Тёмный

ሰነዳት መዘክር ኣባዲ ዘሞ ክፋል 1 "ንምንታይ ከይተዳለኹም ናብዚ የእቲኹምና? 

Axumawian Media Network
Подписаться 37 тыс.
Просмотров 8 тыс.
50% 1

#tigraybwne
Donate- donorbox.org/a...
To be a member- / axumawia
Axumawian Media Network disseminates information and educates people about an African nation called Tigray, its history, politics socioeconomic situation, and the genesis and development of the current genocidal war. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
RU-vid, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawian...

Опубликовано:

 

30 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 47   
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 11 месяцев назад
በይዛኩም ቀፅልሉ፤ህዝቢ ትግራይ እዞም ለይረብሑ ሰባት ናብ ሓዊ ደእተይዎ ሰባት ክፈልጦም ይግባእ።
@DailySport_ዕለታዊስፓርት
@DailySport_ዕለታዊስፓርት 11 месяцев назад
ቀጽሉሉ ኣሕዋት! ምኽንያት ሕስረትን ውርደትን ጅግና ህዝቢ ትግራይ ፣ ሸዋዊ ጉጅለ ህወሓት እዩ ። ጉጅለ ኣለም ፈትለ መንጃር ደብረጽንተት እዩ። ትግራይ ህዝባዊ ስርዓት ትጠልብ ያ ። ህዝባዊ ስርዓት ሰባት ብመጠን ናይ ውድብ ውግንና ዘይኮነስ ብ መሰረት ጻዕሮምን ፍልጠቶምን ሃፍቲ ዝረኽብሉ እዩ ።
@English4AmharicSpeakers
@English4AmharicSpeakers 11 месяцев назад
Tplf has a lot of hidden shame which cost the people Tigray everything.
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 11 месяцев назад
የቐንየልና ኣኩሱማዊያን ሚድያ ከምዚ ዝመሰለ ብዝርዝር መረዳእታ ፁቡቕ እዩ::
@tsigetefera7656
@tsigetefera7656 11 месяцев назад
ዝኾነስ ኾነዋ ንቅድሚት እታይትኹን 😭😭😭💔💔💔
@DawitBisrat-xh7eq
@DawitBisrat-xh7eq 11 месяцев назад
ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ሓቂ ምውፃእ...ሰሚዖም እንተተምሂሮምሉ ሐዚ ውን ግዜ ኣይምረፈዶምን...ዝነብዐ ህዝቢ ንምክሓስ ይብል
@pj6930
@pj6930 11 месяцев назад
ግደይ የቐኒየልና ዛሓወይ ስራሕ ኾይና ለየንበብክወ ላፀገመና umd ኽትዛተይሉ ይሰምዕ ኔር ማኣዘ እየ ለንብቦ ይብል ኔር❤
@solomontsegay6647
@solomontsegay6647 11 месяцев назад
"ንምታይ ኩናት መሪጽኩም" ዝብል ርዕሲ ተዝኮን ምገለጾ ይብል ምክንያቱ ዝተዳለወ ግድን ስለዘይዕወት
@haftomgebrehiwet1978
@haftomgebrehiwet1978 11 месяцев назад
የቀንየልና መዘክር ጀግና ቀፅለሉ እዞም ጠላማት ኣቃልዓዮም ደኣ ብህረፍ ስልጣን ህዝቦም ዝጠለሙ ረሳሓት።
@eliastesfahun9071
