Тёмный
No video :(

ቃሉ ኤርትራዊ እዩ! ንምንታይ ከምኡ ተባሂሉ? ብምንታይ ነቢዑ? 

kalu nekifar - ቃሉ ኔኪፋር
Подписаться 32 тыс.
Просмотров 148 тыс.
50% 1

#ትግራይ_ትግርኛ #tigrigna #eritrea #tigrignamusic #habesha #maggyshow

Опубликовано:

 

5 сен 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 2,7 тыс.   
@Kalu_nekifar
@Kalu_nekifar Месяц назад
ብተወሳኺ ክትሓቱኒ ትደልይዎ ሕቶ ኣብ ኮመንት ፀሓፉለይ ቐፃሊ ሒዘልኹም ክቐርብ እየ subscribe & share ዉን ናገበርና ቤተሰብ🙏
@SelemunKahsay-yb6sh
@SelemunKahsay-yb6sh Месяц назад
ተከታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ምፀና ብሮይ
@axsum---tsion21
@axsum---tsion21 Месяц назад
መንፈሳዊ ሂወት ቃፅሎ ኢካ ዝሓወይ ❤
@Haylushi
@Haylushi Месяц назад
ብፃይ ቃሉ ከመይከ
@Haylushi
@Haylushi Месяц назад
አይዞን አይዞኻ ቃሉዋይ ቡዙሕ እንድዩ ሓሊፉ
@greattigray5290
@greattigray5290 Месяц назад
ነክፋር ታይ ማለት እዩ ቃሉ ሓወይ?ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እቲ ሓፀርቲ ቪድዮታት ናይ ቲክቶክ ከ ታይ ኮይንካ ኣብዚ ዩቱብካ ሼር ለይትብሎ ?ዘይደከሙሉ ናተጠቀሙሉስ ዋላ ይሕፀር ቡዙሕ ላይክ ኮሞን ተሃልዩዎ ዩቱብ ይከፍለካ እዩ
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz Месяц назад
ኣነ ኤርትራዊ እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ተጋሩ ኣብዚ ሓጺር ግዜ ብጣዕሚ ኢኹም ኣብ ስነጥበብ ጽቡቅ ስራሕ ተርእዩ ዘለኹም ቃሉ ብፍላይ ተፈታዊ እዩ ዘሎ ኣጆኹም ቀጽልዎ እግዚኣብሄር ሰላም የውርደልና ንኹልና ሰሓቅ ይግበሮ ሂወትና ❤❤❤
@user-ri4qk9dj9c
@user-ri4qk9dj9c Месяц назад
Amen Amen Amen 🙏🏼 🙌 👏 ❤️ ☺️ ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@FtsumTeweldebrhan-un2kz ሳብስክራይብ በልለይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-ri4qk9dj9c ደምረን
@user-tk4hx5bt5h
@user-tk4hx5bt5h Месяц назад
አሜን አሜን አሜን ማአረይ
@HiwotKidanemariam-bu6yn
@HiwotKidanemariam-bu6yn Месяц назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምዓረይ❤❤
@user-hu5yl8hx7v
@user-hu5yl8hx7v Месяц назад
ኣጆካ ቃሉ ሓወይ ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዪ ን ኣቦና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ካብ ሓፍትካ 🇪🇷❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉
@user-oe6ec3kd7t
@user-oe6ec3kd7t Месяц назад
😂​@@merhawitmuaz1619
@EndlessLove21
@EndlessLove21 Месяц назад
​@@merhawitmuaz1619kkk geratlki do mo
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
ደምሬን😍
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-yo1qi5pl7j
@user-yo1qi5pl7j Месяц назад
ቃልዋይ ጅግና ንደዋካ አፋለጠና ትብሉ 👍
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-yo1qi5pl7j ደምረን
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
@user-kl4sn3fi6i
@user-kl4sn3fi6i Месяц назад
ቃሉዋይ ኣጆኻ ዝሓወይ 😢😢😢😢😢😢
@Abiiiiii12332
@Abiiiiii12332 Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ደጋፊኻ እየ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኣቦኻ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ስርሓትካ ጽቡቕ እይ ቀጽሎ
@SaronNuguse
@SaronNuguse Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ደጋፊትካ የ 🇪🇷 ንፋዘር ከኣ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ
@footballhighlights4676
@footballhighlights4676 Месяц назад
@MatiBoba
@MatiBoba Месяц назад
ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ቃሉ ሓወይ ፖሎቲካ ገለ ኪኖ ሓጹር ይደርበ ❤From 🇪🇷🇪🇷 ኣጆኻ ኩሉና ከምኡ ዘጋጠመና ኢና ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤
@slamah.33slamah2
@slamah.33slamah2 Месяц назад
እወ ኪኖ ሓጹር ይደርበ ሓቂ ❤❤❤❤🇻🇳❤️🇪🇷❤️❤️❤️
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Месяц назад
ናይ ብሓቂ ፖለቲካ ኪኖ ሓፅሩ ይደርበ ሰላምን ፍቅርን ይሕሸና❤😢
@ruiojj
