Тёмный

ቀዛሕታ Kezahta - ትግራይ ብሌን ዓይነይ እያ- ድምፃዊ ፊሊሞን በቀለ - Filimon Bekelle 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 132 тыс.
Просмотров 28 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

25 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 168   
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
Filli ንስካስ ክንዲ 1000 ኢካ ኣታ ጅግና 💪💗 ቤኪ ቀፃሊ ሰለማዊት ዮውሃንስ ኣቅርበልና ናይና ጅግና
@samrawit7393
@samrawit7393 4 года назад
❤❤❤
@እናቴነሽሂወቴ
@እናቴነሽሂወቴ 4 года назад
ፊላተይይይ ማዓርር 1000 ዓመት ንበረልና
@andomgdey1287
@andomgdey1287 4 года назад
ፊሊ ሓወይ ኣብ ናይ ፈቨን ኢና ጸንሕና እሞ በጣሚ ጽቡቅ ነገራት ኢካ ተቅረበለና እኮ ንሕና ከኣ ኣዚና ኢና ንፈትወካ ኢኮ ትግራይ ንቅድሚት ኣስይ ኣስይ ኒ ትግራይ ዘፈቶ ግጩው
@ግርማቦኣ
@ግርማቦኣ 4 года назад
ፊሊ ትግራዋይ እዛ ደርፊ ኣብ ምዓልቲ ልዕሊ 30 ግዘ ከይሰማዕክዋ ኣይሓድርን ብጣዕሚ እያ ትመችያትኒ ካብታ ግጥማ ክሊፓ ካብ ክሊፓ ኣታዊኣ ን ማልት ምሃብካ እንድዒ መግለፂ የብለይን ዓይኒ ትግራይና ኢካ
@AliAli-dy6pl
@AliAli-dy6pl 4 года назад
ፊሊየ ንስካ ውን ልተጋሩ ብሌን ዓይንና ኢካሞ በርትዕ::
@ጓልትግራይፃዕዳ
@ጓልትግራይፃዕዳ 4 года назад
ፊሊ ጅግና ወዲ ጅጋኑ ፅቡቅ ስራሕ ይብል ወይዛ ትግራይ ዓደይ ንቅዲሚት ኣጆኩም ናይና
@selammskulu1
@selammskulu1 4 года назад
Kaf alikum yehwatey kab eritrea tel Sddĺey fkdena tekonki
@haftomhintsa4419
@haftomhintsa4419 4 года назад
ፊሊ ሽኮር ንፍዕ ስነ ጥበባዊ እካ ናይ ብሓቂ ድምጽካ ፍልይ ዝበለ ክሉ ምዙቃካ ሰምዕ ኣምንዎን እየ ኣጆካ ቀጽሎ በርትዕ።👍👌
@ትግራይዓደይቅድስቲመሬት
ፊሊ ፅቡቕ ስራሕ ኣቕሪቢካልና የቕንየልና ክቡር ሓዉና
@hxfhggfyy2204
@hxfhggfyy2204 4 года назад
እንካን ለእናታች ማርያም ፅዮን አደረሳቹ ውድ ያገሬ ልጆች በሰላም ግቢ በሉኝ እባካቹ ሰባት ቀን ቀረኝ ከስደት ልመለስ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
ዋው ፊሊተይ መዓረይ መቅሰን እንካዕ ናይና ኮንካ አየኩም ናይና በርትዑልና ❤💛❤
@keepitupgoodjobGirma
@keepitupgoodjobGirma 4 года назад
Selamawit yohannes akerblna
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 года назад
ፊሊ ወዲ ዓባይ ትግራይ ኣዚና ኢና ንፈትወካን ነኽብረካን።
@ሰሊናሓበሻ
@ሰሊናሓበሻ 4 года назад
