Тёмный

ሰብ ኣይነዳኽም (ህጹጽ መልሲ ንመላሲ ) 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 75 тыс.
50% 1

Развлечения

Опубликовано:

 

2 мар 2023

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 878   
@rishant9980
@rishant9980 Год назад
በረከት ትኩእ ሕጂም ዘማሪ እዩ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ የንብዐኒ ከማን ጸጉኡ የብዝሐሉ ፈጣሪ አሜን(3)
@awethaile-vi9il
@awethaile-vi9il Год назад
ኣንታ ሓወይ ስለ ደስ ዝበለካ ሞ ካብቲ ኣካይዳ ናይ ቤተክርስቲያን ሸለል ክትብሎ ኣሎካ. ብሩኽ ሓወይ ቤተክርስቲያን ኬድካ ማት መዝሙር ኣሎ ካብ ማህሌት ጀሚርካ ስለዚ ኣስተውዕል
@dirartekleab8492
@dirartekleab8492 Год назад
@@awethaile-vi9il Beal nskum ekum seb kab emnetu ketesagugu tiwielu zelekum. Haqofti kunu. Wela eza video endareaka hasabika hasabka analysis kitgebr aykealkan
@brgehmena2968
@brgehmena2968 Год назад
@@awethaile-vi9il Entay Aynet Hangol eyu zeleka, Foooopo.
@abw7298
@abw7298 Год назад
ዘማሪ በረከት ይበሃል እንተበለ ናይ ብሓቂ ዘማሪ እንድዪሞ ናቱ መዝሙር እንዳሰማዕና ማዓልታዊ መንፈስና ይሕደስ ፈላጣት ክበሃሉ ጌጋ ጥራሕ ናይሰብ ይኣርዩ
@abrehetestifanos9710
@abrehetestifanos9710 Год назад
Ane wun kema ele ab commentu xihifelu btami qnaat dyu wey nay wulqu xilie alewo eti seb n Eyesus krstos natom tray kgebrwo zdelyu mhret yewrdelom yewrdelna
@user-gl9kv9bx1m
@user-gl9kv9bx1m Год назад
አቤት ቅንኢ ደቅ ሰባት ክንኸፍእ ዘማር በረከት ከምኡ ዝበሉ ዘማርያን ልቢ ሰብ ዝረትዑ የብዘሐልና አምላክ
@user-zq9xi4pp3m
@user-zq9xi4pp3m Год назад
ብሓቂ ኣነ ካብ ዘማራይ በረከት ሓወይ ኩሉ መዘምራን ብዝሕ እየ ዝማሃረሉ ብተለይ ይግረም ኣለኩ ባኣካ ኩርስቶስ ፉሉይ እዩ ፍቅርካ ትብል 😍ፀጉኡ የብዘሐሉ
@fiyorijohannes7260
@fiyorijohannes7260 Год назад
Qale hiwet yesmalna zhawey ember ezi wedi beynu yzareb keyhlu ember hade sat mulu zereba rekibna elom kof elom ksemawo aymeslenn bzaba zeytfelto mare kndzi emo ka ab akubto yehfr u mnalbat bwulqi xegem enteliwos krekbom u zgba
@selam801
@selam801 Год назад
እውነት ንዘማሪ በረከት ኽነበራትዖ እምበር ኽንነቅፎ አይግበአናን ብዙሕ ፍረ አፍርዩ እዩ አቱም ጽብቑ ገዲፍኹም አቃቂር ኽትውጽኡ ትውዕሉ ሰባት ልቦና ይዓድልኹም
@mazafrezghi7329
@mazafrezghi7329 Год назад
ዘማራይ በረከተ ምሰ ፉሸ ቃለ ሂወት የሰማዓልና
@user-st7us4jf5g
@user-st7us4jf5g Год назад
ዘሕዝን እዩ ብሓቅ ልቦና ይዓድለና እምበር ታይ ንብል ዋ😢 ዘማሪ በረከት ሓዉና ውን ኣዝና እና ንፈትወካ መዝሙርኻ ሰምዐ መንፈሰይ ይሕደሰለይ ብሓቅ ስልጣነይ ውን ቃል ህይወት የስመዐልና ዝሓወይ💖👏
@_Godolyas7696
@_Godolyas7696 Год назад
ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህር በእውነት ልቦና ይሃበና ዝገርም እዩ ናትና ነገር ዘማሪ በረከት ዳኣ መዝሙሩ ደስ ክብለኒ ማዓት ክናባራትዖ እዩ ዝግበአና
@shewitgush8865
@shewitgush8865 Год назад
Bhaki qale hiwet yesmelna selten hawey ezi hawna nebulu orthodox tewahdo dyu emntu mehtat yedlyo alo?
