Тёмный

#ስምዖን 

Sergo ሰርጎ
Подписаться 795
Просмотров 2,5 тыс.
50% 1

ንመጻሕፍቲ ምንእኣስ ንዝገብሩ ዝወሃብ መልሲ።

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 105   
@zenawiabraham3581
@zenawiabraham3581 3 дня назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና መመህር ጥእሞ ልሳን ደስ ዘብል ኣገለልጻ ፡ነቶም ዘይርድኣኩም ግዚኣብሔ ይግለጸልኩ። ቃል ይቀትል ትርጉም ሂወት ይህብ። ብሓቂ።
@AndemichaelSolomon
@AndemichaelSolomon 3 дня назад
Wawwwwwwww ናይብሓቂ ጽቡቕ መግለጺ ደስ ደብል ክምስማ ማር፡ ያም ኣደይ ኣደ ጎይታይ ጽቡቕ መግለጺ ኣባ ቀሺ ።
@negusieberhe502
@negusieberhe502 13 часов назад
አሜን❤
@kasay67
@kasay67 2 дня назад
ጥዑም ቃል ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡እግዚኣብሔር ዘመነ ኣገልግሎትኩም ይባርክ፡ክቡር ኣቦ🎉❤
@TamariamHadush-wj9xu
@TamariamHadush-wj9xu 2 часа назад
ቃለ ሂወት የስመዓልና
@teamedawit5028
@teamedawit5028 2 дня назад
ብሽም እግዚኣብሄር ኣቢዎስ ፡ስም ማርያም ድገመል ኢልዎ ,ሕሰብሉ ሓወኒ
@goitomtadesseferede2330
@goitomtadesseferede2330 2 дня назад
#መተዓሻሸዊ በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ፩ዱ አምላክ አሜን!!! ጡጦ ሰበይቲ አቦ (pacifier) ወይ የእንጀራ እናት ጡጦ 👉 እዚ አብ አፍ ህፃን ዝግበር ጡጦ መተዓሻሸዊ ነቲ ህፃን፤ ሓደ ሓደ ዘይግዱሳት አዴታት ንደቀን ዝጥቀማሉ አቅሓ እዩ። እንታይ ጉድአት ከም ዘለዎ እውን ብኪኢላታት ሰብ ሞያ ይዝረበሉ እዩ። እቲ ዘሕዝን ግና እቲ ህፃን ፀባ ወይ ዝስተ ነገር ዝረኸበ መሲሉዎ ምቅላሱ እዩ። ግና ባዶ እዩ ካብ ድኻም ሓሊፉ ምንም ትርፊ የብሉን። ሓሳበይ ብዛዕባ እዚ ጥጦ አይኮነን። ሰብ ብእንጀራ ጥራሕ አይነብርን ካብ አፍ እግዚአብሔር ብዝወፅእ ቃል እውን እምበር። ሓደ ሓደ ጨካናት መምህራን ኢና በሃልቲ ደባትራን ናብ ቤተክርስቲያን አኪቦም ዝጓሓፍዎ ዲቃላታት መፃሕፍቲ አለው። ልክዕ ከምቲ ጥጦ ሰበይቲ አቦ (pacifier) ባዶ ምኩምሳዕ ጥራሕ ዝኾኑ። ህይወት አይህቡ፣ አየድሕኑ፣ ናብ ሓቂ አይመርሑ፣ ንሰማይ አይኾኑ፣ ንምድሪ አይጠቅሙ ትርጉም ዘይብሎም። ግና ንህዝቢ የተዓሻሽውሎም። ይገርም ካብ ዕለት ሓደ ክሳብ 30 መዓልቲ ንሰብ ብዛዕባ እቲ ወሃቤ ሂወት፣ ሰማያዊ ፀባ፣ መብልዕ ወመስተ ሂወት ወንጌል ከይሓስብን ከይሰምዕን እሞ ከይዕንገል ብኣኣቶም ናተዓሸወ ብጥሙዩ ይነብር አሎ። ካብ ወንጌል ወፃኢ ዘሎ ወይ ንወንጌል ዘይመስል ብሓፂሩ ወንጌል ዘይወለዶም መፃሕፍቲ ኩሎም ወንጀል እዮም። ነንብቦም መፃሕፍቲ፣ ንሰምዖ ስብከት፣ ንመሃሮ ትምህርቲ፣ ንዝምሮ መዝሙር፣ ንፅልዮ ፀሎት፣ ኮታስ ንገብሮ መንፈሳዊ ምንቅስቃስ ከም pacifier ከይከውን ንጠንቀቅ። ፈላሊኻ ተመሃር ቐሺ ዓርከይ። መንፈሳዊ ሰብ ናይ ምምርማር መሰል ኣለዎ ። ናይ ኢትዮጵያ ቤተ ክርስትያን ምስተን ሐሙሽተ ሲኖዶሳት ኦርቶዶክስ መጀመርያ ትሰማማዕ።ኦርቶዶክስ ሓንቲ ያ። እዚ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ሃለውለው ርእዮም ከስተኻኽልዎ ምኳኖም እቡነ ኣብረሃም ጠቂሶም ዮም።
@Sergo2721
@Sergo2721 День назад
ስራሕ የብልካን ድዩ፡ ኣብዘይምልከተካ ኣይትእቶ፡ ከም ሃመማ፡ ስራሕካ እንታይ ድያ ወይ ኣብ ርኳን ወይ ኣብ ኣሲድ ከይትኣቱ
@goitomtadesseferede2330
@goitomtadesseferede2330 День назад
@@Sergo2721 ሐዋርያት ስራሕ ስለ ዘይነበሮም እምበአር ዮም ንዘይኣምኑ ከእምኑ ባሕሪ ዝሳገሩ ዝነበሩ። ስራሕካ ዘይተረድአካስ እስኻ ደኣ ሃየ እንዶ ደኣ ከምዘያማኒ ሐሲብካ ከም ሐዋርያት ኣረድአኒ ።ስቅ ኢልኩም ሸምዲድኩም ትመጹ ሽዑ አብዚ ይትረፍ ንዓበይቲ ንህጻናት ዘይምጥን ዘረባ ትዛረቡ።ወንጌል ናይ ምምሃር ሐላፍነት ኣሎካ ዝተጋገየ እንተሎ ኸኣ ብሐሳብ መጽሓፍ ቅዱስ መጉት።
@barokGebrey
@barokGebrey День назад
ደቂቀ እስጢፋ ዘይትገድፉና ኢኹም በስመአብ ኢልኻ ስለ ዝጀመርካ ሰብ ከተደናግር ኣይትፈትን
@God-db9vp
@God-db9vp 14 часов назад
​ምስ ሓሳብካ ይሰማማዕ እየ እንተኾነ ትሕትና ኣገዳሲ እዩ ከም ካህን መጠን ከነኽብሮ ኣለና ኣብቲ ናይ እምነት ጉዳይ ድማ ከይተሰከፍና ክንምልሰሉ ኣለና፡ እቲ ዕኣ ምርድዳእ ክሳዕ ዝኾነ ትሕትና ኣገዳሲ እዩ።.
