Тёмный

"ቅልስ ሰይጣንን መልኣኽን" መንፈሳዊ ድራማ 

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Подписаться 165 тыс.
Просмотров 90 тыс.
50% 1

Опубликовано:

 

1 окт 2024

Поделиться:

Ссылка:

Скачать:

Готовим ссылку...

Добавить в:

Мой плейлист
Посмотреть позже
Комментарии : 588   
@ሃረያኣረጋዊ
@ሃረያኣረጋዊ 2 года назад
ቃለ ህይወት የስመአልና ክብራተይ አነስ እዛ ሞባይል ገዚአትኒ ድያ ገዚአያ ምርዳእ አቤኒ አቤት አምላከይ መዳሓኒተይ እየሱስ ክርሰቶስ ይቅረ በለለይ እዚአስ ናተይ ህይወት እዩ አቤት አብ ፀለትኩም ህሰብኒ እግዚእ ሃረያ
@luwamsamule9693
@luwamsamule9693 2 года назад
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
@tibleskidane5991
@tibleskidane5991 2 года назад
Amen amen amen
@AaAa-s3d9z
@AaAa-s3d9z 8 месяцев назад
አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመአልና❤❤❤
@adhanomtekle6216
@adhanomtekle6216 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመአልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ዓባይ መልእክቲ እያ
@mikibro3056
@mikibro3056 2 года назад
ሰላም ሰላም ኩቡራት ይሕዋት ብመጀመርታ አብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና አብ መዓልታዊ መነባብሮኹም ድማ ሰላምን ቅሳነትን ዝመልኦ ኩኾነልኩም እንዳ ተመነኹ ብምቕጻል ድማ አብ ህይወት ወዲ ሰብ መዓልታዊ ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ እንገብሮም ምንቅስቓሳት ዓይነ ልቦናና ተደፊኑ ካብ መንገዲ የማን መንገዲ ጸጋም እንጓዓዝ ቡዙሐት ኢና'ሞ እዚ ድማ መንቀሊኡ ብዝሒ ቤት ጾሎትን ቤተ ክርስቲያንን ዘይምምልላስን ቁዱስ ቃል አምላኽን መጽሐፍ ቁዱስን ዘይምምባብን ዝፈጠሮ ናይ ዲያብሎስ ምጽራርን እዮ'ሞ አብ'ዛ መንፈሳዊት ድራማ ከም ዝገለጽኩሞ ብትኽክል ዓቢ ትምህርቲ ስለ ዝሃብኩምና ንብሙልኡኹም አብዛ ድራማ ንዝተሳተፍኩምን ንደረስትን አለይትን ናይ'ዛ ድራማን እግዚአብሄር አምላኽ ቃል ህይወት የስመዓልና ከምኡ ውን አብ ሰማይ ዓስብኹም ይሃብኩም ነቶም ከምዚ ኽማይ ሐጥአን ድማ እግዚአብሄር አምላኽና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ስብሃት ለእግዚአብሄር ወ ለወላዲቱ ወ ክብር ለመስቀሉ አሜን አሜን አሜን!!!!
