Тёмный

ስምምዕ ትግራይን ኤርትራን [ትንታነ] / ማእከላይ ኮሚቴ ሊግ መንኣሰይ ህወሓት ዝሃቦ መግለፂ/ ምንቅስቃስ ኣፅዋር ኒኩለር ሓድሽ ወጥሪ/ tigray news 

Natna Forum ናትና ፎረም
Подписаться 49 тыс.
Просмотров 6 тыс.
50% 1

#tigray #tigraynews #eritreanmovie #ethiopia #ethiopianews #tigrignamusic #tefetawitalkshow #ሰበር #ሰበርዜና

Опубликовано:

 

14 июн 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 10   
@user-ox1rj8gs7l
@user-ox1rj8gs7l 15 дней назад
ብዛአባ ህዝቡ ዘይግድሶ ሻእብያ ከመይ ገሩ አዩ ብዛአባ ትግራይ ሰላም ክሐስብ ሕልሚ አዩ አንቱም ስባት ተጥንቀቁ ህዝቢ ትግራይ ከይተወደዎ
@dbhddhdhh883
@dbhddhdhh883 15 дней назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@halefomaregawi9352
@halefomaregawi9352 15 дней назад
Akatarye
@mekonenaregai9483
@mekonenaregai9483 15 дней назад
ኢሳያስ ኣብልዕሊ ኤርትራውያን ማእለያ ዘየብሉ ግፍዒ ዝፍፅም ዘሎ ሰብ ብዛዕባ ሰላም ክሓስብዩ ምባል ከንቱ ድኻም'ዩ
@halefomaregawi9352
@halefomaregawi9352 15 дней назад
After oll ther is no acanntry by the name of ertria
@isurafelkif
@isurafelkif 15 дней назад
ጉባኤ ጉባኤ ታይ ኢዩ ህዝቢ አብጭቃ ከክረምዋ ታይ ዝግበር ዘሎ ጌታቸውረዳን ምሰጉጁሉኡ ምሰ አብይ አህመድ ሰርሆም ይሰርሁ አለዉ ታይ ኢዩ ልገብሩ ወለዉ ጀነራላት ትግራይ ችላ ወሸለኽለኽ ጌታቸውን ጉጁሉኡ ዝተሐምሸሹ ሰላም የለን
@Anonymous-iy2ew
@Anonymous-iy2ew 11 дней назад
ሃገረ ትግራይ ጉሁድ እንተይኮነ PFDJ አብ TPLF ዘሎዎ ዝንቡልን ብትምክህቲ ዝተሰነወ አረአእያ እንዳሃለወ ትርጉም ዘሎዎ ዘተ ምግባር የሸግር እዩ። ብፍላይ ኢሳያስ ብተፍጥሮን ብቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ እንተይለገሰ ድርድር-give and take ንምግባር አእዝዩ አጸጋሚ እዩ። ዘለና አማራጺ ብትግራይ ሽነክ ተጻብኦታት ምስ ኤርትራ ጠጠው ምባል እዩ ከምናይ ሓጺር ስትራተጊች ሽቶ።
@hjjj4317
@hjjj4317 15 дней назад
ታእኻ ትዛረብ
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 15 дней назад
አነ ሎማአልቲ እቲ ዝገረመንን ናይ ብሓቂ ዛሕረቀኒ አብ ልዕሊ ሕዝቢ ትግራይ እተፈፀመ ገበን ጌና እቶም ፈፀምቲ ተሓቲቶም: መቅፃዕቶም ክሳብ ዘይረኸቡ ምይይጥ ሽንጣር ዝብሓል ዘረባ ናትካ ምንነትን መርገፅን ክፍተሽ ጥራይ ዘይኮነ :አብ ሕዝብና ቁስሊ ሓዊ ትንስንስ ከምዘለኻ ክነግረካ ይፈትው። ቀስ እናበልና አብ ውሸሰጥና ዘለኹም ፀላዕትና አብ ቀረባ ጊዜ ክናቃልኦኩም ሙዃና ክትፈልጥ ይግባዕ። እሞካአ ናይ ፀላዕትና ስፖርታዊ ምንቅስቃስ ክትፅብፅብ ምምፃኻ ሕልና ዘይብልካ ሓሳዊ ለኸባጥ ኢኻ። ሕዝቢ ትግራይ ጌና ተሓታትነት ክመፅዕ ብዑቱብ ይቃለስ አሎ። ንስኻ ድማ ምንቅስቃስ ስፖርቶም ከይተረፈ መፂኻ ሐተፍተፍ ትብል አለኻ። ፈቲኻ ፀላዕኻ ድማ "ኪድ አጋመ" ኢሎም ከምዝፀርፉኻ ክትፈልጥ አለካ። አፍቲ ርዕሲ ቁጠዕናን ዝበፅሓና በደል እሰከ አይታዋርዱና።
@woinshetkassaye7174
@woinshetkassaye7174 15 дней назад
እንታይ ይምልክተና አብ ኤርትራ ዝካየድ ስፖርታዊ ምንቅስቃስ? አብ ዓለም ብዝተገበረ ስፖርታዊ ምንቅስቃስ ደቂ ትግራይ አብ ዓለም መስተንክራዊ ዓወት ካምፅኣ አይኮነን ክፅብፅብዎ አብ ሶሻል ሚዲያ መፂኦም ክፀርፉና ይውዕሉ ኔሮም። መርገፂኹም እንድህር ዘያነፅሪኩም ሕዝቢ ይዕዘበኩም እሞ unsubscribe ክንገብር ንግደድ።
Далее
I Built 100 Homes And Gave Them Away!
09:36
Просмотров 45 млн
I Built 100 Homes And Gave Them Away!
09:36
Просмотров 45 млн