@ruiojj Месяц назад
ትግራዋይ ወዲ 70 እንደርታ እምበር መን እዩ ከ ኤርትራዊ ዝብለካ እና ኣጀኻ ቃሉዋይ ቃፅለሉ ፃላኢኻ ይንባዕ ወድነይ ጎይታዋይ😭ይፈትወካ የድንቀካ እየ ወዲ መንደረይ ክብረተይ❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
#ሳብስክራይ በልለይ🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@ruiojj
@ruiojj Месяц назад
@@WejeratAdey እሺ❤
@ruiojj
@ruiojj Месяц назад
@@user-uy4ek2zj3s እሺ
@selameuderetey7076
@selameuderetey7076 Месяц назад
ቃሉ ሓወይ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀካ ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎንካ ኣለና ተጋሩ & ኤርትራዊን 🙏🤝
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@ንግዜ
@ንግዜ Месяц назад
ኣጀካ ሓወይ ናተይ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ግን ኩሉ ስብ ምስ ስድሩኡ ኣይነብርን እዩ ዋላ ኤርትራዊ ይበሉካ ዋላ ሓንት ጸገም የብሉን ኣሕዋት እንድና ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇬🇭🇬🇭🇬🇭🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@robelyohannes8734
@robelyohannes8734 Месяц назад
አጆካ ቃሉ ኩሉ መስ ወላዲኡ ዝነብር ሰብ የለን ነቦና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኻ ካብ Blue 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-ht5nh8xi1f
@user-ht5nh8xi1f Месяц назад
ትግራዋይ ወዲ 70 እንደርታና እምብር መንዩ ኤርትራዊ ዝብል ❤እና ኣጀኻ ቃሉዋይ ንኣቦና መንግሰተ ሰማያት የዋሪሶም😢😢
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 Месяц назад
ብሰሩ ከ ዝፀውዩዎ ሰኢነም አምበይ ላህጃ ነበኦም ጨና ዘይብሉ ተተኮን ነይሩ ለ ብንያም ግርማይ ትግራዋይ እነድዩ ኤርትራ ወኪሉ ሰለ ዝሰዓረ ጀግና እነበሉ ዘድንቁ ዘለው አብ ትግራይ ክበፅሕ ዝኮነ ነገር ጨውጨው ምበል አመል ኮይንዎም እምበይ
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 Месяц назад
@@zewdugalwembrttgray9281 ክክክ ተደንግጺ ሓብተይ
@robeltekel7753
@robeltekel7753 Месяц назад
​@@zewdugalwembrttgray9281ati kurub dyu risi zeyblkum bejakum eba seb kunu
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
#ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@zewdugalwembrttgray9281 #ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Месяц назад
እንካዕ ደሓን መፃካ ቃሉ ሓወይ🎉🎉
@Kalu_nekifar
@Kalu_nekifar Месяц назад
🔥🙏🙏
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw Месяц назад
​@@Kalu_nekifarሓቢቢ ኣድናቂካ ናይ ኩሉ ጊዘ የ እንታይ ትብለኒ ብሃንቀዉታ ወድኖ ሓዉካ 🇪🇷 የ 😅
@user-on3uj6jk1j
@user-on3uj6jk1j Месяц назад
​@@HaniGile-lf8uw❤❤😮
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@Kalu_nekifar#ሳብስክራይብ ግበረለይ ብቅኒዕን🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@HaniGile-lf8uwሳብስክራይብ በልለይ
@yonistudio2130
@yonistudio2130 Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉዋይ ሓወይ 💪🙏🙏🙏ኣብ ስራሕካ ሰላምን ዓወትን ይምነየልካ❤ካብ ሓፍትካ 🇪🇷
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Месяц назад
ኣጆኻ ሓው ቃሉ ንወላዲ መንግስተ ሰማይ የዋርስ፣ እቶም 3ኣሕዋት ድማ እንቋዕ ተመለስኩም ብሩኽ!! ብጣዕሚ ኢና ነደንቀካ።
@user-uh1ci2hm1f
@user-uh1ci2hm1f Месяц назад
እሕሕሕሕ ብጣዕሚ ዘሕዝን😭😭 ኣጆካ ቃሉ ሓወይ ንሙሉእ ሰድራ ቤት ጽንዓት ይሃብኩም ንመዉቲ ካኣ መንግሰቲ ሰማይ የዋርሶም አግዚአብሔር ኣምላኽ 😭😭
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-uh1ci2hm1f ደምረን ወለላይ
@user-jj7fq9ym8s
@user-jj7fq9ym8s Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ነበርቲ ኣይኮናን ዉን ንሕና 😥😥😥🇪🇷ካብ ኤርትራ ተኻታታሊ ቻነል ናትካ እየ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ጀጋኑ ስዉኣት ከኣ ጅግና ኣይብከዮን እዪ be strong brother
@user-tf4fd4hu8b
@user-tf4fd4hu8b Месяц назад
ኣይ ኤርትራውያን ኣብ ደይምልከተኩም ክትኣትው ፀሓይ ዓድኩም ተዕርቡ ናይ ሰብ መወዳእታ ህዝቢ
@desnetkbrom
@desnetkbrom Месяц назад
​@@user-tf4fd4hu8bታይ ሕማቅ ኮሜንት ፂሒፎም ኣብ ዘሓለፍካዮ ትፃረፍ ትግራዋይ ኮይኑ ዝፃረፍ የለን🤔
