Тёмный

ሰናይ ምንባር ዝተዓደለ ስድራ - ስድራ ኣቦይ ኣብርሃ - በለሳ እንዳ ኣቢደራ 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 122 тыс.
Просмотров 16 тыс.
50% 1

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Развлечения

Опубликовано:

 

21 сен 2022

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 105   
@ghmn-eq9vi
@ghmn-eq9vi Год назад
ተዕዲልት ተመስገንኻ ልዑሉ እግዚብሔር ኣምላኬይ ከምዚኦሞ ዚቦሉ ዚፈጠርኻልና ክብርን ምስጋና ንዓኻ ይኹኑ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስዲራ ኣቦይ ኣብራሃ ዕዲሜን ጥዕናን ይሃቦኩሙ እግዚብሔር ኣምላክ ዓስቡኹሙ ካብ እግዚብሔር ርኸቡዎ ኣቶሙ ብገንዘቡኹሙ ትሕጉዙ ሰባት ዲማ ብዚወፀአ ይተካኣልኹሙ ሙሉኡ ሰላም ይግበረልና❤❤❤❤❤❤❤
@pjsksnphalanx1563
@pjsksnphalanx1563 Год назад
መደህንኣል ኣቦይ ፆግኡ ይብዘሕልኩም ክብረ ኣይና
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j Год назад
ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ሰናይ ስራሕ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝኩም ኣብ ሕማም ንዝርከቡ አሕዋትናውን እግዚአብሔር አምላክ ምሕረቱ ይልኣከለም ሓገዝ ንዝገበራ ወላዲትናውን እግዚአብሔር አምላክ ብዝወፀ ይተከአለን
@evacell668
@evacell668 Год назад
ምሕረት የውርድ ህዝበይ ፈጣሪ አምላክ
@user-rb1wn3dn2k
@user-rb1wn3dn2k Год назад
ብሓቂ ትዕድልቲ እንዳ አቦይ አብረሃ ከምይ ተዓዲሎም ነዞም ዝወደቁ ሕሙማን አልዒሎም ምሕብሓቦም እግዚአብሔር አምላክ ዝፈትዎ ናይ ሰማይ ስንቂ እዮም ዝገብርዎ ዘለዉ እሞ አብ ዓምደ ወርቁ ይጽሓፈሎም 🙏 ንህዝብና ከኣ ሰላምን ምሕረትን ይልአከልና 🙏
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ሰላሙን ምሕረቱን የውርደልና አምላክ ተለመነና ስለ ወላድ ስለ ህጻናት ስለ ቅዱሳን ስለ ወላዲትካ እዚ ውግእ አጥፍአልና እግዚአብሔር አምላክ ምሉእ ጥዕና የውርደሎም ቅዱስ ሚካኤል ካብ ኩሉ ነገር ይሓልኹም አሜን
@freyeteklehaymanot7595
@freyeteklehaymanot7595 Год назад
ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ ገፅ ኣቦዋይ, ሓወቦታተይ ዘርኣካኒ ተመስገን 💞💞💞🙏🙏🙏
@Axumawit844
@Axumawit844 Год назад
ቀሪብና ተበልና ናገደደ እምበር ከዱ ኣኽኽክኽ ታይኮን እዩ መጨረሻና 😥😥😥😭😭😭
@vjr7453
@vjr7453 Год назад
አሕሕሕሕሕ መጨረሻኡ ትግራይ ተስዒራ ውን ህዝቢና ዳርጋ ዘይሞተ
@senaithaftu7189
@senaithaftu7189 2 месяца назад
ብፈጣሪ ዓስብኩም ይኽፈልኩም ከቡራት ስድራ 🙏👏😢
@user-ro3lv3dk3j
@user-ro3lv3dk3j Год назад
ብሓቂ ቃዛሕታ ሚድያ ካብ ልቢ የና ናመስግን ኣጆኹም ቃፅሊሉ ኣብ ጎንኹም አለና::
@user-is4nj8wm2f
@user-is4nj8wm2f Год назад
ዕደምን ጥዕናን የሀበኩም ፅጋኡ ይበዝሓለኩም
@mahdergerezihr3811
@mahdergerezihr3811 Год назад
ብሓቂ ትዕድልት እንዳ አቦይ አብረሃ ተዓዳሎም ዝወደቁ ሕሙማን አልዒሎም ምሕብሓቦም እግዚአብሔር ኣምላኬ ዝፈትዉ እዩ ግን ስልክ ኣብ ሰድደልይ ናይ ቀዝሕታ😍👏