ፊሊ ዓይኒ ትግራይና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 года назад
ሰላማዊት ዮውሃንስ ኣቅርበልና ቤኪ
@ashenafibeyenegebregzi781
@ashenafibeyenegebregzi781 4 года назад
@ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆ ንሳ ዘይትመጽእ
@humanityneedsconsciousness
@humanityneedsconsciousness 4 года назад
@@ashenafibeyenegebregzi781 kemeu zkeal aymeselon ymesleni
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 года назад
@ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆ ንሳ ዘይትመጽእ ካብ ኣዲስ ከይዶም እንድዮም ዝሕተቱ ዘለው
@alemasefa8059
@alemasefa8059 4 года назад
@@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተwhy not no problems she comes soon because
@Ak-hs5qt
@Ak-hs5qt 4 года назад
@ዘመንካ ይመለስ ጣኒቆ ወይ ኣታዮ ትግራይ ዘይትመፅእ ዓዳንድዩ
@ወይኒሓጎስ
@ወይኒሓጎስ 4 года назад
ንሕና ናይ ትግራይ ደረፍቲ እምበር ናይ ከባቢ ኣይኮናና ፊሊየ ፍትዉትዉ
@ኣይትጨነቅኣይትደነቅ
እውይይ ብዛ ወዲ ተዘኩሮ ኣለን ኣብ 2005 e.c ከባቢ ከምዛ ሎሚ ኣብ ስደት ብፅምዋ ከይተወሓጥኩ ኣብ ዓደይ ፎቶርኖ እናሰራሕኩ ካብ ዓዲ ናብ ዓዲ ምስ መኪና እናዘለልኩ ክውዕል ከለኩ ጊዜ ተዘክሩን...ፊልሞን ከዓ ሓደ መዓልት ምሳይ ተሰፊሩ ሒሳብ ምስ ከፈለ መልስ ናኣካ እሉ ኣሕፍሱ ህቡን ዋላ ትሕትናኡ ገለ ዓይነት እዩ ነይሩ እስኪ ኣድነቅቲ ፊልሞን በቀለ ብላይክ ኣግርጭውኒ...
@samrawit7393
@samrawit7393 4 года назад
ኣሰይ ❤😘💕😘💕❤💞❤😘❤😘💞❤💕👍
@ዓጋመይጻዕዳ
@ዓጋመይጻዕዳ 4 года назад
ፊሊ ለዋህ ራህራህ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ
@ዓጋመይጻዕዳ
@ዓጋመይጻዕዳ 4 года назад
ኣጆካ ወዲ ዓጋመይ ጻዕዳ ካብ ስደት ምስተመለስኩ ኣብ መርዓይ ከምጽአካ እየ💝💝
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
Admna
@loveyajolove6472
@loveyajolove6472 4 года назад
ይግበረልኪ መዓረይ
@عوضالشهري-ص8س
@عوضالشهري-ص8س 4 года назад
ኣጀኪ ምቅርቲ ማርየ
@hjhj5640
@hjhj5640 4 года назад
ፌለይ ከ ናይና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰናይ ናይ ስራሕ ዕድል ይግበረልካ🙏🙏🙏 ንሰላም ዮሃንስ ባ ኣቅርበልና ብትግራዋይነቱ ዝሕበን Like❤
@kasayeebuy9096
@kasayeebuy9096 4 года назад