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri Месяц назад
​@@user-tf4fd4hu8b Nski eiki ab zeymlketeki atiki Comment ktxhfi xhay aribatki haftey😂😂😂 rip
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603
@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 Месяц назад
ንመጀመሪያ ግዜ ረኢ ንመጀመርያ ግዜ ሳቨስክሪየቨ ገይረ ሰለዚ ንዚ ቆልዓ ነባረታተዓዬ ኣሕዋተይይ ተስፋ ዘለው መንእሰይ እዩ እሞ ሃየ 🙏❤✊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 ደምረን ወለላይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@gjryftyftdenaytgalgeriye5603 ደምረን
@samiboy267
@samiboy267 Месяц назад
ኣድናቂኻ ካብ ማእከል ኣስመራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ናይ ኣቦኻ ከኣ ጽንዓት ይሃብ ኣጆኻ ለለ በዚሕዎ እምበር ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@TijbreNigstebrhnu
@TijbreNigstebrhnu Месяц назад
ቃሉየ ጀግና ካብ ኹሉ ዘድነቀልኻ ናይ ዓርሳኻ ፈጠራ ስለ ትጥቀም ኩሉ ግዜ ጀግና ቀፅለሉ ንፈትወካ ኢና❤❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@DjfjffiFifififi
@DjfjffiFifififi Месяц назад
ኣጆካ ቃሉዬ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ዩ😢 ካቡኡ ለ ብጣዕሚ የ ልፈትየካ 😊❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን❤❤❤
@HgehgUgeyhe
@HgehgUgeyhe Месяц назад
ቃሉየይ ምንጭ ሳሓቀይ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
#ሳብስክራይብ በልለይ❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
ደምሬን😍
@MilenHabtom-e6r
@MilenHabtom-e6r Месяц назад
​@@GalRayaRayumaደምሬን ትሩጉሙ ኢባ ኒገሪኒ🙏
@GalRayaRayuma
@GalRayaRayuma Месяц назад
@@MilenHabtom-e6r ሳብስክራይብ ግበርለይ ማለት ይኡ😍
@21-ot6dm
@21-ot6dm Месяц назад
አባይኻ ይንባዕ ለካስ ደቂ ሰባት ፀገማትና አብ ዉሽጥና ሓቢእና ሰለ ንነብር እምበር ነንሕድሕድና ቃንዛ ዉሽጢ አለና አጆና ጥራይ ኩሉ ሓላፋይ እዩ ቃሉ ሽኮር ሰላም ንዓኻ ካባኻ ብዙሕ ኢና ንፅበ ጀግና ወድዞም ጀጋኑ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበረለይ ዝሓወይ❤❤❤❤
@21-ot6dm
@21-ot6dm Месяц назад
@@user-uy4ek2zj3s ሕራይ
@habengebresilasie4035
@habengebresilasie4035 Месяц назад
ብሮ ኣጆኻ ጽንዓት ካኣ ይሃብኩም ናየበኹም ኣጆኾ ዝዓርከይ ንኹልና ፈጣሪ ሰላም የውርደልና ካብ ሓውኻ ኤርትራዊ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደጊመ ኣጆኻ በርትዕ
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@yoniboy4505
@yoniboy4505 Месяц назад
ቓሉ ሓወይ ኣጆካ ቀጽሎ ብጣዕሚ ጎበዝ ኢካ ኣቦካ ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ካብ ሓውካ ዮኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Zinoo-hr1ej
@Zinoo-hr1ej Месяц назад
ኣጀካ ቃሉዋይ እንካዕ ብኩሉ ኣይመተወፃዕካ እንካዕ እሕዋትካ፣እዉን፣ብሰለም፣ተመለሱ፣መንግስተ፣ስማይ፣የዋርሰም😢😢😢😢
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@Zinoo-hr1ej ደምረን ወለላይ❤
@Aduhaylu-ii8qv
@Aduhaylu-ii8qv Месяц назад
ቃሉዋይ ሕጂ ዉን መዝሙር ተላማመድ ❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ንዳማመር ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉዋይ ፀላኢኻ ይንባዕ ንፋዘርኻ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም😢 ንስካን ኣሕዋትኻን እንካዕ ብሰላም ተመለስኹም ❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@AaAa-ec7gl
@AaAa-ec7gl Месяц назад
@@WejeratAdey እሺኒ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@AaAa-ec7glደምረን 🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበራለይ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@BrhenBrhen-fw5uf
@BrhenBrhen-fw5uf Месяц назад
አጆካ ቃሉዋይ ኩሉ ምስ ወላዲኡ አይነብሪ አነለ ከማካ እየ 😢እና አጆካ ጠንካራ ጅግና ኢካ ሞ ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ ❤❤
@Akiteylove
@Akiteylove Месяц назад