@user-mc7do4bz5m
@user-mc7do4bz5m Год назад
አምላክ ሰላምካባ አውርደልና😢❤
@yfyfmfhftu892
@yfyfmfhftu892 Год назад
መንግስቲ ዘይገብሮ አዮም ዝገብሩ ዘለዉ አግላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም
@cucumberoct1156
@cucumberoct1156 Год назад
ዝተባረኽኩም ስድራ ናይ ሰማይ ስንቅኹም ኣሕሊፍኩም እግዚአብሔር ይሓግዝኩም❤😭🙏
@rahel6463
@rahel6463 Год назад
ናይ በርከት ቁፅሪ ዘለኩም ተሓባበሩኒ😢
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Год назад
ኣቦይ ኣምርሃ ምስ ስድራኹም ናይብሓቂ ብሩኻት ኢኺም፣ ልክዕ ከም ኣቦና ኣብርሃም ኢኹም በእውነት
@ksugalagame584
@ksugalagame584 Год назад
ኣይይይይ ተጋሩዋይ ወጋሕታና ቀሪባ እያ ኣጆና🥺💛♥️
@aadddaddrg2016
@aadddaddrg2016 Год назад
ምሕረትካ የውርደልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ አሜን ዋይይ ህዝበይ ፆዮን ማርያም ኣደይ ትግረይና ሓደራ አሜን ብዝወፀ ይተከአልኩም ፍቅራተይ 😭🤲 🏖🏖🏖🏖
@freweynidesta1270
@freweynidesta1270 Год назад
ዳቦይ ኣብራሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ዓስብኹም ፈጣሪ ይክፈልኩም ነዞም ኣሕዋትናን ወለድናን ምሕጋዝ ናይ ኹሉ ሓላፍነት ብምዃኑ ብዝኸኣልናዮ ንተሓጋገዝ ትግራይ ዓድና ሰላምኪ ይመልሰልና ፈጣሪ ።
@user-um9wy6dm1e
@user-um9wy6dm1e Год назад
አይይ ዓደይ💛❤😭😭😭
@medhinkido2170
@medhinkido2170 Год назад
Thankyou.geyta.yhagzkum
@magitigraweyti579
@magitigraweyti579 Год назад
ኤህ ህዝበይ 😭
@senaitgebre2039
@senaitgebre2039 Год назад
Ezgabiher aboy ab meskel brhanka brhan areyena 😪😪💔💔🖤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Год назад
ብሓቂ እግዚአብሔር አምላኽ ዝባረኩም ስድራቤት ናይ ኣቦና ኣብርሃም በረከት ዝዓደለ ንዓኩም እዉን አብ ሰማያዊ ዓንዲ ምጽሓፍ ይፃሓፍኩም እግዚአብሔር አምላኽ ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
@user-yp4yt9qf3f
@user-yp4yt9qf3f Год назад
አምላክ ኣብ መህደረ ህይወት ይፅሓፈልኩም እንዳቦይ አብርሃ👏 በለሳ ምስ ሰማዕኩ ከብደይ ሓፍ ኢልኒ ዓደይ ማዓረይ😥
@selamhalefom2121
@selamhalefom2121 Год назад
እግዚኣቤሔር ምሕረት የውርደልካ ህዝበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት ወለዲ ህዝበይ
@Btaddese
@Btaddese Год назад
እዋይ ህዝበይ እዚ ከይ ኣኽሎ ምሕረት የውርደልኩም ህዝበይ💔💔💔💔
@user-fe8yr2mo1i
@user-fe8yr2mo1i Год назад
ዋይ ኣነ ህዝበይ ሓምድ ትብለዐኒ
@godislove4163
@godislove4163 Год назад
Amlak mhret yewrdelkum yehwatey natey bkemey mengedi knhgzom nkiel gn tehabberuna
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u Год назад
ሰላም የዉርደልና ንህዝብና😞❤🙏
@habeshawit-gf6el