@ZemariTeklemariam123
@ZemariTeklemariam123 3 дня назад
Qale hiwet yesmealna kbur abona egzabhier agolgulotkum ybark yqedsn
@YohannesOkbazghi-z5n
@YohannesOkbazghi-z5n 2 дня назад
Colossians 3 ትግ - ቆሎሴ 17: ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ ብስም ጐይታና የሱስ ግበርዎ፡ ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ። Aboy keshi nbarlkum sihitkum nsebat ayteshtu.kulu zigber bshm yosus eyu zibl kabey amxiekomo ekum mariam mariam tblu eske neza kfli nay mexgaf kudus anbubuwa
@tikvatesfay3324
@tikvatesfay3324 2 дня назад
[ ወንጌል ማቴዎስ 10 ] 40 “ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ ይቕበል፥ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ ይቕበሎ። 41 ንነቢይ ብስም ነቢይ ዚቕበል ዓስቢ ነቢይ ይረክብ፥ እቲ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ።
@tikvatesfay3324
@tikvatesfay3324 2 дня назад
[ ዕብራውያን 6 ] 10 ከመይ እግዚኣብሔር ነቲ ምእንቲ ፍቕሩ ኢልኩም ነቶም ቅዱሳን ዘገልገልኩምዎምን እተገልግልዎም ዘሎኹምን ዚርስዕ ገፋዒ ኣምላኽ ኣይኮነን። 11 ነፍስ ወከፍኩም እቲ ተስፋኹም ምእንቲ ኺፍጸመልኩም ክሳዕ መወዳእታ ኸምዚ ዝዓይነቱ ትግሃት ከተርእዩ ንደሊ ኣሎና። ንስኻውን ነዚ ኣንብቦ
@YohannesOkbazghi-z5n
@YohannesOkbazghi-z5n 2 дня назад
Ohhhh wey halewlew xuwuxuwayat nay orthodox mewedaeta yeblun
@a.m1666
@a.m1666 2 дня назад
ሓቂ ብሓቂ ቃለ ሂወት ይስምዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ❤❤❤❤❤❤
@TsegayAdisu
@TsegayAdisu 2 дня назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና ኣብዚንሄ ቅኑዕ ትምርቲ ቤተክርስቲያን
@ደብረ-ገነት
@ደብረ-ገነት 2 дня назад
ናይ ብሓቂ መምህረይ ቃለሂወት የስማዓልና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@RussomHabtmicheal-no7ue
@RussomHabtmicheal-no7ue 2 дня назад
ብሓቂ አቦና ጸጉኡ የብዝሓልኩም እመብርሃን ተበርትዕኩም አብና ናይ አጎልጉለት ዘመንኩም ይባርኽልኩም ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር
@ማይኮሳሚ
@ማይኮሳሚ 4 часа назад
@wediTekie-m3s
@wediTekie-m3s 2 дня назад
እዚ ናይ ስምኦን ነገር ኮ ትኣምር እዩ ።ስለዚ ትኣምር ክኣ ዘደንቅ ነገር እዩ ።ክንድነቀሉ እዩ ዝግባእ ።
@bemnetselemun7009
@bemnetselemun7009 3 дня назад
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቦይ ቀሺ ከማካትኩም ተባዓት ኣቦታት ኣይኽልኣና እግዚኣብሄር
@awetmihreteab727
@awetmihreteab727 22 часа назад
ጌጋ መልእኽቲ እናሃካ ሰብ ተጥፍእ ኣለኻ. ሕሰበሉ እዚ ትምህርትኻ። ኣብ ሉቓስ 16 ኣብርሃም ነቲ ኣብ ሲኦል ዝኣተወ ሰብ ለሚንሉ ዝብል ጽሑፍ የለን። * ኣንኮራ ኸማን ሲኦል ተኣቲኻ ክትወጸ ኸምዘይትኽእል እዩ ነጊርዎ. ኣንብቦ እዚ Luke 16 ትግ - ሉቃስ 26: ምስናይ እዚ ዅሉ ድማ፡ እቶም ካብዚ ናባኻትኩም ኪሐልፉ ዚደልዩ ምእንቲ ኸይክእሉ፡ ኣብኡ ዘለዉውን ናባና ከይሳገሩስ፡ ኣብ መንጎናን መንጎኹምን ዓብዪ ጋግ ተገይርዎ አሎ፡ በሎ። ብነብሱ ተስፋ ምስ ቆረጸ ኸኣ. እቶም ኣብ ምድሪ ዘለዉ እሕዋቱ ናብ ሲኦል መታን ከይኣትዉ እቲ ዝጉዓዘሉ ዝነበር መገዲ ጌጋ ምንባሩ ክነግሮም ኣልኣዛር ከይዱ ክንግሮም እዩ ሓቲቱ።ኣብርሃም ግን እዚ ውን ከምዘይከውን እዩ ነጊርዎ እምበር ድሓን ኣነ ክልምነሎም ውይ የማልድ እየ ኣይበሎን Luke 16 ትግ - ሉቃስ 29: ኣብርሃም ድማ፥ ሙሴን ነብያትን ኣለውዎም፡ ንኣታቶም ይስምዑ፡ በሎ። # ሙሴን ነብያትን ከኣ ስለ ጎይታ የሱስ እዮም መሲኪሮም። John 1 ትግ - ዮሃንስ 45: ፊልጶስ ንናትናኤል ረኸቦ እሞ፥ እቲ፡ ሙሴ ኣብ ሕጊ ነብያትውን ብዛዕባኡ ዝጸሐፉ፡ የሱስ፡ ወዲ ዮሴፍ ብዓል ናዝሬት፡ ረኺብናዮ፡ በሎ። Luke 24 ትግ - ሉቃስ 27: ካብ ሙሴን ኵሎም ነብያትን ሒዙ ኸኣ እቲ ብዛዕባኡ ኣብ ኵሉ ጽሑፋት ዘሎ ኺትርጕመሎም ጀመረ። *ስለዚ ናይቲ መልእኽቲ መወዳእታ እቲ ናብ ሲኦል ዝኣተወ ብየሱስ ብዘይምእማን ከምዝኾነ እዩ ዝምህረና ዘሎ። ስለዚ ሓደራ እዚ ህዝብና ካብ ሲኦል ዘምልጠሉ ብምእማን የሱስ ጥራይ ከሎ ድርሳናት ወላ ትኣምራት ብዓላት እናበልኩም ከብድኹም መታን ክትመልኡ ነዚ ህዝቢ ካብ ፍቃድ እግዝኣብሄር ኣይተርሕቅዎ።
@KeshiHienokHabtayBeraki
@KeshiHienokHabtayBeraki 2 дня назад
👏👏👏 ናይ ብሓቂ ቃለ ሒይወት የስምዓልና መምህረይ ጸግኡ የብዝሓልኩም።
@DanielAngosom-uu1ic
@DanielAngosom-uu1ic 3 дня назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር መፍቀሪ ኣምላክን ድንግል ማርያምን ኩሎም ቁዱሳንን ከማካስ ኣብዛ ቅድስቲ ቤተክርስትያና ይብዝሑ ብጣዕሚ ጥዑም ነብሲ ዘጥልል እዩ ቃል ሂወት የስምዓልና።
@trhasabraham4958
@trhasabraham4958 2 дня назад
ብመጀመርያ ቃለ ሂወት የስመዓልና,ናይ በሓቂ ንዘስተውዕል ንጹር ዝኾነ ትምህርቲ እዩ ኣቦና ብፍላይ ኣፍታ ማርያም ምስክረይ ዝበልኩማ ቃል ኣዝያ ልበይ ተንኪፋትኒ ነቢዐ ድማ ብዝኾነ ነቶም ዘይበርሃሎም ኣዒንተ ልቦኖኦም የብርሃሎም
@AmbesaGhebretnsae
@AmbesaGhebretnsae 3 дня назад
Amennn (((3))) qal hiwet yesmelna kbur memhr abona❤❤❤🎉🎉🎉
@genetgebreamlak6533
@genetgebreamlak6533 2 дня назад
Abona zebenkum Egziabiher ybark edmen tenan yhabkum qale hiwet ysemalna.