ኣጆካ ቃሉ ሓውና ካብቲ ዝፈትዎን ደስ ዝበልኒ ኮሜድያን ኢካ፡ሞ፡ኣምላክ፡ጥበቡ የብዝሓልካ፡ ኣጆካ፡ድማ፡ወላዲካ ኣምላክ፡ኣብ ሑቅፎ ኣብርሃምን ያቆብን ኢሳቅን ይቀበሎም ጽንዓት ይሃብኩም ስድራ ቤት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ድማ ወላዲካ ጸጽቡቁ ይመነየልካ ካብ ሓብትካን ደጋፊትካን ኤርታዊት ኣክበረት
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Месяц назад
ክብረት ተዓደሊ ዛሓፍተይ ማዓረይ❤❤
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Месяц назад
ቃሉዋይ መዓረይ ኣብሊፀ እየ ልፈትየካ ኣጆኻ ዝሓወይ ፀላኢካ ይንባዕ ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ ንኣቦና ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ዝሓወይ ኣጆኻ 😥🙏
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Месяц назад
@@WejeratAdey ደሚረኪ ኣለኹ መዓረይ ♥️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
​@@Arsulove-ke6xdደምረን ወለላይ
@HanibalTeshome-wu1zl
@HanibalTeshome-wu1zl Месяц назад
ቃሉ ሓወይ ብጥዕሚ የ ዘድንቐካ ዝከተታለካን ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ።ኣነ ሓዉኻ ኤርትራዊ🇪🇷 እየ ዝከኣለካ ተኾይኑ ከኣ ሓደ ሓደ ግዜ ንሰላም ናይ ኤርትራን ትግራይን ዝኾነ ቪድዮ ኣቕርብ ኢኻ ኩቡር ሓው ሰላም ንዓኻ የቐኔለይ
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-zs9vd5xd4c
@user-zs9vd5xd4c Месяц назад
ቃሉዋይ ፀላኢካ ይባዕ ወድነይ ለቦና መግስተ ሰማይ የዋርስልና ልመላእ ቤተሰብለ ፅናዓት ይሃብኩም🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ወለላይ🎉🎉❤
@erimk9354
@erimk9354 Месяц назад
❤❤Buruk hawey Ane kem Eritrawi 🇪🇷 meten Tegaru yhwatnan kifal nay akalnan ekum Nihna bzey biakum Niskum bzey biana Aytiemin!! Hade mialti bfkri nizelalem ❤️🙏🏾❤️
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w Месяц назад
አሜንንን ይግበረልና ብዝሓለፈ ይኣክለኩም ኢሉ ሰላምን ፍቅርን ይልኣከልና እቲ ናይ ሰላም ንጉስ መድሓኒዓለም እየሱስ ክርስቶሰ 💝💊💙🍀💙
@jesusisgreat8724
@jesusisgreat8724 Месяц назад
ጸላኢኻ ይንባዕ ሓወይ ናተይ❤❤🇪🇷🇪🇷
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 Месяц назад
አጆካ ቃሉዋይ ብሉጽ ጅግና ጠንካራ ኢካ ዝሓወይ ❤❤❤ ንወላዲና እግዚአብሔር አምላኽ ብየማን ኢዱ ይቀበሎም ዝሓወይ😭😭 ንዓዲ ኩሉና እዮም ከይዶም ብሩከይ🙏🙏🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ወለላይ🎉🎉🎉
@Edengirmay291
@Edengirmay291 Месяц назад
Kalu wala normal enda tezarebka ika teshqeni ajoka qexlo gena abi srah kenxbeka ina kabaka nay bhaqi comedyan ika edmen tenan yhabka fetari ❤❤❤❤
@user-tf4fd4hu8b
@user-tf4fd4hu8b Месяц назад
ኣይ ኤርትራውያን ኣብ ደይምልከተኩም ክትኣትው ፀሓይ ዓድኩም ተዕርቡ ናይ ሰብ መወዳእታ ህዝቢ
@user-wd1oz4ru4z
@user-wd1oz4ru4z Месяц назад
አጀካ ቃሉዋይ ፀላኢካ ይንባዕ አቡነለ አበ ገነት የንብሮም እንኳዕ ደቆም ተረፍኩም ዕድመን ጥዕነን ይሕደግልኩም
@Daniel.dadamp
@Daniel.dadamp Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉ ብጣዕሚ ነሓዝን ከብድና በሊዒኻና ንኣቦና መንግስቲ ሰማያት የዋርሶ ቃሉ ቃሉ አኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና!!
@yoditmichael9012
@yoditmichael9012 Месяц назад
Ane kfetweka Meat eye bhaki kab haftka 🇪🇷 ajoka btami hazine nbatka ria ajoka 💪🏾❤️
@Tglove--
@Tglove-- Месяц назад
ቃሉዋይ ጎይታዋይ ኣጆካ ወዲነይ ዕድመን ጥዕናን ይሕደጉልኩም ኣብ ገነት ይንብሮም ልወላዲ እዋን😢😢😢 ንስካ ልኣና መርኣያ ፅንዓት ኢካ ጅግናዋይ እንካዓ እዋን ቢሂወት ተረፍካ❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@Tglove-- ደምረን ማር
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 Месяц назад
ኣጆካ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ንኣቦና መንግስቲ ሰማይ ያዋርሶም ጀጋኑና እንዃዕ ብህይወት ተረፍኩም ንስኩም ከኣ🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን ወለላይ😊
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@gallwejerat147
@gallwejerat147 Месяц назад
ኣጆኻ ቃሎዋይ ኩሉ ፍቃድ ኣምላኽ እዩ እንኳዕ ንስኹም ብሰላም ተመለስኹም❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን 🎉🎉
@user-en7kc4qx6j
@user-en7kc4qx6j Месяц назад