@habeshawit-gf6el Год назад
ወለዲ ኣንዳ ኣቦና ኣብርሃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
@tigrayeyahegrey3705
@tigrayeyahegrey3705 Год назад
ህዝበይ ከመይ ሓድራ ዓደይ ህርፋን ናፍቅ ልበይ 😭❤️💛❤️
@YoDaha
@YoDaha Год назад
ዝገርም ስራሕዩ በኡነት እዙይሲ በተ እግዚአብሔር እበር እንብር ኣቦና ኣብርሀ እዮም ከም እንዳ ኣብርሀምን ሳራን ዝኮኑ ስድራ ሪኢና ኣብ ዘመና እግዚአብሔር ይባርከልኩም ቱዘለኩም ዘቅንእ ሓቦ
@brktihaile520
@brktihaile520 Год назад
ዝተዓደልኩም ስድራ ፈጣሪ ይሓልኹም በረኸት ሓውና ኻኣ እንቛዕ ናትና ኾንካ ተጋሩ ዕድለኛታት ኢና ከማኻትኩም ኣሕዋት ዝሃበና 🙏🏿
@lmiss-youmom
@lmiss-youmom Год назад
አሕሕሕ ህዝበይ ግን ክሳብ ማዓዝ ዩ😭😭😭😭
@muezselam
@muezselam Год назад
በረከት ሓወይ አቲ አትገብሮ ዘለካ ብሓቂ ዝነኣድ ተግባር አዩ ተባረክ ዝሓወይ
@user-nu8qz1wm6v
@user-nu8qz1wm6v Год назад
ብሓቂ እግዚኣብሔር ኣምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ንሓውና ውን ዓስብካ ካብ እግዚኣብሔር ርከቦ ንቶም ኣሕዋትና ውን እግዚኣብሔር ካብ ሕማሞ ይፈውሶም ይማሓሮም 👏
@aaaa8685
@aaaa8685 Год назад
ብሓቂ ዝተዓደለ ስድራ ንዓኩም የምስለና ኣምላክ
@user-nh1oe5pe3u
@user-nh1oe5pe3u Год назад
ሰላም ሰላም ኩቡራተይ ናይዛ ምድያ እዝኣ በዓል ዋና ኣድራሻባ ትፍልጥዎ እንተልኹም እባ ትሓባቦርና ገንዘብካ ኣብ ዘሎ ልብኻ እብኡ ይብል ቅዱስ ቃሉ በረከት ስጋ ወነንሲ ይግበረልኩ ሑሩያት ወለድና
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቱም ሰናይ ሰራሕ ትሰርሑ ዘለኩም ምሕረቱን ሰላምን የውርደልና ፈጣሪ ኩሉ ዝካአሎ😭💔 ብዝወፀ ይተከእልኩም
@user-bh1lr5lg8d
@user-bh1lr5lg8d Год назад
ኡፍ ታይ ዝበልዎ ተካል ግዜ እዩ አምላኽ ያእኽለኩም ይበለና
@user-ks3pj3fq7z
@user-ks3pj3fq7z Год назад
እፍፍፍፍፍ አየ ህዝበይ መዓዝ ኮን እዩ ዝወግሐና 😭😭😭😭😭💔💔💔
@muezselam
@muezselam Год назад
ሎሙስ ናፍቅ አኮ በርቲዑና ኣህህህ ኣታ ፈጣሪ ሰላም ባ ኣውርድ
@rutabelay3774
@rutabelay3774 Год назад
ቤኪ ሓወይ እቲ ትገብሮ ዘለካ ካብ ፈጣሪ ርከቦ
@demey8881
@demey8881 Год назад
ሰላም ተጋሩዋይ ዓቅምና ክንሕግዝ በበይ ክንረክቦም ንክእል😭
@teklaysaymon5662
@teklaysaymon5662 Год назад
እግዚኣብሔር ዝጎደለ ይመልኣልኩም ፈጣሪ ምሕረት ይኣዝዘልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም በቃ ቃለት የብለይን ሰብ ሰብ ምኳን እኩል እዩ ሎሚ ብተግባር ሪኤ👏💔😭
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x Год назад
ሰላምኺ ይብዛሕ ዓደይ🥺♥️💛
@selam801
@selam801 Год назад
ህዝበይ እግዚአብሔር ምሕረቱ የውርደልኻ እህህህ ዘይኢድኻ ረኺብኻ ሐዝሰ ብጓሂ እኾ ልብና ሓሪሩ😥
@alemisahay4936
@alemisahay4936 Год назад
እዳቦይ አብርሃ ይቅንየልን ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@edenaraya9795
@edenaraya9795 Год назад
ምሕረት የውርድ ዞም የሕዋተይ
