Тёмный

ቀዛሕታ Kezahta - ፌቨን ደበብ - በዓልቲ ሙያ ፅባቐ - Feven Debeb - Make Up Artist & Entrepreneur 

ቀዛሕታ Kezahta
Подписаться 130 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

16 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 91   
@ለዘለኣለምንበርለይትግራይ
እሰይ ሽኮሪና ጋል ትግራይ ኣይዞኺ በርትዒ ቐፅልሉ💖😍
@belaytadesse8359
@belaytadesse8359 4 года назад
ኣንታ ክንደይ ትጽብቕ! ለባም እውን ትመስል። ትግርንያ ድማ ኣጽርያ ትዛረብ። you have my respect!
@yothamezra6220
@yothamezra6220 4 года назад
Beki, ግሩም ዝኾነ ሾው!!!!!!!!!!!! ዋዛን ቀልድን ውስኽ አብለሉ፣ ብቁምነገራዊ ሕቶታት አጨናኒቅካያ መስለኒ። Thank you, Beki, nberelna!!
@salamhari6512
@salamhari6512 4 года назад
በኪ ማዓረይ ፁቡቅ ምድብ ኢዩ ቀፅሎ
@andomgdey1287
@andomgdey1287 4 года назад
ቀዛሓታ በጣሚ ጽቡቅ ነገራት ተቅረበለና ኣለካ በጣሚ ኢና ነመስግን እሞ ቅጽለ ክብሎ ዝደሊ ኣፍቲና ፈቨን እላቶ ዘላ ናይ ጽጉማት ምትሕግጋዝ በጣሚ እዩ ዝድነቅ እሞ ሓፍተን ኢላተን ዘላ ንሕና ተላይ ዓቅመና በዘፈቆዶ ክንሕገዛ ኣደረስ ሰደድለና ኣብ ዘተጋላቱዕ የሕዋትና ዓቅምና ክነበርክት ኢና
@hayatabdilkadr2677
@hayatabdilkadr2677 4 года назад
Fevi abay seb betami des zebel temherti hebkna
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
Reminder፣፣ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ማሕበር ዓመታዊ በዓል እነክብሮ ሕዳር ፅዬን 21 ሰንበት(01 Dec) ሎሚ ዕለት 20 ሕዳር 2012 ዓ.ም ድሮ/ዋዜማ እንቋዕ ንእመቤትና ንፅዮን ማርያም ድንግል ንግሰሢ ክብሪ ዓመት ብዓል ብሰላም፥ብኽብሪ፥ብፍቅሪ፥ብሓጎስ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐና/ኣብፀሐኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣፣ ናይ እመቤትና ፅዮን ማርያም ኣማላድነት፥ሰላም፥ፍቅሪ፥በረኸት፥ረዲኤት፥ፀሎት ኹሉ ምስ ኩልና ይሕደር ንሓዋሩ ይንበር ምሳና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይኹነልና ይግበረልና። ፣፣፣፣፣፣፣ ኣክሱም ፅዮን ማርያመይ ሓደራኺ ናይ ልበይ ትምኒተይ ኣስምርለይ ንኹልና ስሰናዩ ኣውህብና ካብ ወድኺ ምሕረት ንኽንረክብ ልመናኺ ኣይፈለየና እመቤተይ ማርያመይ ኣደ ብዙሓት እመቤት ናይኩልና እንበይትና ፍቅርኺ ኣዝዩ ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣፣፣፣፣
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 года назад
Amen amen amen
@samrawit7393
@samrawit7393 4 года назад
ኣሜንንንንንን💕💞❤
@trhaskalauu7472
@trhaskalauu7472 4 года назад
Amen Amen Amen
@ጓልትግራይፃዕዳ
@ጓልትግራይፃዕዳ 4 года назад
ፅቡቅቲ ጓል ትግራይ መልክዕቲ ቀፅልሉ
@andomgdey1287
@andomgdey1287 4 года назад
ኣስይ ሽኮሪና ጓል ትግራይ ምቅርቲ
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
ብጣዕሚ ለባም እያ ደስ ዝብል ፖሮግራም
@ኩሉንምርአይምቅናይምቅናይ
አብ መርዓይ ናባኪ ክመጽእ እየ አድራሻኪ ጽሓፍልና
@saraneway3870
@saraneway3870 4 года назад
Thank you, Bereket. That was a much-needed change of pace on your part. I would also like to thank your guest, Feven. She’s a breath of fresh air. For her to go from being an engineer to be a make-up artist takes a big leap of faith. The reason, I should know as someone who went through that same agonizing decision, can only be the love of the profession. Her passion for the profession is easily discernable from her poised and well-thought of answers. I can only see great things in her future - because as Vincent Van Gogh once said: “Love many things, for therein lies the true strength, and whosoever loves much performs much, and can accomplish much, and what is done in love is done well.” I promise to stop-by your studio once in Mekalle. Is it called Elegant Beauty?
