Тёмный

ቃለ መሕተት ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ - 4ይ ክፋል - March 11, 2023 - ERi-TV 

Eri-TV, Eritrea (Official)
Подписаться 575 тыс.
Просмотров 216 тыс.
50% 1

ERi-TV, Eritrea - ቃለ መሕተት ምስ ክቡር ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ - 4ይ ክፋል | Interview with President Isaias Afwerki on regional and domestic issues - Part 4 - March 11, 2023

Опубликовано:

 

2 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 1,4 тыс.   
@escapeit8030
@escapeit8030 Год назад
This is big guys,let's go we are ready, am here to invest on Transportion and road Survey.Thank you M.P
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Год назад
😂😂😂😂😂
@thomaszerai174
@thomaszerai174 Год назад
It's a good start..I'm starting to invest we can grow
@Eritrea_2013
@Eritrea_2013 Год назад
GBU Bro ❗️❗️🌷🇪🇷 Lets go to gether to build Our Beloved home Land
@rosieguesh6257
@rosieguesh6257 Год назад
🙏
@filmongerye9062
@filmongerye9062 Год назад
Lol moyta eya adi barya hawey
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Год назад
May God open your eye, My question is for Isaiah Afewerki, A) When do you stop war with all our neighbors counties? B) when do you do the constitution? C) when do you want to do the vote of president? Thanks
@Tesla291-
@Tesla291- Год назад
Bring 🇰🇪 kenyan journalists this 2 infront of him they are just a robot 🤖
@wadiasmera3420
@wadiasmera3420 Год назад
በይኑ ይዛረብ አሎ😃
@lahmet5360
@lahmet5360 Год назад
እዚ ጎበዝ ዓዲ ሃሎ፣ ጽባሕ ዘይኮነ ሎሚ ኣዩ ክጓሓፍ ዘለዎ። ምርጫ የብልናን። እቲ መፍትሒ ነቲ ማፍያ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ናብ ታሪኻዊ ቤተ መዘክር ምስዳድ እዩ። ህዝብን ሃገርን ምስኣንን ምጽናትን እውን ክመጽእ ይኽእል እዩ ብሰንኪ እዚ ማፍያ ትካሉን። እቲ ሓደጋ ኣዝዩ ተኣፋፊ እዩ። ብሓደ ወርሒ ሃገር ክጠፍእ ይኽእል እዩ ብኸምዚ ኣማዕዲኻ ዘይትጥምተሉ ደረት ኣልቦ ዕንደራን፣ ድንቁርናን ትምክሓትን ዕሽነትን። ናይ ካለኦት ታሪኽውን ይነግረና እዩ። መራሕቲን መንግስትን ስለዘይብልና ኣብዚ ወድቀት በጺሕና። ነቲ ብደገ ዝመጽእ ዘሎ ከቢድ ዓውሎማዊ ጽልዋን/ዘመተ ኣብ ሓደጋ ከብጽሓና ይኽእል እዩ። ምናልባት ናይ ሩስያን ቻይናን ጊልያ ተዘራያይ ክኸውን እየ ኢልካ ምሕሳብ ይከኣል እዩ, እወ ብጸባብ ነዃል እንዳራኣኻ ንህዝቢ ጎሲኻ ክትውስን ትኽእል ኢኻ። ውጽኢት ውሳኔኻ ዘምጸኦ ሳዕቤን እንታይ ምዃኑ ኣይፍለጥን ብህዝቢ ምጥላዕ እውን ክኸውን ፍሉጥ ተኽእሎ እዩ። ንውሳኔኻ ግን ንስኻ ዘይትቆጻጸሮ ምዕባለን ተርእዮን ክዓስል ይኽእል እዩ። ግን እቲ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኣደራዕ ግን ህዝቢ ኤርትራ እዩ ዝስከሞ። ይዋእ ህዝቢ ኤርትራ በዚኦም ማፍያ ክማሓደር። እወ ብሰንኪ እዞም ብተንኮልን ሕመቕን ቅንእን ገባትነትን ዝፍለጡ ነማሓድር ኣለና ዝብሉ ጓሓላሉ እታ ሃገርን ብወርቂ ሸሓኒ ጌርካ ንሽሻይ ካለኦት ገንሸል ምዃን እውን ኣሎ። ንኹልና ከታሓሳስበና ኣለዎ። ናይ ሰብ ጸጋ ይብል ኣሎ እዚ ዓንዳሪ። ዋእ እንታይ ይባሃል ደቀይ! ኣብ 2023፣ 80% ንላዕሊ ኣብ ሳዋ ካብ ዝሰልጠኑ መንእሰያታ ካብ ሃገር ዝሃደሙላ፣ ብድከት ድኽነታ ዝተፈልጠት፣ ውዳቕ ሃገር፣ ካብ 50% ንላዕሊ ዝግመት ህዝባ ፈንፊንዋ ስደት ዝመረጸ ህዝባ ብሓጺሩ ብኹሉ መለኪዕታት ኣብ ጥቓ ምጽናትን፣ ፈጺምካ ምዕናውን ዝበጽሔት ሃገር ሒዝካስ ሃለውለው ምባልስ ምስምንታይ ይቑጸር። ብዙሓት ለባማትን፣ ፈላጣትን ኣርሒቖም ዝሓስቡ ኣቐዲሞም ነጊሮምና መኺሮምናን ኔሮም እዮም። እነሆ ኣብዚ ናይ ህልውና ሃገር ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ ኩነታት በጺሕና ኣለና። ካብ ዘይተርፍ ውድዓዊ ኩነት ናበይ እዩ እሞ ክምለጥ። ሃገር ማለት ህዝብን ስርዓቱን፣ ቁጠባዊ ትሕዝትኡን፣ ወዘተ ምዃኑ ክርሳዕ የብሉን። እዋይ ውርደት። ኣንታይ ሓወይ እዚ ንስኻ ሃለው ትብሎ ዘለኻ መትሕዝን መጨበጥን ዝይብሉ፣ ስነ ፍልጠታዊ ዘይኮነ ዓዘፍዘፍ ምባል እቲ ክቡር ናይ ህዝቢ ጊዜ ብኸንቱ ምህላኽ እዩ። ነቶም ናይ ስነ ፍልጠታዊ መስርሕ ተኸቲሎም ዝገልጹልና ዘይትገድፈሎም። ስለምንታይ ቆቢዒኻ ቀዲድካ ትሰፊ። እቲ ዝግበር እኮ ፍሉጥ እዩ ብኣኻ ዝግበር። ናይ ፖሊሲ ትሕዝቶ ምሃብ እዩ። ነቶም ዝምልከቶም ግደፈሎም። እቲ ፍሉጥ ስነፍልጠታዊ መስርሕ ከመይ ድዩ። ፕላንን መርሓ መንገድን ምስ ውጥኑን ዓላምኡን፣ ራእዩን ተልእኾኡን ይዳሎ። ንትግባረኡ ድልወነት ይግበር። ናይ ኣፈጻጽምኡ ኣምራትን ናይ ትግባረ መስርሕ ኣምር ይዳሎ ማለት እዩ። ኣብ ተግባር ይእቶ። ውጺኢቱ ይፍለጥ ምስቲ ውጥን ኣወዳዲርካ ድኻሙን ብርተዔኡን ይምርመር። መእንቲ እቲ ድኻም ንዝመጽእ ክእለ። እዚኣ እያ እታ መስርሕ። እንታይ መርገሙ እዩ ደቀይ፣ እዚ ሰብእይ ኣብ ህውተታ ኣትዩ ሃለው ክብል ከሎስ መን እዩ ቃጭል ዝኣስረሉ። መን እዩ ዝመኽሮ? ምስቲ ውድዓዊን ነባራውን ናይ ሕሉፍ ዝነበረን፣ ሕጂ ዘሎን ምናልባትውን ንዳሕራይ ክመጽእ ዝኽእልን ወይ ዝፍጠርን ኣብክንዲ ብሰነ ፍልጠታዊ ኣገባብ ኣብ ክንፊ ኣብ ሃለውሳ ኣትዩ ዓዘፍ ይብል ኣሎ መስኪናይ። ኣነ ዝገርመንስ እቶም ዓይኖም ጨፊኖም ክጣበቕሉን ኣያይ እንዳበሉ መሎኮታዊ ስልጣን ኣለዎ ኢሎም ዝሓቡ ገልዳማት ኩንታል ድንቁርና ተሰከምቲን እዩ። መርሓ ጎደና ክህሉ ኣለዎ ይብል። መን ድዩ ነቲ ሃገር ብገባትነት ዘማሓድሮ ዘሎ? ብዘሕዝን ናይዚ ሰብኣይ ጸገም ድማ እቲ “ናይ ውልቕኻ ስሚዕትን ድልየትን ምስቲ ሓባራዊ ህዝባዊ ዓላማን፣ ራእይን ተልእኾን ትሕዋሶ እንተድኣ ኮንካ ካብቲ ክውንነታዊ ትእለ ኣለኻ ማለት እዩ። ወይ ድማ ካብቲ ውድዓዊ ትርሕቕ ኣለኻ ማለት እዩ”። እዚ ህግደፍሲ ምሁራት የብሉን ድዩ። እንታ ይዝበለ ውርደት እዩ።
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 Год назад
President Isaias looks healthy and sounds great. Long live.
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
Yes yes Brother I agree with you
@hakinzareb1148
@hakinzareb1148 Год назад
ኣታ ኡይ ዶ ክብል ህዉታትያ ፍረ ኣልቦ
@lanteTV1
@lanteTV1 Год назад
😂😂😂38:25 ኡኡኡኡኡ😮😮😮
@brhanetekle7361
@brhanetekle7361 Год назад
ሸለው ስ በል እንዶ
@amanuelh210
@amanuelh210 Год назад
ታሓኒቕካስ ጋሕ ዘይትብል ዋላ ድቓላ
@amanuelh210
@amanuelh210 Год назад
@@lanteTV1 ንመን ኢኻ ?
@lanteTV1
@lanteTV1 Год назад
@@amanuelh210 ንመን'ዳኣ ? ኣታ ሕማቕ ተሓራሲ ብእራይ 😂😂😂
@-justicewithtruth
@-justicewithtruth Год назад
Without reforms, its too hard to do everything he mentioned
@alemghebremedhn2191
@alemghebremedhn2191 Год назад
Is he reading a fairy-tale???????? Crazy as always out of topic. Misleading the Eri-Issaias public.
@mulietes4622
@mulietes4622 Год назад
Mr Yelen
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Год назад
እንዳለለ ቃል ክቡር ፕረሲደንት ስለ ዘይርደኣኩም ብመሰረቱ'ውን ስለ ዘይምልከተኩም ኒንንን ኣይትበሉ ሃመማ::
@gereGebrehiwet
@gereGebrehiwet Год назад
ኢሱ ቁርዲድ ክኸውን ኣለዎ ክህልወና ኣለዎ ንስኻ ከለኻ.ሞ ብኸመይ ልምዓት ክልማዕ
@giromkidane2994
@giromkidane2994 Год назад
የቐኒየልና ብልቢ 🌳🌳🌳🌳🌳🌼🌻👂👂👂👂👂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💞🌹🥀🌈🌿💪💪💪👊🌷
@lidiaabraham7294
@lidiaabraham7294 Год назад
Hasawit
@Amorawedigash
@Amorawedigash Год назад
ብልቢ ዘይኮንኪ ተመስግኒ ዘለኪ ነብስኪ ዘይፈልጥክያ ዘለኪ እንታይ ኢኪ ሓንጂመጂ ሓዋዊስክላ ነዛ ባንዴራ 🇪🇷
@giromkidane2994
@giromkidane2994 Год назад
@@lidiaabraham7294 ሓሳዊት ዶ ኢልክኒ ደንቆሮ የመስግንን ፈረቃን አበይ እሞ ክርድ አኪ
@giromkidane2994
@giromkidane2994 Год назад
@@Amorawedigash 😂😂😂😂😂🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🍀🍀🍀🍀🍀🍀🐪🐪🐪🐪👂👂👂👂👂👂💪💪👊👊👊👊💪✍🏻✍🏻✍🏻ካቡኡ አይትሕለፉ ደፋራት ክብረት ዘይብልኩም ብዛዕባ ባንደራ ንዓይ ክትነግራኒ
@Amorawedigash
@Amorawedigash Год назад
@@giromkidane2994 ኖ ናይ ባንዴራ ናትና ዘይኮንኩ ክንግረኪ እዚኣ ናይ መን ኢያ ብምፍላጥ ዲኪ ወላ ብዘይምፍላጥ ሓዊሲክያ ዘለኪ 🌈🤣
@kibromsolomon-nw9bc
@kibromsolomon-nw9bc Год назад
ሓንቲ ካባኻ ዝደሊ ሕዝቢ ኤርትራ፡ ጎቢጥካ ሕዝካዮ ዘለካ መርሕነት ፡ ለቅቅካ ናብ ድላይካ፡ ሃገር ውጻእ፡ ሕሰም ሽግር ፡ ህዝቢ ኤርትራ፡ ምሳኻ ፡ ክእለ እዩ፡ ኣደ ስዉእ፡ ኣደ መኻን ፡ ወሊዳ እትልኾ ዉሉድ ዝሰኣነት ንብዓት ዝቀለባ ፡ ወሊዱ ዘብሪ ዝሰኣነ ወላዲ፡ ኤርትራዊ ኣቦ ኤርትራዊት ኣደ፧፧፧ ይምሕጸኑኻ ኣለዉ፧፧፧ እዚኣ ጥራይ ግበረሉ እዚ ሕዝቢ ኣይደልያካን እዩ ይኣኽሎ ሕሰምን ሓዘን፡
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 Год назад
Anjera azgi bila ,,,,,
@ggyrtu3599
@ggyrtu3599 Год назад
Wedi afom anbesa nebarlna nezlalme ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@forsatv3905
@forsatv3905 Год назад
Kkkk
@michaelwoldeab7425
@michaelwoldeab7425 Год назад
እዞም ጋዜጠኛታትሲ ስራሕ ኣምሲና ኢሎም ድዮም ንስድርኦም ከመክንዩ ከደንግጹካ none stop the same 32 years lol bla bla
@selehaile3895
@selehaile3895 Год назад