@hrytikahsu6721
@hrytikahsu6721 Год назад
መጀመርያ ኢቲ ዝፈርድ ሓደ እግዚኣብሄር ኢዩ።ንሰካውን መን ምኻንካ ኣይንፈልጥን ኢና፡ትፈርድ ጥራይ ኢካ ዘልካ ።ከም ብኣል ከማካ ዝኣመሰሉ ኢኩም ካኣ ንቤትክርትያና ጸረኮይንኩማ ዘለኩም።ካብቲ ዝተዛረብካዮ ዋላሃንቲ ኦርቶዶክሳዊ ኣይኮነን ዘብል የብሉን ንዘማሪ በረኽት ትኩእ።
@sabarussom7783
@sabarussom7783 Год назад
ክታባባዕ ዝግብኦ ኢዩ ዘማሪይ በረከት ትኩአ ሕጂይ ውን ኣጆካ በረከት ሃውና ብከምዚኦም ኣይትተከፍ ቀጽሎ
@efremgoitom7631
@efremgoitom7631 Год назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውና እቲ ንዓይ ገሪምኒ ዞሎ እቶ ድሰምዕዎ ዘለው
@user-cy2qe1nh4b
@user-cy2qe1nh4b Год назад
ዋላ ኣነ ይገርም ኣ መድረክ ወፂኡስ ስጋስብ ክበልዕ
@user-sc8zf2km3n
@user-sc8zf2km3n Год назад
ዘማሪ በረኸት ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ❤
@selamasrat4945
@selamasrat4945 Год назад
ኣጆኹም የሕዋት ብተኽኣሉ ኣይትዳህለሉ 🙏 መጀመራ ጥበብ ፍርሃት እግዛብሄር እዩ ካብ እግዛብሄር ዘይ ፈራሕና ድኣ እሞ ካብ መን ክንፈርሕ ንስድራና ከንብድሎም ከማን ንፈርሕ እዚ ሕስድና እዩ መዛምር በረከት ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልካ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባረኽ 🙏🙏🙏🙏
@user-dw3sm5gt9e
@user-dw3sm5gt9e Год назад
አብ ኢድና ዘሎ ሰብ እንድሕር ከምዚ ገይረና እንተ አዳህልናዮ ከመይ እሎም ደአ ካብካልእ ክመፂና ንኩሉ እግዚአብሔር አምላክ ይምርሐና
@uehheh7006
@uehheh7006 Год назад
ናይ መቀኛ ደከና ግዜ አነ መዝሙሪ ደስ እዮ ዝብልኒ ሓወና አምላክ ይሓግዘካ ስልጣን ሓወናለ ቃል ህይወት ያሰማልን አሜን
@bitialbrhane8306
@bitialbrhane8306 2 месяца назад
ኩሉ ግዜ ዘድንቀካ በረከተይ ንስካ በረከት ተዋሕዶ ኢካ❤❤❤ ብመዝሙርካ ብዙሕ ኢና ንባረክ ኣምላክ ዘመነ ኣጎልጉሎትካ ይባርክ ክሳብ ዘልኣለም ዉን ልሳንካ ይቅባእ በሪተይ ብሩክ ❤❤❤ ብሩክ ሓወይ ክኣ ዘስተውዕል እዝነ ልቦና ይሃብካ "ቅንኡ ለእንተ ትኣቢ ጸጋ" እግዚኣብሄር ከም ናይ በረከት ጸጋን ጥበብን ክህበና ንጸሊ
@user-hk8zj4ee9t
@user-hk8zj4ee9t Год назад
መምህር ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልኻ አግዚኣብሔር ንዝኦም ሕደጎም ሓሳዳት ፀረ ቤት ክረስትያን አዮም ዘማሪይ በረከት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘማረይ አዩ ቃል መሕተት ደስ ዝብል አዩ ነይሩ
@user-un7bb9sx6i
@user-un7bb9sx6i Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር ሓውና ሥልጣን ጸጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባርክ🙏 ነዚ ሓውና ካኣ ምሕረት የውርደሉ😢 ግን ስለ ምንታይ ኢና ናይ ሰብ ሓጥያትን ጌጋን እናጸብጸብና ንውዕል ኦ መድሓኒ ዓለም ኣቦይ ናይ ገዛእ ርእስና ሓጥያት ዝምርምር ኣእምሮ ሃበና አሜን፫🤲 ምሳካ ንዘየለ ሰብ ብድሕሪኡ ብዛዕባ ድክመታቱን ጉድለታቱን ምዝራብ ማለት ሰይጣን ንመልሓስካ ከም በገና ተጠቂሙ ንክደርፈልካ ከም ዝሃብካዮ እዩ ዝቁጸር። _ቅዱስ ኣባ ኤፍሬም ሶርያዊ_ ነብሲ ወከፍ ሰብ ብዛዕባ ሓጥያቱ እንተ ዝዝክር ብዛዕባ ናይ ብጻዩ ሓጥያት ኣይምዘከረን ነይሩ። _ቅዱስ ኣባ ሙሴ ጸሊም_
@user-sj8ym3hd8v
@user-sj8ym3hd8v Год назад
ብሓቂ ናይ ዝማሪ በረከት ክፈተዎም መዘሙሩ በተለይ ክርስትያን እዩ ሰመይ ተብል ብጣዕሚ እየ ዝፈተዋ ኩሎም መዛሙሩ ጸጋ የብዝሐልካ ክብር ሓወይ መምህረይ እዉን ቀጸለሉ 🥰🥰🥰
@desalemehari6995
@desalemehari6995 Год назад
መዝሙራት ዘ በረከት ኣዚዮም ተስፋን እምነትን ፍቅሪን እግዚኣቢሄር ዘስንቁ ኢዮም ከምኣቶም መዝሙራት ክበዝሑልና ናይ ወትሩ ባህግና ኢዩ
@mhretabsolomon7514