ኣጆካ ቃሉ ሓወይ i proud of you keep it up bro.🇪🇷
@user-bs8tz6yc7d
@user-bs8tz6yc7d Месяц назад
Ajoka kalu hawey betaemi Ika gobez adnakika ye from 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@merrylove5142
@merrylove5142 Месяц назад
ኣጆካ ቃሉየ ጅግና ኢካ ብሓቂ ኩሉ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሞትከዓ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ብሓቂ ኣንቢዕካኒ 😢
@user-yw7cg1ch7b
@user-yw7cg1ch7b Месяц назад
ቃሉ ሓወይ ፀላአካ ይንባዕ አጆካ ዝሓወይ ጠንኪርካ ሰሪሕካ አብ ዝላዓለደረጃ ይብፅሕካ አምላክ ጀግና እካም አጀካ ብርት ሂወት ከሙእ እያ ሙሉእ ዘይብላ ንሱኩም እለ እንኳዓ ብሰላም ተመልሱኩም እንኳዓ እዉን ናብዚ አብቀዕካ ናይ ዓመታት ፍረካ ፃዕርካ ዝረእካ🎉🎉🎉❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Месяц назад
ደምርኒ🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-yw7cg1ch7b ደምረን
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-yw7cg1ch7b ደምረን
@tarhslove4629
@tarhslove4629 Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉዋይ ነቦና ናይ ሰማይ ዕረፍቲ ይፍጠረሎም ንስኻለ ጠንካራ ኢኻ በርትዕ🙏🥺🥰🥰🥰
@user-cn5kq5en6i
@user-cn5kq5en6i Месяц назад
ቃሉ ናይ በሓቂ ንፊዕ ተዉህቦ ዘለካ ተዋሳኢ ፤ ኣብ እንዳ ገሬ እሙን ዓርኪ ጆኬር ኮይንካ እንተትሰርሕ ክንደይ ፊልም መጸበቅካ ብሩህ መጻኢ ይምነየልካ ዉልዶ ኮኮብ🥰🇪🇷
@YonasGerezgiher-qf5mw
@YonasGerezgiher-qf5mw Месяц назад
ኣነ ኤርትራዊ እየ ናብ ብሓቂ ግን ነብዐ ኣብ ቀብሪ ናይ ኣቦ እንተዘይ ውዕልካ 😢😢😢 ብዝኾነ መንግስተ ሰማይ የውርሶ ንሙሉእ ስድራ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ቃሉ ሓውና ኣጆኻ ንፋዕ ብመንፈሳዊ ድማ ሓደ መዓልቲ ምጻና ሰላም ወሰናይ ንኹላትና
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Месяц назад
ቃሉ ሓወት ገዳም ሜድያ ሰብስክራይብ ክገብሩ ንገሮም ናይ ፅድቂ ስራሕ አዩ ከም ተጋሩ ክንተሓባበር አለና ብንኽእሎ ነገር ዝተቸገሩ ህዞብና እዪ ዝረድእ ገዳማትን ቤተክርስትያናትን ግን ብጣዕሚ ዘሕዝን ብዙሕ ተመልካቲ የብሉይ አብ ሰናይ ተገባር ንውፈር እኳዕ ደስ በለካ ዛሓወይ ዝወለደ ኹሉ ይታሓጎስ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FanaAiooo
@FanaAiooo Месяц назад
Btami tsbkti hasab ngedam midya hagez kulatna yedlyo eyu slezi ntehababer ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@hanayemaryam12 ደምረን ወለላይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@FanaAiooo ደምረን ወለላይ
@switi.galshre
@switi.galshre Месяц назад
ቃልየ አበኩም ብጣዓሚ እዩ ቁኑዕ እካዕ ደቀይ አይበለ ክደይ ወለዲ ድዮም ውላዶም አብ ቅድሚኦም ተሓረዱ ግደፍ እሞ ተሰውኡወም መግስተ ሰማይ ደሞ የዋርሶ🙏
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@selam8217
@selam8217 Месяц назад
አጀኳ እዝሐወይ ፀንዓት ይሃብክም ንክሉ ቤተሰብን ፈተዉትን ንአቦናዉ መንግሰተ ሰማይ የዋርስም ልዕል አምላኽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@teklayfisaha22
@teklayfisaha22 Месяц назад
ቃሉ ሓውና ንስኻ ብጣዕሚጅግናን ብልሓተኛን መንእሰይ ጅግና ትግራዋይኻሞ ኣጆኻ ቀፅለሉ አነ አብ ደገየ ዝነብርግን ናትካ መስሓቅታት ከይራእኹዋ ትሓልፈኒ የላን ብጣዕሚ ደስዝብልዩ አጆኻ።
@user-ee5iu3lv9e
@user-ee5iu3lv9e Месяц назад
ነቢዐ ምስኡ ኣጆካ ቃሉ ሓወይ🥺😌 ንኣቦናዉን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢💔 እንካዕ ንስኩም ነዴኩም ብሰላም ተመለስኩምላ🙏🙏🥰
@user-ed7oq6yy9p
@user-ed7oq6yy9p Месяц назад
ገይታዋይ ኣጀካኒ ቃሉዋይ ማዓረይ ፅንዓት ይሃብካ ንቦዋናለ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶም ኣብ ሕቅፍኡ ቅድሳን ይንብሮም ኣጀካኒ ቃሉዋይ ኣብ ኩሉ ኣሕዋትካ ዘሎ አዩ 💔😭😭😭
@danieltsegay1413
@danieltsegay1413 Месяц назад
ኣጆካ ቃሊ ሓወይ ❤❤ ንስካ ኣይኮነንን በዚ ትብሎ ዘለካ ንሕና ከማን ሓዚና ኣይኮነን ኣቦካ ንስካ ሂወት ከምዚ ዩ ቃላ እንካዕ ሰለስተኩም ኣሕዋት ብሰላም ተመለስኩም ንስኩምሲ ክትስዉኡ እምበር ክትምለሱ ዶ ወጺኩም ኢኩም ግን ናይ ኣምላክ ጥዑም ተመሊስኩም ኣጆካ ቃሉ ተመስገን ጥራይ በል ሂወት ከምዚ ያ ስራሕካ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ ዝርእዮ ቀጽለሉ ንፉዕ ❤❤❤❤ from eritrea
@user-yt4ct9jb7v
@user-yt4ct9jb7v Месяц назад
Ajoka zhawey..ንኣቦና ጎይታ ኣብ የማኑ ይቀበሎ! ንኹሎም ስድራቤት ድማ መንፈስ ምጽንናዕ ይሃብ ፈጣሪ!