እንካን ኣደረሰን ለእመቤታችን ድንግል ማርያም ኣመታዊ ክብረ በኣል ኣደረሰን ኣደረሳቹ😍😍😍😍😍😍😍😍
@hamemalanbesakaayu1312
@hamemalanbesakaayu1312 4 года назад
ፊሊዋይ ናይና ጅግና ክፈትወካ
@degentesfay9571
@degentesfay9571 4 года назад
ፊሊ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ደርፊ ሰሪሒካ ኩሉ ነገሩ ሙዚቃ
@tggaltigray9566
@tggaltigray9566 4 года назад
ፍሊ ጅግና ወዲ ህዝቢ ቀዛሕቲ ደዊት ነጋ ይቅረበና
@loveyajolove6472
@loveyajolove6472 4 года назад
ፊሊዬ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ መዓረይ
@adeg3874
@adeg3874 4 года назад
ዋላ ኣነ
@abebawlhuluf1892
@abebawlhuluf1892 2 года назад
ፈሊ ጅግና ወዲ ጅጋኑ ፅቡቅ ሰራሕ ይብል ወይዛ ትግራይ ዓደይ ንቅድሚት ኣጆኩም ደቂ ጅጋናዋይ
@አቤጓልትግራይአድናቂትቶማ
filat ሽኮር ወዲ ትግራይ ጀግና 🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍
@haftomhaftom9961
@haftomhaftom9961 4 года назад
ፊሊ ፍቅራዊ ደርፊ ድረፈልና በጃካ
@ቃልኪዳን-ቀ2በ
@ቃልኪዳን-ቀ2በ 4 года назад
ፊሊ ብራሃን ገፁ
@gdhgvvxggb247
@gdhgvvxggb247 4 года назад
ፊሊ ማዓረይ ጂግና ትግራዋይ ብጣዓሚ ደሰ ትብል ደሪፊ እያ አጀካ ቀፅለሉ ማዓረይ
@galtigray4809
@galtigray4809 4 года назад
ፊሊተይ ሓወይ እዛ መነፀር ዝስረሐልካ ወዲእባ ሹክ በለኒ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
እዋይ ኣብ ትግራይ ኣለካ 😂😂😂
@loveyajolove6472
@loveyajolove6472 4 года назад
@@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ ክክክክክቅ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@@loveyajolove6472 ክክክክክክ 😂
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ኣምሓሩ እናቀላቀሉ እዙኣቶም ማዓስ ይእመኑ ኢልካዮም ኢኻ፣ ፈሊጦም ኣቅሬሙኻ ፈጣሪ ዘይፈርሑ ከምኡ ዘይግበር ወነንቲ ናይ ኣምሓሩ ሰባት እናቀላቀሉ ትግራይን ክሕምስወ ይፅዕሩ ኣለዉ ኣይ ፈጣሪ መስተውዓሊ ይሃብኩም፣፣፣ ሕቶኡ ይመለሰሉ ንምታይ እዩ ተኸልኪሉ? ኣብ ትግራይ ሽርሕታት ስርዓተ ቢሳት ክህነፁ ክፈርዩ የብሎምን ኩሎም ስርዓት ክሕዙ ኣለዎም ክከባበሩ ኣለዎም ንስኸ ትገድድ ንስኻ ትሕሽ ንስኻ ትበልፅ ንስኻ ቀደም ኢሂ ምሂ እባሃሃሉ ኣለዎም ኩሎም ከም ኣሕዋት ክራኣዩ ኣለዎም ሓድነቶምን ሓጎሰምን ክጥንክር ኣለዎ ብፍቅሪ ንዓና ኣብነት ኩኑና ትግራይ ፀላኢኣ ብዙሕ እዩ ተጠንቀቁ ንንዕርስኹም ተፋተዉ ተኸባበሩ፣፣፣፣
@ابو-ظ1ص