@segummedia
@segummedia День назад
Kab mear zetem temerti, kal hiwet yesmealna aboni🙏
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
2. ብቅድስት ቤተ ክርስቲያና ጠቅላላ ዘይሕሰብ እዩ፡ መራከቢ የብሉን፡ ብስም እግዚኣብሔር ስለ ዝተባረከ ግና ተኣምር ኪገብር ይክእል እዩ። (ንሱ ምስ ባረከልና ልብና ይነደና ኣሎ ከም ዝበለ (ሉቃ 24
@fekrlenechannel1491
@fekrlenechannel1491 3 дня назад
ብቁዕ መምህር ቃለ ሂወት የስምዓልና።
@DanielWerede
@DanielWerede 3 дня назад
ኣምላኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ ብልቢ ሰባት ትርጉም ከይፈለጡ ይጠፍኡ ኣለዉ ኣንቲ ዉእቱ ተስፋሁ ለኣዳም ተኣምር ዘይንኣምን ተኾና ደኣ ብዘክኣ መን ኣለና ተስፋ ኣዳም ኮ ተስፍኡ ኮ ንሳ ያ ኔራ ኣብ መቅድመ ተኣምር ዘሎ ተንፈልጦ ደኣ ታይ ምበልና ኣዝዩ ተስፋ ዝህብ እኮ እዩ ስለዚ በጅኹም ኣብ ርዲኢት ተኣምረ ማርያም ዘለና ነዕብዮ ብዝኾነ ነዓና ኣዴና ክትከዉን ዝሃበና ንኣምልኽና ክብሪን ምስጋናን ይብጽሓዮ
@KinfeMussie
@KinfeMussie День назад
Eway atum sebat kab mixiraf haki zeytimhru
@PetrosBetih-y2k
@PetrosBetih-y2k 2 дня назад
ይበል ይበል ቃለ ሂወት መጋቤ ሃዲስ
@JhonDrar
@JhonDrar 3 дня назад
Temesgen kalehiwet yesmalna ❤❤❤❤❤❤
@biniyam8228jd
@biniyam8228jd 3 дня назад
ኩሉ ጽንጽዋይ ኢዩ። ምድሓን ብ ሓደ ወዲ ኣማልክ ኢየሱስ ክርስቶስ ጥራይ። ድግስ ክትበልዕ ኢልካ ኪዳን ዶ ገለ ኣይትበል። ንግደት ጸበል ዳ በልካ ከብድካ ከተግፍሕ ሲ ነቲ ጎይታ ሓቂ ስልጣኑ ከተሕድጎ
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
ህድእ በል፡ ዝክር ምብላዕ ኣነ ኣይጀመርክዎን። ጎይታ ምሳሕ ተዓዲሙ ኣብ ክንደይ ገዛ ተረኪቡ። ማርያም ሓብቲ ኣልኣዛር ድማ ዕድመ ገበረትሉ፡ (12 ዮሓ) ስምኦን ለምጻም ዓዲሙ ናብ ገዝኡ ወሰዶ (ማር 14) ስለዚ ጎይታ እዩ ጀሚርልና ሓመድ ንግበሮ ጎይታ ዝነገረና መገዲ እንታይ ይጎድለካ ንዓካ፡ ኣይትሰስዕ
@teamedawit5028
@teamedawit5028 2 дня назад
ምዕዳምን፡ክትጸድቁ ኢኹም ኣይትድፈንዎ ኢልክሞም ዘብዕልዋስ ሓደ እዩቪልካዮ፡ንሰብ ኣብዘይዕዱኡ ተእትውዋ​@@Sergo2721
@teamedawit5028
@teamedawit5028 2 дня назад
Job 7 ትግ - እዮብ 9: ደበና ሐሊፉ ኸም ዚብተን፡ ከምኡውን እቲ ናብ ሲኦል ዚወርድ መሊሱ ኣይወጽእን።
@awetmihreteab727
@awetmihreteab727 22 часа назад
ኖርማል ምሳሕ ምዕዳም ጸገም የብሉን ባዕሉ እቲ ሰብ እንተጸዊዕካ። እዚ ቃል ኪዳን ኣቲሎም እዩ ብስሞም ብዓል እንተጌርኩም ኣብ ክንዲ ነፍስኩም ጠበቓ ኮይኖም ሲኦል ካብ ምእታው ከድሕንኹም እዮም እናበልኩም እትምህርዎ መጽሓፍ ቅዱስ ኣይድግፎን እዩ።
@embatekera9244
@embatekera9244 День назад
Beti dhrieka zelo photos eleyo.
@TesfomTekeste
@TesfomTekeste 3 дня назад
Amen Qale hiwet yesmana❤❤❤
@fikirfikir138
@fikirfikir138 2 дня назад
🛑ኣነ ኦርቶዶክስ እየ ነዘን ሕቶ ከኣ መልሰለይ🙏 1, 🛑ካብተን 6ተ ኣሓት ቤት ክርስትያን መነመን 81 መጽሓፍ ቅዱስ ይቅበላ፤ ብዘይካ ኢትዮጵያን ኤርትራን 81 መጽሓፍ ቅዱስ ዝቅበላ ካብ ዓለም ንገሩኒ❓ 2, 🛑ብዘይ ኣማላድነት ናይ ቅዱሳን ድሕነት ኣሎ ዶ ፣ 3, 🛑ቅድስቲ ኣዴና ማርያም መዓስ ድሕነት ረኺባ፤?መንፈስ ቅዱስ ኣብ ከርሳ ምስ ወረደ ዲዩ ወይስ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ተሰቂሉ ምእንታና ደሙ ምስ ኣፍሰሰ ኢያ ዲሒና፤? 4, 🛑ኣዴና ማርያም ንዓኹም ንሓጥኣን መድሓኒትኩም እያ:ንዓኣ ንበይና ኣመስግንዋ ይብል(ተኣምረ ማርያምመቅድም33,4,5 ሮቡዕ) ናይ ሓጥኣን መድሓኒ መን ድዩ ግለጹለይ፤ ከምኡ ውን እስኺ ካብ ሰማይ ትዓብዪ ይብል ኣብ ናይ ዓርቢ? 5, 🛑 (ዘየካቲት ኪዳነ ምህረት ዚቅ ገጽ፤144) ዘሎ ንዑ ንስገድ ንመድሓኒትና ማርያም ንበይና ዓበይቲ ብርሃናት ዝፈጠረት፣ ብርሃን መን ድዩ ፈጢርዎ፤መድሓኒና ኸ ፤? 6, 🛑ተኣምር ዝሰምዐ ደሙን ስግኡን ከም ዝወሰደ ይሕሰበሉ እውን ይብል ተኣምረ ማርያም ምስ ደሙን ስግኡን ከ ዝወዳደር ኣሎ ድ ዩ?? እቲ ብንቁጽ ባኒ ጌሩ ብስም ማርያም ኢሉ ዝለመኖ ርእሱ ፈጊኡ መንግስተ ሰማይ ኣትዩ.(ተኣምረ ማርያም ምዕራፍ 57) ግለጹለይ፤? 7, 🛑ቅድስቲ ማርያም ን ጥብራንዮስ ሽሙ ነጋዳይ ንክርስቶስን፤ክርስትንኡ፤ጥምቀቱን ንሰይጣን ኢሉ ዝኸሓደ ከተማልደሉ ኢላ ንኣምላኽ እንተዘይ ምሒርካዮ ኣጥባታ ኣውጺኣ ቆሪጸ ክስንድወን የ፣ ምዕጉርተይ ውን ክመልጠን የ ኢላ ነቲ ሰብ ኣማሊዳትሉ፤ (ተኣምረ ማርያም ምዕራፍ 110 )ቅድስቲ ማርያም ከምዚ ዝበለ ዘረባ ተግባርን ኣለዋ ድዩ? 🔺ኣብ ተኣምረ ማርያም ቤተ-ክርስትያን ዘይትቅበሎ ዘይመንፈሳዊ ትሕዝቶ ተሎ ንምንታይ ታአምረ ማርያም ዝተሸፈነ ጨርቂ ኣብ ቅዳሴ ንሳለም፤ ? 🛑 ኣብ ስእላ ዘይሰገደ ካብ ዘለዎ ይጥፋእ፤ስሙ ውን ኣይፈለጥ ይብል ታኣምረ ማርያም መእተዊ ገጽ 3፤? ግለጹለይ ምፍርራሕን መርገምን ዘለዎ ብኣንጻሩ መጽሓፍ ቅዱስ ግን ስእልን ምስልን ኣይትግበሩ ይብለና:: 8, ኣብ ድርሳነ ኡራኤል (የካቲት 5 ተኣምር) ክልተ ኣዋልድ ኣፍ ን ኣፍ ተሰዓዒመን ብምራቅ ናይታ ሓንቲ ጠኒሳ፤ ኃል ን ኃል እንታዩ ግለጹለይ?? 