@ስላምጓልተምቤን
@ስላምጓልተምቤን 2 года назад
ኣሜን ብሓቂ 🤲🤲🤲
@ድንግለይኣዶጎይታይ-ዘ7ዸ
መፅሓፍ ቁዱሰ ከንብብ ተደልየ ድቃሰ ይመፅአኒ ጀዋል ተሒዘ ግን 24 ሳዓታት ካ ይፀበኒ ኣምላከይ ምሰትዉዓለ ዓድለና 😭
@ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ
@ሊሊጓልትግራይ-ጐ6ዠ 2 года назад
ቃል ህየወት የስመዐና ኣሜን(3)🙏 ኣ ኣምላክ ብመንገድካ ምሪሐን እዙይ ስ ናተይ ህወት እዩ ግን እንታይ ምግባር የሐሸን መዝሙሪ ይሰመዕ አሞ አቲ መዝሙር ገድፈ ሙዚቃ ይሰምዕ ኦ ኣምላክይ ይቅር ባለለይ ሓጥያተይ ገድፊካ አሕዋተይ ማዓረይ አብ ፆሎቲኪን /ኹም ሕወሳን😭
@yohanayewa4649
@yohanayewa4649 2 года назад
ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣዒንተ ልቦናና ይክፈተልና ፡ ጾለታን ኣማላድነታን ናይ ኣደና ቅድስተ ቅዱሳን ወላዲተ ኣምላክ ኣይፈለየና፡ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩ ይባረክ።
@wedigobezay8495
@wedigobezay8495 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዝኣብሄር ኣምላኽ ንዓና ከኣ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና 🙌🙌🙌🙏🙏🙏🙌🙌🙌
@filmonorthodox5334
@filmonorthodox5334 2 года назад
Amen amen amen Amendment amen amen amen amen amen amen amen.❤️
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 2 года назад
አሜን 😥
@tesfagergishtesfay6137
@tesfagergishtesfay6137 2 года назад
des zbil qal
@elsasegid8875
@elsasegid8875 2 года назад
እመን ኣመን ኣመን
@elsasegid8875
@elsasegid8875 2 года назад
Amen amen amen
@ሊሊየድንግልማርያምል-ጀ4ጠ
Amen Amen Amen Kal Hiwet Yesmealna Aziys Natey Fetena Ayu ብፍላይ ኣብ መፅሓፍ ቅዱሰ ኸንብብ ኸለኹ ከንብብ ኣይክአልኔ ኣብ ምድቃሰውን ኣላርም መሊአ ጽቅጥ ኣቢለ መሊሰ ይድቅሰ ኣቤቱ ጌታሆይ ኸምተን ሓሙሸተ ዓያሹ አንሰቲ ኮይነ ኸይጸንሕ ወዲ ድንግል ማርያም መንፈሰ መነቃቅሒ ለኣከለይ ለኣከልና ኣሜን፫
@manaykasa3548
@manaykasa3548 2 года назад
አሜን ዋላ አነእየ ከማኪ ሊልየ በቃ ኣላርም ይመልእሞ ተመሊሰ የጥፍኣ እግዘአብሔር ይቅር ይበለልና😥😥😥😥😥😭😭😭😭😭😭
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ኤፍታሕወለተኢየሱስየፅዮን
አሜን አሜን አሜን
@ውዕሎቱዘክርነብሰይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩላትና እና ናይ ቃል ከይኮነ ተግባሮ ይግበረና ወድ ድንግል ማርያም
@እምነትካብምስማዕእያ
ብሓቂ ፀጉኡ የበዘሐልኩም እዚኣስ ናተይ ግብሪ እያ 😢 እግዚአብሔር አምላክ መስተወዐሊ ይሃበና 🤲🤲🤲🤲
@selam801
@selam801 2 года назад
እህህህ ብሓቂ ዝገርም እዩ ዋላ አነሰ አላርም ናጸወዐት ጀዋለይ አጥፊአ እየ ዝድቅሰ ዋ አብ ፆሎትኹም ዘበበክሩኒ ደቂ ተዋህዶ
@albadr2531
@albadr2531 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐሉኩም ፉቁራተይይ ብጣዓሚ መሃሪ እዩ ዘገርም ገሩኩም ሰሪሕኩምዋ ዕድመን ጥዕናን የሃቡኩም ሓተይ መዓረይ ❤❤❤
@tthgh4257
@tthgh4257 2 года назад
ናተይ ሂወት እዩ እዛአስ እዋይይይ በሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብራት እሕዋትና
@ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ
ብሓቃ ቃለ ሂወት የሰመዕልና አሑወተይ አይይይይ እዝኣስ ናተይ መዓልትወሐ ዝገብሮ ድክመይ አዩ ከሉ ሰናይ እናፈለጥኪ ግን ለተሰናይ ግብሪ ግን ብሰንኪ ትዕብትን ተህክትን ፅባሒ ከርክበሉ አናበልኩ ጊዜ አበክነ ብሐቂ አዛ ድራማ ናተይ ሂወት አየ ብሓቂ ከብዚ ድራሚ ክንደይ ተምህረ ኣ ኣምላካይ ቃልካ ሰሚዐ ፍቅድካ ንካምላኣ ብምሕረትካ ደግፈና ከብ ኩሉ ትዕቢትን ሰይጥናዊ ሰሪሓ ኩበይ አረሕቀለይ ክብ ዛ ድራሚ ተምህር መንፍሰዊ ሂወተይ ንክቅይረ ዓይነ ሌቦናይ አብረሀለይ ኣምላካ እስራኤል ኣቦይ
