Тёмный
No video :(

(ቁጽሪ 5): እታ ካልኣይቲ ገብረኤላ 

Algena Culture & Research
Подписаться 12 тыс.
Просмотров 17 тыс.
50% 1

(ቁጽሪ 5): እታ ካልኣይቲ ገብረኤላ

Опубликовано:

 

3 май 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 211   
@p.3914
@p.3914 3 месяца назад
ልቢ ዝትንክፍ ታሪኽ! ታሪኽ ጀጋኑና። ወይልኹም እዞም ብስውኣትናን ብስንኩላትናን ኮታ ብኹሎም ሓርበኛታት ኤርትራ ትላገጹ። ከምዚ ሊንጎ ዝብሎ ክቡር ሂወት መንእሰያት ተኻፊላ ዝመጸት ሃገር እያ ዘላትና። ልቢ በል ልቢ ዘልካ። ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና!
@yemanetesfay5417
@yemanetesfay5417 3 месяца назад
Rus Awdamet Lingo ❤🇪🇷🙏⛪️🕌
@abelnegasi1828
@abelnegasi1828 3 месяца назад
ርሑስ ኣውድኣመት ሊንጎ! ኣዘናትዋኻን ላዛ ኣዘራርባኻን ኣዝዩ ዝድነቕን ተፈታውን'ዩ ሞ፡ ምስጋናይ ደረት የብሉን። ኣጆኻ፡ ተዘክሮታትካ በርብሮን ኣዕሚቚካ ፈሓሮን፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!
@senaithailom3322
@senaithailom3322 3 месяца назад
God bless you Eritrea people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 месяца назад
ሩሑስ ኣውድኣመት ንዓኻን ንቤተሰብካን ንሙሉእ ህዝብናን።🙏🙏🙏🙌🙌🙌❤ ኩሉ ግዜ ናትካ ትረኻን ዋዛታትን ብጣዕሚ እዩ ዝስሕበኒ። ቀጽሎ።
@dolpenamahada423
@dolpenamahada423 3 месяца назад
ዝድነቕ ኣቀራርባ 👏👏 ሊንጊ እወ "እዚ እውን ታሪኽና እዩ" ፈትየያ 🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniyamhaghos5391
@biniyamhaghos5391 3 месяца назад
ሃይለሚካኤል ሓውና እንቋዕ ደሓን መጻእካ ንዓኻን ንስድራኻን ርሑስ ፋሲካ ♥️♥️♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bltblt2473
@bltblt2473 3 месяца назад
ምስ ስድሩኡ ሳላ ሻዕብያ ፋሕ ኣቲዎ ኣሎ. ዝኣካክብ ጊዜ ይፍጠረሉ.
@BiniamBerhe-dx8hz
@BiniamBerhe-dx8hz 3 месяца назад
ኣያና ሊንጎ ብጣኣሚ ሰሚኢካዮ ዘይጽገብ ታሪክ እዚ ኩሉ ታሪክ ቅድም ኢልካ ጀሚርካዮ እንተትከውን እዚ ኩሉ ምፍልላያት ጸቢብ ሞከ ኮይኑ ይስማኣኒ ከምዚ ታሪክ ተነጊሩ ዝጋገ አይማሓለወን ይብል ዉልቃዊ ርእይቶይ እዩ ኣያና ሊንጎ የቀንኤልና
@hss2423
@hss2423 3 месяца назад
ሰላም ሰላም ልጎ ሓውና ናይ ባሓቂ እዛ ሓቀኛ ድራማ ኣዘኪርካና ሪኢኻ ዘይትጽገብ እያ ኢለን ወረቀት ኣብጨጉራ ውሽጢ ሓቢኣታ ወደከዛ ጠስሚ ክኹዑ እታ ኣደ ናይ ኣዛሚት ናይ ቀባጽ ደጋጊመ እየ ዝካታተለን ካሴት ኣለኒ ኩሉ ሓቀኛ ዛታ እዩ ነቶም ዝተሰውኡ መንግስተ ሰማይ የውርሶም ነቶም ዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ኤረይ ጀጋኑ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪👍👍💐🌹
@habtaygebremichael2814
@habtaygebremichael2814 3 месяца назад