9, ክርስቶስ ሳምራ ንሰይጣን ምስ ኣምላኽ ክትዓርቆም ናብ ሲኦል ከይዳ፤? 60000 ነፍሳት ኣብ ኣኽናፋ ካብ ሲኦል ኣውጺኣቶም? ግለጹለይ 10, ክርስቶስ ሳምራ ካብ ዝተወግኦ ጎኒ ናይ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ጦቢባ፤ኣቤት ጎይታይ ካብ ጸባ ይበልጽ ኢላቶ (ገድሊ ሕዳር 18)፤ግለጹለይ?? 11, መጽሓፍ ቅዱስ ዕድመ ሄኖክ 365 ይብል መጽሓፍ ሄኖክ ግን 500 ይብል፤ ስለምንታይ በበይኑ ኮይኑ፤? 12, ስእሊ ዲያቆን ብርያን እቲ ከም ጎይታ ኮይኑ ዝተዋስአ ምስጋድ ይግባእ ዶ፤? ስእሊ ናይ ኩሎም ኣምላኽ፤ጻድቃናትን ብማዕረ ኣብ ቤተ-ክርስትያን ስለ ዘሎ ብሓባር ንሰግድ፤ ሽዑ ነናቶም ይወስዱ ማለት ድዩ፣ ጻድቃን እዚኣ ናይ ጸጋ ስግዳን ያ ሞ ንዓና፣ኣምላኽ ከኣ እዚኣ ናይ ኣምልኾ ኢሉ ይወስድወን ማለት ድዩ፣? 13, ግብሪ ሃዋ 1:14፤ ጴጥሮስ,የውሃንስ.... ኲሎም ምስ ሓያሎ ኣንስትን ምስ ማርያም ኣደ የሱስን ምስ ኣሕዋቱን ኰይኖም ከየብኰሩ ሐቢሮም ይጽልዩ ነበሩ። ንምንታይ ንቅድስቲ ማርያም ኣማልድና ወይ ጸልይልና ዘይብልዋ ምስኦም ሓቢራ ከላ፤? 14, ኣቡነ ተኽለሃይማኖት ንሰይጣን ገዚሮም,ኣመንኲሶሞ፤ ብውጽኣት ኣብዚ ገዳምካ ዝሞተ መንግስተ ሰማይ ይኣቱ ዝብል መብጽዓ፤ ኣምላኽ ኣቲሉ ይብል ኣብ ገድሎም። ግለጹለይ?? 15, ዓጽሚ ዝሞቱ ቅዱሳን ከም ጸበል ይብላዕ ድዩ፤አብነት ናይ ቅድስት ዲምያና. ግለጹለይ?ካብ ገዳም ኣቡነ ዮናስ መቃብር ዝፍልፍል ዘይቲ ከ?ከመይ ድኣ ካብዞም ኩሎም ሃዋርያት፤ቅዱሳን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለው ካብ መቃብሮም ወይ ዓጽሞም ጸበል ኔሩ ዝብል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይንረክብ?? 16, ገበል ቅዱስ ዲዪ፤ ንኣዳምን ሄዋንን ዘስሓተ፣ ኣብ ራኢ የውሃንስ ውን ነታ ሰበይቲ ክውሕጣ ዝደለየ፤ ንጎይታ ዃ ከይሓፈረ ዝፈተነ ናይ ጥንቲ ጸላኢና ብኸመይ ድኣ ን ኣቡነ ኣረጋዊ ዕጣቆም ኮይኑ ተኣዚዝዎም፣? ኣብ ማይ ጨሎት እንዳ ጋብር ዘሎ ገበል ከ፤ ሓላዊ ዝብሃል ዝስገደሉ፣ሓጢኣተና ተኴንካ ክኣ ይውሕጠካ፤ ካብ መዓስ ገበል ሓላዊ ቤት ኣምላኽ ዝኾነ?፤ ቤት ኣምላኽ ብ ኣምላኽን መላእኽቱን ዶ ኣይኮነትን ትሕሎ፤?
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
ሓዋዊስካዮ ሓወይ
@ghideyewhannes5265
@ghideyewhannes5265 2 дня назад
ቃለ ህይወት የስምዓልና መምህር እዚ ኢዩ እቲ ጽሩይ ናይ ኦርቶዶክስ ትምርቲ ። ተሌፎንኩም እንተ ዝረክብ ጽቡቕ ኔሩ መምህር
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
00393509977904
@zarahiwet1
@zarahiwet1 3 дня назад
Kale hiwet ❤
@BerheAmare
@BerheAmare 3 дня назад
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ኣምላክ ጸጉኡ ይብዝሓልኩም ብሓቂ ጸረ መናፍቅን ኢኩም ይቀንየልና እተን ዝተረፋ ድማ ከምዚኣ ገይርኩም ኣረድእና እዚ እዋን ሓያል እዋን እዩ መስሃትያን ዝበዝሕዎ እዩ ሓለዋኩም ይድልየና ኣሎ
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
እተን ዝተረፋ ጽሓፈለይ
@autikoszsmu
@autikoszsmu 2 дня назад
🙏💓🩷🩷🙏
@teqawieyob
@teqawieyob 3 дня назад
🙏👍
@LetinaWeldemichael
@LetinaWeldemichael 3 дня назад
❤🎉
@Mrstytr
@Mrstytr 3 дня назад
ንምንታይ ደኣ እሞ ኣብዚ መጽሃፍ እዚ ዝወሰኸ ወይ ዘጉደለ ዉጉዝ ዩ ኢሉ
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
ኣይትጋገ ሓወይ ኣብዚ መጽሓፍ ኣይበለን፡ ኣብዚ ትንቢት እዩ፡ ንሱ ድማ በይኑ ዮሓንስ ስለ ዝረኣዮ እዩ፡ መክንያቱ መጽሓፍ ዝተፈላለየ ትሕዝቶ ዘለዎ እምበር ትንቢት ጥራይ ኣይኮነን። ደጊምካ ርኣያ ቡሩክ ሓወይ ኣብዚ ትንቢት እያ እትብል።
@fikirfikir138
@fikirfikir138 2 дня назад
17, 🔺ኣብ ገዳማት ናይ ዝሞቱ ኣቦታት ሬሳ ይቅመጥ ሰብ ክኣ ይሰግደሎም፤ ግለጹለይ?ኣብነት ገዳም ኣቡነ መልከ ጸዴቅ ልዕሊ 5000 ሬሳ ዘይተቀበሩ ኣለው?? 18, 🔺ከምቲ ቃል ኣምላኽ ዚብሎ ኪዱ ዓለም ምሉእ ወንጌል ስበኹ፣ ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ኣብ ቤት ክርስትያን ስብከት ጥራይ ኣሎ ኣብ ኣፍ ደገ ጎደናታት ህዝቢ ዘለዉዎ ከም ኣፍ ደገ ቤት መስተ፣ሳዕስዒት፤መስጊድ ከ መን ክሰብከሎም "ዩ?ቤት ኣምላኽ ፈጺሞም ዘይመጹ፤ ሃዋርያ ቅዱስ ጳውሎስ ዓለም መኒኑ መነኮስ ዪ ኔሩ ግን ንኩሉ ሰብ ከርብሕ ኢሉ ገዳም ንበይኑ ኣይከደን፣? 19, ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኒቀዲሞስ ከም መራሒ ቤትክርስትያን መጠን ጥምቀት ብየውሃንስ ተጠሚቁ ዶ ነይሩ፤ እንተ ተጠሚቑ ነይሩ ንምንታይ ጎይታ ዳግም ክውለድ ነጊርዎ፤? 20, ባርያ ጋብር " ኢልካ ስም ይውጻእ ዶ፤ ባሮት እግዚኣብሔር ዶ ኣይኮናን፤? 21, እቲ ዝመጽእ ንጉስ ቴድሮስ ዶ ወላ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ፤ (ማቴ24፤14 ኣንድምታ) ንጉስ ቴድሮስ እዩ ዝነግስ ይብል?? 22, ኢሰያስ 60፣10-14 ብዛዕባ መን ይዛረብ፤ ብኹራይ ወቒዐኪ ዝብል ኣሎ ሞ ግለጹለይ፣? 