@fevenestifanos3958
@fevenestifanos3958 2 года назад
Amen Amen (3)qal hiwet yesmeoalna egzabiher msakum ykun❤🤲🏾🤲🏾🤲🏾🙏🙏🙏🙏💒💒💒❣❣❣❣❤❤❤❤
@shadkonjo787
@shadkonjo787 2 года назад
አሜን አማን።አማን።ቃለ።የሰመአልና።አገልግሎት።ዘመንኩምይባረክና
@ehgtyggis3554
@ehgtyggis3554 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እዝስ ናተይ ሂወት እዩ ብሓቂ ፀሎት አብ ዝገብር ሰዓት ሕልናይ ምስብሳብ ይኣብየን እዩ ዘሎ ብፀሎትኩም ሓግዙኒ ወለተ መስቀል እናበልኩም አሕዋት ካብ ፈተና ክድሕን
@cutebaby2638
@cutebaby2638 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓና ክቡራተይ ኣሕዋተይ ጸጉኡ የብዝሐልኪም እግዛቡሄር ኣምላክ 👏👏👏🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀
@mesiendertawit9608
@mesiendertawit9608 2 года назад
ኣምላክ ኣቦና ናዓና እውን ዓይኒ ሉቦናና ኽፈተልና ከም በዝሒ ሓጥያትና ከይኮነስ ብቸርነትካ ይቅረ በለልና ሰላም ኣውርደልና👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@የደንግልማረያምልጀነኝ
በእውነት ቅል ህይውት ያሰማዓልን አነሕና ውን ምሰታውዓል ልበነ ይህበን እግዝአብሔር ክበ ክፈእ መንፈሰ ይሕልውን
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 2 года назад
አሜን
@ተመስገንኣምላኬ-ሠ1ወ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@milimebrahtu2425
@milimebrahtu2425 2 года назад
ኦ ኣምላኸይ ሓጥያተይ ከይፈንፈንካ ኣብ ልበይ ተወለድ 😥አሜን አሜን አሜን ❤️, ኣምላኸይ ተመስገን ነዚኣ ኣርኢኻ ዝማሃርካኒ, የሕዋተይ ናይ ኣምላኽ ቤተ ሰብ ነመስግነኩም❤️,❤️❤️❤️ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኽ ✝️ወ ስብሓት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ኩቡር🙌አሜን
@hgffgy6690
@hgffgy6690 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኹሙ ፈጣሪ ልቦና ይሃበና🙏🙏🙏
@momlove2688
@momlove2688 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣብ ሓዳርን ፍቕርን ኣብ ሓደ ንኸይንፀንዕ ኣብ ወድን ጓልን ሓዲሩ ፍቕርን ሓዳርን ዝበታትን መንፈስውን ስርሑልና
@temesgenamlak173
@temesgenamlak173 2 года назад
መፅሓፍ ወቅዱስ ክንትሕዝ ከለና ፀጉሩና ንሸፈን
@hiwanhailay7108
@hiwanhailay7108 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏
@galwejerat-p1k
@galwejerat-p1k 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና እግዚአብሔር ናይ አግልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ እግዚአብሔር ካብዚ ፈተና አውፅኡ ናብ መንገዱ ይምርሓና አቤት አምላኬ ሆይ ብከምዚ ዓይነት ፈተና እዩ ኮ አሳቅዮ ቀትሉና ዘሎ 😥😥😥😥
@djdudyxjf944
@djdudyxjf944 2 года назад
እዚ ናተይ ሂወት እያ መሲላ ተሰሚዓትኒ አምላክ አትሕደገኒ
@fgze6898
@fgze6898 2 года назад
ኦ ኣምላከይ ይቅር በለልና ብየማናይ መንገዲ መርሓና 🙏🙏🙏🕊
@ጓልራያራዩማ-ጐ1ሐ
@ጓልራያራዩማ-ጐ1ሐ 2 года назад
እዝ ነገር ንህይወተይ ዝገልፅ እዩ😭😭🙏📚⛪️✝️🙏
@ظظزحن
@ظظزحن 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡራት አሕዋት