@NegasiKidane-lw7pc
@NegasiKidane-lw7pc Месяц назад
ቃሉ ኣምበሳው ብጣዕሚየ ዘድንቀካ ብጣዕሚ ኢኻ ትላበሶ ንፉዕ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ሓውኻ ኤርትራዊ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@user-kc4hi8wd9p
@user-kc4hi8wd9p Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉዋይ✊ ኩሉ ወላዲ ነባሪ የኾነይ ወለድና ከማን እንየዉ ብመስዋእቲ ደቆም ልሳቀዩለዉ ወላዲ ንቅድሚት ነቡር እዩ ሞት ዉላዱ ክርኢ ግን ቃንዛ እዩ😭😢😢
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Месяц назад
ኣጆካ ቃሉዋይ መኣረይ ኩሉ ፈቃዱ እግዚአብሔር ዩ ተዝዓበዮ ግን ኣቱም ኣሕዋትካ ብሂወት መምላሶም ዩ ዝሓወይ መኣረይ እግዚአብሔር ጠንካራ ይሃብካ ድማ ፋዘርካ ግን ቅዱሱ እዮም ብሓቂ ደቆም ብሳላ ፆሎቶም ተመሊሶም እዮም ዝሓወይ ኣጆኻ ብርተዐልና የኔ ጀግና ንፅህ ትግራዋይ እምባር ❤ናይ መን ኤርትራዊ ዩ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr Месяц назад
ዋይ ሓወይ ማዓረይ😢 ፀላኢኻ ይንባዕ ልወላዲና መንግስተ ስማይ የዋርስ ከይተረደአኒ ምሳኻ ነቢዐ ሓዘን ኣቦ ኣፀቢቐ ስለዝፈልጦ ዋንኡ ምስኣሕዋትካ እንካዕ ስላም ተመለስኩም ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-pc4jo1wv3w
@user-pc4jo1wv3w Месяц назад
አጆካ ቃሉዋይ ማዓረይ😢 ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ጎይታዋ❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን🎉🎉🎉
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx Месяц назад
ፀላኢካ ይንባዕቃሉዋይ ንኣቦና መንግስተሰማይ የዋርሶም ንኣካለ ምስ የሕዋትካ ፅንዓት ይሃብኩም ፈጣሪ ኣጆካ በርትዕ❤
@AbebaHadgu-ub8ui
@AbebaHadgu-ub8ui Месяц назад
ቃሉ ዋይ ኣይዞን ኩሉ ናፈጣሪ ስራሕ እዩ ለ ኣቦናለ መንግስቲ ሰማይት የዋርሶም ንስካለ ካብዙ ኩሉ መንከራ እንካዕ ተረፋካ ንፈትወካ ኢና ናስሓቅና ምንጪ❤❤❤
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i Месяц назад
ቃሉየ ዝሓወይ ይቶቭ ጠንኪርኻ ስራሕ ይኸፍል እዩ አንሕና ክነባረታተዐካ እና ስለ መዝሙር ካአ ሕሰበሉ ሐዝዉን ዘማር ክትኮን ትክእል እኻ❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i Месяц назад
ገይረልኺ
@awetweldit
@awetweldit Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ በርትዕ ኩሉ ሓላፋይ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 🇪🇷ኣድናቒኻ እየ ❤️
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@awetweldit ደምረን ወለላይ
@user-tf4fd4hu8b
@user-tf4fd4hu8b Месяц назад
ኣይ ኤርትራውያን ኣብ ደይምልከተኩም ክትኣትው ፀሓይ ዓድኩም ተዕርቡ ናይ ሰብ መወዳእታ ህዝቢ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሩለይ❤❤❤❤
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 Месяц назад
ቃሉ ሓወይ ስሓቅ ኢዩ ዘጥዕመልካ ጸላኢኻ ይንባዕ! እቲ ስምዒት ይርደኣና ኢዩ ሞት ወላዲ ከቢድ ኢዩ ግን ፍቃድ ፈጣሪ ዘይተርፍ ስለ ዝኾነ ኢዩ። እንኳዕ ድማ ሓጎሰካ😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@okbazgiherhaile8174 ደምረን
@user-me4ql9bb9s
@user-me4ql9bb9s Месяц назад
ዋይ ሓወይ ማእዓረይ😢😢ፀላኢኻ ይንባዕ ልወላዳና መንግስተ ስማይ የዋርስ ከይተረደአኒ ምስኻ ነቢዕ ምስ ኣሕዋትካ እንካዕ ስላም ተመለስኩም❤❤❤❤❤
@memihxvz7457
@memihxvz7457 Месяц назад
ነቢዑስ አንቢዑኒ 😭😭አጆካ ቃሉ ሐወይ እና ብጣዕሚ እየ ዝፍትወካ 🥰🥰🥰🥰
@Mahder-eg8kc
@Mahder-eg8kc Месяц назад
ኩሉ ናይ ፈጣሪ እዩ ንሕና ደቂ ሰባት ንሓስቦ ካሊእ ፈጣሪ ዝፍፅሞ ካሊእ እዩ ዛዓለም ጎዶሎ ብዘይ ምክንያት ዶ ጎዲላ ዝተናፋፈቀ ዘይተራክብ 😥😭 ቃሉዋይ ጀግና ኢካ በርትዕ ኩልኩም ነዴኩም ንበሩላ ብድሕሪኣ የውዕልኩም 🌹🌹🌹🌹
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@Mahder-eg8kc ደምረን ሓላለይ
@Mahder-eg8kc
@Mahder-eg8kc Месяц назад
@@merhawitmuaz1619 ደሚረኪ በርትዒ ❤
@gedu8644
@gedu8644 Месяц назад
ኣጆካ ቃሉዋይ ንፋዘርካ መንግስተ ሰማይ የወርሶም ምስ ኣሕዋትካ እንኮዕ ብሰለም ተመለስኩም
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@gedu8644 ደምረን ወለላይ