@mhretabsolomon7514 Год назад
"ክነቅፍ ዝደለየስ መዓር'ውን ዕረ ይጥዕሞ'ዩ።" ከም ዝበሃል እዚ ነቲ ቃል ኣምላኽን ፍርሃተ እግዚኣብሄር ኣህላኽን' ውን ብግቡእ ዘይተረድአ፡ "ምስ ፈረስ ዝጎዓዝ ኣድጊ'ሞ ንበቕሊ ብምንዕቕ ዝንዕቕ" ኢልና ንሕለፎ። ብዝዕባ እምነት ከኣ እቲ ኣማኒ(በዓል ቤት) ተሓቲቱ "ኣማኒ'የ" እንተ በለ ካልእ ተወሳኺ ግስን ሰዓብቱን ዋጋ ኣይወሃቦን'ዩ።
@brhanebb1960
@brhanebb1960 Год назад
ብሓቅ ቃል ህይወት ያስመዓና ስሊጣን ሓወይ ፀጋኡ ያብዘሐልካ ♥️❤♥️ ✝️
@ghrmaylemlem8863
@ghrmaylemlem8863 Год назад
ኣንታ እንታይ ኢና ክንሰዕ ቅንይ ኢልና፡ኣብ ቤት እግዜኣብሄር ሰብ ኣኪብካስ ትሓሚ እዚ እካ ሕሚታ እዩ ፡ቃል እግዚኣብሔር ምስባኽ ኣይ ምሓሾን ሓደ ሰብ በጃኻ ሰቅ በል ዝብሎ ሲኤኖ ብጣዓሚ ሓዚነልካ ብሩኽ ሓወይ
@user-sl9ki1ox9k
@user-sl9ki1ox9k Год назад
ቃል ህይወተ ያስምዕልና ሰልጣን ሓወይ👏🍃
@user-ki9lg2zn4t
@user-ki9lg2zn4t Год назад
ሓዉና ስልጣን እግዚኣብሔር ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣገልግሎትካ ይባርኽ ኣነ ግና እዚ ሰባኻይዶ ነቃፊ'ዶ ክንብሎ ሃያሳይ ማራ እንድዩ ገሪምኒ ዕላምኡ እንታዩ ክገርመካ ንቅድስት ቤተክርስትያን ሃዊኾማ ዘለዉ እኮ ከም በዓል እዚ እዮም ኣብ ተሓላቕነት ስርዓትን ሕግን ተሓቢኦም ነምእመን ኣደንዚዞሞ ዘለዉ ብዙሕ ምተባህለ ግና ብጽሑፍ ብኮመንት ዘርዚርካ ኣይውዳእን'ዩ እቲ ንሱ ኣብ ኣውደ ስብክት ወጺኡ ዝልፍልፎ ዘሎ እኮ እዩ ዘይመንፈሳዊን ዘይኦርቶድክሳዉን እንተ ክኢልካ ብላይን ረኺብካ ገስጾ ማዓዶ እንተ ንዘማሪ በረኸት ሓዉና ዘመን ኣገልግሎቱ ይባርኽ ንቅድስት ቤተክርስያናድማ ሰላምን ሓድነትን የሃበና።
@user-hn9sn9wu3n
@user-hn9sn9wu3n Год назад
ስልጣነይ ወዲ ዓበይቲ ለባም ንኹሉ ብጥበብ ትምርምር መስተውዐሊ ከማኻ የብዝሓዮ😍 ክብር ሓውና በረኸት ፀጋኡ የብዝሐሉ ብሓፂሩ መሊሱዎ እዩ ንኢየሱስ ገና እዩ አይተዘመረሉን ኢሉ ሓቂ እዩ ዓለም ኩሉ ኢየሱስ ኢየሱስ ክብል አለዎ🌄 ♥ ካብ ናይ ድንግል ማርያም ስም ንላዕሊ ናይ እግዚአብሔር ስም ፀዊዑ እዩ ስለዚ እናደፋፋእኩም ካብዛ ፅንዕቲ ሃይማኖት ክተውፅዎም ክንደይ ትሕስዱ ሓሳዳት😔
@bisratbeyn3843
@bisratbeyn3843 Год назад
Bhaki bereket kberate eu zgbo
@haninani4125
@haninani4125 Год назад
Bhaki sm eyesus laeli kbexh alewo
@samiberhe7419
@samiberhe7419 Год назад
Hade seb qdmi zkone mzrguhu tmhrti ykun mezmur nbalu nnebsu ekul aflto khlwo kemu wn aemiku bzarba haymanut kfelt alewo
@samiberhe7419
@samiberhe7419 Год назад
Nabnet nska bzarba sgdan zgeberkayo zrreb mshade menafkan ane bza geza nbsey yexebk alku edabelka bzuh memenan ab trtr seltuka eti xegem bzarba sgdan asfehka aflto ayhazkan eti zrreb zgeberkay gega
@samiberhe7419
@samiberhe7419 Год назад
Kalay ezi nay bereket tblo zelka megleci hade ortdoksawi seb mlue sratn hgn haymanotu amliu kzmer alowo mknyatu nkndey seb aray ykwn kem zelo yredae
@user-rd3qe7yh6t
@user-rd3qe7yh6t Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስማዓልና መምህርና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉእ ይብዚሓልካ
@selamkuflom9742
@selamkuflom9742 Год назад
ናይ በሓቂ በዓል እዚኦም ሰብ ዘጥፉኡ ዘለዉ ኣምላኽ ብምረቱ ይጠምት 😢😢 እዋይ ህዝብንና ስቅ ኢሉ ይሰምዕ ኣሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓውና ንዘማሪ በረከቶ ከኣ ኣጆካ መበርቲዒኩም ኢዩ ንኩላትኩም❤❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ በረኸቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓወይ ስልጣን