@wintakidane9453
@wintakidane9453 2 года назад
Kal hiwet yesmalna xega ab lali xega ybzhalkum አግዝኣብሄር ኣምላክ ናይ ጸሎት ሰባት ይግበረና ሰያጣን ኣስፍሕፊሑ
@ተመስገንኣምላክ-ዀ9ኰ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ስናይ ይስመዐልና ፀጉኡ ይብዘሐለኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት አሕዋትና🙏⛪🙏
@ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
በስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራተይ ናይ ባሓቂ ኣብ ድቃስ እማ ኩላትና ኢና ኦ ኣምላክ ባዓልካ ሩጉም ሰይጣን ካብ ዝርያና ኣርሕቅ
@ጓልትግራይሓላል-ሠ7ፀ
ባሓቅ ቃል ሂወት የስማዓልና 🙏🙏🙏
@ማዕድንሓጎሰይማርያመይኢኪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐልና ልዕሊ ኩሉ ዘድነቅክዋ ክትታባባዕ ዘለዋ ራሄር እያ ናይ ኣገልግሎት ዘመና እግዚኣብሄር ይባርኽኸላ ተንጸባርቆም ዝነበረት ገጻት ብጣዕሚ ንፍዕቲ ትኽክል ተለባቢሳቶ ምዳና ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንምኻድ ክትሓስብ ከላ ዝነበረ ውግእ ንፍዕቲ ኣድናቆተይ ኣብጽሑለይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሐላ ብዕበይ ዝበለ መደብ ብዝበለጸ ኣብ ካልእ ክርእያ ዓብይ ተስፋ ኣሎኒ ንፍዕቲ ብሓፈሻዊ ንፉዓት ኩሎም እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሐሎም ንዀሎም ነዚ ብምቅራብኩም ድማ ብእምነት ንቕሑ እግዚኣብሄር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሐልኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ብሓቂ ዘባራትዕ ምኽሪ እዩ ንራሄር የማስለና እግዚኣብሄር ድማ ጽንዓቱ ይሃበና ኣሜን
@lemlemabrham1190
@lemlemabrham1190 2 года назад
Amen amen amen kale hiwet yesmalna yehwat tsegau yebzahalkuum yehwat
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 2 года назад
ብሓቂ ማሃሪት መንፈሳዊት ድራማ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩሙ ይሕዋት ኣሓት ጽግኡ ይብዝሓልኩሙ ናዓና ድማ ምስትውዓሉ ይዓድለንና
@solianaestifanos3816
@solianaestifanos3816 2 года назад
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዞም የሕዋተይ ብጣዕሚ መሃሪት ድራማ አያ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ኣብታ ድራማ ከምዚ ትብል ቃል ኔራ ስጋ ወዲ ሰብ አንተዘይ በላዕኩም ደሙ ውን አንተዘይሰትኩም? አንታይ ማለት አዩ? ኣብርሁለይ አባ፡፡
@ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
ማት፡56 ፥1 ጀሚርኪ ኣንብብዮ ክብርቲ ሓብተይ
@ንፋቀርንታሓላለ
@ንፋቀርንታሓላለ 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሕ መሃረትን ምቅርትን እያ ቀፅልሉ
@nebyathabte9230
@nebyathabte9230 2 года назад
ብጣዕሚ ጽብቕን መሃሪትን ፍልሚ እያ ሙሴ ሓውና እግዚኣብሄር ይሓግዝካ ኣሕዋትና ከኣ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም
@ትምኒትጓልቀሺ
@ትምኒትጓልቀሺ 2 года назад
እፍፍፍፍ😭 ኣምላኸይ ሓደራ ናብ ቤትካ ምለሰኒ አብ ሂወተይ ከምዚ ኣሎ ከመይ ኢለ እየ ናብ ኣምላኸይ ዝቀርቦ 💔😭 ኩቡር ጎታይ ልበይ ክፈተለይ 🙏🙏🙏
@አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር አምላክ ክብራተይ
@ልዕልተወይኒጓልገርዓልታ
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ክቡራት ኣሕዋት ዓባይ ት/ቲ እያ ንዓና ልክዕ ከምዚኣ ኣለኩ ኣነ😢😢 ኦ ኣምላኬ ንፈተናይ ክስዕር ሓይሊ ሃበኒ መስተዉዓሊ ልቦና ዓድለና
