Тёмный

ስፌት ክዳን/ Sfet kdan 

ASTER.K
Подписаться 838
Просмотров 799
50% 1

#Handcraft ashab #ኢደ ጥበብ
---
ሰላም, ሰላም ኣነ ሓፍቱኹም ኣስቴር ቀለመወርቅ እየ። እዚኣ ቻነል ናይ ኢደ ጥበብ፣ ምግቢ ከኣ ዝተፋላለየ ነገራት ዘቅርበላ ቻነል እያ ።
Selam, Selam ane haftukum Aster Kelemewerk eye. Ezi chanel nay ede thbeb, mgbi, ztefalaleye negerat zekrbelu chanel eyu.
---
Thank you for watching and hit that 👍like and share, don't forget to click the notification 🔔bell
ነዚ ስለ ዝረኣኹምዎን ስለ ዝረኣኹንኦን👍አመስግነኩም ነታ ደወል ምልክታ 🔔ኽትጥውቕዋ ኣይትረስዑ

Опубликовано:

 

4 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 6   
@makdestliya8159
@makdestliya8159 Год назад
Wowwww👌👌👌👌
@simje7020
@simje7020 2 года назад
Woww nice thanks for sharing 😍
@hilluTube
@hilluTube Год назад
Yes yes
@merihokbay2316
@merihokbay2316 2 года назад
እንታይ ድኣ ኣስተር ሓፍትና ብዘይ ድምጺ ድያ እዛ ቪድዮኺ
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 2 года назад
ክብርቲ ጓልና ኣስቴር እቲ ተበግሶኺ ጽቡቕ ድልየት እንድዩ፡ ነገር ግን ኣነ ርእይቶይ ክህበኪ እንተኾይነ እዚ ትገብርዮ ዘለኺ ብፍጹም ኣይምህርን እዩ። ኣብቲ ናይዘን ጸዓዱ ወይ ካልኦት ዜጋታት ዝምህርኦ እሞ ኣቲኺ ረኣዮ፡ ብቛንቅኤንን ብእንግሊዝኛን ገይረን ገሊኤን፡ ብዛዕባ እቲ ማሽን ከመይ ይሰር ሕ ይምህራኻ። ፡ እቲ ዓቐን ኩሉውን እንዳርኣያ ይምህራኻ። እዚ ናትኪ ግን ድፍን ዝበለ መጀመርታን መወዳእታን ዘይብሉ ኮይኑ። ሎሚስ ሳላ ዩቲዩብ ክንደይ እግዚኣብሔር ይባርከን ኣእምሪኤን ዘብርሓለን፡ ዋላኳ ንገንዘብ ኢለን ይገብራኦ እንተሃለዋ፡ ግን እቲ ዘለወን ተገዳስነተን ፍልጠተን ከይቆጠባ፡ ከይዓቀባ ከርእያኻ ከለዋ ብጣዕሚ ይድነቕ። ካብ ዕቅን ጀሚርኪ ስጋብ ምቕዳድ፡ እሞ እንዳተዛረኺ፡ እንዳገለጽኪ፡ ካብኡ ናብ ምስፋይ እንተትኸዲ ክንደይ ንህዝብኺ ምጠቐምኪ። ስለምንታይ ንህዝብና በቲ ዝፈልጦ ቋንቋ ስለዝኾነ። ክንደይ ኣለዋ ሰፋይት ማኪና ከላተን ሰኣን ዘርእየን ተሸጊረን ዘለዋ። ገሊኤን ከኣ ኣብ ወጻኢ ሰኣን ቋንቋ ዘይምምላኽን ይሽገራ። ስለዚ ንዩቲዩብ ገለ ገንዘብ ክትገብሪ እንተኾንኪ ግን መሊሱ ደጊሙ ዝርኢ ሰብ ከምዘይህሉ ከምምኽረይ ክልግሰልኪ እፈቱ። ቅድሚ ናብ ዩቲዩብ ምቕራብኪ ኣጸቢቕኪ ተቐረብሉ፡ ማለት ተዳለውሉ። ከመይ ኢልኪ ከምእትጅምሪ፡ በሰላምታ ከፊትኪ ብሰላምታ ምዕጻው ከምዘሎ ምፍላጥ። ኣምላኽ ይሓግዝኪ፡ ተባረኺ።
@Aster.KELEME
@Aster.KELEME 2 года назад
Selam Hiayab, sle ritoki goyta y barkki. Ane bselamta jemire bselamta eye zaxu, gna newih enda belu slezkonu eye ehxireyo. Abti mejeria zelo video reayo, abu hade b hade eye zmhr nere. Gn bzabu coment sleztekebelku eye, enber kmhr xegem jebleyn.
Далее
🎙Пою РЕТРО Песни💃
3:05:57
Просмотров 1,3 млн