍእ እዩ ሓሳቡ።
@user-fw5hb6bh8s
@user-fw5hb6bh8s 2 года назад
ወታደር ሓቃኛ ተዋህዶ ኣምላክ ይሓግዝካ
@ZahraZahra-qb3td
@ZahraZahra-qb3td 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ ያብዘሐልካ ስልጣን ሓወና
@hagosmeasho3569
@hagosmeasho3569 2 года назад
መምህር ስልጣን ሓወይ ኣጆኻ ኣጆኻ ከምቲ ዝበልካዮ ዓቕሊ ጽበት ዩ
@user-qz8ww5ym5w
@user-qz8ww5ym5w 2 года назад
ኣሰይይይይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፀግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ✝️✅💘
@redmyblu979
@redmyblu979 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡን ብረከቱን ይብዘሐልካ ሱሉጣን ሓወይ ቅዲስቲ ደናግል ማረያም ትሓልውካ👏👏👏👏
@user-ni3jh5un6i
@user-ni3jh5un6i 2 года назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ ክቡር ሓዉና ሰልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዝኣቢሄር ኣምላክ ኣነዉን ቅድም ንዕኡ ርእይ ይዉዕል ነይረ ግን ንዝተፀገሙ መሕደሪ ዘይብሎም ሰባት ክሕግዝ ይዉዕል ነይሩ ካብኡ ጎይታ ይባርካ ይባርክካ ጥራሕ ይብል እግዝኣቢሄር ዘይብል ኣነዉን ታይድዩ ዙቆልዓ ብሱሩ ኢለ ምክትታል ገዲፍዮ ተመስገን😍😍
@user-kf2pe2vk2p
@user-kf2pe2vk2p 2 года назад
ሰላም እንኳዕ ብሰላም መፀእካ መምህርና ኣነ እውን ኣብ ኦርቶዶክስ ዘሎ እዩ ዝመስለኒ ነይሩ ግን ኣነ ንድንግል ማርያም ኣልዕልዋ ኣይፈልጣን ብኡ ገድፈዮ ተመስገን ብሃይማኖተይ ሕጉስቲ እየ ዝብል ብፊስብኮይ ይፈልጣ እየ ብውሽጢ እውን ንፃሓሓፍ ኣብ እምነታ እያ ዘላ ኣብ እምነትና የፅነዐና❤
@user-fz6jo4ei4o
@user-fz6jo4ei4o 2 года назад
ቃለሂወት የስመዐና መምህረይይይይይይ
@mazigaltewahdo9079
@mazigaltewahdo9079 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን መምህረይ ናብልቦም ይምለሶም እምበር ኣንሕናለ ኣብታ ቀጥተኛ እምነትና የንብረና ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና
@user-qr7df5xd8e
@user-qr7df5xd8e 6 месяцев назад
ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዛብሔር ኣምላክ ብዙሕ ተማህረ ❤❤❤🎉🎉🎉
@fotyenhafitu8845
@fotyenhafitu8845 2 года назад
ኣሰይይይ ስልጣን ሓወይ እት ትምህርትኻስ ከም ማዓር ይጥዕምን ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልኻ ኹቡር ሓወይ👏💐
@danielgebrehiwet4495
@danielgebrehiwet4495 2 года назад
Nay behaki egziabher ymesgen abta xnetn orthodoxs twahdo yenbrena amen sltan hawna kale hiwet yesmealna nay agelglot zebenka ybarkelka amlak amen amen
@beliyemariyamlij3356
@beliyemariyamlij3356 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋኡ የብዘሐልኻ ክቡር ሓዉና ንሕና ንሰመዕት ድማ መስተውዐል ልቦና ይዓድለና🥺❤
@user-gr6kf1sv2s
@user-gr6kf1sv2s 2 года назад
ቃል ሂዉት የስመዓለና ስልጠነይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፋጣሪ
@Bri_Tgraweyti....