@adrianaarin652
@adrianaarin652 Год назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ተባረኽ ሱልጣን ሓወይ
@user-li4oz5lf5c
@user-li4oz5lf5c Год назад
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብጸሐና ክቡር መምህርና ስልጣን ቃለ ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ❤
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 Год назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ፈጣሪ
@user-jc1fg4od2k
@user-jc1fg4od2k Год назад
ናይ ብሓቂ ይገርም ንባዕሉ ባ መን ኮይኑ እዩ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ የሃበና እምበር
@user-lk9ov1px9j
@user-lk9ov1px9j Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእካ መምህረይ🌸😍 እግዚአብሔር አምላክ ይማሓረና ንሰብ ካብ ምፍራድ ልቦና ይሃብካ ናይ ባዕልና ዘይንርእ 😭
@15199
@15199 Год назад
ቃለ ህወት የሲመዐልና ክብሪ መምህሪና ፀጋኡ የብዘሐልኻ 👏👏👏💞💞💞
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Год назад
እንኮዕ ብሰላም መፃካ ስልጣን መኣረይ እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምታካ ይብዛሕ ብክርስቶስ ❤❤👏👏
@user-si6jk6ve6m
@user-si6jk6ve6m Год назад
ብጣዕሚ ወሪድና ብሐቂ ዋይ አምላክ ሆይ ይቅር በለና
@SaraSara-zu2vl
@SaraSara-zu2vl Год назад
ብሓቂ ዙዘማራይ ሓዉና ናቅረቦም ዝነበረ ሓሳባት ብጣዕሚ ንፉዕ እዩ ሰብ ግን ኣበር ኣይስእንን እዩ ዋይ ልቦና ይሃበና
@ዓንሰባ
@ዓንሰባ Год назад
ሰላም ንዓኻ ስልጣን፡ ስነ ጥባባዊ ፍስሃ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ጽቡቅ ኣፍልጦ ርዲትን ኣለዎ፡ኣብቲ ዝዓበየሉ ዓዲ ወይ ቦታ ትምህርቲ ሰንበት ካብቶም ጀንመርትን ጽቡቅን ጎስጋስ ዝገበሩ ዪ፡ ኣብቲ ስድራ ውን ማለት ስድራ ቤት ፍሽ ኣዝዩ ፍርሃት እግዚኣብሄርን ዘለዎም ስድራ ዮም ❤❤ነቶም ብዛዕባ ፍሽ ኣፍልጦ ዘይ ብልኩም ገለ ክብል ስለ ዝደለኹ የ❤❤ኣምላኽ ኣገልግሎትካ ይባርኽ ስልጣን ሓወይ በርትዕ
@user-ki7im8ms2y
@user-ki7im8ms2y Год назад
ባሓቂ ቃል ህወት ይስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ
@user-vw4jt3de5w
@user-vw4jt3de5w Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ🌹🌷🌹🌷🌹🌷🌹🌹🌹🌹💐💐💐
@mikigidu5049
@mikigidu5049 Год назад
መጽሓፈ ምሳሌ 1:7 መጀመርታ ጥበብ ፍርሓት እግዚኣብሔይር ኢዩ ዝብል ሓወይ ንእግዚኣብሔር እንተ ዘይፈራሕካ ደኣ ንመን ክትፈርሕ ብዝኾነ ዓገብ ንብለካ በርትዓልና መም ሱልጣን ድማ ጎበዝ
@natsnethabtemicael4583
@natsnethabtemicael4583 Год назад
ናይ ብሓቂ ዓቅሊ ኣለካ ስልጣን ሓወይ ምንም ፍልጠት ዘይብሉ ንምክፋእ ንዘማሪ በረከት ሓውና ጥራይ ዩ ዓጢቁ፡ብሰንኪ ዓሻ ጋሳ ኩላትና ኣባጊዕ ካብ ቤትና ከምንርሕቅ ዝገብሩ ከምዚ ሓውና በዚሖም
@robelbereketeab1993
@robelbereketeab1993 Год назад
ድቆን ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ብሓቅ ጥበብን ምስትውዓልን ዝተሓወሶ ኣምራምራ እምብረ ኣቤትክርስትያና ደኣ ብኽምዚዕም ለመጭ መልሓሶም ስበባ ኮኖማ ዘለዉ
@samuelkaleab5871
@samuelkaleab5871 Год назад
ስልጣን ሓውና ብጣሚ አግዚኣብሄር ፀጉኡ የብዝሓልካ... ነዞም ከምዚ ሓሳባት,, ትምርቲ ሒዞም ሰባት ከሳድዱ ዝውዕሉ ክውገኑን ክእረሙን ኣለዎም,, መን ምኻኖም ከማን ክፍለጡ ኣለዎም,, ክርዳዳድ ኣየድልየናንዮም...
