Тёмный

ስነጥበባዊ ሃይለሚካኤል ሊንጎ -ታሪኽና ክዕቀብ ኣለዎ 

Gize ግዜ Media
Подписаться 33 тыс.
Просмотров 19 тыс.
50% 1

News&Politics ኢሰያስ ኩናት እዩ ዘፈትው by Eritrean entertainment comedies, Dramas, movie, film and music video clips for you. Enjoy! eri embaba Sebhat Efrem #Asmara​#AsmaraERITRAN​#
GizeMedia# ተኪልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምዳድ ክትግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest habesha Movie, Music, Comedy Drama. || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ::
For More Video Please SUBSCRIBE Here www.youtube.co... theasmeraeritrea@gmail.com
© 2021 Copyright_Gize ግዜ Media

Опубликовано:

 

3 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 99   
@tesfaldettesfamariam8310
@tesfaldettesfamariam8310 3 года назад
ጽብቅ ትምህርቲ ሊንጎ ክብረት ይሀበልና ከምዚ ጊርኩም ነዚ መንእስይ ተትምህርዎም ጽቡቅ ፍልጠት ምሓዙ
@nkulugziealewoy904
@nkulugziealewoy904 3 года назад
Lingo ezi tgebro zeleka neana meneseya aklilka zrea aykonen kexlo thanks 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@berheandeberhan1871
@berheandeberhan1871 5 месяцев назад
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ። መብዛሕትናውን ወለድና ክዛረቡ ብዝሰማዕናየ ቅሩብ ፍልጠት እዩ ኔሩና ብዛዕባ ራእሲ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሊንጎ ሓውና። እዚ ኣብ መጽሓፍ ኣስፊርክዮ 'ትኸውን ተስፋ እገብር። 👑👑👑👑
@tazazneguru8341
@tazazneguru8341 3 года назад
Its great to know our rich history , thank you so much and keep it up my brother !!!!!
@armanadonat2015
@armanadonat2015 3 года назад
ኣንበአሳ ሊንጎ ሓውና ጅግና ኣጆኻ ቀጽሎ።
@ademetel8769
@ademetel8769 3 года назад
መሃሪ ዝኾነ መደብ ብተመስጦ ተኸታቲለዮ አብ ከምኡዓይነት ታሪኻዊ መደባት ኢንተ ተድህቡን ትቕጽልዎን ዚሓሸ ኾይኑ ይሲማዓኒ ይቐንየልና ሊንጎ ንኣቅራቢ መደብ ካኣ ሰለዚ ብሉጽ መደብ ምስጋና ይግባኣካ።
@eritrawit7184
@eritrawit7184 3 года назад
ኽቡር ሊንጎ ሓውና ህዝቢ ኤርትራ ኻብ ጥንቲ ኣትሒዘም ጅጋኖ ኢዪም ኔረም ብሕጂ ድማ ካልአ ንጽበየካ ኣለና የቅንልና
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 4 месяца назад
ኣብ ዝኮነ ዓለም ዝኮነ ህዝቢ ነናቱ ጀጋኑ ኣለውዎ፡ጀጋኑካ ኣበይ ወዲቆም ግን ክትፈልጥ ኣለካ። ሊንጎ ተጋዳላይ ናይ ህዝቢዊ ግምባር ኮይኑ ኣስመራ ዝኣተወ እዩ።እስያስ ኣፈወርቂ ንበዓል ሙሴ ተስፋሚካኤል፡ተወልደ እዮብ፡ዮውሃንስ ስብሃቱ ወዘተ ክቀትሎም ከሎ ሊንጎ እንታይ ይገብር ኔሩ።ሕቶ ንዓካን ንሊንጎን።ኣነ ዝፈልጦ ሰብ ክቅተል ከሎ ወይ ሕነ እፈዲ ወይ ነብሰይ የውጽእ።ታሪክ ታሪክ ታሪክ ምባል እንታይ ዋጋ ኣለዎ።
@danieltesfay8920
@danieltesfay8920 3 года назад
Excellent interview!! Both the journalist and Lingo were incredibly professional, as well as informed in the topic. Thumbs up!!!
