Тёмный

ሰብ ይትረፍዶ ኣብ እምኒ ኣብ ጽቡቕ ዓራት እኳ ኣናደቀሰ ከዕርፍ ኣይከኣለን እንታይ'ዩ እቲ ምስጢር? እግዚአብሔር ክሕልዎን ብሕይወት ከንብሮን'ዩ መዝ 41፣2 

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Подписаться 136 тыс.
Просмотров 48 тыс.
50% 1

#ጎዶልያስ_ቲዩብ_ኣገዳሲ_መንፈሳዊ_ትምህርቲ
……………...…………......……
share subscribe ብምግባር ቤተ ሰብ ኩኑ።

Опубликовано:

 

13 мар 2020

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 329   
@sedetsdi8113
@sedetsdi8113 4 года назад
600 views 100 ላይክ ይገርም እዩ እዚ ሕዝቢ እዚ ፡ ናይ ኬሮስ ደርፊ ተዝከውን ግን ?? ህዝበይ ሰኣን ኣፍልጥ ይጠፍእ ኣሎ ።
@user-he5yi9bf6i
@user-he5yi9bf6i 4 года назад
ደሓን ሓወይ። እንታይ እሞ ክንገብር።
@tewahdonzelalemxeniatnber8010
@tewahdonzelalemxeniatnber8010 4 года назад
Tkikl beka egziabiher baelu mengedi yeman ymrhana
@mebrhitberhe9816
@mebrhitberhe9816 4 года назад
ይገርም እዩ
@selameyazalkuoamlakiy8787
@selameyazalkuoamlakiy8787 4 года назад
Ya nay behki egzbher ykreta yebblna
@user-bu4ju7xe7o
@user-bu4ju7xe7o 4 года назад
Zelina ekulat ena ajona yehwaty kenmelsom nekil ena befqri
@user-bh2xp1so7j
@user-bh2xp1so7j 4 года назад
ኣቤት ተመስገንካ ኣንታ ኣምላኸይ እቲ ኣብኻ ሓዲሩ ዝምህረናን ዘሎ ክብርን ምስጋናን ኣምልኾን ውዳሴን ነቲ ሰማይን ምድርን ብዘይዓዲ ዘቆመ ኣምላኽናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ምስግና ይብጽሓዮ ቃል ሂወት የስምኣልና ሰማዕቲ ጥራይ ዘይ ኮና ሰሚዕና ተግበርቲ ክንከውን ብጸጉኡ ይደግፈና
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 4 года назад
አሜን አሜን አሜን
@alekrespo4694
@alekrespo4694 4 года назад
amen amen amen
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲
@shewittesfazghi7880
@shewittesfazghi7880 4 года назад
Qale hiwet yesmalna. Haytatna ab qdmi egziabhier knnsah qdus feqad nay egziabhier ykunelna.
@issayasteklay8231
@issayasteklay8231 4 года назад
Amen Amen Amen
@user-mk4qc4cf3s
@user-mk4qc4cf3s 4 года назад
ጽናዕ፡ ትባዕ፡ ኢለዶ ኣይኣዘዝኩኻን፡ እግዚአብሔር አምላኽካ፡ ኣብ እትኸዶ ኩሉ ምሳኻ ኢዩ፡ ኣይትፍራህ ኣይትሸበር ከኣ። --- መጽሓፈ ኢያሱ 1፥9
@zemedateka1919
@zemedateka1919 4 года назад
ብሓቂ ቃቀለ ሂወት የስመአልና ፍቁር ሓዉና አገልግሎትካ ይባረክ ይፈጽመልካ ብሩከይ በእውነት ናትካ መዳባት ከብ ዝካታተል ሕጉስ መንፈስ አሕዲረ አምላክ ንአካ ሰብ አምላክ ገይሩ ዝሓረየልና ክብርን ምስጋናን አምልኾን ውዳሴን ንኡኡ ይኩን እድመን ጥእናን የሃበልና ንአና ዉን ብምሕረቱ ይጠምተና ምስ ይቅርታ ብሩክ ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ አብ አረብ ሃገር ኮይነ እየ አብ ስራሕ ቦታይ ክሰግድ ከለኪ ክላስ አጽየ ይሰግድ ንምብራቅ ገጸይ ይሰግድ እቲ ክላስ ባዶ እዩ ዝኮነ ስእሊ ናይ አምላክ አይብሉን ይስገድ ድዩ ሙስሊም ሰለ ዝኮኑ ስእሊ ናይ አምላክና ክትገብር ጸገም ስለ ዝኮነ ሓወይአብራርሃለይ እባ ዋላ ብጽሑፍ
@godolyastube4733
@godolyastube4733 4 года назад
ይከኣል ኢዩ ክብርቲ ሓፍተይ
@tesfa273
@tesfa273 4 года назад
ይክኣል ዩ ሓፍተይ ናተይ መጽሓፍ ዘይብልኪ ተኾይንኪ ካኣ ኣብ ኣውርዲ ኣብ መጽሓፈ ጸሎት እልኪ ጽሓፊ ኣብ ፕለይ ስቶር ኣትኪ
@user-qu4wc8wh9j
@user-qu4wc8wh9j 4 года назад
Qale hiwet yesmealna Sltuney bhaki ab lbna yehdrelna ንክንሳሕ መንፈስ ቅዱስ ኣይፈለየና ።
@issayasteklay8231
@issayasteklay8231 4 года назад
Amen Amen Amen
@misginaberaki6383
@misginaberaki6383 4 года назад
Amen amen amen
@teheshhayleslase7419