ኣለና ክንህሉ ኢና ! ትማሊ'ኳ-ዘይረዓድና ዘይተንበርከኽና፡ ዘራያት- እናተባራረዩልና፡ በይንና ርእስና ኪኢልና፡ ቃልሲ - ዝቐጽልና። ትማሊ 'ኳ - ኣላሽ ዘይበልና፡ ምስ መውጋእቲ - ክልተ ኮላሊትና፡ መስዋእቲ - እናደጋገምና። ትማሊ 'ኳ - ዘይነባዕና ዘይቖዘምና፡ ብናፓል ህጻናት ክጠብሱና ፡ ዕሸል ወላዲቱን- ብታንኪ ክረግጹልና። ትማሊ 'ኳ ርእስና ዘየድነና፡ ብሓዊ ኣንዲዶም መንበሪና፡ ብማዕበል ከሳድድዎ ህዝብና፡። ትማሊ ' ኳ ፍጹም ሞት ዘይሞትና፡ ዝኹሉ ትልሚ ዓሎቅ ንጥፋኣትና፡ እናፈከሩ ሓያላት ዝበሉና፡፡ ከም ትማሊ - ሎሚ ስለ ንህሉ፡ ጽባሕ ውን ንመዋእል ንቕጽለሉ፡ ዝዓግተና የልቦን መጻኢ ንኹሉ፡ ጽኑዕ ህዝበይ ጥራሕ ሃሉ። በሉ ሕሉፍ ኣይንረስዕ ዝሓለፈ፡ ራዚን ኒሕ - ክቡር ዝኸበረ፡ ኣሽሓት ሰነድ - ታሪኽ ዝተኾመረ፡ ኩሉ አሎ - ምዝጉብ ዝተገብረ። ኤርትራ ኤርትራ' ያ - ንመዋእልና፡ ዝኾስኮስናያ - ብዕጽምቲ ደምና፡ ኣብ ሓሓንቲ ደቒቅ - ኣብ ልብና፡ ሰፈሮም ይኹን - ኩሎም ስውአት።
@bobsmart8302
@bobsmart8302 Год назад
wedi kelbi gohaf xahxahi abey aloka
@teweldebrhanzeray2989
@teweldebrhanzeray2989 Год назад
Great keep it up Originally men
@Finesekidazu
@Finesekidazu Год назад
ኢሳያስ ስጋብ ትሕቲ መሬት ከይአተኻ :ሕልሚ እዩ ኤርትራ ናብ ምዕባለ ክትበጽሕ , ተዕኑ ዳአ ንስክስ
@solomonseium3584
@solomonseium3584 Год назад
ጅግና ወዲ ኣፎም ኣቦ ድኻታት ኩሉ ግዜ ምዕባለ በቶም ዝተሓቱ ሕብረተሰብ ክጅመር ኣሎዎ ኣብ ኣስመራ ዘሎን ኣብ ቁሮራ ይኹን ናቅፋ ሓደ ዕድል ወይ ኣገልግሎት ክረክብ ኣሎዎ ብምባልካ እዚ እዩ እቲ ማሕበራዊ ፍትሒ ዝብሃል በል እስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓይኒ ሓሳዳት ይድፈነልካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Год назад
​@@samsonsamson5465 ትግራይ ትግዕር💪😜😜
@wegahtasamuel2304
@wegahtasamuel2304 Год назад
Abo dkatat elaka alo tlagx aleka hakey😢
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Год назад
@@wegahtasamuel2304 🍌🐒
@tzegaikeleta3154
@tzegaikeleta3154 Год назад
Amen Amen Amen 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️🇪🇷🌷
@dreambox26mi-mi
@dreambox26mi-mi Год назад
Kemey wedey sebeytka tfthka abey alo fthi nay kal amet amet zereba diu fthi btegbar u lokmax kabzi tgraway tenbenay fthi rahwa teraiu ayfeltn senef
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 Год назад
ኣነ ዝገርመኒ እንታይ ንጹር መልእኽቲ ረኺብኩም እንታይ ከ ትስፉው መጻኢ ነጊርኩም ኢልካ ትሓቶም መልሲ ዘይብሎም ኩቡር ፕረዝደንት ክብሉ ክትርኢ ከለኻስ ሕፍር ትብል። እዚ ሰብ ማዕረ ክንደይ ኢዩ ወዲቁ። እዚ ሰብ ጽቡቅ ዝሓስብ ርእሲ የብሉን እርጋኑ ዘይቅበል ኮይኑ እንበር ዓጀውጀው ቢኢስዎ ኣሎ። ከም ሓደ መላኺ ስርዓት ፍጹም ተስፋ መቁረጽ ሃጠውቀጠው ዶ ትሰምዕ ኢኻ። ረስናዊ ጽዓት፡ ጽሓያዊ ንፋሳዊ ጽዓት ዝብላ ሓሳባት ክንደይ ጊዜ ኢዩ ደጊምዎ እቲ ዘረባ ለባም ይትዓዘብ። ፓሎታት ዘይተተኽሎ ዓዲ ከምዘየለ እናፈለጠ ዕንኪሊል ዝኾነ ጽሉል ሰብኣይ። ብርግጽ እዞም ዝሓትዎ ዘለዉ ናይ ዓሰርተው ክልተ ጉጅለታት ኣብ ትብል ምልእቲ ሓሳብ ንፋሳዊ ረስናዊ ንፋሳዊ 360 ክብል 30 ደቂቅ ዝበልዕ እሞ ክኣ ፍጹም ንጹር መልሲ ክንገብር ኢና ዘይብላ ሱቅ ኢሉ ይህውትት ይብሉ ከም ዘለዉ ፍሉጥ ኢዩ። መወዳእታ ግን ዘይጭበጥ ዘረባ ፍጹም "ትደልዮኦ ሞ የምብሃቀክን " ዘስምዕ ዘረባ ዕቡድ ሰብ ዶ ክትሰምዕ ጊዜኻ ተጥፍእ ወደይ።እርጋንካ ተቀቢልካ ረስናዊኻ ንፋሳዊኻ ጽሓያዊኻ ዝብል ዓሻ ኮለል ዘረባ ሒዝካ ጥሮታኻ እንዶ ውጻእ። ክህልወካ ክኽእል ኣለዎ ግን እናበልካ ዶ ቀብሪ ይነግረካ ኢዩ። ስለ ዘይብላ ሃገር ኢዮም ኮ ዝሓቱኻ ዘለዉ።
@michelmebrahtom2795
@michelmebrahtom2795 Год назад
I heard same story in 2002 .The only difference I see different journalist and he looks old
@johneestifanos9631
@johneestifanos9631 Год назад
ሓድሽ መራሒ ህገርዱ ትዘቡስ ሓድሽ ኣምኻሪ ይመስል።
@matusalamana5984
@matusalamana5984 Год назад
ጭቡጥ ነጥብን መደብ ፕሮጀክትን ኣለካ ዶ፧
@solomonteshagerethiopian6483
Yes prison 360
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 Год назад
0000000000000×00000000000=000000000 Ezi eyu tihztuu wedi komarat,,,,
@kingdeclimator1992
@kingdeclimator1992 Год назад
If anyone wants to invest in Eritrea, whether it be the people in the diaspora or companies from Europe, America, or China, the first thing they want to see is a country with a stable government and a defined macro/microeconomic policy. With the state of the constitution and how the national assembly has not reconvened in 20 years (which is a critical organ in every government body), it does not give confidence for outside investors to come into the country to do business. Clean the mess at home, and invite your guests later.