@eliastesfahun9071 11 месяцев назад
ቀፅልሉ እቲ ደቂሱ ቁስሉ ዝረስዐ ኸብዳም ኩሉ ብኸምዚ ኢኹም ክተንቅሕዎ እትኽእሉ።
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 11 месяцев назад
ሕድ ሕድ ተጋሩ ቅድሚ ፍርዲ ምሀብና ብተደጋጋሚ ዓርስና ኽንሐቶ ዘለና ሕቶ? ትግራይ ነቲ ብ ሸውዓተ ሀገራት ሕድሕድ ዝተጠናገገ ብናይ ጂኦ-ፖለቲካውን ዓለም ለኻውን ብረብሓ፣ ብናይ ጸላእየይ ጸላኢ ፈታውየይ፣ ዝአመሰለ ኡኩብ ወታደራዊ ፖለቲካዊ ዲፕሎማሲያዊ ዓቕሚ፣ መስቲ አብ 27 ዓመታት አብ ውሽጢ ሕዋሐት ተፈጢሩ ኸቑስላ ዝጸነሐ ናይ ሊሂቃናታ ቁሩቁስ ፖለቲካን ረብሓን ተደሚሩ ብኹሉ ሸነኽ ኸቢቡ ዘንጸላልዋ ጸሊም ናይ ሞት ድነ ንምብዳህ ዝነበራ መማረጺ እንታይ እዩ? 1ይ. ከይተወላወልካ፣ ህዝቢ ከይተወደአ እሺ ጎይታይ ኢልካ ኢድካ ምሀብ፣ ንጉስ አብይ ንጉስ ኢሰያስ፣ ሊሂቃን አምሓራ፣ አመሪካ፣ ዓረብ ሀገራት ኩሎም ጎይቶትካ ምኻኖም አሚንካ ጉምብሕ ጥልዕ እንዳ በልካ ዝበሉኻ ኾይንካ ምንባር። 2ይ. ነታ ዝነበረትካ ንእሽቶ ናይ ትግራይ ወታደራዊ ዓቕሚ ናይ ሐሶት ፕሮፖጋንዳ ብምውሳኽ አግዚፍካ ብምቕራብ ናይቲ ዝመጽእ ዘሎ ሐደጋ ንህዝብኻ ብምንጋር ንህዝብኻ አብ ጎኒ መኸተ ደው ንኽብልን ህዝባዊ ቓልሲ ንኽጏሀሀር ምግባር። ብወገነይ ካብዘን ኽልተ መማረጺ ወጻኢ ዝነበረ አይመስለንን። ንምንታይ ኸይተዳለና ንእትብል ሕቶ መጀመርታ እታ ሕቶ ንባዕላ ኽትሕተት አለዋ። መዓስ? ትግራይ ወታደራዊ ዓቕሚ ሀኒጻ ምድላው ኽትገብር ዝነበረ መዓስ እዋን እዩ። 1ይ. ተጋደልቲ ሕወሐት አዲስ አበባ አብ ዝተቖጻጸርሉ እዋን ቅድሚ 30 ዓመታት ድዩ? 2ይ. አብ ኢትዮ-ኤርትራ ውግእ ግዜ ድዩ? 3ይ. ድሕሪ ውግእ ኢትዮ-ኤርትራ ጠቅላይ ሚኒስትር መለስ ዜናዊ ንብዝሕ ዝበለ ዓመታት አብ ስልጣን አብ ዝነበርሉ ብፍላይ ድማ ትግሬ ወደ መቀሌ ንብረቱ ወደ ቀበሌ አብ ዝበሀለሉ እዋን ድዩ? 4ይ. ድሕሪ ሞት ጠቅላይ ሚኒስትር መለስ ዜናዊ ድዩ? 5ይ. ቃልሲ ቄሮ አብ ዝተጏሀሀረሉ እዋን ድዩ? 6ይ. .አብይ አሕመድ ንጉስ ኢትዮጵያ ኾይኑ አብ ዝተሾመሉ፣ ሕወሐት ናብ ትግራ ጠቕሊላ አብ ዝጋዓዘትሉ ፣ መገዲ አብ አምሓራ አብ ዝተዓጸወሉ፣ ተጋሩ ካብ ጎንደር ተጨፍጪፎም ናብ ትግራይ አብ ዝባረርሉ ኢሰያስ Game Over አብ ዝብለሉ እዋን ድዩ? መዓስ እዩ ነይሩ ትግራይ ናይ ባዕላ ወታደራዊ ዓቕሚ ሀኒጻ ምድላው ኽትገብር ዝነበረትሉ እዋን? ብሱሩ ኸ አብዞም ኩሎም እዋናት ይከአል ዶ ነይሩ? ሕዚ ኸ ትግራይ ንዝኾነ ኽመጻ ንዝኽእል እኹል ወታደራዊ ዓቕሚ አለዋዶ? ድልውቲ ድያ? እዞም ኩሎም ሕቶታት ሕድሕድና ንሕልናና ኽንሐቶም ዝግባእ ሕቶታት እዮም።
@abrahaleytewelde9290
@abrahaleytewelde9290 11 месяцев назад
ፅቡቅ!
@yosiefyohannes883
@yosiefyohannes883 11 месяцев назад
good reader . I appreciate !
@danidannnnnnnnn
@danidannnnnnnnn 11 месяцев назад
ካልኣይ ክፋል እናተፀበና ኢና ኮይኑ ግና ንመዘክር ኣባዲ ከየድነቅኩ ክሓልፍ ኣይደልን ቀፅለሉ ኣጆኻ ክብል ይፈቱ💛❤️
@nebyu2692
@nebyu2692 11 месяцев назад
Well done Axumawian and shout-out to Tegadalay Mezeker.
