Тёмный

ቀዳማይ ክፋል ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ነርወይ! ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን! 10/08/2024 

Bright Future of Eri
Подписаться 30 тыс.
Просмотров 421
50% 1

#ህዝባዊ_ሰሚናር_ኣብ_ሃገረ_ነርወይ!
ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያን!
• ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ነርወይ ...
ሰላምን ጥዕናን ንምነ ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ተቓለስቲን ደለይቲ ሰላምን.
• ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ነርወይ ...
ም/ብ/መ/ኤ ንቐዳም ዕለት10 ወርሒ 8/ 2024 ኣብ ሃገረ ነርወይ ዓብን ኣገዳስን ህዝባዊ ሰሚናር ኣዳልዩ ፣ ብኣካል ተረኺብኩም ተኻፈልቲ ንህሉው ኩነታትናን መጻኢናን ንዝትየሉ መኣዲ ተኻፈልቲ ክትኮኑ ብኽብሪ ይዕድመኩም።
• ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ነርወይ ...
ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ኣብ ፖለቲካ ሃገርና ዓቢ ኣበርክቶ ክገብሩ ካብዝጸንሑ ተቓለስቲ ናይ ክብሪ ዕዱማት ኮይኖም ክቐርቡን ቃልስና ክቀላጠፍ ዘለዎም ሓሳብ ከካፍሉናን ዘለና ሕቶታት ውን ክምልሱን ተዳልዮም ኣለው።
• ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ነርወይ ...
#ናይ_ክብሪ_ዕዱማትና
1) ኣቶ ዮሴፍ ገ/ሂወት ኣ/ወ ፈልሲ ሰላምን ዴሞክራስን ኤርትራ
2) ጋዜጠኛ ደሳለ በረኸት
3) ዶ/ር ቴድሮስ ኣማኑኤል
4) ኣቶ በረኸት ካሕሳይ
ካልኦት ዝተፈላለዩ ዕዱማትን ተወከልቲ ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራውያንን።
• ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ነርወይ ...
#ንዝያዳ_ሓበሬታ
ቴለ - 401 00 734
ቴለ - 91264974
ብደሓን ምጹ
#መጻኢና_ብሩህ’ዩ!
• ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ሃገረ ነርወይ ...
#habesha #neshneshtv #eritreanguayla #duet #fnanapp #ebs #love #eritveritreaofficial #live #

Опубликовано:

 

11 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 3   
@samsomtsaeda9882
@samsomtsaeda9882 13 дней назад
Good job 👏 👍
@helenamanuel7960
@helenamanuel7960 15 дней назад
💙💙✅✅💯💯
@wedimahari2175
@wedimahari2175 20 дней назад
ዶ/ር ዴዲ ብሉጽ
Далее
Decompress small game, have time to play it!
00:35
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Просмотров 536 тыс.
eritrean songs 2024- kiros asfaha-sefei(ሰፍኢ)
6:17
alutawun awentawun aqawuma qalsna
1:26:16
Просмотров 648
Decompress small game, have time to play it!
00:35