23, ኣብ ቤት ክርስትያን ብቋንቋ ምጽላይ, ምንባይ, ናይ ፈውሲ ጸሎት ከመይ ትቅበሎ፤? 24, ንምንታይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብቡ ኢሉ ዘይስበኸልና፤? ኣይፍቀድን ድዩ? "1 ጢሞቴዎስ 4:13፤ ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ፡ ናብ ምንባብን ምምዓድን ምምሃርን ኣቕልብ።" "ማቴዎስ 19:4.....ከም ዝበለዶ ኣየንበብኩምን፧" ("ግብሪ ሃዋ 8:30፤ ፊልጶስ ኬንብብ ሰምዖ እሞ፡ እዚ እተንብቦስ ተስተውዕሎዶ ኣሎኻ፧" 25, ስርዓት ኣምልኾ ናይ ኣምላኽ ብኸመይ ይፍጸም እንታይ ዘጠቃልል ኢዩ፤?ካብ ናይ ካልኦት ቅዱሳን ዝግበር ጸሎት ብኸመይ ይፍለ፤? ኣብ ቤት ክርስትያን ዘሎ ስግዳን፣ ጸሎት ዕጣን፤መስዋእቲ፣መዝሙር ኩሉ ሓደ ዩ፥ እሞ ደኣ ኣነ ቀናእ ኣምላኽ የ ክብረይ ንኻልእ ኣይትሃብ ዝበለና "ኸ፣ 26, ኣዴና ማርያም እዘን ነፍሳት ካብ ገሃነም ዝኣትዋ ኣነ ይትረፍ ሓንሳብ ግዜ ወላ 7ተ ግዜ ይሙት ኢላ ሞይታ፤ (ነገረ ማርያም 663-665)።ናይ ተበጃውነት ዕዮ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ኣይፈጸሞን ድዩ፤? 27, ኦርቶዶክስ, ካቶሊክ,ሙስሊም ብመቁጸርያ ንጽሊ ብመጽሓፍ ቅዱስ መሰረት ግለጹለይ ምጽላይ ብመቁጸርያ፤?ብመቁጸርያ ጌርካ ስጋኻ እንዳ ተሃረምካ ሰይጣን ንምውጻእ ከ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዶ?መንፈሳዊ ኣጽዋር ቃል ኣምላኽ ጥራይ ዶ ኣይኮነን፣? 28, (ሉቃስ 18)ናይቲ ዘይጸውም ዘይሰግድ ዝነበረ ተጋዊ ጸዲቁ፣ ከምኡ ውን እቲ ኣብ የማን ዝተሰቅለ ሽፍታ ብዘይ ግብሪ ብእምነት ጥራይ ብጸጋ ጸዲቁ፤ ግለጹለይ፤? 29, ጳጉሜን ዕለት 3 ዝሞተ ሰብ ድዪ ወላ ብ ወዲ ኣምላኽ ምእማን ዩ መንግስተ ሰማይ ዘእቱ? 30, ኣብ መጽሓፍ (ሰይፈ ስላሴ ናይ ሓሙስ ገጽ 366) ሰለስተ ጎይቶት ኣለዉ ይብል ሞ ግለጹለይ፤? 31, ኣብ ድርሳነ ጽዮን ማርያም ቡን ንሰይጣን መስዋእቲ ከም ዝኾነ፣ ብመሓመድ ሽሙ ሰብኣይ ገመል ሰበይቱ ዝነበረት ከም ዝተጀመረ ይገልጽ ሞ፤ ግለጹልና? 32, ኣብ በዓል መስቀል እታ ዳሜራ መስቀል ናብ ምዕራብ ተዓሪባ ነገራትካ ይዓርብ ሕማቅ ይገጥመካ እዚ ከ ብ ዓይኒ መጽሓፍ ቅዱስ ምጥንቊል ዶ ኣይኮነን፤?ነቦና ኣብርሃም ጢጡ ክጎዪ ጠሪጡ ከ ይብሃል ድዩ፤? 33, ካብ ሓጺን ዝተሰርሐ መስቀል ተኣሲርካ ሰይጣን ይሃድም፤ሓጺን የህድሞ ዩ ዝብሃል ከ፤?ሰይጣን ዘርሕቅ ስም ኢየሱስ ዶ ኣይኮነን? 34, ስእሊ ስላሴ 3ተ ሽማግለታት ጌርካ ምስኣል መጽሓፍ ቅዱሳዊ ዶ?፣ክሕደት ኢዩ ኢሎም ዝሰብኩ ኣለዉ ንኣብነት፤ ካሳሁን፤ ንስኹም ግለጹልና? 35, ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሃዋርያት ዕዮኦም ወዲኦም ብሰማእትነት ምስ ሞቱ፤ ደጊሞም ተመሊሶም ተንሲኦም ዝብል ኣንቢበ ኣይፈልጥን፤ ከመይ ግን ኣብ ግዜና ብዙሕ ግዜ ካብ ሞት ተንሲኦም ዝብሃል፤?ኣብነት ቅዱስ ጊዮርጊስ,, ከምኡ ዉን ርእሲ የውሃንስ መጥምቅ 15 ዓመት ሰቢኻ ዝብሃል፤ 36, ኣብ ገድላት ዘሎ ቃል፤ ኣዳም ክፍጠር እንከሎ እግዚኣቢሄር ኣብን ወልድን ተቃዊሞም ኔሮም፣ ኣዳም ምስ ስሓተ ክኣ በል ነሀለ ሲሑትልካ ናዓ ኬድካ ኣድሕኖ ሕጂ,,,, እንታዩ እዚ ከ፤? 37, ሰይጣን ብስም ኢየሱስ ኢሎም ዘይወጸሎም ብስም ማርያም ብስም ሚካኤል ምስ ተባህለ ወጽየ ይብል፤ ስም ኢየሱስ ንፈውሲ ኣኻሊ ስለ ዘይኮነ ድዩ፤? 38, ንንበልዖ ዝባርኽን ዝምስገንን እግዚኣቢሄር ኣቦ ዶ ኣይኮነን ንምንታይ ደኣ ናይ ኣቡነ ኣቢብ ኢልኩም 3ተ ኩላሶ ብልዑ ክትባረኹ ዝብሃል፣ ንምንታይ ከ ኣቡነ ኣቢብ ስቅለት ጎይታ ዘኪሮም ነብሰ ቅትለት ፈጺሞም ኣብ ሴፍ ተሸኺሎም ፤ ቅድስቱ ማርያም ከኣ ተሓጉሳትሎም፤ ጎይታ ዝሞተልና ንኸይንመውት ዶ ኣይኮነን፤?700 በትሪ ገይሮም ነብሶም ቀጥቂጦማ፤ መጽሓፍ ቅዱስ "ድሌት"ስጋኹም ቅተሉ እምበር ስጋኹም ቅተሉ ይብል ድዩ፤?እዚ ኸ ንጎይታ የሐጉሶ ድዩ፣? 39, እስትንፋስ ክርስቶስ ዝተባህለ ጻድቅ ከኣ ካብ ሲኦል የውጻካ ብእኡ ግን ክትኣምን ኣለካ፤ ቅድስቲ ኣርሴማ ውን ከምኡ ካብ ሲኦል ተዉጽእ፤ ካብ ሲኦል ከ ምድሓን ኣሎ ድዩ፤?ሓንሳብ ንሓዋሩን ብኢየሱስ ክርስቶስ ኣይተፈጸመን ድዩ ወይሲ ንሱ በይኑ ኣኻሊ ስለ ዘይኮነዩ፤? 40, ኣብ ገዳም ኣቡነ ኣቤል ዘላ መድሃጽ እምኒ ጌሮም ተድሂጾምኻ ካብ ሕማምካ ትፍወስ ይብሃል፤ ስም ኢየሱስ ከ መዓስ ክንጥቀመሉ ኢና ድኣ፤? 41, ቤት ክርስትያን ከም ናይ ሃዋርያት ቅዱስ ጳውሎስ ኣብ ኣደባባይ ምስባኽ ከመይ ትሪኦ፤?ቅዱስ ጳውሎስ ከ ስለምንታይ መናፍቅ ይብሃል ኔሩ? 42, ኣብ ድርሳናትን ገድላትን ዘይመንፈሳዊ ጽሑፋት ኣለው ዶ?እወ ተኾይኑ መልሲ ብወገንክም ከም መራሒ ቤተ-ክርስትያን እንታይ ጌርኩም፤? ቀዳማይ መወከሲና ከ መጽሓፍ ቅዱስ ዶ መጽሓፍ ኣዋልድ፤? 43, (2ይ እዝራ፤7 ካብ ገጽ26 ) እቲ ወደይ ዝኾነ መሲሕን ኩሎም ፍጥረት ሰብን "ክሞቱ"እዮም ሽዑ ዓለም ናብ ቀደማ ስቅታ ክትምለስ እያ ይብል። እየሱስ ክርስቶስ ሓንሳብ ንሓዋሩን ኣይሞተን ድዩ፤?ናብ ዓለም ዝመጽእ ንመርዓቱ ክወስድን፤ ብኽብሪ ክፈርድን ዶ ኣይኮነን፤?2ይ ግዜ ክመውት ዩ፤ግለጹለይ፥ 44, (ኩፋሌ፤6 ካብ 9) መልኣኽቲ ኣምላኽ ጸጹቡቃት ኣዋልድ ካብ ደቂ ኣዳም ሓርዮም ተመርዓው ይብል፤ መልኣኽቲ ኸ ይምርዓዉ ድዮም?ረቀቅቲ ነፍሳት ዶ ኣይኮነኑን? (ማቴዎስ 22:30፤ )ኣብ ትንሳኤስ ከም መላእኽቲ ኣምላኽ ኣብ ሰማይ እዮም እምበር፡ ኣየእትዉን ኣየተኣታትዉን። 