@TOGOGAMEDIA
@TOGOGAMEDIA 11 месяцев назад
ትግራይ መሓሙቕ ዝኣተወት በኣባይ ወልዱን ኣባዲ ዘሞን ምዃኑ ረሲዑስ ብዛዕባ ሕዚ!!! ሓሰውቲ!
@DawitCoach
@DawitCoach 11 месяцев назад
እሳቶምስ ኣባላት ህወሓት እንድዮም።ካብ ውልቀ ሰባት ኣብቲ ስርዓት ነተኩር።
@mesayhailu6989
@mesayhailu6989 11 месяцев назад
Good job
@hailebelay4155
@hailebelay4155 11 месяцев назад
How soon can we listen the 2nd part. People are waiting.
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 11 месяцев назад
እቲ ኣብ ጥራሕ ኢድካ ዝተኣተወ መሰክሒ ኩናት ቀንዲ ወጣኒኡ ስብሓት ነጋን እቶም ካብ አዲስ አበባ ዝወሰዶም ጀነራላትን እዮም:: እቶም ጀነራላት ኣለና ንሕና ዘይነፍርሶ ጎቦ የለን ኢሎም እቶም ጀነራላት ነቶም ሲቭላትን ካድረታትን ህዝብን እንተዘየታልሉዎ እኮ ከምኡ ዶ ምኾነ ኔሩ ኢልካ ክሕተት ዝግበኦ እዩ:: እቶም ሲቭላት ካድረ ኣቱም ሰብ ናብ ኩናት እንተኣቲና ክንጠፍእ ኢና ከይተጥፍኡና እናበሉ ነቶም ቁንጮ ጀነራላት ስግኣቶም እንትገልፁሎም ናይቶም ጀነራላት መልሲ ሱቕ በሉ መጀመርያ ንሰሜን እዚ ከም ኣብ ፀሓይ ዘቐመጥካዮ ጠስሚ ኣብ ሓፂር ጊዜ ኣምክኽ ክነብሎ ኢና ድሕሪኡ ዘሎ ስራሕ ድማ ቀሊል ክንገብሮ ኢና እናበሉ ኣፍ ሰኸፈተኦም ዝገልፁ ይዓብሱዎም እዮም ኔሮም:: ንሰሜን እዚውን ዝበዝሕ ሓይሉ ሒዙ ናብ ኤርትራ ክወፅእ ካብ ምግባር እትሓልፍ ስራሕ ኣይነበረትን ግን ድሕሪኡውን ኣይተምሃሩን:: መቐለውን ኣብ ትሕቲ 3 ሰሙን ለቒቖምዋ ኣብዙይውን ኣይተምሃሩን ንመቐለ ተመሊሶም ብናይ ባዕሎም ጉብዝና ጥራሕ ዝሰዓሩ መሲሉዎም ናይቶም ዝዋግኡዎም ዘለው ክፅግኑዎ ዝኽእሉ ድኽመታት ብፅሒቱ ኣይንሪኦን ኢሎም ብስትራተጂካዊ ዘይኮነስ ብስልታዊ ዓወት ጠቕሊሎም ዓዊሮም ሰኺሮም ደው ኢሎም ምሕሳብ ኣብዩዎም ንዝጠፍአን ክጠፍእ ዝኽእል ሂወትን ደንታ ቢስ ኮይኖም ኣብዚውን ደው ኢሎም ምሕሳብ ገዲፎም ንማእኸል ሃገር ንበጌምድር ንቖላታት ዓፋር ሰሜን ሽዋን ሃኒኖም መንእሰይ ፈኒዮምዎ ኣብ ዘይፈልጦ ዘየሰተንተኖ መሬትን በበይ ይፈሶ ከምዘሎ ዘይግንዘቦ ሓዊ ክቃፀል ጌሮምዎ ከይዶም ከይዶም ብዓይኒ ዕሙተይ መንእሰይ ምሰርገፉዎ ገዲፎምዎ ሃዲሞም መቐለኦም ኣትዮም ሀዚውን ኣይተምሃሩን ተንጠባጢቡ ዝተመለሰንተሪፉ ዝነበረ መንእሰይን ብሓይሊ ገፊፎም ኣሰሊፎም ንቑልቁል