@teheshhayleslase7419 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 4 года назад
ጀግና ወዲ ተዋህዶ ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ስልጣን ሓወይ ዓስብኻ ካብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ርኽቦ
@user-yu1hw3jw6g
@user-yu1hw3jw6g 3 года назад
*_አሜን አሜን አሜን ቃለሂይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣባኻ ሓዲሩ ዝምሃረና ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝኸበረን ዝተመስገነን ኣሜን ፫_*
@user-dt1yh3lc6k
@user-dt1yh3lc6k 4 года назад
*ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር ሓውና ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዘሐልካ ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ነዚ ትምህርቲ እዚ ብምርካብና እግዚአብሔር ኣምላክ ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን ,ንሃገርና ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምኡ ድማ ንመላእ ዓለም ካብዚ ወሪዱ ዘሎ ሕማም እግዚአብሔር ይሰውረና ,ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሕዋተይ ኣኣብ ዘለኹምዎ ሰላምን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጣሪ ኣሕዋተይ ንሓውና ክኣ ደጊመ ቃለ ህይወት የስመዓና ብጸጋ ብጥዕና ይሓልወና ኣምላክ 🙏🙏🙏🙏
@salamasefa3777
@salamasefa3777 2 года назад
አሜን አሜን አሜን 🤲
@ermiastsegay5235
@ermiastsegay5235 4 года назад
እግዛብሀር ኣምልኽ በረከቱ የብዝሓልካ ሰለ አቲ ቃል ህወት ዘስማዕካና።ምስትውዓል ሊቦና ይሃብና ፈጣሪ።ኣሜን(3)!!!
@user-jw9tk6mh8q
@user-jw9tk6mh8q 2 года назад
በሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልካ ክቡር መምህረይ ጸጉኡ ያብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ💞💞💞✝️
@angesetrussom3870
@angesetrussom3870 4 года назад
Amen Amen Amen kali hwet yesmalna hawna egzabheir amlak xegu bereketun yebzhalka amen!!!
@user-pw1jt6mr5g
@user-pw1jt6mr5g 4 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና በእውነት ብጣዓሚ ደስ ዘብል ት/ቲ እዩ ክብር ሓውና ሰልጣን ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርከልካ
@desalemebrhatu6163
@desalemebrhatu6163 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂዉት የሰመዓልና
@ahmedtom5330
@ahmedtom5330 4 года назад
Diyakon hawey anes hantimalti nezi lbka zerge menfesawi tmrti bakal kkafel nay maltawi xolotey eyu hademalti kabzikudus menfesawi tmrti tekafalitkkewn kubur diyakon hawey kalhiwet yesmala xegueu yebzhalka egzabiher amen
@lechmabrah7439
@lechmabrah7439 4 года назад
በሓቂ በሓቂ ቃለሂይወት ይስማዓልና ጸጉኡ ይብዛሕልካ ክብር ሓዉና አሜን አሜን አሜን 🙏
@AhmedHassan-mj6gn
@AhmedHassan-mj6gn 4 года назад
Amen Amen Amen 💖 💖 💖 🌷 🌷🌷🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼
@user-vd4gl3vy2e
@user-vd4gl3vy2e 4 года назад
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክቡር ሓዉና ተመስገን አምላከይ
@anditbraun7550
@anditbraun7550 4 года назад
Kal hiwet yesmealna kubur hawna ezgabiher amlak xegu yebzhalka Amen Amen Amen
@user-gy2uk5vn1u
@user-gy2uk5vn1u 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ናይ ባሓቂ ኣእምሮ ዘሐድስ ትምህርት እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላም ፍቅር ይቅርታኡ ይላኣኸልና 🙏🙏🙏💜💜💜💜💚💚💚 ዘመን ኣገልግሎትኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርኸልኻ 💜💚😘😘😘😘😘😘😘😘