@tecleghebremariam
@tecleghebremariam Год назад
ንሰለ እንታይ ክብል እንትዘይኮነ: ካብ DIA ዝስማዕ ቁም-ነገር የለን: እንተርፎ ሽንኮለል:
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Год назад
ብቀደምካ ዒኪሊል
@g.michaeltzerai7764
@g.michaeltzerai7764 Год назад
መጀመርያ ኣርእስቲ ክኸውን ዝነበረ ጉዳይ ቁዋምን ግዝኣተ ሕጊን ሃገራዊ ዕርቅንዩ።
@asgeberhane9809
@asgeberhane9809 Год назад
32 ዓመት ኩሉ ዓቕሚ ሰብን ክእለትን ኣጥፊእካ ብሕጂ ገና ኣብ መደብ ኣለና ክብሃል ፍትሓዊ ኣይኮነን።
@mercinegash8202
@mercinegash8202 Год назад
Gohaf horn africa, Eritrawi hamot tesaenwo nezi CIA telam🖕🖕🖕
@Tesla291-
@Tesla291- Год назад
I have. A question for this old man 365x0 ???????
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 Год назад
He passed 32 years only liers ,pleased you are an old man , this speech shame for you,,,,,
@rigathaintz827
@rigathaintz827 Год назад
❤❤❤ ኩቡር ፕሬዝዳንት እሰያስ ስፈወቂ እብል አሎ ሃየ ሜዳ ሃየ ፈረስ ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣንበሳ ጸባ ስተ ተባረክ
@aleksanderkfle8228
@aleksanderkfle8228 Год назад
Natki gberi lekbat
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
ህውተታ ምስ ዓዳሪ መራሒ ህግደፍ ንቐደም በሉ?
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 Год назад
RiP,,,,,
@ሰላምእዩተስፋይ
ብተግባር ዝሰርሕ ኣይዛረብን እዩ ምዝራብ ጥራይ ተግባር ዘይብልካ ዕንክልል ናይ ወሎዶ ዕድመ ተፃውትካ ወሎዶ ብስዴት ተሳቅዩ አብ ስዴት በልዩ አብ ስዴት ይመውት ኣሎ ዘረባ ጥራይ ተግባር ዘይብሉ ጋንየን ናዓና እውን ለክምካና ገፅኻ ትርሓቅ ሕማቅ ጎሮዎት ብተግባር ሰርሕኻ ህዝብኻ ብስርዓት ምርሖም ፎእ
@solomontesfa2117
@solomontesfa2117 Год назад
ካብዚ ሰብኣይ እዚ ለውጢ ዝጽበ ሰብ or ህዝቢ ኣሎ ማለት ድዩ?
@teages
@teages Год назад
ኢሰያስ ድቓላ። ተጻዊትካልና። 😂
@okbagabirmt5498
@okbagabirmt5498 Год назад
ድርባይ
@hakinzareb1148
@hakinzareb1148 Год назад
ብ ኣእዛና ተሓተቲ እዞም 2ተ ጋዜጠኛታት እዮም።
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 Год назад
ክተት ንወፍሪ ርእሰ-ማል ተበገስ ተዓጠቕ ተረኣኣ ተሓጋገዝ ተጠርነፍ: ተመስገን 🇪🇷💖🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@ablelybrah1343
@ablelybrah1343 Год назад
ኢዋይ ኣበይ ኣለም ትነብሪ ኣለኪ ኢንዲኢ።ጻዓት።ጸርግያ፡ማይ፡ብዓቢኡ ሕጽረት።ኪኢላዊ ዓቕሚሰብ የለንዩ ዝብል ዘሎ።ካብ ሃለውለውስ ኣብመፍትሂታት ዘይትዛረቢ ዓቅሚ ተለኪ😮
@nevrgivup2717
@nevrgivup2717 Год назад
Kkkk. Fake you my country present 🙂🗽
@AA-mu3dw
@AA-mu3dw Год назад
Hasawi lokmats
@berhemengis6763
@berhemengis6763 Год назад
ዓለም ኣብ ካልእ ምዕባሌ በጺሓ ኣላ፣ንሳላሳ ዓመት ብዓጀውጀው ኣሕሊፍካዮ እቲ ናይ ጽዓት ጸገም ንስኻ ጥራሕ ኢኻ ።ህዝብና ኩቦን ዕንጨይትን ኣይኽልኣዮ።
@amanuelh210
@amanuelh210 Год назад
ሰክት ዑሱብ ድቓላ 🖕🖕🖕🖕
@HAREGU1
@HAREGU1 Год назад
Amen Amen Amen ♥️🇪🇷💯 jeganu 💯
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 Год назад
Anta terit sealot aykonen hasot eyu dezreb zelo kkkkk amen amen kkkkk
@HAREGU1
@HAREGU1 Год назад
@@abrnyiosasfha7698 አንታ ቆማል ቀናእ ሓሳዉ Game 🎯 over Weyane is dead trash 🗑️
@sshh5175
@sshh5175 Год назад
@@abrnyiosasfha7698 ዝምልከተኩምን ዘይምልከተኩምን ዘይትፈልጡ ፧ ኣብ ናይ መራሒ ሃገትካ ቃለመሕተት ከይድካ ተዛረብ ፡ ናይ ኤርትራ ኣይ ምልከተኩምን ኣይክርድኣኩምን ውን እዩ ።
@mehariberhane1167
@mehariberhane1167 Год назад
Wedi xulul akilka hasot tray ktzareb tegbar zeyblu, pzz entekelka selam geyrka gdefelna
@flosimon1727
@flosimon1727 Год назад
Thank you for keeping our country safe and defending Eritrea against all enemies. Viva Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@gigiriri4865
@gigiriri4865 Год назад
Michael G55 00 ወዲ ዓዱ ይኸውን ንዑ ፈስትኡ ይኸውን ክትፈራርስ ንዓና ግና ሐዘና እዩ ብገዛእ ዓድና ተዋሪድና