@kiflayteklebrhan2714
@kiflayteklebrhan2714 Год назад
ብሓቂ ይገርም እዩ ሱልጣን ሓወይ ከምዙይ እናገበሩ እዮም እኮ ዝበዝሑ አሕዋትና ካብ ቤተ ክርስቲያን ዘውጽእዎም እግዚአብሔር አምላክ ምስትውዓሉ ይዓድለና መምህር ሱልጣን አጆኩም በርትዑ ።
@ry8319
@ry8319 Год назад
_እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ለባም ናይ ስደት መምህርና አይይ ይገርም እዩ ቀኑኡ እዩ እበር ካልእ አይኮነን ብሓቂ✝️✝️✝️_
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Год назад
እንኳዕ ዳሕን መፃካ ስልጣነይ ማዓረይ ❤ እውይ እዞም ስብኣይ ማሓረኒ በስመ ኣብ ኢሎም ጀሚሮምስ ፅልኢ ይስብክለው ብኡነት ዘማሪ በረከት ሓውና ፈፃሚ ይግበርካ እግዚአብሔር ኣምላክ ❤
@hgf6568
@hgf6568 Год назад
እግዚአብሔር አምለክ ዓይኒ ልብና ይሃብና ፀጉኡ የብዘሐልኩም መምህር ሰልጣን
@user-sd8fw7ll9r
@user-sd8fw7ll9r Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና , እግዚአብሔር ኣምላክ መሰተውዕሊ ዓይኒ ልቦና ይዓድለና እንበር በረከት ሓወናለ. ብጥዓሚ ዝፈትው መዝመሩ ኣጆካ ኢልና ነባራታትዖዮ👏
@user-xf3fs2ez2c
@user-xf3fs2ez2c Год назад
ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህራን ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ብሓቂ ምስትውዓል ልቢ ይዓድለና እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ከምዘ ዝብሎ መምህርን
@Medhaniealem12
@Medhaniealem12 Год назад
ዘሕዝንዩ ገሌና ምስ ሰባት ንበኣስ ዘለና እናመሰለና ምስ ቅዱስ ቃሉን ምስ እግዚኣብሄር ኢና ንበኣስ ኩሉ ሰብ እቲ ዝብሎ ምልስ ኢሉ ክሰምዖ ተዝፈቅድ ክንደይ ሰናይ ኔሩ ቅዱስ ኣቦና ሙሴ ጸሊም ካብቶ ዝፈትዎም ቃላቱ ሓንቲ ኩሉ ሰብ በደሉ ክጽብጽብ እንተዝጅምር ናቱ ሓጥያት ጸብጺቡ ክሳብ ዝውድእ ጸሓይ ምዓረቡቶሞ ናይ ሰባት ኣበር ክርኢ ግዜ ኣይምረኸብን ትብል ቃልያ♥️😥🙏
@user-rh6np8li7p
@user-rh6np8li7p Год назад
በሓቂ
@muzeyguesh2585
@muzeyguesh2585 Год назад
Nay bhaki.