@ابو-ظ1ص 4 года назад
ፊሊ እግዚብሔር እድሜ እና ጤና ያሃብካ ብርክት ግን ንምእንታይ ሪገዐ እልካ ዝይትጠይቅ ።
@aidaqueen6040
@aidaqueen6040 3 года назад
I'm Eritrean and I love filimon, and I love the fact that he said we want peace ✌, kid belo ayebelenan selam ena nedeli absolutely 4ight I wish all yigaru were like him
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ኣታ ማዓር ሰበይ ክንደይ ይምቅር እዩ እቲ ማዓር ጥዑም ኣፍካ ወለላየ ኣነ እውን ማራ እየ ዘፍቅራ ትግራይ ብሌን ዓይነይ ሽኮረይ ፈጣሪ ድኣ ኣዝዩ ይሓልወልና ትግራይና ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣፣
@ዛይድሓፍቲቲጂ
@ዛይድሓፍቲቲጂ 4 года назад
ወዲ ትግራይና ቀፅለሎ😍
@ኣደይማዓረይብርሃንገዛና
ፊሊ መቅሰን ናይና 😍😍
@yetmale281
@yetmale281 4 года назад
ቀፅለሉ (continue)
@እምነትእዩዓቢይ
@እምነትእዩዓቢይ 4 года назад
ፊሊተይ ጀግና ከመይ ድየይ ዘደነቀካ ፍቱውቱው እየይ
@melimeli892
@melimeli892 4 года назад
ቀዛሕታ ደስ ዝብል ናይና መደብ እዩ ቀጽሎ😍 ግን በጃካ ቤኪየ እቲ መጀመሪ classic ብጣዕሚ እዩ ዝመርር ቀይርዎ😊
@ዓጋመይጻዕዳ
@ዓጋመይጻዕዳ 4 года назад
ፊለይ ንስካ ውን ብሌንና ኢካ😍😍
@gebrihiwetgt1318
@gebrihiwetgt1318 4 года назад
ጎበዝ ፊሊ፡ከምኡ ውን በረከት
@teweldemichele6793
@teweldemichele6793 4 года назад
ፊሊ ጅግና
@mengstabrezene5484
@mengstabrezene5484 4 года назад
#ፊሊ ሓወይ ዓብዪ ሰብ"ለባም"ትግራዋይ... #ኣርቲስት👍👍👍👉 ኣነ ብደርፈይ "ንትግራይ"....✔ ገሊፀያ!!! 'የ....ምባል👍👉🇻🇳💛❤👍✔ "ድፍረት"እዩ..።። ዶ..በልካ..በል ሕጂ ሙሉእ ብሙሉእ ገሊፅካያ ኢኻ👉❤🇻🇳💛👍👍👍👍።።
@መብርየበሪሁ
@መብርየበሪሁ 4 года назад
ፊሊ ጀግና ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ከማካ የብዝሓዮ
@ብርሃነይእያዓለመይ
ፊሊ ጅግና ቤኪ ሰለማዊት ዮሃንስ ኣቅርበልና
@abihile4642
@abihile4642 4 года назад
ፊሊየ ብጣእምየ ዝፈትወካ ዘድንቀካ ድምፅኻካአ ምቁርእዮ
@fergfert9057
@fergfert9057 4 года назад
ጅግና ፍል
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Год назад
ቤኪ ኣነሰ ክፈትወካ ❤❤ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@ኣደይንዓደይንእየዝናፍቅ
ሃፍቶም ወዲ ራማ ኣቅርበልና ቤኪየይ ምሳይ ትስማዕማዑ like
@rich-do4wz
@rich-do4wz 4 года назад
መን እዩ ሀፍቶም ወዲራማ ዝሓብተይ?