@kisanetadhanom3006
@kisanetadhanom3006 2 года назад
ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ጽጉኡ ይብዝሓልኩም ናዓና ከአ ኣዒንቲ ልቡናና ይክፈትልና
@mezmeran_Gent
@mezmeran_Gent 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክብራት የሕዋት ጸጉኡ የብዘሓልኩም ነዓና ኸኣ ኢግዛቢሄር ሓጥያትና ኸኣ ይሕደገልና ቀጽልዋ የሕዋተይ መዓረይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ፅጌጋልተዋህዶ
@ፅጌጋልተዋህዶ 2 года назад
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራት ኣሕዋተይ ተመስገን ኣምላክ ኣብ ቃል ኣምላክ ዘሎ ሰለሚዊ ዕረፍቲ 🍀☘️✝️✝️ ዋይ ዲያብሎስ ተጫዊትናይ ዶ ኣሕዋተይ ናብ እግዚአብሔር ንመለስ 😢😢😢
@ውቤቴነሽማርያም
@ውቤቴነሽማርያም 2 года назад
ብሓቅ ክንደይ ትምህርናላ ክንከውን ናይ ሂወተይ ታርክ ርክበያ ኣነስ ብዙሕ እየ ተማህረላ እስክ ኣብ ተግባር ከውዕላ ኣብ ፆሎቱኹም ዘኩርን
@sofiateklezgi1832
@sofiateklezgi1832 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ናይ ቅዱሳን መላእኽት ግበረኒ ኣምላከይ ፡ቃለ ሂወት የስምዓልና
@WeldeMaryam185
@WeldeMaryam185 Год назад
ናይ ብሓቂ ዓብይ ትምህርቲ። ቀጽልዎ ፉቑራተይ ብጥዓሚ ክትምስገኑ ይግባኣኩም እዩ። ዓስብኹም ይኽፈልኩም እግዚኣቢሔር ዘመሕዋተይ።
@ሱዛናንጓልትግራይፃዕዳ
እቲ ሰይጣን ብቅድሚት ክመፅእ ነይርዎ ምክንያቱ ናይቁዱስ ሚኪኤል ናሃለወ ኣብኡ ጌጋ
@የሠላምታናሽ
@የሠላምታናሽ 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት የሕዋትና
@ተመስገንመድሃኒኣለም
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣብ ቤቱ የንብርኩም ዓባይ ት/ቲ እያ ❤❤❤🙏👍
@rob-zb3ic
@rob-zb3ic 2 года назад
ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣምላኽ ይባርኸልኩም ቃለ ሂወት የስምዓልና ።
@jge7tye640
@jge7tye640 2 года назад
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፈጣሪ❤❤❤💛💛💛💒💒💒🙏🙏🙏
@mebrhthebshe9898
@mebrhthebshe9898 2 года назад
ኤሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስምዓልና ፀገኡ ይብዝሑልኩም🙏🙏🙏
@tesfayzerea4789
@tesfayzerea4789 2 года назад
ዋው ብጣዕሚ ደስ ትብል ኣጆኩም በርትዑ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም
@rahelfssehation8913
@rahelfssehation8913 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዓና ኣምላክ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም ይባርክ ዘልናዮ ሂወት መንእሰያት ብሃቂ ከምዚ ዩ 'ኣምላክ ብምህረቱ የበርትዓና።
@ተዋኅዶእዩእምነተይ-ቈ5አ
ቃል ህወት የስማአልና ኩብራተይ ዘስተውዕል ልበና ይሃበና ጎታየ ዓባይ ትምርቲ እያ
@tesfalemberhe2383
@tesfalemberhe2383 2 года назад
ኣምላክ ልዑልን ዓብን እዩ በረከቱ የብዝሓልኩም ኣሕዋተይን ኣተይን ቀጽልወ
@محمح-ج2خ
@محمح-ج2خ 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ መስተዋዓሊ ልቢ ይዓድለና🙏🙏🙏🙏
@ghffthdcd7346
@ghffthdcd7346 2 года назад
አሜን ቃል ህይወት ያስመዒልና ናይ ባሓቂ እግዚአብሔር ይሓልኩም ኣሕዋተይ 👏🕯💒
@filmonfkareofficial8844
@filmonfkareofficial8844 2 года назад
ቃለ-ሂወት የስምዓልና ፍቑራት የሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኹም፡ጥበብኩም ይባርኽ !!!