@hbfufhthfgt5413
@hbfufhthfgt5413 4 года назад
ኣቲ ጋለይ ሕፍር መልከዐኛ ኣይገበርካንን ባዕለይ ቆንጆ ክኮን እላበልካስ ኣይ ሓጥያት ሞት ይሕሽ ደሞ እግዚኣብሄር ትብላ እ/ር ዝፍትዎ ስራሕ ስርሒ
@rozaroz6871
@rozaroz6871 4 года назад
Bhaki haboga tigraweti febiye tebareki ntemezabelti bnetsa kesltin eye zbelki bhaki tebareki btami ena enfetwekn enakbrekn
@rozaroz6871
@rozaroz6871 4 года назад
Woww btami nfeti kezahta bhaki btami tekami neger ekum tekrblna alekum jegna zkonet haftna tenkri rgtega eye btami eki ላዕሊ dereja ktbetshi hji kulu seb eyu zdelyo zelo
@kuluweyo4820
@kuluweyo4820 4 года назад
Bekiye shkor enkae natna konka Bekiye halal
@Semaycinema
@Semaycinema 4 года назад
ፅቡቕ መደብ እዩ:ግን ኣጋይሽካ ነብሳም ከላልዩ ዕድል ኣይትህቦምን ፣ኣመሓይሽ።
@bekitlovely3558
@bekitlovely3558 4 года назад
It's really
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 года назад
ቤኪ መጀመርታ ኩነታት ኣተዓባብያን ፍቅራዊ ህይወቶምን ሕተቶም
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
ትክክልልል ኣለካ ወዲ ኣስመራ ፃዕዳ ኩሉ ግዜ እንዛረቦ እዩ
@afeworkgidey5245
@afeworkgidey5245 4 года назад
Fikrawi hiwet tay gedeseka nay gli hiwet. Newri
@braaktybraakty2215
@braaktybraakty2215 4 года назад
naberki habna
@kanazegelila6852
@kanazegelila6852 4 года назад
Fiye yeni web good job i'm happy to see u gudegaye. sebkti tegrawyti ❤❤❤👏👏👍
@awethaile1532
@awethaile1532 4 года назад
Tebareki
@sarakuwait9764
@sarakuwait9764 4 года назад
አነ ዝስማዕመዐን ሜክአብ ማይ ሳምና ባዝሊን ብቻ ክክክክክክክ
@alemhailay2423
@alemhailay2423 4 года назад
በርትዒ♥
@ወዲጋሪባልዲኣሉላ
@ወዲጋሪባልዲኣሉላ 4 года назад
Eweyyyy anta bkulu mleeti!!!!✊ Tegaru nkdmit; kemzea abzwefernayo awdi jgnnet hafiska mwuxaeee eyu eti mshtr!!!!!!💝☝️
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 года назад
Wawwwwww kezahta gele aynet alekum qexlwo ajokum
@samrawit7393
@samrawit7393 4 года назад