ኣፉ ንምዕራብ ትግራይ ዓፅምን ስጋን ሒዙ ምስ ሓፃዊን ክገጥም ጌሮም ክበርስ ክሃልቕ ጌሮምዎ ስጋን ዓፅምን ሒዙ ብዓረራትን ሓፃዊንን ካብ ኣድያቦ ምዕራብ ትግራይ ክሳብ ሓውዜን ጥቓ መቐለ ኣቕጥቂጦምዎ መቐለ ተሪፋቶም ንኽሕደጉ ናይ 2-3 ማዓልቲ ዝተረፋ ኾይና ኣብዚኣ እታ ጉዳይ ናብ ባዕሎም ኮይና ንዓለም ማሕበረሰብ ደው ኣብሉልና ኢሎም ኣእውዮም ዝደፍኡ ዝነበሩ ሓይልታት ዓለም ደው በሉ ደው ኣብሉልና ኢሎምዮም ኢሉ ፀቕጢ ጌሩ:: ጉያ ናብ ፕሪቶርያ ኾይኑ ዝቐረበ ዶክመንት ተፈሪሙ መፈራረምቲ ናብ ተግባር እንተይኣተው ወዲ ረዳ ኣይንደልየኩምን ኢሉዎም መስደመም መደራደሪ እቲ ንደልየካ ኢና ክብሎ ዝግባእ ኣይተድልየንን ባዕለይ ክውድእ እየ እንትብል ናይ መጀመርያ ሪከርድ ኣብ ናይ ዓለምና ናይ ግጭት ምፍታሕ ታሪኽ: ጀነራላት ዝበሃሉ ዘይ ጀነራላት ንምንታይ ከመይ ኢሉ ገና ናብ ተግባር እንተይኣተና ብኸመይ ኣይንደልየኩምን ንብሎም ዘይበሉሉ ጥራሕ ዘይኮነስ ተሸሊምና ንሰንዮም ዝበሉሉ::ድሕሪኡ ህዝቢ ኣብ ፀገም ተደርቢዪ ተሪፊ ዋጋ ምኽፋል ቀፂሉ........በሉ ነቶም ኣይንደልየኩምን ኢልኩም ዘባረርኩምዎም መደራደርቲ ህዝቢ ንቕድሚት ክመፅእ ጌርኩም ሓሳቡ ፀገሙ ዓው ኢሉ ዝገልፀሉ ኩነታት ኣመቻችውሉ እንተተብሃሉ ፀማም እዝኒ ምሃብ መሪፆም:: ሓቆም ድማ እዚኦም ብወንጀል እንተነኣሰ ተጠርጠርቲ ክኾኑ እናተገበኦ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ትግራዋይ እናንጨብጨበ ምርሑና ብዘይ ዛኣኹም ወጊሓ ኣይትምሰ እናበሎም ደኣ እንታይ ክገብሩ:: ወላ ኹሉ ትግራዋይ ዝበሃል ከም ሓዱሽ መርዓዊ መፂኻለይ ዶ ኽፅበየካ ይበሎም እንተኸማይ ግን ስልጣን ዘይኮነስ ናብ ፍትሒ ምቕራብ እዩ ዝምልከቶም:: እዚ ቐውሲ እዙይ ብፍትሒ ጥራሕ እዩ ክኽምበት ዘለዎ እየ ዝብል:: ቅድም ቐዳድም ፍትሒ ምሕታት ይትረፈና ኢሎም ንኣሜሪካውያን ዝሓተቱ ባዕሎም እዮም:: ህዝቢ ትግራይ ናይ ውሽጢ ክፉኣት ተሓዝቲ እዮም ሒዞምዎ ዘለው::
@AshenafiWiner-e1f
@AshenafiWiner-e1f 10 месяцев назад
Ketslulu
@kaym4389
@kaym4389 11 месяцев назад
❤❤❤❤
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 11 месяцев назад
ብጣዕሚ ዘግርም ብጣዕሚ'ውን ዘሕዝን እዚ ህዝቢ እዙይ ከመይ ገይርካ ይርሳዕ ??? እቲ ዝዕበየ ገበን ድማ ካብ ዛሓለፈ ጥፍኣትካንጌጋኻን ተማሂርካ ነቲ ሂወቱ ሂቡ ሂወት ዛሃበክ ህዝብኻ ዘይምኻሓስ ዓገብ!