@kkmmjbnjunju
@kkmmjbnjunju Год назад
Lebam! Mestewali! FLO Simon kemaka yebzhayo 🙏
@mikael3245
@mikael3245 Год назад
@@G55.00M ወያነ ትግራይ ንኤርትራ ዘይጎበጥዋ ሓዚንካ አለኻ ማለትዩ፣ እምበር ወዲአፈወርቂሲ ናይ ጀጋኑ ጅግና ጸረ ጃንዳዩ፣
@solomonteshagerethiopian6483
@@mikael3245 kkkkkk
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
​@@gigiriri4865Kkkkkkkkkkk what i knew you are from Tigray you are in Wrong webside or Country. Because you are Gypsi from county Tigray 💯%
@danieltewelde9900
@danieltewelde9900 Год назад
Ezi resah merahi kabti ztezarebo zgeremeni bzaeba invest nzgebru kab wexaei hagerat nsu zdeli ndeki ziega xbuk tmhrti zeykismu and xbuk demoz wn zkeflu elu 30 amet hzbi Eritrea ab tray jibueun genzebun agelgilka nska xbuk atehahiza zeyblkas yaei halay mesilkas bzaeiba kaliot kitzareb wedza hmum kelbi
@alemmosazgi667
@alemmosazgi667 Год назад
We love you wedi Afe 🇪🇷❤️🥰
@ኤረይወይሞት
@ኤረይወይሞት Год назад
Senef seb tewedieu si nezi hargaf i love u tbli edyot😂
@alemmosazgi667
@alemmosazgi667 Год назад
Yelen hiri da belu Asmera yele masawa yele Aseb yel Abay Tigray yele by by RIP
@yishakweldemariamweldesila13
@@ኤረይወይሞት don't call other peoples with your name, idiot! I didn't say "ediot". I said to you idiot!!!
@yishakweldemariamweldesila13
@@ኤረይወይሞት don't call other peoples with your name, idiot. I didn't say "ediot". I said to you idiot!
@selamsalam5380
@selamsalam5380 Год назад
ኤርትራውያን ባለሀብቶች በ አገራቸው ገንዘብ አፍስሰው ኢንቨስት ማድረግ አለበት ሌላውም ዜጋ እድገት እድገት ያስፈልጋል በፍጥነት።
@ftmelesmeles8750
@ftmelesmeles8750 Год назад
መዓር ኣፋ ሙሁራትን ፈላጣትን ዘታልካዶ ነዚ ዘይተማህረ ህዝቢ ምትላል ከይጠፍኣካ ኃሶት ሓረስቶት ይብል ሚኢቲ ግዜ መንበሪ ፍቃድ መንቀሳቀሲ ህዝቢ ኤርትራ ተፈቂድሉ ድዩ ኩሉ ሰሪሑ ዚኣቱ ዕበየት ሃገር ቁጠባ ዩ እቲ ሓቂ ግን ካልእ ዩ
@amanuelh210
@amanuelh210 Год назад
ሰክት ዑሱብ ድቓላ 🖕🖕🖕🖕
@abuzidan-rq1iv
@abuzidan-rq1iv Год назад
Mr. President, we hope that you will open investment for us so that we can develop our country
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 Год назад
ሓሳዊ
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 Год назад
"ኣንታ ሰብኣይ ዓቢዶም ክማላሉኡና ደልዮም" ኣባይቲ እንዳ ኣፍረስካ ዶ ጠለብ ኣባይቲ ይማላእ እንዳስትሪ እንዳ የዕነኻ ዶ ብዛዕባ ጽቡቅነት እንዳስትሪ ትዛረብ ወይ ሃላይ ዘረባ። እዞም ትንእድዎ ዘለኹም ብርግጽ ትግርኛ ዘረባ ትሰምዑ ዝርድኣኩም ዶ ኢለስ ክንዳኹም ይሓስብ ጣኦት ከተምልኽ ዶ ዕድመኻ ይበሊ። ሓቂ እናረኤኻ ንጹር መልሲ ተስፋ ቁሮጹ እናሰማዕካ ዶ ከተምልኾ ትነብር። በቃ እዚ ጹሉል ዓጃው ሰብኣይ ከሎ ወፍሪ ክትገብሩ ከምዘይትኽእሉ ውሽጥኹም ይፈልጦ ኢዩ። ምኽንያቱ እዚ ሲና ኢዩ
@Lxmt2pac
@Lxmt2pac Год назад
😂😂
@yonassolomon7711
@yonassolomon7711 Год назад
hegawi plan zeyblu yefersen ...tekesesen keman
@Lxmt2pac
@Lxmt2pac Год назад
@@yonassolomon7711 hegi alo deu ab Eritrea??
@yonassolomon7711
@yonassolomon7711 Год назад
@@Lxmt2pac entai
@hailefessahaie6195
@hailefessahaie6195 Год назад
ክሰርሕ ኣሎዎ ጽቡቅ እንድዩ ስለ ዘይሰርሔ እንድዩ ዘግህየና ዘሎ::
@hizbawiginbarginbarghinda3872
Ah! Quagmired in Twilight! Poor stupid Janda. You were warned. Alas, it is too late now. Game Over. Check Awel Said's videos.
@sshh5175
@sshh5175 Год назад
ጓሂ ገዲፍካ ዝክኣለካ ምስራሕ ጥራሕ ከ ፧
@a.fitsum4556
@a.fitsum4556 Год назад
ሰራቒ: ሰራቒ: ዓሻኻ ድለይ::
@tarikeritrea9155
@tarikeritrea9155 Год назад
ኣንታ ሰብ በጃኻ ባ ኣብ ግብሪ እቶ !!! ኣኺሉካ ከምዚ ዶ እዚ ዶ ክትብል 40 ዓመት , ከመይ ዝበለ ሓደጋ ወሪዱና በጃኻ !! ኡፍፍፍ !