ኣሰይ 😘😘😘❤😘❤😘😘😘😘😘😘😘😘❤❤❤❤❤❤😘😘❤❤😘❤😘😘😘😘❤😘😘😘🙋
@tesfaabadi2511
@tesfaabadi2511 4 года назад
ንፍዕቲ ቨበን ቀጽሊሉ
@mickymicky7415
@mickymicky7415 4 года назад
I like your tv show however when you invite a guest pleas you should ask first about their background don’t ask the lately
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ንግስቲ ሳባ ጥበብ ሒዛ ትመፅእ ታቦተ ሙሴ ሒዛ ትመፅእ፣ ከማኻትክን ዝመሰለ ኣዋልድ ድማ ናይ ሄዋን ፅባቀ ሓጥያት ትምኒተ ላዕሊ ብዓርሰኻ ዘይምትእምማን ብተፈጥሮ ዘይምኹራዕን ገለመለ ሜካፖ ኮተት ወሪስክን ንዓድኽን ክተውርሳ ላዕልን ታሕትን ትብላ ተፈጥሮ ክተጥፍኣ ምስ ፃዓዱ ማዓንጣኽን ኣሲርክን ትስለፋ ኣለኽን፣ ይይይ ዋይ ትግራይ ማዓረይ ናይ ተፈጥሮ ፅባቀኺ ከባላሽዋ ናይ ፌክ ፅባቀ ክሃንፃኺ ናባኺ የዘንብላ ኣለዋ ዓሲለን ከም ፃፀ፣ ትግራይ ታቦተ ሙሴ ንቅሒ ትግራይ ኣዐሪኺ ኣስፊሒኺ ኣስተውዕሊ እቲ ሕማቅ በባህሊ ዛርቲ ውርሲ ንኽትወርሲ ኣየድልየክን ትግራይ ኣዐሪኺ ኣስተውዕሊ ናትኪ ፅባቀ ፅዮን ማርያም እያ ታቦተ ሙሴ እያ፣ ናይ ልቢ ፅባቀ ምረፂ ካብ ስጋ ፅባቀ ሓደራኺ ኣይትዓሽዊ ትግራይ ደቅኺ ብስርዓት ብፍልጠት ብጥበብ ህነፂ ነገራትን ብደንቢ ብደንቢመረርምሪ፣፣፣ ትግራይ ተጠንቀቂ ማዓር ምስ መርዚ ኣይብላዕን ፈጣሪ ዝሃበኪ ተፈጥራዊ ኣኽብሪ ተመስገን ኢልኪ ተቀበሊ፣ ብኹሕሊ ሜካብ ወዘተ ኣይትተኣማመኒ ኣይትታለሊ፣ ናይ ተፈጥር ፅባቀ ዝወዳደሮ ነገር የለን ካብ ሓሾት ፅባቀ የድሕነና ፈጣሪ፣ ሕማቅ ፅባቀ ምስለመድኪ ናይ ሰብ ኮላሊት ንምብላዕ ብቅንኣት ሙማት ሕማቅ ጉሓፍ ጥበብ ከይመፅእ ተጠንቀቂ ትግራይ ኣስተውዕሊ ካብ ሄዋን ተማሃሪ ብዛዕባኣ ብደንቢ ኣፅንዒ፣፣፣፣ ትግራይ ናይ ሃይማኖት ናይ ቃልኪዳን ምድሪ እያ ፅባቀና ልብና እዩ ፈጣሪ እዩ ናትነ ድዛየር ፅባቀ ፍቅሩ ካብኡ ዝፈልየና የለን፣፣፣፣ ናይ ፃዓዱ ሚስጢራዊ ስንፈት ሓሾት ፅባቀ ኣይንደልን፣፣፣፣፣ ። ኦ ጎይታይ ዝገብርዎ ዘለዉ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቅር በሎም ይቅር በለና ምስትውዓልን ልቦናን ጥበብን ሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ፣፣፣፣
@ሚካኤልኣቦይሓደራካ
ፁሑፍካ ኣነ ውን ይድግፎ የ
@hiwetgirmay1017
@hiwetgirmay1017 4 года назад
Amennn
@etebegnikoshashaalegni4623
@etebegnikoshashaalegni4623 4 года назад
Na Te ብትክክል ሓቅክ /ኪ/ ፎርጅድ ኮይና ተሪፍና ዓርስና ምኩዋን ተሳኢንና ዓለማዊ ኮይና ተሪፍና አቤቱ ጌታ ሆይ ዓይነ ልቦናና መልሰልና
@weiniberihu225
@weiniberihu225 4 года назад
Eritrea "wit deya? Tegrna akexri qeltfu yerdak anyway sebuk serah u👍👍👍!!!