መርሓባ መርሓባ መርሓባ ሊንጎ ሓወይ ዳሃይካ ኣይተሓባእ ብሓቂ ተኣምር ዝኾነ መደብን ኣቀራርባን ሌበይን ቀልበይን ምሳኻ ኢዩ እሞ በርትዕ ኣጆኻ እናበልኩ ብኸመይ ከምዝረኽበካ ኣይፈለጥኩን ዝከኣል እንተኾነ ግን ቅድም ደሃይካ ይሰምዕ ደሓርከኣ ብትሑት ዓቕመይ ርእይቶይ ወስ ምበልኩ። ❤❤
@mhretseare8357
@mhretseare8357 2 месяца назад
Wawwww abey tehabeka nerka ezi kulu tarik heska wawww bejaka kexelo dea❤❤❤❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@saratsegay1172
@saratsegay1172 3 месяца назад
ዋውውው ደስ ዝብለካ ክትሰምዖ ባህ ኢሉካ ትሰምዖ ትረኻ ሊንጎ ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓይ አኮ ብዙሕ ኣዘኪርካኒ ስርሓት ጀማሂር ክትገልጽ ከለኻ ኣቦይ ንነዊሕ አዋን ኣብ ጀማሂር ስለ ዝነበረ ብጸላኢን ብወልደገባን ዝወርዶም ዝነበረ ክዕልለኒ ከሎ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ነይሩ ብዙሕ ዕላል ናይ ታሪኽ ከይ ከሰብኩሉ ደኣ መስዋአቲ ኣርኪቡሉ አንበር ኣዚየ ኢየ ዘምስግነካ ዕድመ ይሃብካ ደጊመ ታሪኽ ገድልና ከምዚ ገርርካ ክትስንደልና ❤❤🙏🙏🇪🇷🇪🇷🌷🌷 Thank you so much hero🇪🇷🇪🇷
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 3 месяца назад
ሊንጎ ሐዉና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ..ብዝገበርካዮ ተጀምሮ ታሪክ...ቀጽሎ አብ ጎንካ አለና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zufantewelde892
@zufantewelde892 3 месяца назад
Thank you again and again for the amazing story 🇪🇷💕
@user-bd8or2kf1d
@user-bd8or2kf1d 3 месяца назад
ዝኸበርካ ሃይለሚካኤል ሓወይ ርሑስ በዓል ትንሳኤ መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ይግበረልካ ኣብታ ንቆልዑት ታሪኽ ብጾተይ የዘንትወሎም እሞ ተሰዊኡ ይብሎም ኩሎም ተሰዊኦም ዲኻ ትብለና ይብሉኒ ዝበልካያ ርእይቶ ክህበካ መስዋእቲ ክትሰምዕ ኣንኮነን ንቆልዓ ንዓቢውን ስነኣእምሮኣዊ ይጎድኣካ እዩ ስለዚ ንቆልዑት ኣእምሮኦም ከይጉዳእ ተሰዊኡ እንተዘይበልናዮም ይሓይሽ
@user-eh6lk3wf9h
@user-eh6lk3wf9h 3 месяца назад
ሊንጎ ሓወይ መሳጢ ታሪኽና ክትነግረካ ምውሳንካስ ብጣዕሚ ደስ ኢልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-uh4ff4pw3i
@user-uh4ff4pw3i 3 месяца назад
btami des zbl tarik ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌼🌼🌼🌼😍
@gideyalem6475
@gideyalem6475 3 месяца назад
👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷ህዝባዊ ግባር ሓርነት ኤርትራ ሻዕብያ እቲ ዘይድገም ውድብ ታሪክ ቅርሲ ህዝቢ ኤርትራ።ሊንጎ ኩቡር ኣያና ሓወና ብጥዕሚ ጹቡቅ መደብ ሓደ ካብቶም ኣለዉና ኢልና ንምካሓሎም ጅግና ጎይታ ታሪክ ኢካ እሞ ቀጽሎ ወትሩ ኣብ ጎንካ።ታሪክና ንምዕቃብ ወትሩ ድልዋት።ዘላኣለማዊ ዝክርን ንሰማታትና!!ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ!!