45, (3ይ መቃብያን 1፣15) ሰይጣን ንኣዳም ኣይሰግድን ስለ ዝበለ ተደርብዩ ይብል? ግለጹለይ? ከም ኣምላኽ ኽኸውን ስለ ዝተመነየ ዶ ኣይኮነን ተደርብዩ ? 46, ኣብ መጽሓፍ (ቄለመንጦስ 2፣ 15-16) ሄዋን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ን ኣዳም ካብዛ ኦም ገነት ከይትበልዕ ኢሉ ዝኣዘዞ ኣይሰምዐትን ኔራ ይብል፤ ግለጹለይ? መጽሓፍ ቅዱስ ግን (ዘፍጥረት 3:2፤ )እታ ሰበይቲ ነቲ ተመን በለቶ፥ ኣብ ገነት ካብ ዘሎ ፍረ ኦም ንበልዕ ኢና።3:3፤ ብዛዕባ ፍረ እታ ኣብ ማእከል ገነት ዘላ ኦም ግና ኣምላኽ፥ ከይትሞቱስ፡ ካብኣ ኣይትብልዑ ኣይትተንክይዋውን፡ በለ። 47, ስርዓት ቅዳሴ ኩሉ ስብከትን ከም ካልኦት ዓለማት ንምንታይ ብቋንቋና ዘይከውን፣ ግእዝ ዘይመልኽ መእመን ብቋንቋ ትግርና ዘይከውን፣? ቤት ክርስትያን ዳግም ክትውለድ ፣ ብክርስቶስ ክትሕደስ።
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
1. ኣየኖት 81 ይጥቀማ መርምሮ ሓደ እዩ ዝብጸሓና። 2. ብዘይ ናይ ቅዱሳን ኣማላድነት ድሕነት ኣሎን የለን ናይ ባዓል ቤት ፍርዲ እዩ፡ ኣይምርመርን፡ ንሕና ግና ናይ ቅዱሳን ኣማላድነት ኣብ ድሕነትና ከም ዝሕግዘና ንኣምን። *ነገረ መላእክት ኣነ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ጸሎት ደቂ ሰብ ዘብጽሕየ፡ (ሉቃ 1) ተራ መላእክት *ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ዘወትር ጸሎትኩም ዘብጽሕ ኣነ እየ፡ (ጦቢ 12) * መላኽት ሓለውቲ ናይቶም ክድሕኑ ዘለዎም ዘገልግሉ እዮም። (ዕብ 9፥14 *ብቢያት ኣብርሃም ንጣብ ርሃጽ ከስትየኒ ንኣልኣዳር ስደዶ፡ ኣብርሃም በለ ኣይመጽእንዩ፡ እዚ ድማ ነብያት ብዝተዋህብዎ ቃል ኪዳን ቀጥታ ምምላሱ ኣብ ድሕነትና ዘለዎ ናይ ማለዳ ክብሪ የመልክት። *ብሙሴ፡ ኣነ ዝፈርደኩም፡ከይመስለኩ እቲ ተስፋ እትገብሩሉ ሙሴ እዩ ዝፈርደኩም። (ዮሓ 5) *ብሓዋርያት፡ 12 ወንበር ክብሪ ተዋህብኩም ንዓሰርተ ክልተ ነገድ ኪትፈርዱ ኢኩም። ስለዚ ነገረ ድሕነት ረቂቅ እኳ እምተኮነ ንሕና ናይ ቅዱሳን ኣማልድነት ብጸጋ ንድሕነትና ንኣምን። 3. ቅድስት ድንግል ማርያም፡ ማዓስ ዲሕና ንዝብል፡ ዘይድሓነትሉ ዘመን ኣይነበረን፡ እግዚኣብሔር ንምውላድ ተባሂላ ካብ መርገመ ነግስን መርገመ ሥጋን፡ ነጻ እያ፡ ስለዚ ሓጢኣት ዘይብሉ ሰብ ካብ ምንታይ ኪድሕን፡ *ኣቀዲሙ ካብ ኩሉ ብልጽትን ቅድስትን ገይሩ ከም ዝፈጠራ፡ ኣምላከይ በቲ መድሓንየይ ባህ እብሎ በለት፡ ናይ ሓደ ማዓልቲ ጽንሲ ኣብ ዝነበረሉ።
@fikirfikir138
@fikirfikir138 День назад
@@Sergo2721 ru-vid.comUgkx1p8v82MGtbs_BgQMw89dsfFTHlD8AyaG?si=Dj4CSzbvXbcdMxmC
@ET-wt2du
@ET-wt2du 3 дня назад
ሕቶ ነዞም ካህን ኣቦ 1.ኣብ 81 መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዉ ኩላቶም መጻሕፍቲ ጸሓፊኦም ይፍለጥ እዩ። ንተኣምረ ማርያም ከ መን ጽሒፍዎ ፧ 2. መጽሓፍ ቅዱስ 318 ርቱዓት ኣቦታት ኣፍልጦ ሂቦሞ ወይ canonize ጌሮሞ። ንተኣምረ ማርያም መዓስ እያ ቤተ ክርስቲያን ወግዓዊ ኣፍልጦ ሂባቶ ፧ ነዚአን እንተትምልስወን ንስኹምን ህዝብናን ካብ ሸንኮለል ምደሓንኩም። የቐንየለይ።
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
ሕቶን ጸርፍን ጌርካያ ኣብ ሕቶ እንተሊካ ኣይጽረፍን እዩ። ru-vid.com/video/%D0%B2%D0%B8%D0%B4%D0%B5%D0%BE-ZfCIRR6XQzs.htmlsi=97_5DntbTH7dQclW
@awetrusom53
@awetrusom53 2 дня назад
1) መቅደመ ተኣምረ ማርያም ባዕሉ እንድዩ ዝምልሶ 2) እዛ ብ 325 ዓ.ም. ብ 318 ኢኻ ክትብል ደሊኻ መስለኒ ወይ ሓሲብካ እቲ መጽሓፍ እባ ጠቁመኒ እና ውን ክመሃር
@ET-wt2du
@ET-wt2du 2 дня назад
@@Sergo2721 ይቕሬታ ኣይተጻረፍኩን። እታ ሸንኮለል ትብል ቃል እንተኾይና ግን ጸርፊ ኣይኮነትን፡ ኮይንናዮ ዘለና ነገር እዩ። ክንዲ ኣብ ሱር ምዝራብ ፡ ኣብ ጉንድን ጨንፈርን ምዝራብ ኮይኑ ኩሉ ነገርና።
@ET-wt2du
@ET-wt2du 2 дня назад
@@awetrusom53 1. ስም ጸሓፊ ተኣምረ ማርያም ኣይተጠቕሰን ኣብ መቅድመ ተኣምረ ማርያም። እንተረኺብካያ ግን ክትሕብረና ጽቡቕ እዩ ። ብወገነይ ዝገበርክዎ መጽናዕቲ ግን ጸሓፊኡ ሃጸይ ዘርኣ ያዕቆብ እዩ ። መጽሓፈ ብርሃን ሓዊስካ ብዙሕ መጻሕፍቲ ጽሒፉ እዩ ። ንሱ ከምዝኾነ ጸሓፊ መጽሓፈ ተኣምረ ማርያም ኣብ ሓደ ስምምዕ እንተንበጽሕ ድማ ፡ ንጽሑፋት ሃጸያት ብኸመይ ቤተ ክርስቲያን ትቕበሎ ዝብል ዝርርብ ምቐጸለ ። ንኹልና ድማ መርብሓና ።
@wediTekie-m3s
@wediTekie-m3s 2 дня назад
​​@@ET-wt2duንተአምረ ማርያም ቅዱስ ደቅስዮስ እዩ ጽሒፍዎ ፍቁር ሓው።
@MussieTedla
@MussieTedla 2 дня назад
በጃ ኩሉ እቲ ኣብ መስቀል ምእንቲ ፡ኩሉ ፡ዝተሰቅለ ፡ከርስቶስ ኢየሱስ ጥራሕ ፡እዩ ,, ማርያም መድሐንትያ ዝብል ኣጋንንታዊ ትምህርቲ, ኣብ ሐንቲ ቤትእምነት ክልተ ዝተፈላለይ ርዲኢት ኣሕዋተይ ተጠንቀቁ ፡ ኣምላኽ,በቲ ሐደ ወዱ ፡ዝ ኣመን ናይዘኣለም ህይወት ኣለዎ እቲ,ብወዲ፡ ዘይ ኣመነ,ግና፡ ድሮ ፡ተፈርዱዎ ፡እዩ, ስለጺ ንደቂ ሰብ ንምድሐን ዝተዋህበ ሐንቲ ስም ጥራሕ,እያ ኢየሱስ ከርስትስ ካልእ ናይ ሲኦል,መንገፊ,እዩ,, 32:49
@AbelGrmay-r6d
@AbelGrmay-r6d 2 дня назад