@WhatsUp-z3b
@WhatsUp-z3b 4 года назад
Kef zelewa huruma
@ለማርያምዘምሩ
@ለማርያምዘምሩ 4 года назад
እሰይይይ ፅብቅቲ ትግራወይቲ ክንደይ ድኣ ትፅብቅ እያ ስብስክራብ ገርናኪ ቀፅልሉ
@markgrund9677
@markgrund9677 4 года назад
She is beautiful
@danatube2544
@danatube2544 4 года назад
ዩቲብ ክፈቲ ሽኮሪና ሰብስክራይቭ ብሰብስክራይብ ክንገብረኪ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ናይ ክዳን ስርዓት ዘለዎ ፋሽን ግዳ ኣምህሪ ተፈጥራዊ ፅሩይ ፅባቀ ኣምህሪ ካብ ኩሕሊ ካብ ሜካብ ገለመለ ካብ እተምህሪ ዋይ፣፣፣፣ ወድሰብ ካብ ሓመደ ጭቃ እዩ ተሰሪሑ እመ ተመሊሱ ጭቃ ሓሾት ጊዛዊ ፅባቀ ክቅባእ ክላኸ የብሉን፣ ዘላዓለማዊ ትኽክለኛ ፅባቀ ናይ ባዕሉ ተፈጥሮ ይኣኽሎ ፈጣሪ ዝሃበካ ምምስጋን ይበልፅ፣፣፣፣ እረ ደቂ ሄዋን ተመነይቲ ፅባቀ ግደፋና ልብና መስመሩን ኣይተስሕታኦ ኣስተውዕላ
@313_Secret
@313_Secret 4 года назад
ኣታ እንታይ ኢኻ ኣተሓስስባኻ ድሑር ከም ላዕላይ ዓዲ፣ ሜካብ ኣድላይ እዩ ንዘመናዊ ሰብ
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
@@313_Secret፡ ንሕና ላዕላዊ ሰማያዊ ሓሳብ ፅሩይ ተፈጥሩ ኢና ንደሊ ፈጣሪ ብዝሃበና ተፈጥሮ ክንኮርዕ ኢና ንደሊ፣፣፣፣ ሴጣናዊ ታሕታዊ ኣተሓሳሰብ እማ መንፈሳዊ ዝቀወም እናም ፋራ እናበለ ዝሳለቀሉ እዩ ከም ዓብዩይ ጥበብ ጌሩ ዝቆፅሮ ኣታሓሳስባ ኣእምሮኦም ቆሊፉ ጊዜያዊ እዋናዊ ኣታሓሳስባ ፋሽን እናበለ ሆ እናበለ ከም ፃፀ እናዕሰለ የነቁዮም ኣሎ መናእሰይ ሎሚ ጊዜያዊ ፅባቀ ናይ ሄዋን ትምኒት ብተመን ዝተመሰለ ሕማቅ ጥበብ ይደጋገም ኣሎ ዘስተውዕሎ ሲኢኑ፣ ኣፀቢቅካ እንተሓተትካዮም መልሲ ዘይብሎም ክትዕ ጥራሕ መልሲ ጌሮም ኣራዳ ፈላጣት እንዲና ፈራ እባ ኣይትኹን ገለመለ እናበሉ ተመን ንኽምልስ ይዕድሙ ኣይ ካብ ፃዓዱ ኣወራርሳ ኣተሃናንፃ ጊዜያዊ ፅባቀ ካብ ሕማቅ ጥበብ የድሕነና ይሰውረና ኩላትና እውን ካብ ኩሉ ሓጥያት የድሕነና መስተውዓሊ ልቦናና ይኽፈተልና ፅሩይ መንፈሳዊ ጥበብ ይሃበና ትግራይናን መላእ ዓለምናን ይሓልወልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣፣፣፣
@ummikalqueen5460
@ummikalqueen5460 4 года назад
Waero
@ezameret43
@ezameret43 4 года назад
Number nadely ena kezahta
@ወዲጋሪባልዲኣሉላ
@ወዲጋሪባልዲኣሉላ 4 года назад
Werki!
@tedrosmahari9555
@tedrosmahari9555 4 года назад
💖💖nayhemamey
@healyourmind2023
@healyourmind2023 4 года назад
gobez ketslilu
@zd6493
@zd6493 4 года назад
መልካምቢኪየ
@hiluhabshawit6347
@hiluhabshawit6347 4 года назад
ፅብቕቲ
@betigigihabeshawit4696
@betigigihabeshawit4696 4 года назад
ቤኪ ፁሩይ
@ሃገረይትግራይሃገረይ-ዸ6ዠ
ፅብቅቲ ኃል ትግራይ ቤኪ ክክክ
@adeg3874
@adeg3874 4 года назад
ቆንጆ ጋል ትግራይ
@teweldezeru5267
@teweldezeru5267 4 года назад
Mear welela mkrti good help u
@hfjchvich9824
@hfjchvich9824 4 года назад
😍😍
@fisshG
@fisshG 4 года назад
AYE TIGRAY ..... BANKOK KEYDOM ZIMHARU DEQI ALEWUWA... TEDERIROM ZEY HADRUN AB EMNI KOF ELOM ZIMHARU DEQI EWUN ALEWUWA ... TIGRAY EDILEGNA ...