@ادريس-ن1ت
@ادريس-ن1ت 11 месяцев назад
Menaseyna atfeomlna ezeom enkey taaleyu tgray kab chegrn menkeran ktewote malet zebet
@peacelove1806
@peacelove1806 11 месяцев назад
ኩቱር ህርፋን ስልጣንን ድንቁርናን መራሕቲ ህውሓት ንህዝብና ህዝቢ ትግራይ ረዚን ዋጋ ኣኽፊሉዎ እዩ
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 11 месяцев назад
eta nab aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit ne aboka bi meakor himam ketilato niskum akele hamasen seraye jeberti rashaida saho elkum tefiekum agame isayas ewn atfiekum gena eta ne aboka meakor ziatewet nai tilyan meshenit gud alewa gena gena solution coming soon Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷 then erena nikdmit mis nai tilyan meshenit 😊babene alora kalas sakit fnistra endiayamo 😊
@peacelove1806
@peacelove1806 11 месяцев назад
@@serenityshalom7387 ሸይንካ እስከ ደቅስ ዓኳር ኣስላማይ
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 11 месяцев назад
@@peacelove1806 what are u doing talking about weyane Tigrai TPLF u are Eritrean and we gonna make soon our Ere founded by Idris awete kebire Rabita jebha etc Islamic Arabic republic Eritrea 🇪🇷
@TOGOGAMEDIA
@TOGOGAMEDIA 11 месяцев назад
አንታ ሐሳዊ። ሱቕ ኢልኻ አንብብ። ከይተኸፈለካ እዚ ኣይተንብብን።
@DawitCoach
@DawitCoach 11 месяцев назад
ማስረጃ?
@haftomgebrehiwet1978
@haftomgebrehiwet1978 11 месяцев назад
ሓቂ ስለዝተዛረበ ዲዩ??? ካድረታት ለያቡ
@fasilabebe4291
@fasilabebe4291 11 месяцев назад
ናይ "ሰብ ዝሰኣነሰብ" ኣብ ፌስቡክ ዝለጠፎ ምርኣይውን ንሚዛን ይኸዉን።
@DawitCoach
@DawitCoach 11 месяцев назад
ዓጀውጀው እኮ እዩ ለጢፋ ...እንተደሊዩ ናይ ህወሓት ሚድያ ኣለውኦ።
@fasilabebe4291
@fasilabebe4291 11 месяцев назад
@@DawitCoach እዚ ምፍርራጅ እንታይ እዩ ክዓብሰልና? ናይ ጸጋምን የማንን ክትዕ ምስማዕ ኣይምሓሸን?
@smithali6388
@smithali6388 11 месяцев назад
ሰላም! ኣነ ክትሓትዎ ዝደሊ ህዝቢ ትግራይ ከምዚ ከምዝነብር ቀዲምካ ዘይፈለጥካ? ዝገርም ኣቦኻን ኣዴኻን ኣብ ስልጣን እንዳሃለዎ ግልፅነት ኔሩ ክትብል ከለኻ ግርም ይብለኒ። ኣንታ ፍትሒ ትግራይ ንምምዕራይ ኣዴኻ ናብ ስልጣን ትምፃእ ዲኻ ትብል ወይስ ሽዑ'ውን ፀገም ኔሩ ትብል? ኩሉ ብልኩዑ......! ደቂ ሕንቁቃት ኣይትሃውኹና። ፈለም ካብ ገዛኹምን'ዶ ጀምሩ.....።
@DawitCoach
@DawitCoach 11 месяцев назад
ዋንኡ እቲ ሓበሬታ እቲ ህዝቢ ምፍላጡ እዩ።
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 11 месяцев назад
Btaemi tsbuk akerarba eyu bebi kfal lageberka akrbelna ✌️
@tureloveturelove5004
@tureloveturelove5004 11 месяцев назад
አፉጥንዊ በጃኩም
@asefagerie8506
@asefagerie8506 11 месяцев назад
❤️❤️💪💪💪
@yohannes4558
@yohannes4558 11 месяцев назад
እዘን ትግርኛ ኤርትራ ግርም ጌርኩም ትለቕምወን ኣለኹም
@DawitCoach
@DawitCoach 11 месяцев назад
ኣብነት?
@TigrayCommunityRefugees
@TigrayCommunityRefugees 11 месяцев назад
ትግርኛ ናይ ትግራይ እምበር ናይ ኤርትራ ዝባሃል የለን
@serenityshalom7387
@serenityshalom7387 11 месяцев назад
VIVA WEYANE TIGRAI VIVA TPLF ❤
@endertawy
@endertawy 11 месяцев назад
ና ፍቕሪ ታሪኽ ኮኣምሲልኻዬ. ኻሊእ ለንብብ ስብ ዶ የለይ ?
@eliasmehari707
@eliasmehari707 11 месяцев назад
ንዚዓስ 2 ክፍሌሊ 🤷‍♀️🤷‍♀️🤷‍♀️
Далее
#慧慧很努力#家庭搞笑#生活#亲子#记录
00:11
ХОМЯК ВСЕХ КИНУЛ
10:23
Просмотров 536 тыс.
LIYA SHOW is live! ሰላም
Просмотров 1,4 тыс.