ሰላም ወሰናይ ክርስቶሳዉያን ሎሚ ካብ ዘሓለፈ ኣብ ቅዳሴ ሰንበት ዘመነ ክረምት ዝተሰብከ ስብከት ብ ክቡር ኣባ ዮናስ ዮሃንስ ነቅርበልኩም።ነ ሕዋትኩም share ብምግባር ተካፈልቲ ናይዚ ቅዱስ ቃል ወንጌል ክትገብርዎም ንዕድመኩም።ቁምስና ደብረ ኪዳነ ምሕረት ፍራንክፉርት
29 сен 2024