@amhabereket9147
@amhabereket9147 Год назад
ከምኡ ጌርካ ኣይተተንፍስ ። እንተዘይተረዲኡካ ኣይተረድኣንን በል ።
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Год назад
🙃
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly Год назад
10 ተሪፈንኦ ኣለዋ😂😂😂😂
@hailefessahaie6195
@hailefessahaie6195 Год назад
ክህልወካ ኣሎዎ ጽበቅ እንድዩ ዘግህየና ዘሎ ስለ ዘይሃለዋና እዩ::
@yoditb5198
@yoditb5198 Год назад
I like your comment
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
​@@zegdagmawi275Game over and Over
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
​@@zegdagmawi275ንሕናስ ዐድና ንምለስ ዝተሐዝ ሒዝና አና እሱኩም ከኒ አብ ብለዕ ትስድ አለኹም፡ሰብ ዝዘርኦ እዮ ዝዓጽድ።Gypsi Wayne
@kahsaymhretu407
@kahsaymhretu407 Год назад
Shame on
@ramikidane1638
@ramikidane1638 Год назад
The King of Afrika 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@yohannesbekele4666
@yohannesbekele4666 Год назад
Right
@fili3on837
@fili3on837 Год назад
😂😂😂
@a.fitsum4556
@a.fitsum4556 Год назад
ሃገር ዘባደመ ሽፍታ ውረድ ኸይትዋረድ
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl Год назад
ሕጂ ኤርትራውያን አብ ዕድና አቲና ክነውፍር አለና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Год назад
እስከ ይግብርልና 🤣
@wedilemlem7324
@wedilemlem7324 Год назад
😂😂😂 ዕንክላሎ
@hvbbv499
@hvbbv499 Год назад
Ata fara
@wedilemlem7324
@wedilemlem7324 Год назад
@@hvbbv499😂 ትም በል ናጸንት ዘይብሉ
@putgodfirst2521
@putgodfirst2521 Год назад
OMG is this real human?😂😂😂😂😂😂😂
@aleksanderkfle8228
@aleksanderkfle8228 Год назад
Devil in human form
@habenhager8658
@habenhager8658 Год назад
ዝምልከቶም ሚኒስተራት የለውንድዮም ኩሉ ነዚ ትሐትዎ መሕፈርቲ
@Tesla291-
@Tesla291- Год назад
You better say everything control 09 corporations
@hakinzareb1148
@hakinzareb1148 Год назад
ሎቅማጽ
@cesarcesar6517
@cesarcesar6517 Год назад
ፕረዘንት እሰያስ ኣፈወርቂ ዕድመን ጥዕናን ኣምላኽ ያሃብካ ንዓና ንኤርትራውያን ጥራሕ ዘይኮነስ እንተላይ ንኣህጉር ኣፍሪቃ❤️❤️❤️❤️🌷🌷🌷🌷🌷👏👏👏
@nigistyhagos31
@nigistyhagos31 Год назад
ዕምሩ እባ የሕጽራ እዚ ፉጉር ዓድናን ህዝብናን ክርህዎ
@EriCoralo23
@EriCoralo23 Год назад
መርሓባ አንበሳ ወዲ ሓላል ህዝብን መሬትን 🇪🇷❤🇪🇷🌿👑🤴👑🌿🇪🇷💙🇪🇷
@mehrteabyohannes1331
@mehrteabyohannes1331 Год назад
FAke isyais eritreaw you are Problem
@tesfamariamfissahaie2852
@tesfamariamfissahaie2852 Год назад
መግለጺ ዘይኮነስ ላግጺ ኢዩ። ብንጹር ኣብዚ ቀዳማይን ካልኣይን መፋርቕ ናዚ ዓመት ከምዚ ክንገብር ኢና፡ ናይዚ ሓለፈ ዓመት ዝተወንዘፈ እዝን እዝን ኔርና ሕጂ ክሰርሖ ኢና፡ ናይ ዓመት 2ተ ዓመት 5ተ ዓመት መዳባት ዝብሃል ዝብሃል የለን። እንተትድኣ ዝብሃል ዘየብሉ ንምታይ ኢዩ ናብ ምድያ ዝቐርብ? ይገርም ኢዩ ዘይምዕዳል።
@yadel-karneshim
@yadel-karneshim Год назад
ሓሳድ ቁርሱስ ንብዓል ጀጋኑ ጴጥሮስ ሰለሙን ብፍርሒ ሓይርካ ኣበዴካ ንቅድሚት ክትከይድ ጎሳስ ተንኮለኛ
@erivoice4633
@erivoice4633 Год назад
ባዕሉ engineer, Doctor, ministry of education, agriculture, finance 😂😂
@tsep5647
@tsep5647 Год назад
Thank you for all you've done, and for keeping Eritrea's sovereignty intact against relentless attacks from the Enemies. I wish you great health and the longest life to enjoy. AWET NEHAFASH AND HGDEF!🇪🇷❤️👍💪🇪🇷🙏
@becool4344
@becool4344 Год назад
Admit it you’re fully slave!!!
@tsep5647
@tsep5647 Год назад
@@becool4344 What ? First of all you've to understand the word that you're using and it's application. Definitely, it explains your emotional and personal insecurities. If you've ability to think, it shouldn't be a problem to you my positive opinion of president ESSAYS. I'm sure you must be a miserable person who only use his/her brain to insult others. AWET NEHAFASH AND LONG LIFE TO UNBREAKABLE PRESIDENT ESSAYS. 🇪🇷👍💪🇪🇷👍💪❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@kidaneftsum4010
@kidaneftsum4010 Год назад
Our country was founded by geniuses, but it's being run by idiots as well as his followers, what he achieved 30 years control the whole power?