@rakitube21
@rakitube21 4 года назад
ክንደይ ኸ ትፅብቂ ሽኮሪና ንስነ-ፅባቅ ዝከውን መልክዕ ኣለኪ ሽኮር ቀፅልሉ እንተኪኢልኪ ናይ ባዕልኪ ናይ ስነ-ፅባቀ መምሀሪ youtube ክፈቲ ላይክ ሳብስክራይፕ ክንገብረልኪ ማዓረይ
@ሰሜንትግራይትግራይ
Nice
@habtomemha
@habtomemha 4 года назад
Like
@berhanekidane5297
@berhanekidane5297 4 года назад
Nfeti eya ezakola bzuh moya alewa ketslilu zahaftey lebam tgraweyti
@bekitlovely3558
@bekitlovely3558 4 года назад
Tawadea yelkan mukululaf aytifto
@semhalhagos6046
@semhalhagos6046 3 года назад
Konjit ,welela
@tesfaabadi2511
@tesfaabadi2511 4 года назад
መእተዊ ጊን 1። ስማ 2።ዝተወለደትሉ። 3፥ሃዳር ኩነታት። 4።ሞያኣ። ንቀጻሊ ታይ ትሓሳብ።
@danielfekadu3507
@danielfekadu3507 4 года назад
Tigrja ab tigrja tefia amhrja we englezina koyna ywardkum
@umaluumalu7427
@umaluumalu7427 4 года назад
👍💋💔💓💖
@tesfaabadi2511
@tesfaabadi2511 4 года назад
በረከት ጊን ሕቶታትካ ጠለቅ እልካ ሕቶ ኣይተብዝሕ ተሓታቲ ዘሰካክፍ ሕቶ ኣይቲሕተት ናኣብነት።ሜክ ኣፕ ተጠቅምኪ ዶ ቻብስቲክ ናትኪ ቀዋሚ ድዩ? ኣብ ካሜራ ኣትካ ማራ ኢካ ትሓፍር አዩ። ብዝተረፈ ጎበዝ ኢካ
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 4 года назад
😍😍😍😍😍😍😍
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ፅባቀ ማለት ናይ ውሽጢ ኣብ ልቢ ዘሎ ንፅህና ፅባቀ እዩ ክረአን ክስየምን ዘለዎ እበር ናይ ደገ ስጋዊ እና ጊዜያዊ ፅባቀ ክረአ የብሉን ወድሰብ ብዓርሱ ከይተኣማመን ዓርሱ ፀሊኡ ብሜካብ ተሓቢኡ ተኸሊሉ ብዘይ ኮንፊደሴ ጠጠው ኢሉ ክርከብ የብሉን እዚ ሕማቅ ኣውርሲ ኣይንደልን ንትግራይና እዙይ ኣየድልያን ፈጣሪ ዝሃባ ፅባቀ ተፈጥሮ ክትቃወም የብላን ብሜካብ ገፅካ ምሕባእ ኣየድልን ከም ሄዋን፣፣፣፣፣፣ ደቂ ትግራይ ለባማት ዝኾንኩም ኣዚኹም ኣስተውዕሉ ነዚ ነገራት ብሚድያ ወፂኡ ቦታ ክዋሃቦ ዝእወጅ ዘሎ እርምጃ ጥበባዊ እወጃ ጠጠው ኣብልዎ ተቃወምዎ ኣየድልየናን ካብ ኩለን ሃገራት ትግራይን ብደንቢ ተመልከትዋ ተዓዘብዋ ብምንታይ ከምዝኸበበት ኪዱ ገዳማትን ኣፋልጡ ቅርስታትን ታሪኻትን ኣፋልጡ ብፍላይ ገዳማት ብኣምላኽ ቃል ዝኸበበት ትግራይ ኣዝያ ኣብ ልብኹም ኣሕድርዋ ዘክርዋ ኣዚኹም ኣስተውዕሉ ዝጠቅመናን ዘይጠቅመናን ንፍለጥ፣፣፣ ስልጣኔ ማለት ብሜካብ እና ብኣርተፍሻል ፀጉሪ ገለመለ ዓርስኻ ምኽዋል ኣይኮነን ጥበብ ማለት ረቂቅ እዩ ልክዕ ከም እንብዓል ንግስቲ ሳባ ከም ወዳ ንጉስ ሚኒሊክ ታቦተ ፅዮን ሒዙ ናብ ትግራይ ዘምፅአ ዝኣምሰሉ ጥበብ እዩ ክንወርስ ዘለና፣፣፣ ዘየድሊ ጉሓፍ ጥበብ ሒዝና ንዓድና ክነውርስ ኣይንፅዓር ፅባሕ ንጉሆ ኩላትና መወቲ ኢና እሞ ኣዐሪና ነስተውዕል ብዝተነገረና ድማ ቅር ኣይበለና ከም መምሃርን ገሳፅን ጌርና ንቁፀሮ ናይ ፈጣሪ ፅባቀ ንምረፅ ካብ ዓለማዊ ፅባቀ፣፣፣፣ ፅባቀ ኣብ ውሽጢ ልቢ እዩ ዝርከብ ንሱ ድማ ትሕትና፥ፍቅሪ፥ለጋስነት፥ሰናይነት፥ሰላምነት፥ለዋህነት፥ፍታዊነት ንፈጣሪኡ ተኣዛዚነት ወዘተ እዩ ፣፣፣፣፣