@asefawhabteghebriel8429
@asefawhabteghebriel8429 3 года назад
Asefaw habteghebriel zehegus tmhrti iyu .
@lemlemberhe6316
@lemlemberhe6316 3 года назад
በጃኻ ቀጻሊ ኣቅርበልና ንሊንጎ GBU
@negabelay5195
@negabelay5195 3 года назад
እዞም ስለስተ ጀጋኑ ኤርትራውያን ርእስን ደጃዝማችን መን መን ምኻኖም ፈሊኹም ተትነግሩና ጽቡቅ ኔሩ የቀንየለይ እቲ ትዛረብሉ ዘለኹም ምስ አብ ስእሊ ዘለው ምንም ዝራኸብ የብሉን እዚ ስእሊ ራእሲ ኪዳማርያም ደጃዝማች መንገሻ ዓረዛ እዮም 100%
@wediadikala1245
@wediadikala1245 3 года назад
Lingo bkemey kirekbeka yikiel,ezi nay abhagoy raesi weldemikal kirub kitnegreni delye aleku please tegediska meliseley
@rezeneghilamicael7885
@rezeneghilamicael7885 3 года назад
ከማካ ይብዝሑ የቀንየልና ታሪኩ ዘይፈልጥ መጻኢኡ ኣይፈልጥን እዩ ናይ ሰውራ ጀጋኑውን ሰንድዎ ። ንመጻኢ ትውልዲ መሰረት ክኮኖም የቀንየልን###
@tzehaighebrat3020
@tzehaighebrat3020 3 года назад
Lingo you did very good job on ras weldemicael ,I am impressed, let me ask you did you do some studies on the other eritrean heroes like ras tesema asmerom ras bahta segenetti , if not please do Thank you for this highly educational interview
@joeythelifewithspirit
@joeythelifewithspirit 3 года назад
ሃይላት ወድመን ድኣ ኮንካ ጅግና ከምኣቦታቱ !
@abebeghebre6122
@abebeghebre6122 3 года назад
JJ VC
@tuemzghibeyene5725
@tuemzghibeyene5725 3 года назад
ቡሱል ዘረባ የቐንየልና::
@ኣስመራሽኾር
@ኣስመራሽኾር 3 года назад
Wow 👍❤
@Ben511
@Ben511 Год назад
Bflay neziom diaspora Kem belaeti Hamburger Tiray eyom zoreeyiwom
@mehariamanuel3982
@mehariamanuel3982 3 года назад
ቀጽሎ ሊንጊ
@samsonfissehaye7807
@samsonfissehaye7807 3 года назад
Your narration is simply impressive! Thank you Lingo.
@Ben511
@Ben511 Год назад
Ezom ab sieli zireom zeleku Dea Raesi Kidanemariam Gebremeskel of Areza,Seraye endyom . Fetawi n Arkin Aba Hagoy my grandfather....
@Ben511
@Ben511 Год назад
Abuu ayitzareb yibluka abzi DiMA zeytezarebka Dea yibluka
@Ben511
@Ben511 Год назад
Ane eko mis ezom tegadelti neber Baesi aymihalewenin Neyru eyu, gin nihna Tiray ena felatat, nihn Tiray ena kinzareb zelena sile ziblun Tiray eye misatom tegarachina.
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 5 месяцев назад
ንሊንጎ ኣንጭዋ ትልብም ኩርኩር ክርኩርዩ ኣንበሳ ክትብልዎ ክብረት ኣንበሳ ኣውሪድኩሞ ፈላጥ በሃላይ ደንቆሮ ኩርኩር ኢሳያስ አንተበኩሞ ይሃይሽ መህፈር ስድርኡ
@Ben511
@Ben511 Год назад
Ane eye Tegadalay, Ane eye Tekuasi, Ane eye Mihur, Felat , ane eye wedi Shuq, ketema, the street guy all and everything to them to one like PIA
@hagostesfamarian2753
@hagostesfamarian2753 5 месяцев назад
ባዕሎም ንባዕሎም ዝሽየሙን ዘይንሶም ክኾኑ ዝደልዩ ኣብ ሃገር እንተ በዚሖም፡ ነገር ተበላሽዩን ፋሕ ኢሉን ማለት እዩ። በጃኹም ዘይንስኻ ምዃን ንየው ንበሎ።
@Ben511
@Ben511 Год назад
Bflay ezom tegadelti neber ena ziblu abkulu nsatom Tiray eyom star kikonu zideltu....b wugie..ane eye, b wedishuq ke tebelka still ane eye wedi shut yibluka kulu baelom....
