ኳንተም ፖድካስት ክትሕግዙ ምስ ትደልዩ
buy.stripe.com...
ባንክ ከመይ ይሰርሕ እንተደኣ ፈሊጥካ እቲ ንሱ ዝገብሮ ብቐሊሉ ንስኻ ክትገብሮ ትኽእል ኢኻ፡፡ ገንዘብካ ኣብ ክንዲ ባንክ ዘውፍረልካ ባዕልኻ ፈሊጥካ ሰልጢንካ ክተውፍሮ ትኽእል ኢኻ፡፡ መኽንያቱ ባንክ ማለት ሳልሳይ ኣካል መራኸቢ ናይ ኣለቃሕን ተለቃሕን ስለ ዝኾነ፡፡
ንተወሳኺ ስልጠና ኣብ ዓውዲ ዋኒንተኛነት(ኣንተርፕረነርሺፕ) ን ክሪፕቶካረንስን በዚ ሊንክ ብቐጥታ ክትረኽቡኒ ይከኣል ኢዩ፡፡
Message Crypto Academy on WhatsApp. wa.me/message/...
facebook: / samokubay
instagram: / wedi_okubay
www.quantemschool.com
7 окт 2024