ድንግል ማርያም ንዓና ንኣምን ትሊምነልና እያ ንዓኻ ግን እንድዕ😊
@semharhabtemical371
@semharhabtemical371 День назад
Romans 8 ትግ - ሮሜ 34: እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ። Hebrews 7 ትግ - እብራውያን 25: ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
@God-db9vp
@God-db9vp 3 дня назад
ኣባ ቀሺ ኣነ ኦርቶዶክስ እየ፡ ሰብ ምስ ሞተ ኣይድሕንን እዩ፡ ድሕሪ ሞት ንስሓ የለን፡ ንቤተክርስትያን ዘይውክሉ መጽሓፍቲ ከም ናይ ኦርቶዶክስ ጌርኩም ክትከላከሉ ኣይትፈትኑ፡ ንቤተክርስትያና ብመናፍቃን ዘጥቀዓ ዘሎ እዚ እዩ፧ ኣብ ቤተክርስትያና ናይ ቤተክርስትያን ዘይኮነ መጽሓፍ ኣይኣተወናን ትብሉ እንተለኩም ግን ብዙሕ ሕቶታት ኣለኒ ክትምልሱለይ ፍቓደኛ ዲኹም፧
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
ኩሉ መሊስካዮ እንዲካ ድኣሞ፡ ኣይትተሃወክ ነገረ ድሕነት ኣይምርመርን እዩ ጥንቅቅ በል ምስ እግዚኣብሔር ምግጫው ከይኮነካ፡ ሕቶ እንተ ሃልዩካ ብትሕትና ኣውርዶ፡ ዓቅመይ ይሕግዘካ ልዕሊ ዓቅመይ፡
@God-db9vp
@God-db9vp 2 дня назад
@@Sergo2721 ሐራይ የቐንየለይ ኣባ ቀሺ፡ እቲ ሕቶታተይ ኣዝዩ ብዙሕ እዩ፡ ከይበዝሕ ግን 3 ጥራይ ክሓተኩም፡ 1፡ ውዕለት ጎይታ ዝረስዑን ካብ ክፍኣቶም ዘይተመለሱን ሰባት ብልመና ቅዱሳን ጥራይ ናይ ዘልኣለም ህይወት ክወርሱ ይኽእሉ ዶ፧ እዚኦም ኣብ ሲኦል እንተኣትዮም ከ ብልመና ቅዱሳን ይወጹ ዶ፧ 2፡ ኣብ ዝኽሪ ቅዱሳን ዝቕረብ መግቢ ክንዲ ቁርባን ክሕሰብ ይኽእል ዶ፧ 3፡ ካብ ፍጡራን ንላዕሊ ድንግል ማርያም ድያ ወይስ ካልእ ዝለዓለ ኣሎ እዩ፧ እዚአን ክትምልሱለይ ብትሕትና ይሓትት፧
@God-db9vp
@God-db9vp 14 часов назад
​​@@Sergo2721ኣባ ቀሺ እንታይ ደኣ መልሲ ዶንጒኩምኒ፡ ይጽበይ ኢየ ዘለኩ፡ መጽናዕቲ ጌርኩም ንካልእ መዓልቲ ክትምልሱለይ እንተደሊኩም ከኣ ንክጽበየኩም ንገሩኒ።.
@TemuSamru
@TemuSamru 3 дня назад
ከምበዓልስኻ "መራሕቲ- ሓይሊ "መስቀል ተሰኪምኩም ሰብ ኮፍ ኢሉ ከይዛራረብ ፡ ገደል ዘአቱ መሊኡ ኣሎ ተማሃር መጀመርያ ፡ ብኢየሱስ ኣብዩ ብስም ማርያም ሰትዩ ዲሒኑ ምባል ርእሱ ዝኸኣለ ክሕደት እዩ ።እቶም ኣሜን እንዳበሉ ዘሻድንኹም እዮም እቲ ጸገም ። ምብራር ማ ተባርሩ ሰብ ደደኣ ከይተድሕኑ ። ንስኻ ሕጂ ምስ በዓል ቀሲስ ኣንገሶም ቀሺ ተስፋኣለም ሓደ ዓይነት መስቀል ምሽካምኩም እዩ ሸኽሚ ኮይንና ዘሎ ። እቲ ዘየድሊ ንበዓል ነዓኻ ቅድስተ ማርያም ኣእቲና ክንእርሞ ኢና ።ዕላጅ
@Sergo2721
@Sergo2721 3 дня назад
ዋእ ምሕረት የውርድ፡ መራሕ ሓይሊከ ብቀሊል ድዩ ዝክወን፡ ክንደይ ጅግንነት ድዩ ዝሓትት ዋእ፡ በስመ ኣብ በል፡ ሎሚ ኣይዕድመካ ጽባሕ፡ ህድእ ኢልካ ጸሎትካ ግበር፡ ከይትሓምም
@TemuSamru
@TemuSamru 3 дня назад
​​@@Sergo2721ቤተክርስትያና ኣዕኑድ ጥራሕ ኣትሪፍኩማ ፡ ንጋድም ክትታኾሱ ፡ ኮፍ ኢልካ ምዝራብ ልመድ የነታ ዘለዓለም "ፊደላተ፡ ዘሆለቀ ፡ ኩሉ ፡ መምህረ፡ ኮነ ፡ በበደወሉ ፡ ዝበሉ ኮ ንበዓል ነዓኻ እዩ ። መርጌታ ጥበቡ ካልእ ይትረፍ ርግዕ ኢሉ እዩ ተዛሪብዎ ።ስርዓት ሓልዩ ኣይተበድዐ ፡ ከማኻ መናፍቓን ኣይበለ። ተኣምረ ማርያም ከኣ ናይ ቀታሊ ዘርኣ ያዕቆብ እንበር ኣብ ኣብ ግብጺ የለን ። እንተሎ ብጽርኢ ወላ በዓረብ ስደደለይ ። ጽንጽዋይ ካብ ትዛረብ ።
@merhawitgoje2967
@merhawitgoje2967 3 дня назад
​@@TemuSamruእንታይ ጸገም ኣለዎ ክርክርን እስን ተሪፉ በብዝኣ መኖ ሰብ ዘይከይድ ሃዋርያት እኮ ንነግር እምበር ኣይንሃርምን ኢሎም ብሓይሊ ንማርያም እመኑላ ኣይበለኩምን
@teamedawit5028
@teamedawit5028 2 дня назад
ትሕፍር ንስኻስ ካሃ
@TamariamHadush-wj9xu
@TamariamHadush-wj9xu 2 часа назад
😂 ንስኻ እንተ ሓፊርካ ተሓባእ
@ብመንገድኻምርሓኒእግዚኣብ
በሓቂ ኣምላኽ ዘመን ኣጋልግሎትኩም ይባርኽ
@ምንባሪብሜላ
@ምንባሪብሜላ 3 дня назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ባሓቂ ደስ ዝብልን ጽቡቁ መረዳእታን ህብኩምና ኣቦና ነተን ዘለዋ ውን ከምዚኣ ገርኩም ክትምልስልና ብሃንቀውታ ክንጽበየኩም እና እግዚኣብሄር ኣምላክ ምስጥረ ጥበቡ ይግለጸልኩም 🙏🙏🙏
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
ኣሜን ዝተረፈ እስኪ ጽሓፈለይ ኣብዚ
@ምንባሪብሜላ
@ምንባሪብሜላ 2 дня назад
@@Sergo2721 ኣብ ዋዜማ ምዕራፍ 8 ሙሴ ፈጠረ ፈጣርሁ
@ምንባሪብሜላ
@ምንባሪብሜላ 2 дня назад
@@Sergo2721 ምእንተ ዳይብሎስ ማሓረነ ክርስቶስ ይብሉ እዮም
@ምንባሪብሜላ
@ምንባሪብሜላ 2 дня назад
@@Sergo2721 ኣብ ታኣምር ማርያም ምዕራፍ 48 ዝርከብ ቃል ውን ከም ሕቶ ቀርባ ነይራ እያ
@filha48
@filha48 3 дня назад
Anes tigerneni zelos. Men u abti mealti Firdi ab Semay keydu bisim mariam dihinu, elu nab midri zitemelse emo kea misikuru zhabe men u. Ezi xinxiway gidefo begaka Amlak mihretu yiazizelka
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
ንወንጌል ኣብ ኢድካ ሂብካ ?