@mariameymezmurey
@mariameymezmurey Год назад
ሓቒ !!!! በረከት ቑዱስ ኣቦና ሙሴ ጸሊም ምሳኪ ይኩን
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 Год назад
Nay bhaki haftey natey 🩵
@seluberhane9701
@seluberhane9701 Год назад
Kale hiwet yesmealna memhrey xegueu yebzhalka fetari
@yohanaaregay3101
@yohanaaregay3101 Год назад
Amen amen amen qal hiwet yesmaelna
@samera7043
@samera7043 Год назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓወና እግዚኣብሔር ፀጋኡ የብዘሐልካ ኣሜን
@ghennetsium3915
@ghennetsium3915 Год назад
ብጣዕሚ ዘሕዝን 🙏🙏 እግዚአቢሄር ይቅረ በለልና በረከት ሐውና ግን ጸጉኡ የብዛሐልካ ።
@tretre-br2fv
@tretre-br2fv Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ወዲ ክቡራት መምህረይ ዘማሪ በረከት ሓወይ እውን እናዘመርካ እና ወደስካ የንብርካ ኣጆኩም ፈተና ዘይብሉ መንፈሳዊ ህይወት የለን 🕊💞😘💞//ክነቅፈካ ያ ዝደለየስ እቲ ማዓር ዒረ እዩ ዝጥዕሞ ይገርም እዩ ግን ኣይገርምን 😥🤔
@user-ge6pt2fr3e
@user-ge6pt2fr3e Год назад
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዋይ ኣነስ ክፈትዎኳ ማዓት ንበረከት ትኩእ እዚኣስ ናይ ቅንእ እያ ዋይ ፅቡቅ ነይሩ ግን ላበለ ዝናገር ሰብ ብጣዓሚ መሕመም እዩ ብዝኮነ ልቦና ይሃበና
@natsnetabraham1663
@natsnetabraham1663 Год назад
ናይ ብሓቂ ዝማራይ ኢዩ በረከት ሓውና,ንባዕሉ ኸ እንታይ እና በለ ይምህር ኣሎ ቅኑዕ ዱዩ ኮምኡ ኢልካ ዶ ትምህርቲ ይምሃር ኢዩ አግዛብሄር ዓይነ ልቦናኻ ይኽፈተልካ ቤተክርስትያን እንታይ ርኢኹም ኣብ ሾሻል መድያ ኢላ ኣይ ትምህርን ኢያ ንዓኣ ዝምልከት እይኮነን ስልጣን ሓወይ አግዚኣብሄር ማኩም ይኹን ንዞም ዝናእሱ ኣስማኣዮም እይትንሓፎም.
@dgyfhj3487
@dgyfhj3487 Год назад
እንካን በሰላም መጣህ ክቡር መምህራችን ቃል ህይወት ያሰማልን ፀጋዉ ያብዛልህ ፊትህን ሁሌ እንደ ፀሐይ ነዉ የምበራ ፈጣሪ ጨምሮ መንፈስ ቅዱሱን ያሳድርልህ❤️‍🔥❤️‍🩹
@astertzeggai1447
@astertzeggai1447 Год назад
በረኸት ቱኩእ ብጣዕሚ ንፉዕ ዘማሪ እዩ እግዝኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ🙏❤🙏❤🙏❤
@FilateyStar
@FilateyStar Год назад
ዊ በስመአብ በቃ ካብ ባሕሪ ሰናይን ጥዑምን ቃልስ ዘይትጠቅብ ጭልፋ ጌጋ ክንኣሪ ንጎይ ምስትውዓል ይሃብ ዘማሪ በረከት ትኹእ ሓውና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሐልኻ ንሕበነልኻ ኢና ዕንቂ ተዋህዶና♥️♥️♥️✝️
@trhasweldab4302
@trhasweldab4302 Год назад
መዘምር በረኸት እግዚአብሄር ጸግኡ የብዝሐልካ ዝሐወይ ስልጣን ሐወይ ካብቶ አለዉና ኢልና ንምክሐልካ ሰባኪ ወንጌል ኢኻ በረኸቱ የብዝሐልካ ንሐዉና ከአ ካብ ጌጋ ትምርቲ እናሃብካ መንእሰያት ተሳድድ ቅኑዕ ትምህርቲ አሕልፍ
@eriadijeganu746
@eriadijeganu746 Год назад
ቃለ ሂወት የስምዓና ብዛዕባ እቲ ንፊሽ ዝበሎ ፊሽ ሓውና ምኩር ጋዘጠኛ ኣብ ኤረ ትቪ ዝሰርሐን እዩ
@filimonyowhannes3935
@filimonyowhannes3935 Год назад
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህር ስልጣን ሓውና ንዘማሪ ንበረኸት ከኣ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓሉ ኣሜን ኣሜን ኣሜን።
@filimonyeabio7565
@filimonyeabio7565 Год назад
Amen Kalehiwet yesmealna Agedasi aresti Egziabher amlak mhretu Yewrdelna eber nay xley Gosgas eyu koynu zsmani Kulu amani kneqhalu zelewo eyu
@ftaw6221
@ftaw6221 Год назад
ስልጣን ሓውና ቃለ ሂወት የስመዓልና 🙏ብምቕጻል ድማ ዝልነቕፍ ዘሎ ኦርተደክስ ዶ ይኾን ማለት ናይ ሰብ ጌጋ ምምሃር ፍቕሪ ቤተክርስትያን ኣግደርድርዎ ተዝኾን ብውሽጥ ምጠየቆ ሓውና በረከት ድማ ቀትጽለሉ 🙏
@kbrasemereab1021
@kbrasemereab1021 Год назад
qal hiwet yesmana kubur hawna memhrnan egzabher amlak xeguaun tbebun yebzhalka fetari 🙏🙏🙏 Ajoka hawna zemari bereket tukue egzabhir xegau tbebun yebzhalka fetari edmen tenan thanks🙏🙏🙏👏👏👏
@yohanahagos7464
@yohanahagos7464 Год назад
Ewayy sultan hawey aqli zeleka aytfred keytfred u mo mhret yhabena fetari kulu af zelewo yzareb koynu 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@filiokubay
@filiokubay Год назад
Amlak balu yeqra yeblelu ezi wedi xelat alwo meslni mes zemare Bereket
@merhawitesfamariam7944
@merhawitesfamariam7944 Год назад
ብሓቂ ናይ በረከት ትኩእ መዛሙር ኣብ መዓልታዊ ሂወትና መንፈስና ክንሕድስ ረዲኡና እዩ እሞ እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሓሉ። ናይ ቅድስት ድንግል ወላዲት ኣምላክ ኣማላችነት ኣይፈለዮ።
@user-og9oz7nc4w
@user-og9oz7nc4w Год назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ
@selihomawet8785
@selihomawet8785 Год назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና ንዘማሪ በረከት ሓዉና ከኣ ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ
@diborates1416
@diborates1416 Год назад
Amlak tsegau yebzhalkum nana ka zsema zestweal ayne lbona yhabena Amen Amen Amen
@feven6307
@feven6307 Год назад
ክንዳኻ ዘይኣኽላስ ብዓካ ይውዕላ ዩ ነገሩ።ቃለ ሂወት የስምዓልነ ስልጣን ሓውና. ሂወት ዝህብ ቃል ገዲፍካስ ሕሜት ኣካዳድና ዶ ኣዛራርባ እንታይ ኢና ክንምሃር ካብዚ ሕሜት ሕስድና? ቅድሚ ንኻልኦት ምፍራድና ነፍስና ንፍረድ ብሚዛን ጥቕሚ ዘይኮነስ ብሕልና። ከም ዘማሪ በረከት ሓውና ዝበሉ ድማ ኣምላኽ የብዝሓልና!