@aziebkidane1393
@aziebkidane1393 Год назад
Wow! Thank you! ሊንጎስ አበ ኤሪትራ መ ምህር ናይ ታሪኸ ክኸወን ነይርዎ እምበር አብ አመሪካ ከቐመጥ አይነበሮን።
@kiflefessha4933
@kiflefessha4933 4 месяца назад
ጽቡቕ ኣተራርኻ ኣብ ቀጻሊ ድማ ናይ ካልኦት ቀዳሞት ጁጋኑ ሓርበኛታት ክንጽበየካ ኢና ሊንጎ ሓውና የቐንየልና።
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 3 года назад
ክብረት ይሃበልና፡ታሪክና ፈሊጥና!ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ፡ንሊጎ?ብዛዕባ ታሪክ ማሌት ዲሕሪ ናጽነት ዘሎ ታሪክከ እንታት ትሓስብ ብከመይ ክግለጽ ከምዝክእል ነዚ ዝተወልደን(ዝጉብዝ ዘሎን)ዝውለድን እንታይ ትብል?
@titirezene9592
@titirezene9592 3 года назад
hakeka hinego abona raesi weledenkiele jegena beamenetu zeteteleme eyu etom zeyewehatelom gen eti tarike yekeyerewo alewu raesetatena hagerena jegenu eyom kemezom heje zelewu zeyekonu kalesi tegaru tarikom gedifom tarike gorobitom zexebeku👍
@beyblademaster4445
@beyblademaster4445 3 года назад
ብዛዓባ ደክተር ሌረንሳ ትእዛዝ ከ እንታይ ትፍልጣ አለካ ?
@tsehaineshzaid7864
@tsehaineshzaid7864 3 года назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤👍👍💪🍀❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏wow ligo kezilo tariki eiyu🇪🇷👍❤🇪🇷
@Ben511
@Ben511 Год назад
May be IA taught them all the wrong lessons to emulate and copy it
@adietekle9756
@adietekle9756 3 года назад
Am so proud of you Lingo 💪💪🇪🇷🇪🇷🙏🙏👍👍
@Ben511
@Ben511 Год назад
Mis ezi ninebrelu zelena Hager DiMA enda abaasena
@Ben511
@Ben511 Год назад
Eti comunistawi bahli n attitude n which is Anza nay lomi Alem zeyiserih zeyesirih enda anysenarequ
@soraenatie4116
@soraenatie4116 3 года назад
Megemeria fthaiyan kunu nety xenitu zxenet delo hezbna demxi kunuo kab halewlow seb deyhakebkas tarik...
