Тёмный

ስለምንታይ ንልመድ 

Filmon T
Подписаться 2,9 тыс.
Просмотров 1,5 тыс.
50% 1

#habesha #tigrigna #eritreanguayla #eritreancomedy #eritreanmovie2023 #eritreanfilm #eritreanmovies #eritrea #filmon T
Join this channel to get access to perks:
/ @filmonpsycho11
To Support Filmon T Channel
Paypal; www.paypal.com...
Filmon Tesfalem Social media
Facebook; www.facebook.c...
Tiktok; / doubtzi
RU-vid; / @filmonpsycho11
Instagram; / filmon_psy
ንትምህርቲ ዝምልከት በዚ ተመዝገቡ
docs.google.co...
በዚ ክትረኽቡኒ ትኽእሉ
wa.link/tw7041

Опубликовано:

 

28 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 29   
@issomtube1984
@issomtube1984 3 месяца назад
ሰላም ፍሊ እቲ አብ 19 ክፍለ ዘመን ዘለናዮ ብናይ ቀድም ፈለስፋታት ከም ውዱእ ቅኑእ ኢልካ ካብ ምኻድ ናትካ አትዓባብያን ባህላዊ ክብርታት እዛሚድካ ምኻድ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዮ ኹሉ ዘንበብካዩ ኩሉ ቁኑዕ ኢዩ ማለት ከቢድ ኢዩ ጉዙእ ናይ ሕሉፍ ዝተነገረካ ዘንበብካዩ ናትካ ዘዋጻእካ ምግባር ኢየ ዘገድሰካ ናይ ሃገርና ባህልና ቡን ኮፍ ኢልካ ምስታይ ከምቲ ንስካ ትብሎ ኣልታዊ ጉኒ ጥራሕ ትጥምቶ እወንታዊ ጉኒ ቡዙሕ ጥቃሚ ነገር አለዋ ክልተ ሰዓት ምስ ስድራኻ ኮፍ ኢልካ ኢሂን ምሃን ንምቅርራብን ፍቅራዊ ቤተሰብ ይፍጥረልካዩ ስለዝማሃርካ ነታ ናትካ ባህሪ ከም በጊዕ ምግላጽ ቁኑን ኣይመስለንን ናዓኻ ብዝርደኣካ ጥራሕ ቁኑዕ ምባል ናትካ ሪዲኢት ጥራሕ ከትቀምጥ ዝግበኣካ እቲ ናይ ሙሁየ ኣዝብሉ ዘባት ነቲ ሕብረተሰብ ዝምጥን እንተዝኸውን ተስማዓ ተሃራፍን ምኾንካ
@AdayHiwet
@AdayHiwet 2 месяца назад
ሓቕኻ ኢዲኻ እቲ ቢን ንኢሂን ሚሂን ይጠቅም ሽግርካ ትነግረሉ ሓስብ ከኣ ትሰምዓሉ ዕድል እዩ። ብሕልፊ ደቂ ኣንስትዮ ብዙሕ ሓሳብ ንሓስብ ዝቀያየራሉ እዩ፡ ( therapy) እዩ፡ ሰብኣይን ሰበይትን ውን ብዛዕባ ናብራኦም ዝመያየጡሉ፡ ዘቀራርቦምን እዩ። ብሕልፊ ኣብ ዕድና፡ ኣብዚ ስደት እቲ ናቱ ጉድኣት እቶም ቖልዑ ኣብቲ መደቀሲኦም ተዓጽዮም ምስ ትቪ ይኹን ገይም ተፈልዮም ኣብ ናይ ብሕቲ ጠባይ ዘዝዕብ የምጽኡ እሞ ምስ ሰብ ምዃን ሽግርካ ምዝራብ ልማድ የብሎምን። እዚን ከምዝን ባህልና እንተኾይኑ ክዕረ ዝግብኦ እዩ። ኣነ ኣብ ቡን እንዳፍላሕካ ዕላል ኣይዓበኹን፡ ሕጂውን ቡን ኣፍሊሕካ ምስሳይ ልምድን ናይ 2 ስዓት ኣብ ጥቃመደቕ ተኾርምየ ኮፍ ኢለ ዓቕሊ የብለይን፡ እቲ ጸውይታን ዕላል ምስስብካ ብሕልፊ ኣብስደት ጽቡቕ እዩ፡
@AdayHiwet
@AdayHiwet 2 месяца назад
እዚ ኹሉ ቢሂላታት ምስናህና ንኽትማራመርን ክትፍልጥን ክትመርጽን ትምህርቲ እዩ እቲ መሰረቱ፡ ወጽዓ ህዝብና ኸኣ ዋላ እቲ ትብሎ ዘለኻ ንኽመዝኖ ክምሃር የድልዮ፡ እንተዘይኮነ ትነግሮ ኢኻ ዘለኻ ምርጫ ክገብር ዕድል ኣይረክብን ኣሎ። ❤
@muluefisehaye2468
@muluefisehaye2468 3 месяца назад