@temertzahalemariam6086
@temertzahalemariam6086 3 месяца назад
Yemuroka yibbarek❤❤❤❤❤
@sabaerath2515
@sabaerath2515 Месяц назад
Merhhaba Lingo hhawey neti semiekayo zeytsgeb tarikkna inda amesgenku hhanti kabten aristkka tihhalefetni intezeytegagiye ita [Rikb weyane ms hizbawi- gnbar]tibl kemey gere kirekkba ykiel mebel kutsra do kithhbreni tikkel .Lbawy msganay.❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 3 месяца назад
ጽቡቕ ኣርእስቲ፡ ጽቡቕ ኣቃራርባ፡ ከማኻ ንዞም ናእሽቱ ዝምህርን፡ ነቲ ዝወዓለሉ ክዝክርን ይሕግዝ እዩ እሞ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ፡ ❤
@zeeMe2323
@zeeMe2323 3 месяца назад
Welcome wedi Eri jegna kulu gize Jegnau Eritrawinet kibur Mennet 🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@king_savage5755
@king_savage5755 Месяц назад
ሊንጎ ብጣዕሚ ዘሕጉስ ትንተና ታሪክ
@weldemariamzerea5386
@weldemariamzerea5386 3 месяца назад
ብመጀመርያ ርሑስ ኣውዳኣመት ሊንጎ ምስ ስድራቤትካ፡ ቀጺለ እዚ እትምህሮ ዘለኻ ትምህርቲ ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ቐጽሎ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@senaitgrmaiy1218
@senaitgrmaiy1218 3 месяца назад
ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ጅግና ሐውና.🙏🏻🇪🇷❤️🌹⭐️🐫
@user-jm5ne8di3d
@user-jm5ne8di3d 3 месяца назад
ነቢዕካ አንቢዕካና ፣ ሓቀኞ ታሪክ ኩሉ ግዜ ሙኡዝ ዮ፣
@alemasmorom814
@alemasmorom814 3 месяца назад
❤️🇪🇷🐫ERITRAWI KUBUR MENINET 🐫🇪🇷❤️
@dana.j9062
@dana.j9062 3 месяца назад
ርሑስ በዓል ፋሲካ ንኹሉ ኤርትራዊ ህዝበይ:: 🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏
@bltblt2473
@bltblt2473 3 месяца назад
ምስ ስድሩኡ ሳላ ሻዕብያ ፋሕ ኣቲዎ ኣሎ. ዝኣካክብ ጊዜ ይፍጠረሉ.
@nugusearey3923
@nugusearey3923 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teweldegebremichael12
@teweldegebremichael12 3 месяца назад
Semaetatna wetru ablbna neana nsemaeti wn anbiena bhaki mesati medeb tarikna gena bzuh u emo ajoka lingo hawna keep going ♥️ ❤❤
@ERi24591
@ERi24591 3 месяца назад
😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ኣጆኻ ሊንጎ ሓወይ ጸላኢኻ ይንባዕ, ኣብቲ ናይ መወዳእታ ደቓይቕ ዝተረኽካያ ኡፍፍፍፍፍ ኣውዳእመት ምድሪ ልበይ ሃሪምካኒ። ሳሊና ትብል ናይ ወዲ ትኹል ደርፊ ክትጅምርን ኣብቲ ጎንኻ መንእሰይ ወዲ 18 ዓመት ሃንደበት ስውእ ክትርእን ኡፍፍፍፍፍፍ ኣችደንተ እዞም ጎረቤት እዚኦም ዓሕ ኢትዮጵያ ረሳሕ ዝኾነ ሃገር ። ሕጅስ ንሓድሕዶም ሓመድ እጋበሩ ኣለው ብኲናት ናይ ብሄር መድሂን ኣለም ይገማምዓዮም ። ኣብ ቀጻሊ ውን ብዙሕ ዘይተበርበረ ታሪኽ ስለ ዘሎ ኣብ ውሽጥኻ ታሪኽ ውዕሎታትኩም ክትምህረና እንከለኻ ትርር በል ኣጆኻ ሊንጎ ናይ ግድን ክትረኸልና ኣለዎ ። ርሑስ ኣውዳእመት ❤❤❤❤
@bltblt2473
@bltblt2473 3 месяца назад
ምስ ስድሩኡ ሳላ ሻዕብያ ፋሕ ኣቲዎ ኣሎ. ዝኣካክብ ጊዜ ይፍጠረሉ.