@Ben511
@Ben511 Год назад
Eti kalie wey civil Kem zeyteqim aquhut yireeyiwo
@wolduaraya1489
@wolduaraya1489 3 года назад
Wawww l.like this history
@tekleyacob8001
@tekleyacob8001 4 месяца назад
LINGO DRAGON HEYLE MOLOKOT ADIOM MENDYA TARIK AYTEBELASHU
@rosyghide3037
@rosyghide3037 3 года назад
ኩቡር ሐውና አዚና ነምስግን አምላኽ ጥንዓ ይሃብካ ጽኒ ኢልና ደስ ኢሉና ስሚዕናካ። ክብረት ይሃበልና
@asglawadi7752
@asglawadi7752 3 года назад
00
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 года назад
ታሪክ ሓበንን ጥልመትን ገዲም ተጋዳላይ ስነጥበባውን ተራክን ሊንጎ ምስናይ ምስጋንኡ ውግእ ኣስመራ ምዓስ ዓመተምህረት ከምተካየደ፡ ራእሲ ወልደንኪኤል ሰሎሉን ከኣ መዓስ ከምተጠልመ እንተዘዘንቱ ብዝያዳ ከም ሽሮ ጻሕሊ መቀረት ምሃበ መስለኒ፡ ወላካ ውን ዕድሚኡ ብልክዕ ኣይጠቀስ እምበር ንሕልፈት ካብ ተፈርደ ግን ብሕማም ወይ እርጋን ጠንቂ ከምዝሞተ ግን ዝግመት ኢዩ፡ ብርግጽ "ታሪክና ክዕቀብ ኣለዎ" ዘርእስታ መጽሓፍ ደሪሱ ሓበሬታ በቂቅልና እንተልዩ ድማ ሓደኣፊቱ ዓዲግና ከነንብባን ክንዕቅባን ኣበይ ከምትርከብ ክውከሰና ብትሕትና ንሓትት፡ መቅዘፍቲ ራእሲ ንጉሰ ውን ምስቲ ሓደ ካብቶም መስረትቲ ኣሜሪካ ዝኮነ ኣለክሳንደር ሃሚልቶን ቅድሚ ክልተ ሚእቲ ዓመታት ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ምማቱ ተመሳሰልነት ኣለዎ፡ ነዚ መስፍናዊ ሕጊ በረካ ካባና ድዮም ወይስ ካብ እንስሳ ኢዮም ወሪሶሞ ዝብል ሕቶ ዘለዓዕል ኢዩ፡ ባህሪ ተባዕታይ እንስሳ መቀናቅንቱ ሲዒሩ ምስኩለን እንስሳታት ክዋሰብ መሰሉ ብሓይሉ ከምዘረጋግጽ ይፍለጥ፡ ሰብ ቀደመ መታን ጎበዝ ኣርሓ ዓዲ ተባሂሎም ክክበሩን ወይ ወዲ ክስቶ በትኪ ተባሂሎም ከይናዓቁ ኒሕ ተሰሚዕዎም ብጥምጥም ክሳብ ስንክልናን ሞትን ይባጽሑ ከምዝነበሩን፡ ሳሕቲ ውን ጀብሃ ንከበሳ ኣብዝደየበትሉ እዋናት ይፍጸም ከምዝነበረን ውሽጢ ገዝኣ ከየጽረየት ድማ ጉዳዮም ብዲሞክራሲያዊ ሕጊ ክፈትሕዎ ተጠንቅቅን ትዝልፍን ከምዝነበረት ይዝረብ፡ እቲ ቀንዲ መባኣሲኦም ድማ ክብረቶም ምሕላው ጥራይ ዘይኮነስ ምስሓቲ ተጠማቲት ጋል ወይ ወረጃ ስድራ ክዋሰቡ ብቅልጽሞም ተወዳዲሮም ምውሓስ ምካኑ ይዝንቶ፡ ወላ ይሃንዝሉ ወይ ብዝሕታለ ኣእምሮ ይሳቀዩ ዘገድስ ረቃሒ ነጥቢ ኣይኮነን ዝነበረ፡ መቸም መራሕቲ ሻዕብያ ካብዚ ዘኩርዕ ጅግንነት በቲ ሓደ ገጽ ግን ዘሕዝን ጥልመት ራእሲ ወልደንኪኤል ዘይምምሃሮም ንህዝቢ ኤርትራ ይቅረ ክሓትዎ ይግባእ፡ ጁንታውያንካ ከምቲ ሩታ "ተጀምረኒስ ኣለካ" ክትብል ዝደረፈቶ ብኣጀሚሩ ዘየወድኦም ምስ ናየጋጣሚ መቀረት ኩትፎ-ፓላስ ምስተፋትሑ፡ ጽጋብ የዕሽዎም ከምተሃመሉ ክሳብ መጸግዕን መሳፍሕን ንግዚኡ ዝደልዎም ነቲ ወትሩ ብሓሶቶም ተደናጊሩ ብሓፈሻ ዝተረስዐ ሓሸካ ህዝቢ ትግራይ ይቅረ ዝሓተቱ፡ ንምንታይሲ ሓደ ካብቲ ምክንያታት ምንጪ እዚ ኩሉ ሓሳረመከራን ማእሰርትን ኣውራ ድማ መስዋእትን ዝፈጠረኮ ስኣን ንወራሪ ጉሒላ ወያነ ኣብክንዲ ኣትሪርካ ምልጋሙ ከም ሓደ ብእምብዛ ጥረስጋ ተሰርኒቁ ዝዓበደ ከልቢ ሻላማላ ምፍናው ዘስዓቦ ኢፋል ግርህነት ኢዩ፡ ብሓቂ ነዚ ሃብታም ዕድል ተመኩሮ ብላሽ ከምዝጉሓፍ ገይሮሞ! ብዝኮነ ናይ ዝቀደመ ጌጋ ከይኣክል ሕጂ ጥራይ እዚ ፈታው ሰላም ህዝብና ረቢ ካብ ሓሳዳት ጠንቃሎ የዒንቲ ብፍቅርን ሓድነትን ጽንዓትን መሪቁ ይባርኮ፡ ኣሜን!
