ስነ-ስርዓት ፀሎተ ኣስኬማ ኤጲስ ቆጰሳት መንበረ ሰላማ----ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣክሱም ፅዮን ስነ-ስርዓት ፀሎተ ኣስኬማ ኤጲስ ቆጰሳት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ሎሚ 15 ሓምለ 2015 ዓ/ም ተኻይዱ።#tigray #aksum #axum #ethiopia
1 окт 2024