@nebiatgebrewoldi5291
@nebiatgebrewoldi5291 2 месяца назад
እንቃዕ ብደሓን መጻካ።
@mehreteabgebreyesus8208
@mehreteabgebreyesus8208 3 месяца назад
ሃይለሚንካኤል ( ሊንጎ) ርሑስ ፋስጋ ምስ ምሉኣት ስድራቤትካ
@bltblt2473
@bltblt2473 3 месяца назад
ምስ ስድሩኡ ሳላ ሻዕብያ ፋሕ ኣቲዎ ኣሎ. ዝኣካክብ ጊዜ ይፍጠረሉ.
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@teklezewde5680
@teklezewde5680 3 месяца назад
❤ ዝክበረን ዝዓዘዘን ህውነታዊን ሰላምታይ ይብጻሕካ ዝክበረካ ልንጎ ሓወይ ግዝየን ሰዓትን ኣብ ዝረክብካሉ ኢዋን ሓደራ ክረክበካ ይደል ኣለኩ ን34 ዓመት ዝኮውን መፍትሕ ዘይክልኩ ኣሎን ኢሞ ሓደራ ንስካ ዘይትፈልጦ ስለዘይኮነ ሓደራ ርክበን።
@michaelberhane7614
@michaelberhane7614 3 месяца назад
Algena23@yahoo.com
@user-zc7tl8gj2p
@user-zc7tl8gj2p 3 месяца назад
Lingo keep it your hard working ❤❤❤❤❤❤❤
@gomida1552
@gomida1552 3 месяца назад
ኣያና ሊንጎ ብጣዕሚ መሳጢ ኣቀራርባ ታሪኽ ሰውራና: ቀጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zewdirediet-tseggay9266
@zewdirediet-tseggay9266 3 месяца назад
መርሐባ ሃይለሚካኤል ሊጎ እንካዕ ብደሐን መጻካ ርሑስ ባዓል ትንሳኤ ንአካን ንሙሉአት ስድራቤትካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ws2lu2ou9w
@user-ws2lu2ou9w 3 месяца назад
Eti xebuk ngeru hduntka mara des yebl enda gelxka kelka esu eyou ka neti hstory krdka zknal so very nic
@temuzghiseium2296
@temuzghiseium2296 3 месяца назад
❤️❤️❤️🎉🎉🎉🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@FerejMahmud
@FerejMahmud 3 месяца назад
🇪🇷✔️
@SMOOVExNOOB
@SMOOVExNOOB 3 месяца назад
🇪🇷❤️💯🇪🇷❤️💯
@eri4ever466
@eri4ever466 3 месяца назад
Selamat Tegadalay Lingo, Yours has become my favorite Eritrean RU-vid channel. Your amazing memory, and the details you've been able to retain about small and large events and interactions that happened over three or even four decades ago is astounding. To me, the part that I find even more impressive is your steadfast maintenance of the best moral and cultural values of the legendary EPLF. I should also add that I'm happy to see the noticeable technical improvement in the production quality of the latest episode in comparison to the first one. Deki Ere, by subscribing to and supporting Algena Culture & Research, we can help preserve a small portion of the collective efforts of the countless Eritrean nationalists who bravely and tirelessly fought to bring about Eritrean independence.
@user-mq7tu5do5i
@user-mq7tu5do5i 3 месяца назад
💐💐💐❤🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 3 месяца назад
😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@user-ng2gs6zv3b
@user-ng2gs6zv3b 3 месяца назад
Selam jigna hawna ❤️🌿🇪🇷🕌⛪️🇪🇷💪🇪🇷🙏❤️👍
@selamtedros6513
@selamtedros6513 3 месяца назад
👏🏾👏🏾❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@stilljesusloveyou9644
@stilljesusloveyou9644 3 месяца назад
ታሪኽኩም ተኣምር፤ ዕላልኩም መሀነን፤ ስራሕኩም መስደመም፤ ሕጥቁኩም መደነቅ፤ እንታይ ይጎድለኩም ተጋደልቲ ኤርትራ ዛንታኩም ተርኹዎ ሓደራኹም ዘይድገም ወለዶ 60ታት
@nebiatgebrewoldi5291
@nebiatgebrewoldi5291 3 месяца назад
ወዲ ኤረይ ወላ እንተደጋገምካዮ ወላ እኻዩ ዘይምኖ❤❤❤❤❤
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 2 месяца назад
"እዚ'ውን ታሪኽና እዩ!"