@wolduaraya1489
@wolduaraya1489 3 года назад
lingo GDB Abi Memher eka
@yirgaalemsdstu9471
@yirgaalemsdstu9471 3 года назад
ወዱ ደግያት መስፍን ተማሂሩ ስለዝነበረ ፡ ንሱ እዩ፡ ዝጽሕፎ ነይሩ፡ ንዓይ ክኣ ኣባሓጎይ እዩ፡
@merhawiasmara014
@merhawiasmara014 3 года назад
Raesi weldemichael ab tigray welidomdo.
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 года назад
Long jigna am my brother ❤️🙏🏽🙏🏽🇪🇷💪
@solomontewelde8740
@solomontewelde8740 3 года назад
I don’t
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 года назад
@@solomontewelde8740 what u mean?
@yohannesaradom8656
@yohannesaradom8656 3 года назад
@@solomontewelde8740 What do mean? You don't want to know Eritrea's history; OK, Are you son of HEGDEF?
@Rita-pw3ss
@Rita-pw3ss 3 года назад
Kab bhere beselfa eyu zebhal
@ferzunmebrahtu870
@ferzunmebrahtu870 3 года назад
ክቡርን ለባምን ማህደር ታሪኽ ሊጎ" ክቡር' journalist ብኣድንቖት ተኻታቲለዮ ብዙሕ ውን ተማሂርና፡ ክትቅጽልዎ የተባዕዕ፣ እቲ ዝንባሌ" ናይ ሓያል' ወሲድካ ማርያም ምስእምነት ኣታሓሒዝካ ጥልመት፣ኣብ ኩለን ከባቢታት ዝነብሩለን ኤርትራ ኣይነበረን ክበሃል ምስክር ናቶም ዝሓለፉ ጀጋኑ ናይ ሎሚ ኤርትራ ክበሃል ይከኣል" እንታይ ዳኣ' ድሎ ይመጸካ ኣሎኹ ኢልካ ኢዩ ነይሩ ራሲ ወልደሚካኤል ካኣ ወናኒ ናዚ ስለዝነበረ ኢዩ ከም ዝተረኽካዮ ሊጎ" ህዝቡን ኣሕዋቱን ዓዓጊቶም እንዳ ነገርዎ ኣብ ኢድ ኣሉላ ዛተወ። ክቡር ሊጎ ክቡር ጋዘጠኛ ቐጽልዎ (P.S go head)
@yotub6267
@yotub6267 3 года назад
Raesi kdane mariam areze mis wedom weldemikael
@michaelfthineritrea7745
@michaelfthineritrea7745 3 года назад
Lingo nhzbna bedilkayo, abxlei nknnebrn hzbi tgrginya nknxent leul astewaxeo serihka. Ngziu Jigna Jigna knbleka ina. Nebsna Ms-feletna gn regimna ayknxegbelkaan ina. Btaemi xelim tarik feximka thalf aleka.