@gmail.c603
@gmail.c603 Год назад
ኣምላክ ዝጎደለ ይመልኣልኩም
@slimess2892
@slimess2892 Год назад
እፉፉፉፉ ሓመድ ትብለዐኒ ህዝበይ ❤🙏
@user-he7gp7qo9s
@user-he7gp7qo9s Год назад
ክብሪ ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ኩቡራት ስድራ 👏👏👏
@user-kd1th8kv4c
@user-kd1th8kv4c Год назад
ህዝበይ ክወግሕ እዪ ኣጆካ🙏🙏🙏🙏🙏
@eduedu332
@eduedu332 Год назад
ክብሪ ይሃብኩም ክቡራት ስድራ ህዝበይ 💔😭
@user-yg6gg2jc7g
@user-yg6gg2jc7g Год назад
እግዚአብሔር ህመምተኛን ፈውስ ጌታሆይ
@user-gc9se2bf9t
@user-gc9se2bf9t Год назад
እግዚአብሔር ዓስብኩም ይክፈልኩም ወገናተይይ
@hfhjtj5228
@hfhjtj5228 Год назад
🙏🙏🙏💒💒💒
@ydf203
@ydf203 Год назад
መዝሙር ዳዊት 41 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹ ንድኻ ዚሐልየሉ ብጹእ እዩ፣ እግዚኣብሄር ብመዓልቲ መከራ የናግፎ። ² እግዚኣብሄር ይሕልዎ ብህይወትውን የንብሮ። ንሱ ኣብ ምድሪ ብጹእ ይኸውን። ናብ ፍቓድ ጸላእቱ ኣይተሕልፎን ኢኻ። እግዚኣብሔር አምላክ ዓስብኩም ይክፍልኩም ክብራት አሕዋት ወለዲ❤
@ffgdf3463
@ffgdf3463 Год назад
ኣታ ኣምላክይ አአዳወይዶ ፍተሐዮይ ከምቶም ዝሕግዙ ክሕገዘስ
@banogebrematios9679
@banogebrematios9679 Год назад
እወይ ህዝበይ መዓረይ 💔💔💔
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 Год назад
ህዝበይ💖
@ccccf2259
@ccccf2259 Год назад
እህህህ በቃ ዝኮይኑ ዕጫና💔💔💔💔💊💔
@user-dr7bw5bf4s
@user-dr7bw5bf4s Год назад
💔😭
@user-fb9ss3bv8b
@user-fb9ss3bv8b Год назад
ዝገርም ትዕድልቲ
@weynigaltigray1998
@weynigaltigray1998 Год назад
ኣሕሕሕሕ ህዝብይ እዘይ ክሉ ግፍዕይ ንዕካ ኣይምትግበእካይ ግን ደሓን አምላክ አንታይ ይሰኣኖ ኣጆክሙ ህዝብይ ክውግሕ እዩ 🙏😭😭
@teweldebrhane6079
@teweldebrhane6079 Год назад
ሓገዝ ብከመይ ደረጃ ነብጽሕ
@mdtigrgna763
@mdtigrgna763 Год назад
ሰላም የውርደልና ከም ናይ ቀደምና
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 Год назад
Endaboy Abraha Fetari newih admen tianan yhabkum
@mdafaj45
@mdafaj45 Год назад
tigrayi aday salmeki yemasa
@yeshiberhane4598
@yeshiberhane4598 Год назад
God bless 🙏 ❤️
@hshshsh5196
@hshshsh5196 Год назад
ኣምላኽ ምሳኹም ይሓሊኹም
@temsgenamlake3558
@temsgenamlake3558 Год назад
😢😢😢😢😢
@almasngash811
@almasngash811 Год назад
አድራሻ ናይቀዛህታ ዘለኩሞ ተሓባበሮኒ
@zenebuniguse2373
@zenebuniguse2373 Год назад
እፍፍ😢💔
@selam801
@selam801 Год назад
አምላኬ ሆይ አነውን ድሕረ ሰደት ከምዚ ጌረ ሰናይ ሰራሕ ንኽሰርሕ ቅዱሰ ፍቃድኻ ይኹን
@habeshawit-gf6el
@habeshawit-gf6el Год назад
ፅቡቅ ትምኒት እዩ ጋል ሪመይ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ እመ ብርሃት ትሓግዝኪ