@ሄዋንየማነ
@ሄዋንየማነ 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሴመዓልና ብሓቂ ኣብ ክንዲ ፈጣሪ ዝሃበና ፅባቀና ንጥቀመሉ ነቲ ብምስሉ ዝፈጠረና ፈጣሪ ፅቡቅ ጌርካ ኣይፈጠርካንን እሞ ባዕለይ ክፅብ ዝዓይነቱ ክያዶ እዩ ፈጣሪ ይሰዉረና
@ryuxhffd189
@ryuxhffd189 4 года назад
❤😍💕💝😘
@edentesfaye6195
@edentesfaye6195 4 года назад
I wish she use her engineering degree to grow the country architecture verses build beauty industry which is the least priority........being a make up artist is a hobby! She could have used it on the side!!
@didodido4814
@didodido4814 4 года назад
😍😍😍😍😍😍👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼❤️👌👋
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 года назад
እዚ ወዲ ዚ ዝቅይሮ ሰብ ተሳኢኑ☺️☺️☺️☺️☺️☺️☺️
@kalebg1973
@kalebg1973 4 года назад
Gual Asmara Niski mo zeytikiyiriyo weregna
@gualasmara7770
@gualasmara7770 4 года назад
Gamer45 እንተ ቀየርኩ ንኤርትራውያን የሕወተይ
@kalebg1973
@kalebg1973 4 года назад
Halay!! subuk einterikun aynkum ayklelkumnyu bikini k hirir tiblu kulu naana tiblu 😂 meshakin
@tedrosmahari9555
@tedrosmahari9555 4 года назад
@@gualasmara7770 😂😂😂nayhemamey asmirla.aleku.hetata.keche.emexelka
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
ሕንጊዱ ቅሱን ፡ ንሕና ላዕላዊ ሰማያዊ ሓሳብ ፅሩይ ተፈጥሩ ኢና ንደሊ ፈጣሪ ብዝሃበና ተፈጥሮ ክንኮርዕ ኢና ንደሊ፣፣፣፣ ሴጣናዊ ታሕታዊ ኣተሓሳሰብ እማ መንፈሳዊ ዝቀወም እናም ፋራ እናበለ ዝሳለቀሉ እዩ ከም ዓብዩይ ጥበብ ጌሩ ዝቆፅሮ ኣታሓሳስባ ኣእምሮኦም ቆሊፉ ጊዜያዊ እዋናዊ ኣታሓሳስባ ፋሽን እናበለ ሆ እናበለ ከም ፃፀ እናዕሰለ የነቁዮም ኣሎ መናእሰይ ሎሚ ጊዜያዊ ፅባቀ ናይ ሄዋን ትምኒት ብተመን ዝተመሰለ ሕማቅ ጥበብ ይደጋገም ኣሎ ዘስተውዕሎ ሲኢኑ፣ ኣፀቢቅካ እንተሓተትካዮም መልሲ ዘይብሎም ክትዕ ጥራሕ መልሲ ጌሮም ኣራዳ ፈላጣት እንዲና ፈራ እባ ኣይትኹን ገለመለ እናበሉ ተመን ንኽምልስ ይዕድሙ ኣይ ካብ ፃዓዱ ኣወራርሳ ኣተሃናንፃ ጊዜያዊ ፅባቀ ካብ ሕማቅ ጥበብ የድሕነና ይሰውረና ኩላትና እውን ካብ ኩሉ ሓጥያት የድሕነና መስተውዓሊ ልቦናና ይኽፈተልና ፅሩይ መንፈሳዊ ጥበብ ይሃበና ትግራይናን መላእ ዓለምናን ይሓልወልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣፣፣፣