@sevendays6738
@sevendays6738 3 года назад
Ata denkoro nebotatka yemaneyti edomn tsegameyti egromn eyom korixomom agame komalat belaeti kuenti kab kedemna nhna ena ember hadagat nsom lbom aytrkebn eya btarika kurae
@michaelfthineritrea7745
@michaelfthineritrea7745 3 года назад
Haxey mnilik eye qorixwom n abotatna hasot gdef
@erimonia6574
@erimonia6574 3 года назад
ታሪኽ ጽቡቁን ሕማቁን ክትፈልጦ ኣለካ መራሕቲ ትግራይ ኩሉ ግዜ ጠላማት ኢዮም ህውሓት ውን 1998 ኣሪኣትና ኢያ
@yotub6267
@yotub6267 3 года назад
Eti hadegin ayfelxon eye
@asmarinowediasmera9759
@asmarinowediasmera9759 3 года назад
ኣነ ዝገርመኒ ሲ ፣ ራእሲ ወልደንኪኤል ሰሎሙን ኣብ ኣክሱም ኣብ ናይ ሸማምንቲ ቦታ እዩ ዝነብር ኔሩ ፣ ቲ ዝገርመኒ ግን ደቁን ደቂደቁን ንራእሲ ወልደንኪኤል ኣብ ኣክሱም ይነብሩ ምህላዎም ኢዩ ፣ ካልኣይ ንራእሲ ወልደንኪኤል ራእሲ ዝሸመ ሃጸይ ዮውሃንስ ኢዩ ፣ ራእሲ ወልደንኪኤል ኣብ ተምቤን 2 ዓመት ምስ ሃጸይ ዮሃንስ ከም ዝገበረን ከም ዝተማህረን ራእሲ ተሸይሙ ን ሓማሴን ከም ዝመጸን ከ ትፈልጥ ዶ።
@ኣስመራሽኾር
@ኣስመራሽኾር 3 года назад
መን ኢልካ
@bejahizbi2763
@bejahizbi2763 3 года назад
ናይ ኤርትራ ታሪኽ ብምህራት ደቀባት ኤርትራውያን ኪንገር አለዎ። በዞም ደቂ ሳሕል ዝንገር ጽውጽዋይ ግን አይእመንን ኢዩ። ተመልከቱ ብዛዕባ ሽፍታ ዓዲ ሃሎ እንታይ ይብሉና ኔሮም።
@freweiniseattle5885
@freweiniseattle5885 3 года назад
You should tell about everything in the picture I don’t think you know the store very good first you should introduce everyone in the picture please I want to study first then tell about every one go to Areza to tell the really stories
@Ben511
@Ben511 Год назад
Gele Geliom kemtom Lomi kab hagereseb nab ketema metsiuu nimishetu super smart kikonelka zifitin koyinom yisimuuni. Kulu Neger kulu aynet ane eye kibluka kelewu.