@selam801
@selam801 Год назад
@@habeshawit-gf6el አሜን፫ ውዴ🥰
@user-fj2my3rm7o
@user-fj2my3rm7o Год назад
💔😥
@user-orthodox.mkghaa
@user-orthodox.mkghaa Год назад
Azyu zgerim tegbar u hawkum eritrawi kab sdet egziabhier brhan yhabkum hagos rkebu
@user-mj2uq6jf4k
@user-mj2uq6jf4k 3 месяца назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔💔
@tsegahailay4717
@tsegahailay4717 Год назад
♥️🥺😢😢
@ruftalem2803
@ruftalem2803 Год назад
Akku ajokum tehagagizkum wixiwa eza gizie
@user-tv9yo2rc8j
@user-tv9yo2rc8j Год назад
እግዚአብሔር አምላክ ዓሰብኩም ይክፈልኩም 🙏🙏😢😢
@mearghayelome4944
@mearghayelome4944 Год назад
😭🥰🥰🙏🙏
@hshshsh5196
@hshshsh5196 Год назад
እዋይ ህዝበይ
@seggedhagos7819
@seggedhagos7819 Год назад
ከመይ ገይርና ኢና እሞ ክንሕግዝ? ሓበሬታ ዘለከኩም ሓብሩና በጃኹም 🙏
@beliykiros2293
@beliykiros2293 Год назад
yeknilna sedra endaboy abrha asbukum bamlak tekfelu
@user-ds4pv9by5r
@user-ds4pv9by5r Год назад
ብዝወጸ ዕጽፊ ገይሩ ይተከአልኹም 💖
@ydgyydfg2650
@ydgyydfg2650 Год назад
💖💖💖💖💊💊💊
@ydgyydfg2650
@ydgyydfg2650 Год назад
ኣየ ህዝብያ
@fsahafsaha2151
@fsahafsaha2151 Год назад
ህዝቢ ትግራይ ዶ ይኸፍኦ
@user-fj2my3rm7o
@user-fj2my3rm7o Год назад
ሱም ደራፊ መን ይብል😥
@hiboobi9757
@hiboobi9757 Год назад
ትኩእ መሰለኒ ወይ ከመይ ሓድርኪ ዓደይ ይብል
@user-fj2my3rm7o
@user-fj2my3rm7o Год назад
@@hiboobi9757 🙏
@hgdd-kv5gn
@hgdd-kv5gn Год назад
​@@user-fj2my3rm7o ትኩእ. ወልዱ. ኢልኪ ሰርች ግበሪ ሐፍተይ ናተይ. አብ ግዜ ጦርነት. ተደረፈት ያ
@user-en6ro8nz9f
@user-en6ro8nz9f Год назад
ህላወ ክስተትኪ ብሕልመይ ይሃርፎ አእዳወይ ይዝርግሕ ሓሳባዊ ሕቅፎ!!
@banogebrematios9679
@banogebrematios9679 Год назад
ሰላም ሰላም እግዝኣብሄር ኣምላኣክ ንዓድና ሰላም ይግበረልና እሞ በረከት ሓወይከመይ ገረ ክሕግዝ ይክእል ይከኣል እንተኮይኑ ዓቅመይ ክሕግዝ እየ Bana Berhane b Tele gram WhatsApp ytkem eye
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Год назад
እዋይ ህዝበይ ሓመድ ይብለዐን እዋይይይይይይይ ግዜ ብድልኻና እህህህህህህ
Далее
Fast and Furious: New Zealand 🚗
00:29
Просмотров 5 млн
Kettim gul opkegani😋
00:37
Просмотров 789 тыс.
ሰርከስ መቐለ ኣብ ቀዛሕታ Kezahta
31:09
ийу 😅
0:14
Просмотров 9 млн
🍁 Экскурсия года
0:19
Просмотров 1,9 млн
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
0:37
Просмотров 6 млн