@filha48
@filha48 2 дня назад
@@Sergo2721 Teamire Mariyam wengel aykonen XINXIWAY u neay. Wengel ab Mexhaf kudus aleka. MISIKIR zeybilu hatewketew u ezi. Ente dea Wengel koinu neaka begaka mexhaf kudus anbib emo hiwet kittenish eka
@berakiweldegergish8202
@berakiweldegergish8202 3 дня назад
Ab tselotka zekreny dyakon hawey
@a.m1666
@a.m1666 4 дня назад
Xegu ybzahalkum abona
@ገዛዉትናናፊቀዮ
@ገዛዉትናናፊቀዮ 3 дня назад
❤❤❤❤
@berakiweldegergish8202
@berakiweldegergish8202 3 дня назад
❤❤❤❤
@e-jg5gc
@e-jg5gc 3 дня назад
ውውው ንጹር መልስ መምህረይ ቃል ሂወት የስምዓልና እተን ዝተረፋ ድማ ከምዚ ክንጽበ እና፣ ግን እታ ክልተ ኣምላክ ትብል ቃል ግን ካብ ኣዛራርባ ድኩም መምህረይ ብዙሓት ሰባት ሸር ክብልዎ እዮም ክሕደት ዶ ገለ እንዳ በሉ ስለዚ ጥንቂቅ በሉ እኩም ኣቦና ብዝተረፈ ጽቡቅ
@Sergo2721
@Sergo2721 3 дня назад
ኣይተረድኣንን፡ እተን ዝተረፋ እቲ ሕቶ ማለት ድዩ፡ ተኪእልካባ ኣብዚ ስደደለይ
@e-jg5gc
@e-jg5gc 3 дня назад
@@Sergo2721 እወ ተረፍ ናይ ዚቅ ኪዳነ ምህረት ለካቲት ዘሎ ማለት እየ፣ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ ድማ ሮሜ 8፣34 ዘሎ ኣብ 1ይ ዮውሃንስ 2፣2 ዘሎ ጠበቃ ዝብል ዘሎ ምስ እዚ ዝከይድ ድማ ኣብ ናይ ስኔ ሚካኤል ዝቅ ዘሎ እግዚኣብሄር ወልድ ኣብ ሰማያት ኮይኑ ይልምን ኣሎ ይብል እዩ ብግእዝ እስከ ብዘዓባ እዜን ከተብርሁልና ነገረ ስግደት ዉን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ንቅዱሳን ክንሰግደሎም ከም ዘለና ብዙሕ ኣሎ እዩ ኣብ ክልተ ግን ነዓይ ኣትስገዱለይ ኣነ ከማካ ፍጡር እየ ዝብላን ቅዱስ ሚካኤል ንዮሃንስ ዝበሎ ከምኡ ድማ ጲጥሮስ ዘበሎን ዘለዋ ትርጉመን ክንጽበ እና ብዝተረፈ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድለኩም መምህረይ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ቃል ኣምላክ እኩም ትምህሩ ዘለኩም እሞ እግዚኣብሄር ዓስብኩም ይሃበኩም።
@BikiMan-v9c
@BikiMan-v9c 2 дня назад
ቅዱስ ጳውሎስ ከሙዚ በለ ካብዚ ዝተፅሓፈ ዝውስኽ ወይ ዝቕንስ ወይ ዘጣም ዝተወገዘይኹን ። መፅሓፍ ቅዱስ ዘየለ ኣይተምህሩ ።
@barokGebrey
@barokGebrey День назад
ንባዕልካ ተመሃር ጳውሎስ ኣይኮነን ራእይ ዮሐንስ እዩ
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 3 дня назад
ሰላም መምህር ቃለ ህይወት የስምዓልን ። ግን እታ ክልተ ኣምላኽ ኢዩ ዘሎ ዘበልኩማ ኣነጽርዋ ኢኹም ቆሪጾም ናብ ዘይሓሰብክሞ ክወስድዋ ኢዮም ። እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ባህሪ ኣምላኽ ኢዩ። ካብዚ ቀጺልና ግን ኣማልክት ዘበጸጋ ክንብል ንኽእል ኢና ንኣብነት ኣቦና ሊቀ ነብያት ሙሴ ኣብልዕሊ ፎርኦን ዝተዋህቦ ስልጣን ( ኣምላክ) ኢዩ ዝብል ጣኦታትውን ኣማልክቲ ኢዮም ዝጽውዑ ሰለዚ ቆሪጾም ነታ ቃልኩም ናብ ዘይበልክሞ ከይወስድዎስ ደጊምኩም ብዛዕባ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽነትን ኣማልክት ዝበጸጋን ፡ኣማልክቲ ጣኦትን ብዝብል ኣስተምህሮ እንተትመጹና ሰናይ ነይሩ።
@Sergo2721
@Sergo2721 3 дня назад
ኣሃ እሞ፡ ሙሉእ ኣይሰማዕካያን ዲካ፡ ሙሴ ኣብ ልዕሊ ግብጻውያን ኣምልክ ኪገብረካየ ዝበሎ እናበለት ኣላታ ተረዲኤካ
@wedimasoni4604
@wedimasoni4604 3 дня назад
ብመጀመርያ ቃለ ሂወት የስምዕስልና ። ብምቅጻል ስምዖን ንእግዚአብሄርን ነንብያትን ክሒዱ ብድንግል ማርያም ግን ድሒኑ ንብል እንተ ኣሊና እቲ ዝፈርድ ዝኩንን ግን ክርድቶስ እዩ ስለዚ ኣብዚኣ ሰብ ኣይነጋጊ ምኽንያቱ ድንግል ማርያም ናታ ክብርን ጸጋን ኣለዋ ንኣምላክ ክሒዱ ብኣኣ ክድሕን ግን ይጋጮ ኣሎ ግብሪ ሃዋ 4 12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን። ስለዚ ንኣምላክ ዝክሕደ ትብል እንተ ትእረም። 2/ክልተ ኣምላክ ዝብል ድማ ነቶም ዝጠራጠሩ መንገዲ ምክፋት እዩ ክልተ ኣምላክ ኢልካ ትኣምን ኣይብልን እየ ዳህጸ ልሳን እንተ ኮይኑ ድማ ኣዕርዮ።
@wediTekie-m3s
@wediTekie-m3s 2 дня назад
​@@wedimasoni4604ፍቁር ሓዉ ኣብቲ ትገልጾ ዘለኻ መጽሓፍ ኮ ነቲ ሰብ ምስ ኣድሓኑ እዮም ፡ድሕነት ብጀካ ብእየሱስ የለን ዝበሉ።ናይ ምንታይ ድሕነት እዩ ብኢየሱስ ክርስቶስ /ናይ ምንታይ ድሕነት ብቅዱሳን ይግበር ምፍላጥ ቀድሊ ኮይኑ ይስምዓኒ ።
@MussieTedla
@MussieTedla 2 дня назад
ኣታ ኣሐሳዊ ሰብ ኣይተጥፍእ ምስ ወንጌል ዘራክብ የብሉን እቲ ናይ መስቀል ውዕለት ኮንቱ ትገብርዎ ኣሎኹም ፡ ብስም ማርያም ድሕነት እንተሃሊዉ ንምንታይ,እት ሐደ ዘፍቅሮ ወዱ ናብዛ ምድር ሊኢኽዎ? ግብረ ሐዋርያት 4 12 ደጋጊምካ ተማህሮ 19:31 19:34
@Sergo2721
@Sergo2721 2 дня назад
እንታይ ዘጽርፍ እሞ ኣለካ ንዓካ፡ ካብ መን ተወሊዱ ኣብ መስቀል ተስቂሉ፡ ኣብ መስቀል እኮ ብስግው ቃሉ በቲ ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ዝወሰዶ ሥጋ እዩ ተሰቂሉ፡ እንታይ ኮንካ ተሓርቅ ፡ ኣይትሕረቅ፡
Далее
#慧慧很努力#家庭搞笑#生活#亲子#记录
00:11
Apostle Hneshim Ethiopia sänder live!
57:30
Просмотров 3,9 тыс.
#ተአምረ#ማርያም#መን#ጺሒፍዎ#
55:06
Просмотров 2,3 тыс.
#ታሪክ#ቅድስት#መስቀል#
28:13