@selamhailemichael8241
@selamhailemichael8241 2 года назад
ቃል ህይወት የስመዓልና ጸግኢ የብዝሓልኩም ፈጣሪ።ሓጻርን መሃሪትን ብዙሕ ትምህርቲ ሂባትና ኢያሞ በርትዑ ይብለኩም ምሕረት ወላዲት ኣምላኽ ኣይፈለየኩም።
@ደንግለይአያዋሕሰይ
ብሐቂ ካብዚ ብዙሕ ተማሂርና ኣና ሰማዓተስ ዝይኮናስ ኣተግበርቲ ክንኲወን ኣግዛብሔር አምላክ ይሓሕዘና 🤲🤲
@Gerie1998
@Gerie1998 2 года назад
ቃል ሂወት የስምዓልና ኦ ኣምላኽ ይቅረ በለልና ካብ ነብሰይ ጀሚርካ ሓቀኛ ታሪኽ ሂወት ብዙሓት እዩ ሞ የሕዋተይ ንንቃሕ እግዛኣብሄር ኣብ ዙርያና ይኹን
@ተመሰገንኣምላኬ-ዀ1ቘ
አሜንንን🙏🙏🙏ናይ ብሓቂ ኣነ ክንደይ መንፈሳዊ ድራማ የዳምፅ እየ እሞ ከምዚኣ ግና ኣይተመሰጥኩን ደሰ ባህሊ ት/ቲ ዝህብ መንፈሳዊ ኩቡራት ኣሕዋት ናዓኩም ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ናዓና ውን ዘሰተውዕል ልቦና ይሃበና🙏🙏🙏 😍😍 ሸር ገይረዮሰ ብዙሕ ሰብ ተጠቂሙላ እዩ ሞ ቀፅልሉ ....
@ttttgyyy7131
@ttttgyyy7131 2 года назад
ቃል ሂወት የስመዐና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ከም ፍቃድካ ይክነለይ ኣምላኬ 🙏🙏
@ክብርናምስጋናንእግዛብሄር
ቃል ህይወት የስመዐና ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ንኣናውን ኣስተውዕሎ ልቦና ይከፈተልና
@mhretyowhans550
@mhretyowhans550 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna egziabiher amlak ymesgen nizelalem bihaqi Desi zibil nay agelgulot zebenkum ybariko fitari yehwatna
@ዛይድጓልትግራይ-ፐ4ዘ
አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ብሓቂ ዓባይ ትምህርቲ እያ
@mebritafeweki3322
@mebritafeweki3322 Год назад
ብሓቂ ካብዛ ሓጻር ድራማ እዚኣ ብዙሕ ተማሂረ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም እዚ ታሪኽ እዚ ናተይ እዩ።❤❤❤❤❤❤❤
@englishpracticetogether.wi7043
Nay bhki kale hiwat yesmalna ezom yehwtay ❤❤❤❤❤❤❤ nay bhki zegram eyu nay bhki mesten agrmaten Derama good job do like that next time. It’s helpful for us. Rehalyyyy endbla yexwtla alo nay bhki zehzan nay amelk gan aytgdfan. Semani emuo ejamay😂😂😂😂 kakakakakakakak kemay nesytans boge yeblo yetrfki ejmay enbala eba yetllna alo.
@fkreykahsay5641
@fkreykahsay5641 2 года назад
AMEN((3) qalhiwet yesmalna🤲🤲🤲
@raeeeer-xx5sy
@raeeeer-xx5sy 11 месяцев назад
ቃል ህይወት የስመአልና አሕዋተይ ብጣዓሚ ማሃሪት መንፈሳዊ ድራማ አምላክ ኣቦይ ሰማዓቲ ጥራይ ዘይኮናስ ኣተግበርቲ ክንከዉን ዉዲት ፀላኢ ሰናይ ፈልጥና ናብታ መንገዲ ሓቂካ ክንምለስ አዕንተልቦናና ክፈተልና😢❤
@ፈራሁልሽነብሴ-ዘ6ጘ
@ፈራሁልሽነብሴ-ዘ6ጘ 2 года назад
በጣም ኣስተማር ትምህርት ነው ቃለ ህይወት ያሰማልን ቀጡሉበት
@haimanothaimanot2705
@haimanothaimanot2705 2 года назад
ቃለ ሂወት የስመእልና ንአና ንሀጥያን እውን ዓይነ ልቦና ይክፈተልና አሜን
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 2 года назад
Smen Amen Amen Egziabher yhagzena Kalehiwot yesmalna
@Fitwimichael
@Fitwimichael 2 года назад
Amen 💖🙏🙏🙏🙏 Amen 💖🙏🙏🙏🙏🙏 Amen 💖🙏🙏💖💖🙏🙏🙏🙏🙏💖💖🙏🙏💖💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@raheltsegay7991
@raheltsegay7991 2 года назад
Nay Bhaqi meharitn gelaxitn koyna rekibeya fetari msakum kbratey ...!!!