@Bri_Tgraweyti.... 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣነይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልካ ብዕድመ ብጸጋ ይሓልወልና ብሓቂ ኣብ ቅድስቲ እምነትና የጽነዐና✝️❤🕊
@diyanateame7569
@diyanateame7569 2 года назад
ዕድመን ጥዕናን፡ይሃብካ ፈጣሪ መምህር ስልጣን ሓውና ጸጋኡ የብዝሓልካ
@temsgntemsgn9990
@temsgntemsgn9990 2 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmaln amlak xegueu yebzehalka edmen tenan yhabka 🙏🙏🙏💕💕💕💕
@meriweldegbreal848
@meriweldegbreal848 2 года назад
እግዚአብሔር አምለኸ የመሰገን ሥልጣንይ ብሐቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡሩ መምህረይ ሥልጣንይ
@samerahsamerah6871
@samerahsamerah6871 2 года назад
ቃል ሂወት ያሰመዐልና ሰልጣን ሓወይ::
@user-wu7el4bn8b
@user-wu7el4bn8b 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና
@shewitmeasho2985
@shewitmeasho2985 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaalna amlak xega ab lali yadlka kubur hawunan memhrnan
@redseacamels7095
@redseacamels7095 2 года назад
ኡንቋዕ ብሰላም መጻኻ ኩቡር መምህርና ብዛዕባ ሞጎስ ኩሉ ፈሊጥዎ'ዩ ሳላ መማህራና ጠንቂርኩም ቀጽሉ እግዛቢሄር ምስ ኩሉና ይኹን
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህረይ ኣነውን ማሕበረይ ሓደሽ እናሀለኩ እሱይ ኢፍረምን ከማና ይመሰለኒጠይሩ ኣብ ቃረባ ጊዜእየ ርእየይ ናይካ ቀርፁ ሸር ምስ በለ ሓሽዊ ድዩ ኢለ
@user-ke5ol5rd4s
@user-ke5ol5rd4s 2 года назад
እንካዕ ደሓን መፃኣካ ክብር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ምስጢሩን ጥበብን ይግለፀልካ ስልጣነ ሓውና ንዓና እውን እግዚአብሄር ኣምላክና ኣብታ ቅንዕቲ እምነትና የፅነዐና ኣሜን፫✝️☝️❤💒☘️☘️☘️☘️🤲🤲🤲🤲
@user-zl5kg7in5r
@user-zl5kg7in5r 2 года назад
ኣሜን፫በእወነት ኣነ ውን ናቱ ዝሶብኮ ዝነበረ ፈስብክ ኢሞ ሸር ይገብሮ ነይረ ኦርቶዶክስ መስልኒ ስልጠነይ ቀያሪ ህይወተይ ኣምላኽ ፀጋኡ የብዘሐልካ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባረክ ብሓቂ ንስኻ ተባዕ ኣገልጋሊ እኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏❤
@aleksanderandbrhan2373
@aleksanderandbrhan2373 2 года назад
መጀመርያ እንቋዕ ብደሓን መጻካ ስልጣን ሓዉናን መምህርናን እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ እዚ ኣብ ህይወት መናፍቅነት ዘሎ ሞጓስ ዝበሃል ሓዉና እግዚኣብሔር የምሓሮ ሓዉና ስለዝኮነ ክጠፈእ ኣይንደልዬን ግን ንነብሱ ጠፊኡ ከይ ኣክል ነሕዋትና ከየጋግዬም እንበር ብወገነይ እዃ ጽቡቅ ጊረ ይፈልጦ እየ ብዝኮነ ግን እግዚአብሔር ኣብ እምነትና የጽናዓና ቀጺለ ስልጣን ስለ እቲ ተወፋይነትካ ካብ ልበይ የመስግነካ
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
@hanaeysu7841
@hanaeysu7841 2 года назад
Thanks heway naty 🙏 amen 🙏 amen 🙏 ❤
@yordanostesfay2690
@yordanostesfay2690 2 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna
@shewitghirmay8039
@shewitghirmay8039 2 года назад
Assey edmen tenan yhabka fetari🙏🙏
@fusfv877
@fusfv877 2 года назад
እንቆዕብዳሓንመጻኻስልጣንሓወይ በርትዕእግዚኣብሔርጸጋኣብሊ ዒሊጸጋይዓድልካ
@user-cs4ji9pm8c
@user-cs4ji9pm8c 2 года назад
ስልጣነይ ለባመይ 🙏🙏🙏
@user-hu2sh3eb4y
@user-hu2sh3eb4y 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ነዚኦምሲ ገና ጉዶም ዳኣ ኣቃልዓዮም
@user-nl5nb6nd2l
@user-nl5nb6nd2l 2 года назад
እንካዕ ዳሕና ጸናሕኾም ደቅ እሞ ብርሀን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ሰልጣን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ ያበዘሐልኻ አሜን(3) ከማይ ዘሐለፎኮም ኖዑ ሓብሔርና ንዳምፅ ንማሀር 💞💞💞
@fgdttthu797
@fgdttthu797 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምን ይብዛሕ ክቡር ሓውና ስልጣን ፀጋኡ የብዝሐልካ
@gdtyfydycdfftstdd1550
@gdtyfydycdfftstdd1550 2 года назад
አሜንንን
@amanuelteklu6884
@amanuelteklu6884 2 года назад
ሰላም ንዓኻ ሱልጣን ሓዉና 🙏❤
@haimanotmehari1158
@haimanotmehari1158 2 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna seltan hawena🙏🙏🙏🙏
@selamgebray4536
@selamgebray4536 2 года назад
Amlak zemenka ybark sulutan hawey
@naxunaxnet7026
@naxunaxnet7026 2 года назад
Hawey hmaq aytzareb ktmhri temexika mahari mexhaf qids bzeba mogos aytzareb aytfred frid ab laeli ayou goyta mlua mhrey yewuridelka moge hawey memelska tebarek
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 2 года назад
እንካዕ ዳሓን መፅእካ ድያቆን ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን
@user-vs9ox1rw3c
@user-vs9ox1rw3c 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ፁጉኡን በረከቱን የብዝሓልካ እግዚአብሔር ኣምላክ መምህረይ 💕👏
@user-kn6vr1lf2y
@user-kn6vr1lf2y 2 года назад
Ajoka kubur hawnan memhrnan Egzabiher edmen tenen yhabka xegae yebzehelka🙏🙏🙏💒🙏🙏🙏
@detdwe7230
@detdwe7230 2 года назад
እግዚኣብሄር ይመስገን
@meronmeron8898
@meronmeron8898 2 года назад
Ajoka ...trah zhaweyyy eedmen tienan yhabka. Qal hiwet yesmaelna Amen3. Nhna kemziom sebat gbre melsi mhabka.