@313_Secret
@313_Secret 4 года назад
ኣታ ሓወይ ከምኡ ኢልካ ጥራሕካ እንዶሞ ኺድ፣ መን ተቓዊሙካ ጸጽቡቑ ክሪኢ ዝደሊ ሰብ ከኣ መሰሉ ኣኽብር
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
@@313_Secret: እዙይ ፅፅቡቁ ኣይኮነን ናይ ሄዋን ምርጫ ኣይንቅበልን ንህዝበይ ንተግራይ ዝጠቅም ነገር ኣይኮነን ዘየድሊ ነገር ክቃወሞ መሰለይ እዩ፣፣፣
@መንደዱላይቀረጩሱአስለቀስ
@@NaTe-ep6be እወ ልክዕ አለካ እዚ አየድልን እዩ ፅብቅ ዝኮነ ናይ እግዚአብሔር ውህብቶ እናሃለወስ እንታይ አምፆኦ ዘይ ናትካ ሕብሪ ባእ አምላክ ዘይፈትዎ
@solomonwedigerea7065
@solomonwedigerea7065 4 года назад
sirahka tsubuk u gn kea edl habom meninetom kelaliu
@bstttbsttt9536
@bstttbsttt9536 4 года назад
ንየው በልዮ ንኮስመቲክስ ክትምህርስ ብነፃ ክምህረ የ ትብል
@danatube2544
@danatube2544 4 года назад
emo bmntay da,a knrekba nikiel nikinimahar
@NaTe-ep6be
@NaTe-ep6be 4 года назад
Reminder፣፣ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ማሕበር ዓመታዊ በዓል እነክብሮ ሕዳር ፅዬን 21 ሰንበት(01 Dec) ሎሚ ዕለት 20 ሕዳር 2012 ዓ.ም ድሮ/ዋዜማ እንቋዕ ንእመቤትና ንፅዮን ማርያም ድንግል ንግሰሢ ክብሪ ዓመት ብዓል ብሰላም፥ብኽብሪ፥ብፍቅሪ፥ብሓጎስ፥ብደስታ፥ብሓባር ኣብፀሐና/ኣብፀሐኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣፣ ናይ እመቤትና ፅዮን ማርያም ኣማላድነት፥ሰላም፥ፍቅሪ፥በረኸት፥ረዲኤት፥ፀሎት ኹሉ ምስ ኩልና ይሕደር ንሓዋሩ ይንበር ምሳና ንዘለዓለሙ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይኹነልና ይግበረልና። ፣፣፣፣፣፣፣ ኣክሱም ፅዮን ማርያመይ ሓደራኺ ናይ ልበይ ትምኒተይ ኣስምርለይ ንኹልና ስሰናዩ ኣውህብና ካብ ወድኺ ምሕረት ንኽንረክብ ልመናኺ ኣይፈለየና እመቤተይ ማርያመይ ኣደ ብዙሓት እመቤት ናይኩልና እንበይትና ፍቅርኺ ኣዝዩ ይሕደረና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ። ፣፣፣፣፣፣፣፣
@ፊሊሞንስልጣን
@ፊሊሞንስልጣን 4 года назад
Amen
@LL-pt6ub
@LL-pt6ub 4 года назад
Amen Amen Amen enkuae ahbiru abtsehena
@henokbereket9089
@henokbereket9089 4 года назад
AMEN AMEN AMEN
Далее
ዕንቁ (ክፍል 17)
36:44
Просмотров 30 тыс.