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i Год назад
እንቓዕ እኮ እታ መንግስተ ሰማይሲ ኣብ ኢድ እግዚኣብሄር ኮነት ሰብ ሲ ጌጋና ኣኪቡ ሲኦል ምጠበሰና ኩሉ ፈራዲ ኮይኑ ጌጋ ዝደሊ ጸላኢ ሰናይ ጥራይ እዩ እግዚኣብሄር ስለ ዘይጸባጸብ እንበር መን እዩ ብጽድቁ ዝነብር በረኸት ሓውና ከም ስሙ በረኸት እግዚኣብሄር የፈጽሞ
@user-kv2bh5tn3e
@user-kv2bh5tn3e Год назад
እግዚብሔር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ያብረሀልና 🤲
@abayneshleuk1510
@abayneshleuk1510 Год назад
_ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ልባም ሰብ ሕጂውን በረኸት ሓውና ዘማራይ እዩ ብጣዕሚ ህይወትካ ንኽትቅይር ናብ እግዚአብሔር ዘቕርቡ ጥዑማት መዛሙር እዩ ዘለዎ ጸግኡ የብዝሐሉ ኣነስ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ_
@user-tj5qq5hr3w
@user-tj5qq5hr3w Год назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ በረከት ትኩእ ሕጂ ወን ዘመሪ እዩ ብጣዕሚ ኑፉዕ ናይዞ ከምዚኦም ዝኣምሰሉ ሰባት ግን ብጣዕሚ የሕዙኑ ምሕረት የውርደሎም
@fanielachyo7333
@fanielachyo7333 Год назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna egzabiher
@robieriboy5443
@robieriboy5443 Год назад
Nay zemari Bereket Tkue mezmur eti semie zeyxegbo & mexenanieyey blux mezmur eyu!!! Abey’mo aqmi rekibu mealtawi hadush mezmur entezewxe 🙏
@user-cy4ex7yn6e
@user-cy4ex7yn6e Год назад
እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምካ ይብዛሕ ፍቁር መምህርና እንካዕ ደሓን መፃእካ ቃለ ህይወት የስመዓልና ብር ክትብል ተሓጎስ ❤🌺🌺
@rahelmahari
@rahelmahari Год назад
Egziabiher mhret yigberelu,,, nsikum gn ajokum bertu egziabiher bereketu yebzihalkum.