@mbbm5133
@mbbm5133 3 года назад
ሊንጎ ሎሚ ብዛዕባ ኩናት ትግራይን ኤርትራን እንተትዛረብ ምሓሸ እዚ ትብሎ ዘለኻ ንኻልእ እዋን ተትዛረበሉ ምሓሸ
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 3 года назад
እዚ ስእሊ ዚ ኢቲ ትብሉዎ ዘለኹም ናይ ራእሲ ወልደሚካኤ ኣይኮነን ከመይ ገርኩም ናይ ራእሲ ኪዳነማሪያም ዓረዛ ስእሊ post ገርኩም ብዛዕባ ራእሲ ወልደሚካአል ታሪኽ ትዛረቡ ኣለኹም? ታሪኽ ተዛብዑ ኣለኹም ታሪኽና ኣይትጸይቑ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 года назад
ሰለስተ ስተፈላለዩ ራእስታት እምበር ስእሊ ሰለስተ ስላሴታት ወይ ራእሲ ወልደንኪኤል ጥራይ ኣይኮንካንኮ ትርኢ ዘለካ፡ ብካልእ ኣዘራርባ ሓደ ካብቲ ትብሎ ዘለካ ራእዚ ኪዳነማርያም ክከውን ይክእል፡ ንባዕሉ እቲ ታሪክና ክዕቀብ ኣለዎ ዝብል ኣርእስቲ ውን ንዕኡ ዘመልክትን ንኩሉ ዘጠቃልልን'ዩ፡ ስለዚ ቅድሚ ኣፍካ ዝሃበካ ተቀዳዲምካ ምዝራብ በጃካ የእምሮካ ኣዚርካ ክትሓስብ ተጠቀመሉ፡ ሓቂ ምዝራብ ብዛዕባ ራእሲ ወልደሚካኤል የዘንትው ስለዘለው ንዓይ ውን ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት ዕድሚኡ ስእሉ ጥራይ መሲልኒ ጸኒሑ፡ እቲ ቁኑዕ መልሲ ግን ሊንጎዩ ዝምልሶ።
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 3 года назад
@@dawitgebrat1878 ክቡር ሐው ኣእምሮይ ካብ ካልእ ሰብ ዝተሐተ ኣይብልን እንተኾነ ግን ኣብ ምእከል ዘልዎ ራእሲ ኪዳነማርያም ብ የማን ዘሎ ወዶም ደጊያት ወልደሚካአል ብ ርግጸኛ ኣይኮንኩን ግን በየነ መሸሻ ካብ ዐረዛ ኢዮም ብዛዕባ ኣብ ገዛይ ዘሎ ቅዳሕ ስእሊ ኢየ comment ሂበ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 года назад
@@filmonhaile2765 ኣታ ሓውና! ስቅኢልካ ከምዚ ኩትኩረድ ዝደለየት ሰበይቲ ትሙስሙስ ወይ ሕስይስይ ትብል ብጋህዲ ነዚ ኩቡር ደራሲ ዘይትሓቶ፡ ላምሲ ብኢዳ ዝቀርባስ ብእግራ ትሓክክ ዝብል ምስላ ብዘይቀልዓለም ንከምዚ ከማካ ኢዩ ተመሲሉ፡ እቲ ጸገም ኣብ ቁራዕ ሳዋ በሲልካ ስለዘይተፈተንካ ኢዩ፡ ኤህ ወለድካስ ማስጣካ ድኣ ይውረዶም፡ ብሓቂ በዲሎምካ!
@filmonhaile2765
@filmonhaile2765 3 года назад
@@dawitgebrat1878 Narrow minded
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 года назад
@@filmonhaile2765 If speaking truth to power makes me a narrow minded SOB, so be it!
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 5 месяцев назад
ጋላ ወዲ ጋላ መልክአካ ይምስክር ናይ ኢሳያስ ታሪኽ ተንትን አምበር አሪትራ ኣትምልከተካንያ ሃሳዊ ኩርኩር ኢሳያስ ጠላም ስዉኣት አንተዝትስኡ ኣኽ ቱፍ ምበሉልካ ኣቅሚ የብልካን ታሪኽ አቲትራ ክትዛረብ ተላም ሃፊምካ ኣይኮነን ታሪኽ አሪትራ ዝዝረብ ኣንታ ጓሳ ለኽባጥ ኩርኩር ኩርኩር ተንበናይ ወዲ ተንበን ትግራዋይ ክትዛረብ ከለኻ ተምላስ ይመጽኣካ ጽባህ ክትኸፍካ ኢኻ 😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮
@eritreatoday
@eritreatoday 3 года назад
Mostly make up stories, towards the end some what truths.