@ኣደይንዓደይንእየዝናፍቅ
@@rich-do4wz ሰምሃለይ ዝብል ደራፊ
@ኣደይንዓደይንእየዝናፍቅ
@@rich-do4wz ሰምሃለይ ወይ ድማ ሕልውልው ዝብል ደራፉ
@rich-do4wz
@rich-do4wz 4 года назад
@@ኣደይንዓደይንእየዝናፍቅ oh እወ እወ ሀዚ ዘኪረዮ እዋይ ናበይ ኸ ጠፊኡ ጓለይ ብጣዕሚ ንፉዕ ወዲ እዩ ኮ ግጥምን ዜማን እውን ይህብ እዩ ኔሩ
@ኣደይንዓደይንእየዝናፍቅ
@@rich-do4wz እወ ሓቅኪ ኢኪ
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 4 года назад
ዋውዋውዋው ቃላት ይሀፅረኒ አዮኩም ናይና ንሀልዋ ኩላትና
@kuluweyo4820
@kuluweyo4820 4 года назад
Filliye halal jigna wedi tgray kemakas 1000 yweledu Bekiye kea tanks
@ሂወትደስታጓልትግራይ
ቀዛሕታ ማራ ኣና ንፈትወካ ንንፎትዎም ሰባት ተቅርበልና ኣለካ
@mkm4736
@mkm4736 Год назад
ትግራይና ንኹልና ብሌን ዓይንና እያ።😘😘💊💊💊💊✊✊✊🙏🙏💔😥
@Fre_weldsh
@Fre_weldsh 4 года назад
Filiye nayna jigna
@ፍረኃልትግራይፃዕዳ
ፊሊ ጅግና አጆካ ናይና
@Semaycinema
@Semaycinema 4 года назад
ፊሊዋ ዜማ ካብ ካልኦት ውሰድ ምኽንያቱ መብዛሕትኦም ደርፍታትካ ተመሳሳሊ ዜማ ኣለዎም።
@daniagualtigray5555
@daniagualtigray5555 4 года назад
❤️❤️❤️❤️💛💛💛 Tigray Adeyy meley
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 4 года назад
ጅግና ፊሊ ቀፅለሉ
@tesfayhayle-r4b
@tesfayhayle-r4b Год назад
ቀዛሕታ ቀፅልሉ
@khelaykhelay67
@khelaykhelay67 4 года назад
ፊሊ ጅግና ካብ ስደት ምስ ተመለስኩ አብ መርዓይ ክወስደካ እያ
@khelaykhelay67
@khelaykhelay67 4 года назад
ካብ ሓውካ ወዲ ኣፅቢ
@yetmale281
@yetmale281 4 года назад
ቀፅለሉ
@TV-nm3fy
@TV-nm3fy 4 года назад
ፊሊ ጅግና💘💋💋❤❤❤
@ሂወትደስታጓልትግራይ
ፊሊ ሽኮርርርር
@ሰሊናሓበሻ
@ሰሊናሓበሻ 4 года назад
ቤኪ ሰለሞን ሃይለ ኣቅርበልና
@hh5249
@hh5249 4 года назад
ዋው ፊሊይ ሓወይ ኣዝየ ዝድንቆ ኣርቲስት
@titigelweyane9612
@titigelweyane9612 4 года назад
ፊሊ ዓይነይ ፨♥♥♥♥
@ማዕበልልበይ
@ማዕበልልበይ 4 года назад
ጀግና ትግራዋይ 💖👌👍!!!!
@ራህዎዳዊት
@ራህዎዳዊት 4 года назад
ትግራይና ቢልየና እያ ንኹልና😍
@ትግራይዓደይ-ጘ6ሸ
@ትግራይዓደይ-ጘ6ሸ 4 года назад
ፊሊ አታ ጀግና።እስቲ ንበረልና።
@tigraytigraytigraytigeray3066
@tigraytigraytigraytigeray3066 4 года назад
wawwwwwwwwww felmoney konjo edman tenan yhabka 😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@ghidenahabtegerghish2940
@ghidenahabtegerghish2940 4 года назад
Ewey Filay mara eya ftewtewwww zblika Edmen tenan yehabka from Eritrea Asmara mara nifkirekum Eritraweyan aijokum mm aijokumxxxxx
@mebrihitkasaa954
@mebrihitkasaa954 4 года назад
ፊሊ ሓወይ ጎይታ ትግራይ
@mikiabrhaleygaylaeritrea9333
@mikiabrhaleygaylaeritrea9333 3 месяца назад
Gobez zikone kerari and dimxiawi Fili edman tinan yhabika ❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Год назад