@michaelsenay1857
@michaelsenay1857 Год назад
ኣቱም ሰባት እዚ ሰብ ዝብልዎስ እንታዩ ዝከውን ዘሎ !!! ዘገርምን ፥ ዘሕዝን ቆሎ ጥጥቆ ዘረባ'ዩ ። ሓቂ ክንዛረብ ዘማሪ በረከት ናይ ዘመና ንጉስ ዳዊት ኢዪ ። ብመዝሙራት በረከት ሓውና ከንደይ ሰባት ካብ ደርፊ ምስማዕ ኣምሊጦም ኢዮም ። ኣነ ባዕለይ ምስክር 'የ ። ስልጣን ሓውና ጸባ ጻዕዳ ስተ ንሓቂ ደው ምባልካ ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕካ ። እግዚኣብሄን ምሕረቱ ይልኣከልና ኣሜን ።
@TEWAHDO_TEWAHDO
@TEWAHDO_TEWAHDO Год назад
ቃል ህይወት የስመዐልና ፅግኡ የብዝሓልካ ስልጣነይ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዘማሪ በረከት👏🥰 አሕዋተይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኩም ክርስቶስ እናበሉ ከስሕትኹም እዮም ተጠንቀቁ ዝብል ሃይለ ቃል አበይ ንረኽቦ ብስም ክርስቶስ መልሱለይ👏
@user-xn7cg5tx9w
@user-xn7cg5tx9w Год назад
ኢየሱስ መሊሱ በሎም ሓደ እኳ ኸየሰሕተኩም ተጠንቀቁ ። አነ ክርሰቶሰ እየ ፣እናበሉ ብዙሓት ብሰመይ ኪመጹ እዮም እሞ ፣ንብዙሓትውን ኬሰሕቱ እዮም ።ወንጌል ማቴዎስ 24~4~5 ንረኽቦ ዝያደይ 👏
@mikalmicheal
@mikalmicheal Год назад
Matewos Wenigel 24:5 ❤️❤️❤️❤️❤️🙏
@eyerusalem7735
@eyerusalem7735 Год назад
ማቴዎስ 24-23-24
@BerieTech
@BerieTech Год назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህረይ መዘምር በረኸት ትኩእ ከኣ ኣጆኻ እግዚኣብሄር ኣብ እምነትካ የጽንዕካ እመብርሃን እውን ወትሩ ኣብ ጎንኻ ትኹን 🙏
@yrgtexf2101
@yrgtexf2101 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ
@slamh2481
@slamh2481 Год назад
ኩቡር መምህረይ ማዓረይ ዘማሪ በረከት ሓውና ሙሉኡ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበለይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ብልፃተይ
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j Год назад
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክቡር መምህረይ ማዓረይ 🥰 ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኣነስ ናይ በረከት ሓውና መዝሙር ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ፀጉኡ የብዘሐሉ ልቦና ድኣ ይዓድለና እምበር እንድዒ ፈረድቲ በዚሕና🥺
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Год назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ስልጣን ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም
@bsrattesfay4167
@bsrattesfay4167 Год назад
ቃለ ሂወት የስምዐልና መምህረይ ስልጣን ዘማሪ በረከተይ ደሞ ናዘመርካ የንብርካ መዝሙርካ ብጣዕሚ እዩ ልብካ ሰይሩ ናብ እግዚኣብሄር ኣምላክ እዩ ዘጠምት ቀፅለሉ ብሩከይ
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Год назад
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና እግዚአብሔር ኣምላኽ መስተዉዓሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና የሕዋተይ ካብዞም ተኻሉ ሰባት ዘስሕቱ ኣምላኽ ይሓልወና ኦርተደክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ፀኒዓ ትንበር 🙏❤️
@zainazaina2750
@zainazaina2750 Год назад
ብሓቂ እንኳዕ ሰላም መፃእካ እግዝኣብሔር ይመስገን እውናት ብሓቂ በረከት ብጣዕሚ እና ንፈትዎ ጸግኡ የብዘሐሉ ስልጣን ሓውና
@user-tf8dn2iw8o
@user-tf8dn2iw8o Год назад
ብሓቂ ስልጣኑየ ፀጉኡ የብዝሓልካ ቃል ህይወት የስምዓልና
@senaitmebrahtom961
@senaitmebrahtom961 Год назад
Aman Aman Aman kale hiwet yesmealna Sultan hawuna 🙏🏾🙏🏾🙏🏾💒♥️
@negyesu1255
@negyesu1255 Год назад
መምህረይ ስልጣን ሓወይ ቃል ህይወት ያስመአልና ኣሜንንንን👏👏✅️✅️✅️
@jftwrwsw5001
@jftwrwsw5001 Год назад
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና ይገርም ዩ ጌጋታት ንምእራይ ስ እግረ እግሩ ምክትታል እሞካኣስ እቲ ጌጋ ዝብሎ ዘሎ ብናቱ ርድኢት ብቻ እግዚአብሔር ለስተውዕል ልቦና ይሃበና ቅኑዕ ኣመለካክታ ንክህልወና እምበር ታይ ንፀውየሎ ዋ
@user-lk5tg9zs5t
@user-lk5tg9zs5t 3 месяца назад
ኣጆካ ሱልጣን አዚኦም ዓይነት ሰባት ብትሕትና ኣቃልዓዮም
@desalemehari6995
@desalemehari6995 Год назад
ፈራዲ እንበር ተፈራዲ ዝበዛሓሉ ዘበን ኣነ ኣነ በቃ ኦ መድሃኔ ኣለም ኣቦይ ብምሕረትካ ጠምተና
@goopmuholli4371
@goopmuholli4371 Год назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ኩብር መምህረይ 👏👏👏
@maden1044
@maden1044 Год назад
ናይ በሓቂ ቃለ ሂወት የስማልና መምህረይ ስልታን
Далее
" ይጋገዩ ኣለዉ ዓገብ በለልና "
23:47
Что не так с воздухом в Корее?
00:45
NOOOOO 😂😂😂
00:15
Просмотров 3,5 млн
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
Просмотров 384 тыс.
እናስሓቕካ ዘብኪ ጉዳይ
21:57
Просмотров 18 тыс.
ዝብልዎ ዘለው ስምዑ
24:05
Просмотров 21 тыс.
Наша телега: krossovki_market
0:26
Просмотров 8 млн
İnside out Balloon game
0:18
Просмотров 14 млн