@HandInhand123
@HandInhand123 3 года назад
ሊንጎ ናይ መን ኣጀንዳ ኢኻ ተሳውር ዘለኻ እዚ ኹሉ ጽውጽዋይ እዩ
@ኣስመራሽኾር
@ኣስመራሽኾር 3 года назад
Ezi tarik eyu tarik kea kem zelewo eka thzo ok xebib
@merhawiasmara014
@merhawiasmara014 3 года назад
Eway tsintsiway kitiem nay shaebya keyaklena adey elen abey aden Raesu weldenchiel hareg natom nigerena aytegdulo
@shimejenaadey8260
@shimejenaadey8260 3 года назад
Shefatu Sahil, memahran xilie 👎🏿👎🏿👎🏿
@መንነትትግርኛ
@መንነትትግርኛ 3 года назад
ኣየ ብዓል ሊንጎ ነቲ ናይ ጥልያን መግዛእቲ ኤርትራውነት ሲ ከም ጽቡቅ ኢዩ ዝወስዶ ንሕናህዝቢ ትግርኛ ኢና
@raheldiaz876
@raheldiaz876 3 года назад
We are Eritreans Muslims and Christians 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@መንነትትግርኛ
@መንነትትግርኛ 3 года назад
@@raheldiaz876 እስላም ሃይማኖት ኣብ ምሉእ ዓለም ኣሎ ክርስትያን ህኣይማኖት ኣብ ምሉእ ዓለም ኣሎ ኤርትራ መን ወኪል ናይ ኣስላምን ክርስቲኣንን ገርዋ ኤርትራ ናይ ደቀባት ትግርኛ እያ
@kbgeshji9385
@kbgeshji9385 3 года назад
Lingo gena ksab hji eritra tbhal meninet Kserhu ayseletomn, haxey yohhans ,ras weldenkiel kulom haben tigray-tigrinji eyom.
@erimonia6574
@erimonia6574 3 года назад
ንመሳፍንቲ ትግራይ ስለ ዝነቅፎም ታሪኾም ስለ ዝነግር ዘሎ ድዩ ጠላማት ኢዮም መራሕቲ ትግራይ ክሳብዛ ሎሚ ህውሓት
@solomon2666
@solomon2666 3 года назад
አነ ብአኻ ዘይኮንኩ በቶም ዝዕድሙኻየ ዝግረም ሰብ አብ ታሪኽ አይነብርን እዩ። ደሓር እንታይ ታሪኽ አለኩም እዩ ካብ ታሪኽኩም የድሕነና።
@selamnikulu-ol1ul
@selamnikulu-ol1ul 3 года назад
ሕማቅ ኣይትዛረብ፡ ካብዚ ዝበልጽ ታሪክ የሎን ፡ ኣቀድምና ክንፍልጦ ዝግባኣና ጽቡቅ ታሪክና እዩ፡ንሕናግን ኣይትዓደልናን፡ታሪክና ከይፈለጥና ታሪክ ናይዓለም ክንፈልጥ ተገዲድና፡ስለዚይ ታሪክና የኩርዓና።
@ambesfusuh8984
@ambesfusuh8984 3 года назад
Qommal turgum tarik intetifelit niaka mehesheka.Tarik sle deibilka iko ika kemzi ilka tizareb deleka😡
@gegerbashay719
@gegerbashay719 3 года назад
@@selamnikulu-ol1ul ሰበይ እዚ ወዲ ዓጋመ እንድዩ ኣይ ኣቦታቱ እንድዮም ምሒሎም ጥሒሎም ኣትሒዞሞ ከምዛ ወያነ ዝጎበሩና ጥልመት ኣመሎም እዩ ደቂ ማይ ጠላሚት
@tewoldetesfay6251
@tewoldetesfay6251 3 года назад
ነቲ ሕጂ ህዝብና ወሪድዎ ዘሎ ግፍዕን ሕሰመን ማእሰርትን ስቅያትን ንጎድኒ ገዲፍካ ታሪክ ናይ መሳፍንቲ ዓጀው ክትብል ቅቡል አይኮነን።
Далее
Сколько стоит ПП?
00:57
Просмотров 173 тыс.
ታሪኽ ደግያት ባህታ ሓጎስ by ሊንጎ
1:06:44
ዛንታ  ደግያት ንጉሰ ወዲ እልፉ
42:07