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
​@@zegdagmawi275ጅንታ ኸይትከውን ተኾንኻ አይምምልከተኻን እንበር ሕጂስ ዓድና ወጊሑ እዮ ።
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
​@@zegdagmawi275Game over and Over
@kerennino4850
@kerennino4850 Год назад
ማን፡እዚ ዕላል እዩ፡ሓፈሻዊ ፍልጠቱ እዩ ዝገልጸልና ዘሎ እምበር ፡ካብ መንግስቲ እትጽበዮ ተስፋ ዝህብ ልምዓታዊ መደባት ኣይኮነን። .......ክህሉ ኣልዎ ........ይግባእ ...... ክኽእክ ኣለዊ እቦዕዕ፡ህልው ክኸውን፡ግቡእ ክኸውን ፡ክከኣልን ናይ መንግስቲ ሓልፍነት ዶ ኣይኮንን?! እዚ እሱ ዝብሎ ዘሎ ተራ ሓልፊ ናይ ፕሮጀት ክገልጾ ዝኽእል ሓሳባት እዩ እምበር ናይ መንግስቲ መግለጺ ክኸዉን ኣይግባእን። ትሑዝ መደባት እንተሃልዩ ኣውግዓና።
@kebesazabeye9547
@kebesazabeye9547 Год назад
tkikl zereba astemhro eu zhb zelo mefthi aykonen hkot
@mikael3245
@mikael3245 Год назад
ከውግዓጋካዩ፣
@fituikifle5629
@fituikifle5629 Год назад
ኣብ ዓለም ተራእዩን ተሰሚዑን ዘይፈልጥ ሓለቓ ማፍያ ፕሲክፓት ሰብ
@bqse6142
@bqse6142 Год назад
ኣታ ሓየት ወዲ ኣፎም ክቡር ፕረሲደንት መሰታ ኩሉ ዓቢ ምስ ንእሽቶ እቲ ብልሕኻ እቲ ንቕሓትካ ኣብ ማእከልና ትነብር ብምቾት ሃብቲ ዘይትታለል ጽኑዕ መራሒ በዓል ነዊሕ ራኢ ሓያል መሪሕ ንጉስ ሓበን ኣፍሪቃ ኢኻ ብዘይ ቀለዓለም ዕድለኛታት ኢና ንስኻ ምዃንካ መራሒና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስቶም ኩሎም ኣርካናትና🌟
@adammehary
@adammehary Год назад
ኣቱም ሰባት ጫት ቂሒሙ ምስመርቀነ ዲዮም ኢንተርቢው ዘግብርዎ ሕልሚ ድዩ ዝነግረና ዘሎ ኣስደሚምናኮ ሎሚስ
@omermahamed
@omermahamed Год назад
🤣🤣🤣🤣 😂😂 dumsus
@Adulis473
@Adulis473 Год назад
Entayu ba geru
@Adulis473
@Adulis473 Год назад
120 not enough haqu
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Год назад
አስኩት እብነል ኽልብ
@momona369
@momona369 Год назад
ኣለዎ ፥ኣለዎ ኣለዎ ወያን ወያነ ወያነ ዋሽንተን ፥ዋሽንተ ዋሽንተን ጃንዳ ጃንዳ ጃንዳ 32 ዓመት ብዘይ ፍረ ሰይቲ ሰባ ሃይለ ድርባይ ፎእ ሓሳክ ምዓኮር
@kendielmedia4621
@kendielmedia4621 Год назад
መዋእልይ ከምዚ ክኸውን ኣለዎ፡ ከምዚ ክግበር ኣለዎ እናበለ ምትላል ዳኣ 'ምበር ከምዚ ጌርና፡ ከምዚ ሰሪሕና ኢሉ ዘይፈልጥ መታለልልን ውዱቕን ውዱቕ መራሒ። ገጽካ ትርሓቕ።
@h.gebrndras6749
@h.gebrndras6749 Год назад
​​​ኝ ኝኝኝ አይተብዙሑ እታ ኩብር ፕረዝደንተ ኢሰያስ ዝበላ ብርህቲ እያ አብ ዝመሰለኩም ተዎፍሩ ኤርትራዊያን እንተኾንኩም ኻብ ሰግር መረብ ተኾንኻ ግን ቮሎ አይሐለፍኻን Gypsi ኾንኻ ንበሩ።ጽባሕ ንግህ ንወጻአተኛ ኬናዊ ፡ቻይናዊ ፡ሩስያዊ ተወሶዶ ከምአመልኩም ኝኝኝኝኝ ክትብሉ ኢኩም ድኾን እንተከፊተ ነቲ ገዚኡ ዝከይድ እንበር ንዘባኩረኒ ምስኡ ሚኒን ክብል አይውዕልን፡ገንዘብ ተዘይብልኩም ነቲ ቁምነገር ኽገብር ዝደለየ አብ ሀገሩ አይተሰናክሉ ።
@awetghebray802
@awetghebray802 Год назад
እዛ ሽበራዊት ጉጅለ ቁጠባ ክትፈጥር ዓቅሚ ዝብሃል የብላን!
@tzegaikeleta3154
@tzegaikeleta3154 Год назад
አጆኻ ኩቡርን ምኩርን ፕሬዚደንትና እቲ ኩሉ ጸበባን መከራን ብትብዓትካን ትዕግስትካን ዘሕለፍካዮ ጸበባ ምስቲ ጅግና ስራዊትና ሐላዊ ደቡብ ሐሊፍኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ 🙏🏻🇪🇷💪❤️💐🌺 ጻማ ጻዕርኻ ከርየካ ጾሎት ንገብረልካ 🙏🏻 :: መቸም ዝበልካዮ ኩ ኩዉን ኮይኑ አንድዩ አዝይውን ክከውን እዩ ዐወት ንሐፋሽን ንመግትናን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💐💐💐🌺🌺❤️❤️ መንደላይ ኪአ ጸላእትና ጠፊኦም አብ ናብራኻ ክምለስ ግዚኡ ኣኺሉ ❤️🙏🏻🇪🇷💪ልብና ሑጉስ ኢላ !!!!
@commandomay8879
@commandomay8879 Год назад
ጸጋይ ሓወይ!! ብጌጋ ተረዲኻዮ መስለኒ ርእይቶይ ? መቸስ ልዕለይ ተፍቅሮ ንመንግስትና ኢለ ኣይኣምንን እየ ። ኮይኑ ግነን ንስኻን ንፈልጦ ኣብ ስደት ዘሎ ህዝቢ ክሳብ ሕጂ ኣብ ሃገር ናተይ ዝብሎ ምስ ደቁ መእተዊ ዝኾኖ ገዛ ኣሎዎ ዲዩ ? ???? ሕጅ ውን ክደግሞ : ቅድሚ ዝኾነ ዓይነት ወፍሪ , ንደቀይ ከውፍረሎም 'የ ዝደሊ ። ምስ ብዙሕ እቕሬታ , ብሩኽ መዓልቲ ዓወት ንሓፋሽ !!