ዋውው ብጣዕሚ ዝፎቱዎ
@amnham3376
@amnham3376 4 года назад
ዋውው💓💓💓💓💓
@ሂወትደስታጓልትግራይ
ፍልሞን ከመይ ድካ ወዲ ትግራይ
@Tigray22
@Tigray22 Год назад
ፊሊየ ቅጭን🥰🥰
@titi-wi6fe
@titi-wi6fe 4 года назад
Filat natna
@ትግራይዓደይ-ጘ6ሸ
@ትግራይዓደይ-ጘ6ሸ 4 года назад
ባንዴራና መዓርና።
@mikiman70channel55
@mikiman70channel55 4 года назад
ንመምህር ሙሉ ሃ/ሰላሴ አቅርበልና
@ማዓዛጋልራያትግራይ
ንበረልና ሓውና
@salamhari6512
@salamhari6512 4 года назад
ጂግና
@abaytigray3460
@abaytigray3460 3 года назад
Shikorna wedi tigrayyy
@ነፂነኝየኣጋመወልዋሎልጅ
❤❤❤❤❤💘💘💘💘💘💘ፊልዮ ትግራዋይ በርትዕ💘💘💘💘
@ሄሪፍቅር
@ሄሪፍቅር 4 года назад
Filiye haben agame megeza merebetka entay ymlketom malet eyu meskel zetrefuka so ykrta htetuwo befili zmetseni yehrkeni eyu haia belu
@selammskulu1
@selammskulu1 4 года назад
btiemi xubk hsab tel sdedley fkdena tekonki kab hwki eritrea
@ሶሎሜጓልባባ
@ሶሎሜጓልባባ 4 года назад
ፊላዊ በዓል ጥዑም ድምፂ ❤❤💛💛
@azihaftidani8303
@azihaftidani8303 4 года назад
We'll come ፊላተይ ናይና
@hekfburyshtf3527
@hekfburyshtf3527 4 года назад
Selmawet yehansss akrblna
@adeg3874
@adeg3874 4 года назад
ፊልዬ መዓረይ ሚስስ ዩዩ
@ዓጋመይጻዕዳ
@ዓጋመይጻዕዳ 4 года назад
እዞም ካልኦት ደረፍቲ ውን ካብ ፊሊ ክመሃሩ ይግባእ ንካብዶም እምበር ንህዝቢ ዘይሓልዩ ኣርትሳት እዮም ዘለውና
@SaraSara-hp2if
@SaraSara-hp2if 4 года назад
Baki shikor selamawit akrbelna
@ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
ጀግና ወዲ ህዝቢ 💊💊😍
@tomasmehary7007
@tomasmehary7007 4 года назад
ትክክል ተገሊጻ እው ብዖቁሙ ዳአ ሐደ ስብ ዳ ኮይኑ ዝገልጸ አነ ንስካ ንስካትኩም ዘይትብሎ አታ ብዝኮኑ ስናይ ጉዖዛ
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
ፊሊ ለባም
@ftawgaultigray885
@ftawgaultigray885 4 года назад
ድሕር filli Solomon Haley
@ryuxhffd189
@ryuxhffd189 4 года назад
Filiye jegna💞💕😍💪
@tigiraymenlehenleshi4174
@tigiraymenlehenleshi4174 4 года назад
M isssssss you filimon marrr
@asyaaumor5124
@asyaaumor5124 4 года назад
♥️♥️♥️♥️😍
@ghjbdjjr4854
@ghjbdjjr4854 4 года назад
Wewwww........habib
@ftawgaultigray885
@ftawgaultigray885 4 года назад
Please Solomon Haley
@didodido4814
@didodido4814 4 года назад
😍😍😍😍😍👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼👌👋❤️👋❤️
@ወዲጋሪባልዲኣሉላ
@ወዲጋሪባልዲኣሉላ 4 года назад
Viva Fillu!!!
@asterwubneh3204
@asterwubneh3204 4 года назад
Thank you
Далее
Только ЕМУ это удалось
01:00
Просмотров 610 тыс.
3 лайфхака для УШМ
01:00
Просмотров 234 тыс.