@zenaanena1832
@zenaanena1832 Месяц назад
ቃሉዋይ ኣይዘኻ ኣቦናለ መንግስተ ሰመያት ይዋሮሶም 😢😢ይፈትየኻ እየ ቃሉዋን❤❤❤
@user-ri4qk9dj9c
@user-ri4qk9dj9c Месяц назад
❤❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
ደምረን🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-ri4qk9dj9c ደምረን
@salahabrahem3479
@salahabrahem3479 Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉየ ፀላእኽ ይንባዕ ኩሉ ፍቃድ ፈጣሪ እዩ ምዓሪይ እና ኩላትና ከምኡ እና ነኣቦታትና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😢ንስኻ ግን ኣጆኻ በርትዕ ወድኖ❤
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 Месяц назад
ብሓቃ ናይ ኣምላክ ሰብ እካ ኣጀካ መዝሙር ድማ ተዘምሪካ ደሰ ባሃሊ እዩ ተዘይ ዘመርካለ ፀገም የለን ቃሉየይ የኔ ውድ
@kahsayg.abraha1050
@kahsayg.abraha1050 Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉ ከምቱ ዝበልካዮ ሞት ኣይተርፍን እንኳዕ ድማ ምስ ኣሕዋትካ ብሰላም ሃለኩም፡ ስራሕትኻ ድማ ፅቡቃት ዮም ኣበርቲዕኻ ቀፅለሎም
@TesfayTig-1214
@TesfayTig-1214 Месяц назад
ኣይዞኻ ቃሉዋይ ጅግና ኩሉ ፍቃድ ትፍለኣምላክ እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ፋዘርለ♥️🥰
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ማዓረይ❤❤❤❤
@bettyboo7783
@bettyboo7783 Месяц назад
ቃሉየ ፀላኢካ ይንባእ ሞት ንኩሉ ኡዩ ንህናም እንሞተሉ መኣልቲ ኣይንፈልጥን መኣረይ ኣንበሳይ ህዝውን ንማማካ ተንከ ባከበን ፅንኣእ ዝሀወይ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@bettyboo7783 ደምረን ወለላይ🙏❤
@fjhgfdff5985
@fjhgfdff5985 Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉዋይ ነብዕኻ ኣንብዕኻን ወድኖዋይ ኩሉ ናይ ፈጣር እዩ ፅንዓት ይሃብኻ😭😭😭💔
@user-jo5mr6mr4f
@user-jo5mr6mr4f Месяц назад
ሳብስክርይብ ግበርለይ ተገድስኪሙ እሕዋተይ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@KsanetMebrahtu-gt1ry
@KsanetMebrahtu-gt1ry Месяц назад
ኣጆካ ቃሉዋይ ሓወይ ጎበዝካዋ ንኩቡር ኣቦናካዓ መግስተ ሰማይ የዋርሶም ኣጆካ ወድነይ ማዓረይ🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏🌹🌹🌹ኣድናቂትካ እየ ውውዲ ሪመይ ፅሩይ ፅሩይ ትግራዋይ መንዩከ ኤርትራዊ ዝብለካ ጅግናየ ብፃየይ ማዓረይ💊💊💊💋💋💋💋💋🌺🌺🌺🌺💚💚
@user-gd9ky3eg2l
@user-gd9ky3eg2l Месяц назад
ኣባይካ ይንባዕ ቃሉ ሓውና ኤርትራዊ ሓውካ ኢየ ብጣዕሚ ዝፈትወካ ስራሓትካ ብጣዕሚ ኢዩ ዝስሕበኒ❤❤❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-gd9ky3eg2l ደምረንን
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-gd9ky3eg2l ደምረን❤
@user-ig5uq8zs6w
@user-ig5uq8zs6w Месяц назад
እሞ ሓብትኻ ድኣ ዘይትህቦ😅😅
@user-gd9ky3eg2l
@user-gd9ky3eg2l Месяц назад
@@user-ig5uq8zs6w ኣየ ሓበሻ ሰብ ኣጆካ እንተይልካ ናብ ፖለቲካ ኢኩም ተትውዎ ኢናዓል ገዋድ
@user-ig5uq8zs6w
@user-ig5uq8zs6w Месяц назад
@@user-gd9ky3eg2l ተኣለ ጉኑፍ ከመይ ድኣልካ ትገብሮ ነዝ ዘረባ
@user-zr7sq1nb9i
@user-zr7sq1nb9i Месяц назад
ኣጀካ ቃሉይ ሓወይ ፅላኢካ ይንባዕ ኩሉ ናኣምላክ ነገር እዩ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢😢😢
@user-ml6bk5bk4k
@user-ml6bk5bk4k Месяц назад
ኣባይካ ይምባዕ ቃሉ ዘሓወይ ፅንዓት ይሃብካ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-ml6bk5bk4k ደምረን ወለላይ🙏
@MiMi-pr8yb
@MiMi-pr8yb Месяц назад
😢😢ኣጆካ ቃሉዋይ 😢😢😢😢😢😢😢
@mebratitekle9606
@mebratitekle9606 Месяц назад
ኣጀካ ቃሉየይ ፀላኢካ ይንባዕ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ እዩ ንወላዲና ለ መንግስተ ሰማይ የዋርስም 😢😢😢 ኣሕዋትካ ካኣ እንካዕ ብሰላም ተመለሱ እና ቃሉየይ ጅግና በርትዕ❤❤🎉
@IBRAHIM83234
@IBRAHIM83234 20 дней назад
My favorite comedy kalu ajoka 🇪🇷🇪🇷
@fanafani2638
@fanafani2638 Месяц назад