@roramedia3841
@roramedia3841 Год назад
ወዲ ሻርሙጣ አዴኻ ሸርሚጣ የዕቢይትካ ሃገረሰብ ዶንቆሮ ክክክክክክክ
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 Год назад
ሓላማይ ፈዛዝ ገና ብረት ተሓንገጥ ይብል ኣሎ ንስኻ ሃዳሚ ኣብ ስደት ኮይንካ ሃተፍተፍ ትብል ኣለኻ
@helenberhane7113
@helenberhane7113 Год назад
ኣብዚኣ ኹላ ኣጋመ ጁንታ ኣትያ ከም ኤርትራዊ comment ትገብር ኣላ 😂ያላ ኣጋሚኖስ ጁንታ ፈሊጥናኹም ኢና 😂
@simrethabtemariam7809
@simrethabtemariam7809 Год назад
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@ጽልማሎጎጭዋ
@ጽልማሎጎጭዋ Год назад
ኣቶ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ዝደፈረ ተቃዋማይ ብዘይ ፍርሒ ንስርዓት ህግደፍ ዝነቅፍ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮይኑ
@m.a5915
@m.a5915 Год назад
4y kefal ney mewdata hiwetka tekun kab gex medri alem yewsedka lul fetari
@kiflebrhane8616
@kiflebrhane8616 Год назад
ብህዝብና እባ ትላገጽ ኣለኻ ዕረፍቲ ሲኢኑ ብጽልኢ ምስ ጎራባብቲ ሃገራት ኣይኣቱ ኣይወፍር ገርካዮ ሩጉም መራሒ
@TmgGuale.mengis
@TmgGuale.mengis Год назад
Amlake Yethaweso🙏🙏🙏💞💟Erey💞💞💞🙏🙏🙏🙏🙏
@YA-rh4vi
@YA-rh4vi Год назад
ምስ ክቡር ፕረስደንት ከኣ ይበሃለለይ።ከም ኢሰያስ ድበለ ዓጃውን፡ኣረጊትን ሕሱርን ኣሎ ድዩ።ፕረስደንት ከኣ ኣይትበልዎ ህዝቢ ኤርትራ መሪጽዎ ኣይፈልትን እዩ።
@meheretalmedom3322
@meheretalmedom3322 Год назад
ቃል ፕረሲደንት ኢሰያስ ምስ ዝሰሜዕ መዓልተይ ትስፉው እዩ።
@Driver2724
@Driver2724 Год назад
Yes 30 years the same .live by hope and die before the hope materialized again come back from diaspora and give me the money
@amangebru-ri8xc
@amangebru-ri8xc Год назад
30 ዓመት ማይን አለክትሪክን ጽርግያን መውጽኢ ኣፍካ ኮይነን አሱ ዘይትገድፎ እዚ ወንበር ንህግቢ ሃብ ይኣክለካ ብደቅካ ሕሰብ
@hanibalsemere5400
@hanibalsemere5400 Год назад
Esu for Life❤️🇪🇷
@fituikifle5629
@fituikifle5629 Год назад
ኣብ ውሽጢ ሸሎዉ ዜጋታትና ፈጺሙ ወኒንዎም ክነሱ ነቶም ካብኡ ኣምሊጥም መናባብርኦም ዘማሓይሹ ዘጥረይዎ ጸጋ ክውንን እዩ ህርድግ ወይ ዝሓልም ዘሎ
@miracle5115
@miracle5115 Год назад
Transition the country into democracy then investors will come immediately, other than that it is none sense
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Год назад
China is not democracy... But developed.. And.. It is becoming the richest and developed Western democracy.. Is destroying its inventors
@miracle5115
@miracle5115 Год назад
@@tesfiemichael9123 there is dictatorship and absolute dictatorship. Is there indefinite military conscription in china, Chinese person is free to travel in his country and outside. Your president vision is to stay in power at any cost even if the cost is destruction of Eritrea. He told you where is Massawa, Aseb, economy is below zero.
@tesfalemfrezgi3169
@tesfalemfrezgi3169 Год назад
ሓባሪ መንገድ ክብል ኣምሲኡ።ሓድሽ መዝገበ ቃላት።ድለይት ናይ ልምዓት የብሉን እታ ተሰፋ ዝገበረላ ኢትዮጰያ የላን።ኢድ ሸናሒት ጸናሒት።ንኣና ዝበልካዮ መጸበቂና ኮይኑ።
@sarig84
@sarig84 Год назад
I’m ready ❤❤❤
@AT-ut7yx
@AT-ut7yx Год назад
Great happy love
@abrnyiosasfha7698
@abrnyiosasfha7698 Год назад
Ketrwei kkkkk
@nebiatmeles4610
@nebiatmeles4610 Год назад
Then what happened why you didn't do in thousands of Elecric sources
@elsat792
@elsat792 Год назад
Long live EDF, PIA thank y’all for your service! 👋👏🙏🌹🇪🇷❤️🌹❤️🌹❤️
@abatereag830
@abatereag830 Год назад
ካብዚ ዒንክላሎ እንታይ ትትስፈው 32 ዓመታት ብሸኮርተትን ብምትላልን ህዝቡን ሀገር ዝረመሰ መራሒ አብ ግዜ እርጋኑ ሐድሽ ተአምር ክሰርሕ ትጽበዩ የውሀት ግርም ትብሉኒ
@ghedionmisgina8187
@ghedionmisgina8187 Год назад
WE ARE THE ONLY PEOPLE THAT WE CAN'T BUILD HOUSES IN OUR COUNTRY
@amanuelandeberhan126
@amanuelandeberhan126 Год назад
Crying baby, when was the time for that????
@qeyehbahri2980
@qeyehbahri2980 Год назад
Doom sayer
@mendreas1869
@mendreas1869 Год назад
ዘልኣለማዊ ባርነት፡ ክቅጽል ምኾኑ ኣስሚሩሉ።
@fyoriyemane8018
@fyoriyemane8018 Год назад
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ፕረዝደንት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wegihutesfamariam1567
@wegihutesfamariam1567 Год назад
ሃየ እስከ በሉ እቶም ነዛ ባንዴራ ሓንሳብ ቅናት ሓንሳብ ጋማ ጌርኩም ሃገራውነትኩም ተረጋግጹ ኣውፍሩ፡ ብሓሳብ ክንሕግዘኩም ኢና፡ ክትበኽዩ ኸለኹም ሳሓቕ እንተ መሊቑና ግን ኣይትቀየሙ።
@Karneshmawi
@Karneshmawi Год назад
ኣነ ኢለ እየ ተስፋ የለን , - ከምዚ ክኸውን ኣለዎ ... - ከምዚ ክኸይድ ኣለዎ ... -ክግበር ይግባእ... -ኣሎ ኢልካ ክትዛረብ ኣይትክእል .... - ኣብ ግምት የእትካ ... - ካብ ናይ ዝሓለፈ ተማህርና ኣለና .... -ኣብ ዝመጽእ ዓመታት 2024 ወይ 2025 ክንርእዮ ኢና ..... ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ 😔😔 እዛ ኤረይ መዓስ እዩ ኮን ዝሓልፈላ , ቃለመሕተት ናይ መራሒ ሃገር ድዩ ወላስ ቃለ መሕተት ናይ ኣማሓዳሪ ዞባ ጋሽ ባርካ እዩ !!!!! ብዝኮነ መራሒ ሃገረይ ኢካ ንመን እየ የሕልፈ ክህበካ እሞ ኣለና ኣብታ ጎንኻ ክሳብ ሓድኡ ዝከውን መቸም እታ ኤረይ ከኣ ብኣምላክ ይሕለፈላ እንታይ ይበሃል ኮይኑ
@fhdffdkdgg602
@fhdffdkdgg602 Год назад
ሰብ ክአርግ ምስ ፈጣሪ ተስማዕሚዑ ንትውልዲ ዝጠቅም ስራሕ ይሰርሕ። እዚ ሰይጣን ሰብ ግና ደም ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ሰትዩ ዝሰከረ ረሳህ ርኩስ መራሒ
Далее
Лучше одной, чем с такими
00:54
Просмотров 758 тыс.
Лучше одной, чем с такими
00:54
Просмотров 758 тыс.