@hintsawelday2438
@hintsawelday2438 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ዲያቆን ስልጣን ሓውና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ናዓና ክሕሸና
@user-cx4gy6gy9c
@user-cx4gy6gy9c 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡን በረክትን የብዝሕልካ ናዓና ውን ነብ ንሳሐ የብቀዕና አሜን
@senaitkiflay7390
@senaitkiflay7390 4 года назад
ኣሰይይይ ሂወት ዝህብ ትምህርቲ ካለ ሂወት የስመኣልና ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርክ ኣምላክ ኣባዊነ
@mahderemesfun5039
@mahderemesfun5039 4 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና። እግዚኣብሄር መዓቱ የቁርረልና። ካብ ሕማመ ነፍሰ ስጋ ይሰውረና።
@asmeromyeman8561
@asmeromyeman8561 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመኣልና ቡሩኹ ሓዉና ካብ ኩፉእ ዘበለ ኩሉ እግዚኣብሔር የሓልወና
@user-fm5hm3sg3i
@user-fm5hm3sg3i 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂይወት ያስመዐልና ክቡር ሓዉናን መምህርናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu 2 года назад
ሰልጣነይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ሃይማኖትካ የፅንዕካ ብንእስተኑ ዓቢ ሰብ
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ቃል ህይወት ይስመዐልና ክብሩ ሓዉና ኣምላክ ይባርካ🙏🙏🙏
@temesgenamlakei7281
@temesgenamlakei7281 4 года назад
Amen Amen kale hiwet ismealna
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 Год назад
ኣሜን.ኣሜን ኣሜን ቃል. ህይወት የስመዐልና.ስልጣን. ሓወይ ዕድመን.ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ
@asugalltigray5130
@asugalltigray5130 4 года назад
በእውነት ቃለ ህይወት ይሰመዐልና ክቡር ሓው ፀግኡ የብዝሓልካ
@user-ir9pb5im4h
@user-ir9pb5im4h 4 года назад
ቃለ ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ አብ ርእሰፀጋ ይዓደለካ። ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ ይባራከ ሓዉና ድያቆን ሰልጣን ዕድመን ጥዕናን ይሃባካ።
@teklezghiweldie1229
@teklezghiweldie1229 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaelna Sltan hawey amlak bmhretu ytemtena ⛪💒⛪🙏🙏🙏
@manunited677
@manunited677 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏
@user-mk4qc4cf3s
@user-mk4qc4cf3s 4 года назад
ስም እግዚአብሔር አምላክና ዝተመስገንን ዝኸበረን ይኹን፡ እዋይ እዚ ሕማም እዚ ደኣ ከም ሓጥያትናንን ኣበሳናን እንዳወሓደና እኳ። ክንደይ ከመይ ዲና ንኸውን ዘለና መብዛሕትና እኮ ማዕተብ መስቀል የብልናን ኣብዚ ግዜዚ። ሓጥያትና ኣበሳና ከይረኣየ ግን ክንድዚ ዘመናት ኣመጸኣና፡ ለውሃቱ፡ ሓልየቱን ምሕረቱን ብዙሕ እዩ፡ ንሽኮሞ መሲልና እምበር ኣይ መስቀልና እንድዩ ዝስከመና፡ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ባዕሉ እንታይ ይሰኣኖ።
@user-sb6cl4ie3r
@user-sb6cl4ie3r 4 года назад
ብሓቂ ፀግኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓውና ኣነስ ብሓጥያተይ እየ ዝፈርህ እምበር ብሕማም ኮሬና ባይረስ ኣይፈርህን እዙይ እኮ ብሓጥያተይ እዩ ዝመፅእ ዘሎ ግን ሕማምስ ብፀሎት እዩ ዝስዓር
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@luwamgrmay748
@luwamgrmay748 4 года назад
Buburn nfueun daqon hawey egzeabiher msaka ykun qale hiwet yesmealna🙏🙏🙏
@sohidbd1234
@sohidbd1234 2 года назад
Qale hiwet yesmealna kubur hawina tsegau yebziheliha AMEN AMEN AMEN 🙏 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@salamaaz2387