ኣጆኮ ቃሉዋይ😢እዝኩሉ ኣብ ውሽጥካ ፀይርካስ ናዓና ክተስሕቅ ክተፃውት ፀኒሕካ😢ፈጣሪ ሓዘን እዮብ ዝደበሰ ሓዘንካ ይደብሰልካ ዛሓወይ😢
@Samsunga23-ks9jv
@Samsunga23-ks9jv Месяц назад
ቃሉዋይ ጅግና አጀካ❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@Samsunga23-ks9jv ደምረንንን
@azimeragrimay927
@azimeragrimay927 Месяц назад
ቃሉዋይ ኣጆኻ ሳላኹም ጀጋኑና እና ሕጂ ንእሽተን ፅሩይ ንፋስ ረኽብና ✊ ንኽቡር ወላድና መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንቤተሰብ ፅንዓት ይሃብኹም🙏 ላሕዋተይ ለ እንኳዕ ብሰላም ተመለስኹም ፀሎት ወለድኹም የሓደገክሙን ኣሓተይ በርትዑ🙏 ኣነ ለ 3 ኣናእሽቱ ኣሕዋተይ በረኻ ተርፎምኒ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ኹልሻዕ ዝናፍቖም ዕሸላት ኣሕዋተይ🙏💔💐
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ወለላይ❤❤❤❤
@robielteklehaymanot1176
@robielteklehaymanot1176 Месяц назад
ኣጆካ ቃሉ ሓወይ ንስካ ጅግና ኢካ ንጉስ ናይ ነብስካ ኢካ ነቦካ ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ እዛ ናይ ቃንቃ ትግርቻ ምዕባይ ግን ጠንክርካ ስርሓላ
@WALTAEDF
@WALTAEDF Месяц назад
ኣጆኻ ሓቢቢ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ኢኻ ኬፍ ኢኻ ትህበኒ ቀጽሎ ካብ ሓውካ ኤርትራዊ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ቃሉ ❤❤❤
@RobiNuguse
@RobiNuguse Месяц назад
ኣጆኻ ቃሉ ሓወይ ኩልና ናቡኡ ኢና ነበካ መግስተ ሰማይ የዋርሶ ንመላእ ስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም
@rhrhrhhr3098
@rhrhrhhr3098 Месяц назад
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
@user-ie8xw3qx5c
@user-ie8xw3qx5c Месяц назад
ኣጆካ ቃሉ ጅግና🙏✊😭😭
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@user-ie8xw3qx5c ደምረን ወለላይ🙏❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Месяц назад
ሳብስኽራይብ ግበሪለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@GggYy-vx4ie
@GggYy-vx4ie Месяц назад
ኣጆካ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ፅነዓት ይሃብኳ ዝሓወይ😢😢😢😢😢
@Almi_Alm
@Almi_Alm Месяц назад
ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏
@ZaydAbadi
@ZaydAbadi Месяц назад
​@@Almi_Almኣነ ዘይገብረልኪ ዛምበይተይ ታይ ከይጎድለኒ ገይረልኪ ኣለኩ❤😂
@smkle7079
@smkle7079 Месяц назад
ኣጆካ ቃሉ ሓወና ንኣቦና ድማ መንግሰተ ስማይ ይዋርስ ንኩልኩም ሰደራ ፅንዓት ይሃብኹም 😭😭😭😭
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i Месяц назад
ቃሉዋይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወካን ለኽብረካን ዝሓወይ ብዙሕ ራኢ መፃእን ዘለካ ኢኻ ዝሓወይ ኣባይካ ይንባዕ ዝሓወይ ኣጆካ በርትዕ
@albadrabadr4585
@albadrabadr4585 Месяц назад
አጆካኒ ቃሉየ ክንደይ እሞ ዘይሓለፈ😭💔
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@albadrabadr4585 ደምረን
@Fili_brgidawi
@Fili_brgidawi Месяц назад
ጸላኢካ ይንባዕ ኣይ ትንባዕ😢😢😢😥😥😢😢i don't want war
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Месяц назад
@@Fili_brgidawi ሳብስክራይብ ግበረለይ
@Fili_brgidawi
@Fili_brgidawi Месяц назад
@@merhawitmuaz1619 👏🤙
@tewahdohaymanotey6025
@tewahdohaymanotey6025 Месяц назад
ኡፍ ጎይታዋይ ፀላኢኻ ይንባዕ 🥺 ኣጆኻ ንወላዲለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj Месяц назад
ኣጆካ ቃሉዋይ ንወላዲናለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም🙏😢ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ቀፅለሉ❤❤❤❤
@azmeruaynalem5861
@azmeruaynalem5861 Месяц назад
ኣጆኻ መዓረይ ክንደይ እንድዩ ሓሊፍ እንኳዕ ተረፍኩም ንወላዲናለ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
Далее
Similarities Between Amharic and Assyrian Aramaic
11:59