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 2 года назад
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብዳሓን መጻእኻ መምህረይ✝️......
@user-tb5fj2kh3c
@user-tb5fj2kh3c 2 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰምዐልና መምህረይ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ጥበቡን ምስጢሩን ኣብዚሑ ይግለጸልካ ስልጣን ሓወይ
@user-fr8ro9po6j
@user-fr8ro9po6j Год назад
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ኣነስ ኣይፈልጦን ነይረ ዋ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ እምነትና የፅነዐና ናኣካ ዝሃበናስ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ፀግኡ የብዝሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ✝️🤲
@kifligoitom5667
@kifligoitom5667 2 года назад
የቅነየልና ኣምላኽ ጸጉ የብዝሓልካ።
@mosamohd9049
@mosamohd9049 2 года назад
ኣሰይ እግዛኣብሄር አምላክ ሰለም ነዓካ ይኩን💒📖🕯 ኦ ጎይታይ ብቅዱስ ቃሉ ወንጌል ንኣምን ኣድሕነና 📖🕯💒💒💒💒📖🕯
@ghadi1022
@ghadi1022 2 года назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሄር 💝💝 አጀኩም መምህረይ ከምዚ ገይርኩም ህዝቡኹም አንቅሑ
@user-rl5qo3qt3b
@user-rl5qo3qt3b 2 года назад
እግዚብሄር ይመስገን ኩቡር ሓውና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ ቃለ ህይወት ያስመዐና ኣሜን 🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🌺
@segenseltan793
@segenseltan793 2 года назад
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna sltan hawey xegue yebzhalka
@yorsalemamanueil4762
@yorsalemamanueil4762 Год назад
Ajoka berkeyyy ezgaber yhgzka 🤲🙏🙏🙏
@danieleyassu5346
@danieleyassu5346 2 года назад
እግዝኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ ኢካ ንፉዕ ኣብ እምነትካ የጽንዕካ
@user-rx5bi8qp5x
@user-rx5bi8qp5x 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ኣግዚኣብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓወና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ👏👏👏
@user-bw1ih9cn9l
@user-bw1ih9cn9l 2 года назад
መምህረይ ዋ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት ያስመዐልና ስልጣን ሓውና መምህርና ድንግል ማሪያም ካኹፉእ ኹሉ ትሓልውካ መዓረይ ብጣዕም የኻ ዘስሐቅኻን ስልጣን ሓወይ አይትሓሱ ምስ በልካዮ ዓድ ዓረብ ኾይነ ብጣዕም ይአ ዝሰሓቁኹ መምህረይ መዓረይ ብጣዕም የአ ዘኽብረካ ዘፍቅረካ ❤❤❤
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 2 года назад
ባሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና መምህረይይ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@user-jw9tk6mh8q
@user-jw9tk6mh8q 2 года назад
እግዚአብሔር ይመስገን እንዃዕ ዳሕና መጸእካ ክቡር መምህረይይይ ዕድመን ጥዕናን💞💞💞🕊🕊🕊💟💟💟✝️
@user-ld7dz3fw6l
@user-ld7dz3fw6l 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ኣብ ቤቱ የንብርኻ
@user-kh1eu4je4j
@user-kh1eu4je4j 2 года назад
ሰላም እግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን ኣሜን🙏🙏🙏❤❤❤❤
Далее
Как вам наш дуэт?❤️
00:37
Просмотров 500 тыс.
Maybe a little TOO much gel 😂
00:12
Просмотров 12 млн
ኣነ  ልበይ ይጉሂ ንሳቶም ይላገጹ
25:33
ሰብ ድዩ ብሓቂ?
18:09
Просмотров 22 тыс.
ዮአዳን (ክፍል 17)
35:16
Просмотров 167 тыс.
Поймали акулу
0:51
Просмотров 2,6 млн
Spot The Fake Animal For $10,000
0:40
Просмотров 164 млн
Как без этого..😂
0:15
Просмотров 1,5 млн