@salamaaz2387 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ጥበቡን ምስጥሩን ወስኹ ይግለጠልካ እግዚአብሔር አምላክ ስልጣነ ሓውና 👏
@user-ed7js4ev5f
@user-ed7js4ev5f 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስመዐልና🙏🙏🙏
@user-gp7yk6il5u
@user-gp7yk6il5u 2 года назад
ናይ ባሓቂ ቃለሂውት ይስመዐልና ፀጉኡበርክቱ ይበዘሓለካ ስልጣነይ ሓወይ እግዚኡብሄሔሬ ኣምላኬይ❤❤❤👏👏👏🍀🍀🍀🍀☘️☘️☘️☘️☘️🌿🌿🌿
@yt5btkklaalekizhafteycgvhh110
@yt5btkklaalekizhafteycgvhh110 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይሰመዕልና ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕና ይሃበልና ፈጣሪ🙏🙏🙏 ለዚ ዝሰመዕ ልቦና ይሃበና ኣምላክ 🙏🙏🙏
@asteraster1838
@asteraster1838 4 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ahmedtom5330
@ahmedtom5330 4 года назад
Amen Amen Kal hiwet yesmala kubur diyakon hwna
@user-gi8ms8uv9j
@user-gi8ms8uv9j 4 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀግኡ ።የብዝሐልካ ክቡር ሓውና
@temesgnamelakeaa826
@temesgnamelakeaa826 4 года назад
Amen amen amen hawey naka zeweldet ade amelak zemerqa kmaka zebele yebzhayo hawey
@user-rf6cn3nz1z
@user-rf6cn3nz1z 3 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏
@tesfaldet7476
@tesfaldet7476 4 года назад
ኣሜን ኣሜንን ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና መ/ር ስልጣን ሓውና። እግዚኣብሄር ናይ ኣጎልሁሎትካን ዘመንካን ይባርኽ ይቐድስን፥ ንዓና ድማ ንዝሰማዕናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ ኣሜንንን።
@nardosnardos4332
@nardosnardos4332 4 года назад
አሜኔ አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓዉና
@artflow216
@artflow216 4 года назад
ቃለ።ህይወት።የሰምዓልና።ሰልጣና።ሕወና።አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲
@fjru1722
@fjru1722 4 года назад
ቃለ ሂወት የስማልና ሓውና ስልጣን ፀግኡ የብዛሓልካ
@tesfomberhe5329
@tesfomberhe5329 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓላእግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@erinatey2165
@erinatey2165 4 года назад
Qale hiwet yesmealna, memelisu tsegue yebzshalka fetari kilu alem🙏
@ksanetkflehaile7259
@ksanetkflehaile7259 4 года назад
Amen amen Amen qale hiwet yesmealna egziabiher amlak xegu yebzhalka
@user-ew6sx7bw8q
@user-ew6sx7bw8q 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ይሰመዐልና
@selam8175
@selam8175 2 года назад
ስልጣን ሓወይ ፀግኡ ይብዘሐልካ
@habtomgirmay2892
@habtomgirmay2892 4 года назад
Amen amen amen kale Hiwet yesmealna agziabiher semati zeykones tegberti nknkewn agziabiher yhagzena sdetna kea yehxrelna
@salamasefa3777
@salamasefa3777 2 года назад
ነይ ብሓቃ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ጸጋ አብ ልዕል ጸጋ ያብዘሐልካ መምህርና እሕና ካዓ ሰምዕና 30 60 10 ፍሬ ክናፍሬ አምላክና ኢየሱስ ክርስቶስ ፍቃዱ ይኹን አሜን ፫🤲
@salamasefa3777
@salamasefa3777 2 года назад
100
@dkdaniel9703
@dkdaniel9703 2 года назад
ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏ኣሜን 🙏ቓለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና.