ከም ኩሉ ጌዜ ብሉጽ ሓሳብ ፡ሕብረተሰብና ግን ሕቶ ኣይፈቱን ኢዩ ስለዚ ነቲ ዝጸንሖ ከም ዘለዎ ተሰኪምዎ ይኸይድ ።ንኣብነት ኣብ መርዓ ዝግበር ሸብዳዕዳዕ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ወጻኢ ምጥፋእ ፡ኣብ ተስካር ፡ኣብ ጥምቐት ፡ኣብ babe shawer ዝበሃል ሓዱሽ ባህሊ ሕጂ ዝተኣታቶ ዘሎ ።ፊሊ ኣብ ሕብረትሰብና ሕቶ ብጣዕሚ'ዩ ዝጸልእ 'ሞ ንምንታይ ይኸውን ትብል?
@filmonpsycho11
@filmonpsycho11 3 месяца назад
ፍርሒ ስለ ዝደልደለ፣ ድሕሪ ምሕታት ሓርነት ከም ዘሎ ዘይምፍላጥ። እቲ ባህሊ ይኹን ወግዕታት'ውን ልኡም'ዩ።
@rozateklay2749
@rozateklay2749 3 месяца назад
I really enjoy your insightful videos as usual. Keep up the good work! Could you please make a video about the difference between narcissists and psychopaths?
@TesfadiletYoahnnes
@TesfadiletYoahnnes 3 месяца назад
ሓሳባት ትፈጥር ፊሊ ዓርከይ 🎉
@AlexkidaneNegasi
@AlexkidaneNegasi 3 месяца назад
Fili thinker thanks
@ltsokay-t5t
@ltsokay-t5t 3 месяца назад
Welcome ዓባዪ ሰብ 💙👌
@mulueasmelash5281
@mulueasmelash5281 3 месяца назад
ትዕበ 😂😂😂😂
@TesfadiletYoahnnes
@TesfadiletYoahnnes 3 месяца назад
ጣሳባት ከምይ ገርካ ትፈጥር ፊሊ ዓርከይ
@Henok.M
@Henok.M 3 месяца назад
ባህልኻ ከተኽብር ኣለካ ዝብል መትከል ሓንሳብ ተተማሂርካ፡ ስለምንታይ ዝብል ሕቶ ድሓር ፈጺሙ እዩ ዝጠፍእ፡ ብኸምዚ ከማኻ ተባዓት ብፍልጠት ዝማጎቱ ተዘይተበጊሱ ብፍላይ። ኣብዚ ባህሊ ዝበሃል ነገር መቸም ገለ ሰባት ዘለዎም ኣመለኻኽታ፡ ልክዕ ከም ኣብ ኣምላኽ ዘለዎም ኣመለኻኽታ እዩ። ኣዝዮም እዮም ዘምልኽዎ። ንኣዚኻ ተመልኾ ከኣ ስለምንታይ የምልኸካ ኣሎኹ ኢልካ ክትሓቶ መሰልካ ኮይኑ ኣይስመዓካን እዩ፡ ይመስለኒ። ኣብ ማሕበራዊ ዋንነታት ከም ሃይማኖትን ባህልን መጺኻ ዳርጋ ኩሉ ሰብ ክሓቶ ዘይመርጽ ኣርእስቲ’ዩ። ኣብዚኣ በጺሕና ነቲ ዘለና ሰባዊ ባህሪ ኣይንጽውዖን ኢና። " እቲ ኮንፒተራዊ ኣእምሮና (parietal lobe) ነቲ ክሓስብን ከመዛዝንን ዝኽእል ሰባዊ ባህርና (frontal lobe) ብጣዕሚ ስለዝሕይሎ ርግእ ኢልና ንኸይንሓስብን ከይነመዛዝንን እዩ ዝቑልፈና ይብል ስቲቭ ፒተርስ ዝበሃል ሳይኮለጅስት። ጽቡቕ ኣርእስቲ!
@filmonpsycho11
@filmonpsycho11 3 месяца назад
Well put henoka.
@ziggyyemane355
@ziggyyemane355 3 месяца назад
ፊሊ ክብረት ይሃበልና፤ ስለ እቲ ትንተና ምህሮኻ
@Dawitweldeab
@Dawitweldeab 3 месяца назад
ናይ ንቸን ናይ ጆርዳን ፒተርሰን ፍልስፍናታት ደስ እዩ ዝብል ኣቃራርባ ከኣ ከምቲ ልሞድ ፊሊ ሓወይ ተካታታሊካ ካብ ግብጺ
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael Месяц назад
🤔 ምናልባት እቲ CAFFEINE ከይከውን ንኽትዛረብ ንኽትሰምዕ ንኽትንቃሳቐስ ንኽትደሊ ብዝያዳ ዝኽእሎም ዘሎ ከይከውን ? ማለተይ ሰባት ብፍላይ ተአኪቦም ቡን ክሰትዩ እንከለዉ ዘተግብርዎ አመር ስለዝኾነ ኢለ ይሐስብ አነ ደሐር ብዛዕባ ባህሊ ንኽይትፈልጥ ንኸይእትማራመር ንኸይእትደሊ ጥዕና ዕድመ ንኸይእትረክብ ብዝውሐደ እንድሕርደአ ዝኽልክል ኮይኑ ዝኾነ ባህሊ ዝብሃል DELETE ክኸውን ይግባእ ካልእ ብዛዕባ ዝበዝሑ ሰባት ብናይ ካልኦት ሐበሬታን መምርሕን ስለዝነብሩ ስለእንነብር ንዓይእውን ማራራራራራ እዩ 🙄 ዝገርመኒ ብኸመይ እዩ ከምኡ ኮይኑ ገለ ሰባት መሃዝቲ መስረቲ ሰራሕቲ ኮይኖም ክነብሩ ገሌና ኸአ እሳቶም ዝምሀዝዎ ዝሰርሕዎ ንዑኡ ጥራይ ክንደግሞ እንዳኾና ንነብር አለና ስለዚ ሰብ ከምካልእ ሰብ ክምህዝ ክሰርሕ ክማራመር ድልየት እንዳሀለዎ ክነሱ ግን እቲ ፍልጠት ናይቲ ምህዞን ስራሕን ካበይ እዩ እሞ ክመፅእ ?? ማለተይ ተፈተንካ ተሐሰብካ ክትምህዝን ክትሰርሕን ዋላ ዋላ አእምሮኻ ወይ ሐንጎልካ ከምቲ እስኻ እትደልዮ ክሰርሕ ክምህዝ ግን አይተኻእለን ማለት ኩሎም ሰባት አይኮኑን ክፈልጡን ክምህዙን ክሰርሑን ዘይደልዩ የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ክብርታትን ንናይ ትግርኛ
@weldutesfay1060
@weldutesfay1060 3 месяца назад
ደቂዓድና ኣብኣከላ ተቀበላዮምዝብሉኻ ብፍላይ ኣብዚናይ እምነታት ሕቶታት ትሓትት ስለንታይ ተብዚሕኻ ጴንጠ ዲኻዮም ዝብሉኻ😂 ጽቡቅዩ ምሕሳብ።ቀንየልና
@saby6657
@saby6657 2 месяца назад
Dear Filmon, as always I am in awe of your analytical skills. While you are on the subject; who invented this looooong Eritrean ceremonial coffee ? I always wondered on that. Btw, I love the way you defined it “herd mentality “ 😅
@nomoneynoproblem7890
@nomoneynoproblem7890 3 месяца назад
Resi Kunti😂😂 Eway Kutma anyway, good advice bor keep going 👍 👏
@WarsayGebreyesus
@WarsayGebreyesus 3 месяца назад
Wwwwwww fil kamte lamud btame balxte hasb eya
@abrahamtesfahanes8618
@abrahamtesfahanes8618 2 месяца назад
TANKSA FIL ❤❤
@ሳይሞንተስፉ
@ሳይሞንተስፉ 3 месяца назад
ፊሊ ብሉጽ ሰብ ኩሉ ግዜ ሓሳብካ ፉሉይ እዩ ባዓል ብሩህ ኣእምሮ!! ትምህርቲ ክምሃር ደልየ ኔረ ሳይኮለጂ ከመይ ክምሃር ይክእል እንታይ ከማልእ ኣለኒ? Thank
@filmonpsycho11
@filmonpsycho11 3 месяца назад
የቀንየለይ ክቡር ሓው, yeah በዛ ዋትሳብ ርኸበኒ wa.link/tw7041
@AdasAngosom
@AdasAngosom 3 месяца назад
ፊሊ ንቁሕ መንሰይ❤ thankss
@tekledagnew9791
@tekledagnew9791 2 месяца назад
Thanks bro❤❤
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl 2 месяца назад
@mera5209
@mera5209 3 месяца назад
Fili yahoo we need more videos like that
@zerithabtom8640
@zerithabtom8640 3 месяца назад
ሰላም ፊልሞን
@solomonhabte6235
@solomonhabte6235 3 месяца назад
Qexlo ,fili Kemzi natka hasabat eu kenqh zkel
Далее
Inside Out 2: BABY JOY VS SHIN SONIC 4
00:16
Просмотров 3,7 млн
ሚዛናውነት ከም ፍልስፍና...
14:02
Просмотров 37 тыс.
ርትዓውነት (rationality)
23:46
Просмотров 2,3 тыс.
ረበሽቲ ሓሳባት (intrusive thoughts)
22:56
Просмотров 2,4 тыс.
ኣስተንትኖ 2124
19:15
Просмотров 1,3 тыс.