@timnithaile2529
@timnithaile2529 3 месяца назад
❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb 3 месяца назад
ሃይለሚካኤል ጀግና መሳጢ ዝኾነ ዛንታት ዘይምኖን ነቢዕካ ኣንቢዕካኒ ኣውራ ናይ ወዲ ትኹል ሳሊና ትብል ደርፊ ኣብ ፈንቅል በዓል ኣብ ባጽዕ ናብ መድረኽ ከይዱ ዘንፈርፍር (epilepsy) ነይርዎ መስለኒ ተሰኪሞምዎ ኣውሪዶሞ ።ብጣዕሚ'የ ዘፈትዋን ፍሉይ ተዘኩሮ ዘለኒ።ጓለይ ሳሊና ኣውጺኣላ ብሓበን !
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmaithabtomi1751
@asmaithabtomi1751 3 месяца назад
Yekenelna Lingo teum tenkafi zkone elal gedli gedel, eti zeydgem tegadalay 10 sae enda tekentebe jahjah enda bele zimetset hager 🇪🇷❤️🇪🇷❤️ Amlak hzbinan hagernan Ybark🙏🙏🙏
@HagerMennet
@HagerMennet 3 месяца назад
Ruhus awudamet ❤ ንካልኣይ ግዜ ይጽሕፋ ኣለኩ ሕፉር ውርዙይ ቁዱስ ኣገላልጻ ኣብቲ ተፈትሮ ናይ ሰብኣይ ሰበይቲ ኩሉ ቅዱስ ነመስግነካ::
@khaledaberra8940
@khaledaberra8940 3 месяца назад
መርሓባ ክቡር ብጻይ፣ ሓወይ። የቐንየልና፣ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ በርትዕ።
@selameyob4258
@selameyob4258 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤
@DanielAmanuel-sm7wz
@DanielAmanuel-sm7wz 3 месяца назад
Bravo ❤
@user-qj2lx6zy9f
@user-qj2lx6zy9f 3 месяца назад
ሊንጎ ኣቦ ታሪኽ ኢኻሞ፡ ነዚ ጀሚርካዮ ዘለኻ ታሪኽ ብዘይሕለል በት ዓቅምካ ንምግላጽ ኣይተሓለል፡ ታርክ ሂወት ኢዩ ብሕልፊ ጅህንነት ዝተፈጸመ ኣብ ህዝባዊ ግንባር።በርትዕ። በርትዕ ጥራይ ታርክ ስለ ዘለካ ኣይትሓለል።🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌼🌼🌼🌼🌼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-ey4rj5fm7g
@user-ey4rj5fm7g 3 месяца назад
ደስ ዝቢል መደብ ሊንጎ ቀጽሎ
@aronmebrahtu7218
@aronmebrahtu7218 3 месяца назад
🙏💝🇪🇷💝🙏
@aleferej7014
@aleferej7014 3 месяца назад
ናይ ብሓቂ ዘይ ሃስስ ታሪክ እዚዉን ታሪክናዩ የቀኒየልና ሊንጎ ሓወይ
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 2 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gideyalem6475
@gideyalem6475 3 месяца назад
🇪🇷👑እዛ ኮመተይ ከም ተብባ ይፈልጥ ኢየ ንእሽቶይ ሪኢቶ ኣላትን ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እንተ ትመጸና 2/ቁሩብ ግዜ ኣሕጺርካልና የቀንየልና።
@keflezghitesfagherghsh7014
@keflezghitesfagherghsh7014 3 месяца назад
Tarik Hzbi Eritrea wqyanos eu bzuhat kezentuwu zgbeom keytenebu halifom bejakum tarikna yberber ❤
@abrahamk8405
@abrahamk8405 3 месяца назад
You are great historian and superb storyteller. Thank you very much..
@FATAWEDI
@FATAWEDI 2 месяца назад
@gdeamanuel8065
@gdeamanuel8065 3 месяца назад
edmen tenan yhabka fetari Amlak ❤❤❤❤
@user-fn2px1zo9r
@user-fn2px1zo9r 3 месяца назад
እዚውን ታሪክናዩ ናይብሓቂ ምሳጢ ዕላል ።ብፍላይ ኣብቲ መደምደምታ።እዚውን ታሪክናዮ፡
@user-rt7gs1st6h
@user-rt7gs1st6h 3 месяца назад
Tiuching stories 😢 😂 😢 Well done ኣያይ !