@mariyamasafe6440
@mariyamasafe6440 2 года назад
Amen amen Amen amen amen AmenAmenamen amen Amen amen AmenAmenamen amen amen Amen amen amen 🙏 🙏🙏🙏
@astertube965
@astertube965 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ብጣዕሚ ማሃሪት ዝኮነት ድራማ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናዓና ንድኩማት ባረቱ እውን ብመገዱ ይምረሐና ቀፅሉሉ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራተይ❤🙏
@auosgeh2463
@auosgeh2463 2 года назад
ኣስቴረይ 💖💖💖
@kubromtadesse6359
@kubromtadesse6359 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
@amanialtekle7891
@amanialtekle7891 2 года назад
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna, bteami des tbleka mahrit menfesawit Drama, amlak xegue yebzhalkum❤❤⛪❤❤❤
@سسلامهبعراي
@سسلامهبعراي 2 года назад
Tay koyne gn ferihe Ane kulu gize xelet jmr kebl gele hasa ywesdeni Ao geta bmhretka temtena🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@maryamey2936
@maryamey2936 2 года назад
Naybhaki qal hiwet yesmalina egzabiher amlak hatyatina gedifu ytarekna goyta eyosus nay agolglot zemenkum ybarikelkum
@زهرهياسين-خ1ز
@زهرهياسين-خ1ز 2 года назад
ኣሜን ቃለ እግዚአብሔር የሰመዐና
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 года назад
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብሓቂ ኣዝያ ማሃሪት እያ ቀፅልዎ እግዚኣብሔር ካብ ፈተና ዲያብሎስ ይሰውረና 🤲🤲🤲⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@ሜሎዲ
@ሜሎዲ 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ጎይታ ናዓና ዉን መንገድኻ ምርሓና ዘልኣለማዊ ሂወት ምርሓና ኣብ ፈተና ኣይተእትወና 🙏🙏🙏
@mesigaltigray9778
@mesigaltigray9778 2 года назад
etu ab qidmit tgebruwo foto kefreheka
@zdgcc9687
@zdgcc9687 2 года назад
አሜንአሜንአሜን
@ዉዕለቱዘክሪነብሰይ-ኸ3ለ
ብሓቂ ቃል ህወት የስመዐልና ይገርም ዘለክዎ ሰዓት ኣብ ፀሎትኩም ዘኩሩኒ ሽመይ ለ ራሄል በቃ ናየ ህይወት 😓😥
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
Kale hiwet yesmealna behaki des zbl amlak mstwal yhabena!
@habtomgirmay687
@habtomgirmay687 2 года назад
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna egziabher bmengedu ymrhana
@ማንታፍቅርይስጠኝ
@ማንታፍቅርይስጠኝ 2 года назад
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐና ብሐቂ ማሃሪት ፊሊሚ መንፈሳዊ ድራማ 👏👏👏
@yordanosasefawokubu2435
@yordanosasefawokubu2435 Год назад
Amen Amen Amen አብ ሂወት ኩሉ ዞሎ ዚገልጽ መሃሪት ድራማ ።ቃል ህይወት የስምዓልና🙏🙏🙏
@abrhiwadebru2401
@abrhiwadebru2401 2 года назад
Qal hiwet yesmealna egziabehr bxegeu yhabkum fetari
@hdmb7304
@hdmb7304 Год назад
ቃል ሂውቱ ይስመዐልና ፍቆራተይ ባሓቂ ክንደይ ድስስስስስ ይብል ፀጉኡ ይብዝሕልኹም❤❤❤
@rutamichael4035
@rutamichael4035 2 года назад
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna neza matebki dia mesqel wusk zytbilila brkitey
@genettesfay4254
@genettesfay4254 2 года назад
Amen kal heiwat yasmalna ezgabher amalk xage yabzahalkm nana kae mestwalu yahabna
@alagebreslasie1642
@alagebreslasie1642 2 года назад
Nay behaqi qali hweti yesmealina egzabher zkebereni ztemesgeneni ykun
@messihabesha9652
@messihabesha9652 2 года назад
እግዚአብሔር አምላክ አብ ግዜ ፈተናና ኣይፈለየና
Далее
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45