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Год назад
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዓልና መምህረይ ናይ ስደትና ናይ ጭንቀትና ፈውሲ ኢካ እሞ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዛሓልካ 🤲🤲🤲
@gugg4495
@gugg4495 Год назад
ኣሜን(3)ኣሜን🤲🤲🤲🙏🙏🙏
@berhaneteklehaymanot5721
@berhaneteklehaymanot5721 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዝኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣግልግሎት ዕድሜኩም ይባርከልኩም ይቅድሰልኩም ናይ ብሓቂ ሰናይ ነገር ክንገብር እግዝኣቢሄር ኣምላክ ብጸግኡ ይደግፈና
@thomasaraya6691
@thomasaraya6691 4 года назад
AMEN ( 3 ) Qal Hiwet Yesmealna Amelak Msaka Ykun Edmen Tenan Yhabka❣💒❣💒❣💒🙏🙏🙏👏👏👏
@saradesign9507
@saradesign9507 4 года назад
ቃለ ሕወት የስምኦልና🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@brhanakiflay782
@brhanakiflay782 4 года назад
Eigzabher xegeu ybzhalka kale hiwet ysmalna ☝️☝️☝️
@user-hj5ol7lk4i
@user-hj5ol7lk4i 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣጆካ መምህር ሓወይ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመን ይባርኽ ኣምላኽና ፡ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣሜን
@kbretkbretkbretkbret4417
@kbretkbretkbretkbret4417 4 года назад
ዝሓቂ ቃል ህወይት ይሰመዐልና ክቡር ሓውናን
@tesfamaryammhretab4250
@tesfamaryammhretab4250 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና መም ሰልጠና ሓውና ኣምላክ ድርብ ጸጋ ይብዝሓልም
@user-qe6ub1wt4i
@user-qe6ub1wt4i 4 года назад
Qale hiwet yesmahalna kubur Haw 👏👍🏻👏👍🏻🙏🤝
@abrahamgebremedhin9328
@abrahamgebremedhin9328 4 года назад
ኣሜን (3)ቃል ሂወት የስመዐልና ተባረክ በዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ኣምልኮን ውዳሴ ነኣምላክ ይኩን ሎምን ኩሉሳዕን
@haninatu1310
@haninatu1310 4 года назад
Tebarek Sultan hawna🙏🙏🙏
@ghebrehiwetbekuretsion8560
@ghebrehiwetbekuretsion8560 4 года назад
ጸግኡ የብዝሓልካ ኽቡር ሓዉና ቃለ ሂወት የስምዓልና
@fhjyfgjy2115
@fhjyfgjy2115 4 года назад
ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጋ እግዚአብሔር ኣምላክ የብዘሐልካ ክብር ሓውና
@ellentube4803
@ellentube4803 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣኸልና።
@hyatemdhmed2926
@hyatemdhmed2926 4 года назад
ክብርን ምስጋና ንልዑል አምላክና ቃል ህይወት የስመዓና በእውነት ቡዙሕ እናተምሃርና ኢና ክቡር ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ።
@yohans3237
@yohans3237 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና
@user-jb9zi5zy4t
@user-jb9zi5zy4t 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ✝️⛪️❤🤲✅
@rutatesfaalem7536
@rutatesfaalem7536 2 года назад
Qale hiwet yesmalna Amen
@jdjdjhshhsh9021
@jdjdjhshhsh9021 4 года назад
ቃለ ሂወት የስመእልና ኩቡር ሓውና ኣምላክ ጽግኡ የብዛሓልካ ኣሜንንንንን
@meronmeron2649
@meronmeron2649 4 года назад
Kale hiwet yesmealna kubur haw egziabiher nay agolgulot zemenka ybark
@user-he5yi9bf6i
@user-he5yi9bf6i 4 года назад
ኣቤት ቃል ናይ በሓቂ ።ቃለ ሂወት የስመዓልና ።ሓውና ኣምላክ ጸጋ የብዘሓልካ በል እስከ ።ንንስሓ ክንበቅዕ ኣምላኽ ይደግፈና።
@ngstngstaby6173
@ngstngstaby6173 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና
@SalamSalam-ru6wv
@SalamSalam-ru6wv 4 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ሓውና ስልጣን ብጣዕሚ ዘዐግብ ትምህርቲ እዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይበረክ
@mohamaddalel2497
@mohamaddalel2497 2 года назад
Egzabhir amleka nhuka zhuban
@mohamaddalel2497
@mohamaddalel2497 2 года назад
Ezagbahar Amleka nhuaka z
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 года назад
ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንፉዕ መምህር ቃለሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏
@SamA-xl2qx
@SamA-xl2qx 4 года назад
በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ፀግኡ ኣብዝሑ ይዓድልካ አሜን
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 4 года назад
brukey kemey kenika dehayka aytfa Egzabher edmen tenan yhabka AMEN (3) kale hiwot yesmeka..AMEN (3)
@tigraweytieyegalzomjeganuz676
@tigraweytieyegalzomjeganuz676 4 года назад
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Qalehiwet yasemaln Wedmacn xegawu yabzalk
@user-xv8bc4lb5r
@user-xv8bc4lb5r 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣምላኽ ፀግኡ የብዝሓልካ
@binamkidane472
@binamkidane472 4 года назад
ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማልን ወንድማችን ።ብምቅጻል እንታይ ክብለኩም ደልየ ደቂ ኣነስትዮ እንጥቀሞ ደኩረሽን በዘይ ፍላጥ ቡዝሕ ግዜ ኢና ንጥቀም ሰለዚ ክቡር ሓወይ ብዛዕና እዛ ዝብለካ ዘለኩ ኣስፍሕ ኣቢልካ እንተ ትምህረና ጽቡቅ ነኢሩ ። ብዛዕባ ደርፊ ክኣ ሰለ እትህበና ትምህርት ኣምላክ ጸጉ የብዛላችው ኣሜን ❤️🙏
@adiamemaha8704
@adiamemaha8704 4 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaalena
@frtunagebreyohanns8750
@frtunagebreyohanns8750 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ሓወይ ናተይ ። ንንስሓ ትበቅዕ ነፍሲ ይሃበና
@orthodoxtewahedoyoutube4629
@orthodoxtewahedoyoutube4629 4 года назад
ቃለሕይወት ያሰማልን ወንድማችን በጸጋ ላይ ጸጋ ይጨምርልህ አምላከ ቅዱሳን
@meharitteklay8715
@meharitteklay8715 4 года назад
Amen Amen Amen kalhiwet yesmalna
@fyoritekileab9850
@fyoritekileab9850 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃልሂወት የስመዓልና ሓውነን መምህርናን ስልጣን እዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋካ የብዝሐልካ ቆንጆየ
@user-if9uk1dx3z
@user-if9uk1dx3z 4 года назад
ተመሰገን ኣምላኬ ፀግኡ የብዝሐልካ ቃለህይወት ቀስምዐልና ክቡር ሓዉና መስተዉዐሊ ልቦና ይዓድለና ስለ ቃሉልኡል ባህረ እግዚኣብሔር ኣምላክና ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሜን ፫
@elu2577
@elu2577 4 года назад
amen amen amen kal hiwet yesmalina
@Kahsay068
@Kahsay068 4 года назад
amen amen amen qal melakety yesemalena 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tsegayhaiysh9086
@tsegayhaiysh9086 4 года назад
ኣመን ኣመን ኣመን መምህር ሰልጠነ ሓወይ ቃለ ሂወት የስማዓልና
@helumengs8931
@helumengs8931 4 года назад
Aseyyy egziabher ymesgen kebzi kudus qalu nksma zfkdely. Egziabher amlak xgu yebzhelka 🙇♥💒
@sabiyahavg4985
@sabiyahavg4985 4 года назад
ቃለህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
@wedebmichael146
@wedebmichael146 4 года назад
Amen amen amen qal hiwet yesmealna
@sofiafitwi
@sofiafitwi 4 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmaelna kbur hwuna dma egzaebher nay aegelglot zemenka ybarkelka aeb lbna yhdro fetari zahewey
@user-my2qh1rh4z
@user-my2qh1rh4z 4 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና 30 60 100 ፍረ ክንፈሪ አምላክ ፍቃዱ ይኩን
@user-bc6bq3ry7m
@user-bc6bq3ry7m 3 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐና
@salam2274
@salam2274 3 года назад
ቃል ህይወት ያስመዐልና ስልጣኑ ሓውና ፀጋኡ የብዘሐለካ አሜን/ ፫/
@habtegargishmehari5178
@habtegargishmehari5178 4 года назад
Amen amen amen qalahiwat yasmialna nay bihaqi dase zibil kb miar zitiem timhirti
@ye-q-yiorgis23-lij
@ye-q-yiorgis23-lij 4 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna 💒⛪💒⛪⛪⛪⛪⛪💒⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪
@ajmalaj2125
@ajmalaj2125 4 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስም እ/ሄር ዝተባረከን ዝተቀደሰን ይኩን ክቡር ሓውና እ/ሄር ኣምላክ ፀግእን በረከቱን የብዘሐልካ
Далее
2DROTS vs WYLSACOM! КУБОК ФИФЕРОВ 1 ТУР
07:25
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Просмотров 1,4 млн
ነገረ ማርያም 1ይ ክፋል
45:42
Просмотров 16 тыс.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Просмотров 1,1 млн