@mahdereteklay4918
@mahdereteklay4918 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@liayeewhanes3217
@liayeewhanes3217 3 месяца назад
Selam lingo hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 3 месяца назад
ከም ወትሩ፡ ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ። 1, ዋሕዚ ዛንታኻ ይኮላለፍና ስለ ዘሎ፡ እቲ " ንእግረ መገደይ" እናበልካ ትህቦ ሓጺር መብርሂታት፡ ኣብ ምጅማር እንተትገብሮ። ከም ኣብነት ኣብዛ ናይ ሎሚ፡ ነጪ፡ ዓማ፡ ኣኹሩር፡ ጀማሂር መን ይመርሖ ነይሩ፡ ...(ቢዓቢኡ ግን "እታ 2ይቲ ገብርኤላ" እናበለ ኣርእስትኻ፡ ብዛዕባ ገብርኤላ ዘዘንተኻዮ ግን ኣዝዩ ውሑድ'ዩ። ዋሕዲ ሓበሬታ ድዩ ወይስ ብፍላጥ ኢኻ ኮምኡ ትገብሮ ዘለኻ? ) ከተላሊ ካብ ዛንታ ገብርኤላ ውጽእ ኢልካ። 2,******ዛንታ ስዉእ ሓወይ ቅሱን፡ ትርስዓኒ ዲኻ ዘለኻ ወይስ ዝያዳ ሓበሬታ ክሳዕ ትእክብ ኢኻ ተጽበ ዘለኻ፧ ሊንጎ ሓወይ ይርብሸካ እንተሃልየ ሓጻር መልሲ ጥራይ ሃበኒ። ዋላ "ክሳዕ ባዕለይ ዝምለሰካ ኣይትደውለለይ/ኣይትጽሓፈለይ" ጥራይ እንተ ኢልካኒ ክርድኣካ'የ። ደውለለይ ኢልካኒ ደዊለ፡ ብኢመይል ጽሒፈልካ ውን... ኣዚዩ ግዜ ከም ዝጻበበካ ይርድኣኒ። ግን ካኣ ኣካል መደብካ'ዩ ኢለ ይኣምን። ዝያዳ ሓበሬታ ንክህበካ ግን ቴለፎን እንተትቕበለኒ ምሓገዘ።
@Nakfa1
@Nakfa1 2 месяца назад
🎉❤🎉❤🎉
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 месяца назад
Selam. Wedi.erey.ertrawinet kubur mininet. Kibrin.misganan. nisematatna..e.ni.serawitna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Esunosamsom
@Esunosamsom 3 месяца назад
ጅግና ይነብዕ ኢዩ::
@asmoromhabtom9958
@asmoromhabtom9958 3 месяца назад
ተጋዳላይ ገልዳም
@tedroshaile6620
@tedroshaile6620 3 месяца назад
ዝኸበርካ ሊንጎ ርሑስ በዓል ፋሲካ ንመላአ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይ ስክፍክፍ ዘለካ ግለጸልና ታሪክና ወኪል መንነትና ዩ የቐንየለይ
@Iemand123_
@Iemand123_ 3 месяца назад
❤❤❤❤
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 месяца назад
ርሑስ ኣውዳኣመት ንኹሉ ኤርትራውን ብፍላይ ድማ ንኣመንቲ ክርስትናን & ሊንጎ ድማ የቀንየልና ተቅርቦም መደባት ብጣዕሚ እዬም ዝምስጡኒ thank you for what you do I appreciate your progress a lot 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@bltblt2473
@bltblt2473 3 месяца назад
ምስ ስድሩኡ ሳላ ሻዕብያ ፋሕ ኣቲዎ ኣሎ. ዝኣካክብ ጊዜ ይፍጠረሉ.
@LYE4EVER
@LYE4EVER 3 месяца назад
@@bltblt2473 ካብ መንግስቲ ይኹን ውድባት ዋላ ውን ውልቀ ሰባት ፍትሒ ኣይ ትጸበ ንነብስኻ ኣስተብልለላ ፍትሓዊ ዲኻ ኣይኮንካን ንግዜኻ ተጠቀመሉ ተማሃር ወይ ገንዘብ ሕዝ መስተማሰሊ ኣይ ትኹን ።
@user-wn2ke3zx6y
@user-wn2ke3zx6y 3 месяца назад
​@@bltblt2473ከልቢ ጎረቤት ድሓንዲካ ኣብዘይ ጉዳይካ ትኣቱ ከምዝመስለኒ ዋና ዘይብልካ ከልቢ ኢካ ዋናኻ ድለ ዕቡድ
@wedimobaemobae2557
@wedimobaemobae2557 3 месяца назад
❤🎉❤🎉❤❤❤ ayani herooo ruhusi awdeamet ❤🎉❤🎉
@demkaweldie5413
@demkaweldie5413 3 месяца назад
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@dawittesfai3349
@dawittesfai3349 3 месяца назад
Thanks lingo great man good hitory
@meharino08
@meharino08 3 месяца назад
ሊንጐ ዕላልካ ብጣዕሚ መሳጢ'ዩ , ንዓኻን ንስድራኻን ርሑስ ፋሲካ
@YohannesMehari-xv7yh
@YohannesMehari-xv7yh 3 месяца назад
ሩሑስ ኣዊዳመት ይግበረልና ልንጎ
@oqbaihabte7263
@oqbaihabte7263 2 месяца назад
መርሓባ ሊንጎ ብዙሕ ተጸቢናካ አንቋዕ ገጽካ ረኤና አቲ ቋንቋ ኣደ ትግሪኛ ካባኻ ኢና ንጽበዮን ንረኽቦን ። ኣብዚኣ ናይ ጀማሂ ኣብ ዓድታት መሊቛትካ ዘላ ቃል ገን ናትና ኣይኮነትን ። ባዕዳውያን ቃላት ኒየው በለን ። ኣብነት ጫማ ገጠር ካልአን ኣርመልና ወደሓንካ ። ዑቕባይ ሃብተ ካብ ኖርወይ ምስ ብዙሕ ሰላምታ
@yemanetesfabrhan8192
@yemanetesfabrhan8192 3 месяца назад
መሳጢ ዕላል ሊንጎ ባዓል መትከል
@zebibabraham3861
@zebibabraham3861 3 месяца назад
Ruse awdamat Lingo mes sedraka❤❤❤❤
@zerayabrhahabtemichael
@zerayabrhahabtemichael 3 месяца назад
ሊንጎ ካብቶም ዝፈትዎም ኣናውስተር ናይ ክለሰራዊትና 16 ነይርካ ካብ ደረፍቲ እቲ ናትካ ገላጺ ሓሳብ ይስሕበኒ ነይሩ ።ከምዚ ኢልካ ነቲ ተቅዲሑ ዘይውዳእ ታሪክ ገድልና ንወለዶ ጽቡቅ ደኮሜት እዩ ኣጆካ ቀጽሎ።❤❤❤❤
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 3 месяца назад
መሳጢ ተዘኩሮታት። የቐንየልና ሊንጎ!
@Milli-meter567
@Milli-meter567 3 месяца назад
ርሑስ በዓል ንኹሉ ኣማኒ ክርስቲና ኤርትራውያን ኣሕዋትና ❤️🇪🇷
@meharigoitom8679
@meharigoitom8679 3 месяца назад
Welcome algena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷keep it up brother
@user-gf5im4ml5f
@user-gf5im4ml5f 3 месяца назад
Thank you very much Lingo
@weinidesta4221
@weinidesta4221 3 месяца назад
👏👏👏🇪🇷🇪🇷👍
@Amanuel.OZ.KIFRULAH
@Amanuel.OZ.KIFRULAH 3 месяца назад
Keep it up Lingo abiseb!!!
@sarajoh313
@sarajoh313 3 месяца назад
Ruhus Awdamet 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@negestmenameno181
@negestmenameno181 3 месяца назад
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🙏🏼
@samuelhaile5545
@samuelhaile5545 3 месяца назад
❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✊🏾✊🏾
@yonastesfa4380
@yonastesfa4380 3 месяца назад
Thanks dear brother!!!
@asmeromehari
@asmeromehari 3 месяца назад
ርሑስ ኣውዳመት ሊንጎ ።
Далее